Тёмный

prank ኣቤ ሕነኣ ፈድያ ኣፀልላትኒ 

ENDA BABU ENTREITMENT(እንዳ ባቡ)
Подписаться 23 тыс.
Просмотров 43 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@abemizer
@abemizer Месяц назад
ባቡዋይ ይቅርታ ዝሓወይ ይፈትወካ የክብረካ እየ ይቅርታ ካብ ልቢ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@fgddxccgg2273
@fgddxccgg2273 Месяц назад
@@abemizer ስጦታ ሃብዮ ኣቤዋይ😭
@aishan4539
@aishan4539 Месяц назад
@@abemizer ኢቢ ሓፍተይ ካምታ ዘሕዘንክዮ ክተሐጉስዮ እውን ንፅበ ኢና🙏
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Месяц назад
ባቡዋይ ከሕዝነካ መዓረይ 💔
@user-mi7ik3en7gF
@user-mi7ik3en7gF Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-oj9ye7ln3s
@user-oj9ye7ln3s Месяц назад
ኣቤዋይ ብ​ጣዕሚ ሓዝነ ኣቦ የብለይ እሉ ሲ❤❤❤❤@@fgddxccgg2273
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s Месяц назад
ባቡዋይ ካብደይ በሊዕኒ ማርያምን ተጋሩዋይ ካሓስዮ ትብሉ ላይክ ወቅጡ💓
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ክብረተይ❤
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s Месяц назад
@@hiwettsegay1616 ቀደም ገረልኪ እየ ማዓረይ
@aishan4539
@aishan4539 Месяц назад
ስጦታ ይዋሃቦ ትቡሉ🙏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 Месяц назад
ውህብቶ ወይከኣ ህያብ
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 Месяц назад
ወጻኢኸ ናይኺዶ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i Месяц назад
ባብዋየይ ማዓረይ እፍፍ ኣሕዚንኒ ማርያም 😢ስጦታ ሃብዮ ትብሉ 👍ግጨይኒ 😂❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ክብረተይ❤❤
@salib3757
@salib3757 Месяц назад
ብሓቂ
@MiliMili27
@MiliMili27 Месяц назад
@@hiwettsegay1616 መልሲ ገረልኪ
@Berhn-qc4qh
@Berhn-qc4qh Месяц назад
ባቡ ሓወይ ካምዚ ኮንካ ኣይሰምዕካ ኣቦካ መዳሃኒኣለም ኣለካ ኣደካ ድንግል ማርያም ኣለትካ ኣጀካ ጠንካራ ኩን ዝሓወይ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤❤ 4:31
@Berhn-qc4qh
@Berhn-qc4qh Месяц назад
@@hiwettsegay1616 እሺኒ
@hayelom-wo3yp
@hayelom-wo3yp Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤ok​@@hiwettsegay1616
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 Месяц назад
ባቡ ማዓረይ ክንዲ ኩሉ መድሃኒ ኣለም ኣዴና ቅድስተ ድንግል ማሪያም ቁዱሳን መላእክቲ ኣለዉካ ዝሓወይ ልዕሊ ኩሉ የሕድርካ ማዓረይ ኣብየ ስጦታ ትሃቦ ትብሉ ላይክ👍👍
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ክብረተይ👏#
@fhdegudt6666
@fhdegudt6666 Месяц назад
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@saraheisaa5917
@saraheisaa5917 Месяц назад
እፍፍ ባቡየ አነስ ከበደይ በሊዒኒ ማርያምን😢😢😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ክብረተይ❤❤
@saraheisaa5917
@saraheisaa5917 Месяц назад
@@hiwettsegay1616 እሽኒ ማዓረይ🥰🥰
@user-tl8tv6fi8x
@user-tl8tv6fi8x Месяц назад
ጎይታዋይ አጀካኒ አቦካ አደካ ሓፍትካ ሓውካ ናይ ግዝያዊ እዮም ናይዘላአለም አቦና ጌታና መደሃንና እዮሱሰ ክረሰቶሰ አለና አዴና ደሞ ቅድሰት ደንግል ማርያም አላትና ናይዘላለም ማለት እዩ እና አብ ትሕቲ አምላክ አነ አለኩልካ ሓፍቲ ክከነካ ዝሓወይ አነ ሰደት አለኩ ናይ ፈሰብክ ወይ ካልእ አድራሻ ፅሓፈለይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@Awet355
@Awet355 Месяц назад
ንባቡ ሰጦታ ይዋሃቦ ትብሉ ላይክ ግጨዉ 👍
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@Awet355
@Awet355 Месяц назад
@@user-uy4ek2zj3s አሺ ወለላይ ንሰክዉን መልሲ
