Тёмный

Senay Mezmur -" Ezi Eyu Hagos Naay " : MEzmur By Hami Tesfamichael, Merahit Amlko Bana, 

Senay Mezmur Channel
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 1,1 млн
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 226   
@ተስፋትንሳኤ
@ተስፋትንሳኤ Год назад
ሓሳቡ ኣብ ልዕለይ ካብ ጥንቲ ሰናይ’ዩ ክፉእ ከይረኽበኒ ተጠንቂቑለይ እዩ ክንዮ ምርድአይ፡ነይርዎ ዕላማ ንቕዱስ ጻውዒት ነብሰይ ተደኲና ዕላማ ኣለዎ፡ዕላማ ኣለዎ እግዚኣብሄር ኣብ ሂወተይ ዕላማ ኣለዎ፡ዕላማ ኣለዎ እግዚኣብሄር ኣብ ዘመነይ ካብ ድቕድቕ ጸልማት ዝመንጠለኒ ናብ ዘገርም ብርሃን ክብሪ እዩ ኣውጺኡኒ ኣባይ ኣንቢሩ ሕሩይ ተኽለወይኒ መኣዛ ዘብህግ ሕይወት’ዩ ዝፈሪ ቅዱስ ህዝቢ’የ ሕሩይ ወለዶ ንስምካ ክጸውር መሪጽካኒ’ኮ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ክኸውን ምስክር ነዚ መዲብካኒ ምኽርኻ ክፍጽም እዚ እዩ ክብረት ንዓይ፡እዚ’ዩ ክብረተይ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ፡እዚ’ዩ ምዝማር ንዓኻ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ፡እዚ’ዩ ክብረተይ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ፡ምግልጋል ንዓኻ ዕላማ ኣለዎ፡ዕላማ ኣለዎ እግዚኣብሄር ኣብ ሂወተይ ዕላማ ኣለዎ፡ዕላማ ኣለዎ እግዚኣብሄር ኣብ ዘመነይ እቲ ካብ ጥንቲ ዝተመደበለይ፡ ክንደይ ባህ የብል ሓሳቡ ኣብ ልዕለይ ብክርስቶስ የሱስ ገሊጹ ምስጢሩ ኣባይ ኣውሒስዎ፡ ኣብቲ ጸግኡ ጻድቕ ህዝቢ’የ ጽድቅኻ ዘሎኒ ብዘይቲ ሓጎካ ዘጽገብካኒ ቀርነይ ከም ናይ ጎባይ ኣልዒልካዮ ከም ሽደን ኣንበሳ ሓይለይ ሓዲስካዮ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ፡እዚ’ዩ ክብረተይ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ፡እዚ’ዩ ምዝማር ንዓኻ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ፡እዚ’ዩ ክብረተይ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ፡ምግልጋል ንዓኻ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@edentewelde9894
@edentewelde9894 Год назад
ሓስቡ ኣብ ልዕለይ ካብ ጥንቲ ሰናይ'ዩ ክፉእ ከይረክበኒ ተጠንቕቁለይ'ዩ ኪኖ ምርድአይ ኔርዎ ዕላማ ንቑድስ ጻውዒት ነብሰይ ተደኩና ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ህወተይ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ዘመነይ ካብ ድቕድቕ ጸልማት ዝመንጠለኒ ናብ ዘገርም ብርሃን ክብሪ እዩ ኣውጽኡኒ ኣባይ ኣምቢሩ ሕሩይ ተኽለ ወይኒ መኣዛ ዘብህግ ህይወት እዩ ዝፈሪ ቕዱስ ህዝቢ እየ ሕሩይ ወለዶ ንስምካ ክጸውር መርጽካኒ እኮ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ክኸውን ምስክር ነዚ መድብኻኒ ምኽርኻ ክፍጽም ቕዱስ ህዝቢ ሃሃሃ ሕሩይ ወለዶ ንስምካ ክጸውር ሃሃሃ መርጽካኒ እኮ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ሃሃሃ ክኸውን ምስክር ነዚ መድብኻኒ ሃሃሃ ምኽርኻ ክፍጽም እዚ እዩ ክብረት ንዓይ እዩ ክብረተይ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ ምዝማር ንዓኻ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ እዝዩ ክብረተይ እዚ ዩ ክብረት ንዓይ ምግልጋል ንዓኻ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ህወተይ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ዘመነይ እቲ ኻብ ጥንቲ ዝተመደበለይ ክንደይ ባህ የበል ሓሳቡ ኣብ ልዕለይ ብክርስቶስ የሱስ ገሊጹ ምስጢሩ ኣባይ ኣውሕዝዎ ሃብቲ ጸግኡ ጻድቕ ህዝቢ እየ ጽድቕካ ዘሎኒ ብዘይቲ ሓጎስካ ዘጽገብኻኒ ቀርነይ ከም ናይ ጎባይ ኣልዒልካዮ ከም ሽደን አምበሳ ሓይለይ ሓድስካዮ ጻድቕ ህዝቢ ሃሃሃ....ጽድቕካ ዘሎኒ ብዘይቲ ሓጎስካ ሃሃሃ....ዘጽገብኻኒ ቀርነይ ከም ናይ ጎባይ ሃሃሃ....ኣልዒልካዮ ከም ሽደን አምበሳ ሃሃሃ ሓይለይ ሐድስካዮ (7)እዚ'ዩ ሓጎስ ንዓይ እዚ'ዩ ሓጎሰይ እዚ' ዩ ሓጎስ ንዓይ ምዝማር ንዓኻ እዚ'ዩ ሓጎስ ንዓይ እዚ'ዩ ሓጎሰይ እዝ'ዩ ሓጎስ ንዓይ ምግልጋል ንዓኻ
@MathiosYeabyo
@MathiosYeabyo 5 месяцев назад
መመመመልስኪ ወስኪ ብክርስቶስ መዛምርኪ ኣብ ኩሉ ይግዛእ ንስኪ በረከትና እኪ ተባረክ ብርክቲ ናይ እግዚብሄር ሰብ ኢሳ 40.31
@RSE467
@RSE467 23 дня назад
❤❤i have been listening to this mezmur on repeat 🔁 I can't stop.This is my fav mezmur ❤❤❤
@robelgezae7301
@robelgezae7301 4 года назад
I am orthodox i like the mezmur god bless you amen amen 🙏
@danisolomon3750
@danisolomon3750 3 года назад
ኣነ ንባዕለይ ኦርቶዶክስ ኢየ ግን ወትሩ ስብከትን መዝሙሩን ናይ ኣሕዋትና ፕሮተርታንት ይሰምዕ የ ካብ መዝሙር ገለ ገለ ናይ ዓለም ደርፊ ዝመስል ስግር እናበልኩ እቲ ዝበዝሐ ንመንፈሳዊ ሂወተይ ዘዕብየለይ ኢዩ። ብዛዕባ ጌታ መዝሙር ጥራይ ደስ ዩ ዝብለኒ በይኑ ይመለኽ በይኑ ይዘመረሉ በይኑ ይሰገደሉ
@r.samsom
@r.samsom 5 месяцев назад
@@danisolomon3750amen amen tebareku kburat ahwat!! Goyta Yesus yefqrekum eyu!! Nsu tray eyu mengedn haqn hiwetn kalie nab Abo zeqrbena yelen nsu eyu hiwetna, tmkihtina!! Nabu wetru ntemit nsu dma abti semayawi rstu tekafelti kgebrena eyu, msu dma nzelalem knebr ena, Amen amen amen !! ዮሃንስ 14:6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። ሮሜ 10:9-11፤ እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ። 12-13፤ ማለት፡ ነፍሲ ወከፍ ስም እግዚኣብሄር ዚጽውዕ ዘበለ ኺድሕን እዩ፡ ንሱስ ሓደ ጐይታ እዩ፡ ነቶም ዚጽውዕዎ ዂሎምውን ሃብታም እዩ እሞ፡ ኣብ መንጎ ኣይሁዳውን ጽርኣውን ሌላን ጒሌላን የልቦን።
@akgre6883
@akgre6883 3 года назад
ዋይ አታፈጣሪ ምሕረትካ ለአከልና ታይእዩ መዓቱ
@Channel-xt4dy
@Channel-xt4dy 6 лет назад
ኣሜንንንንንንንን ብርግጽ ጎይታ ኣብ ሂወተይ ዕላማ'ለዎ ተባረኺ ሃሚየ ጅግና ሓፍቲ!!!
