Тёмный

New Eritrean orthodox Mezmur by D. Teame Segid. "ከርክበሉ ኣይንበል" 

KABATRANOS TV
Подписаться 64 тыс.
Просмотров 780 тыс.
50% 1

ኣብዚ Page Share, Comment and Subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እጃምና ነበርክት
/ tewahwdochurch
Follow Us.....
I'm on Instagram as @atranostv. Install the app to follow my photos and videos. www.instagram....
l.facebook.com...

Опубликовано:

 

9 фев 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 626   
@siemeyob4503
@siemeyob4503 3 года назад
"ከርክበሉ ኣይንበል " ብሓቂ ድያቆን ጥዓመ ምስ ሂወት ናይ ሕጂ ትተኣሳሰር ኢያ ስለ ብመዝሙርካ ጌርካ ዝሰበኽካና ብጣዕሚ ነመስግን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@askalemengsteab8338
@askalemengsteab8338 2 года назад
Pl
@askalemengsteab8089
@askalemengsteab8089 Год назад
Pl0⁰p😊p0
@mhretka145
@mhretka145 4 года назад
ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ቡሩኽ ዘርኢ ድያቆን ጠዓመ። "ከርክበሉ ኣይንበል ከርክበሉ ግዜ ምስ ተዓዝረ ሽው ሽው ኢሉ መላሲ'ኳ ዘይብሉ" ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና። ንዘልኣለም ኣብ ቤቱ የዘምርካ።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen🙏🙏🙏
@tesfitabrahale9267
@tesfitabrahale9267 4 года назад
ናይ ብሓቂ
@user-pj1mw6zt7b
@user-pj1mw6zt7b 3 года назад
Aa0000Aaaaaaa0SWW
@user-pj1mw6zt7b
@user-pj1mw6zt7b 3 года назад
Zimare melakt yesmalna
@tahgasgebrihiwet3045
@tahgasgebrihiwet3045 3 года назад
@@tesfitabrahale9267 8ompm# . ..
@user-qu4wc8wh9j
@user-qu4wc8wh9j 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብር ሓው ዲ ጠዓመ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ከርክበሉ ኣይንበል ከርክበሉ ኣይንበል ከርክበሉ(2) ግዜ ምስ ተዓዝረ ሽው ሽው ኢሉ መላሲ'ኻ ዘይብሉ ኣዝ…………………… 1/ከም ሰማይ ካብ ምድሪ ንዘለዎ ርሕቀት ትምኒት ሥጋን ነፍስን ትምኒት ክልተ ጫፋት ነፍሲ ከይትረብሕ ረኪባ ድሕነታ ኣንታ 'ዛ ሥጋናስ ብዙሕ'ዩ ምክኒታ ነፍስና ብጽድቂ ክትስለም ትደሊ ሥጋና ግን ወይከ ነፋግ'ያ ንገድሊ ኣዝ………………… 2/ብሃፋ ጻማና ሪህጽና ምብላዕና መዓስ ነውሪ ኾይኑ ፋሕጠርጠር ምባልና ብዋጋ ነፍስና እንተኮነ ግዳ ውጽዓ እንዱ ንነፍሲ ዕዳ ምስ ከበዳ ከመይ ካብ እንጌራስ ሕይወት'ዶ ኣይበልጽን ካብ በላዪ ልብስስ ስጋ'ዶ ኣይምረጽን ኣዝ………………… 3/ብመዓልቲ ምድሓን ክሰምዓና ጎይታ እታ ቅብልቲ ሰዓት ሕጂ'ዩ ሰዓታ ኣረጊት ልብና ንሃቦ ክንቅደስ ይጽበየና ኣሎ ክሳብ ገጽ ንመልስ ዛ ኣብ ቅድሜና ዘላ ናይ ድሕነትና ደቂቕ ካብ ሎሚ ኣይነሕልፋ ጽባሕ ከይትርቕ ኣዝ……………… 4/ከም ጽላሎት ጸሓይ ዕድመ ዕራርቦ ዘማዋእልና 'ኮ ዘይብላ ኣላዝቦ ኣብ መርዓ ሰማያት መርዓዊ ክንቅበል ዘይቲ ቀንደል ጽድቂ ብኣጋ ነዋህልል ውልዶ ንእስነትና ብርካ ከይረብረበ ከርክበሉ ኣይንበል እዝጊ ከይርከበ። ዝተጋገክዎ ብኣፈ ትጉሃን መላእክት ይተኣረመለይ ኣሜን
@tsegukesete4797
@tsegukesete4797 Год назад
@Lifeishardwork
@Lifeishardwork 10 месяцев назад
❤❤❤
@shewityontan3548
@shewityontan3548 4 года назад
ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር ብክሉ ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልኩም ዝማረ መላክት የስምዓልና !
