Тёмный

RADIO ERENA -ልዙብ ምጉት ብዛዕባ ደገፍን ተቓውሞን ብርጌድ ንሓመዱ ! 

RADIO ERENA
Подписаться 67 тыс.
Просмотров 3,8 тыс.
50% 1

Radio Erena(“Our Eritrea”) is a Tigrinya and Arabic language station broadcasting to Eritrea since 15 June 2009.
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 108   
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 3 месяца назад
ከይ ጀመርካስ ኣምሰሉ ምዃንካ ፉሉጥ ፉእ ጋዜጠኛ ኣይኮንካን ሙስሉይ ኢኻ !!!
@Tomorrowwillbebetter-d3w
@Tomorrowwillbebetter-d3w 3 месяца назад
None of us is not sure what is the idea of radio Erena sometimes you guys sound Tv Eri
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 3 месяца назад
ቀደምሲ: ኣብ ካርቱም ሱዳን: ሪጋ ዑኑዳት ዝበሃል ቦታ ኔሩ: እዛ ቻናል'ዚኣ ኸኣ ልቅዕ እንድ ዑኑዳት'ያ ትብሃል:: እዙ ጋዘጠይና ዝመስሎ ሓታታይ: ብዓንደርሱ ማይበርበረ እዩ:: እዙ ኣስገዱ ዝበሃል ጋውና ኸኣ: እታ ርእሱ ጸጉሪ ጥራሕ ዘይኮ ጎዲሉዋ ዘሎ: ሓንጎል ዘይብላ ሓምሓም'ያ:: ብሓቂ እነ ምነ::
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 3 месяца назад
Neaka aymelketekan iyu.nay tigrayka segemka fetah.gumama
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 месяца назад
የቀኔላ ራዲዮ ኤረና ከምዚ ዓይነት ዘለውም ርእሲ ማራኽ ዘምጻእኩምልና ነመስግን ጽባሕ ንግሆ ኣብ ኤርትራ ሰኸም ኢዮም ዝኾኑና ብሕጂ ከም ሻንፍላ ክነጽርዮም ኢዩ ዘለና ።
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 3 месяца назад
ኣስገደ ናይ ዓቢ ሰብ ኣዘራርባ ኣይኮነን።
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 месяца назад
Radio erena gin nay men eya metekata dimsi hafash diya
@nolawi30com88
@nolawi30com88 3 месяца назад
ናይ ህግደፍ ወያ ወያነ ወያነ ጥራይ ይብሉ
@meteraentertaiment1614
@meteraentertaiment1614 3 месяца назад
እዚ ኣዳላዊ መደብ How many times do you think guys he said that "Do you think " 😅😅😅😅😅 Dhul😅😅
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 3 месяца назад
Only he knows that worddd😅
@tekleyohannes8918
@tekleyohannes8918 3 месяца назад
Ago Asgede, really he is a puppet. Very shame
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
Elementary school politics 🤮🤮🤮🤮 but thanks kubur abo supporting Berged n hamedu
@citg6758
@citg6758 3 месяца назад
ገፆም ርእይ ክተብሎም ኮለካ ብፅልኢ ዝፀለመ አረጊት ሓሳብ ዝውንኑ ምካኖም ይርደአካ። ሱቅ ከአ ፅቡቅ አዩ።
@YonasAbraham-k7w
@YonasAbraham-k7w 3 месяца назад
Tv eri radio erena hagdef mukanikumo berehilina ayu
@mehreteabYhannes1952
@mehreteabYhannes1952 3 месяца назад
ዋይይይ ይካትዑ ድዮም ዘለኡ ወላ የዕልልሉ። ኣንታ ሰብ'ዶለይ'ዩ።
@sabaghebrehiwet413
@sabaghebrehiwet413 3 месяца назад
This journalist is very bias & Mr Asgede is absurd, Fetikum xeliukum Nihamedu eyu lewti kemxiE, if you dont like it get your own struggle and see how it works for you. Thank you Mr Geb for your patience and effective rebuttal! 💙💙💙
@ht4032
@ht4032 3 месяца назад
💯% 💙💚🌿💚💙
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
ኮራኩር ህግድፍ ሰላምዊ ጭርሖ ትጭርሖ ምስ መን ኢኩም ኪትዛተዩ። እዚ ኩሉ ዓወት ኣቕልቦ ዓከም ዘርከበ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ህግድፍ ዘለኩም ዝምድና ንምብታኽ ብምካኑ፡ ጌና ብግስ ከይበለ ንስማያዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ትግራዋይ ሓይሊ ኢልኩም ኪትከስዎ ቅንዕና ዘይብልኩም ከደምቲ ህግድፍ ሰብ ደሓን መሲልኩም ምቅራብኩም ኣዝዩ ዝሕዝን ጎይታኩም ኢሳያስ ኤርትራዊ መሲልኩም ብእውራጃን ካልእን ትድግፍዎ ከም ዘለኩም ግሁድ እዩ። ኣብ ኣዋሳ ከይዱ ኢትዮጵያን ኤርትራ ክልት ሃገር ዝንል ዘይፈክጥ'ዩ ክብል ከሎ ብጩቕ ኢልኩም ዘይከሰስኩም ነዞም ሰብ ጊዜ መንእሰያት ነቲ መንነቱ'ካ ዝርይነገረ መቴትኩም ደቅኩም ዝወሰድ ናቱ ዝግበረ። ጌና ክትድግፉ ለባም ለባም ኪትጻወቱ ዓገብ ኣቶ ኣስገደን ጋዜጤኛ ሓታትን ስሚዕናልኩም። ሰላም እስከ ኣምጽኡልና ነቲ ውልቀ መላኪ ተዛሪብኩም። ብዝተረፈ ምውርዛይ ኣይከውንን ኪትብሉን ኣይንቕበለኩምን። ዎ ድጋንኩም ኣስገደ ዓሻስ ሓደ ደርፉ ንስካትኩም ለውጢ ንምምጻእ ድሌትውን የብልኩምን ብድዔን ትምክሕትን ትደጋግም ኻባካስ ወዲ ኣፈይ ይሓይሽ ንስካትኩም ንህዝቢ እንድእሳቐኩም ኮራኩር ህግድፍ ክርም ዘይ ነበርኩም ኣካል ህዝቢ ኤርትራ ዘዳመኩምና ስጋምበ ልቢ የብልካን ንስካ ናይ ለውጢ መራሒ ኪትከውን ዝግባእካ መዛሙር ህግድፍ ትድግም ኣሎካ ሓሻካ ምሕረት የርደልካ። ዓወት ፈኒንካ ዝምጽእ እንተኮይኑ ንርኢ። ህግድፍ ወየንቲ ስለዝበለ ንስጃ ድማ ፓፓጋሎ ኮይንካ ትድግሞ ኣሎክ። ብጣዕሚ ትሕዝን!
