Тёмный

Muza TV- "እንተትርእይኒ ትብል ደርፊ ኣብ ኤርትራ ንዝነበረት ኣደይ'የ ሰሪሐዮ" ዕላል ምስ ስነ-ጥበበኛ ምስግና ገብረሚካኤል 

Muza TV ሙዛ
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

#music #musica #comedy #eritreanmusic #interview #neshneshtv #tigrignamusic

Опубликовано:

 

10 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 227   
@atobirhangebreigziabir4883
@atobirhangebreigziabir4883 День назад
ተሜ ናይ ባሓቂ ኪኖ ሎሚ ናይ ጽባሕ ትሓስብን ሑሉፍካ ጽብቅ ቅን መታዓቢትካን ጽብቅ ምግልጽካ ልባም ስብ ሙካንካ ዝግልጽ ዩ ሞ ብሽም ቢላጆ❤❤❤
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 21 час назад
Peace and love to the people of Tigray and Eritrea. Peace the people of all over the world.
@Tigrai24
@Tigrai24 День назад
ምስግና ካብቶም ክላስ ስነ ጥበበኛታት ትግራይ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስጌ💥 የቀንየልና ኣዝማሪኖ መሪፅኻ ስለተቕርበልና!
@RimonTesfay-u1o
@RimonTesfay-u1o 2 дня назад
ምስግና ሓወይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ❤ ካብ ማእከል ኣስመራ 🇪🇷
@dahab8993
@dahab8993 2 дня назад
ወዲ ሹቅ ሽምካ ቀይሮ ኣብ email
@Eriboy
@Eriboy 2 дня назад
ነዚ ቆማል እንታይ ሰላም ክትብለሉ ኢኻ ! ፥ እንታይ ድዩ ዝብለካ ዘሎ ፥ " መስዋእቶም ኮንቱ ዝኩኑ ህዝቢ ይብለካ ኣሎ ኔርትራውያን ማለቱ እዩ ። ክልቲኦም ማይ ጠላሚት እዮም ።ኣስመራ ከምዘየዕበየቶም ኣንጻር ኤርትራውነት ከምሕሱም ዝተቃለሱ እዮም ።
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 дня назад
እዋይ ደስ ክትብሉ ንድሕሪት ተመሊስካ ተዘክሮታት የደፋኒቅ! ሰላምን ቅሳነትን አምላኽ የውርደልና.ወትሩ ተባረኹ.
@Say-2424
@Say-2424 11 часов назад
እወ ደስ ይብሉ !!ኣብ ትግራይ መፂኦም ብነፃነት ከምድላዮም ምዃኖም ግና ክተምስግን or ክተምስግን ኣለካ።
@Peaceforeveryone-l8i
@Peaceforeveryone-l8i 2 дня назад
ገለ ዓይነት መደብ በቃ 👏👏*ብፍላይ ነቶም ኣብ'ዚ ግዜ'ዚ ዝግበሩ ዝለዉ ጌጋታት ኣብ ሙዚቃ ብትብዓት ክገልጾም ከሎ ሓደ ካብቲ ተመኩሩን፥ብቅዓቱን'ዩ ዘርእየካ ስለዚ ክታባ*ባዕን ክድነቅን ዝግብኦ'ዩ 💙❤💊
@Marken-s8j
@Marken-s8j 2 дня назад
ነዚ 2" "ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ነመነ ሰላም ይግበረልና💙💙💙💙💙
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 дня назад
Amen !!