@yafet3612
@yafet3612 4 года назад
ናይ ብሓቂ
@muketgbtsawi292
@muketgbtsawi292 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet ysmmakn
@abrahamtsegawit6044
@abrahamtsegawit6044 4 года назад
@@yafet3612 ኡሎግርጅ
@peaceforall2405
@peaceforall2405 4 года назад
ከርክበሉ ኣይንበል (2) ግዜ ምስ ተዓዝረ ሽው ሽው ኢሉ መላሲ 'ኮ የብሉ ,,,,,,,፡ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ደያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ዝላዓለ ማዓርግ የብጽሕካ ።ብሓቂ ነዚ በጺሕናዮ ዘለና ግዜ ትገልጽ ጥዕምቲ መዝሙር ፡እግዚኣብሄር ኣሞላኽና ናይ ንስሓ ዕድመ ይሃበና ፡ከም ባዓል ኣነ ነዛ ናይ ንስሓ ግዜ ብሎሚ ጽባሕ እንዳመኽነና ንሓልፋ ኣለና ።ኦ ኩሉ ኣብ ኢድካ ዝኾነ እግዚኣብሄር ኣምላኽና መጀመርታ ን ዓለምና ካብዚ ወሪድና ዘሎ ማዓት ምህረትካ ኣውርደልና፡ሰላምካ ልኣኸኦና ፡ከም ብዝሒ ሓጥያትናን ኣበሳናን ዘይኮነ ከም ብዝሒ ሳህልካን ምህረትካን ይቅረ በለልና፡ብንስሓ ነብስና ኣጽሪና ብቅድስናን ንጽህናን ናብ ቤትካ ክንመላለስ ኣብቃዓና ።የሕዋተይን ኣሓተይን ናዓይ ንድኹም ሓውኹም ድማ ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩኒ ።
@dreamteam7349
@dreamteam7349 4 года назад
ጸሎት እመብርሃን ኣይፈለኻ ዘሓወይ
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 года назад
ጸሎት ቅዱሳን ብሩኽ ሓወይ
@user-fz9ie5ih8m
@user-fz9ie5ih8m 3 года назад
በአማርኛ እስኪ ንገሩኝ በጣም እወደዋለሁ ግን አልሰማም
@semerebereket3101
@semerebereket3101 4 года назад
ከርክበሉ ኣይንበል ከርክበሉ ግዜ ምስ ተዓዝረ ሽውሽዉ ኢሉ መላሲ'ኻ ዘይብሉ፡ ከም ሰማይ ካብ ምድሪ ንዘለዎ ርሕቀት ትምኒት ስጋን ነብስን ትምኒት ክልተ ጫፋት ነፍሲ ከይትረብሕ ረኪባ ድሕነታ ኣንታ'ዛ ስጋና ብዙሕዩ ምክኒታ ነፍስና ብጽድቂ ክትስለም ክትደሊ ስጋና ግን ወይከ ነፋግያ ንገድሊ ብሃፈ ጻማና ርሂጽና ምብላዕና መዓስ ነውሪ ኮይኑ ፋሕተርተር ምባልና ብዋጋ ነፍስና እንተኮነ ግዳ ወጽዓንድዩ ንነፍሲ ዕዳ ምስ ከበዳ ከመይ ካብ እንጌራ ሂወት'ዶ ኣይበልጽን ካብ በላዪ ልብስስ ስጋኖ ኣይምረጽን ብመዓልቲ ምድሓን ክሰምዓና ጎይታ እታ ቅብልቲ ዕለት ሕጂ'ዩ ሰዓታ ኣረጊት ልብና ንሃቦ ክትቅደስ ይጽበየና'ሎ ክሳዕ ገጽ ንመልስ 'ዛ ኣብቅድሜና ዘላ ናይ ድሕነትና ደቂቅ ካብ ሎሚ ኣይነሕልፋ ጽባሕ ከይትርሕቅ ከም ጽላሎት ጸሓይ ዕደም ዕራርቦ እዛ መዋእልናካ ዘይብላ ላዝቦ ኣብ መርዓ ሰማያት መርዓዊ ክንቅበል ዘይቲ ቀንዴል ጽድቂ ብ ኣጋ ነዋህልል ዉልዶ ንእስነትና ብርካ ከይረብረበ ከርክበሉ ኣይንበል እዝጊ ከየርከበ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜካ ይባርክ ብጣዕሚ ነፍሲ ዘጥልል መዝሙር፡ ህዱእ ህርመት ምስ መሃሪ መልእክቲ።🙏🙏🙏
