Тёмный

New Eritrean Music ( official video clip) 2024 ኢሳያስ ሳልሕ (ራሻ) "ምንባር`ሲ" ISSEYAS SALH RASHA (MNBAR SI) 

HENPAS ENTERTAINMENT
Подписаться 84 тыс.
Просмотров 497 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

10 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 903   
@natnaelnega1169
@natnaelnega1169 20 дней назад
መልእክታ ንመን ከም ዝኮነት ዝተረድኣቶ ጥራይ like ይርገጽ👍 👍👍👍👍
@Eri91M90
@Eri91M90 20 дней назад
I Get you😊😂
@user-cp7yw1gc1q
@user-cp7yw1gc1q 20 дней назад
ክክክክ ኣየ ሕቡሽ ብዓል IQ ሓንጎል በቃ ኣተሓሕዝ 'ያ ምስ ዝኾነ 😅
@SameWeldimekaril
@SameWeldimekaril 20 дней назад
Helen 😂😂
@user-ib7en2tf9d
@user-ib7en2tf9d 20 дней назад
ንታ ናይ ዩናስ ናይ መሕከሚኡ ዝተዋጸአ ገንዘብ ዝሰረቀት ሰበይቱ ሄለን።
@temesgenamlakey5474
@temesgenamlakey5474 20 дней назад
Terediatna ala haku u ajoka zhawey😊
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 20 дней назад
አዴታትኩም ብሂወት ዘለዋ ነዊሕ ዓመት የንብረልኩም may your soul rest in heaven, in my memory forever my MOM😢❤
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 20 дней назад
ኣጆካ ተጻናናዕ ዝሓወይ❤
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 20 дней назад
❤💔😭😭😭😭
@user-tm7ym2bp6g
@user-tm7ym2bp6g 20 дней назад
😭😭💔💔😭
@hrytitsegai5535
@hrytitsegai5535 19 дней назад
😢😢😢😢
@bozoltd2129
@bozoltd2129 19 дней назад
Ajoka hewy hallly😭
@asmaracapitalotv2859
@asmaracapitalotv2859 20 дней назад
ቀዳማይ ኮመንት የስ ራሺተይ ናፊቀካ ቀንየ ክጽበያ ቀንየ እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ላይክ ጥዒመ ኣይፈልጥን ኢየ ላይክ ረጊጽካ ሕለፍ ።❤❤❤❤❤❤❤
@danialves7515
@danialves7515 20 дней назад
መርሓባ ራሺኖ ❤❤❤ ያሆ ፈተውቲ ራሻ ረጊጽኩምኒ ሕለፉ ኣስከ ብላይክ❤
@biniam11
@biniam11 20 дней назад
እዛ ደርፊ ግን ንሄለን እያ ተደሪፋ ትብሉ🧐
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 20 дней назад
አወ ሄለን ፈገር ሄለን ነፋሒቶ
@user-pr2nv1zv3n
@user-pr2nv1zv3n 8 дней назад
ዘይ መልከተካ ኣይ ትዛረብ ከም ደርፊ ጥራይ ሰመዓ ትፈልጦ ዘይ ብለካ ኣፍካ መዝራብ ገቡእ ኣይ ኮነን
@FithiAlem0725
@FithiAlem0725 20 дней назад
