Тёмный

New eritrean orthodox mezmur fitwey"ፍትወይ" ብዘማሪት ቅሳነት ኣለም። 

ቢታንያ bittanya tube
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 227 тыс.
50% 1

Опубликовано:

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 346   
@user-mg8jc3pc3x
@user-mg8jc3pc3x Год назад
❤️❤️😇😇😇❤️❤️ ፍትወይ ናተይ ተስፋ ዘፍቅሮ ብሓለፋ ጥበብካ ዓድለኒ ክንፈረይ ክውድስካ የርክበሉ ኢለ ከይርሕቅ ከይጠዓስ'ውን ድግማይ ከየቃምትሲ ንኻልእ ፍቅርኻ ሕተሞ ኣብ ልበይ እዚ ጻልጣ ልበይ ንጹህ'ዩ ከም ማይ ንግሆ ጸላኢ ንኸይ ብሕቶ ክርዳድ ንከይዝርኦ ምጽሃዩ ከይከፍእሲ ትግናይ ምስ በቆሎ ደግፈኒ'ባ ሎሚ ገና በኣጉኡ ከሎ ገና እንድየ ዘልኹ ዘይሰጎምኹ'ኻ ስድሪ ምሳኻ እንከለኹ ዘይማመቑኩ ብፍቅሪ ኦ ኣምላከ ሰማያት ኣምላኽ ኩላ ዛምድሪ ህጻን'ዩ እዚ ልበይ ርድኣዮ ኢኻ እንበሪ ወታእ ኮልታፍ ኣፈይ ፊደልኻ ዘይጽረየ ቃለይ ቃልዚ ልስናይ ምስጋናኻ ሓረየ ሰናይ ካብ ኮነ ጎይታ ሕሬት ውሽጢ ዝልበይ ብሓጎስ ተመሊአ ክመስግንየ ክም ሰበይ ባህገይ'ዩ ድሌተይ ክነብር ጎይታ ምሳኻ ቅድሚ ኩሉ ነገርሲ መሪጸ እንዴ ንዓኻ እንታይ ኢለዮሞ ኩሉ ኣበይከ ከይጠቅመኒ ወሲነ'የ ኣነሲ ምሳካ ይሕሸኒ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ቡሩኻት ❤️❤️
@febuteklu3030
@febuteklu3030 Год назад
ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና እዛ ሓብተይ ማዓረይ
@emebrhane2162
@emebrhane2162 Год назад
Xegu yebzhalkum ahfiye 😘🥰😘❤❤❤
@biniamermyas9157
@biniamermyas9157 Год назад
Amen
@biniamermyas9157
@biniamermyas9157 Год назад
ዝማሬ መልእኽቲ ይስምዓልና
@arsemafshation3431
@arsemafshation3431 Год назад
Asey Ahfir hawey btami des tbil mezmur iya igizabher xegiu yebzihalika
@gebrihiwetteweldemedhin2657
ቅሱነይ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዘመንኪ ይባረክ ኣምላክ ይደግፈኪ ፡ተባረኩ ደቂ እመ ብርሃን ኪዳነ ምህረት የሕዋት እግዛኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም፡
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@גויתואלם
@גויתואלם Год назад
“ክፉእ መዓልትታት ከይመጸ፡ ባህ ኣይበለንን እትበለሉ ዓመታት ከኣ ኸይቀረበ ኸሎ፡ ብመዓልትታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ።” - መጽሓፍ መክብብ 12፥1 ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና
@user-lk8ob8uw5r
@user-lk8ob8uw5r Год назад
❤❤❤❤
@user-gv5yl9zh9y
@user-gv5yl9zh9y Год назад
ቅሱነይ ዘመንኪ ይባረክ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ተባረኹ ደቂ ኪደነ ምህረት
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@abiel603
@abiel603 Год назад
ብሓቂ ኣብ ምዓልቲ ን ሳልሳይ ግዜ ይሰምዓ ኣለኹ ብጣዕሚ መንፈስካ እተሀድእ ንእዝንካ ትምችእ ጥዕምቲ መዝሙር ያ ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ኣምላኽ ይቀበለልና ዝሓፍተይ ከኣ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ናይ ኣገልግሎትኪ ይባርኽ
@temesgenamlakey3881
@temesgenamlakey3881 Год назад
ኣሰይይይ መቀረተይ ኣምላኽ ዝማሬ ዳዊት ዝተቀበለ ዝማሬኪ ይቀበለልኪ ህድኣትኪ ሸብሾቦኪ ኩሉ ብጣዐሚ ደስ ዝብል ኣጆኪ ኣይትሕመቂ
@mehariyemane3289
@mehariyemane3289 Год назад
በሓቂ ደስ ዘብል ልቢ ዘረስርስ ኣእምሮ ዘጥልል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ በርትዑ ዘይውዳእ ጥበብ የሃብኩም ኣምላኽ።
@almazghaber9632
@almazghaber9632 Месяц назад
አሰይ ዘም ደቀይ ብፀጉኡ ይእቢኩም ዝማረ መላአክቲ የሰመአልና ❤🌿❤🌿🙏🙏🙏
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
ፍትወይ ናተይ ተስፍ ዘፍቅሮ ብሓለፋ😍 ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ኣምላክ እስራኤል ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኪ ይባርክ😍❤
@Ace-y3b
