Тёмный

New Eritraen orthodox tewhado ሕቶታት 

ስለ ጽዮን ስቅ ኣይንብልን sle xyon sq aynbln
Просмотров 376
50% 1

Опубликовано:

 

14 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@ማርያመይህዝብኪሓደራ
ብሓቂ ቃለ ሂይወት የስመዐልና ክቡራተይ ንበረከቱ ክምኩር እየ እምበር ፈሊጠ ኣይኮንኩን🙏1 እወ አብ ኩሉ እዩ ዘሎ ግን ክብር ስጋዉ ደሙ ስለ ዘሎ ንከይድ 2 ቁዱሳን እግዚኣብሔር ስለ ዝክብሮም ንሕና እውን ንክብሮም 3ሓጎስ፧ ቅድስና፧ ክብር ፧ስጋዉ ደሙ ንረክብ 4 ኣባት ነብሲ ወዲ ሰብ ሓጥያት ክሰርሕ ከሎ ምስ እግዚኣብሔር የታዓርቁና 5 ሙሉእ ብሙሉእ አየቃርፅን ብብ ኣዋርሒ ክወስድ አለዎ 6 ንፁህ ልቢ ሒዝና ንከይድ 7 አይትቅበልን ምክንያቱ ናይ ኣዴታታ ክመጻ ከሎ ቤተክርስትያን አይትከይድን 8 ብቢ አውርሕ ክንወስድ እምበር ከይቃረፅን 9 መጀመርያ ንሳሓ ክትንሳህ አለካ ኣሕዋተይ ንበረከቱ እየ እምበር አይፈልጥን ግን ብርእሰይ ዝመፀለይ እየ ጺሒፈ ብእውንት ይቅርታ 🙏
@MerhawitMehari-d5g
@MerhawitMehari-d5g 4 месяца назад
Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna Kam fqad amlak ehis 2,,,kdsan mes amlak sla zrkubna eyo 3,,,kab bat Kristen nrkbo Selma fqre hagos klu 4,,,abt nfse na nshluo sret nrkblo 5,,,kduos qrban ka wedi 40 gal 80 ksab mwdata 6,,,nxhna lebiy 7,,,no ztggkwo ytarmliy
@ራህዋጋልተዋህዶ
@ራህዋጋልተዋህዶ 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
@እምነትካብምስማዕእያ
🙏🙏🙏ብሓቂ ቃልህይወት የስመኣና
@mehariredei4695
@mehariredei4695 3 года назад
ንበረከት 10"መጽሓፍ ነህምያ 2፥20
@selmselm9212
@selmselm9212 3 года назад
Kal hwet yesmeana
@Eden-me7ef
@Eden-me7ef 4 месяца назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ንበረኸት ክኾነኒ ንእሽቶ ክፍትን[ ኣምላኽ ሰማይ ከቅንዓልና እዩሞ ንሕና ባረቱ ድማ ተንሲእና ክንዓዪ ኢና ትብል ጥቅሲ ኣብ መ,ጽ ነህምያ 2;20 🙏🙏🙏
@Eden-me7ef
@Eden-me7ef 4 месяца назад
8 ኣይፍቀዲን ምክንያቶ ብቅድስ ቅርባን መንገስተ ሰመያት ስለ እንወርስ
@Eden-me7ef
@Eden-me7ef 4 месяца назад
ሓደ ወዲ ሰብ ወዲ ኣብ ኣርባዓ ማዓልተ ጋለ ኣብ ሰመንያ ማዓልት ጀሚሩ ጀሚራ ክሳብ ዒለተ መቶ ኣይቆርጽን ዝተጋገክዊ ኣርሙን ኣሕዊተይ
@Mzerichanel
@Mzerichanel 3 года назад
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስቁዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ እሺ እንበኣር ንበርኸት ክኾነኒ ክፍትን ኢየ 1)እወ እግዝኣብሄር ኣብ ኩሉ ኣሎ ግን ናቤት ኣምላኽ ንኸደሉ ምክንያት ቅዱስ ስጉን ክቡር ደሙን ኣቤት ክርስትያን ጥራይ ኢዩ ዝርኸብ 10) ኣብ መጽሓፈ ንህምያ ንረኽቦ ምፍ 2:20
Далее
New Eritrean orthodox tewhado hton melsn
35:30
Просмотров 4,3 тыс.
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Просмотров 21 млн
Beyenay Qalat
7:56
Просмотров 28 тыс.
27 décembre 2021
3:52
Просмотров 152
10 enkla meningar på svenska
8:38
Просмотров 6 тыс.
ገሊላ እተዊ
7:23
Просмотров 616 тыс.
Tebejawi
6:39
Просмотров 96 тыс.
New Eritrea Orthodox Mezmur- Nbata kfess Halifu
5:26
Просмотров 282 тыс.