@agimie2291
@agimie2291 10 лет назад
ጎይታናን መድሐኒናን የሱስ አዚዩ ይባርኽኪ ሠላሙን ጸጉን መዛሙርን ከአ የብዝሐልኪ ሃሚ
@brad2548
@brad2548 Год назад
How wonderful to see these precious people worship
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 3 года назад
ኣነ ተዋህዶ እየ፡ ይኹን እምበር ናይ ፔንጠ መዝሙር እንዳሰማዕኩ ስለ ዘዓበኹ፡ ፍሉይ ስሚዕት እዩ ዘለኒ ኣብ መዝሙር ናይ ፔንጠ። ሕጂ ግን እዛ ግጥሚ ዝሸምደድኩም እንተለኹም፡ በጃኹም በጃኹም ብጽሑፍ ስደዱለይ።
@senaysoftmedia
@senaysoftmedia 3 года назад
ሻሎም ኢመይልካ ስደደለይ በዚ ኢመይል - senaytv@gmail.com
@edentewelde9894
@edentewelde9894 Год назад
ሓስቡ ኣብ ልዕለይ ካብ ጥንቲ ሰናይ'ዩ ክፉእ ከይረክበኒ ተጠንቕቁለይ'ዩ ኪኖ ምርድአይ ኔርዎ ዕላማ ንቑድስ ጻውዒት ነብሰይ ተደኩና ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ህወተይ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ዘመነይ ካብ ድቕድቕ ጸልማት ዝመንጠለኒ ናብ ዘገርም ብርሃን ክብሪ እዩ ኣውጽኡኒ ኣባይ ኣምቢሩ ሕሩይ ተኽለ ወይኒ መኣዛ ዘብህግ ህይወት እዩ ዝፈሪ ቕዱስ ህዝቢ እየ ሕሩይ ወለዶ ንስምካ ክጸውር መርጽካኒ እኮ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ክኸውን ምስክር ነዚ መድብኻኒ ምኽርኻ ክፍጽም ቕዱስ ህዝቢ ሃሃሃ ሕሩይ ወለዶ ንስምካ ክጸውር ሃሃሃ መርጽካኒ እኮ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ሃሃሃ ክኸውን ምስክር ነዚ መድብኻኒ ሃሃሃ ምኽርኻ ክፍጽም እዚ እዩ ክብረት ንዓይ እዩ ክብረተይ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ ምዝማር ንዓኻ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ እዝዩ ክብረተይ እዚ ዩ ክብረት ንዓይ ምግልጋል ንዓኻ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ህወተይ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ዘመነይ እቲ ኻብ ጥንቲ ዝተመደበለይ ክንደይ ባህ የበል ሓሳቡ ኣብ ልዕለይ ብክርስቶስ የሱስ ገሊጹ ምስጢሩ ኣባይ ኣውሕዝዎ ሃብቲ ጸግኡ ጻድቕ ህዝቢ እየ ጽድቕካ ዘሎኒ ብዘይቲ ሓጎስካ ዘጽገብኻኒ ቀርነይ ከም ናይ ጎባይ ኣልዒልካዮ ከም ሽደን አምበሳ ሓይለይ ሓድስካዮ ጻድቕ ህዝቢ ሃሃሃ....ጽድቕካ ዘሎኒ ብዘይቲ ሓጎስካ ሃሃሃ....ዘጽገብኻኒ ቀርነይ ከም ናይ ጎባይ ሃሃሃ....ኣልዒልካዮ ከም ሽደን አምበሳ ሃሃሃ ሓይለይ ሐድስካዮ (7)እዚ'ዩ ሓጎስ ንዓይ እዚ'ዩ ሓጎሰይ እዚ' ዩ ሓጎስ ንዓይ ምዝማር ንዓኻ እዚ'ዩ ሓጎስ ንዓይ እዚ'ዩ ሓጎሰይ እዝ'ዩ ሓጎስ ንዓይ ምግልጋል ንዓኻ
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber Год назад
@@edentewelde9894 edu haftey bteami eye zemesgneki. Thank you very much kbrti haftey. Kdmi 2 amet zehatetkwo hto sle zmeleskley. Kgermeki kabzeysemea keman newih giere xenihe. Sala zmeleskley degime ysemea aleku
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber Год назад
@@edentewelde9894 ❤️👍❤️
@r.samsom