@Ace-y3b 6 дней назад
Salem do ❤❤ god I love you so much❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@atranos2198
@atranos2198 Год назад
የሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘላኣለምን ንሱ ኢዩ።❤
@ጽዮነየቅድስቲአዴና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘሓፍተይ መድኃኔ አለም መጨረሻኺ የስምረልኪ ሰሚዐን ሪአን ዘይመንዎ መዝሙር
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 месяца назад
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@menukemakeamlakine1743
@menukemakeamlakine1743 Год назад
Kisun haftey zimare melaekti yesmealna. Egziabiher edmen tenan yihabkom
@usren7
@usren7 Год назад
ናይ ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ ስምዕካ ዘይምኖ ዕሸለይ ኣብ ገዝኡ የንብርኪ /ኩም ንኩልኩም ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዛሓልካትኩም💛❤
@lidyagilay9700
@lidyagilay9700 Год назад
ኣሰይይይ መቁራት ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ቃለ ሂወት የስመዓልና
@kidusanabew12
@kidusanabew12 Год назад
የኡነት ልብ የማረሰርስ ዝማሬ።😌☺ ዝማሬ መላእክት ያሰማልና እህቴ ኣምላክ ጸጋውን ያብዛልሽ ደስ የሚል ዝማሬ።❤🥰🤲❤❤
@Acnt12
@Acnt12 11 месяцев назад
I can’t stop listening this hymns Zimare melaekity yesimaelina Shikorinatati yhabikum fetar bixegieu ❤❤❤❤❤❤❤
@stability_yemariam_lj
@stability_yemariam_lj Год назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሓፍተይ ናተይ ጸጋኡ የብዝሓልኩም
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
@@d.p.5822 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 2 месяца назад
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kbrti habtna xegeu yebzhalki nay agelgulot zemenki yebzhalki 🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@arsemafshation3431
@arsemafshation3431 Год назад
እልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና 'ፍትወይ ናተይ ተስፋ ዘፍቅሮ ብሓለፋ ጥበብካ ዓድለኒ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ የሕዋተይ ።
@medhaniekfleyesus9799
@medhaniekfleyesus9799 Год назад
ዝማረ መላአክት የስመዓልና
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@fyoritgraweyti6826
@fyoritgraweyti6826 9 месяцев назад
ዝማሬ መላኤክት የስመዐልና ክቡራት የሕዋት ፀጋ ቀረከቱ የብዘሐልኩም
@user-cl8nc6ed9w
@user-cl8nc6ed9w 5 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐሉኹም ክብራት አሕዋተይ 🌹🌹🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️🕊🕊🕊
@medhngeremedhn3911
@medhngeremedhn3911 Год назад
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ አሜን አሜንአሜን
@selammikialemana2104
@selammikialemana2104 Год назад
ኣሰይይይ ዝማሪ መልኣኽቲ የስማዕልና ዝሓፍተይ ደስ ዘብል ዝማሪ 🙏🙏🙏ኣጅኪ በርቲዕ
@luwamamanuel9218
@luwamamanuel9218 Год назад
❤❤❤❤❤
@tsegamebrahtu2395
@tsegamebrahtu2395 Год назад
ዚማረ መላኪቲ የስማልና ብሩካት ሂጻናት ጸጉ የብዛሃልኩም።ኣዚያ ማሃሪትን ባህላዊትን መዝሙር ሰሚካ ዘይቲጸግ መዝሙር
@hani6817
@hani6817 Год назад
ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሐልኪ ኣቤት ኣምላክ የንብርኪ🙏❤
@natsnetfutsum93
@natsnetfutsum93 9 дней назад
ቁስነይ ምቅርቲ አድመን ተናን ይሃብኪ ፈታሪ❤❤❤
@tsegamebrahtu2395
@tsegamebrahtu2395 Год назад