@medhaniegmeskel
@medhaniegmeskel 18 часов назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ እዩ። ግጥምኻ ሂወት ዘለዎ ነባሪ እዩ ኮይኑ ግን ባዕልኻ ደርፍታት ሰሪሕካ ዝያዳ ዓዚዝካ እንተትወፅእ እቲ ሰማዒ ግጥምን ዜማን ጣዕሚ ምተረደኦ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ። ብተወሳኺ ናይ ስነ-ፅሑፍ፣ ግጥምን ዜማን ትምህርቲ ዝወሃበሉ መድረኽ እንተዝፍጠር ከም ተጋሩ ኣብ ባዕልና ምነበርና ይብል። እዚ ክብል ዘድፈረኒ ጉዳይ ኣብቲ ዓውዲ ዘለካ ፍልጠትን ዓቕምን ከምኡ'ውን ኣገላልፃ ስለዝተረዳእኹ እየ። ንቐፃሊ ብሉፅ ዝኾነ ስራሕ ሒዝካ ክትመፅእ ይፅበ።
@amanuelk
@amanuelk 2 дня назад
ንዓይ ጥራሕ ድዩ ምስግና ከዕልል ከሎስ ደርፊ ዝመስለኒ፣ ክትገድፎ ተበልካስ ዋላስ ይስሕበካ። ናይ ክልቲእዕም ውህደት ድማስ ነቲ ቃለመሕተት ተፈጥሮኣዊ ዕላል ኣምሲልዎ። ብሓቂ ደስ ይብል።
@tesfaygebremaryam5950
@tesfaygebremaryam5950 2 дня назад
ምስጌ ቡሩኽ ሰብ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ❤❤❤🙏
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 2 дня назад
ምስግና ይኩን ተስፍሽ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ምቅርራብ መሰረት ኢኹም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@BerhaneK-z3y
@BerhaneK-z3y 2 дня назад
ናይ ብሓቂ ብሉጻት መናእሰያትን መሳጢ ዕላልን። የቀንየልና ምስጌ ምስ ተስፍሽ ኣዝማሪኖ
@hagereyalemey
@hagereyalemey 2 дня назад
ኣዝማሪኖ ያሆ የቐንየልና ነዚ ነዚ ነኽብሮ ስነ ጥበባዊ ጻዕዳ ሰብ ስለ ዘቕረብካልና ምስጌ ሓወይ ኣዝየ'የ ዘድንቐካን ዝፈትወካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@kemmenbibu8246
@kemmenbibu8246 День назад
ምስጌ ተስፌ ብጣዕሚ ቅዱሳን ኢኹም ይቕረ ምሕረት ንጽልኢ ክዝክሮ አይደልን ዝብላ ቃላት ብምጥቃምኩም ካብ ልቢ እቲ ርሑቕሞ ድማ አብልብኹም ዘሎ ንጉስ ፍቕሪ ሰላምን ማሓርን ምሳኹም ምዕዛበይ ብልቢ የመስግነኩም። ብፍላይ ድማ ቪላጆ ጆንያ ምስጌ ቆልዓ ከለኻን ወዲ 15 ዓመት ምስኮንካን ምስ ረአኹኻ እየ ።
@cbffhf1567
@cbffhf1567 2 дня назад
የሕዋተይ ደሰ ብሃልቲ😻💙💙💙💙
@mercybarmherzigkeit6614
@mercybarmherzigkeit6614 День назад
ተስፌ ጽቡቕ ስራሕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ❤ ብተወሳኺ ንምክኤለ ማሓሪ ( ማይነስ ) ደራሲ ግጣማይ - ዘያማይ ኣቅርበና ምስክብሮት
@musaelteme-ob2sf
@musaelteme-ob2sf День назад
ምስጌ ኣጆካ ሓደ መዓልቲ ኣብታ ትፈትዋ ከተማ ደርትካ ነፊሒኻ ክትዛወር ኢኻ❤❤❤
@selamyohannes7479
@selamyohannes7479 22 часа назад
Misgiye memahrtey mesahikitey goita tebay lebame kaftome zey riseeome kunue❤❤❤❤
@tomtomtombossa
@tomtomtombossa 2 дня назад
ካብ ዝዓበኻሉ ከባብን ሕብረተሰብን ፥ ምሉእ ዕድመኻ ኮስኲስካ ዘዕበኻዮ ዕርክነትን ሕውነትን ቭሰንኪ ኵናት ፋሕፋሕ ክብል ዘሕዝንዩ። ዓድኻ ማለት ዝተወለድካሉን ዝዓበኻሉን እምበር፥ ስድራኻ ዝተወለድሉ ማለት ኣይኮነን። ኣብ ምዕራብ ሃገራት ዝወልደናዮም ቆልዑ ምዕራባውያን እምበር ኤርትራውያን ኣይኮኑን፥ ፈቲና ጸሊእና።
@dc8625
@dc8625 День назад
ዓዲ ስለ ዘይብልና እምበር እስራኤል እኮ ተመሊሶም😊
@T.T.R-m9r
@T.T.R-m9r День назад
Tesfa Korex aytikuni .Sidetena Wurdetena eu.
