Тёмный

New Eritrean Movie - Homeless - ሆምለስ - ሓዳስ ኣብ ኣሜሪካ እተሰርሐት ፊልም - A Film By Miriam Misghina 

Bella Media
Подписаться 141 тыс.
Просмотров 188 тыс.
50% 1

New Eritrean Movie - Homeless - ሆምለስ - ሓዳስ ኣብ ኣሜሪካ እተሰርሐት ፊልም - A Film By Miriam Misghina
ሃናጺ ርእይቶኹም ኣብ ዕብየት መደባትና ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ርእይቶታትኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ብምጽሓፍ፣ ቪድዮታትና ላይክ [ኣቺ ውጂ] ብምጽቃጥን፣ እዋናዊ ንእንጽዕኖ ትሕዝቶታት ንምክትታል ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባርን ኣብ ጎና ዘላ ናይ ደወል ምልክት ብምጽቃጥን ኣባላት ስድራቤት ናይ Bella Media ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት።
℗ © እዚ ቪድዮ ሕጋዊ ዋንነት ናይ ቤላ ሜድያ እዩ። ምቕዳሕ ደጊምካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ከም You Tube, Facebook, ምጽዓን ብሕጊ የሕትት እዩ።
℗ © Copyright:Bella Media, Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. #eritreancomedy #bellamedia #eritreanseriess #eritreanbestguayla #habeshamusic #habeshamusic #kampalamovie #Ariyam #NewEritrean Drama

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 501   
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 9 месяцев назад
ወዲ ሰብ ንሰብ ክጸልእ ክፈቱ ንቡር እዩ ግና ንፋቶ ጥራሕ ንተሓላለ ነዛ ሓንቲ ግዜ ምንባር ልክዕ ከምቲ ክብረትካ ማንም ሰብ ብትሕዝቶ እንበር ብመለክዒ ሰብኣውነት ኩሉ ሰብ ክቡር እዩ❤🎉🎉🎉
@millionjohn5534
@millionjohn5534 9 месяцев назад
ጽብቕትን መሃሪትን ፊልም እያ፡ ከም ኣጀማምርኣ ድማ መወዳእታ ክትጽብቕ ተስፋ ይገብር። ምናልባት ኣብ ሓረግ ናይ ዘረባ ጥቕሲ ይኹን ዘረባ ናይ ካልእ ሰብ ክትደግም ከለኻ ጥንቃቐ ከም ዝሓትት ርዱእ ክኸውን ጽቡቕ እዩ። ንኣብነት ሲራክ ኮይኑ ዝተዋስአ (ሳሚ) ከም ጥቕሲ ንሓኪምሲ ሕሙማት እምበር ጥዑያት ኣየድልይዎን ኢሉ ዝተጠቕመላ ሓሳብ ኣላ፡ ብርግጽ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እኳ እንተኾነ፡ ኣየድልይዎን ዘይኮነስ ኣይደልይዎን እያ ትብል። እዚ ድማ ኣየድልይዎን ኣይደልይዎንን በበይኑ ዝኾነ ትርጉም ስለ ዝህብ እዩ። ኣየድልይዎን እንተ ኢልና ንሓኪም ኣገደስቲ ኣይኮኑን ኢና ንብል ዘለና፡ ኣይደልይዎን ግን እቶም ጥዑያት ኢና ዝብሉ ኣይደልይዎን እያ ትርጉማ፡ ስለዚ ነቲ ሓሳብ ዘቕርቦ ዝነበረ ጌጋ መልእኽቲ ከም ዝህብ ጌርዎ። ኣብ ዝቕጽል ብጥንቃቐ እንተዝግበር ተመራጺ ምኾነ እብል። ሰናይ መፈጸምታ ድማ ይኹነልና።
@yosefgebrehiwet5910
@yosefgebrehiwet5910 9 месяцев назад
ጀጋኑ ደቂ ኣደይ ኣርቲስት ኣብዝከድክሞ ጎሊሕኩም ትርኣዩ ኣብ ኢትዮጵያ ፣ ኡጋንዳ፣ ሸውደን ፣ኣሜርካ ዘለኩም ክብሪ ይግብኣኩም ቀጽልዎ ጻዕርኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ደቂ ኤሬ❤❤❤
@tesfayweldetensaie6760
@tesfayweldetensaie6760 9 месяцев назад
Shweden?😂😂😂😂
@MizanAbay-gw5pv
@MizanAbay-gw5pv 9 месяцев назад
ኣነስ ኮመት ቡዙሕ ተኮይኑ ረአ ይመፀኒ ብዙሕ ተዘይብሉ ግን ይሓልፎ ይመፀኒ ከማይ ዶ ትኮኑ ጋይስ❤😂
@merhawitbrhane9158
@merhawitbrhane9158 9 месяцев назад
Me too kkkkk wela xbuqat tewasaeti kelwu comment wihidu ele mray ygedfo comment mray kfetu mat eye ❤❤❤
@simonberhe6684
@simonberhe6684 9 месяцев назад
😂😂
@zenawiFiseh
@zenawiFiseh 7 месяцев назад
Me too 😂😂
@MiliMakele
@MiliMakele Месяц назад
​@@merhawitbrhane9158 😂😂😂 Nay waka waka eki maletu 😂😂
@darkj-kh7bm
@darkj-kh7bm 9 месяцев назад
ዋውውውውው ሜሪ ሽኮር❤❤❤❤❤❤ንኩላትኩም ኣብዛ ስራሕ ትሳተፉ የሕዋት ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 9 месяцев назад
Deki Erie share eda gebrkum buzuh views ketrkbe alwa metan metebabe kikona n Miriam hafitna!!🇪🇷❤️ kulu xibuq neakum dki Eruna!!
