Тёмный

Sat 2d May 2020 ሲኦል/ቀላይ ሓዊ፡ ንመን አዩ? - 1ይ ክፋል! 

Brhan Haki
Подписаться 8 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

Short preachings from the word of God.

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 35   
@merhawidyana2751
@merhawidyana2751 4 года назад
ኦ እግዛብሄር ሓጥያተይ ይእመን ኣልኹ ሞ ነዚ ቓልካ ከስተውዕል ልበይ ክፈት ቡሩኽ ኣቦ ኻኣ ተባረኹ
@azmeratesfazgi1159
@azmeratesfazgi1159 4 года назад
Amen amen tebarek baba butsue
@samber1555
@samber1555 4 года назад
Pure gospel and bold fully father. God bless you Aya Bitsue
@demetriusronald7082
@demetriusronald7082 3 года назад
sorry to be so offtopic but does someone know of a way to log back into an instagram account?? I was dumb forgot my account password. I would love any tricks you can give me.
@vihaanjunior2566
@vihaanjunior2566 3 года назад
@Demetrius Ronald instablaster =)
@roxyjones9081
@roxyjones9081 4 года назад
GBU father
@user-ct8fv4vm9e
@user-ct8fv4vm9e 3 года назад
Blessed man
@abeeg.k544
@abeeg.k544 4 года назад
አንታ ቡሩኽ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይወሰኽካ ንበረልና አምላኽና አምላኽ ሐቂ አብዚሑ ይባርኽካ እዮሱስ ቶሎ ና
@davidblessed5833
@davidblessed5833 4 года назад
Egzabher yebarka
@amanuelasfaha1696
@amanuelasfaha1696 4 года назад
Aba abo almighty bless u unmix gospel of jesus chris pure 100%.GBU
@musikhabte6218
@musikhabte6218 4 года назад
Baba mexhaf kudus kmhar deliye
@roxyjones8335
@roxyjones8335 4 года назад
GBU brother
@godislove7721
@godislove7721 4 года назад
Welcome to kingdom God
@asefugebru7576
@asefugebru7576 4 года назад
ጌታ ዘመንካ ይባርክ ሽምግልናካ ብዘይቲ ይለምልም
@mahumunib5600
@mahumunib5600 4 года назад
Amlak ybarkum abona
@zeraymaria459
@zeraymaria459 4 года назад
BABA tebarek zemenka yebarek
@rahelkeleta4404
@rahelkeleta4404 4 года назад
Bless you babba Bitsu
@christismyvictory1297
@christismyvictory1297 4 года назад
Amlak xegu yebzihalka Baba bixu, jigna abo Gbu!!!!
@oddegilstrmsnes2328
@oddegilstrmsnes2328 4 года назад
HAKI IZENI ZALTO YSME
@samueltewelde6956
@samueltewelde6956 4 года назад
Baba Btsu Amlak ybarka
@makdatesfa4337
@makdatesfa4337 4 года назад
Selam bruk Berean Christian room plus all elika hamus mixae eka seat 8:30 Europe...Goyta yibarikika
@godisgood1673
@godisgood1673 4 года назад
ኣምላኽ ይመስገን ስለ'ዚ ክቡር ቓል ዘበንካ ይባረኽ
@happyfamily2091
@happyfamily2091 4 месяца назад
Ohh god help me Pls
@makdatesfa4337
@makdatesfa4337 4 года назад
Amen baba buxue bihaki eti xiruy wengel misaka alo Amlak kea wegen kalu eyu.....God bless you bruk Abo
@lamikberuk7915
@lamikberuk7915 4 года назад
Gbu besu beruki
@georgebush9608
@georgebush9608 4 года назад
bless u
@gidaygoitom301
@gidaygoitom301 4 года назад
Bixuay amlak memelisu xega uenzhalka
@helenamanuel8504
@helenamanuel8504 4 года назад