@r.samsom 5 месяцев назад
@sembelawi__neber Goyta Yesus btaemi eyu zefqireka, fqru dma ab lbka kemzelo rgixegna eye. Ajoka dma kulu gzie BGoyta tehagos, nab kunetatka dma zeykones nabti brhan zkone gexu temit nsu yihalyelka eyu nsu qerebaka zkone Amlak eyu!! Kristos eyu zedlyena ember haymanot aykonen zedli… nmikehalu neger nsu beynu tray eyu kalie nab Egziabher abo zeqrib yeblnan, Kristos eyu tmkihtina, Kristos eyu HIWETNA!! Beza Mezmur dma wshtka ab xexbah yitehades, lbka kulu gzie bfqri Yesus yinded!! Nabti mengedn haqn hiwetn zkone Kristos wetru mtimat yikunelka!! You are blessed kbur hawey. Tebarek !! 1ይ ጴጥሮስ 2:9፤ ንስኻትኩም ግና ደግነት እቲ ኻብ ጸልማት ናብቲ ዜገርም ብርሃን ዝጸውዓኩም ምእንቲ ኽትነግሩ፡ ሕሩይ ወለዶ፡ ናይ መንግስቲ ኽህነት፡ ቅዱስ ህዝቢ፡ ጥሪት ኣምላኽ ዝዀኑ ህዝቢ ኢኹም። 10፤ ንስኻትኩም ቀደም ህዝቢ ዘይነበርኩም፡ ሕጂ ግና ህዝቢ ኣምላኽ ኢኹም፡ ዘይተመሓርኩም ዝነበርኩም፡ ሕጂ ግና ምሑራት ኢኹም። ሮሜ 10:9-11፤ እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።
@rutaweldeyohannes1600
@rutaweldeyohannes1600 2 года назад
ኣበይ ኮን ይህልዉ እዞም መዘምራን ክጥዕም መዝሙሮም🙏💕🙏💕🙏
@Azmarino-c1l
@Azmarino-c1l 2 года назад
Amen
@beyeneweldeslasie9761
@beyeneweldeslasie9761 3 года назад
Izi u hagos nay mzmar naka thanks goyta yesus
@hidateygolnugus5875
@hidateygolnugus5875 6 лет назад
Amen hallelujah praise Jesus Yes elama alewo ab Hiwetey😍🙌🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@smretabrham6610
@smretabrham6610 7 лет назад
ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ የሱስ ኣብ ሂወተይ የሱስ ኣብ ዘመነይ
@diribadima5239
@diribadima5239 10 лет назад
God is he can do everything! He's always on way!!!!!
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 8 лет назад
amen amen amen mezmur mezmur yesus temesgen 💙💚💛💜💟💖💙
@hagherey1477
@hagherey1477 9 лет назад
ጎይታ የሱስ ይባርኪ ጸጉኡ ይብዝሓልኪ ሃና ሓብተይ፡ኣጆኪ ኢቲይ ዘጀመረ የፈጽም አዩ፡
@lidiyatesfu1380
@lidiyatesfu1380 2 года назад
አሜንንንንን አሜንንንንንን እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛልሽ እህታችን
@habtomhabtimcale1083
@habtomhabtimcale1083 5 лет назад
Amen halolya sim goyta jesus ztemesgene ykun amlak ybarkekum brukat
@filimondebesay7911
@filimondebesay7911 7 лет назад
Amlak Abraham Amlak Elias Amlak yakob ybariki brikti .