@hawihaben
@hawihaben 9 месяцев назад
❤❤❤ kef zelwa filim
@Rcggffgffcxfvcvjhvkj
@Rcggffgffcxfvcvjhvkj 9 месяцев назад
Kemzi kekewen alowo kulu SEB nay haftey hagos hagosey eyu zebel SEB kneber trah eyu zelewo
@senaitsetant748
@senaitsetant748 9 месяцев назад
Sami, አክፊእካ ገጂፍካ ጥራሕ ዘይኮነስ ከብድካ ሓቢጡ ነፍሰጽር መሲልካ ዋእ በጃካ Exercise ግበር or eat less
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 9 месяцев назад
እታይ እዚ ፊልም ማለት ድዩ?
@simo-lj9gc
@simo-lj9gc 9 месяцев назад
ሜሪ ሽኮር ብጣዕሚ ዝድነቕን ዝምህርን እዩ ንቐጻሊ ውን ብዙሕ ክንጽበ ኢና ብዙሕ ክትገብሪ ከም ትኽእሊ ኣርኢኽና ቀጽልዮ ብራቦ
@marthatsehaye8176
@marthatsehaye8176 9 месяцев назад
I am really speechless. This is true stories and I fill it 😢❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I really want to see more films about our lives in diaspora, thank you.
@ermiasabrahley4296
@ermiasabrahley4296 9 месяцев назад
Fantastic series film keep up guys ❤❤❤❤❤
@esayasmeasho341
@esayasmeasho341 9 месяцев назад
ኣጆኺ በርትዒ ሚርያም ሓብትና ❤❤❤
@rihanaabdu6061
@rihanaabdu6061 9 месяцев назад
ሜሪ ጽብቅ ስራሕ ❤❤❤
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 9 месяцев назад
❤❤❤ Wellcome ደራሲት ስነጥበባዊት ሚርያም ምስግና ብጣዕሚ ንፍዕቲ ጽብቅቲ ፊልም ናይ ብዙሓት ሰባት መሃሪት ፊልም እያ ቀጽልዮ ተዋሳእቲ ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ ካሜራማን ኤዲተራት ንፉዓት ይበልልል ❤❤ ቀጽልዎ ኣብ ስደት ኮንኩም ከምዚ ምስራሕኩም ክብሪ ይሃብኩም❤❤❤
@hagereyalemey
@hagereyalemey 9 месяцев назад
እዛ ግዳም ሓደር ከብድኻ ትበልዕ😢 ቤላ ስራሕ ሜሪ ሓፍተይ❤❤❤
@BiniWeldu
@BiniWeldu 9 месяцев назад
Ab banehom eda konku eye zreakum zeleku
@fnanamanuel7847
@fnanamanuel7847 9 месяцев назад
ወላካም ደቂ ዓደይ ጹቡቅ ዕድል ይምነየልኩም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ሜሪ ሽኮር
@freweyniyohans5217
@freweyniyohans5217 9 месяцев назад
Aseyyyyyyy Miryamey shikor btaemi xibuq srah ajok ❤❤❤egzabher kulu zetafiekyo ytekailki🎉🎉🎉🎉
@dlnglmaryameyadegoytay4707
@dlnglmaryameyadegoytay4707 9 месяцев назад
ሰላም የሕዋት። እንኳዕ ደሓን መፁ❤❤❤🎉🎉🎉
@Alganeshhabesha
@Alganeshhabesha 9 месяцев назад
እግዚኣበሔር ካብ ክፉዕ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና። ሰላምን፡ ፍቅርን፡ ምትሕቁቃፍን፡ ፍስሃን፡ ደስታን ይግበልና፡🌻 ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰሙን የግበረልና፣ ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ።
@senaitokubamicael4414
@senaitokubamicael4414 9 месяцев назад
Amen Amen Amen gierelku aleku🥰🙏
@Alganeshhabesha
@Alganeshhabesha 9 месяцев назад
@@senaitokubamicael4414 Thanks💖
@tirhasiyob5484
@tirhasiyob5484 9 месяцев назад