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Thanks
@yordanoskedawi6040
@yordanoskedawi6040 4 года назад
Amen Amen Amen zemari melakti yesmalena
@edenhailab364
@edenhailab364 4 года назад
445th k
@ngistitesfazgi8120
@ngistitesfazgi8120 4 года назад
Uuu
@helentedros8470
@helentedros8470 4 года назад
KabAtranos ኣትራኖስ er is
@mhretka145
@mhretka145 4 года назад
ሕጂ ውን ድንቂ ስራሕ፡ ኣከዳድና፡ ኣዘማምራ ኣምላኽ ዝኸብረሉ ስራሕ ብሩኻት ማሕበር።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@tsegeweyenitesfagergish7525
@tsegeweyenitesfagergish7525 4 года назад
Amin amin
@fili2847
@fili2847 4 года назад
ኣመን (3) ድያቆን ጣዓመ ሓወይ ዝማረ ማልኣክቲ የስማዓልና
@michaelsabera4199
@michaelsabera4199 4 года назад
ናይ በሓቂ ኣብ ልብካ ኣቲያ ተነቃቅሓኻ 🙏💒 ጎይታ የሓግዘና❤️🙏👍💒
@sabakalab4472
@sabakalab4472 3 года назад
wcq%$$ 42
@michaelsabera4199
@michaelsabera4199 3 года назад
@@sabakalab4472 Entay eu Ezi ayteredaenn
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 4 года назад
ከርክበሉ ኣይንበል (2)ከርክበሉ ግዜ ምስተዓዝረ ሽው ሽው ኢዩ መላሲ ካ ዘይብሉ(2) ከም ሰማይ ካብ ምድሪ ንዘለዎ ርሕቀት ትምኒት ስጋን ነብስን ክልተ ጫፍት ነፍሲ ከይትረብሕ ረኪባ ድሕነታ ኣንታ ዛ ስጋናስ ብዝሕ ዩ ምክንያታ ነብስና ብጽድቂ ክትስለም ክትደሊ ስጋና ግን ወይከ ነፍግ ያ ንገድሊ
@demijossi7975
@demijossi7975 4 года назад
halo
@mad223chu9
@mad223chu9 3 года назад
Amen Amen Amen
@user-ek8ff9tf4r
@user-ek8ff9tf4r 4 года назад
ዝማረ መላእክት የስማዓልና ጡኡመ ዜማ ብሓቂ ኣበይ ኣለና ናበይ ኢና ከመይ ኣለና ልብና ዝትንክፍ መዝሙር (ወረብ) ጸጉኡ የብዛሓልኩም ንሕናውን ብሓቂ ከርክበሉ ከይ በልና ሕጂ ያ ታምድሓን ፈሊጥና ናብ እግዛብሄር ግንጽግዕ ብምሕረቱ ብጸጉኡ ይደግፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💒💒💒💒💒💒♥️🙏🙏🙏
@user-tc6yz6en7s
@user-tc6yz6en7s 4 года назад
ናይ ብሓቂ ሕልናክ ትትንክፍ መዝሙር፡ዝማሬ መላአክት የስመኣልና ፍቁራተይ!!!!