@edenzer8597
@edenzer8597 Месяц назад
ባቡዋይ ኩሉ ነገርካ ፍቅሪ ኢኻ እዚ ድማ ዝተመረቐ እዩ ዝረኽቦ ጎይታዋይ ኣቢ ድማ ኣመና ለዋህን ተኣማንን ሓው ምሓዛኽን እዩ ሓደራኺ ከይትጎድእዮ ኣብ ሓዳርኪ ዘለኪ ክብርን ተገዳስነትን ድማ ደስ ይብለኒ ፍቅርኹም ምሕዝነትኩም ይባረኽ ዞም የሕዋተይ። ትፈትወኩም ሓፍትኹም ካብ ብርጌድ ንሓመዱ❤❤❤
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n Месяц назад
ኣቢ ሓፍተይ ሓደራ ኸምቱ ዝፍትወኪ ንስኪ እውን ኣብ ሕማቁ ይኩን ኣብ ፅብቅ ሓፍቲ ኹንዮ ኸምቱ ዝፍትወኪ ፍተዮ ባቡዋይ ለ ኣጀካ ማዓረይ ኩሉ ግዜ ኣምላኽ ኣሎ ምሳኻ🙏
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n Месяц назад
ባቦየይይ ናይ ኢድካ እያ ተቀብላ። ኣቤየይ ስፕራይዝ ክትገብርዮ ተስፍ ንገብር❤❤❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ደምረኒ🙏
@NgstKahsu
@NgstKahsu Месяц назад
​@@Almi_Alm ኣነ ደሚረጊ ደምርኒ
@lemigereziher8177
@lemigereziher8177 Месяц назад
ባቡ ሓወይ አየካ አየ አቤ ተፀበዪ ማዓልትኪ ዳሕናዋ ካባካለ ልገርም prank ንፅበ ኢና ሓው
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ደምረኒ🙏
@alexslovelove8904
@alexslovelove8904 Месяц назад
እዊ ባቡየይ ማራ ኣሐዚንኒ ኣጀካ ሓወይ ብጣዕሚ ሓላል ሰብ ኣብ ሰብ ዘለካ እምነት ኣገራሚ እዪ እና ከምዘይ ዘበለ (prank)ኣይትርሩሑ ፁቡቁ ኣይኮነይ ኣሕዋተይ እና ዘለኩ ምክብባር ካኣ ቀፅልሉ ኣቤ ሓፍተይ ንባቡ ምሰሕ ጋብዝዮ ኣባኪ ዘለዎ ክብረት ቁዱስ ቅንኢ የቅነአካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Awet355
@Awet355 Месяц назад
ደምረኒ 👏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ክብረተይ ሳብስክራብ እባ ወለላይ❤❤❤
@alexslovelove8904
@alexslovelove8904 Месяц назад
@@hiwettsegay1616 ሕራይ ማዓረይ
@user-gc5xs6vc2e
@user-gc5xs6vc2e 19 дней назад
ጎይታዋይ ከመይ ዓይነት ሩህሩህ እዮ😢😢😢 ባብዋይ ፀባየ ሰናይ ማራ አሕዙኑኒ አጆካ ወድኖ
@HiwiTube-ug5wl
@HiwiTube-ug5wl Месяц назад
ኡፍ ባቡዋይ ዝሓወይ አጆካ ኩላትና አሕዋትካ ኢና ከብደይ በሊዕካኒ ታይ ገበረኪ አቢየ😢❤
@user-go2uy1yy3f
@user-go2uy1yy3f Месяц назад
ኣፍፍፍ ማዓረይ😢😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ክብረተይ❤❤
@user-mu2ye7ty3y
@user-mu2ye7ty3y Месяц назад
ባቡዋይ ቃደማካ ከበደይ በሊዕካኒ ጎይታዋይ ማርያምን😢😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ወለላይ❤😊
@user-mu2ye7ty3y
@user-mu2ye7ty3y Месяц назад
​@@hiwettsegay1616ገይረልኪ ዝያዳይ❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Месяц назад
ባቡየ አጆካ ዘሓወይ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ አብ ጎንካ ይኩን ማዓረይ የዋህ ምኮንካስ ካብ ገፅካ ትንበብ ማርያምን ምሳካ እየ በክየ ከብደይ በሊዕካኒ😢😢😢❤❤❤❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ወለላይ 👏❤
@user-io2sq9ho7t
@user-io2sq9ho7t Месяц назад
ውይይይ አቲ ክንደይ ትጭክኒ በይዛኪ ንካልእ ማዕልቲ በቲ ጎዶሎ ጎኑ አቲኺ ፕራክ ከይትገብርዮ ሓደራራ😢
@user-uy8hk7nm4h
@user-uy8hk7nm4h Месяц назад
ኣጀካኒ😢 ሓወይ መድኃኒኣለም ኣለካ ኣደዋካለ ማርያምዬ ኣለተካ ዝሓወይ ኣጀካኒ❤
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Месяц назад
እውይይ ባቡዋይ ማርያምን ምሳካ እየ ነቢዐ ማርያምን ኣያዋይ ተራእዩኒ ኡፍፍ ባቢየይ ከማኻ እዩ ሓዉ,ሓፍቲ,ኣቦ የብሉን እና በቃ ዝኾነ ይኹን ኣብ ወዲ ሕማቅ ነገር እንተ ርእየ ባቢተይ እዩ ዝረኣየኒ እና ባቡ ሓወይ ማራ ኣሕዚንካኒ😢😢😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤❤
@meaza7313
@meaza7313 Месяц назад
ባቡዋይ ኣጆካ ኩሉና ኣሕዋትካ ኢና የኔ ማር ከብደይ በሊዑኒ 😢😢
@Awet355
@Awet355 Месяц назад
ደምርኒ
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl Месяц назад
ባቡዋይ ኣሕዚንካኒ ኣቤ ናኢድኪ ኣይትስኣኒ ስጣታ ሃብዮ ባቡዋይ ኣጆኻ ኩሉና ኣሕዋትኻ ኢና 😢😢😢😢
