New Eritrean Movie 'Mukur Zkri' 3 a Film by Yasin A/Alim
ንኩሉኹም ኣፍቀርቲ ስነ ጥበብ፡- እታ ብህቡባት ተዋሳእቲ ሃገርና ዝተሰርሐት - ከም ሜሪ ምስግና ያሲን ዓ/ዓሊም
ዝኽሪ ምኽርን ጦብላሕትኡን፣
ዝኽሪ ስደቱን ከርተቱን፣
ዝኽሪ ባሕርን ግዳያቱንን፣
ዝሓዘለት ኣባይ ፍቕራዊት ፊልም ''ምቁር ዝኽሪ'' ሳልሳይ ክፋል ተዘርጊሓትልኩም ኣላ
ራብኣይ ክፋል ዝመጽእ ቀዳም ክትፍነው ምኻና ክንሕብረኹም ንፈቱ።
ሰናይ ምክትታል
ቪድዮታትናን ፊልምታትና ንምክትታል Subscribe and Follow ''SAVANA/ሓበሻ'' - ''Like Comment and Share'' ኣይትረስኡ፡፡
ሰናይ ምክትታል
Savana/ሓበሻ Digital music distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here www.youtube.com....
/ 65tes
© 2018 Copyright: Savana/ሓበሻ
8 сен 2024