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
ሚካኤል ጥንቂ ገዲፍኩም ኣብ ሳዕቤን እዩ ኣስገደ ድዛረብ ዘሎ። ስልምንታይ ተፋቒሮም ስለምንታይከ ተባኢሶም ገዲፍኩም ግርዲፉ ኣብ ሳዕቤን ብምዝራብ ዝምጽእ ዘሎ ፍታሕ የልቦን። ለቖታ መዓስ ተባለሽዩ ኣብ ምንፍሑ ኣብ ምንፍሑ ኣይኮነን ኣብ ምጥብሑ። ኢሳያስ እዚ ተማካንዩሉ ዘለኩም ግርህናኩም ክከውን ኣለዎ።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
ኣስገደ ደኣ ብጥሬኡ ካብ ቃላት ኢሳያስ ለቓቒሙ እንተዘይኮይኑ ካልእ ንፍታሕ ንፍትሒ ዝከውን የብሉን። ስርዓት ኢትዮጵያ ብስላም ብሕጊ እምቢ ምስ በለ ባፈ ሙዝ ሻምብቆ ብረትቭከም ዝወደቕ ይፍልጥ ዶ ይከውን ። ናጽነት ኤርትራ እኮ 65000 ሽሕ ተከፊሉ ክም ዝመጸ ይፈልጥዶ ይከውን። ብስላም ዝከውን እንተኮይኑ ግን እቲ ምንገዲ ኣርእዩና። ቃልስና ኣብ ሞንጎ ምልክን ተመላክን ጨቃንን ተጨቃንን እዩ። ብሰላም 33 ተ ዓመት ተፈቲኑ ኣይትካኣልን ዲንጎላ ኣይኮነን ካልእውን ክምጽእ ምካኑ ተዳለዉ ለባም ለባም ምጽዋት ኣይፈቅድን ብርጌድ ንሓመዱ። ብሴፍ ዝመጸ ብሴፍ ክም ዝጠፍእ ፍለጡ ቅብጠርጠር ኣይፍቀድን ፍትሒ ብሕጊ ክምራሕ እዩ ዕላማና፡ እዚ ድማ ክከውን እዩ ንድፍረት ቃላተይ ካብ ምረት ዝተበገሰ ምካኑ ተገንዘቡለይ?😊
@ht4032
@ht4032 3 месяца назад
Ato Asgede is licking Adi Halo's Masters bottom shoes at his old age. I don't think he ever was on the side of justice seekers.
