Тёмный

New Eritrean Orthodox Tewahedo Mezmure 2020 father Teklehaymanot "ሃዲእና ንጸበ" ብ ቀሲስ ተክለ ሃይማኖት የማነ 

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Подписаться 116 тыс.
Просмотров 336 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 345   
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 4 года назад
ሃዲእና ንጸበ ዓቕልና ኣይነጽብብ ዕዮ እግዚኣብሔር እንሆ ይቐርብ ሰላም ከምጽእ'ዮ(2) መከራ ህዝቡ ርእዮ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ ልብካ ዘረስርስ መዝሙር እግዚኣብሔር ኣምላክ ኩሉ ይካእሎ እዩ 'ሞ ምሕረቱን ሰላምን ይስደደልና ኣሜን
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 года назад
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ሃዲእና ክንጽበ እግዚኣብሔር ይሓግዘና
@frelisanabew
@frelisanabew 4 года назад
ሃዲእና ንጸበ ዓቕልና ኣይነጽብብ ዕዮ እግዚአብሔር እንሆ ይቐርብ ሰላም ከምጽእ'ዩ(2) መከራ ህዝቡ ርእዩ ብሓቂ ዘጸናንዕ መዝሙር ጸጋኹም የብዝሓዮ፣ኣቦና ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና፣ ጽብቅ ኣርኣያ እዩ።
@hellenhabtom5819
@hellenhabtom5819 4 года назад
ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ።ብጣዕሚ ጽፍፍቲ ግጥምን ዜማን ብፍላይ ዜማ ዝወጻ የብላን ብወገነይ።ኣምላኽ ቁዱሳን ኣዕዚዙ ይባርኽኩም።
@kokobalem4073
@kokobalem4073 4 года назад
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚኣብሄር ብጸጋኡ ቅዱሳን በማልድነቶም ካብዛ ዘለናያ መዓት እግዚኣብሄር ይሰውረና ድንግል ማርያም ትሓልወና
@Bettybg17
@Bettybg17 4 года назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና። ናይ ብሓቂ ኣጸናናዒትን ልብኻ ተረስርስን መዝሙር እግዚኣብሄር ከም ቃልኩም ሰላሙ ይልኣኸልና።
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
✝️ በሰመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱሰ ኣኃዱ ኣምላኽ ኣሜን!!! ሃዲኢና ንጸበ ዓቕልና ኣይነጽብብ ዕዮ እግዚኣብሔር እነሆ ይቐርብ ሰላም ከምጽእ'ዩ(፪)መከራ ህዝቡ ሪኡ ከምቲ ንጹህ ኣቤል ኣብ ሰማይ ጠርዐ ብኽያት ውጽዕቲ ራሄል ራማ ተሰምዐ እግዚአብሔር ናብ ምድሪ ጠመተ ብህደኣት ዝጽበዮ ህዝቡ ተመልከተ ሙሴ ይመጽእ ኣሎ በትሪ መስቀሉሒዙ ንህዝቡ ካብ መከራ ከዉጽእ ተኣዚዙ/፪/ ጭቆና ፈርኦን ከብቅዕ ቀሪቡሎ ማርያም ክትዝምር ከበሮኣ ተልዕሎ ኣሮን ጽንሃሁ ሒዙ ህዝቡ ይባርኽ ኣይተጋደፈናን ናይ እሰራኤል ኣምላክ ዳዊት ይመጽእ ኣሎ በገና መሰንቖ ሒዙ ህዝቢ ኣምላኽ ክመርሕ ካብ ኣሕዋት ተመሪጹ/ተመዚዙ ኣብ ጸልማት ዘሎ ህዝቢ ብርሃን ክርኢ ጻማ ትጽቢት ህዳኣቱ ሕሙም ክጥዒ መዝሙር ምሰጋና ያሬድ ከቅርብ ሓቢሩ እነሆ ተዳልዩ ብሰም ኣምላክ ሰሚሩ ህድኣት ምእመናኑ ዝርኢ እግዚአብሔር ጳውሎሰ ክልእከሎም እዩ ክሪኡ ተኣምር ሃዲኢና ንጸበ ዓቕልና ኣይነጽብብ ዕዮ እግዚኣብሔር እነሆ ይቐርብ ሰላም ከምጽእ'ዩ(፪)መከራ ህዝቡ ሪኡ ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና
@angosomnaizgi4933
@angosomnaizgi4933 4 года назад
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ኣቦይ ቀሺ ተኽለ ኣምለከ ቅዱሳን ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ 💒💒💒💒❤️❤️❤️❤️
@okubayaregay7988
@okubayaregay7988 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመኣልና፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዝሓልኩም ፡ ብሓቂ ሂወት እትህብ መዝሙ እያ።
@tsigereda2299