ምንባር ሲ ይነብር ኣለኹ..... ከመይ ድዩ ቲ ምንባር ምኻድ ሲ ይሳግም ኣለኹ...... ከመይ ድዩ ቲ ምኻድ ይነብሮ ኣለኹ ቲ ናብራ ይኸዶ ኣለኹ ቲ ጉዑዞ ኣይይይይ እዋይይይይ ጽሑፍ ዝኣዘዞ """""""""''""""""""""""""'''""""'''''' ከብደይ እምኒ የእትየ ሓሞት ከጥሪ ንእስነተይ ጋዕጺጸ መጻእየይ ከማዓራሪ ኣብ በረኻን ዓድን እንዳበልኩ ከልበትበት ብጁባይ ተመዚነ ኣነዶ ፍቅሪ ይዝመት ከምዚ ኢልካ ዝቅጽል ዝናብራ ዘይልመድ ከቢድ ዩ መከራ ከምዚ ኢልካ ስ ዝቅጽል ስ ሂወት ብደወካ ዳርጋ ሞት ዩ ሞት """""""""""""""""""""""""''''''''''''''''""""""""""" ፈተነ ያ ዓለም ፈተነ ዩ ሂወት ፈተነ ዩ ምንባር ምፍታን ንቡር ዩ ከም ሰብ ኮንካ ምንባር """""""""""""" ድርብ """""""""""""""""""" ወሕስነት የብሉን ዶ ኢልኪ ምሳይ ምንባር ሸገርገር ዶ ንኢልክዮ ምሳይ ናብራ ሓዳር ሓቅኺ ትርጉም ሂወት የ ኣብ ከብዱ ዝመስሎ ብዝልዖን ዝሰትዮን ዝሓስብ ብንግሁኡ እንድዩ ዝቀትሎ ኣታ ኣነ ኣታ ኣነ ኣታ ኣነ ዘይግብአኒ የ ረኺበ ኣታ ኣነ እለለለ እዉይ እዉይ እዉይ ዘየግብአኒ የ ረኺበ ኣታ ኣነ ወዕለተይ ይጽወሮ ዩ ጸዋር ንፍቅሪ ትሕት ኢለ ዝኸይድ ዘለኒ ዓቅሊ ዝብጻሕ ንኽትበጽሒ ዋጋ ከፊለ ኣነነነነ ሰብ ዝገበርኩኽስ እወ ኣነ """"""""""""""""""""""""""""""""""'''""""''""""''"""""" ዉሕስነት የ የብሉን ዶ ኢልኪ ምሳይ ምንባር ሸገርገር ዶ ኢልክዮ ምሳይ ናብራ ሓዳር ሓቅኺ ኺ ትርጉም ሂወት ኣብ ከብዱ ዝመስሎ ብዝበልዖን ዝሰትዮን ዝሓስብ ብንግሁኡ ዩ ዝቀትሎ ኣታ ኣነ ኣታ ኣነ ኣታ ኣነ ዘይግብአኒ የ ረኺበ ኣታ ኣነ እለለለለ እህይይይ ዘይግብአኒ የ ረኺበ ኣታ ኣነ ዉዕለተይ ይጽወር ዩ ጸዋር ንፍቅሪ ትሕት ኢለ ዝኸይድ ዘለኒ ዓቅሊ ዝብጻሕ ንኽትበጽሒ ዋጋ ከፊለ ኣነነነነ ሰብ ዝገበርኩኺ እወ ኣነ ዋጋ ከፊለ ኣነነነ ሰብ ዝገበርኩኺ እወ ኣነ ዋጋ ከፊለ ኣነነነ ሰብ ዝገበርኩኺ እወ ኣነ ዋጋ ዋጋ ከፊለ ኣነነነ ሰብ ዝገበርኩኺ እወ ኣነ ምንባር ' ሲ ( ኢሰያስ ሳልሕ ራሻ) """"""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""" ኣዝያ ደስ ተብል ደርፊ ብፍላይ ነቶም ፍቅሪ ኣሚንኩም ፍቅሪ ሒዝኩም ፍቅሪ እንዳ ሃብኩም ጥልመት ዝተገዘምኩም ለዋሃት ዘለኻዮ ምቅባል ዩ እሞ ሰናይ ንመነየሎም : ካብኡ ዝሓይሽ ከምዝፈጥረልኩም ከኣ እመኑ : ብተወሳኺ ነዛ ደርፊ ላይክ ሸር ሳብስክራብ እንዳገበርና ሓጎስና ንግለጸሎም ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት እንቃዕ ብሰላም ናብ ዳግማይ ትንሳኤ ኣብጽሓና ንኹልኹም ህዝቢ ሰላምን ጥዕናን የዉርደልና ፈጣሪ 🙏🙏❤ ዋዉዉ ደስ ትብል ደርፊ ራሻ ሓዉና ላይክ እንዳገበርና
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 19 дней назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@temesgenamlakey6387
@temesgenamlakey6387 17 дней назад
Gitmi natka kitkewn alewa bro😮😮😮❤❤
@dkg4657
@dkg4657 17 дней назад
@@temesgenamlakey6387habtom Tewelde (hafa)
@abedegaim4891
@abedegaim4891 20 дней назад
ብቀደሙ ኣይትበቅዓካን እያ ህልይ ዝበለት ህውታትያ እያ ትመስል።ምዕንጅሉ እንተ ኸደት ጥዕና ረኺብካ ኣጆኻ ራሻ ኣብ ትበጽሖ የብላን ዓጀውጀው ዘፍ ክትብል እያ ሓዲሽዋ እዪ ኣቡካዶ ካምፖላ
@Eri_Bella
@Eri_Bella 20 дней назад
😂😂😂avocado 🥑 lba definwa
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 19 дней назад
ኦይ ኣውሪዱሉ ኣቮካዶ ..ገንዘብ እዩ ኣስኪርዋ ገንዘብ ..ልግሲ ኤርትራውያን ገንዘብ ወዲ ስዉእ 😌 ቃል-ኣምላክ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት እዩ ዝብል ዘይጸዓረትሉ ገንዘብ ሪኣ..ፈራዕራዕ ኣቢልዋ!!