@andemariam1763
@andemariam1763 3 месяца назад
Very nice discussion. I suspect bergied nhamedu now more
@samsonb734
@samsonb734 3 месяца назад
Well said 💯 Asgede ,love your opinion 👏 👍
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 3 месяца назад
ብዛዕባ ኤርትራውያን ተሓቲትካስ ወያነ፡ክክክ መጽሓፍ ኪሳራ ኣምቢብካ ኣይትመልስ። ወያነ ዓዶም ኣለዎም ፡ ታንጸልኣ ድማ ዝተዛረብኩም ተዛሪብኩም ወያነ ምባል ኢያ።
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 3 месяца назад
ክጅመር ኮሎ ሬድዮ ኤረና ድምፅ ህግደፍ ማለት ይቐልል ፣ እቲ አስገደ ዝብሃል አረጊት ሰብአይ ዘይስንኻ ሑጻ ቖርጥመሉዮ ፣ ትማል ትማል አብ ጐኒ ሰራዊትና እዳበልካ ድራር አዛብእ ዝገበርካዮም የሕዋትና ከም ክልተ ጨጉሪ ዘብቆለን ንጉድጓድ ዝቐረበን ዝስቆረካ አይኮነን ፣ እወ ትማሊ ይኹን ሎሚ ትግራይ ትስዕር ፣ ትርጉሙ ክርድአካ አይክእልን ምኽንያቱ መልሓስምበር ሕልና ስለለየብልካ ፣ ብመሬትን ብሰማይን እዚ ኹሉ ጽንተት ንዝተኻየደሉ ህዝቢ ክስዕር ጥራሕዮ ዘለዎ ፣ አንታ መኻን ሕልና አስገደ ንስኻን መሰልትኻን ዘጋፈርኩምሉ ጽንተት ብማሕበረሰብ ዓለም ጀኖሳይድ ተፈጺሙ ኢሎም ፣ ወለዶታት ንኸፍሎ ዕዳን ንደነሉን ግና ብሰነድ ተረጋጊጹ አሎ ፣ ነቶም ፣21 ፕሮፌሰራት ወያነ ኸፊላቶም በለና ፣ ደቅኻን ደቅደቅኻን ሓቑፍካ አባጩ ኩሉ ሰነድዮ ፣ ህዝቢ ኤርትራ ጸኒቱ ሃገር ንበላዕተኛ ተዳልያ እዚ አይራአየካን ፍቶ ጽላእ ብ/ንሓመዱ ሰነዳቱ እዳሰነደ አብ ባይታ ዝሰርሖ መሬት ይረግጽ አሎ ብዲፕሎማስያዊ ፖለቲካዊን ወተሃደራውን ፣ መልሓስካውን ክነሐይኸካ ኢና።
@sabahaile4297
@sabahaile4297 3 месяца назад
ኣንታ ካብይ ዝመጽአ ርእሲ ምራኽ ኢዩ እዚ ሰብኣይ ሓደ ትግራይ ትስዕር ተበሉ ትግራይ ተወሪራ ደኣ እንበር ኣይወረትን ሕጂ እዞም ሙስሊም ይሕዋትና ፍልስጤም ትውረር ኣሎ ኢሎም ሰላማዊ ሰልፊ ይኹን ንፍልስጤም ሰለ ዝደገፉ ኣክረርቲ ዲና ክንብሎም ዘለና። ትግራይ ትስዕር ዝበል ምልክት ሰብኣውነት ደኣ እንበር ናብ ካልእ ኣትትሕዝዎ ትርጉም። ህግደፍ ናብ ስልጣን ብብረት ኢዩ ደዩቡ ንህግደፍ ክተውርድ ከኣ ብብርተ ጥራይ ኢዩ ብሒጂ ከማን ብዙሕ ዋጋ ክኽፈል ኢዩ። ፍትሕ ክተምጽእ መስዋእቲ ይድሊ ኢዩ ።ውላ ምስ ሓውካ ዓማጺ እንተኮይኑ ክተጸግዕ ጥራይ ኢዩ ዘለካ እዚ ለባም ለባም ምጽዋት ይኣኽለና ።እዚ ርእሲ ምራኽ ዝኮነ ሰብኣይ መንከይግደሰሉ!!!!!! ፈላቅ ርእሲ ሕዙ ከምዚ ክዛረብ ይሕፍር ኢዩ።
@berhaneweldeselassie5281
@berhaneweldeselassie5281 3 месяца назад
አዚ ሰብኣይ ብግምተይ ልዕሊ 77 ዓመት ዕድመ ኣለዎ፡አቱ ዝዛረቦ ግን ነቶም ደቒ ደቑ ዝኾኑ መንአሰያት ኢዩ፡ምኽንያቱ ጊዜኡ ወዲኡ ኢዩ፡ውርዝይ ዝበለ ዘረባ ክዛረብ ይግብኦ ነይሩ፡ወያነ ዝመወለቶም፡ናይ ውያነ ብያቲ መልመጽቲ፡ንኽትደግሞ ዝጽየነካ ዘረባ፡ይደጋግም፡ናብ ህግደፍ ምኻድ መባድልቲ ኣየድልካን ነይሩ ሰላሕ ኢልካ ክትከይድ ትኽአል ነርካ ካብኡ ዝገደደ አዚ ኤትክ ዘይብሉ ጋዜጠኛ፡ትግራይትዕወት፡ ድልየቱ ይዛረበሉ ስለዝነበረ ኣዋጣሪ ሕቶታት ክሓቶ ኣይደለየን ፡ወያነ ክንድይ ዝኣክል መዊላቶም ?ኣበይ ?ካሽ ድዩ ውይስ ብባንክ? መነመን ተቐበልቲ ነይርም ? ክንደይ ዝኣክል ብያቲ ተልሚጹ?ኣበይ ወ፡ዘ፡ተ ምንጪ ሓበረታኻ ካብይ ክብሎ ኣይደለን አንተ ራዲዮ ኤረና ግን ኣግድን።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
ኮራኩር ህግድፍ ሰላምዊ ጭርሖ ትጭርሖ ምስ መን ኢኩም ኪትዛተዩ። እዚ ኩሉ ዓወት ኣቕልቦ ዓከም ዘርከበ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ህግድፍ ዘለኩም ዝምድና ንምብታኽ ብምካኑ፡ ጌና ብግስ ከይበለ ንስማያዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ትግራዋይ ሓይሊ ኢልኩም ኪትከስዎ ቅንዕና ዘይብልኩም ከደምቲ ህግድፍ ሰብ ደሓን መሲልኩም ምቅራብኩም ኣዝዩ ዝሕዝን ጎይታኩም ኢሳያስ ኤርትራዊ መሲልኩም ብእውራጃን ካልእን ትድግፍዎ ከም ዘለኩም ግሁድ እዩ። ኣብ ኣዋሳ ከይዱ ኢትዮጵያን ኤርትራ ክልት ሃገር ዝንል ዘይፈክጥ'ዩ ክብል ከሎ ብጩቕ ኢልኩም ዘይከሰስኩም ነዞም ሰብ ጊዜ መንእሰያት ነቲ መንነቱ'ካ ዝርይነገረ መቴትኩም ደቅኩም ዝወሰድ ናቱ ዝግበረ። ጌና ክትድግፉ ለባም ለባም ኪትጻወቱ ዓገብ ኣቶ ኣስገደን ጋዜጤኛ ሓታትን ስሚዕናልኩም። ሰላም እስከ ኣምጽኡልና ነቲ ውልቀ መላኪ ተዛሪብኩም። ብዝተረፈ ምውርዛይ ኣይከውንን ኪትብሉን ኣይንቕበለኩምን። ዎ ድጋንኩም