@tsegaysolomon8377
@tsegaysolomon8377 3 года назад
,,meiekt ysmein
@teklaywelderufael6599
@teklaywelderufael6599 4 года назад
ናይ በሓኪ ልብካ ትንክፍ መዝሙር🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@mussietn1966
@mussietn1966 3 года назад
ዚኣስ ንዓይ'ያ ትምልከት ተመስገን ርሒቓትኒ'ላ 😥 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና 🙏🙏🙏
@salemteklit8112
@salemteklit8112 4 года назад
ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ፡ዓባይ መልእኽቲ ዝሓዘት መዝሙር ፡ጸግኡ ይብዝሓልካ ፡ዲያቆን ሓውና ።
@ola1707
@ola1707 4 года назад
Ezia mezmur bzuh gziey ab recommended neyra gen yhalifa neyre. Amlak ymesgen hijiy gen semiaya nay bhaqi tiemtiy mezmur
@user-op6sw1bt7b
@user-op6sw1bt7b 4 года назад
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና። ብሓቂ ንብስኻ ክትፍትሽ ትገብር መዝሙር እያ። ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን። ናብ ሓቀና ንስሓ ህይወት ተመሊስና፡ ቅዱስ ስጋን ክቡር ደም ክርስቶስ ተሳተፍቲ ክንከውንን፡ ዘለኣለማዊ ህይወት ወረስቲ ክንከውን ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ የብቕዓና።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@amantesfama6702
@amantesfama6702 4 года назад
ናይ በሓቂ ንሕልና ዘለዎ ሰብ ወሸጥኻ ኢዩ ዝኩሕኩሕ ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወና
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@madeadibo9393
@madeadibo9393 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ ከም ሰራቂ ኮይነ ክመጸካ እየ እሞ ድልዋት ኮንኩም ጽንሑ ስለ ዝብለና መጽሓፍ ቅዱስና ንዳሎ ንዳሎ ንዳሎ ህዝበ እግዚኣብሔር
@godislovemygodistrue8978
@godislovemygodistrue8978 4 года назад
Amen Amen Amen kali hiwet yesmalna hawey natey goyta nab bietu yimrehan yerkbelo aynbel nay behaqi egzabhar Amlak aeynet libonna ykfetelna .
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@kibromgrmay6079
@kibromgrmay6079 4 года назад
Amem amen amen kalehiwet yesmalna
@edensimon1323
@edensimon1323 4 года назад
No comment hji wn tibebka ybarkh Goyta bzuh Ina nmehar kab mezmurka D.Teame Hawna 🙏🏻 haftka Eden Simon Debremewie Kab Norway
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Merhaba Edu haftey, sala xelotkum eu ezi kulu emo ab xelotki zhaftey.
@MullerTesfie92
@MullerTesfie92 4 года назад
ከርክበሉ ኣይንበል 🙏🙏🙏 ዝማሬኹም ይባረኽ ድያቆን ሓወይ ጸጋ ክርስቶስ ኣምላኽና ምሳኩም ይኹን ኣሕዋት።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@Yoni_Gere
@Yoni_Gere 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን፡ሰሚዕካ ዘይትጽገብ መዝሙር እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘንኩም ይባርኽ።
@user-on9qx5wq5i
@user-on9qx5wq5i 4 года назад
ኣሜን ስለ ኩሉ ውዕለታቱ ይክበር ይመስገን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩሉም ዝተሳተፍኩም ኣብዛ መዝሙር ብዝተፈላለየ ናውቲ ቤተክርስትያን ጌርኩም ጣዕሙን መቀረቱን ሂወትና ክንመርሕ ዝገበርኩም ኣጆኩም በርቲዑ ዓስብኩም ካብቲ ኩሉ ፈጣሪ እዩ እሞ ኣምላከ ቅዱሳን ኣብ ዙርያኩም ኣብ ዙርያና ይኩን +++
@maranatadmtv4761