@dkg4657
@dkg4657 17 дней назад
Bhaki . Anewn kemouye zbl nere . Eza gex mraKh
@mewaelhaileslasea9900
@mewaelhaileslasea9900 14 дней назад
😂😂😂😂😂😂😂 Yeah
@ytewolde9350
@ytewolde9350 20 дней назад
ሄለን ሰራቂት ከይዳትካ እንታይ ከይተርፈካ ራሻ ስሑል ጎሮሮ ኣጆኻ በርትዕ ኣምልካኽ ምሳኻ ይኹን❤❤❤❤
@hermontsegaigezai5448
@hermontsegaigezai5448 19 дней назад
ናይ ብሓቂ። ሄለን ገምጃዕ ከዳ ጾርካ ኢካ ኣራጊፍካ ራሻ
@NahomHagos-oe4hc
@NahomHagos-oe4hc 20 дней назад
Welcome rasha ❤❤❤ 🗣ኣ.ሃ.ሃ. ኤ.ሄ.ሄ. ህ.ህ. ምምባር 'ሲ ይነብር ኣለኹ ከመይ ድዩ ትምምባር ማኻድ 'ሲ ይሳግም ኣለኹ ከመይ ድዩ ትምኻድ ይነብሮ ኣለኩ ትናብራ ይኸዶ ኣለኹ ትጉዕዞ ኣ.ይ.ይ. ኡ.ዋ.ይ. ጽሑፍ ዝኣዘዞ 🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼..... ለ........ለ........ለ.......ለ........ይ...... ከብደይ እምኒ ኣእትየ ሓሞት ቀትሪ ንእስነተይ ጓዕጺጸ መጻኢ ከመዓራሪ ኣብ በረኻን ዓድን እንዳበልኩ ከልበትበት ብጁባይ ተመዚነ ኣነ'ዶ ፍቅሪ ይዝመት 🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼..... ከምዚልካ ዝቅጽል 'ሲ ናብራ ዘይልመድ ከቢድ መከራ ከምዚ ኢልካ ዝቅጽል' ሲ ሂዎት ብደውካ ዳርጋ ሞት እዩ ሞት ኣ.ይ.ይ. ዎ.ኦ.ኦ. 🎼.....🎼..... ፈተነ' ያ ዓለም 🎼..... ፈተነ' ዩ ሂዎት 🎼.... ፈተነ' ዩ ምምባር 🎼.... ምፍታን ንቡር እዩ ከም ሰብ ኴንካ ምምባ.....ኣ.....ኣ.....ኣ. ....ኣ......ር 🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼..... ውሕስነት የብሉን' ዶ ኢልኪ ምሳይ ምምባር ሸገርገር' ዶ ኢልክዮ ምሳይ ናብራ ሓዳር ሓቅኺ' ኺ ትርጉም ሂወት ኣብ ከብዱ ዝመስሎ ብዝበልዖን ዝሰትዮን ክሓስብ ንልቡ እዩ ዝቀትሎ ኣታ. ኣነ... ኣታ. ኣነ... ኣታ. ኣነ... ዘይግበኣኒ' የ ረኺበ ኣታ ኣነ... ለ.ለ.ለ.ይ. ው.ይ.ይ. ው.ይ.ይ. ዘይግበኣኒ' የ ረኺበ ኣታ ኣነ... 🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼..... ውዕለተይ ጸዋር 'ዩ ጸዋር ንፍቅሪ ትሕት ኢለ ዝኸይድ ዘለኒ ዓቅሊ ዝብጻሕ ንኽትበጽሒ ዋጋ ከፊለ ኣነ... ሰብ ዝገበርኩኺ' ወ ኣነ... 🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼..... ውሕስነት የብሉን' ዶ ኢልኪ ምሳይ ምምባር ሸገርገር' ዶ ኢልክዮ ምሳይ ናብራ ሓዳር ሓቅኺ' ኺ ትርጉም ሂወት ኣብ ከብዱ ዝመስሎ ብዝበልዖን ዝሰትዮን ክሓስብ ንልቡ እዩ ዝቀትሎ ኣታ. ኣነ... ኣታ. ኣነ... ኣታ. ኣነ... ዘይግበኣኒ' የ ረኺበ ኣታ ኣነ... ለ.ለ.ለ.ይ. ው.ይ.ይ. ው.ይ.ይ. ዘይግበኣኒ' የ ረኺበ ኣታ ኣነ... 🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼..... ውዕለተይ ጸዋር 'ዩ ጸዋር ንፍቅሪ ትሕት ኢለ ዝኸይድ ዘለኒ ዓቅሊ ዝብጻሕ ንኽትበጽሒ ዋጋ ከፊለ ኣነ... ሰብ ዝገበርኩኺ' ወ ኣነ... ዋጋ.. ከፊለ ኣነ ሰብ ዝገበርኩኺ' ወ ኣነ... ዋጋ.. ዋጋ.. ከፊለ ኣነ ሰብ ዝገበርኩኺ' ወ ኣነ... 🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼.....🎼 Nice music rashu 🤴🎙👌❤️❤️
@Lollollollivia
@Lollollollivia 20 дней назад
Tnx bro❤❤❤
@selamn84
@selamn84 19 дней назад
Derasi Hafa
@user-xx8ej8yd1b
@user-xx8ej8yd1b 17 дней назад
መስተማቐሪ ደርፊ ኢኻ ቀጽሎ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 15 дней назад
የቀንየልና ክቡረይ..ጽቡቅ ጺሕፍካያ ተኳር ኢካ..ሓያል ግጥሚ ምስ ጥዑም ድምጺ ይበል እዩ!!!!❤❤❤
@simonmussie86
@simonmussie86 14 дней назад
Keep Going bro
@user-dp6vj9qw8y
@user-dp6vj9qw8y 20 дней назад
ንለባም አምተሉ ንዓሻ ደርጋሐሉ እዩ እሞ ጽቡቅ ስራሕ ራሻ ሑቡን ኤርትራዊ
@hiyableomessi2020
@hiyableomessi2020 16 дней назад
😂😂😂😂😂😂
@user-bs2oi2db1g
@user-bs2oi2db1g 20 дней назад
ራሻ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ንጽብቅካ እዩ እንተ ሄለን ነፋሒቶ ከም ተግባራ ይሃባ ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@nakfanakfa
@nakfanakfa 20 дней назад
እቲ መልእክቲ ናይ'ዛ ደርፊ ኣብ ውልቓዊ ህይወቱ ዝተመርኮሰት'ያ ትመስል ግን ርግጸኛ ኮይንካ ክትፈርድ ዘክእል ኣይመስለንን!!