@semiramusa3217
@semiramusa3217 3 месяца назад
መሽኪናይ በዓል ብራቴሊ ሕዝቢ ይፍረድ ኢልካና አለካ መልስና ክንዲ ፅፍሪ ትከዉን ፖለቲካ ይኩን ታሪክ ኤርትራ አፍልጦ ዘይብልካ ድካ ስለ ዝኮንካ አይታሐዘልካን እዩ። አቶ አስገደን ጋዘጠኛን ግን ነመስግን ጉዳይና ጉዳይ ኤርትራዉያን ስለ ዝኮነ ጉዳይና ብኢሂን ምሂን ልዝብን ድሕሪ 50 ሕዝቢ ኤርትራ ዝጥርነፈሉን አብ ሃገርና ከቢርና ንነብረሉ ግዜ ዝአከለ ይመስል ።
@Habesha28
@Habesha28 3 месяца назад
በዚ ራድዮ ኤረና ትገብሩዎ ሓፊርና ካብ ኩሉ ሰብ ስብ ስኢንኩም ኣረጊት ኣድጊ አስገደ ሒዝካ ካብ ምምጻኤ ምተረፈካ። ብዝኾነ ኣያ ገረ ምህላዎም ተመስገን ኢልና። ኣብልዕለ መንእሰያትን ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብ ህግደፍ ትድግፉ ምዃንኩም ጽቡቕ ጌርና ርኢና ቐጽሉ ኣፌ ክኽፈት አለዎ መን መን ምዃኑ ክንፋለጥ።
@tesfaighebray6588
@tesfaighebray6588 3 месяца назад
ጋዘጠኛ ኣይግድን ኣብ ርእስኻ ዘሎ ክመልሰልካ ህርድግ ትብል ጌጋ ፡ ሕተት መልሲ ክውሃብካ ካኣ ተጽበ። ዘይሕልፈላ ዓዲ፡ ሰብ ዝይኮነላ።managia misria.
@mengsteabhagos-e3v
@mengsteabhagos-e3v 3 месяца назад
ጋዜጠኛ ኢልካ መጺእካ ኢልካስ ከም ኣዘራራቢ ዘይኮነ ተማጋቲ ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ኮንካ እኻ ትምጉት ዘለኻ።ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ።
@oneofakind3231
@oneofakind3231 3 месяца назад
እዚ ናትኩም opinion. ኢዩ ንስኹም ኣብ ስደት ኣሪግኩም ንዓና ነዚ ሓድሽ ወለዶ ኣብ ስደት ከትብሊዩና ኣይኮንኩምን ስለዚ ግድ ኣይንግብረሉን ኢና ዘረባኹም . Thank you. ኣቦና ግን ሰለ ደቅኹም ጠጠው ምባልኩም . እዚኦም ካብ ህግደፍ ዝገደዱ ኢዮም
@TesfalemOntura
@TesfalemOntura 3 месяца назад
Erena kolel aytbelu abey alo langa langa delykum kabtemxau netom meneasey zseabom zelewu beal wufuy ando amxeawom aznkum degifom kesmeakum weshalk
@zera1464
@zera1464 3 месяца назад
ata izi ziafr zelo sebay intay yu koinu izi nay church gizieyu beliwo rigum
@zera1464
@zera1464 3 месяца назад
deki dekikayom zikalesu zelowu tirufatat
@oneofakind3231
@oneofakind3231 3 месяца назад
እዚ ጋዜጠኛ ብዙሕ ጌዜ ተካታቲለዮ ንዚ ስራሕ ኣይበቅዕን ኢዩ . ነቶም ኣጋይሹ ከዛርብ ዘይክእል ብፍላይ ነዞም ደለይቲ ፍትሒ ክብሪ ከማን የብሉን . ማሓዮ ናይ ህግደፍ ኢኻ ንስኻ
@Tesfa325
@Tesfa325 3 месяца назад
ገ/እግዚአብሔር ትርር በል አብ መትከልካ ደው በል ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ አብህዝብና ይገድድ😂😂
@berihu9286
@berihu9286 3 месяца назад
ኣቱም ኣምሰሉታት በራዩ ኣፍኩም ግዳይ ዘይትሕዝሉ ነዚ መንእሰይ
@luulmekonnen6587
@luulmekonnen6587 3 месяца назад
Lokmats mukanka felitom eyom amtsiomka gazetegna elom aykonun hgdef tegbaru yifelit endiyu kemzi kemaka lokamits ena tuf kniblekum emeneni lekbat
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 3 месяца назад
ምስ ኢትዮፕዮ ብሓባር ምቕላስ ሓላል ምስ ትግራይ ምቕላስ ሓራም ዝኾኖሉ የለን።
@shambko
@shambko 17 дней назад
ባድሜ ኤርትራ ዶ አይኮነን.... ምስ ዘይአምነልካ ትግራይ
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 3 месяца назад
እዚ ጋዜጠኛ ኣይኮነን ወኪል ሓደ ፖለቲካ ኮይኑ ኢዩ ዚማጎት ዘሎ
@Logosardatserona
@Logosardatserona 3 месяца назад
ሕልኩስ ጋዘጠኛ........
