Тёмный

#RuftaLbey 

Rufta Lbey
Подписаться 50 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Subscribe free:
/ ruftalbey
Copyright©Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ 2023
ምሳና ክትራኸቡ ምስ እትደልዮ በዛ Email ክትጽሕፍልና ትኽእሉ ኢኹም:
kibrom.debesay24@gmail.com
√ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ: / ruftalbey
√Facebook:page: profile.php?...
ሃናጺ ሓሳብኩምን ርእይቶኩምን ንዓና ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ካብ ምጽሓፍ ኣይትቀጠቡ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።
©All rights reserved to Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ.No part of this publication may be reproduced,distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.
#Rufta Lbey# ሩፍታ ልበይ#

Опубликовано:

 

4 мар 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 100   
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Год назад
ሰላም ሰላምካ ይብዛሕ እንቋዕ ከኣ ደሓን መጻካ ክብሮመይ ከምዚ ከማይ ዛንታ ዝፈቲ ይህሊ ዶ😍
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d Год назад
እወ ብጣዓሚ እዩ ዝማህረካ🙏😘
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Год назад
ኣነ 💟
@user-kv3cz6hi1s
@user-kv3cz6hi1s Год назад
እወ ኣነ ኣለኩ
@user-md9mf3ef7y
@user-md9mf3ef7y Год назад
ኣነ ኣለኩ😍
@swsw5226
@swsw5226 Год назад
እወ አለና ብሓቂ አነስ ክንደይ እየ ዝምሃረሉ ካብ ዛንታ🥺🥰🥰
@user-vy8wk8td8f
@user-vy8wk8td8f Год назад
ሩፍታ ልበይ ዝፈትወኹም ኣነ ዝንታ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ኽፈቱ ዝገበረኒ እውን እዛ ቺናል እያ ናይ ምድማፅ ክእለተይ ዘማዕበለትለይ ናይ ስቅታን ናይ ኣስተዋዕልካ ህይወትካ መምራሕን ብዘጋጠመካ ችግርና ለእግዚአብሔር ተመስጋንኻ ኹሉ ልፅብቅካ ከም ዝኾነን ቡዙሕ....................... እየ ተማህረ ካብዛ ቻናል 👌 ስለዚ የቀንየለይ❤️➻ 2ይ ክፍል ብሃንቀውቲ ንፅበ ክብርተይ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ጥበቡ ኣብዚሑ ያዓድልኩም ኣምላኸ እስራኤል ✝️❤️
@user-kp1yk3qv2x
@user-kp1yk3qv2x Год назад
እንኮዕ ዳሓን መፃኣካ ክብር ሓውና ዛንታካ ናፊቅናዮ ነይርና 😌
@wejereteyti6678
@wejereteyti6678 Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ እየ ዝፎትየካ ክቡር መምህረይ ብጣዕሚ ህይወተይ ካብ ዝቀየረኒ መደብ ሓቀኛ ዛናታ ናይ ሩፍታ ልበይ ፀጋኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓውና✝️💒
@zufanamera8795
@zufanamera8795 Год назад
ናይ ብሓቂ
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ ማንታ ልቢ
@ftawwftwww2822
@ftawwftwww2822 10 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲አሜን አሜን አሜን
@birtukanmekonen2231
@birtukanmekonen2231 Год назад
Amen Amen 🙏
@fuch9239
@fuch9239 Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓውና
@TV-vh2im
@TV-vh2im Год назад
እንቋዕ ዳሓን መጻካ መምኅረይ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብሮም ሓወይ 2ይ ክፋል ብኃንቀውታ ንጸበ🙏🥰
@tsdkan3768
@tsdkan3768 Год назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጋበረከቱ የብዝሕ
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 11 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ከቡር ሓውና
@brihinhabtu3938
@brihinhabtu3938 Год назад
ቃል ህይወት የስመዐልና
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 Год назад
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotka egzabiher ybarek bereket kudusan rediet emebrhan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
@jftgdt4444
@jftgdt4444 Год назад
ቃለ ህይወት የሠመዐልና
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
እንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር ሓውና ክብሮም
@gje3168
@gje3168 Год назад
ቃል ህይወት የስመዐና ፀጋ በረከቱ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i Год назад
እግዝአብሔር ይመስገን እንኳዕዐብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና
@user-vw4bh2xz1d
@user-vw4bh2xz1d Год назад
ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና 🥺
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Год назад
ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር ሓወይ 2ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበየካ ኣለና
@selam801
@selam801 Год назад
እንኳእ ብሰላም መጻእኻ ክቡር ሓውና ብዙሕ እሰከ አይትጥፈአና አነሰ ዛንቲ more eyu ደሰ ዝብለኒ
@user-rm1zd9tl6n