@selam8147
@selam8147 День назад
Msguney hawey ❤❤❤❤❤❤❤Fetari admen tanan yhabka 🙏🙏🙏🙏
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 2 дня назад
ኤርትራን ትግራይ ብዘይዶብ ክነግድ ክንበጻጻሕ ክንትሐቋቆፍ ክንፋቀር. ጽልኢ ተሴሩ ፍቅርን ሰላምን ክነግስ አምላኽ እብጸሐና.አሜን!
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 2 дня назад
ኣሜን 3X
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 2 дня назад
ብፓስፖርት ጥራይ አዩ ሰላም ዝርከብ።ተጋሩ ኢትዮጲያውያን አዮም ምስኦም ፍቕሪ ይግበሩ።
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 2 дня назад
@@KT-tm8yu ባርያ ኩልሻዕ ባርያ እዩ፡
@MerhawiGoitiom
@MerhawiGoitiom 2 дня назад
ብዘይ ዶብ ሞ ኣይትሕሰቦ ሰላም ክህልወና ካልእ ዘረባ ዪ ወላ ዳሞትና ደኣ ንንበር በር ዶብ ደኣ ናይ ግድን
@Selam.Asmara
@Selam.Asmara День назад
Amen! ❤❤❤
@segenbless
@segenbless День назад
Btaemi positive zkone hasab GBU ahwat ❤
@YohannesMesfin-t2z
@YohannesMesfin-t2z 20 часов назад
ምስጌ ኣስሊ ያኣኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 2 дня назад
ምስገና ብልፅ
@shalom5798
@shalom5798 2 дня назад
ምስጌ ናይ ብሓቂ ፍቕሪ ክርስቶስ ዝተረድኦ ሰብ 'ዩ።
@Asi4394
@Asi4394 2 дня назад
Abet lbona thtna. Amlak slie abilu hibwo❤
@mussiegebreyouhans1160
@mussiegebreyouhans1160 2 дня назад
ምስግና ገብረሚካኤል እንኻዕ ብድሓን መጻእኻ ጽቡቕ መደብ.
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 2 дня назад
ሓታታይ ህዳኣትካ ደስ ክብል።ሰላም ዘለዎ ዘይርብሽ።
@samihaile3545
@samihaile3545 2 дня назад
ብዘይ እተን ዝደቀሳ ደርፍታቱ ከም ወዝቢ ዝደረፈን እሞ ዝረስዐን ምቁራት ደርፍታት ኣለውኦ እየን ። እተን ደርፍታት ሰዲደሉ ኣለኹ ተስፋ እገብር ናብ ሰማዕቲ ከምዘብጽሐን ። ምስጌ ምስጉንን ምስኪንን ሰብ እዩ ።
@teddya.1250
@teddya.1250 2 дня назад
ምስግና ዓቢ ሰብ ፥ ምስጌ ዝዝክሮ ኣብ 2005 ኣብ ኣስመራ ከባቢ ባር ፎልያ ምስ ቆርጫጭ ኣብ ኣድማስ ከሕትሙ ኣልቡሞም ከለው ኢዩ። ዘሕተምኩሞ CD ምስ ቆርጫጭ ኣብ ባር ሂካኖ (ሰርጹ) መጺእኩም ሻሂ እንዳሰተኹም 1ይቲ ነናትኩም CD ክትፍትኑ ከለኹም ኢዩ። ኣብ 2005 መወዳእታ ድማ ከም ዝኸድካ ሰሚዔ። ብዝኾነ ስለዝራእኩኻ ደስ ኢሉኒ።
@shegemebre4423
@shegemebre4423 День назад
ይበል ብስለት ትንትትነ ዘረባ ምስግየ እዚ ሓደ ህዝቢ ኣብ ክልተ ሃገር፡ ሰላም ነግሱ ጽሊኢ ፈርሱ፡ ናብ ኑበር ሰላምና ይምለሰና ኣምላክ።
@ZekariasZeke-yn9ul
@ZekariasZeke-yn9ul День назад
አሜን ክቡር
@tesfaitekie1973
@tesfaitekie1973 День назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Asli Asmarino Msgun hawey Edmen Tienan Ymneyelka❤🙏
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 2 дня назад
Btaemi Des zbl program 👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌💛❤️
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
🙏🩵🙏🫶🏻✨ኬፍ ዘለኹም ኣዝማሪኖታት 🫶🏻
@MerhawitFsaha
@MerhawitFsaha 2 дня назад
ሙስጉን ቡሉጽ ሓወይ❤❤❤
@haftomgebretsadik2773
@haftomgebretsadik2773 2 дня назад
Msge btaemi eye lfotweka beselam mtsena 🙏♥️
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t День назад
ብሓቂ ሓቀኛ ኢዩ ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 День назад
Misghina ❤❤❤❤ Great keep it up
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 2 дня назад
ብሱል፡ርጡብ፡ግሉጽ፡ተባዕ፡ንጹር....... ነዚ ወዲ ክገልጹ ዝኽእሉ ቃላት እንተለዉኹም እስከ ወስኹ
@henokGoyitom
@henokGoyitom 2 дня назад
Thank You Muza TV !!!