@Tesfa325
@Tesfa325 3 месяца назад
አየ ጋዜጠኛ ኬድካ ቲቢኤሬ ኬድካ ስራሕ ድምሱስ😂
@Tesfa325
@Tesfa325 3 месяца назад
አየ ጋዜጠኛ ኬድካ ቲቢኤሬ ኬድካ ስራሕ ድምሱስ😂
@yonasberaki973
@yonasberaki973 3 месяца назад
Eri Tv nab sidet arkibatna😂
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 3 месяца назад
Brgied N’ Hamedu eye elka B’ riesika Tenkebalel, Tefetfet… Tigrigna Tezarabay eye elka Ms Tegaru Konka Tedehal N’ Eritrawi Kulih Elka Kitreo keleka kem Tidehal Yifelit eye.. Eritrea for Eritreans by Eritreans shall always blossom into all the generations simply coz it’s a gift of Our Martyrs ❤💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@safetywmn7323
@safetywmn7323 3 месяца назад
Kemey iyu ata ezi gazietegna
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 3 месяца назад
ንዓኽ ሰባይካ ተሐፍር ኢኻ ።
@teklegebreyesus4348
@teklegebreyesus4348 3 месяца назад
ህዝቢ ኤርትራ ምስ ኩሎም ጎረባብቱ ዋላ ዉን ምስ ወያኔ ኮነ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ብምትሕግጋዝ ክነብር ደኣምበር እንዳተቓተለ ክነብር ኣይኮነን ። ናይ ህግደፍ ዕላማ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጎረባብቱ እንዳተዳመየ ስልጣኑ እንዳኣናውሔ ክነብር እዩ ዝደሊ ።
@fortunam2729
@fortunam2729 3 месяца назад
Ms ertrawyan ke endateqatelkum ktnebru?????
@teklegebreyesus4348
@teklegebreyesus4348 3 месяца назад
ፍቕሪ ሰላም ሕውነይ ራህዋ ካብ ገዛኻ ማለት ቤተሰብካ ካብኡ ጎረቤትካ ካብኡ ትነብረሉ ከተማ ድዩ ዓዲ ኣውራጃ ( ዞባ) እንዳበለ ኣብ ሃገር ይድይብ እዚ ማለት እዛ ልኣላዊት ሃገረ ኤርትራ እዚ ማለት ህዝቢ ኤርትራ ማለት እዩ። ቕድሚ ሃገር ህዝቢ እዩ ዝቕድም ህዝቢ እዩ ዝኸብር ሃገር ብዘይ ህዝቢ ትርጉም የብሉን ሰማይ መሬት ጎቦ ስንጭሮ ባሕሪ ብዘይ ህዝቢ ዱር ኣራዊት ወይ ኣዕዋፍ እዮም ክነብርሉ እዞም እንስሳታት ዉን ሃብቲ ሃገር ክነብሩ ዉን መሰሎም እዩ ። ግንከ ኣብ ቕድሚ ኣምላኽ ኮነ ጥዑይ ኣእምሮ ዘለዎ ሰብ ካብ እንስሳ ሰብ ይኸብር ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ወልደ ኣምላኽ ምእንቲ ሓጢኣት ሰብ ኩሉ ፍጥረት ኣዳም ከርሕቕ ወይ ዉን ዕዳ ክኸፍል እዩ ሞይቱ ዝተንስኤ እዚ ማለት ብእኡ ዝኣመነ ዘበለ ኩሉ ናይ ዘልኣለም ህይወት ክረክብ እምበር ከይጠፍእ ንወዱ በጃ ክሳብ ዝህብ ክሳብ ክንድዚ ንዓለም ዘፍቐራ ዮሓ 3፥16 ቕድም ፍቕሪ ንፈጣሪ ኩሉ መድሃኔ ኣለም ( ዓለም ) ካብኡ ንርእስናን ቤተሰብናን ወዘተ ኣብ ላዕሊ ጠቒሰዮ ዘሎኹ ቕደም ተኸተል ሒዝና ክሳብ ጫፍ ምድሪ ዘሎ ሰብ ከነፍቕር ይግብኣና ሽዑ ኢና ካብ ዂናትን ወረ ዂናትን እንወጽእ እምበር ኤርትራውያን እዚ ኩሉ ክቡር ዋጋ ኣእላፍ ከፊልና ኣምላኽ ዉን ረዲኡና ሉኣላዊት ኤርትር ተፈጢራስ ሕጂ ዘይንነብረላ ብማዕዶ ግን እንኾርዓላ ዜጋታታ በቲ ካብ ባርነት ናጻ ከውጽኣኩም እዩ ኢሉ መንግስቲ ሒዙ ግንከ ናይ መንግስትነት ቑመናኳ ዘይብሉ መሕፈር ዝኾነ ናይ ሽፍታ ጉጅለ ኣብ ስቕያትን ድኽነትን ድንቑርናን ስደትን ወዘተ ወዘተ ቖጺርካ ዘይውዳእ ሕሰምን መከራን ሸሚምዎ ይርከብ ። ዓሻን ዕዉርን ሓፋሽ ረኺቡ ወይነ እንድዮም ኣሜርካ እንድዮም እንዳበለ 33 ዓመታት ተጻዊቱ ሕጂ ዉን ዘይለበሙ ኣንጻር ጥቕሞም ዝቃለሱ ሓፋሻት ስለዘለዉዎ ክሳብ መዓልቱ ትልኽ ይብል ኣሎ ። ንቐጻሊ ግን እዛ ብኽቡር ዋጋ ዝቖመት ልኣላዊት ኤርትራ ኣብ ናይ ህላዌ ሓደጋ ትርከብ ስለዚ ንንቓሕ ንሕሰብ ኣዒንትናን ልብናን ይብራህ ። እግዚኣብሄር ንህዝቢ ኤርትራን ጎረባብታን ክሳብ ጫፍ ዓለም ዘለዉ ህዝብታት ይባርኽ ።