@tsigereda2299 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰሚዐ እካ ምጽጋብ ስኢነያ ኣብዚ መዝሙርና ዝተበላሸወሉ ግዝየ ከምዚ ዓይነት ምምጻእኩም እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ሃዲና ንጸበ ዓቅልና ኣየነጽብብ ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ብድጋሜ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና
@ተስፋሂወትኣለም
@ተስፋሂወትኣለም 4 года назад
ዕልልል ዕልልል ዕልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኣቦና።
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 3 года назад
አሜን ዝማሬ መላኣክት ያሠማዓልና ባሓቂ ❤❤❤
@Sara_de319
@Sara_de319 4 года назад
ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ይቐድስ እግዚኣብሄር ✝️❤️⛪️
@teklehaymanot8252
@teklehaymanot8252 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna zemare melakti ztqebele zemarekum yqebelelkum Betami sansur ztegebre mezmur ab qexali komu ktzrkuhulna nxbe Egzabihier aizizu yhabkum
@ሀገረይናተይ
@ሀገረይናተይ 3 года назад
ዝሜሬ መላእክት የስማዓልና።
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቦና ቀሺ እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓኩም። ብጥዓሚ ጥዑም መዝሙር ደስ ዘብል እዩ። ሃዲእና ክንጽበዮ ትዕግስቲ ይሃበና እግዚኣቢሔር ባዕሉ።
@ተስፋኣሎኒራኢየይክበጽሖ
ኣሜን (3) ዝማረ መላእክቲ ዝተቀበለ እግዝኣብሄር ኣምላክና ፡ ዝማረኩም ይቀበለልኩም
@gebtsawtigebysawtt1192
@gebtsawtigebysawtt1192 4 года назад
Amen amen amen
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሰሚዕኻ ዘይትፅገብ መዝሙር ብዙሕ ተስፋ እትህብ መዝሙር አብ ስንክሳርየ ደጋጊመ የዳምፃ ኔረ እግዚአብሔር ይመስገን ሐዚ ብዝበለጸ አብዚ ረኺበያ እግዚአብሔር ይሀበልና ጸግኡ የብዘሐሎም አቦቀሽዋይ
@mussiearon4286
@mussiearon4286 3 года назад
ጎስዓ ልብየ ቃለ ሰናየ እግዚአብሄር ህዝቡ ይጠምት 💒
@sgakndia2382
@sgakndia2382 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኩቡር መምህርና እግዚኣብሄር ፀጉኡ የብዝሐልኩም
@helengerizgiabher378
@helengerizgiabher378 4 года назад
ኣሰይይይ ልብካ ዘረስርስ ምጽንናዕ ዝማሬ መላአክት የስማዓልና አግዛኣብሄር ጸጋ በድቤ ጸጋ ይዓድልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ይቀድስ
@medasamufish1674
@medasamufish1674 4 года назад
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@sami-gz5ku
@sami-gz5ku 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ቅዱስ ኣምላክና ትንሳኤ ቤተክርስትያናን ሃገርናን ይርእየና ቅዱስ ኣምላክና ወላዲት ኣምላክ ምስ ኩላትና ትኩን
@temesgenandebrhan4181
@temesgenandebrhan4181 4 года назад
ሰሚዕካ ዘይትምኖ መዝሙር ፡ ዝማሬኹም ይቀበል እግዚአብሔር
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 года назад
እሰይ እወ ሃዲእና ንጸበ ኩሉ ንዕኡ ይጭነቆ። ደጋጊምካ ስሚዕካ ዘይትጸግቦ መዝሙር።
@yemaneabraham376
@yemaneabraham376 3 года назад
ዝማሪ መላእክት የስማዓልና
@raylancamden6858
@raylancamden6858 3 года назад
I guess Im kinda off topic but does anyone know a good place to watch new tv shows online?