ብጣዐሚትን ማሀሪትን ንገለ ሰባት ድማ ብምንታይ ሆሞለስ ኮይኑ ሹጉሮ ም ከይፈለጥና ጃጅ ንገብር ሽግር ዘሕለፈ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ አጆኺ ሜሬ ሹኮር ቀጽልዬ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@atakltielias
@atakltielias 9 месяцев назад
Welcome ❤️ 🇪🇷, so far so good 👍 ❤, እንቋዕ ደሓን መጻኹም ጽቡቕ ኣጀማምራ፡ ኣነኮ በቒቐያ ኣለኹ፡ ከይትውሕደና 😅፡ ትምነው ኣይትመስል'ያ ዘላ❤፡ ብዝኾነ ጥዑም ከኣ ኣይጽገብን'ዩ ድዮም ዝብልዎ፡ ኣይትደንጉዩና እቲ ዝተረፈ ካልኣይ ምኣዲ ምስ ሕፍስ ዝበለ ጸብሒ ሒዝኩም ጀባእ በሉና ንጽበለ'ና ❤ ወደሓንኩም ምቁራት ❤🙏🌹.
@Vulcan_Fun
@Vulcan_Fun 9 месяцев назад
100000% sure Sami make up geru alo. Why bro??
@sarilove7988
@sarilove7988 9 месяцев назад
good job hiwetey zihalefikwio home less azkiratini 😢😢😢😢 thanks GOD shigri halafayi zikone❤❤
@lidyamehari4480
@lidyamehari4480 9 месяцев назад
🙏🏾😍 selamka yebzha wegney be strong 💪✅
@genetmeles4766
@genetmeles4766 9 месяцев назад
Dhan Kulu bue yu halifu be strong ❤
@genetmeles4766
@genetmeles4766 9 месяцев назад
Congratulations miruye xbqti❤
@mebrhatutesfay6051
@mebrhatutesfay6051 9 месяцев назад
መርያም ደራሲትን ዳርኪተርን ኮይና ፍርያት ፊልማ ብሳብስክራይብን ሰርን ላይክ ጊርና ከንብያን ከነተባባኣን ፎርሳ ደቂ ኤረይ ድሀሪ ነውሂ ግዝየ ምስቶም ንፉኣት ተዋሳት መጽያትና ኣላ ኣሞ ቀጻሊ ከንርዮም ንደሊ
@RahelBerhane-kx9xf
@RahelBerhane-kx9xf 9 месяцев назад
This is a great message to movie 😢😢😢 meri abey seb keep it coming 🎉❤🫶🫶
@piealpha795
@piealpha795 9 месяцев назад
እታ ፊልም ጽብቅቲ እንድያ ግን ሓደ ሓደ ኣብ ባይታ ዘየሎ ነገር ተዓዚበ ፣፣ ኣነ ኣብ ኣሜርካ 36 ዓመት ተቀሚጠ ኣለኹ ፣፣ ኣብ ኣሜርካ ንግዳም ሓደር ይኩን ፣ ናይ ኣእምሮ ጸገም ደለዎ ሰብ ኣብ ትካልካ ወይ ድማ ገዛኻ መጽዩካ ፖሊስ ጸዊዕካ ብሕጊ ከርሕቁልካ ትሓትት እምበር ፣ ሰባት ንግደም ሓደር ማይ ክግጭቡ ር’እየ ኣይፈልጥን ፣ ብሰብኣዊ መሰል ስለዘሕትት እውን ከም’ኡ ክገብር ዝደፍር ሰብ ኣሎ ኣይብልን
@loveu7790
@loveu7790 9 месяцев назад
ኣብ ናትና ሕብረተሰብ ጽሉል ማይ ኣይፈቱን እዩ ዝብል ብሂል ኣሎ ካብኡ ተበጊሶም ክኮኑ ይክእሉ እዩ ሓደ ሓደ ጌጋ የጋጥም እዩ ነተባብዓዮም ኣብ ስደት ኮይኖም ይጽዕሩ ኣለዉ ምትብባዕ ከኣ ናትና ግደ እዩ ሳሚ ግዳ ሜክኣፕ ጌሩ ዓገብ በሉለይ 😅😅😅
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 9 месяцев назад
I am proud of you, eritrean women. All are amazing ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@Al-be8tk
@Al-be8tk 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Good job deki erey nice movie love u all ❤️ ❤️ ❤️ ❤️
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 9 месяцев назад
ዋውውው ብጠዓሚ ጽብቅቲ ፊልም ቀጽልዎ ደቂ አረይ መዓረይይይይ❤❤❤❤❤❤❤
@freta8958
@freta8958 9 месяцев назад
ሚርያም ሽኮር ወላ ግዳም ሓደር ኮይና ወላ ጸሎሎ ተለኸይዋ እቲ ጽቡቕ ፍረ ገጻ ሲ ዘይብረዝ መልክዕ ማለት ጥይት ቆልዓ ብሓቂ ሰስንልና ሚረይ ታደሰ ኣብ ዘይረገፈት ዕማባባ ምስገደፈና ከማን ሪእናዮ የቐንየልና ጽቡቓት ❤😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zemenben2258
@zemenben2258 9 месяцев назад
Tadese zerebaka likie Gitmi geruwo which is I don’t like it tenekifka aleka ente kaliot gina xibuk sirah Miriam good job keep it up!