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 20 дней назад
ጉዳም አዛ ፈገር ሰብ ቀቲላ ሰብ ኮይና
@Snoop465
@Snoop465 20 дней назад
​@@user-xu5jl6yq8mዘይ ብቀደሙ ዓሻ ኢያ ትመስል ኣብ ኩሉ ነገራታ ዘይውርዝይቲ።
@teddynikedimos3595
@teddynikedimos3595 20 дней назад
ራሳ ዓርከይ እንዳ ጎስጓስን ሓበሬታን ኣብ ሳዋ ይዝክረካ ኣብዚ ደረጃ ምብጻሕካ ኣዝየ ተሓጊሰ ጽቡቕ ስራሕ 🇪🇷❤👍
@merhawinetwork5182
@merhawinetwork5182 20 дней назад
Ja ati zngo enda hnxa karta yxawet neyru sana🎉🎉🎉 ms bala Mokos
@user-faniboy
@user-faniboy 20 дней назад
ኣጆካ ራሺተይ ሄለን ከይዳ ናብራ ከይከብደካ ኣይትሸገር ክሕለፍ እዩ ጥራይ ኢቲ ሓደ ፈታሪ ኣይረሳዓና ራሺ ወዲ ኣስመራ...
@user-ii1tw8cd8i
@user-ii1tw8cd8i 20 дней назад
ራሻ ዓይነይ ያሆ ኢዚ ኢካ ተጻዊርካያ መዓስ ኮን ይደርፈላ ይኾዊን ይብለካ ኔሬ ሎሚ ግን ኮሬዐልካ
@Loved_35
@Loved_35 20 дней назад
ጋል ተኸደት ጋል ትመጽእ ኣጆኻ ራሺተይ❤❤❤
@KokobXbahEntertiement
@KokobXbahEntertiement 20 дней назад
እንታይ ኮይነ ኢልካ ኣቱም ሰባት በጃኩም እባ
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 20 дней назад
አሞኻኣ ሄለን ገሽላዕ ፈገር ከመይሊ ሓቁፍዋ ይሓድር ኔሩ
@Loved_35
@Loved_35 15 дней назад
​@@KokobXbahEntertiement ሰራቒ ሞባእ ባዕሉ ይለፋለፍ ክበሃል'ሲ ለካ ከምዚ'ዩ🙈
@KokobXbahEntertiement
@KokobXbahEntertiement 15 дней назад
@@Loved_35 ክክክክክክ
@user-pr2nv1zv3n
@user-pr2nv1zv3n 8 дней назад
ከም ደርፊ ክደረፍ ኣይ ከእለን ማለት ድይይ
@erivission1102
@erivission1102 17 дней назад
ራሺተይ 100% ብሉጽ ስራሕ ፡ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ይሃብካ ፈጣሪ። ኣጆኻ በርትዕ ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 20 дней назад
ራሻ ወዲ ሓላል መሬት ኣቦ ጥበብ ፈተና ናይ ዊወት ዝስዓርካ ከም ኣቦታትካ ጅግና ስሑል ድምጹ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🍀🍀🍀🌼🌼🌼
@daniealmajor6293
@daniealmajor6293 19 дней назад
እንቋዕ ብሰላም መጻካ ራሸተይ ኣጆኻ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ራሻ ዝፈቱ ሰ laik ርገጽ
@user-fw9fu3hs4m
@user-fw9fu3hs4m 20 дней назад
ደስ ትብል ደርፊ ራሻ ሓውና፡ብሓቂ ፈተነ ዩ ምንባር
@roziyordanos1968
@roziyordanos1968 20 дней назад
እንቋዕ ደሓን መጻኻ ራሺተይ ®️🎧👌ርሑስ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልኩም የሕዋተይ ላይክ ከኣ ግበሩ 😘
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 20 дней назад
ራሺተይ ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ እስከ የሕዋት ኣብ 1 ሰሙን ሓደ ሚልዮን ነብጽሃሉ ከምኡ ውን ሸርን ሳብስክራይብን እንዳ ገበርና ንሓግዞ!