@maranatadmtv4761 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ጠዓመ ኣምላክ መመሊሱ በረከቱ የብዝሓልካ ብበገናን መንፈሳዊ ግጥምን እትገብሮ ኣገልግሎት ኣምላክ፡ ዘይጽምሉ ኣክሊል ክህበካዩ Tele kea ናይ ዲ ጠዓመ ኣብዚ ጸ ሓፉልና ከነተባብዖ ብዝተረፈ GBU
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
this is his email, kabatranos@gmail.com
@robelgebre5093
@robelgebre5093 4 года назад
Bitaemi wishti libi etitnkif mezmur....kale hiwet yesmealna n zemaray hawina kea nay agolgulot zemenka Amlak yebzehalka 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 года назад
ኣሜን ኣሜን፡ኣሜን፡ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ብሩኻት የሕዋተይ።
@eliltagebrehiwet123
@eliltagebrehiwet123 3 года назад
I love this mezmur 🥰😍🤩❤ and God bless us with this
@zebibtesfagaber1583
@zebibtesfagaber1583 4 года назад
Amen zmahre melaekti yesmealna dykon hawey eigziabhir xegeu yebzhalka
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 года назад
Behaki abona kal.hiwet ysemealna egziabher amlak xegau yebzhalkum amen amen amen
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 года назад
ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓውና ከርክበሉ ኣይንበል ዓባይ መልእክቲ።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 4 года назад
ብሓቂ ነርክበሉ ኣይንበል ደስ ዘብል መዝሙር ሰሚዕካ ዘይ ጽገብ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስዓልና እግዝኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@Mulue844
@Mulue844 4 года назад
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ::ንዑ፣ ፍቑራት የሕዋተይ፣ ነፍስና ነድሕን፣ ህይወትና ዉን ንለዉጥ። ኣብዛ ሓላፊት ዓለም ኮይንና ኣካይዳና ብምቅያር፣ ነታ ዘይትሓልፍ ጽንዕቲ ዓለም ንዉረስ፣ ደጊም እንዕቀኪ ኣለኹ፣ ኦ ሓጢኣት ዝመልኣኪ ዓለም ንበል፤ እምበኣር ከም ለባማት ሰባት ኮይንና፣ መታን ነፍስና ኣድሒንና፣ ኣብታ ኣምላኽ ዝነግሰላ ዓለም (መንግስቲ ኣምላኽ) ከነዕርፍ፣ ንዑ፣ ኣብዛ ዘይትጸንዕ ዓለም ኮይንና ንስሓ ንእተው። ደጊም እንዕቀኪ ኣለኹ፣ ኦ ሓጢኣት ዝመልኣኪ ዓለም ንበል፤ መርዓዊና ክመጽእ እንከሎ፣ ምእንቲ ክንቅበሎ ከምተን ለባማት ዝዀና ደናግል፣ ፍጹም ትጉሃት ኮይንና፣ ጸሎትና ብዘይምስልካይ ነቕርብ። እምበኣር የሕዋተየ! ምስቶም ቅዱሳን ንጹሓትን ዝዀኑ ተጸምቢርና፣ ኣብቲ ሓጎስ ዝመልኦ መኣዲ ምስኡ ሓቢርና ምእንቲ ክንቕመጥ፣ ብጾምና ንትጋህ፣ ብልመናን ጸሎትን ዉን ኣይንሰልክይ፣ ንዕኡ ዘለና ንጹህ ፍቕሪ ነርእዮ። ስብሃት ለእግዚኣብሔር ልዑል ወለወለዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Kal hiwet yesmalna
@Semere676
@Semere676 4 года назад
ኣሜን (3) ዝማሬ ቅዱሳን መላእኽቲ የስምዓልና ኣቤት ጥበቡን ምስትውዓሉን ይዓድለና መድሃኔ ዓለም ። #ከም ጽላሎት ፀሓይ ዕድመ ዕራርቦ እዛ መዋእልና ' ኳ ዘይብላ ኣላዝቦ ኣብ መርዓ ሰማያት መርዓዊ ክንቅበል ዘይቲ ቀንዴል ጽድቂ ብኣጋ ነዋህልል ውልዶ ንእስነትና ብርካ ኸይረብረበ ከርክበሉ ኣይንበል እዝጊ ኸየርከበ #እግዚኣብሔር ኣብ ምድሪ ብሂወት ዘንበረና ዕላማ ንብዙሕ ዕዉት መንፈሳውን ስጋውን ተግባራት ንኽንዓየሉ እዩ። እታ ሓንቲ ሰከንድ እኳ ትኹን ዝተዋህበትካ ዕድል ብዘይ ፍረ ንኽትጠፍእ ኣይትሕደጋ ። ብኸንቱ ነገራት ተማሪኽካ እተጥፍኦ ጊዜያት፡ ዓቢ ነገር እኳ ሂብካ ክትመልሶ ከምዘይትኽእል ፍለጥ።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen. Nab bhaki
@MonalizaMonalizahagos
@MonalizaMonalizahagos 6 месяцев назад
Amen Amen Amen zmare melaekit yesemalena 😢
@meazaghebre8317
@meazaghebre8317 7 месяцев назад
አቲ ጸጉኡ ኣፍሲሱ ነዚ ናይ ጸጋ ስራሕ ክትሰርሑ ዘካአለኩም አግዝኣቢሄር ኣምላክ ዝተመስገነ ይኩን ድያቆን ጠኣመ ጸጋካ የብዝሃዮ