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 9 месяцев назад
ግደ ሓቂ... ድሕሪ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ትግሪኛ ፊልም ናይ ዘይምርኣይ እገዳ ሎሚ ብናይ ፊልምኹም ፖስተር ተሳሒበ ንክሪኣ ተደሪኸ! እንተኾነ ግን ጅምር ከይበልኩ'የ ከም ኣመለይ ጌጋታት ከውጽእ ጀሚረ፡ ሕጂ ሓደ ብሓደ ዘርዚረ ክነግረኩም ኢየ፡ ሪኢቶይይን ነቀፌታይን ብኽፉት ልቢ ተቐቢልኩም ከኣ ኣብ ቀጻሊ ኣድማዒ ስራሕ ክትሰርሑ ይላቦ። 1ይ ጎይታ እየሱስ ንሓኪም ሕሙማት እምበር ጥዑያት ኣይደልይዎን እዮም ኢዩ ዝበሎም እምበር ኣየድልዩዎን እዮም ኣይበሎምን። ንሓኪም ከኣ ሑሙማት ይደልዩዎ ኢዮም እምበር ባዕሉ ኣይኮነን ዝደልዮም 2ይ ንጎይታ እየሱስ ንስኻ ንጉስ ኣይሁድ ዲኻ ኢሉ ዝሓተቶ ፈሪሳዊ ዘይኮነ ጲላጦስ ኢዩ። እቲ ዝቐለለ ነገር ኢኹም ተጋጊኹም ሰኣን ኣንቢብካ ወይ ሓቲትካ sure ሙኻን በቃ ብሃውሪ ንበሎ ጥራይ! ኣብኣ ከሎ ከኣ 2ይ ጌጋ ጎይታ እንታይ ኢሉ ከም ዝመለሰሉ ንኽትነግሮ (ዘይትፈልጣ እንተኾንካ ንገረኒ ወይ ትፈልጣ ተኾንካ ክነግረካ) ኢሉ እዝኒ ዘጽምም ጌጋ ደጊሙ! ትፈልጣ ተኾንካ ንገረኒ ወይ ክነግረካ ኢያ ክትበሃል ኔሩዋ! ጌጋ ከም ዝበላ መቸም ኣይተረድኣትኩምን ኣይብልን ኢየ ግን በቃ እታ ሸለል ኣላ እንዶ! 2ይ ነጥቢ ውን ተመሳሳሊ ኢዩ ንምንታይ ኢኹም ንሓንቲ ጌጋ ከይተዕርዩ ክትብሉ ፊልም ሙሉእ ትድዉኑ፡ ስነጥበብ እኮ ጻዕሪ ኢዩ ወላ ሽሕ ጊዜ ተጋገዩ ወላ ቀኒዩላ perfect ከይገበርኩማ ስለምንታይ ትሓልፉ ኣይርዲኣንን ኢዩ? ንኣብነት ዶክተር ክብል ጸኒሑስ መሊሱ ፕሮፌሰር ክብል ቀዪሩዋ እዚ ናይ ቃላት ምውጅባር ሸለል ዲዩ ተባሂሉ ወላስ ዶር ፕሮ ኩሉ ሓደ እዩ ትሚልና ንቀጽል ኢዩ እቲ ስራሕ። ሃንደበት መዓርግ ዊሒዱዎ ኣሎ እሞ ንወስኸሉ ዝተበሃሃልኩም'ዶ ኣይትመስሉን! ሀይይይይይይ በጃኻትኩም ተሞክሮ ዘለኩም ዓበይቲ ስነጥበባውያን ዘይኮንኩምን? ኣነ ከማን ነዛ ሪኢቶይ ንኽጽሕፈልኩን ተጠንቂቐ ቃላት ከይጋገ ፊደል ከየጉድል 3 4 ጊዜ ኣምቢበ ደጋጊመ የዐርየ ኢየ ኣብ comment ዘቐምጠልኩም ዘለኹ ንስኹም ግዳ ንመዋእል ዝነብር ስራሕ ዳሰራሕኩም ንምንታይ ኣይትጥንቀቑን! ብኸምዚ ተቐጺልኩም ግን ድኻም ኢዩ። ዎ ይድሓንኩም N.B እቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕስታት ኣብ ታሕቲ ጌረልኩም ኣለኹ። “የሱስ ግና ሰሚዑ፡ ንሓኪምሲ ሕሙማት እምበር፡ ጥዑያት ኣይደልይዎን።” - ወንጌል ማቴዎስ 9፥12 “ጲላጦስ ድማ፥ እምብኣርከስ ንስኻ ንጉስ ኢኻ፡ በሎ። የሱስ ከኣ፥ ንጉስ ምዃነይሲ ንስኻ እኳ ትብል አሎኻ። ኣነ ብሓቂ ኽምስክር፡ ምእንትዚ ተወለድኩ፡ ምእንትዚውን እየ ናብ ዓለም ዝመጻእኩ። ካብ ሓቂ ዝኰነ ኵሉ ኸኣ ድምጸይ ይሰምዕ እዩ፡ ኢሉ መለሰ።” - ወንጌል ዮሐንስ 18፥37 “ጲላጦስ ከኣ፥ ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧ ኢሉ ሕተቶ። ንሱ ድማ፥ ንስኻ እኳ ትብል አሎኻ፡ ኢሉ መለሰሉ።” - ወንጌል ሉቃስ 23፥3 “ጲላጦስ ድማ። ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧ ኢሉ ሐተቶ። ንሱ፡ ንስኻ እኳ ትብል አሎኻ፡ ኢሉ መለሰሉ።” - ወንጌል ማርቆስ 15፥2 “የሱስ ኣብ ቅድሚ እቲ ሹም ደው በለ። እቲ ሹም ከኣ፡ ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧ ኢሉ ሐተቶ። የሱስ ድማ፡ ንስኻ እኳ ትብል አሎኻ፡ በሎ።” - ወንጌል ማቴዎስ 27፥11
