Тёмный

Sidet 2- ከም ሓያል ውሕጅ ዝንህር ዘሎ ዘይሕጋዊ ስደት ክሳብ ዝዛሪ ዓው ኢልና ክነስምዕ ኢና!! 

Wushatena Media
Подписаться 118 тыс.
Просмотров 27 тыс.
50% 1

ዛዕባ ዘይሕጋዊ ስደት ዛዕባ ኩላትና ክኸውን ስለዘለዎ ካብ ሐዚ ስሩዕ መደብ ገይርና ከምንቅፅለሉ እንትንገልፅ ምስ ሓንቲ ብሕጋዊ ዝኸደት ሓፍትና ንምዝራቡ ዝኸብድ ተጓንፎኣ ንመምሃሪ ክኸውን ኣቕሪብናልኩም ኣለና። በዓል ልደተ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር ብር 5000 ብምልጋስ እንኳዕ ኣብፀሐኪ እንትንብላ ንኹሉኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና'ውን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ክንብል ንፎቱ።

Опубликовано:

 

8 янв 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 149   
@shishaygebrelibanos3340
@shishaygebrelibanos3340 4 года назад
ኣጆካ ሙሉ ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ! አመነኒ አዙ ዘይሕጋዊ ስደት ከሙዙይ ኣፍልጦ አንተሂብካ አቱ ሰብ ካብዘይሕጋዊ ስደት ክፍኣት ተረዲኡ ክእረም አዩ።
@tsegeataklityataklity2125
@tsegeataklityataklity2125 4 года назад
መመህር ሙሉ ትሕቲ እግዚአብሔር ንስካ እካ ሞ አምላክ መልኡ ይሃብካ ዝሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-bt5jp7ow2q
@user-bt5jp7ow2q 4 года назад
መምህር ሙሉ ሓወይ ንስካ ትሕቲ እግዛቢህር ኢካ እሞ ዕድመን ጠዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@user-ep4de9kt4u
@user-ep4de9kt4u 4 года назад
ብጠቅላላ ዓይኒ ትግራይ ማእገር ትግራይ ተበልኩኻስ ይንእሰካ ይኸውን ሙሉ ሓውና ጅግና ኣነስ ትርፊ ተዝህልወንስ ኣሕ ኣበይ እሞ ኣብ ሰደት ሞሊኡ ኣይመልኣልካን ጊዜ ይነውሕ እምበር ኣጆካ ዝሓወይ
@awerusyum3243
@awerusyum3243 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ መምህር ሙሉ ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ💞🙏💞
@genettewlda8115
@genettewlda8115 4 года назад
ስደት መዓስ ፁቡቅ ኮይኑ ምስ ፀገማካ እኪ እምበር ስደት ትሓስብ ወላዲተ አምላክ ይኣክለኩም ትበለና ሙሉየ የቀንየልና ዓብይ ሰብ
@mebrihitequar1304
@mebrihitequar1304 4 года назад
ሙሉ ሓውና በይዛካ ብቴሌቬዥን ኣመሓላልፎ ምእንታን ኩሉ ሰብ ክሰምዖ
@user-fc6io2rt8o
@user-fc6io2rt8o 4 года назад