@user-jr8cd6if3u
@user-jr8cd6if3u 4 года назад
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ባሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዓቢ መልእክት ዘለዎ መዝሙር ኣጆካ ኣይትጥፋኣና
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen🙏
@milkiyasfilmon3415
@milkiyasfilmon3415 4 года назад
ኣሜን ! ዲያቖን ሓውና ዝማረ መላእክት የስመዓልና ፡
@mebgeb4740
@mebgeb4740 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ።
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 11 дней назад
Zmare melaekt yesmalna zamezmur hadash ymesleni neru teme mezmur ❤🙌🙏🙌🙏🙌 🙏👏🏽👏🏽👏🏽
@tesfitkifle4039
@tesfitkifle4039 3 года назад
Zemare melakti yesmalina kuburat yehwatey tebareku
@Kor-is1yt
@Kor-is1yt 4 года назад
ቃለህይወትን ዝማሬ መልአክትን ያሰማልን ትልቅ ትምህርት ነው
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@fotoisackwedikidanemhret
@fotoisackwedikidanemhret Год назад
Amenn Amenn Amenn zmare melakti yesmealna
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 3 года назад
Kerkbelu aynbel 🤲⛪🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰Amen(((3)))❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰zmare melaekit yesmialna hawey
@user-pk5ss6he6j
@user-pk5ss6he6j 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስማዓልና እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ያዓድለኩም ነዞን ይርክበሉ ንብልዘለና ከምዚ ከማይ ካኣ ያክለና ንበላ ነዛ ጨናዊት ዓለም።
@habsh5752
@habsh5752 3 года назад
ብሓቂ ጥዕሙ መዝሙር ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@jelaniandom2824
@jelaniandom2824 4 года назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና ኣምላኽ ቅዱሳን ንሕና ክንረብሕ ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅበልና *ከርክበሉ ኣይንበል* ብሓቂ ነዚ ብትህኪት ዝተላዕጠጠ ወለዶና ዘነቃቅሕ መልእክቲ ሂወት ሓጻር ሞት ድማ ዘይተርፍ እዩ እሞ ንእግዚኣቢሄር ከርክበሉ ኣይንበል
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@user-jr8cd6if3u
@user-jr8cd6if3u 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna
@ghebrughirmay632
@ghebrughirmay632 5 месяцев назад
Zmara melekti ysmalna dykon hawna nay Agolgulet edmaka ybark ftari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoditafewrki7860
@yoditafewrki7860 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስምዓና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሃልካ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@zaidmedhanie3326
@zaidmedhanie3326 Год назад
ዝማረ መላእክ የስምዓልና
@s90534
@s90534 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@yordanoskedawi6040
@yordanoskedawi6040 4 года назад
Aseyyyyy des tbl mezmur semeaka zeytxegeb egzabhier amlak xegu yebzhalekum ❤️❤️❤️
@semerefsaha9955
@semerefsaha9955 4 года назад
Nay ztezemeret mezmur amlak Aboy nay nsha mealti habena kabka mwtsae malet chnket tray eyu.