@gustavojaxton7877
@gustavojaxton7877 3 года назад
@Raylan Camden Try flixzone. You can find it on google =)
@ElshadayAmlakey
@ElshadayAmlakey 4 года назад
Amen Amen Amen ዝማረ መላክቲ ዝተቀበል ዝማርኩም ይቅበል ።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 года назад
ሃዲእና ንጸበ ዓቕልና ኣይነጽብብ ዕዮ ብእግዚኣብሄር እንሆ ይቐርብ!!! ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!! ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና !!! ብሓቂ ተስፋኻ ዘዕቢ መዝሙር። ምስጋናኹም ይቀበሎ ልዑል ፈጣሪ የሕዋተይ። ብሓቂ ኩሉ ብፍቓድ ኣምላኽ ምዃኑ ፈሊጥና ናብ እግዚኣብሄር ብተስፋ ክንልምን ምስትውዓሉ ይሃበና።
@-tube142
@-tube142 4 года назад
ሃዲእና ንጸበ ዓቕልና ኣይነጽብብ ዕዮ እግዚአብሔር እንሆ ይቐርብ ሰላም ከምጽእ'ዩ (2) መከራ ህዝቡ ርእዩ ደም እቲ ንጹህ ኣቤል ኣብ ሰማይ ጠርዐ ብኽያት ውጽዕቲ ራሄል ራማ ተሰምዐ እግዚኣቢሄር ናብ ምድሪ ጠመተ ብህድኣት ዝጽበዮ ህዝቡ ተመልከተ ሙሴ ይመጽእ ኣሎ በትሪ መስቀሉ ሒዙ ንህዝቡ ካብ መከራ ከውጽእ ተኣዚዙ(2) ጭኮና ፈርኦን ከብቅዕ ቀሪቡ'ሎ ማርያም ክትዝምር ከበሮኣ ተልዕሎ ኣሮን ጽንሃህ ሒዙ ህዝቡ ይባርክ ኣይተጋደፈናን ናይ እስራኤል ኣምላኽ ዳዊት ይመጽእ ኣሎ በገና መሰንቆ ሒዙ ህዝቢ ኣምላኽ ክመርሕ ካብ ኣሕዋት ተመሪጹ ካብ ኣሕዋት ተመዚዙ (2) ኣብ ጸልማት ዘሎ ህዝቢ ብርሃን ክሪኢ ጻማ ትጽቢት ህድኣቱ ሕሙም ክጥዒ መዝሙር ምስጋና ያሬድ ከቕርብ ሓቢሩ እነሆ ተዳልዩ ብስም ኣምላኽ ሰሚሩ ህድኣት ምእመናኑ ዝርኢ እግዚኣቢሄር ጳውሎስ ክልእከሎም ክርእዩ ተኣምር (2)
@betelsolomon6919
@betelsolomon6919 4 года назад
ዝማሬ መልእክቲ የስማዓልና
@mosshaile1583
@mosshaile1583 4 года назад
Amen tebarek xegu yebzhalka yeqenelna hawey
@abebeteka1114
@abebeteka1114 4 года назад
መርከብ ናይ ኖኅ ቱዩብ Tube vovinn k jvmmlnk in j mi I’ve Jung Jin lb oh kB Kiki h I g cucugiu
@jederzeitnutzbar9533
@jederzeitnutzbar9533 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ቀሲስ ተክለ ሃይማኖይ ክህነት መልከ ጸዴቅ እንሄልካ ኣብዚ ዕድመ ኩም ይባርኽ ኣምላክ
@kokobykalo3226
@kokobykalo3226 4 года назад
Amennnmmmmmmm
@elaryayohannes2485
@elaryayohannes2485 4 года назад
Amen Amen Amen zmare melakt yesmalna egziabher amlak tsegu yebzhalkum🙏🙏🙏
@selamabraham8306
@selamabraham8306 4 года назад
Amen amen amen zmarey melakiti yesmalna hdat zelewo gzia yemxalna Ezgabiher
@mhrettsegai7542
@mhrettsegai7542 4 года назад
Amen Amen Amen zmare melaekit yesmealna Eigzabiher amlak xegau yebzhalkum burukatey 🙏🏼💒👏❤
@eritreaniberi4336
@eritreaniberi4336 3 года назад
💒🤲🏻Amen Amen Amen Zmare melaekti yesmalna bhaqi hadieba🌹🌹🌹 ntsebe kulu kem fkadu ykun nbel🤲🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegayatse4570
@tsegayatse4570 4 года назад
ዝማረ መላኣክቲ የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልኩም ቡሩካተይ
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይይይ ኣሰይይይይይይ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ደሥሥሥሥ ዝብል ኣዕጽምቲ ዘጥልል ሰማያዊ ቃል,
@hermelagebretasdk9904
@hermelagebretasdk9904 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልና አብ ቤቱ የፅንዕካ
@jdh3295
@jdh3295 4 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይይ ደሰ ክበል መዝመረ እግዛቢሂር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ክቡር አቦና ቀሺ ሰላማዊ አምላኽ ሰላሙ የምፀአልና🤲
@yafeitteklehaymanot6905
@yafeitteklehaymanot6905 4 года назад
