እንሆ በረኸት፡
እንሆ ጣዕሚ ዜማ
🛎 ንእግዚኣብሔር ብኹሉ ቛንቃታት ከነመስግኖ ኢና
▶ ከምኡ ስለ ዝኾነ፡ሎሚ'ውን ኣባላት መዘምራን ቁምስና ኪዳነምሕረት ፍራንክፈርት ካብ ዝኾኑ ኣሕዋትና ብቛንቋ ብሌን ⬇ ⬇
" ሓመድየካ ይኣደራ " ማለይ ከመስግነካ ኣምላኸይ እናበሉ ውዕለት ኣምላኽ እትገልጽ መዝሙር ኣዳልዮምልና ኣለዉ፡
ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይታ መዝሙር
ሓመድየካ🎵ይኣደራ
🎤 ሓመድየካ ያደራ ኣን ንግን ይዓቅም
ሓመድየካ ዎ ኢየሱስ ኣን ንግን ይግርስ
እወኩንካ ይጅዊኹ ሙሳ ኣን ኩድ ይለበኪኹ
ክብር ኩድ ኣኽኒ ዲመሲ ኢየሱስ እኽር እንከሊሩኹ
ከለብሪ ያደራ ሓምዳ ኩገንጂና ሓዋን ሓራሙኹ
........./ ብትግርኛ እንክትርጎም ድማ /.........
ከመስግነካ🎷ኣምላኸይ
🎙 ከመስግነካ ኣምላኸይ ንሱ እዩ እቲ ዓቅመይ
ከመስግነካ ኢየሱሰ ንሱ እዩ እቲ ክእለተይ
እህበካ ምስጋና ናይ ውሽቲ ልበይ
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ንዘልዓለም ኣቦ ፍቅሪ
ተቀበል ምስጋና ናይ ድኹም ባርያኻ ዎ ፈጣሪ
#ብርግጽምስጋናንዑኡ_ይኹኖ
እምበኣርከስ #Like_Comment_Share_Subscribe ብምግባር ድማ ኣባላት ስድራቤት ናይዛ ቻነል ንኹኖ !!!
#መዘምራንቁምስናኪዳነምሕረት_ፍራንክፈርት
21 авг 2024