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 9 месяцев назад
Nay bhaki seb bdekik sle zey zeynekfof eyu eko
@Rcggffgffcxfvcvjhvkj
@Rcggffgffcxfvcvjhvkj 9 месяцев назад
Subuk srah miriam haftey eski hzbna hezbi habesha selam yhbero eski amen belu yehwatey🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@jemalhamid8649
@jemalhamid8649 9 месяцев назад
Merry sweet appreciated you Good job
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td 9 месяцев назад
ሰላም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ብጣሚ ደስ ትብል ፊልም መሃሪት ብፍላይ ንደራሲት መሬም ምስግና ብጣዕሚ ኢና ነድንቀኪ ንፈትወኪ ጻዕራም ኤርትራዊት .
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 9 месяцев назад
Admen tanan yhabkum deki eri jeganu enka natna konkum, 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@ghideighebresillassie7164
@ghideighebresillassie7164 9 месяцев назад
Wow Amazing movie keep going you guys❤️🙏🏾❤️
@HabtomFisahaye
@HabtomFisahaye 9 месяцев назад
ግዜኹም ሰዊእኩም ከምዚ ዓይነት ስራሕ ሒዝኩም ብምምጻእኩም ብጣዓሚ ኢና ነመስግን
@wedizeru2794
@wedizeru2794 9 месяцев назад
I am really speechless. This is true stories and fill it I really want to see more films thanks Meri 🇪🇷❤❤❤
@Rcggffgffcxfvcvjhvkj
@Rcggffgffcxfvcvjhvkj 9 месяцев назад
Btami tgerm srah seb kemzeyemen abza filmi tazibe seb kem thasbelu keyhasbelka ykel eyu imo dma mnkega seb kabus ydhneni Ewey keymotka mot
@ሽደን
@ሽደን 9 месяцев назад
Welcome ደቂ ኤረይ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ ኣይትደንግጉዩና በሉ 2 ክፋል
@fretanaher3138
@fretanaher3138 9 месяцев назад
Blxat yehwat qexlewo❤❤❤❤❤🎉🎉
@habentekle4865
@habentekle4865 9 месяцев назад
ኣዝያ ጽብቕቲ ስራሕ!
