በዛ መዝሙር ተባረኹ ፡ዉራይ ዝብል ቃል ብዙሕ ግዜ ኣብ ሕብረተሰብና ልሙድ ቃል እዩ፡ዉራይየ ምምላኽ ንዓኻ'ዩ ካብ ምዝማር ዝሓልፍ ዉራይና ንምኽባሩ ምዃኑ ኣብ ኩሉ ህይወትና ንዕዑ ምኽባር ዝዓበየ ቁምነገር ናይ ህይወትና ምዃኑ ኢና ንምስክርን ዘሎና በዚዉን ስሙ ይኽበር።ብር ክንብል እንጅምሮ ናይ ህይወትና ቀንዲ ዉራይ ምኽባሩ ይኹን።ሰሚዕኩም ናብ ካልኦት ዉን ኣብጽሕዋ ኣምላክ ይባርኽኩም።
21 авг 2024