Baba bxu amlak ybarka . Ane more ksemakum kab zjimr bhaki lbey nsha nsha ybleni bhaki
@bikubikuku3664
@bikubikuku3664 4 года назад
Selam buruk abo
@shamabadit9845
@shamabadit9845 4 года назад
Bente kea tblwo zeytfeltu .men ke maryam tedhin ya zblkum alo .maryam bkdsna ena nekbra nfkran ade Goyta sle zkonet ember .zdhin hade krstos eu .maryam kea blmano kea txlyelna sle deka
@robelabraha2893
@robelabraha2893 3 года назад
መጀመርያ ምስክር ካብ መፅሐፍ ቅዱስ ኣምጽኢ !! ካልኣይ የሱስ ወድ ማርያም ድዩ ወይስ ወዲ ኣምላኽ ትሕት እንተ በለ ማለት ፊልጲ 2 (Philippians) 6፤ ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡ ነቲ ማዕረ ኣምላኽ ምዃኑ ኸም ምምንዛዕ ኣይረኣዮን። ገላትያ 4 (Galatians) 4-5፤ ምልኣት ዘመን ምስ መጸ ግና፡ ነቶም ትሕቲ ሕጊ ዘለዉ፡ ተሻዪጡ ምእንቲ ኼውጽኦም፡ ንሕናውን ውልድነት ምእንቲ ኽንረክብሲ፡ ኣምላኽ ነዚ ኻብ ሰበይቲ እተወልደ ትሕቲ ሕጊውን ዝዀነ ወዱ ለኣኾ። ኢሳይያስ 53 (Isaiah) 7፤ መከራ ጸገበ፡ ርእሱ ኣዋረደ ኣፉውን ኣይከፈተን። ከምቲ ናብ ማሕረዲ ዚኽብከብ ገንሸል፡ ከምታ ኣብ ቅድሚ መቀዝታ ስቕ እትብል በጊዕ ኣፉ ኣይከፈተን። ከምዚ ትሕት እንተ በለ እዚ ወዲ ኣምላክ ንስኹም ምሽ ከም ዓቢ ዝሕቆፍ ቆልዓ ኢኹም ትገብሩዎ ምኽንያቱ ንስኹም ብስጋ ኢኩም ትሓስቡ የሱስ ከኣ ሮሜ 8 (Romans) 5፤ ስጋውያን ዘበሉ ነቲ ናይ ስጋ እዮም ዚሐስቡ፡ መንፈሳውያን ግና ነቲ ናይ መንፈስ እዮም ዚሐስቡ። 6-7፤ እቲ ሓሳብ ስጋ ምስ ኣምላኽ ጽልኢ ብምዃኑ ነቲ ሕጊ ኣምላኽ ኣይግዝኦን ኣይኰነሉን ድማ እዩ እሞ፡ ስለዚ እቲ ሓሳብ ስጋ ሞት እዩ፡ እቲ ሓሳብ መንፈስ ግና ህይወትን ሰላምን እዩ። እሞ እስከ እዚ ረኣዮ ዘካርያስ 3:2 እግዚኣብሄር ንሰይጣን፣ ኣታ ሰይጣን እግዚኣብሄር ይግናሕካ፣ እቲ ንየሩሳሌም ዝሐረያ እግዚኣብሄር ይግናሕካ፣ እዝስ ካብ ሓዊ እተመንጠለ እያድዶ ኣይኰነን፡ በሎ። ማለት እቲ ካልኣይ ወዱ የሱስ ኢዩ።ኣየማልድን ኢዩ ኸኣ ትብሉ አሞ እብራውያን 7 (Hebrews) 25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ። 26፤ ከምዚ ዘመሰለ ኽፍኣትን ርኽሰትን ዜብሉ፡ ካብ ሓጥኣን እተፈልየ፡ ካብ ሰማያት ከኣ ልዕል ዝበለ ቅዱስ ሊቀ ኻህናት ኣድለየና። ሮሜ 8 (Romans) 34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ። ግብሪ ሃዋ 8 (Acts) 37፤ ፊልጶስ ከኣ፡ ብዂሉ ልብኻ እንተ ኣሚንካስ፡ ይዀነልካ እዩ፡ በሎ። ንሱ ኸኣ፡ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ እኣምን ኣሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ።
@robelabraha2893
@robelabraha2893 3 года назад
ማቴዎስ 2 (Matthew) 15፤ እቲ እግዚኣብሄር ብነብዪ፡ ንወደይ ካብ ግብጺ ጸዋዕክዎ፡ ዝበሎ ምእንቲ ኺፍጸም ድማ፡ ሄሮዶስ ክሳዕ ዚመውት ኣብኡ ጸንሔ።
@shamabadit9845
@shamabadit9845 3 года назад
@@robelabraha2893 emo goytana medhanina eyesus krstos si kab kdsti adena dngil maryam aytewldn dika tbil zelka wela entai .dahrai kea amlak zekbra slmntai nskum bente thsrwa .ade yohans . Elsabet zekberta .ade goyta nabay ktmexi ezi kabey konelei elta .nska do teabi wela adena elsabet .
@yohanasemere5064
@yohanasemere5064 2 года назад
ኣታ ብሩኽ ሓወይ ብዛዕባ ምድሓን ብየሱስ ምዃኑ ኩልና ንኣምነሉ ሓቂ ዩ ፡ እዚ ትብሎ ዘለኻ ግን ምስዚ ስብከት ታይ መራኸቢ ኣለዎ ካብ ፍርዲ ከተምልጥ ናብ ጽድቂ ንሱ ከኣ ወዲ ኣምላኽ ህደም ዩ ዝብል ዘሎ ። እቲ ዘለኻዮ ሂወት ቅኑዕ እንተ ኮይኑ ወይስ ጌጋ ኣካይዳኻ ይሕብረካ ዩ ሞ ርእስኻ ብቃሉ ፈቲሽካ ብሕልናኻ መርምሮ ተባረኽ
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Год назад
​@@yohanasemere5064 ሸንኮለል እንድዮም ዝፈትዉ ተዋህዶ.
Далее
Мама приболела😂@kak__oska
00:16
Просмотров 725 тыс.
Simple Flower Syrup @SpicyMoustache
00:32
Просмотров 1,4 млн
#JasonStatham being iconic
00:38
Просмотров 205 тыс.