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 20 дней назад
ራሽ ሽኮር ❤ መርሽ ንቅድሚት ጅግና ዘይፈገር አንታይ ከይትርፈካ አዛ ፈገር ንጹህ አንዲኻ ❤💪💪💪💪🇪🇷ተመስገን በል ካብዛ ፈገር ነፋሒቶ ተጋላጊልካ💪💪💪💪❤🇪🇷🌹
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 20 дней назад
ራሻ ጅግና ሕልናዊ መቅጻዕቲ ዘየደቅሳ እንተ ናዓካ እዝጋቢሄር አገላጊልካ ኣሎ'ሞ አመስጊንካ ጉዑዞካ ብሰላም ቀጽል
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 19 дней назад
ብርግጽ🙏❤
@danielghebre
@danielghebre 19 дней назад
ሄለን በላዒት ገንዘብ ሑሙም ዓሻ ደጋል ከይዳትልካ ድኣ ኣምላክ ምሕረቱ ኣውሪድልካ ራሻ ስሑል ድምጺ ❤
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 18 дней назад
አወ ኣምላኽ ጉሒፍሉ አዛ ጠላም ፈገር ንዮናስ ሕውዩ አንዳ ተባህለ ብጓሂ ጣዕ ኣቢላቶ
@NatuAchi
@NatuAchi 20 дней назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ራሻ፡እንቆዕ ብሰላም ተመለስካና፡ኣምላኽ ንዓኻ መሲላ ትኸይድ ይፍጠረልካ።
@yergayerga6254
@yergayerga6254 16 дней назад
ብሉጽ ስራሕ ራሻ ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Eyob302
@Eyob302 18 дней назад
ጡዑም ድምጺ ቡሉጽ ስራሕ ራሻ ! ወዲ ህዝብን ሃገርን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@user-faniboy
@user-faniboy 12 дней назад
ራሻ ሓወይ ሓንቲ ግጥሚ ኔራትኒ ዜማ ሰሪሕካ ከተውጽኣ ከመይ ይካል ድዩ ትረክብዎ እንተኮንኩም ንጎርለይ በጃኩም ደቂ ኤረይ❤❤
@asmarasweetflora745
@asmarasweetflora745 20 дней назад
Anes haxiratni eza derfi tiemti sle zkonet good job Rasha❤❤❤❤
@alemhadera7037
@alemhadera7037 20 дней назад
ራሻ ራሻዊ Bravo ንኡድ ስራሕ ።እቲ ሓቂ ክንድሕድሖ.....ዓቅምኻን ተውህቦኻን ምስ'ቲ ናይ ጥበብ ቆመናኻ ፡ታሃንካ እተውጻአሉ መድረኽ ይመጽእ አሎ'ሞ ቀጽል ፥በርትዕ ።
@yoditzekarias6011
@yoditzekarias6011 20 дней назад
ብክልቲኡ ወገና ብዜማ ጥዕምቲ ብድርሰት ግጥሚ ብልጽቲ ብኣደራርፋ ብልጽቲ ክሊፕ ንባዕላ perfect መኣዛ ዘለዋ ስራሕ መሳጢት ኣዝያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኢሳያስ ራሻ
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 20 дней назад
ኣብ ሰዓታ welcome ራሻ ወዲ ኤረ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕🥰🥰🥰🥰
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 20 дней назад
ንስኻ'ዶ ትጠፍእ!!!! ራሻ ጅግና!!! ኣይትጥፈና እባ፧?ብዝተርፈ❤❤👍👍I love z model😘 Nisuu wn ajoki keep it!!!! Rhus kiniyat ናጽነትን ኣውዳመትን ይግበረልና!!!