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሰብስክራይብ ግበረለይ
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl Месяц назад
@@Almi_Alm እሺኒ
@zaharazahara502
@zaharazahara502 Месяц назад
ባቡየይይ ማዓረይ ከሕዝነካ ወድነይ ኣለኹልካ ኣነ ፅሪቲ ሓፍቲ ክኾነልካ እየ😢😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ክብረተይ❤❤
@zaharazahara502
@zaharazahara502 Месяц назад
@@hiwettsegay1616 ,እሺ ማዓረይ
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 Месяц назад
ባቡዋይ ኩሉ ግዜ እግዚኣብሔር ኣሎ ምሳካ ዛሓወይ እሕዚንካኒ 😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ወለላይ❤❤
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 4 дня назад
ጎይታዋይይይይ ከመይ ከብደይ ከም ዝበልዐኒ ኡፍፍፍ😢 ጎይታ ዓቕሊ ባቡ ሽኮር ኣብ ክንዲ ኹሉ እመ ብርሃን ኣላትካ❤❤❤❤❤
@tigraynamedia5885
@tigraynamedia5885 Месяц назад
አይፅደቅኺ አቤ 😢😢😢አሕዝንኒ ባቡዋይ ስጦታ ሃብዮ🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ፅጋበይ❤
@user-oe1vl4rh7c
@user-oe1vl4rh7c 8 дней назад
እፍፍፍ ከብደይ በሊዒኒ ባቡ ሓወይ 😢 እና ኣጆካ ኣቦና መድሃኒኣለም ኣዴና ቅድሰት ድንግል ማርያም ኣለውና ወድነይ ❤❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 Месяц назад
ሚስክናይ ሓወይ ኡዙይ ኡሙን ባዓል ሓዳር ክኸውን እዩ ኢለ ይኣምን ምስ ዙይ ሓዳር እትገብር ጓል ኣንስተይቲ ዝትትዓደለት እያ ንዓርኩ ክንድዙይ ዝተሰመዖ ከልእ እንተኾይኑ እንታይ ይኸውን❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍ተሓቢነልኻ ኣለኹ ከማኻ ዝበለ ማሓዛ ንክዕድለኒ ተመንየ ኣነውን ይሞቸይኻ ወድዓደይ ማዓረይ ሳብስክራይብ እውን ገረካ ኣለኹ ቃፅለለ መልካም ስነምግባርኻ ንባዕልኻ እዩ ዝዕብየካ ዝሓወይ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl Месяц назад
ወየው ሚሰኪን ባቡ ተረኪብካ ሰጦታ ሂብኪ ካሓሰዮ ኣቤተይ😢😂❤🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ወለላይ❤👏
@herilove7188
@herilove7188 Месяц назад
ጎይታዋይ ኣሕዚንካኒ ባብዋይ😢😢 ደግሞ ልዕሊ ሰብ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ኣሎ ዝሓወይ ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ክብረተይ❤#❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Месяц назад
ማርያምን አሕዝንኒ ባቡ ፃዕዳ ልቡ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም አይፍለኩም❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@milimili2419
@milimili2419 Месяц назад
እፍፍፍፍ ሰፈረይ ናፍቀ😢 ኣቤዋይ የቀንየለይ ብኣጋጣሚ ሰፈረይ ኣርኢክኒ❤❤ ❤🙏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤❤
@Gixgfd
@Gixgfd Месяц назад
በቡ ሓወይ እዚ ዋላ prank ይኩን ግን ንኩሉ ጊዜ ክካነካ ክንዱኡ ኣብ ሰብ እምነት ኣተሕድር ከይትጉዳእ ማለት ካብቲ ዝተዓዘብክዎ ፃዕዳ ኢካ ትመስልም ኣነካ ብPrank ምካኑ ናፈለጥኩስ ከብደይ በሊዕካኒ ብእውነት😢😢❤
@ggcf1371
@ggcf1371 Месяц назад
እፍ ኣነ ነብዐስ😢😢😢
@user-fe1hb2sv4b
@user-fe1hb2sv4b Месяц назад
እፍፍፍ ባቡዋይ የኔ ማር አጀኻ ጎይታዋይ አሕዝን አቢሉኒ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ክብረተይ❤#
@user-ix5mr7gn6z
@user-ix5mr7gn6z Месяц назад
ሓመት ትብለዐኒ ሓወይ ናተይ ኣጀካ ኩሉትና ኣሕዋትካ እና ባቡዋይ ኡፉፉ😢😢
@Mohammed-vo5mg
@Mohammed-vo5mg Месяц назад
ውይ ኣሕዚንኒ ባቡዋይ😢 ሓው ዘይብልካ ከቢድ እዩ ኣነለ ሓደ ወድነይ ነይሩኒ ተሰዊኡ😢
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ደምረኒ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ወለላይ ሳብስክራብ እባ❤❤
@user-ww2or6er1h
@user-ww2or6er1h Месяц назад
ኣጆኺ😢
@user-jb9ht7ck1y
@user-jb9ht7ck1y Месяц назад