@teklegebreyesus4348
@teklegebreyesus4348 3 месяца назад
ካብዚ ጸቢብ ጽልሙት ዕዉር ኣተሓሳስባ ንባዕልኹም ሓራ ዘይወጻእኩምሲ ካብቲ ስርዓት ሃዲኩም ወጺእኩምሲ ጋዜጠኛታት ተባሂልኩም ጸማም ሓደ ደርፉ ይብሉ ኣቦታትና ንሊሊ 30 ዓመታትን እኳ ምንቓሕ ተሳኢንኩምሲ ኣብ ጸልማት ደርገፍገፍ ክትብሉ ዕድሜኹም ወዲእኩም ። ዘሕዝንዩ ኣዋጽኦ ይሃብኩም ።
@flameshockey7688
@flameshockey7688 3 месяца назад
እዋይ ጌብ ብዛዕባ ኤርትራ አይምልከተካን እዩ ብዛዕባ ገዛ ምምጻእ እዩ ዝምልከተካ መዋእልካ አብ ካናዳ ተቀሚጥካ ደቅካ ደየሰዋእካ ነዞም መንእሰያት ከተጥፍአልና ዲካ ደሊካ ባዕልካ ኬድካ ተዋጋእ።
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 месяца назад
He has son from white women but died recently
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 3 месяца назад
👎👎👎👎👎👎
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
ትግራይ ንዓና ኪትወረና ዘይካኣል'ዩ፡ ቅድሚ ዝኮነ ድማ ንልዕላውነትና ኣሚኖም ዝተቓልርሱ እዮም። ኢሳያስ ሳላካትኩ እንስሳታት ኢሳያስውን ትግራዋይ ምካኑ ዘይትፈልጡ ኣይመስለን። ጀነራላት ኣብዚሑ ስለ ዝሃበኩም ትድግፍዎ ኣለኩም ኣነ ኣይፈልጠካን እየ ቃናካ ግን ፍሉጥ እዩ። ንቅሑ ንቕሓት'ዩ ወሳኒ ንደርሆ ብማሽላ ንሕ-- ብማሕላ ይብሉካ።
@filmontesfalem-qc5nu
@filmontesfalem-qc5nu 3 месяца назад
(ሸያብ ኣይትጸዉዕ.....ለባም ጸዉዕ.........) እትብሃል ምስላ ንኣቶ ንገብረዝግብሄር ምስ ራኣካስ እዞም ኣቦታትናን ማዕረ ክንደይ ለባማት ኔሮም ከም ትብል ይገብረካ.....ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን..................!!! ኣቶ ኣስገደ ግን ናይ ኤርትራ ኣቦታትና ኣዘኻኺሩና ዘረባኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ,ንሕና መንእሰያት ካብ ኣቦታትና ንሓድሕና ንክንፋቀር ዝመኹሩ ኣቦታት ጥራሕ ኢና ንድሊ እንበር ዘጻልኣናስ ኣብ ናብራ ስደት ኣይዉሓደን ዘሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@goitomsium7484
@goitomsium7484 3 месяца назад
ጋዜጠኛ ን ገብረ ኣብዚ ዝዓደምካዪ ከም ጋዜጠኛ ኮንካ ዘይኮነ, "ብርጌድ ንሓመዱ ኣይክዕወትንዩሞ ይትረፍካ" ኢልካ ክትምዕዶ ዝዓደምካዮ ኢኻ ትመስል፡ ብደገ ዝውደብ ምንቅስቃስ ዘይኮነ ብውሽጢ ዝግበር ምንቅስቃስዩ ዘዐውት ዝብል ሓሳብ እንተልዩካ, ንብርጌድ ንሓመዱ ዘንቅፍ ምክንያት የብልካን፡ በቲ ዝመስለካ መገዲ ተንቀሳቂስካ ሰሪሕካ ኣርእየና፡ ዝገበርካዮ ዘይብልካ ጎበዝ ማዕዶ ኮንካ ንካልኦት ምንቃፍ ጥራይ ትርጉም የብሉን፡
@yonasmehari7863
@yonasmehari7863 3 месяца назад
ናይ ኣቦና ኣስገደ በረኽትኣብ ሓሳብ ብጣዕሚ ኣድኒቐዮ ።ናይ ኩሉ ኤረትራዊ ድማ ከምኡ ምኻኑ ኢየ ዝኣምን የቕኔልና።
@kahsayteklya4294
@kahsayteklya4294 3 месяца назад
Kulu eritrawi zbil hasot yu
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 3 месяца назад
Hda.angl.andnt.akonn.bgzayhwykom.tlwotod.nska.gaila.gdella.euo.asgde.zbhl.ertrw.yelnslez.zkllweka.zlobrgd.nhmdo.kiwet.euo.tazbo.enty.gdswom.izomkrkr
@flameshockey7688
@flameshockey7688 3 месяца назад
ሚኪኤለ ንእሰያስ አድኒቅካዮ ትብሎ አለካ መሬትና አየውረራን ዓቂብዋ አሎ ምስ ሰራዊትን ሕዝብን ኮይኑ
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 3 месяца назад