@fregood2313
@fregood2313 6 лет назад
ኣሜንንን የኔ እየሱስ ተባረኩ ያባቴ ብሩካን
@hanieyob8904
@hanieyob8904 5 лет назад
Ezi u kbretey mis yesus minbarey haleluyyyyyyyyya brukat ikum hruyat weledo
@sahimoi7891
@sahimoi7891 6 лет назад
ምራጥ አበሻነኝ ፀሐይ ተባራኩ ካይሮቸ ደስ ይላል እውነትም አላማ አለው
@agimie2291
@agimie2291 8 лет назад
ሠላም የሱስ ይብዘሐልኪ ሃሚ ገና ብዙሑ ዝማሬ ዘለኪ ይመስለኒ በርትዒ ጎይታና ፀግኡ የብዝሐልኪ
@Ghes882
@Ghes882 4 года назад
Jesus loves u
@samiboy297
@samiboy297 2 года назад
ሃሳቡ ኣብ ሎአለይ ካብቲንቲ ሰናይ ዩ ኩፉአ ከይረክበኒ ተተንቂቁለዩ ኪንዮ ሚርድደይ ነሩዎ አላማ ንቁዱስ ጻዌኢት ነብሰይ ተዶኪና አላማ ሎዎ አላማ ሎዎ አላማ ኣለዎአግዚኣብሄር ኣብ ሂወተይ አላም ለዎ አላማ ለዎ አላማ ለዎ አግዚኣብሀር ኣብ ዘመነይ ካብ ዲቅዲክ ጸልማት ዚመንተለኒ ናብ ዘገርም ብርሃን ኪብሪ ዩ ኣውጼኒ ኣባይ ኣንቢሩ ህሩይ ተክሊ ወይኒ መኣዛ .ሲይይሲ. ሂወት ዩ ዚፈር ቁዱስ ህዝቢ የ ህሩይ ወለዶ ብሲምካ ኪጸውር መሪጽካኒ ኮ ክሳአ ወሰን ሚድሪ ኪከዊን ሚስኪር ነዚ መዲብካኒ ሚክሪካ ኪፍጽም አዚ ዩ ኪብረት ኒኣይ አ፡ኢዩ ኪብረተይ አዚዩ ኪብረት ኒኣይ ሚዝማር ኒኣካ። አዚዩ ኪብረት ኒኣይ አዚዩ ኪብረተይ አዚዩ ኪብረት ኒኣይ ሚግልጋል ኒኣካ
@rodasmuez2391
@rodasmuez2391 5 лет назад
Amen amen amen hallelujah eyesus Goyita eue elama alewo ezgabeher abay hallelujah goyita abizihu yibarikikum birukatey simu yibarek nay medihanina medihani alem
@hizbaynigusse106
@hizbaynigusse106 8 лет назад
ኣምላኽ ይባርኽኪ ሃሚ ሓፍተይ ጰጋኡ ድማ ይባዝልኪ
@samrimebrahtom7242
@samrimebrahtom7242 5 лет назад
Hizbay Nååååååååå
@suzan18281
@suzan18281 3 года назад
waww dess tbl mezmur tebareku ahwatey
@nadiaahmednegash7856
@nadiaahmednegash7856 3 года назад
Ezi u kbret neay mzmar neaka amen 🙏 hallelujah 🙌
@dawitbereke8822
@dawitbereke8822 6 лет назад
Definitely right: God has a purpose in our life.May God Bless each and every Christian .