ኣጆኪ ዝያዳይ
@adu1240
@adu1240 Месяц назад
ajoki Mearey😢
@MerawitAlemu
@MerawitAlemu 7 дней назад
እዊይ መዓረይ አሕዚኑኒ ንፁህ ሰብ ዩ ብሓቂ አብየ ሓላል ሰብ ተሳኺልኪ ዩ ካሓስዮ ብዝኮነ ይመችኩም ብጣዕሚ የ ልፈትየኩም 🙏❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Месяц назад
ባብዋይ ማራ አሕዝንኒ አጀካ እግዚአብሔር አምላኽ አለካ ክንዲ ኩሉ ድንግል ማርያም ቅዱሳን መላእክቲ አለዉካ ዉሽጣይ ብጣዕሚ ተሰምዕኒ በስመአብ😢😢😢😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ክብረተይ❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Месяц назад
@@hiwettsegay1616 ገይረልኪ እየ ኢኮ ህያበይ ካልኣይ አይትሰስዒ ክክክክ
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Месяц назад
​@@asayyeebyo182ናዓይ እውን ተማልእኒ ሓላለይ❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Месяц назад
@@AbiAbiHadgu ገይረልኪ አለኩ ኣቡዋይ ክብረተይ
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 18 дней назад
ባብዋይ አነለ ከልአይቲ ሓፍቲ ዶ ክኮነካ ካብ ስደት ምስ መፃእኩ😢😢ምዓረይ
@user-vj2ed6xm7q
@user-vj2ed6xm7q Месяц назад
ጎይታዋይ አሕዚንካና ናይ ቀልዲ ናረአናስ ናይ ውሽጥካ ጉድአት አውፂእካ ካብድና በሊዕካና ባቡዋይ እመብርሃን አደ ኩሉ አዴካ እያ ዝሓወይ መን አሎ ምስ ስድረኡ ዝነብር አይዞካ ሕውነትኩም የጠንክሮ እግዚአብሔር አምላክ❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Месяц назад
እፍፍፍ ባባቡየ ከበደይ በሊዒኒ ማርያምን ምሰኪን💔ኣጀኻ ኩሉና ኣሕዋተካ ኢና እሺ ዝሓወይ😢❤😢😢
@user-go2uy1yy3f
@user-go2uy1yy3f Месяц назад
😢😢😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ክብረተይ❤❤
@user-hx9hu3qp2t
@user-hx9hu3qp2t Месяц назад
ባባዋይ 😢 መዓረይ ኣሕዚኑኒ ኣቤ ልቃሕኺ መሊስኺ ባቡ ግን ኣሕዚኑኒ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ክብረተይ❤❤
@medifkr8731
@medifkr8731 Месяц назад
ዉይዉይ ጎይታዋይ ኣሕዚኑኒ ሓዉ የብለይ ሓፍቲ የብለይ ያ ቑዱሞትኻ😢😢😢😢😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ 10:45
@fhhjf9904
@fhhjf9904 Месяц назад
ባቡዋይ ማረያምን ከብደይ በልዕኒ አይዘካ ኩሉና አሕዋትካ እና አብ ልብፃሕ በፅሕካ እካ ብግዚአብሔር ሓይሊ እና ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ፍጣሪ አብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኩም አሕዋተይ አብየ ስጠታ ሃብዮ አባኪ ዘለዎ ክብሪ ይፍለ እዮ ❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤
@user-vy9xf9vn6j
@user-vy9xf9vn6j Месяц назад
ብድሕሪይ መፂኡስ እያ😮😂 ግን ኣብ እዚ ሎሚ ግዜ ከምዚ ዝብል እምነት ዘለዎ ምሕዝነት ምርካብ ፀጋ ❤እዩ ::
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 Месяц назад
አትዮ ክንድምታይ ትጭክኒ እንታይ ገይርኪ ተንብዕዮ ፀላእካ ይንባዕ ዋእ እሞ ሕምኒ እናበለኪ በስመአብ ከብደይ በልዕኒ በሊ ጨለዋ ዝኮነ ዉህብቶ ህብኪ ከካሓስዮ ❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
@user-yy8gd5pi3u
@user-yy8gd5pi3u Месяц назад
ባብዋይ ኣነስ ሱቁ ኢለ እየ ፍትዉ ዘብለካ የኔ ማርር❤❤❤
@Hagush-love
@Hagush-love Месяц назад
ገዛ ዳ ኣኮይ ኣርኢኹምና የቀንየልና ውቅሮ ናፊቀዮ ነይረ😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ክብረተይ❤❤
@hdbhdh9108
@hdbhdh9108 Месяц назад
ባቡዋይ መዓረይ ልዕሊ ኩሉ ፈጣሪ ኣለካ ሓወይ ናተይ❤❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉🎉
@rakgaltagery3471
@rakgaltagery3471 Месяц назад
አረ ከሙዚ ዓይነት ብራንክ ከቢድ እዩ ኣሕዚኑኒ😢
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ደምረኒ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤👏
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p 8 дней назад
