grum mekar you tube Channel (ግሩም መካር ዩቲብ ) መንፈሳዊ መልእክትታት ዘለዎም ትምህርቲ ፡ መዝሙር ፡ ድራማታትን ካልኦዕት መንፈሳዊ መደባትን ዝፍነዎ እዩ ።
እዚ You tube Channel ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሕግን ስርዓትን ዝተከተሉ መንፈሳዊ መደባት እዩ ዝፍኑ ።
ስለዚ ንእንፍንዎም መዛሙር ፡ ትምህርትታትን ፡ ድራማታትን ኣብዚ Channel ኣቲኩም ክትመሃሩ ፡ ንኣምላኽ ምሳናሓቢርኩም ከተመስግኑ ፡ ድልየትኩም ዘበለ በዞም መዛሙር ንኣምላኽ ክተፍልጡ (ክትጽልዩ) ብክብሪ ንዕድመኩም ።
Subscribers , comment , Like , Share , ብምግባር ናብኩሉ ንምብጻሕ ክትሕግዙና ብኽብሪ ንላቦ ።
ትህቡና ሃናጺ ርኢቶ ኣዝዩ ከም ዝሕግዘና ክንሕብር ንፈቱ ።
18 сен 2024