Egzabher xegu yebzahalki. Zimarie melakiti yesmalna
@aliraid2855
@aliraid2855 Год назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ፀጋ የብዝሕ።
@winnereri7208
@winnereri7208 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣገልጉለት ዘመንኪ ይባርከልኪ
@Nathanhem12
@Nathanhem12 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብኡነት ደስ ትብል መዝሙር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም :: ኣጆኹም ቀጽልዎ ክቡራተይ ❤️
@luwamamanuel9218
@luwamamanuel9218 Год назад
😊😊😊❤❤❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 Год назад
ዝምሬየ መላእኽቲ የስምዐልና ዛሓፍተይ
@filmonokbay4704
@filmonokbay4704 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓል ኣብ ቤቱ ንዘልአለም የንብርኩም
@MohammedMohammed-cf7cf
@MohammedMohammed-cf7cf Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና ፍቅራት ህፃናት ይሕዋተይ ፀጉእ በረከቱ የብዘሐልክም ኣብ ቤቱ የፅንዕክም ክብራተይ እሰይ🙏🙏🙏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@bokretsionmhretab6416
@bokretsionmhretab6416 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@teweldetesfamiceal5832
@teweldetesfamiceal5832 Год назад
ዘማሬ መላእክት የስማዕልና ኩቡራት የሕዋት ጸግኡ የብዛሕልኩም ኣምላኽ
@user-sd3hc4em5m
@user-sd3hc4em5m Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ ጥዕሞ መዝሙር ጹጉኡ የብዘሐ ቁዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ💚
@gagikisanetteame2939
@gagikisanetteame2939 Год назад
ዝመሬ መላኣክቲ የስማዓልና🙏 ቁሱ ሓፍተይ ዘመንኩም ይባረክ ፍቁራት ❤❤❤
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@Mednalemaboy27
@Mednalemaboy27 Год назад
Lbika ztnkif mezumur amlak xegue yebzihalkum
@yordanosbeyene4504
@yordanosbeyene4504 Год назад
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalki zhaftey ✝️🙏❤️💒❤️🤲🕯️
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
@robelmosazghilebasikingeri9970
Zmare Melaekti Yesmealna, Amen Amen Amen...!!! May Jesus Christ Bless you and keep you safe.
@ikkmii
@ikkmii Год назад
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና
@rutahabte3182
@rutahabte3182 Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ቅሱነይ ጸግኡ የብዝሓልኪ።
@samsomaraya1550
@samsomaraya1550 Год назад
Amen zmare melakti yesmealana
@ksanethagos2027
@ksanethagos2027 11 месяцев назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና የሕዋትና እግዙኣብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንቡርኩም
@natsinettesfit3965
@natsinettesfit3965 Год назад
Amen Amen amen zmarei melakti yesmalna ahwatna egziabheir amlak xgau yebzhalkum
@user-gy9nz7fo2o
@user-gy9nz7fo2o Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬየ መላእክቲ የስመዐና
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@berrak3105
@berrak3105 Год назад
Ftwey natey tesfa Zefkro bhalefa Amen zmare melaekt yesmealna...GBU All❤❤❤❤
@godislove4737
@godislove4737 Год назад
ፍትወይ ናተይ ተስፋ ዘፍቅሮ ብሓለፋ 🙏🙏🙏 💒💒💒❤️💙💛 ኣሜን(3) ዝማሬ መልኣክት የስመኣልና ኣግዚኣብሄር ፀጋ የብዝሓልኩም ጥበብ ይሃብኩም. ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ንኹሉና .