ውይ ምዓረይ ኣዶ ዲኺ ትፈልጥለይ ኣቦ ዲኺ ትፈልጥለይ በለ 😓 ኣጆኻኒ ጎይታዋይ ሳብስክራይ ንግበረሉ ተጋሩዋኒ ኣነ ኸምኣ ምስበለ ታቪድዮ ኸይመላእኹዋ እየ ሳብስክራይብ ጌረሉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-dr6eg1fs4q
@user-dr6eg1fs4q Месяц назад
ባቡ ኣጆካ ዝሓወይ ፈጣሪ ኩሉ ግዘ ኣብ ጎንካ ይኩን ማዓረይ የዋህ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማግዋይ🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ወለላይ❤❤❤❤
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms Месяц назад
ዉይ ጌታዋይ አሕዝንኒ ኣለኩልካ ኣነ ጓልነካ ወለላይ ኡፍ ማዓረይ😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 Месяц назад
ጎይታዋይ ማራ ኣሕዝኑኒ ሓፍቲየብለይ ሓው የብለይ ትብሎ😢😢😢😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 Месяц назад
@@tsegatsega238 ደምረኪ ኣለኹ
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v Месяц назад
ባቡየ ኣሕዚንኻኒ ጎይታዋይ ኩለና ኣሕዋትኻ ኢና ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx Месяц назад
ፕራንክ ምኳኑ ናፈለጥክስ
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v Месяц назад
እንታይ ዶሞ ኢለ እየ ሓፍቲ የብለይ ሓው የብለይ ኢሉስ ኩለና ኣሕዋትኻ ኢና እየ ኢለዮ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ወለላይ❤❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v Месяц назад
ገይረልኺ እየ ሂወተይ
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Месяц назад
ማእረግ (ባብዋይ)🥺 ኣጀካ ዝሓወይ ጥንካሬ ኣካ አነ ከብ ዝፍልጥካ አብ ውቅሮ ሶ ኣጀካ ባብየይ ኩል ወዲ ሰብ በብምዓልቱ ምውት አዩ ሶ ኣጀካ ኩል ሓወካ አየ አብ መደረ ዝሎ 😢 እቤየይ ከመዝይ ዓይነት ፕርንክ ከይተድግሚ ምክንያት ናብ ከልአ ትዝታ አኪ አተኪዮ ባብ 😢❤️ ሶ ባብዋይ ኩል ሰብ ሓውካ አዩ ኣጀካ አለና አብ ጉናካ አለና ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤
@salamsere6403
@salamsere6403 Месяц назад
ማዓርግ ሓወይ ከብደይ በሊዕካኒ ኩሉ ጊዜ እየ ልሓስብ በይንካ ምካንካ እና ኣጆካ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ኣብ ጎንካ ክከውን እየ ወዲኖ❤❤💛💛
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉
@Destahaylu16
@Destahaylu16 Месяц назад
ባቡዋ ሓወይ የዋህ ከብደይ በሊዕካኒ ኣይዘካ ወዲ እነይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ወለላይ❤❤
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 Месяц назад
ዋይ ጨካኝ ኢኺ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ የዋሃት ብኸምዚ ፕራንክ ምግባር ከቢድ እዩ!! ባቡየ ምስኪን❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክረይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
@YyGy-in6dt
@YyGy-in6dt Месяц назад
chekan trah aygeltsan gelei eya ewen kemzi ela bdekama gonu ketmetsu kela wela park ykon da ember maere kendey meare kndey kem zstemasl renayo ena kemzi aygbern trash😢
@ሜላት-i1d
@ሜላት-i1d Месяц назад
ባብዋይ ብጣዕሚ ካብደይ በሊዕኒ ማሪያምን ❤😢😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ወለላይ❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ተጋሩ እባ ስጦታ ስጦታ እትብሉስ ትግርኛ ድዩ ባ?ውህብቶ እዩ ዝባሃል ዋእእ ኩለኹሙስ ከምኣ ትብሉ🤔
@user-nr5zm4kd7j
@user-nr5zm4kd7j Месяц назад
👍🏻👍🏻👍🏻🤔🤔🤔🤔
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Месяц назад
ይገርም
@hhfhfhj4432
@hhfhfhj4432 Месяц назад
🙄😄😄😄😄😄😄😄
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
@@hhfhfhj4432 ታማ ፈጠጥ የስሕቅ ድዩ ኸ???