@user-rm1zd9tl6n 9 месяцев назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና እንካዕ ብሰላም መፀእካ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና
@user-vm5fq7tt9w
@user-vm5fq7tt9w 8 месяцев назад
ኣሜን "👏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x Год назад
*_እንካን ለቸሩ መድኃኔዓለም እየሱስ ክርስቶስ ወርሃዊ ብአል አደረሳችሁ የእግዚአብሔር ቤተሰቦች እንካን ደህና መጣህ መምህራችን በጣም የሚያሳዝን ታርክ ነው ክፍል ሁለት በጉጉት እንጠብቃለን_*
@user-te9cr4sh8c
@user-te9cr4sh8c Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@xhv5054
@xhv5054 Год назад
_እንኳዕ ብሰላም መፃካ ፅጋበይ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ወድነይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ_
@fekadufisahaye3795
@fekadufisahaye3795 Год назад
yesmelna
@shewitmesmer3530
@shewitmesmer3530 Год назад
Qale hiwet yesmealna memhreyy, egziabher xegu yebzhalkum!!!
@user-sp4dw5bu5x
@user-sp4dw5bu5x 11 месяцев назад
እንካዕ ዳሓን መፀኩም❤
@hnaahnaa6705
@hnaahnaa6705 Год назад
እሜን እሜን እሜን
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l Год назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዕልና ዘስተውዕል ሉቦና ይዓድለና አሜን አሜን አሜን
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ክብሮመይ መኣረይ❤ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርሰቶስ❤❤
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z Год назад
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኪ ዮብዘሐዮ ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዛሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️_ 2ይ ክፈል ብተሰፈ ንፅበ
@elsamahari7574
@elsamahari7574 Год назад
ሰላም ውሰናይ ደቂ ፍቅሪ ክርሰቶስ ኣምላኸይ ከመይ ኣለኩም ሰላም ኣምላክ ኣኣብዘለናዮ ክብሮምይ እንቃዕ ብሰላም መፃካ ፀጋ ኣምላክ የብዛሓልካ ብጥበብ የንብርካ ብመንግስቱ ይዘክርካ ቃለ ሰናይ የሰመዐና ጀመርቲ ዘይኮና ፍፀምቲ ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Год назад
እንካዕ ብስላም መፃእካ ክብር ሓወና ኣነስ ብጣዕሚ እዩ ዝፍቱው ናተኻ ከመዚይ ዓይነት 💟
@brhangaiembrhan8516
@brhangaiembrhan8516 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ኩቡር ሓዉና, 2ይ ክፋል ብሃንቀዉታ ንፅበ
@user-zq9xi4pp3m
@user-zq9xi4pp3m Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና 2ይ ክፋል ብሃንቀዉታ ንፅበ ብዝሕ ናተማሃርና እና
@user-kp1yk3qv2x
@user-kp1yk3qv2x Год назад
ቀሊዎ ነሻዓ ቀዲምክኒ 🙈❤
@user-zq9xi4pp3m
@user-zq9xi4pp3m Год назад
@@user-kp1yk3qv2x ቃድመኪ ጎሳስሰይ😌
@simon9296
@simon9296 Год назад
Qale hiwet yesmealna ❤❤❤❤🙏🙏
@sdethsum7859
@sdethsum7859 Год назад
Enkae biselam mexakana kebari hawey egziabiher amlak xegue yebzhalka
@user-kv3cz6hi1s
@user-kv3cz6hi1s Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ስላምታካ ይብዛሕ ክብር ሓውና እንኳዕ ብስላም መፀኣካ
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 Год назад
አሜን፫ ቃለሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
@user-nb6um9py7c
@user-nb6um9py7c 11 месяцев назад
ዛንታኣ ፃሓፈለይ በጃካ😢😢😢
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛኅ ብክርስቶስ ክብሮም ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ በረኸቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@fekadufisahaye3795
@fekadufisahaye3795 Год назад
eeellll asey asey asey
@zufanamera8795
@zufanamera8795 Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና ክብሮም እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ከም አምላክ ፍቓድ ቀልጢፍካ ኣምፀአልና ክብሮሞይ
@user-ql5mr6vd1r
@user-ql5mr6vd1r Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓውና እንኳዕ ብሰላም መጸካ
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Год назад
_እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክብሮመይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ💚💜_
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 Год назад
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ሩፉታ ልበይ። ቃለ ሂወት የስማዕልና ካልአይ ክፋለ ብሀንቀውታ ንጺበ።
@swsw5226
@swsw5226 Год назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ ክቡር ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ብሓቂ ዛናታካ ናፍቅናይ ቀኒና ካብ ዛንቲ ብዙሑ ኢና ንምሃር🥺👏🥰♥️🥰♥️🥰
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Год назад