@efreamghebrezghabiher2113
@efreamghebrezghabiher2113 5 лет назад
I am siner now and then.The word of God says 24 hrs the bad Sprite round us.But by all mighty son of God He protect us.Amen
@semharmengestab3593
@semharmengestab3593 6 лет назад
Amenn Haleluya Elma Alwo Ab hewatay Haleluya blessed Hami Tebrek mezmur 🙏🙌🙏🙌🙏🙌🙏🙌
@maharitesfaldet7785
@maharitesfaldet7785 8 лет назад
amen amen amen zemarie melakiti yesmaelna kudusan mezamuran ka kal hiwet yesmalna amem amlak ayfeleyekum
@MrMera2001
@MrMera2001 11 лет назад
Wow. what a wonderful and blessing song. GBU more Hami haftey. You are a great asset to the body of Christ. Kab zelekayo kunetat awtsia nigoita kitbarik haylin kibaatin zelewa meliekti.
@aronteklebrhan7266
@aronteklebrhan7266 7 лет назад
selamu yebzhalki hami ellllllllllllllllll
@queen-gl7qd
@queen-gl7qd 6 лет назад
hamie haftey love u & miss u😗😗may the lord bless
@DANUYEable
@DANUYEable 10 лет назад
God bless you abundantly beloved brethern. I miss all the time we spent together. love you all.
@efreamghebrezghabiher1085
@efreamghebrezghabiher1085 3 года назад
Sarah and Rufta Efream fessahaye......4718....Praise lord king of glory.
@weekndyenefkr6635
@weekndyenefkr6635 7 лет назад
Jesus bringt mich auf die Wahrheit Halleluja
@tedrosgebretnsae5598
@tedrosgebretnsae5598 6 лет назад
Amen elama alewo egzabher ab hiwetey
@habtomvakimos2730
@habtomvakimos2730 7 лет назад
ኣምላኽ ዘመንኩም ይባርኽ ብሩኻት መዘምራን የሕዋተይ !!
@zekariyasghilazghi6589
@zekariyasghilazghi6589 10 лет назад
ተባረኹ
@eriteriaftwi7440
@eriteriaftwi7440 8 лет назад
Very blessing song love this song god bless goyesta zemntaki ubarko😻😻😭🙏🏻😇💦😍❤️
@milliongebremichael522
@milliongebremichael522 6 лет назад
Amen Amen Amen.
@saronmulubrhan9313
@saronmulubrhan9313 5 месяцев назад
ሓስቡ ኣብ ልዕለይ ካብ ጥንቲ ሰናይ'ዩ ክፏእ ከይረክበኒ ተጠንቐቁለይ'ዩ ኪኖ ምርድአይ ኔርዎ ዕላማ ንቑድስ ጻውዒት ነብሰይ ተደኩና ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ህወተደ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ዘመነይ ካብ ድቕድቕ ጸልማት ዝመንጠለኒ ናብ ዘገርም ብርሃን ክብሪ እዩ ኣውጽኡኒ ኣባይ ኣምቢሩ ሕሩይ ተኽለ ወይኒ መኣዛ ዘብህግ ህይወት እዩ ዝፈሪ ቕዱስ ህዝቢ እየ ሕሩይ ወለዶ ንስምካ ክጸውር መርጽካኒ እኮ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ክኸውን ምስክር ነዚ መድብኻኒ ምኽርኻ ክፍጽም ቕዱስ ህዝቢ ሃሃሃ ሕሩይ ወለዶ ንስምካ ክጸውር ሃሃሃ መርጽካኒ እኮ ክሳዕ ወሰን ምድሪ ሃሃሃ ክኸውን ምስክር ነዚ መድብኻኒ ሃሃሃ ምኽርኻ ክፍጽም እዚ እዩ ክብረት ንዓይ እዩ ክብረተይ እዚ እዩ ከብረት ንዓይ ምዝማር ንዓኻ እዚ እዩ ክብረት ንዓይ እዝዩ ክብረተይ እዚ ዩ ክብረት ንዓይ ምግልጋል ንዓኻ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ህወተደ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ ዕላማ ኣለዎ እግዝኣብሄር ኣብ ዘመነይእቲ ኻብ ጥንቲ ዝተመደበለይ ክንደይ ባህ የበል ሓሳቡ ኣብ ልዕለይ ብክርስቶስ የሱስ ገሊጹ ምስጢሩ ኣባይ ኣውሕዝዎ ሃብቲ ጸግኡ ጻድቕ ህዝቢ እየ ጽድቕካ ዘሎኒ ብዘይቲ ሓጎስካ ዘጽንብኻኒ ቀርነይ ከም ናይ ጎባይ ኣልዒልካዮ ከም ሽዷን አምበሳ ሓይለይ ሓድስካዮ ጻድቕ ህዝቢ ሃሃሃ….ጽድቕካ ዘሎኒ ብዘይቲ ሓጎስካ ሃሃሃ……ዘጽንብኻኒ ቀርነይ ከም ናይ ጎባይ ሃሃሃ….ኣልዒልካዮ ከም ሽዷን አምበሳ ሃሃሃ ሓይለይ ሐድስካዮ (7)እዚ'ዩ ሓጎስ ንዓይ እዚ'ዩ ሓጎሰይ እዚ' ዩ ሓጎስ ንዓይ ምዝማር ንዓኻ እዚ'ዩ ሓጎስ ንዓይ እዚ'ዩ ሓጎሰይ እዝ'ዩ ሓጎስ ንዓይ ምግልጋል ንዓኻ