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 2 дня назад
ብሓቂ ኮኾብ ስነጥበበኛ ኢኻ ተስፋ ኣይትቑረፅ ቀፅለሉ።
@shalom5798
@shalom5798 2 дня назад
ምሰጌ ዓይነይ ብሉጽ ሰብ ብሓቂ ❤❤❤
@danobmulu2345
@danobmulu2345 2 дня назад
ምስጌ ብጣዕሚ ዓቅሚ ዘለዎ ግን ከኣ ዘይተጠቀመሉ ሰብ ኢዩ::
@natsaberhe6226
@natsaberhe6226 2 дня назад
Great explanation ❤❤
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 2 дня назад
ኣበይ እየ ዝፈልጦ ክብል ጸኒሐ ክሳብ ብዛዕባ ዳኝነት ዝሕተት ዋው
@DestaAssefa-h4x
@DestaAssefa-h4x 2 дня назад
ደስ በሃሊ መደብ ቀፅለሉ ቡሉፃት ኢኩም
@phevendesey5053
@phevendesey5053 4 часа назад
God bless you dears ❤❤❤
@Selam.Asmara
@Selam.Asmara День назад
Well come! ❣️❣️❣️
@KubsulSul
@KubsulSul 2 дня назад
🎉 እዚ ምስግና ቀሊል ገጣምን ዘያምን ኣይኮነን፣ ናይ በዓል ማህሌትን ኤደን ገብረስላሰን ኣዝዩ ጥዑም ደርፊ ዝሰርሐ ዓቢ ስነ-ጥበባዊ እዩ። ብፍላይ ድምጺ ጎሮርኡ ኣዝዩ ሓያል ቅላጸ ዘለዎ ንፉዕ ደራፊ እዉን እዩ።
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 2 дня назад
ይገርመካ እዩ
@Teklino249
@Teklino249 2 дня назад
እዋይ ኣዘራርቦኦም ስርዓት ዘለዎም ፈጢርሎም 🥺
@Haregte
@Haregte 2 дня назад
ምስጌ ፃዕዳ ልቡ ከማኻ ዝተርኣየኒ ስለ ዝዛረብ ምስ ሰባት ይባእስ😢 ምሕላፍ ምክኣል ፅቡቅ እዩ ይመስለኒ ሓደ ሓደ ጊዜ
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 2 дня назад
ንባዓልቲ ቤትካ ዘለካ ፍቕሪን ኣገላልጻን፥ ቅዱስ ቅንኢ ኣቕንኢኒ፥ ደቂሰባት ንምሃር፥ Muza TV ሙዛ ፥ኣዛናጋዕን መሃሪን ቃለመሕተት!!!