@sasimeksebalem3466
@sasimeksebalem3466 9 месяцев назад
Great job Mery haftey Amlak tbebki ybark ❤❤❤❤
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 9 месяцев назад
❤❤❤ስላም ድቂ ኤረይ ስላም ናይ እግዚኣቢሄር ምሳኩም ይኩን ጽቡቅ መደብ ኢዩ ብፍላይ ኣርያም ሓፍትና ካብዚ ዘላቶ ክትጽብቅ ኣብ ኒውዮርኪ ኣብ ውሽጢ ባቡራት ስለ ዝቅመጡ እቶም ሆምለስ ዝያዳ ካብዚ ዘላቶ ክትጽብቅ ኣብ ኒውዮርኪ እንተዝውሰካ ጽቡቅ ኔሩ ❤❤❤
@yordanosberhe1055
@yordanosberhe1055 9 месяцев назад
Congratulations deke Eri 🇪🇷 job well done, 👏👏👏❤️❤️
@furtunabeyan2373
@furtunabeyan2373 9 месяцев назад
Xibkti film gn kab homeless tibehal ariesta gdam hader entetbhal xubk neru b tigrigna kab konet eta film❤
@temsghenhabtu8181
@temsghenhabtu8181 9 месяцев назад
Bhaki and wen kemeo khseb tsenhe
@awqaqaa9196
@awqaqaa9196 9 месяцев назад
እኳዕ ብ ሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷❤🌷🌷
@AfiyeAfro
@AfiyeAfro 9 месяцев назад
So far amazing can’t wait for next part❤
@ኣደይእምበርናፊቐ
@ኣደይእምበርናፊቐ 9 месяцев назад
Welcome deqi 🇪🇷❤❤❤ ኣብ ኣወላ ተረኺባ ኣላ ንቐደም በሉ ብሩኽ ምሸት ይግበረልና ንኺድ በሉ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@asmerabelojomen3044
@asmerabelojomen3044 9 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርታዊ ሓዘል ዝኾነት ፊልም ኢያ። ወዲ ሰብ ሞራል ክገብር ብሕልና ክንነብር ኣብ ልዕሊ ወዲ ሰብ ክድንግጽ ኣብልሊ ካልእ ሰብ ክንድንግጽ ካብ ኩሉ ኸኣ ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ብናይ ብሓቂ ብሓሽሽ መስተ ጥራይ ዘይኮነ ብዝተፈላለይ ናይ ዕለታዊ ጉዕዞ ሂወቶም ብካልእ ሕማምን ዝሽገሩ ብዙሓት ኢዮም። ከመይ ክንሕግዞም ክንሓቁፎም ክንሰርሕኣለና። ስለዚ ካብዛ ፊልም ብዙሕ ክንመሃር ተስፋ ይገብር። ሚርያም ሓፍተይ ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ። ኩላትኩም ኣብዛ ፊልም ዝተዋሰኩም ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ኢኩም።
@selamasweet7680
@selamasweet7680 9 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልሚ❤❤❤🎉🎉🎉
@timnityemane4438
@timnityemane4438 9 месяцев назад
ዋዉ ደቃ ኤረይ ሸከርናታት ዕድመ ይሃብኩም ጽብቅ ሰራሕ❤❤❤
@keepup6883
@keepup6883 9 месяцев назад
I can't wait to see part two.
@AbedomWeldab-fi1jv
@AbedomWeldab-fi1jv 8 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ❤❤❤
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 9 месяцев назад
🥲🥲feeling sad about this homeless lady 🥲🥲 nice work God bless you guys ❤
@love-ob9yy
@love-ob9yy 9 месяцев назад
Good job ❤❤❤
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 9 месяцев назад
ምሪያመይ ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ❤❤👍👌 ናይ ብሓቒ ኣብኪኽና 😢😢😢
@JonahGezae
@JonahGezae 9 месяцев назад
Wowww I'm really appreciate you marru ayney she's Good writer and director of film keep it up we love ❤️ you ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@fnanbruk
@fnanbruk 9 месяцев назад
ንሓኪም ሕሙማት እምበር ጥዑያት ኣይደልይዎን እያ ትብል እምበር ኣየድልይዎን ኣይኮነትን,,,,ትብል በበይነን እየን,,,ቃል ኣምላኽ ስለ ዝኾነ ተጠንቂቅና ነውጽኣዮዮ,,, ንሳቶም እዮም ዘይደልይዎ እምበር ንሱ ይደልዮም እዩ
@fikrizifetu6023
@fikrizifetu6023 9 месяцев назад
Bravo ane kia beyney dye wala kemue eyu elu kibil tsenihe...
@wedimana5273
@wedimana5273 9 месяцев назад
Wonderful job Miriam Misgna great artist.