ኣሜን ዝማሬ ልቢ ኣምላክ ንጉስ ዳዊት ቅኔ ማህሌት ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበል ኣቦና ኣሕዋት ኣሓት ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን
@FnoteTsidkTube
@FnoteTsidkTube 4 года назад
ብጣዓሚ ደስ ዘብል አቦና ምስ እዚ ግዜ ትከይድ መዝሙር እያ አቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና
@ድንግለይዋሕሰይ-ጸ3ተ
ኣሜን 3 ናይ ብሓቂ ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ኣቦና ኣምላክ ሰላሙ ሂቡ ካብ ናይ ዓለም ባሕሪ ፈተነ የድሕነና ፡ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘምን ይባርከልኩም ኣቦና
@tesfaldet7155
@tesfaldet7155 4 года назад
Bitaemi des zibil mezmur kulu sirat betekristian zihalewet zimare melaekt yesmialna
@miliberhe6405
@miliberhe6405 4 года назад
Besmab weweld wemenfes kudus ahadu amlak amen amen amen kal hiwet yesmealna agzabiher amlakna
@Ykawar-i5u
@Ykawar-i5u 4 года назад
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ዕዮ ጉስነትኩም እግዚአብሄር ይባርኸልኩም!
@hdihrj5100
@hdihrj5100 3 года назад
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና
@emeamlekrhrhtehlna8141
@emeamlekrhrhtehlna8141 4 года назад
Amen amen amen Zmare melakti yesmaalna kbrat sdra egzabihet nay bahaqi lbka ttnkf mezmur hadiena knxbe mhret amlak baelo xnatu ysdedelna🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏⛪🙏
@tekianguse5133
@tekianguse5133 4 года назад
Amen zemar melskit yesmalna egzabeher nay ageglot zemnkum yebark egzabeher bemhrtu yetmtena
@tsritigalltigray7777
@tsritigalltigray7777 4 года назад
ኣሜንንንንንን ኣሜንንን ኣሜንን ሃዲእና ንፀበ ዓቅልና ኣይነፅብብ ዕዮ እግዚኣብሄር እንሆ ይቀርብ ዝማሬ መልእክት የስመዓልና ፀግኡ የብዘሓልኩም🙏🙏🙏💓💓💓💓💓
@sheesh9271
@sheesh9271 4 года назад
Amen
@Luliya10
@Luliya10 Год назад
Bruk leiti ahdreni goitay luwamka ms deqey leakwley nkulu wedi aday luwam zelewo leiti kabaka ember kab seb aytexebiyena Amen (3)❤❤❤❤
@choosen5792
@choosen5792 4 года назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና! ጸግኡ የብዝሕ
@ሴም-ቸ1ገ
@ሴም-ቸ1ገ 4 года назад
*ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ። ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና፡ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣርኣያ እዩ።*
@Wኣቓልቦብምሃብፍቅሪሃብ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ሃዲእና ክንጽበ እግዚኣብሄር ብጸግኡ ይደግፈና
@hannaarfaney9264
@hannaarfaney9264 4 года назад
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሚን ኣሚን ኣሚን ዝማሪ መላክቲ የስመኣልና ኣዝየ ዝፎቱዋ tekesi eya kabelebey tesefa zegebrela abe geze shegerey
@ዓደይዓደዞምጀጋኑ
@ዓደይዓደዞምጀጋኑ 3 года назад
ዘማሬ መልኣክት የስማዓልና እግዚአብሔር ሰላም የውርደልና
@ንሰብሆንእግዚኣብሔር
ዕልልልልልልልልልልልል ሃዲእና ንፀበ ዓቅልና ኣይነፅብብ ዕዮ እግዚኣብሄር እንሆ ይቀርብ ሰላም ከምፅእዩ መከራ ህዝቡ ርእዩ አሜን ብጣዕሚ ኣዕፅምትካ ተረስርስ መዝሙር ኣቤቱ የፅንዕኩም
@fishaleasfaha9617
@fishaleasfaha9617 4 года назад
ናይ ብሓቂ እዝጋአብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ሰላሙ ይልአከልና ዝማሬ መልአክቲ የስማዓልና
@kirosmichael4365
@kirosmichael4365 4 года назад
ደሥሥ ዘብል መዝሙር ተስፋ ዝህብ መዝሙር ብሓቂ ዘማረ መላኢክት የስምዓልና
@asmeromabraham1077
@asmeromabraham1077 4 года назад