@user-wk9lp8xj8p
@user-wk9lp8xj8p 20 дней назад
Welcome ሓው ራሻ ብልጽቲ ስራሕ እዋናዊት ሰዓታን ግዚኣን ❤❤❤❤
@lidyagoitom5538
@lidyagoitom5538 19 дней назад
Yes ab Gizea ( amazing guy)
@Feleg1
@Feleg1 11 дней назад
I am from China 🇨🇳 but I like Eritrea music❤
@user-mf8mf7uo7f
@user-mf8mf7uo7f 19 дней назад
ራሻ ሓወይ ይበል ስራሕ፡ ከምዛ ናይ ወዲ ትኩል ትፍጠረልካ ሓቢቢ❤
@joniboy7965
@joniboy7965 20 дней назад
ንልቢ ትትንክፍ ደርፊ ዓኽኽኽ heart break 💔 😢
@Wedi-lv8xf
@Wedi-lv8xf 20 дней назад
ጽቡቅ ስራሕ፡ግድን ድያ እዛ ደርፊ ንሂወቱ ክትገልጽ ብዓይኒ ጥበብ ምርኣይ ይሓይሕ።
@simonmussie86
@simonmussie86 14 дней назад
Derfe eka kemzgelxkayo eu qurub dea clip gerla ember
@tekledagnew9791
@tekledagnew9791 20 дней назад
ምሳሌ 14፥1 😢
@alexanderateshim2865
@alexanderateshim2865 17 дней назад
ለባም ሰበይቲ ቤታ ትሃንጽ፥ ዓሻ ግና ብገዛእ ኢዳ ተፍርሶ
@Yoraei1
@Yoraei1 6 дней назад
😊😊
@NebiGhebremedhin-zq1ot
@NebiGhebremedhin-zq1ot 20 дней назад
ራሻ ቀደም❤❤❤
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 20 дней назад
ዘፍቀረ'ዶ ይብደል🤔ራሻ ብሮ❤❤❤
@erinabella5455
@erinabella5455 20 дней назад
ወዲ ኤረ ሽኮር . ግርም ስራሕ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-vc4jz7ij8i
@user-vc4jz7ij8i 20 дней назад
ሓቅኪ ኢኪ ትርጉም ሂውት ኣብ ከብዱ ዝመስሎ ብዝበልዖን ዝሰትዮን ክሓስብ ንልቡ ኢዩ ዝቀትሎ ብሓቂ ነዛ ሓሰማ ዘመድ ከብዳ ብልክዕ እትገልጽ ሕደማ።። ራሻ ሓወይ ንጽበቅካ ዩ ....ዓተር ተረፈ ፈስን ጥራጥን ተረፈ. ይብሉ ኣቦታትና።
@AmeteIsak-hs9se
@AmeteIsak-hs9se 18 дней назад
በሓቂ ምንባር ፈተና!! ንጥቅምና ዝመጽእ ፈተና ከምዘሎ'ውን ምስትውዓል ከድልየና' ዩ! ጽቡቅ ስራሕ ቅሱን ሕልና የሃብካ ፈጣሪ።
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 18 дней назад
ይገርምዩ ራሻ ጎይታ ጠባይዶ ነዛ ፈገር
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 20 дней назад
Let's support Rasha hawena like, share deki Eri.
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms 14 дней назад
ዝብጻሕ ንኽትበጽሒ ዋጋ ከፊለ ኣነ፡ ሰብ ዝገበርኩኺ እወ ኣነ። ኣጆኻ ኢሱ ሓወይ.
@user-ms4ki3ze4p
@user-ms4ki3ze4p 6 дней назад
ራሻዊ ሕጋዊ ናይ ሙደይ ቀጽሎ ከመይ ዲካ ሱሑል ጎሮሮ ምስጡዑም ድምጺ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤❤
@dians1273
@dians1273 3 дня назад
Great song keep it up 💯%nice song 👍🇪🇷👏 proud of u brother Eritrean hero 🇪🇷🦁🇪🇷✌️🇪🇷❤️🇪🇷👌🇪🇷♥️🙏🇪🇷🇺🇸
@ghirmayalazar1658
@ghirmayalazar1658 18 дней назад
ራሻ ሓወይ ግርም መልሲ ኣብ ክንዳኻ እንዲና ሓሚምና ነርና እሞ እዛ ደርፊ ኽትምጽእ ምኻና ኣይተጠራጠርኩ ነይረ ኣብ ሰዓታ ተመሊሳ ኣላ ቅሰን
@luwamokbamichael9729
@luwamokbamichael9729 20 дней назад
A broken heart can speak through great music.❤️❤️❤️
@Selam-sk2pg
@Selam-sk2pg 17 дней назад
ኣጆኻ ራሻ ሓወይ እዛ ሃላይ ዳኣ ምስ ዘይረብሑ ሰባት ኮሾምሸም ክትብል ትውዕል ኣላ ፈርሲ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ጠሊማ ምስ ንሃገርና ንጥፍኣት ዝምነዩ ከተዳኽር ዳሓን ምእንታኽ ኢልና ተጸሚምና ኣሎና እንተ ገዲፍካያ ግን ኣፍልጠና ንሕና ኣይንርስዖን ኢና ዋጋ ከኽፍላ እዩ።
@nebu5224
@nebu5224 16 дней назад
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 13 дней назад
ሃብቶም ተወልደ (ሃፋ) ግጥሚ 100% ቃሌ ዜማ ሸቲትኒ እንዶ ። ራሻ ብሉጽ ስራሕ
@rahelmaekel8107
@rahelmaekel8107 20 дней назад
ድምጺ ማለት ራሻዊ ኤርትራዊ❤❤❤❤❤❤❤
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 20 дней назад
ኣጆካ ብዙሕ ዕድልን መጻእን ዘሎካ መንእሰይ ኢካ!!?❤
@user-fv5mk3rj5i
@user-fv5mk3rj5i 17 дней назад
ራሻ ቡሉጽ ስራህ ካብዚ ንላሊ ሂዝካ ክትመጻና ንጽበ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abielyohannes1231
@abielyohannes1231 9 дней назад
Perfect song with an outstanding clip...Job well done Rasha!!!