እንካዕ ብሰላም መፅእኩ ክብር ሓወይ ፀጉእ የብዘሐልካ 2ይ ክፍል ብሃንቀዉታ ንፅበየካ
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 Год назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ጽቡቕ ኩብሮም ሓወይ እንቋዕ ብደሓን መጻእካ፡ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ። ኣብ 2ይ ክፋል የራኽበና ብሃንቀውታ ንጽበያ።
@user-mv7dz4yg4f
@user-mv7dz4yg4f Год назад
*_እግዝኣብሔር ኣምላክ ይመሰገን ክቡር ሓወና እንኳዕ ብስላም መፀእኻ✝️♥️_*
@user-hs6mf9ge2z
@user-hs6mf9ge2z Год назад
እሰይ እንኳዕ ብሰላም መጻኻልና ክቡር ሓውና ክብሮመይ ቃል ህይወት የስመዐልና 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ ብሰላም ምጸና
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን እንካዓ ብሰላም መፀእካ ክቡሮም ሓወይ❤❤❤
@Genet398
@Genet398 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኪ ክቡር ሓውና ቃለ ህወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ
@shweit7518
@shweit7518 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር ሓውና ሰላምካ ይብዛሕ ካልኣይ ክፋል ብደሓን ምፀና
@user-bf3or6bt9k
@user-bf3or6bt9k Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብሮሞይ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየካ እተቅርቦ ዛንታ ብጣዕሚ እዩ ደስዝብለኒ
@samera7043
@samera7043 Год назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዝሐልካ 2ይ ክፍል ብተስፈ ንፅበይ
@user-mt6pw2il9f
@user-mt6pw2il9f Год назад
✝️🙏🌹💖
@kaikidantmanot7558
@kaikidantmanot7558 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክብሮመይ ብሩክ
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፅካ ኩቡር ሐውና 🙏
@user-hk9mo4vm7j
@user-hk9mo4vm7j Год назад
❤➕🕯
@usren7
@usren7 Год назад
🌹🌹🌹
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና
@enbebatukue7557
@enbebatukue7557 Год назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ኩቡሮም ሓወይ ቃለ ሂወት የስማዓልና
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
ሩፉታ ልበይ ዘክብረኩም🙏🙏😍😍
@AbebaGhebrab
@AbebaGhebrab 7 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉
@ngstihadera4219
@ngstihadera4219 Год назад
Ankoa bdhan Mexkum
@rhdjddirjs1405
@rhdjddirjs1405 Год назад
እግዚአብሔር ይመሰገን ዝያዳይ
@galltigray4548
@galltigray4548 Год назад
ሰናይ ነይራ መጀመርያኣስ ዋ ካልኣይ ክፋል ግን ታኣዩ መሓዛካ ንበዓል ቤትካ ከ ኣይይይ ዝድዜ ኮ ኣፍረሐና ብሃንቀውታ ንፅበያ ቀፅል ሓውና
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f Год назад
እንካዕ ሰላም መፃእኩም ኣዳለዉቲ ሩፍታ ልበይ
@user-pn3vf6ni9v
@user-pn3vf6ni9v Год назад
እንኳዕ ብሠላም መጻእካ ክቡሮ ሓወና
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፃኣካ ክቡር ሓውና ቃል ህይወት የስመዐልና ኣትን ደቂ ሂዊን እሕዋተይ አብ ህይወትክን ንጋል ኣይትእመን😥😥
@user-if8fk2ez5p
@user-if8fk2ez5p Год назад
ማለት
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃካ ኩሮመይ ክፈትወካ ኮ መዓትየ
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Год назад
ሰላምካ ይብዝሐልካ ክቡር ሓወይ ክብሮም እንቋዕ ብሰላም መጻእኻ 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ
@asadiabrsha942
@asadiabrsha942 Год назад
😘😘😘😘🙏🙏🙏🙏😢😢
@user-of5kb6vl7q
@user-of5kb6vl7q Год назад
እንኳዓ ብሰላም መጻካ ክብሮም ሓውና 🙏🥰
@salam12as56
@salam12as56 Год назад
_እንካዕ ብሰላም መፃአካ ክቡር ሓውና ክብሮም❤_
@yafetsimon1011
@yafetsimon1011 Год назад
Qele hiwet yesmealns
@KindahaftiTesfay
@KindahaftiTesfay Год назад
ሓዳሽ ተከታታሊት እየ
@khangkhan8839
@khangkhan8839 Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃካ
@gsas4971
@gsas4971 Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ክቡር ሓውና 🙏💗
@fyoritekileab9850
@fyoritekileab9850 Год назад
qal hiwet yesmealna ftuwatey
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ ክብሮሞይ 😘❤
@ndgsr2892
@ndgsr2892 Год назад
_እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብሮመይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ መሃሪት ዛንታ እያ ቀፅልሉ_*🕯🕊❤
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤😥😥
@user-or9nf1dz9c
@user-or9nf1dz9c Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ
@user-sz3bb5nh9h
@user-sz3bb5nh9h Год назад
_በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና 2ይ ክፋል ብሃንቀዉታ ንፅበ_
Далее
Я ВЕРНУЛСЯ 🔴 | WICSUR #shorts
00:57
Просмотров 2 млн