ኣይ በጃ ኣስመራ ናፊቀ ኣስመረይቲ
ስደት ጸልማት ኩሉ ግዜ ለይቲ።
ኣመና ሳጽየ ቃንዛይ እንድዩ በዚሑ
ፎእ ኮይኑ ስደት በቃ ልበይ እንድዩ በሪሑ
ከንቱ ኮይነኒ ምፍላይኪ ኣስመራ
ሰላም ዘይብሉ ዓርዒሩ ናብራ
በጃ ኣስመራ በጃ ኣስመራ
ኩሉ ባጃ ኣስመራ።
#Neweritreanlivemusic2022 #johnbejaasmara #saronbereket #millyalem
#habeshashow #ርሑስበዓል #eritreanshow2022 #comedy #eritreanmusic2022 #shilangaeda #weditesfuney #standupcomedy
29 апр 2022