@ዶክተርX
@ዶክተርX День назад
Waw❤❤❤
@haftomtekle9798
@haftomtekle9798 2 дня назад
ብሰሓቅ ጀሚረ ብሰሓቅ ወዲአያ ደስ በሃሊ ጋሻ
@ዳዕሮምካን
@ዳዕሮምካን День назад
ናይስ ሰብ
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 День назад
ኲናት ሰብ ጥራይ ኣይኮነን ዝበልዕ፣ ንመተዓብይቲ ውን ፋሕ ብትን ኢዩ ዘእተወትሉ። ካብዚ ነጂስ ኲናት ምዓስ ኮን ንጋላገል ንኸውን? ሓታትን ተሓታትን ብጣዕሚ ዝድነቕ ኣቀራርባን ኣዘራርባን ኣለኩም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ።
@SaraTesfamariam-r4t
@SaraTesfamariam-r4t 2 дня назад
❤❤❤❤ kafe alkum beflay tesfiy l love you so much
@wedzixc
@wedzixc День назад
ተጋሩ ካብ ምስግና ብዙሕ ተማሃሩ ኣብኪንዲ ኣብጽሊ ኣብ ፍቅሪ ክልቲኡ ህዝቢ ኣተኩሩ ፣ምስግና ድማ ዓወት ዪሚነየልካ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix День назад
ተጋሩ እኮሞ ፍቅሪ ሰላምን ምስ በልና ኢና ኩሉ ግዜ ከማኩም 1999,2002 እናበልና ንድሕረት ንጸሊእ ኣይንሰብክን ኢና😏
@ኣማን-በ2ጰ
@ኣማን-በ2ጰ 2 дня назад
Bravo 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 дня назад
ለባም ነፃነት ሾዑ ኔሩ። ክምዚ ናይ ሎሚ ዓሻ ነፃነት እይኮነን ኔሩ።
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 2 дня назад
Misgena hawna Tuaum eu elalka Edmen Tiena yehabka 👍👍👍👌💛❤️
@wediharegot1707
@wediharegot1707 День назад
ብሓቂ ጥዑም ወግዒ
@ሳሌም
@ሳሌም 2 дня назад
ምስግና ዓብይ ሰብ ብጣዕሚ ብሉጽ ኣዚና ኢና ንፈትወካ ኽቡር ሓዉ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ህዝብኻ ዘለካ ፍቅሪ 🫶🥰🥰🥰❤️❤️🙏
@mulugetatetemke9131
@mulugetatetemke9131 День назад
🎉🎉🎉
@يحيى-ص6ب
@يحيى-ص6ب 2 дня назад
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@danielteklehaimanot8839
@danielteklehaimanot8839 17 часов назад
Temesghen, can you say a bit more , if you are a true witness about " HASASAT " as you were mention you love the "truth " . Thanks.
@MrNiceone2012
@MrNiceone2012 2 дня назад
The interview was very interesting with this guy but u Tesfe didnt make good preparation .Why am saying this is because u could included the video clips which he was preparing og partisipating.And this could make your intervirw more attractive Anyways good job and keep it up bro..
@SamuelAngesom
@SamuelAngesom 2 дня назад
Proud of you bro❤❤❤❤❤
@YohanesAsmerom
@YohanesAsmerom День назад
Bravo msgna bsul seb aziye zfetuwo seb sorry ezi interview endiyu ab kof abahahlaka bflay egrka fitihtih bel aytiteaser👌👌
@nafkotsdra2843
@nafkotsdra2843 День назад
እዋይ ኣድቨርታይዝ ዘይብላ ግዲ ኮይናስ ደስ ኢልኒ ወዲአዮ 😂😂ብሰንኪ ኣድቨርታይዝ ምብዛሕ ዝኾነ ኢንተርቪው ዕላላት ኣይውድኦን ኢየ የጽልኣኒ የቃርጾ ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ ትኾኑ 😂😂😂
@atakltibeletse
@atakltibeletse 2 дня назад
Wow kef alekum qexlwo
@monahamid5765
@monahamid5765 День назад
🇪🇷💪♥️👏🇪🇷👍🌷🌹👈
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t День назад
መሊዓ ኛው ትብል ከምደማሙ
@rahilhayale2627
@rahilhayale2627 День назад
❤❤❤❤
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 2 дня назад
ኣፍ ምስ ዝኽፈት ዩ ርእሲ ዝምዘን ዝበሃልስ ሓቂ ኢዩ 😮
@مرفدصالح
@مرفدصالح 2 дня назад
Waww ደስ ktblu
@azebasefa6947
@azebasefa6947 11 часов назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 14 часов назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@semerearaya7302
@semerearaya7302 2 дня назад
ዋው ደስ ክብለካ ዕላሉ
@ambar793
@ambar793 2 дня назад
ኣዝማሪኖ ኣብታ ናይ ቅዱስ ያሬድ ዝተዛረባ ክትአርሞ ይግብኣካ ነይሩ. It's historically incorrect to say that music started in Tigray or with St. Yared. Music has been an essential part of human history long before St. Yared's contributions, spanning across various ancient cultures. Music is deeply embedded in human evolution, with evidence of instruments and musical traditions from early human societies around the world. St. Yared, made significant contributions, particularly to liturgical music in the Ethiopian/Eritrean Orthodox Church around the 6th century. However, music itself has much older roots. For instance, ancient civilizations like the Egyptians, Sumerians, and others had complex musical systems thousands of years before St. Yared. Early humans even used rhythms and sounds for communication, rituals, and community-building long before organized societies existed.