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ክቡር ሓወና እግዚአብሔር አምላክ ይሕግዚካ 👏👏👏✝️🕯️🌹🌷🍃🌿🍃🌿🍃🌿🍃🍃 እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ልልል
@tsegazabbrhane7114
@tsegazabbrhane7114 2 года назад
Amen zmare melaekti yesmealna
@me-yo7zy
@me-yo7zy 2 года назад
Nay behaqi lbi ztnkf hiwet zefetsh mezmur...zmarie malaekt yesmealna dyakon hawey
@pronicaarsema894
@pronicaarsema894 Год назад
Zmare melaekti yesmalna deyacon hawna eme brhan xlala tebrelka
@Quayside2127
@Quayside2127 3 года назад
Amen Amen Amen ezmare melaekt yesmealna❣️❣️❣️ Orthodox natey proud of you kulkum ahwat
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክንደይ ደስ ይብል ብሓቂ 👏👏👏🎤🌻
@ermilove685
@ermilove685 4 года назад
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ ፍትዋተይ*
@tho..1058
@tho..1058 4 года назад
❤🙏❤
@ermilove685
@ermilove685 4 года назад
@@tho..1058 petit
@negassiteklezghi5860
@negassiteklezghi5860 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ኣብ ዝለዓለ መዓርግ የብጽሕካ ።
@user-us9er2bq4o
@user-us9er2bq4o 3 года назад
Kal hiwet yesmealna egziabher amlak xegu yebzihelkum
@user-te3vx9mr9m
@user-te3vx9mr9m 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክት ያሰማልን በጣም አጥንት የሚያለመልም መዝሙር ነው በዚሁ በርቱ በቤቱ ያፅናችሁ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@user-fz9ie5ih8m
@user-fz9ie5ih8m 3 года назад
በአማርኛ ምንድ ነዉ እወደዋለሁ ግን ትርጉሙን የበለጠ ባቀዉ እወዳለሁ
@ariamsolomon1508
@ariamsolomon1508 4 года назад
Amen (3) zemarea malekt yesmalna
@gileva2765
@gileva2765 3 года назад
ኣሜን ኣሤንኣ ኣሜን 🙏🙏🙏 ክቡር ድያቆን ሓውና ዝሣሪ መላእክት የስምዓልና
@alemasmerom100
@alemasmerom100 3 года назад
ኣሜን አሜን ቀጽልዎ የማነ
@alemasmerom100
@alemasmerom100 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ድያቆን የማነ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕና
@temesgenslekuluneger9203
@temesgenslekuluneger9203 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክት የስማዓልና ድያቆን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ኣምላኽ ይባርክ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@mginspire
@mginspire 4 года назад
ዝማረ መልኣክት የስምዓልና። ናይ ኣጐልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡራተይ ፀግኡ የብዘሓልኩም እግዛብሔር
@destagalkeshi6511
@destagalkeshi6511 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስምዓልና ኣመላእ እግዚአብሔር ናይ ዘልኣለም ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ፀጋኡ ያብዝሓልኩም ብጣዕሚ መሳጡት ዝኮነት መዝሙር
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@lamriab9248
@lamriab9248 Год назад
Quankuaw bayigbagnim betam nw miwedew zimare melaikt yasemalin
@hallomaialba8229
@hallomaialba8229 4 года назад
Zemar melakit yesmealna ezghbar amelak neay agelglot edmakum yebrklkum ezghbar amelak Amen Amen Amen qala hiwat yesmealna 🇪🇷💖💖💖💖🇪🇷💖🇪🇷🇪🇷💖⛪💖💒💖⛪💖💒💖⛪💒💖⛪💖💒💖⛪💖💒💖⛪💖💒💖💒💖⛪💖💒💖💒💖⛪💒💖⛪💖💒💖⛪💒💖
@user-yy5wb5zg1s
@user-yy5wb5zg1s 7 дней назад
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
@issaiasbetsueamlak9528
@issaiasbetsueamlak9528 3 года назад
Bhaqi kerkbelu aynbel zmare melaekti yesmealna
@letebrhanasfawwoldearegay9028
@letebrhanasfawwoldearegay9028 3 года назад
Zmare melekti yesmalna amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏kuds ezgabiher amlakna mhretu yebzhalna amen amen amen🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@Judi571
@Judi571 4 года назад
Amien zmare melaekti yesmealna xegeu yebzhalkum deacon hawna❤ bhaki bklu negeru zmst mezmur🌹💒 bxegan tbebn temeliekum nabti zlale mear yebxhkum. Bflay albasat des zbl nay bietekrstian srat zhalewe.abzi hji nreyo zelena jelebya mesali gerom zzmuru zelewu btaemi eu zetehasasb eti nexela gdi lemidna natna koynun des ybleka eu emo bezi zelekumo qexlu.msakum kona bzmare negelglelu gzie yhabena🙏💒 ab xelotkum hadera ♥️💒🌺
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen🙏🙏🙏