@KisanetyimerKisulove21
@KisanetyimerKisulove21 11 месяцев назад
❤fetwuye natey tesfa zfekeru bhalefe yeni kunjo xegaki ybzehayou zemari melaeketi ysmealena
@aronkeleab8088
@aronkeleab8088 Год назад
Zimare melakit yesmalina .orthodox nizelalem tinber ❤
@luwamtekle7313
@luwamtekle7313 Год назад
Zmare melaekit yesmealna egzabhari amlak xegue yebzhalki haftey natey 🙏⛪🙏
@MeriiiMeriiitesfay-vl4vh
@MeriiiMeriiitesfay-vl4vh 8 месяцев назад
Edemn tenan yehabki amelak xegiu yerieki amelak yehalki shkorina hafty edemn genan yehabki goyta❤❤👏❤💋
@fikadukidane2211
@fikadukidane2211 Год назад
Aseyyyyyyyyyyy zmare melaekti yesmaalna zagaley Egzuabher amlakna nzelaalem ab betu yexneki edmen tenan yhebki
@tesfamariamakeza2968
@tesfamariamakeza2968 Год назад
ቃለሕይወት ን ቃለበረከትን ይግበረልና . .ኣብ ሕጻናት ኣተኪርኩም ምስራሕኩም ዘሕጉስ እዩ ቀጽልዎ. . የፈጽምኩም .
@amenaron6150
@amenaron6150 Год назад
Qisun galey amlak xegiu yebzihalki Kabaki bizuh mezmur nixibe habibty🥰🥰
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@samuel-os8gc
@samuel-os8gc Год назад
Ajekum ezem yehwatey qexlwo abetu yenbrukum qal hiwet yesmaalna
@bsratanday7776
@bsratanday7776 Год назад
Ellllllllllllllllllll zemare melakti yesmalena 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@brigalemebrhan6699
@brigalemebrhan6699 Год назад
ኣሜን ፫ ዝማሬ መልአክቲ የሰመዕልና ምቅርቲ 💕👏👏👏
@savanah6075
@savanah6075 Год назад
Aseyyyyy muquratey zmarie melakt yesmealna egzabhier amlak wen nay agelglot zemenkum yebark xegakum wen yebzhayo qexlwo ikum xebuqatey
@robelmosazghilebasiholytri7429
May God Bless All of You and keep you Safe, Healthy and Happy Forever..
@tsegaygebremedhin2233
@tsegaygebremedhin2233 Год назад
AmEN amen amen zemar malkiti yesmalna Elllllllllllll Elllllllllllll Elllllllllllll .Egzaibhier xegu yebzhalum.
@weinikibrom5375
@weinikibrom5375 Год назад
Zmare melakiti yesmealna nay agelglot zebenkum goyta ybarik
@amlshaamlsha
@amlshaamlsha Год назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልሉ አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@yafetyaf-I
@yafetyaf-I Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
@tabiemicheal91
@tabiemicheal91 24 дня назад
Zimare melaekity yesmalina fitwty haftey🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@reem18hayat95
@reem18hayat95 Год назад
ዝማሬ መልኣክት ያስመዐልና ዝሓፍተይ ❤❤❤❤😢
@user-ge6pt2fr3e
@user-ge6pt2fr3e Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ✝️🥰
@rutaestifanos8180
@rutaestifanos8180 Год назад
Xbuq srah xegu yebzhalkum mahber ksuney dma amlak xega ab lieli xega yaadlki fetari mqrti
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@shewittesfastion3276
@shewittesfastion3276 Год назад
Aseyyy Eliliii Eliliii Eliliii zemare meliekt yesmealina egzeabiher amlak xegeu yebzehalike edmen tenan yehabeki fetare mkret haftey naye behaki libe zeresres mezmur 🙏🙏🙏💒💒🙏💒❤❤❤
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 2 месяца назад
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Kbrti habtna xegeu yebzhalki Nay agelgulot zemenki yebzhalki 🙏🙏🙏✝️✝️✝️😇😇😇🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯💯💯👍👍👍🌺💐
@natanteweldebrhan4477
@natanteweldebrhan4477 Год назад
Amen ³zemare melakti yesmalna xegu yebzehalken fetari deqi eme brhaney qexelo 🤍💒❤️🙏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@ER-xp9th
@ER-xp9th 10 месяцев назад
ተመሰገን🙏🙏🙏 ጸጉኡ ያብዛሃልኩም ብጣሚ ደሰሰ ዝብል ተባረኩ🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏
@Ebbe782
@Ebbe782 Год назад
ብሓቂ ደስ ትብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬኺ ይቀበለልኪ ።
@mehretabraham