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna EGZIABHIER nay agelglot zemenkum ybarkekumn Yqedselkumn MEDHANIEALEM b nay hdat menfesu ydegfena .
@AGAPEERI
@AGAPEERI 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ዝማሬ መልኣኽቶ የስማዕልና።ሰላሙ የሃበና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም።ሓቀኛ ኦርቶዶክሳዊ ስርዓት ዝሓለወ መዝሙር።
@ምክአሉጓልተዋህዶ
@ምክአሉጓልተዋህዶ 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዘሐጉስ እየ ዘማረ መላኣክት
@alexanderbeyne2561
@alexanderbeyne2561 4 года назад
Amen zmarie melaekt yesmealna kbur abona egziabher amlak zmarie Kdusan abotat ztkbele goyta zmarikum ykebel ♥️♥️🙏⛪🙏
@Wawitey-u4h
@Wawitey-u4h 4 года назад
Nay bhaqi ewanawit mezmur amlak edmen tenan hibu nay agelglotkum ybark deqi tewahdo
@yenfhabtab9924
@yenfhabtab9924 3 года назад
Amen Amen Amen ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 3 года назад
Amen. Zmarie melaekti yesmaalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ኪዳነምህረተይወላዲተይ
ኣሜን (3) እወ ናይ ብሓቂ ሃኪእና ንጸበ ዕዮ እግዝኣብሄር እንህ ይቐርብ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ኣብጸለትኩም ዘኩሩኒ
@amangirmay7027
@amangirmay7027 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna dikon hawna
@OldisGold-jm5od
@OldisGold-jm5od 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልኩም። እወ ሃዲእና ንጸበ።
@deyakontekela4384
@deyakontekela4384 4 года назад
ዝማርየ መሊክት የስምዓልና ኣቦና ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም
@MabelAbrham
@MabelAbrham 4 месяца назад
❤❤❤❤❤ ellllll elll ellllllll zmarie melakt yesmealna xega yebzhelkum fetari
@slexyonsqaynbln
@slexyonsqaynbln 4 года назад
Nay bhaki semiaka zeytxgeb mezmur nay agelglot Admekum ybarkelkum amlak
@filmonghebreab4988
@filmonghebreab4988 4 года назад
amen.amen.amen kale hiwet yesmealna hadiena nxebe Aklna aunexbb
@gebredinglasmait6662
@gebredinglasmait6662 4 года назад
Amen Amen Amen zmare melakit yesmalna selamu yebzhalna Egzabiher
@wediletay5098
@wediletay5098 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ቀሲስ ።
@abrahasionwolda1452
@abrahasionwolda1452 4 года назад
Amen Amen Amen zemar melakty yesmana amlak yehdana amen amen amen
@wedebteklezion5944
@wedebteklezion5944 4 года назад
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ናይ ባሓቂ ብህዳት ንእግዚኣቤሄር ሰላም ከውርደልና እዩ እግዚኣቤሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም 💒💒💒💒🤲🤲🤲
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 4 года назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ጸጋ የብዝሕ ኣምላኽ ኣቦይ ቀሺ በሓቂ ደስ ዘብል መዝሙር
@fevennegasi6967
@fevennegasi6967 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይቀድሰልኩም ,፡ ሰላም እግዝኣብሄር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-ht1wn6bl3k
@user-ht1wn6bl3k 3 года назад
ቃል ሕይወት የስማዓና ።ተባረኹ።
@mharitesfa4052
@mharitesfa4052 4 года назад
ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና
@hareguyemane8272
@hareguyemane8272 3 года назад
Amen Amen Amen Zemare Melakti yesemealna.