@hhfhfhj4432
@hhfhfhj4432 Месяц назад
@@Hareg675 lzaye etu Tsehuf eko eyu asehkni gns entay yamlktki
@RigbeTeklehaymanot
@RigbeTeklehaymanot Месяц назад
ባቡዋይ ካብደይ በሊዕኒ ማርያምን ተጋሩዋይ ካሓስዮ ትብሉ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi 25 дней назад
ባቡዋይ መአረይ😢😢😢 አሕዚኑኒ ማርያምን አነከ ሓው የብለይ ሓፍተይ የብለይ አቦይ አደይ ዲኪ ትፈልጥለይ አነከ በቃበቃ ባቡዋይ😢😢😢😢 ማራ አሕዚኑኒ ስጦታ አብዮ
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Месяц назад
ኣነ ንሰኪ ንታሕባበ ደና ኣይ ባብዋይ ምሰክን ክሪአኪ እየ ኣቢየ ግን ሰባኣየይ ኣናደደክለይ ኣቲ ጋውና ኣቢ😀ባቡዋይ የኔ ፍቅር ኣጀካ ብላዕባ ፈጣሪ ኣሎ ኣብ ጎነካ ወለላይ ማራእምበር ኣሓዘንኒ😢❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ👏❤
@Ddaert
@Ddaert 23 дня назад
በነይ ይመስለኒ ነሩ ውፅዕቲ ለከስ ኣሎ ከማይ ኣጆካኒ ማዓረይ ሓፍቲ ኩከነካ እየ ሓወ ኩነኒ ካብ ስደት እየ ሓፈትካ ማዓረይ እና ናይ ፌስቡክካ ሓብረለይ እና ኣቤዋይ ለ ኣበራትዕዋ ንኸምዝኣምነላ ጊራ እያ ሰሪሓቶ ኣተስክፍዋ እና ቀፅልሉ ማዓረይ በርትዒ
@endababuentertainment
@endababuentertainment 23 дня назад
ተዋሳኢ ኣመል ባቡ እዩ ዝብል fb
@Ddaert
@Ddaert 23 дня назад
@@endababuentertainment 👍
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d Месяц назад
ውይ መዓረይይ🥺💔😢😢ኣንቱም ሰባት እዚ ፕራንክ ዝብሃል ስራሕ ክፀልኦ ኣነስ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
@ZxcvZxcvm-r3w
@ZxcvZxcvm-r3w 22 дня назад
እዉይ አቲ ታይጊሩኪ እዩዋይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ብኻሊእ ብራክ ዘይትገብርዮ አይ 😢ከብደይ በሊዑኒ ዋይ ማርያምን😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@zaid4763
@zaid4763 Месяц назад
እፍፍፍ ዋኣይ ማዓረይ ኣሕዚኑኒ ታይ ገበረኪ ምሕረት የውርደለልካ ባቡ ሓወይ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 🥰🥰🥰🥰🥰🥰💥❤️🙏🙏🙏🙏
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d Месяц назад
ባቡዋይ ኣሕዙኑኒ😢❤❤❤ ኣብየይ ብዘይምፃእ መፂእኪዮ ሕውነትኩም ደኣ ቀፅልዋ ❤መን ኣለኒ ኣነ ምስ በለስ ከብደይ በሊዑኒ❤❤❤❤ኣብየይ ፅሪቲ ❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ 12:22
@user-uh6ky7oe3x
@user-uh6ky7oe3x Месяц назад
ዊይ ኹኑ ላሕዝን ሓፍቲ ዘይብለ ሓው ዘይብለ አዶ ዘይብለ ኣቦ ዘይብለ ያ ኡፍፍፍ 🥺🥺🥺🥺ኣረ እዚ prank እዚ
@KedanKedan-hq3zv
@KedanKedan-hq3zv Месяц назад
😢😢
@KhanKhan-lv6ys
@KhanKhan-lv6ys Месяц назад
Gotway😢
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt Месяц назад
ባቡዋይ የዋህ ኣቢየይ ሞክሸይ❤💋💛ደቂ ውቅሮኒ ወለላ❤ውቅሮኒ ተቀባሊት ጋሻ ቤት ፍቅሪ ነበረትስ ሐዝማ ሂወት ብዙሓት ይጠፍእሎ😢
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Месяц назад
ጎይታዋይ አጀካ አግዚአብሔር አምላክ አብ ኩሉ ግዘ ጎንካ አሎ ዝሓወይ😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ወለላይ❤❤❤❤