@mehretabraham Год назад
Zmare melakti yesmalna. Beautiful mezmur. God bless you
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@nahomhenok7746
@nahomhenok7746 Год назад
Asey zhabtey zmare melakti yesmalna ajoki qexlyo keythamqi
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@user-ft8zb6xk4x
@user-ft8zb6xk4x Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የሰመኣልና ክብረተይ
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Год назад
ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር 🙏❤️
@xhv5054
@xhv5054 Год назад
_አስይይይ ተመስገን አምላክ ዝማሬ መልእክት የስምዓልና_
@goytomhabtom1208
@goytomhabtom1208 6 месяцев назад
Zemaei melakti yesmalna nay agalglot zemenki ybarkeleki❤❤❤❤
@rimrimana1443
@rimrimana1443 Год назад
I love this mezmur 💖❤️😇🙏
@WS-Media553
@WS-Media553 Год назад
ኣዝያ ፍትውቲ መዝሙር ++++
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@asmeretgebretensae3479
@asmeretgebretensae3479 Год назад
Zmarie yesmaelna brukat,Egziabihier btbebn bxegan yebikum. Nbereket kunu.
@maekeleabrham5922
@maekeleabrham5922 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኪ
@astierweldekidan3447
@astierweldekidan3447 Год назад
Elllll Elllll Ellll zmare melakiti yesmaelona mkrity mksebey Edmen tsienan yhabely
@helenalemayo1166
@helenalemayo1166 Год назад
Aseyyy kesun haftey nay agelgelot zebenkum amelak yeberkelkum zemari melakti yesmealna
@astierweldekidan3447
@astierweldekidan3447 Год назад
Edmekum ybarek kiburat dekey agelgilotkum ybarek
@akberetabrham8460
@akberetabrham8460 Год назад
Amen amen amen zemare melakty yesmalna
@emebrhane2162
@emebrhane2162 Год назад
Kusuye mqrti xegu yebzhalki 🥰🥰🥰🥰❤❤❤
@frtunamehansh6558
@frtunamehansh6558 Год назад
ኣሜንንን ዝመረ መልእክተ ይሰማዓልና
@user-cf8fo8li4b
@user-cf8fo8li4b Год назад
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
@user-oo6rg2es1l
@user-oo6rg2es1l Год назад
Assyyyyy Elllll Elllll Ellllll zemare melaketi yesmalena zhaftey marey egzabher zegu yebzhaleki.
@eriyboy3781
@eriyboy3781 Год назад
amen amen amen zemara malkitiy yesmalne
@yerusalemtsehaye7149
@yerusalemtsehaye7149 Год назад
Asey zimare melakti yesmalna egzabher tsegu yebzahlkum!!!🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒
@genettesfay4254
@genettesfay4254 Год назад
Amennn amennn amennn zemari malkti yasmalna ezgabher amalk xagae yabzahalkm
@hagernguse7703
@hagernguse7703 Год назад
Amen zmare melaekti yesmalna
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@jeycha733
@jeycha733 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክቡራት የሕዋት
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z Год назад
በሓቂ ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ክቡራተይ
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
@yorusandebrhan8942
@yorusandebrhan8942 Год назад
zmare melaeikit yesmalina mqirt
@andegebreslasia3852
@andegebreslasia3852 Год назад
ቁሱ ሓብተይ ብጣዓሚ ዝማሪ ቃል ሂወት የስማዕልና ኣሜን 😍🥰😘
@adhanetgabremeskal8431
@adhanetgabremeskal8431 Год назад
Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll zemara melakti yesmalna egzabhre xegu yebzhalki mekrtey ❤✝️💐🤲🌾❤️🕊️🙏
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪን ይቀዲሰልክን ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን.
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 779 тыс.
Eritrean Ortodox Tewahdo mezmur(ጽዮነይ)
4:50
Просмотров 27 тыс.
iPhone 16 - презентация Apple 2024
01:00
Просмотров 62 тыс.
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
Просмотров 437 тыс.
Kemzefekedkayo Yequn
6:39
Просмотров 804 тыс.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,5 млн