@semharhaile2431
@semharhaile2431 Месяц назад
Elllllll Amen ❤
@recipenow3080
@recipenow3080 4 года назад
tebareki
@jiddugebrezgi7232
@jiddugebrezgi7232 7 лет назад
spirit filled mezmur #LOVE IT.
@solinatey5024
@solinatey5024 5 лет назад
Amen amlakey elama alewo
@geremewbayenew3038
@geremewbayenew3038 Год назад
ጌታይመስገን
@febutesfa4968
@febutesfa4968 6 лет назад
Amen amen yes elama alewio egziabher ab hiwetna
@senaihibtes4907
@senaihibtes4907 3 года назад
Hamle I only have this song whith audio much love Hamellmal ❤❤❤❤❣❣
@sushddshhdeg9529
@sushddshhdeg9529 4 года назад
Amen tebareki hami
@yorsalemaraya2221
@yorsalemaraya2221 9 лет назад
Blesss u bana haftey berekhet goyta ybzhalkum
@soniatesfamariam6262
@soniatesfamariam6262 6 лет назад
Amen amen I love this song
@samrethaile5878
@samrethaile5878 7 лет назад
Elama alewo all ezgizaebiher ab hiwetey nay bhaqiey halayey abo💖❤💖
@gospelgraceofgod3872
@gospelgraceofgod3872 2 года назад
Amennnn jeganu
@senait5561
@senait5561 Год назад
Jesus almighty we love you
@rutma6
@rutma6 8 лет назад
amien bhaki elama alewo egziabihir abana!!!!
@jobeteksat8116
@jobeteksat8116 8 лет назад
Kingdom church miss you,,,,Abi good to see you!! God bless you all!!
@bibi-vr5zf
@bibi-vr5zf 2 года назад
Real Eritrea
@weyniteferi8192
@weyniteferi8192 4 года назад
Amen hallelujah Jesus 🙏🙏🙏
@hossannamekonnen791
@hossannamekonnen791 7 лет назад
Asey Aseyyy Tebareku 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@TibletsamahaWeldeslasie
@TibletsamahaWeldeslasie Год назад
great.God bless your life,
@aronteklebrhan7266
@aronteklebrhan7266 6 лет назад
Hami habtey amlak ybarki
@rodasmuez2391
@rodasmuez2391 5 лет назад
Ezi eue hagos niay migiligal niaka hallelujah
@michaelabraha21
@michaelabraha21 11 лет назад
nice song bana haftey GBU
@jesusislord2367
@jesusislord2367 7 лет назад
God bless u Bana. Geta. Zemenshi yibark
@haregutseggai4916
@haregutseggai4916 6 лет назад
Thank you Jesus Gbu
@wehagaljesus2583
@wehagaljesus2583 7 лет назад
amen amen
@rahwaneamen308
@rahwaneamen308 4 года назад
Ewe Elama alewo Amlakey
@martarezene5320
@martarezene5320 9 лет назад
tebarki hani haftey
@ElimEfream
@ElimEfream 2 года назад
Many years a go..Covide 19...touchings.....My real dream is day and is this night...I keep saying than you.....And did most people say thank you..is this majice sentense.....