@liya8805
@liya8805 9 месяцев назад
ክጽበያ አየ ቐንየ አሞ ብሩክ ምጅማር ይግበረልና😅
@genetmeles4766
@genetmeles4766 9 месяцев назад
Keep it up good work Miru xbuqti I’m proud of you ❤❤❤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 9 месяцев назад
ኣርእስቲ ብትግሪኛ ግዳምሓደር ጸሓፍዮ ሚርያሚኖ ምንጭውቲ ነቶም ህጻናት ክሕግዞም ምእንቲ ንፍዕቲ
@soli7487
@soli7487 9 месяцев назад
Gena abti introduction kola neta homeless mes reaku nibiatey kikotsatsero aykialkun 😢mikniyatu hakegna hiwet komu abzi america sele zerei gen ab ertrawi kireiyo koleku azyu yikebdeni bezekone tsebuk serah miriyam shikor
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 9 месяцев назад
ሚርያመይ ሽኮር ❤❤❤
@semharzerai5479
@semharzerai5479 9 месяцев назад
Wwwww welcome deki Eri ❤❤❤
@Asmera_entertainment
@Asmera_entertainment 8 месяцев назад
Story of my life i wanted to continue ma masters degree but because of my family issues am still working labor😢😢😢😢😢😢
@senaitsetant748
@senaitsetant748 9 месяцев назад
Sami አክፊእካ ከብድካ ገጂፍካ ጥራሕ ዘይኮነስ ሓቢጥካ please either do some Exercise or eat less.
@tmrtinkulu5132
@tmrtinkulu5132 9 месяцев назад
በዓል ንስኩም ሕልና ኣልቦ ገንዘብኩም ከተእቱዉ ብሽም ኤረትራውያን ክትሽቅጡ ንኤሬትራዊ እንታይ ኣብዚ ኣብጺሕዎ ግና ሓንቲ መዓልቲ ውን ሰሪሕኩምን ተዛሪብኩም ኣይትፈልጡን ኢኩም ሸፋቱ ማዳ ሃገር 😡😡😡😡😡
@jonaswelday3985
@jonaswelday3985 9 месяцев назад
ጽብቕትን ማሃሪትን ስራሕ ግን ናይ ኤርትራ ፊልም እንዳበልኩም በቲ እንርእዮ ኢትጵያዊት ፊልም እንተ ትብልዋ ምሓሸ: ተርእዩና ቤት መግቢ “ባለሃገር“ ይብል: እትጥቀሙሉ ናይ ባህላዊ ጀበና ናይ ኢትዮጵያ : ኣብ ካልኣይ ክፉል እትብሎ ሳላ ኤርትራዊ ት ሙኻና ይሕዋታ ከምዘድሓንዋ ትዛረብ: እተጸባርቕው ኩሉ ናይ እትዮጵያ ባህሊ እንተኾይኑ ዳኣ ብኸመይ እያ ኤርትራዊት ክንብላ። ሕሰቡላ ሕሰቡላ ሕሰቡላ ዳይረክተርኩም ኢትዮጵያዊ እንተኾይኑ ካኣ ምናልባት።
@Meley914
@Meley914 8 месяцев назад
መሃሪት ዝኮነት ስራሕ እያ ግና ሚራም ሓፍታይ ዳሪክቲን ክትገብሪ ኣይትኽእሊን ኢኺ ክእለት ዘለዎም ተዋሳእቲ ኣለዉ ፍሉይ ኣዋስኣ ግን ኣይረኣኹን ብዝኾነ ኣጆኪ ኣብ መጻኢ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና❤🙏
@starthegunners7089
@starthegunners7089 9 месяцев назад
Nice movie ❤
@semharyemane582
@semharyemane582 9 месяцев назад
Good job 👏 Miriam haftey ❤❤❤
@gebreabgezae2502
@gebreabgezae2502 9 месяцев назад
Geat job deki erey ❤❤❤❤
@katie462
@katie462 9 месяцев назад
Meri tenue sera ❤❤❤❤❤
@Imran-v2p3h
@Imran-v2p3h 9 месяцев назад
But ni homeless water aytigichbon ab america No No gega movei
@noheissak4854
@noheissak4854 9 месяцев назад
❤❤❤
@TihtnaDaniel
@TihtnaDaniel 9 месяцев назад
Xubuk serah Miriyam hafitina
@henokhabte9511
@henokhabte9511 9 месяцев назад
Great Job 🎉🎉🎉🎉🎉 I know the trouble but u made it guys ❤️❤️❤️❤️
@FilimonBrhane-zy4xb
@FilimonBrhane-zy4xb 9 месяцев назад
ሚርያም ሓፍተይ ብጣሚ ጽብቅቲ ግን ጋል መን ምካንኪ ምንጋል ቀልጢፍክና 2 እቲ ሲራክ እንታይ ከምዝገብረልኪ ብተክባር እንተተርእና ነርኪ ጽብቅ ምካነ እቲ ሄኖግ ከኣ ብጣሚ ውዒኒ ባዕሉ ኣስጎግያ ባዕሉ ከኣ ናበይ ሶጊክያ ክብል 3 ንስራሕ ክንኣቱ ኢሎም ሲ ሓድሽ ሓሳብ ድዩ ክደልዩኪ ወሲኖም ንምንታይ ከ እደልየኪ ኣሎ ኣበይ ከም ዝረክበኪ ባሉ ነጊርና ሲ ግን ክደልየኪ እኪ ኣርእክና ሲራክ እዚ በኣይ ተራኤናኒ ምርያመይ ሓፍተይ