@pj6930
@pj6930 Месяц назад
ባብዋይ አሕዝኑኒ💔💔ሓው ሓፍቲ አቦ አዶ አይትፍልጥለይ 😢ሓደራኺ ኸይትፍለዮ ሓፍቲ ኹንዮ እኺ😢
@RakiTube-
@RakiTube- Месяц назад
ብጣዕሚ እዩ ኣሕዚኑኒ🥺😓ባብዋይ ኣይዞካ ወዲነዋይ ኩላትና ኣሕዋተይ ኢና ክቡር ሓዉ🥰🥰🥰
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
@HirHirhp
@HirHirhp Месяц назад
ኣይዞካ ባቡዋይ ክንዲ ኩሉ እግዚአብሔር ኣለካ ማዓረ ክንድኡ ሰብ የትእመን😢 ፕራንክ ናሃለወ ናፈለጥኩስ ናናባዕኩ ወዲአያ 😢
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ክብረተይ❤❤
@HirHirhp
@HirHirhp Месяц назад
@@hiwettsegay1616 እሹኒ
@dhjdjdjdhdhrheur7445
@dhjdjdjdhdhrheur7445 Месяц назад
ጎይታዋይ ኣምላክ ኣሎ ምሳካ ነቢየ ኡፍፍፍፍ ታይ ገበረኪ ጋለይ አሕዚንኒ😢😢😢😢😢😢😢
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k Месяц назад
ዋይ ባቡዋይ ማዓረይ ብጣዕሚ እሓዚንን አቦ አዶ ዘይበልካ ኸምዚ ከማይ 😭😭 ሓፍተ ሓዉ እዉን ዘየብልካ እፍፍፍፍ 😭😭 አብዋይ ተጋጊኻ ግን ከምዚ ዝበለ ፕራንክ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ 16:12
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Месяц назад
ኣቲ. ኣበባ እትበሃሊ. ስዲ. ከፍእቲ መሸከል ይፍትየኪ ኔሪ ሕጂ ግን ማራ ኣፅሊእክኒ😢😢😢ዎደዛ ኣይትበልዮ. ካብኡ ከዓ. ለዋህ ሰለ ዝኮነ እንደዪ. ምሲኪናይ❤❤❤❤የንየ ለዋህ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
😂😂ሳብስክራብ እባ ማዓረዮ❤❤
@hhfhfhj4432
@hhfhfhj4432 Месяц назад
Tserfi emo entay amtso lahmam😮
@salamahb8652
@salamahb8652 Месяц назад
ታይ ገይራትኪ🙄
@eree6168
@eree6168 Месяц назад
ጨካን የኽ ብዙሕ ሰብ ኣይቲጨንቕ በይዛኻ ደኣነ ብሩክይ🥺🥺🥺
@RutatubeRuta
@RutatubeRuta Месяц назад
ባቡዋይ አጆካ ሓፍቲ ኮ የብለይን ኢሉስ ብጣዕሚ ዩ ከብደይ በሊዕኒ😥😥😥💔💔💔💔
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ግን ሕውነትኩም ከም ሓጺን ድልዱል ሙዃኑ ኢየ ተረዲኤ😊 ብዘይ ምጻእ ኢያ መጺኣትካ😅😅
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k Месяц назад
ባቡየይ አስመአበ ከቡደይ አልዒኒ ክቢድ እዩ አይሸኮን ከም አሕዋስ ንሓደ ሰሙን ምስኻ ቀኒዮ ስብሲ ክትፈላለ ስ ክቢድ እዩ😢😢 እግዚአብሄር አምላክ ሓዉነትኩም የጽነዐልኩም ፍቁራተይ❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሰብስክራይብ ግበረለይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በልለይ ክብረተይ👏❤
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k Месяц назад
ውይ ባቡዋይ ካብደይ በሊዕካኒ ኣቤተይ ብስጦታ ካሓስዮ😢ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣቤተይ እውን ኩሉግዜ ኣብጎኑ ኩኒ♥️♥️♥️
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k Месяц назад
@@tsegatsega238 ደሚረልኪ ኣለኩ💜
@DianaGirmay-vo5xf
@DianaGirmay-vo5xf Месяц назад
ፈጣሪ ኣሎ ምሳኻ ዝሓወይ❤ ኣይዞኻ ለባም ፃዕዳ ልቡ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ፅጋበይ❤❤
@user-kh3nu7on3o