@brhaneselam577
@brhaneselam577 4 года назад
Elellelelelelleleleelleleleleelele zemare melaekti yesmealna yehwat 💒🙏🙏🙏⛪ amlak tsegeu yebzehalkum O Amlak hagernan hezbenan barek🙏🙏🙏
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@asmeretdesta3570
@asmeretdesta3570 2 года назад
Bhaki Lbka ztnkif mezmur yu Egzabiher xegu yebzhalka zmare melakti yesmalna
@momlove2020
@momlove2020 4 года назад
Amene amen amene Amene amene Amene Amene Amene Amene amene amene Qle hiwet ysmaalen amlek xsegau ybzehalekum ⛪💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@abrahamande1508
@abrahamande1508 4 года назад
Amlak xegeu yebsehalkum ..Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@nayatteklemariam9643
@nayatteklemariam9643 2 года назад
ዝማሬ መላኢክት የስሚኣልና ድያቆን ሓዋና
@furtieshkor4973
@furtieshkor4973 4 года назад
Amen amen amen zimare melakit yesmalna
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@user-dc5ir2wn1g
@user-dc5ir2wn1g 4 года назад
ቃል እግዛብሂር የስመዓልና ወንድማችን እውነት ከርክበሉ ኣይነብል እልልልልልልል ዝሜሬ ማላኣክቲ የስማልንኣሜን።
@mussieteklit2258
@mussieteklit2258 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቖን ሓዉና ቀጽሎ መዝሙርካ ብጣዓሚ ዝምስጠኒ ረዚን መልእኽቲ ዝሓዘ እዪ
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen 🙏
@atowebrhandebre3149
@atowebrhandebre3149 4 года назад
Amen amen amen zmare meleakti yesmeana yehwatey
@God-db9vp
@God-db9vp Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
@bereketweldegiorgis7982
@bereketweldegiorgis7982 3 года назад
bahki des tebel muzmur nebska tetkef ajko keslo nice job
@febenandemeskel8301
@febenandemeskel8301 4 года назад
Amen amen amen zmare melaekti yesmialina bihaki hiwet zewhb mezmur yu egziabher nab betu kinimelales binisiha nebsina kinihaxb fikadu yikunelina ab xelotikum zekuruni ahwatey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen, xelot qdusan🙏🙏🙏
@temesgendesbele1419
@temesgendesbele1419 4 года назад
+++ አአትብ ገጽየ ወኩሉንትናየ በትእምርቲ መስቀል +++ ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሰጊድ እግዚኣብሔር ኣዕዚዙ ይባርኽካ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ኩሉኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም።
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 года назад
Amen ❤💒
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 года назад
😍
@dejentesfazgi1106
@dejentesfazgi1106 4 года назад
AMEN AMEN AMEN QLE HIWET YESMALNA
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@crazyme.4953
@crazyme.4953 4 года назад
Amen Amen Amen zmare melaekit yesmalena ahwatena des zebl And god bless you ever. So luv the way you luv the song. 😍😍🙏🙏👏👏👂👂 touching my heart.
@fyoritesfalem5990
@fyoritesfalem5990 2 года назад
Amen amen amen qale hiwet ysmalna
@you-bv7qu
@you-bv7qu 2 года назад
this my favourite erietran orthodox mezmur by team segid
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 года назад
Behaki kale zmare ysemealna diakon hawey egziabher amlak xegau yebzhalka edmen tenan yhabka
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v 2 года назад
ዝፈትዋ መዝሙር ፀግኡየብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@fortunahabtemotivationalth5191
@fortunahabtemotivationalth5191 4 года назад
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmalna. Nezi kngebr Egziabher Amlak ydegfena.
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 года назад
Amen
@titglatigray8793
@titglatigray8793 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድ,ን ሓወና
@habtitsemere5761
@habtitsemere5761 3 года назад
ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማልና!
@yoditafewrki7860
@yoditafewrki7860 3 года назад
Amen amen amen Zemarei melaketi yesmalna
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 726 тыс.