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 8 месяцев назад
Waww wonderfully job proud of you Mybeautiful sister 💞🙏🙌
@tesfaldetokubab528
@tesfaldetokubab528 9 месяцев назад
Wowwamazing caracter miriam❤❤ so good job guys❤❤
@EruStar12
@EruStar12 9 месяцев назад
Sami kemzi yexebkelka ajokum deki erey❤❤❤❤
@meronhabtu791
@meronhabtu791 9 месяцев назад
Nay bhaki blux srah ajoki qexlyo miru anbesaw
@asilykfile5746
@asilykfile5746 7 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ልቦና ዘለዎ ስብ ❤❤ንስብ ወይ ዝገበረልካ ሓገዝ ምለስ ወይ ከኣ ኣብ ሂወትካ ከተመስግና ንበሪ ወይ ክኣ (ንዝገበረልካ ግበረሉ ወይ ንገረሉ ❤❤
@keepup6883
@keepup6883 9 месяцев назад
You guys did the job because our people I don't think they understand the situation.
@wintaGh-h1w
@wintaGh-h1w 9 месяцев назад
well done Mary, keep ze good work & wishing u tons of success!!
@samsonkahsay1319
@samsonkahsay1319 9 месяцев назад
ሳሚቲ ሰብ ኸሙኡ ዮ ተፈጥርኡ ኣየገርምን ብዝኾነ ደኽተር ኼፍ ኣለካ
@bestrongki6426
@bestrongki6426 9 месяцев назад
Doctor and professor for the same character mikals father? Avoid such mistakes or the movie is perfect.
@temsghenhabtu8181
@temsghenhabtu8181 9 месяцев назад
Tsebktin mharit eya eta homeless telbil Zela bitgrnia wen gedam Hader tettsehaf tsebuk niru
@MariamMariamey
@MariamMariamey 9 месяцев назад
Wawwww des tibel meharitin egzabiher tsegueu yebzehalkum ❤
@SemereEriChannel
@SemereEriChannel 9 месяцев назад
Btaemi adnikeki Meri Xbuk srah i cant wait for the next parts❤🇪🇷💪🏾
@halewasewratv6312
@halewasewratv6312 9 месяцев назад
ቀዳማይ ክፋል ኣዕጋቢ'ዩ ካልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ።
@rutaadam4868
@rutaadam4868 9 месяцев назад
Miku congrats Darling 🎉❤❤❤ Betaemi xebekti Sarah. Cast xebuk amerarexa. Eti hasab wey derset xebuk so far so good❤
@wedebteages1373
@wedebteages1373 9 месяцев назад
Sami ktzareb keleka qes bel I mean zeytfelto ente konka ngereni tfelto ente konka knegreka elkayo gematilkayen
@luwamgrmeso2918
@luwamgrmeso2918 9 месяцев назад
meri shkorr xbuk srah ❤❤
@negasitesfai5294
@negasitesfai5294 9 месяцев назад
ሰላም ቅድሚ ኩሉ ይርዳኣኒ እዩ ጸገም ክህሉ ከም ዝኽእል ግን እንግሊዘኛ sub title እንተዝህልዋ ምስ ደቀይ ሓቢረ ክርእያ ደስ ምብለኒ ኣዝያ መሃሪትን ሃናጽትን ብምኻና ነቶም ትግርኛ ዘይፈልጡ ብጣዕሚ ኣድላይት እያ ይብል ኣጆኹም ቀጽሉ
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 9 месяцев назад
👍👍👍
@asilykfile5746
@asilykfile5746 7 месяцев назад
ኣየ ደቂ ስባት ናይ ፍልስፍና ስባት ነቲ ሓቂ ክሳብ ትፈልጦ ዓቅሊ ምጽባይ
@Germay602
@Germay602 9 месяцев назад
Eza Erey hayet afrya ❤🎉 Meri blbi e zednkeki❤🎉
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 9 месяцев назад
So far soo good❤❤❤keep up the good work Miriam .
Далее
ВЫЗВАЛ ЗЛОГО СОНИКА #Shorts
00:38
Просмотров 58 тыс.
AB BARENTU
1:00:02
Просмотров 197 тыс.
ВЫЗВАЛ ЗЛОГО СОНИКА #Shorts
00:38
Просмотров 58 тыс.