@HenokWediyemane-pc8vu
@HenokWediyemane-pc8vu 20 дней назад
I am from Botswana i love eritrean music 🇪🇷🇪🇷
@adeymaryameyhalwnitemesgen9983
@adeymaryameyhalwnitemesgen9983 20 дней назад
Henok zbhal Botswana ka mexina😂😂😂😂
@noorhusienabdul5722
@noorhusienabdul5722 19 дней назад
the music mlodey and your voice wonderful nice ,, we thankyou isyas saleh ,,,, eritrawinet kbur menenet ,,, awet nehafash ,,,.
@wediteklay-so3ms
@wediteklay-so3ms 7 дней назад
ናይ ብሃቂ ፈተነ አዩ ምንባር😢
@selamn84
@selamn84 20 дней назад
ኢሱዬ ራሺተይ ዓይነይ መዓረይ ሽኮረይ ጽቡቐይ ስሑል ጎሮሮ ❤❤❤❤
@bozoltd2129
@bozoltd2129 19 дней назад
10+10 DEGAGEM SAMEYIA MEXGAB SENIYA LEBAY TENKEFUNE WED EiR❤❤❤🇪🇷HLLAYYyy
@EK-qo7fe
@EK-qo7fe 20 дней назад
ኢሱዬ ራሺተይ ዓይነይ መዓረይ ሽኮረይ ጽቡቐይ ስሑል ጎሮሮ ❤❤❤💞💞💕💕💕
@user-zy2nn7oq8x
@user-zy2nn7oq8x 15 дней назад
ገለ ኣይነት ቤላ ደርፊ ራሺ ወዲ ሹቅ❤❤❤
@eritreaeritrea9955
@eritreaeritrea9955 19 дней назад
እቲ ዋና ነገር ምንባር እንድዩ ሓቦ ጌርካ ንሽግርካ ግጠሞ። እምበር ስበይትካ'ስ ህልይ ኢላያ 😢 ትመስል ኣጆኻ በርትዕ።
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 18 дней назад
ሃላይ ጥራይ ፈገር ንሓዳራ ፈገር ንዮናስ ሓውና ብሰላም ዕረፍ ዮባስ❤ ሄለን ፈገር👎
@HenokTareke
@HenokTareke 9 дней назад
😂😂😂😂😂😂😂
@mielamedia8697
@mielamedia8697 20 дней назад
ምሳኻ ደኣ ኣይኮነትን ሓንቲ ዓሰርተ ኣዋልድ ከማን ምሳኻ ምንባር ውሕስነት ይስምዐን፡ እንቃዕ ከማን ከደትልካ እንታይ ከይተርፈካ ራሻዊ
@SimretBeraki-yr7qu
@SimretBeraki-yr7qu 20 дней назад
Ata kindey awalid diyu bexihu tefelto dika nd kiltiom hade eyom
@sumurhaile4121
@sumurhaile4121 20 дней назад
Welcome back Rasha King Star Eritreawit❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eriasmera6939
@eriasmera6939 18 дней назад
Helen guhaf. Qab Rasha zbelx kndey keytrebi. Ktghafi eki. Meslki enber esusi kemeyzbelet krekbu
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 18 дней назад
ሂለን ነቃዕ አግሪ አወ ዘብዘብ ትብለሉ ኔራ ኣብ ገነቱ የንበሮ ዮናስ ገንዘቡ ፈጊራ 1 ማዓልቲ ከይሓዘነቱሉ አዛ ነፋሒቶ ኣብ መሬት ኣይጥዕማ ኣብ ሰማይ ዘይቅሱን ሕልና ሒዛ ትንበር ኣላ
@Sami-saymon118
@Sami-saymon118 18 дней назад
ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ከምቲ ዋዕዊዓቶ ዝቀነየት ግን ኣብ ምዝርጋሕ ኩላ ቅሩብ ዶንጊኩም ወላ ንዓኩም ዉን view ክበዝሓልኩም ምስታ ሌክራም ኣብ 2 መዓልቲ ክትዝርግሕዋ ይበልጸኩም ❤
@lidyagoitom5538
@lidyagoitom5538 19 дней назад
Wawwww Rasha hawey you are my favourite singer God bless you Dear ( Eti zelo Eka derifkayo ) Wedi Eri Jigna
@merry3355
@merry3355 20 дней назад
My favorite Rashiye welcome back you did amazing job wedi Ere xada🇪🇷
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 15 дней назад
ትርጉም ሂወት ኣብ ከብዱ ዝመስሎ. .ዝበልዖን ዝሰትዮን ብንግሁኡ እዩ ዝቀትሎ. .ዋው ሓያል ግጥሚ ብርቱዕ ደራሲ!!! ስሑል ጎሮሮ!!❤🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 19 дней назад
Good job keep it God with you only believe on God you give big Happiness in your life 🙏💞🙏🌹🙏♥️🙏🌹 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehariendarghezeray1192
@mehariendarghezeray1192 20 дней назад
ጽቡቅ ስራሕ ራሻ አስሊይ🎈❤👍👏
@eritrea6227
@eritrea6227 20 дней назад
Welcome my favorit artist esyas Salih bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lidyagoitom5538
@lidyagoitom5538 19 дней назад
Good Job Rashino Wedi Eri Jigna kem Abotatu amazing guy God bless ❤️❤️❤️❤️Like Like Deki Eri ❤️❤️