ሰላም ኣሕዋት፡ ጠ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ወይ ሙሉእ ብሙሉኡ ዝቆጻጸሮ ወደብ ወይ ፈደሬሽን እዩ ዝደሊ ዘሎ። እዛ ሰማያዊት ባንዴራና ክኣ ናይ ፈደሬሽን ባንዴራ እያ፡ ፈቲና ጸሊእና። እዞም ሰማያዊት ተዓጢቖም ኣብ ኢዱ ዝኣተዉ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ናይ ድልየቱ ሸውሃት ዝኸፈትሉን ዘተስፈውዎን ዶ ኣይመስለኩምን? የቐንየለይ
@KuraraHarife-qc8wz
@KuraraHarife-qc8wz 3 месяца назад
አዛ ቻነል አዚኣ መሰታ ቀዳሞት መሓዛ ዳሕሮት ገርኩም ዘሎ ኮ አዚ ሙስሉዩነትን ዘይ ንጹር ኣካይዳኹምን አዩ ባይታ ኣውዲቅኩም ዘሎ ሉኡኻት ህግደፍ ከይኾንኩም ውን ኣይትተርፉን ኢኹም😢
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 месяца назад
ዋእ ደምን ሂወትን ከይከፈልካ ዝመጽእ ሰላም ወይ ዴሞክራሲ ኣብ ዓለም ኣሎ ድዩ? ጋሻካ እታ ዝነብረላ ሃገር ካናዳ'ውን ብሉጻት ዜጋታት ካናዳ ሂወቶም ከምዝከፈሉላ ኣይፈለጠን ዘሎ።
@meteraentertaiment1614
@meteraentertaiment1614 3 месяца назад
ወገን ናይቲ ሓደ ዝኾነ, ብቕዓት ዘይብሉ ኣዳላዊ?? ሕቶ ሓቲትካ ንኽምልሱ ዕድል ክትህቦም ኣይከላካን ብዙሕ ጊዜ ኮላልፍካዮም ናብ ካልእ ሕቶ ኣብ ገለ ከኣ ባዕልኻ ብዝመስለካ ትትንትኖ ኔርካ. ጋሻ ዲኻ ኔርካ ወላ ኣዳላዊ መደብ (ሓታቲ ) ክርድኣኒ ኣይከለን. ዓወትና ብሕብረትና!!
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 3 месяца назад
ኣቶ ኣስረስ እዚ ትዛረቦ ዘለኻ፡እቲ ክሳብ ስርዓት ኢሳያስ ዝቑንቁን ክትሕብሕብን ክትድግፍን ዝጸናካ ካልእ ጥዑይ ዘረባ ክትዛረብ ኣይንጽበን።
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 месяца назад
Ezi gazetena ni menisey eritrea tselie zelowo mait eyu , mengsty eritrea selemawi kemdisemie aytefkru, megemerya tekawamay hagerawi eyu elkum emenu
@amanbb
@amanbb 3 месяца назад
Asgede adgi zibi gawna denkoro hade mealti tenbenay kitefiyu
@timnitabrham9606
@timnitabrham9606 3 месяца назад
Bekemy meged serawit eritrea ketilikum dikim n eritrea kitatiwu. Dekimen ketezekitum eyu hasbukum. Dekika gerika gemiro aboy.
@berhaneburush7729
@berhaneburush7729 3 месяца назад
Ghazetegna bitaami zekti gherkalom ni gurum Abona baal Cravatta.
@teddysium8331
@teddysium8331 3 месяца назад
As moderator you need to listen to both the sides… instead you preaching your opinion to your listeners. Sad.
@netsaseb6445
@netsaseb6445 3 месяца назад
gebrezigher dikum hasabn dinkurna zemelo zereba aytezareb hizbi eritrea aytiwikilin eka.
@Tesfa325
@Tesfa325 3 месяца назад
አስገደ አንታ ማግላ ዓንጃል እዚ ስርዓት እንበአር እዩ ፍትሕን ሰላም ን ዝገብር ዘሎ😂
@Wedisenafe
@Wedisenafe 3 месяца назад
I understand this ignorant man. If TPLF ply to destroy the Eritrean youth and PIA, he or she even didn't know what was going on and helped the youth to leave the country by implementing TPLF policy where is this man can be praised? Don't be stupid if their policy was working against them. Know they can learn, unlike bothering your guests. Both of them are misguided.