@user-kh3nu7on3o 22 дня назад
ውይ ውይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ምቅርተይ ግን በጃኪ ከምዚ ዓይነት ኮይትገብርዮ ❤❤❤ክፈትወኪ 🎉 ጎይታዋይ አሕዙኑኒ
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q Месяц назад
ባብዋይ ምስክን ኣጆካ ወድነዋይ ኩለትና ኣሕዋትካ ኢና ማዓረይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤❤
@sabai12167
@sabai12167 Месяц назад
እፍፍ ባቡየ የዋህ ከሕዝነካ ማዓረይ😢 አቢ ግን መልስኪ ተፀበዪ ማለት ሕነ ክፈዲ እዩ😂😂
@Selam4437
@Selam4437 Месяц назад
ዉይ ማዓረይ አሕዙኑኑይ ካብድካ ይበልዕ አብየ ክድይ ዘብከክዬ ዝኮነ ነገር ገዚእኪይ ሳፕራይዝ ግበርዬ❤
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q 23 дня назад
ብጣዕሚ እዩ ኣሕዚኑኒ😢😢😢😢😢 እፍፍፍፍፍፍፍ በጃኪ ተካበከብዮ😢😢😢😢
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe Месяц назад
ዝሓወይ ማዓረይ ኣጀካ እግዚአብሔር ኣሎ ምሳካ ዝሓወይ❤😢🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@gzedhabesha
@gzedhabesha Месяц назад
ባቡ ብክምዚ ደኣ ሓዛን እንድዩ ግን ናይ ኢድካ እያ😂 ካብ ፕራንክ ዘምልጥ ፍጡር የለን❤
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo Месяц назад
ዊይ ባቡዋይ አሕዚኑኒ 😢 ❤ጉድ ገይርክዮ አቢየ❤ ዋላ ብና ትኩን ጋብዝዮ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ 15:03
@titial9069
@titial9069 Месяц назад
ኣቢየይ ብጣዕሚ ተጋጊኪ ዛሓፍተይ ነውሪ እዩ ብጎዶሎ ወድሰብ ኣቲካ ምቅላድ ተክኢልኪ ስጦታ ሂብኪ ካሓስዮ🥺
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@salamassalama1671
@salamassalama1671 Месяц назад
ግና አነስ ፍቅርኩም ደስ እልኒ ♥️
@medi-pc6qe
@medi-pc6qe Месяц назад
እዉይይ ባቡዋይ ብጣዕሚ ኣሕዚኑኑ ኣነስ ካብ ቀደም እየ ዝፈልጠካ ምስ ይቅርታ ማማ ካሕሳ ብጣዕሚ እየ ዝፈልጠን ብጣዕሚ እየ ክኣ ዝፈትወን ነይረ ማዘር ኣስቤዛ ካብአን ከምፅእ ትልእከኒ ነይራ ምስ ይቅርታ ብሂወት ኣለዋ ዶ ሰላም በለለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሓፍትካ ካብ ስዑዲ ዓረብ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-vv2jv2sm6s
@user-vv2jv2sm6s Месяц назад
ንርእሲ ማ ቡና ኣፍልሕሉ ኣቢ😅ባቡዋይለ ኣጀካኒ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Месяц назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@user-me6dx9zo7y
@user-me6dx9zo7y Месяц назад
ሓመድ ትብለዐኒ ሓወይ ካብ ሂወትኪ ሕልፈት ከም ወድነኪ ከምዘይ ትፍለይዮ ተስፍ ገብር 💔😢
@user-sd8bw7jx7u
@user-sd8bw7jx7u Месяц назад
ኣየ ባቡ ኣሕዝንኒ ኸብደይ በልዕኒ ማርያምን😢😢😢😢❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 Месяц назад
አኪቢድክዮ አቢ ሓፍተይ ስሕንዛሕ አንብዕክኒ አጀካ ወድነይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ አብ ጎንካ እዩ😢
Далее
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
Просмотров 52 млн
ሓደጋ ቲክቶክ ኣብ ሓዳር
19:49