@sahimoi7891
@sahimoi7891 6 лет назад
አሜንንንንን እልልልልል
@biniamlovedbyjesus1908
@biniamlovedbyjesus1908 7 лет назад
Amen wow amazing song sister u are anointed gbu
@niatokbamichael706
@niatokbamichael706 7 лет назад
Biniam Loved by jesus Amen
@michalghebrekidan6961
@michalghebrekidan6961 4 года назад
U hv no idea hw much I love u mezmur
@JesusChristismylife-w8r
@JesusChristismylife-w8r 7 лет назад
Hami its really blessed mezmuer GBU
@ወዲክፍላይ
@ወዲክፍላይ 6 лет назад
Amen tebareki Hami May God bless you abundantly
@medhanieadhanom7040
@medhanieadhanom7040 8 лет назад
Yes elama alewo
@niyatmehari8300
@niyatmehari8300 7 лет назад
AMEN Amlak zemenkum ybark
@sami20099
@sami20099 8 лет назад
gbu hami.then to the king dom charch sudan may god blsu in every moment and i love you so much rely
@Sarah-su3yy
@Sarah-su3yy 9 лет назад
ተባረኩ
@samjubff359
@samjubff359 9 лет назад
elama lewo egziabheir ab hiwetey Amen!!!!
@filmonsolomon589
@filmonsolomon589 7 лет назад
Amen,Aseyyyyy bless you hami haftey.
@frehiwetfshotion8540
@frehiwetfshotion8540 8 лет назад
esey amen amen
@amanuelkidane7993
@amanuelkidane7993 3 года назад
Halo lujan 🙏🥰
@hanagess4730
@hanagess4730 2 года назад
❤❤❤❤❤❤❤
@footballismygirlfriend8155
@footballismygirlfriend8155 8 лет назад
amen tebareki
@hannahagdu9098
@hannahagdu9098 8 лет назад
amen amen💖💖💖💖💖
@semhartekle3642
@semhartekle3642 9 лет назад
lovely song God bless u guys
@ghirmayaraya3158
@ghirmayaraya3158 5 лет назад
ክብሪ ነዓኻ ኢየሱሰይ።
@naomifiyori2252
@naomifiyori2252 3 года назад
God bless you
@lidyabeletetsadik4354
@lidyabeletetsadik4354 5 лет назад
Yes Goyet alam alew
@beletsegezae9028
@beletsegezae9028 8 лет назад
elama alewo so gad bless you
@divoraeyasu4111
@divoraeyasu4111 10 лет назад
Amazing, GBU with his mercy and with his powerful blessing?!!!!!!;-)
@robeldaniel8267
@robeldaniel8267 5 лет назад
ዲንቒ መዝሙር.
@efreamghebrezghabiher7918
@efreamghebrezghabiher7918 6 лет назад
Thank you very much my sister.God Abraham, Isaac, Jacob bless you.
@nayo114
@nayo114 8 лет назад
n beraket kuni hamelmal nice mezmur
@gio26e
@gio26e 8 лет назад
ewe tsebuq eyu dio ti benedica amlax ybark hawey
@dadellovelove9457
@dadellovelove9457 8 лет назад
bana haptej gojta ebareki
@እሸቱሽኩረ
@እሸቱሽኩረ 4 года назад
iam blesd tank god
@abebayohannes6008
@abebayohannes6008 Год назад
Amen 🙏❤
Далее
Mezmur Tigrigna by Hamelmal
6:37
Просмотров 2,1 млн
Senay Mezmur -| የዋጽኣኒ እዩ - Azmera Alazar
7:53
Simka
6:23
Просмотров 183 тыс.
Egzabihar Girem Yelengal by Dawit Molaling
6:49
Просмотров 698 тыс.
Agerimuni
8:43
Просмотров 567 тыс.