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 месяца назад
Asgede lowty aytdelin eka
@angosomsolomon8538
@angosomsolomon8538 2 месяца назад
Ato asgede kedem felitnaka Asmara mis kedka mis men tirake bealika ab Tim Horton tizarebelu eyu silezi ekoa birged nihamedu hadish mabel mexe beal nika ekum enkilil ketebelwu xenihaku mikinay mikinay tiraha
@kahsayteklya4294
@kahsayteklya4294 3 месяца назад
Gazathena fxum srahka ay serahkan redio erina seb adimkum gday tgebru alekum wey baelkum gtemu wey adimkum nidumat amaezinkum mgut fteru
@Tesfa325
@Tesfa325 3 месяца назад
ገ/እግዚአብሔር ትርር በል አብ መትከልካ ደው በል ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ አብህዝብና ይገድድ😂😂
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 месяца назад
Ni eritrewian mitfue gigna entelkayo emo gigna eyu
@amanbb
@amanbb 3 месяца назад
Radio ere nieshto higdef
@teddysium8331
@teddysium8331 3 месяца назад
Askede is from a from old school . Don’t know his background but he has hate for Tigray for some reason. He needs to sit down and let the nature takes its course 😮
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 месяца назад
Esatom tedemirna kiblu halal, andi kona kiblu halal
@bereketbahta5321
@bereketbahta5321 3 месяца назад
Men elu Eski nay hwahat tezareb hasawi ohhhhh my god
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 3 месяца назад
ክጅምር እዚ ነዚ ዘዳሉ ዘሎ ጋዜጤኛ ኢየ ብሃላይ ነዚ ናይ መንእሰያት ናይ ለውጢ መሰረትን ዕላማን ንምውቅዕ ዘምጽኦ ቅድመ ኹነት ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ግብረሽበራ ዝገብሩ ከም መሰረት መካትዒ ዕላማገይሩ ብምምጻእ ካብ ናይ ስርዓት ኢሳይስ ፕሮፖጋንዳ ምዃና ኣክትሓልፍን ኢያ። ጋዜጤኛ ክሳብ ሎሚ ዘይበረሃካ እንተኾይኑ ትግራይ እንተትስዓር ነይራ እቲ ኢሳያስ ዝበሎ ሓደ ህዝቢ ኢና ዝበሎ ኣብ ተግባር ምርኣኻዮ ኔርካ።
@TesfalemOntura
@TesfalemOntura 3 месяца назад
ራዲዮ ኢረና 2ይቲ አሪ ቲቭ
@amehamehari4221
@amehamehari4221 19 дней назад
ኣስገደ። ጻማም ደንቆሮ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 месяца назад
Geb halay he was tegadaly , he is revenge
@barkawe5372
@barkawe5372 3 месяца назад
ሓምድኪ ዕደ ባዓል ብዕራይ ቁልቁል ሓደ እግርኹም ኣብ ጉድጓድ ኣትዩ መንእሰያት ተጥፍፉ ኣለኹም :: ዳሓን ብሕጊ ታሓተቲ እ ኹም ገጽኩም ትከወል ::
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 месяца назад
Sibhat efrem ab basement akibu ezom kebabi tetenkeklom endabele zisebekom abzi yewtswo alowu tsilom
@habenteklu8138
@habenteklu8138 3 месяца назад
ጋዚጠኛ ፡ ትግራይ ትስዕር ካብቶም ግብረሽበራ ዲኻ ? ዕዱም ( ኣስገደ )፡ ኣይኮንኩን ካብቶም ሻሓኒ ወያነ ደልምጹ ኣይኮንኩን 😂😂 ፡ ኣይይይ ኤርትራዊ መስደምም !
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 3 месяца назад
ኣታ እዚ ስብኣይ ብርጌድ ንሓመዱ ኣባል ዎላ ሓንቲ ፍልጠት የብሉን ፡ ብዓል እዚ ንመንእስያት የታልሉ ኣለው ፡ እዚ ጥራሕ እዩ ዝሕዝን ። በጃኩም እዚ ስብኣይ ኣርሑቁልና።
@DanielNegusse-dz6yy
@DanielNegusse-dz6yy 3 месяца назад
ብጣዕሚ ተሓዝን አቶ አስገደ እንታይ ዓይነት አተሓሳስባ እዩ ዘለዎ እዚ ኣብ ደገ ኾንኻ ክንድዚ ዝተሓተ ዘረባ
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 3 месяца назад
ኢዚ ኣስገደ ዝብሎ ዘሎ ግምጣል ሻብያ ሩኹስ ኣትስሓሳስባ እዩ፡ ብሓቂ ጸማም ፍጥረት😢
@lindahani1642
@lindahani1642 3 месяца назад
Afka akib kndie zeytbexih bzaebue ktzareb hfer
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 месяца назад
Asgede you are very intelligent 🙏🇪🇷🌹❤️
@gberhane4268
@gberhane4268 3 месяца назад
ጎንጽን ጎንጽን ጥራይ እዩ ለዉጢ ክመጽ ዝኽእል። ሳላኡ ኸኣ ድሮ ደላይ ፍትሒ ኣብቲ ስርዕት ራእዲ ፈጢሩ።
@amanbb
@amanbb 3 месяца назад
Ezi gazetena hgdef eyu eti aregit askede kea hade denkoro nay hizbi shigir zeyrdo neat eyu
@lindahani1642
@lindahani1642 3 месяца назад
Aytgage kdie zeytmexu bzaebue ktzarebu yehfr
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 месяца назад
Why because he didn’t side with brged nkebdu
Далее
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19
Living life on the edge 😳 #wrc
00:17
Просмотров 2,1 млн
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19