@nebelbalentertainment
@nebelbalentertainment 11 дней назад
RASHA derftatka btami ktsemo bah zebl eyu tdnguyena aleka gn 🎉
@Eri91M90
@Eri91M90 20 дней назад
🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉 ሒዘካ ኣለኩ ራሻ ዓርከይ መልእክታ ናብ መን ምካና 1:31
@aryamshow6625
@aryamshow6625 20 дней назад
ድሓን ሕማቅ ዝገበር ደቂሱ ዶ ከይሓድር ኩሉ ንጽቡቅካ እዩ ራሻ ብዓል ዓቅሊ እዚ ውን ክሓልፍ እዩ ብጻይ
@user-vj3pn2qi6x
@user-vj3pn2qi6x 20 дней назад
ራሺተይ ኪፍ ዘለዋ ደርፊ my king 👑
@AndomGnbot
@AndomGnbot 4 дня назад
My king❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 20 дней назад
ራሻ ስሑል ጎሮሮ ❤❤❤
@merygualkeren
@merygualkeren 20 дней назад
☝️☝️☝️Nezen Gele Resahat Kab Afrika Mis Amtsuwen ab Europa Mis Metsa Zitelmom Eya Tederifa 😭😭😭. Rashtey Anbibkayo Aleka Ezi Gzea.❤❤❤❤❤❤
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 19 дней назад
ሄለን ፈገር ግን ዮናስ ዝደገርቶ አኳ ዘይሓዘነትሉ አዛ ከዳዕ ንሓዳራ ከዳዕ ንሓዋ ራሻ 💪💪💪💪❤🙏
@user-dk8rc5si6j
@user-dk8rc5si6j 16 дней назад
Behaqi lomi naywshtey tewtsaley rekibe btami ye zemesgneka 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-fg1rf1eo5p
@user-fg1rf1eo5p 17 дней назад
Ajoka rasha gobez abeynika aykonen eti mtlam
@miriamsemere3677
@miriamsemere3677 20 дней назад
Good job Rashi hawey keep going on dear bro may god bless u❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mosk646
@mosk646 20 дней назад
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉዋ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@user-ui5vg3hd8j
@user-ui5vg3hd8j 8 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጹቡቕ ስራሕ
@alexanderateshim2865
@alexanderateshim2865 17 дней назад
አታ ዝጠዓመት ክፋል ሓጺራ ከምዚልካስ ይቅጽልድዩ ሂወት ብደውካስ ዳርጋ ሞት ዩሞት
@SiemKfleyesus4554
@SiemKfleyesus4554 20 дней назад
Rashitey I miss you so much my dear brother ❤🎉
@eliltadawit4973
@eliltadawit4973 20 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@danilesmon2114
@danilesmon2114 15 дней назад
Merhaba welcome reshawi Ane ko kem seb enkae rehaketlka eye zbl nska gn ajoka very fetari natka zhazelka alo❤❤❤
@nohisack7796
@nohisack7796 20 дней назад
ራሻ ሐውና መርሐባ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HaniSerjoo
@HaniSerjoo 20 дней назад
Good job rashiti👑👈✌️
@BahgeyKsemir
@BahgeyKsemir 20 дней назад
Rasha nay mudey like habule!
@Erimedia2024
@Erimedia2024 15 дней назад
ራሻ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ስላምን ይሃብካ ኣይትሕመቅ ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🏫🏫🏫🏫🏫🏫🏫🏰🏰🏰🏰🏰
@danielhabte6514
@danielhabte6514 20 дней назад
Bitaimi Tsibuk Sirah The Rasha❤❤❤
@asmaranafkeasmaranafke9762
@asmaranafkeasmaranafke9762 20 дней назад
Woww rasha amaizing❤ fetene nbur eyubab alem!
@FrewenghelTekeste-hq9tc
@FrewenghelTekeste-hq9tc 20 дней назад
❤❤❤❤ዋው ራሻ ረሳዓያ ን ዛህላይ ማ
@zaidteclemariam9764
@zaidteclemariam9764 19 дней назад
💕💕💕🦁🦁🦁Rasha hawna beautiful song keep going brother, you're the winner 🦁🦁🦁💞💞💞
@user-ch4wm6hc4d
@user-ch4wm6hc4d 2 дня назад
Wwww Rasha hawey Btaemi xbuq srah Nezi gzie tgelx eya
Далее
The Worlds Most Powerfull Batteries !
00:48
Просмотров 7 млн