@wediweyinking
@wediweyinking 2 дня назад
1:05:45 ኣዳምፅ
@tedrosLilay-x7h
@tedrosLilay-x7h 2 дня назад
Des zebel elal wedi asmera Eritrea Des zebel journalist Selam nhezbi Eritrea and tigray
@meretsetesfa3911
@meretsetesfa3911 2 дня назад
ናይ ሙዛ ቲቪ ተከታታሊ ኢየ፤ ብጣዕሚ ከኣ ይፈትዎ። ብዛዕባ ጽሑፋትን ግጥምን ብቛንቛ ትግሪና ዝጸሓፉ ዘጋጥም ሽግር ግን ብዝግባእ ገሊጽዎ ኣሎ ጋሻካ። "እምኒስ ይኩን ግን ጸጸር ግበሮ" ሰብ ክርድኦ፣ ፍርሒ ኢዩ።
@natsaberhe6226
@natsaberhe6226 2 дня назад
Eway Des ktblu Feqarat keep up ❤
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t День назад
ዕሱማን ትኽክል እሪኢክምዋዶ ዝበለት
@HaftomAlem-ty4sq
@HaftomAlem-ty4sq 5 часов назад
ምስጌ ሐወይ
@Hereawnet
@Hereawnet 2 дня назад
ምስግየ ማለት ጥበብ እዩ
@harertafthi5897
@harertafthi5897 2 дня назад
ምስግና ምስ ኣዝማሪኖ ዝጸናሓካ ጻንሖት ኬፍ ኔርኹም ። መሳጢ ዕላል ።
@YeseabTekleweini
@YeseabTekleweini 2 дня назад
👍👍👏👏
@Teklino249
@Teklino249 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙
@DanielSiyoum
@DanielSiyoum День назад
💙💙💙💯👋✅
@GoitomShimendi-c3l
@GoitomShimendi-c3l 2 дня назад
ደስ ዘብል ሐቀኛ ሐዊና ሙሁሪ ኢዮ በሉጺ ሰብ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 дня назад
እዚ ሙዛ ቲቪ(ተሥፋይ) መዘና ዘይብሉ ፍልጠት ኣለዎ። ተሥፋይ ንዓይ ኣቦ ኩሉ ፍልጠት'ዩ።
@ziyada-v9u
@ziyada-v9u 2 дня назад
Meachem bzey ertrawii aristii yelen abnesu Kum emenu gorebet
@BuyaSapiens
@BuyaSapiens 2 дня назад
Qorchach kahadi tigraway.kemachum resaha iyu
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 дня назад
ageb ageb nfkriiiu zemru atum baeayu hgdef
@samuelweldeluel248
@samuelweldeluel248 2 дня назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t День назад
አነ ውን ስለ ዝፈልጦ ትኽክል ኢዩ ዝበለ ሓዱሽ ዓዲ አባ ሻውል ኩሉ ገዛ ብርሀኑ ወይ ድማ ሪጋ መጃኑን ኸባቢ ቤንቲ ኡና ጥቓ ፔንሶን ሑሞራ ፊታ ድማ ቤት ህይወት ሻሂ ኸባቢኡ ብልምዲ ተመኩሮ ዝመጹኡ ደረፍቲ ኢዮም
@Tsigabu-ui9qx
@Tsigabu-ui9qx Час назад
Musgun buzuh kabaka temahire yekenyley
@almazmehari4160
@almazmehari4160 2 дня назад
❤🎉😮❤😮🎉❤🎉
@ሰብሰባብ
@ሰብሰባብ 2 дня назад
ኬፍ ኣለኩም ኣዝሚ ምስ ጋሻኻ ዋዛ ምስ ቁምነገር 😍 ጹባሕ ኣብ ስራሕ ኮይነ ክምልኣ እየ 😂
@mebrahtomgebrihiwet1868
@mebrahtomgebrihiwet1868 2 дня назад
Number nay mesgya deley neyre kerkbo bezhu ftne kerkbo aykalkun tehababrni muza tvi
@muzatube1
@muzatube1 2 дня назад
+251911022447 ምስግና
Далее
ДИАНА в ТАНЦЕ #дистори
00:14
Просмотров 95 тыс.
World‘s Strongest Man VS Apple
01:00
Просмотров 26 млн
ДИАНА в ТАНЦЕ #дистори
00:14
Просмотров 95 тыс.