@ድንግለይኣደጎይታ
@ድንግለይኣደጎይታ 4 года назад
ሃዲእና ንጸበ ዓቅልና ኣይነጽብብ አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ💒💒💒
@freweinikidane6920
@freweinikidane6920 4 года назад
Zmare melakti yesmalna abona nay agolgulot zemenkum amlak ybarkelkum👉💒👈❤️❤️⛪⛪⛪⛪⛪❤️❤️❤️❤️
@Salam-mt4er
@Salam-mt4er 4 года назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ዝሜሬ መላሊክትይ ይሰመዓልና
@tedroshaile6700
@tedroshaile6700 4 года назад
amen amen amen zmare melakti yesmalna aboy keshi
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ
@romielnuguse5690
@romielnuguse5690 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🥰 kal hiwet yesmalna 🙏🥰👏👏👏
@hazaelyorda4214
@hazaelyorda4214 4 года назад
ዝማረ መላአክት የስምዓልና ብሩኻት ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@angosomhaile7673
@angosomhaile7673 4 года назад
Amen amen amen zmare meliakti yesmalna nay bahaqi hdae tray egzabhir kiayi eyu,zieges libi yhabena fetari ,xubuq medeb teqrbulna alekum ajokum qexliwo egzabhir xegu yebzhalkum
@trui5esfu278
@trui5esfu278 4 года назад
ኣሜን ዝማሬ መላኢክቲ የስማዕልና ቀሲስ
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና ።ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና ወገናተይ።
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 4 года назад
Zemare melakti zetekebele egziabher zemarekum yekebelelkum tsegeu yebzh .
@wegehttsegay5354
@wegehttsegay5354 4 года назад
Amen amen amen zmare melakti yesmalna 🙏🙏🙏❤❤❤
@ብዙሕዝተሓድገሉሙሑር
ናይ መላእክት ዝማሬ የስምዕኩም ደቂ ንጉስ ክርስቶስ ኣሕዋተይ ጎይታ ህዱእ ልቢ ይሃበና
@sisusisu6778
@sisusisu6778 4 года назад
Amen Zmare Melaekt Yesmealna 🙏😭❣️
@mebgeb4740
@mebgeb4740 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቦና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፡ እግዚአብሔር ሰላሙ ይስደደልና ።
@samiigrmay4349
@samiigrmay4349 4 года назад
Amen zmarie melaekti yesmealna kburat abotatna ahwatnan nay behaki menfeska zergie zexenane yu amlak mezmurkum ykebel
@softmaker5298
@softmaker5298 4 года назад
ናይ በሓቂ ዘማሪ መላእክቲ የስምዓልና ስናይ ኣቦይ ቀሲሰ ተክል ሃይማኖተ
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 4 года назад
zmare melakt yesmana Egzabher nay agolgulot edmekum ybarik Egzabher.
@blieneri6129
@blieneri6129 4 года назад
Zmarie melak yesmialna nay bhaki texenane mezmur
Далее
Nightmare | Update 0.31.0 Trailer | Standoff 2
01:14
Просмотров 629 тыс.
ИСТОРИЯ ПРО ШТАНЫ #shorts
00:32
Просмотров 321 тыс.
Always Help the Needy
00:28
Просмотров 7 млн
Eyerusalem kemey ala Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
7:57