ሙሉየ መምህረይ ሓሳብ ህዝብካ ምስ ሓሰብካ። ናይ ስደት ሱዑዲ ዓረብ እሞ ባዕለይ ዘይነግረካ ራጎ ትብሃል ዓዲ ካብ ሱዑዲ ምባል ትግራይ ምባል ይቀልል ንውሽጢ ከይኣትው ብሸፋቱ ተጋሩ ኣምሓሩ ኦሮሞ ዝተዓጸወ እዩ ትግራዋይ ንኣምሓራይ ተረኪቡ 30,000 ሪያል የክፍሎ እዚ ምስ ከፈለ ይቀትሎ። ኣምሓራይ ወይ ኦሮሞ ንትግራዋይ ተረኪቡ ክኣ 30,000 ሪያል የክፍሎ ምስ ከፈለ ይቀትሎ ንሕና ግን ሰብና ክነድሕን ተመርቂሕና ተለቂሕና 30.000 ንከፍል ከይፎተና እዚ ጌርካ ግን ንክቅተሉ እዩ። እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ብመንነት ምቅትታል ኣብ ሱዑዲ ዝብኣሰ እዩ። ስራሕ ሲኢኑ ሰብ ሽፊቱ እዩ ዝበልዕ ዘሎ ጓልን እናዓምጸጸ ገንዘብ እናክፈለ። ህዝበይ ግን ዝፎልጦ የቡሉን ይከትት ሱቅ እሉ ፡ ከምዚ እንዮ ከይትመጽእ ዓድካ ስራሕ እልካዮ ዝሰምዐካ የለን በዚ ሎሚ ብከመይ ግብርን ገዛ ክራይን ኣይተክእለይ ንሮ ከቢዱወ ሰናይ ምምሕዳር የለይ ትምህርቱ ከይቅጽል ቅድሚኡ ተማሂሮም ተመሪቆም ኮፍ ዝበሉ ክርኢ ከሎ ተስፋ ይቆርጽ ትምህርቲ ሎሚ መሕለፊ ግዜ እዩ ዝወስዶ ዘሎ ሰብ። ካብኡ ሓሊፍ ዓብይ ነገር ክግበር ዘለዎ ክን ደልደልቲ ክትሓዙ ኣለዎም በቃ ደልደልቲ ተዘይሃልዮም ሰብ ብምንም ኣይመጽእን። ብከመይ እንተሊካ ደልደልቲ ሎሚ ታይ ይገብሩ ኣለው መሲሉኳ ሓደ ሰብ ቡዙሕ ሰብ እንድሕር ኣኪቡሎም ንዑኡ ብነጻ ክሳብ ራጎ ይኣቲ ከይሸወረ ናይ ባሕርን የመንንን ማለት እዩ ምእንቲ ብነጻ ክከድ ሰበይ ክኣ ቤተሰቡ ኣኪቡ ይስደድ ጃልባ ተተገሚጥላ ወይ ተሞይቶም ከ መን በጻሒ መን ተበጻሒ እህ እልካ ትም ሕማም ሕርሲ ተረሳዒ ከም ዝብሃል እዚ ክኣ ይርሳዕ መሊሱ ክኣ ይመጽእ ። ካሊእ ኣብ የመን ክንደይ ተጋሩ ተኣሲሮም ኣለው ብቀደማይ እኳ 15 ሞይቶም ብቁማልን ጥምየትን ኣብ ኣንደር ግራውንድ ተዓጽዮም ሓተይዋ ወላድ ኣይትርአ እዩ ዘብል ነዚ ግን ማንም ኣድህቦ ዝገብረሉ ኣይረኣናን ። ሙሉየ ቡዙሕ ምጸሓፍኩ ግን ታይሞ ኩሉ ስለ ዝፎልጦ ተዛሪበ ዘምጽኦ ስለ ዘይብለይ ግን ኣብዚ ወዲአ ብዝተክኣለ ዓቅሚ ግን ሓደራ ንመንግስቲ ገለ ተጻገመልና ሱዑዲ ኮነ እላ እያ ንየመን ኣምሲላ ንተጋሩ ትድብድብ ዘላ እዚ ኩሉና ንፎልጦ እና ምክንያቱ ኣብቲ ቦታ በጀካ ተጋሩ ማንም የለን ዳርጋ መቀለ እያ በቃ ኡፍፍፍ ስደት ግሃንም ይዓክ ህዝበይ ይሃልቆ ኣሎ መፍትሒ ኣብ ኢድና ከሎ
@user-eq7ez9cy5v
@user-eq7ez9cy5v 4 года назад
ሓቂ ባሓቂ እግዛብሔር መዋፅእቲ ይሃቦም አሕዋተይ
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 4 года назад
👍👍ናይ ብሓቂ ገሊፅካዮ ክቡር ሓው ስደትና የሕፅረልና 🙏
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 года назад
ትክክል እዩ ግን ሰማዕ የለን?
@MMM-fj8ud
@MMM-fj8ud 4 года назад
ዘይሕጋዊ መንገዲ ንኽቆም እዞም አብ ዓዲ ኮኖም ቢሂወት ስብ ዝሽቅጡ ዘለዉ ደልደልቲ ክታሓዙ አሎዎም ንሶም ተዘይተትሒዞም ካያ ሓላዊስ መሕሎሎዊ ካም ዝባሃል እየ መጀመርያ ናዓቶም መንግስቲ ሰና ዘሕስቦ ተኾኑ ናዓቶም ይአልሾም
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 4 года назад
ትኽክል 👍👍
@user-wl9pl9pn1u
@user-wl9pl9pn1u 4 года назад
ናይ ባሕቂ
@monamanoo3856
@monamanoo3856 4 года назад
ደለልቲ እንታይ ገይሮም ባዕልና ኢና ንኮዶም ዘለና እምበር ናዑ ኪድ ኦሎም ካብ ገዛና ኣይውፅእናይ እቲ ምክሪ ንዓና እምበር ደለልቲ ምንም ኣይገበሩን
@MMM-fj8ud
@MMM-fj8ud 4 года назад
mona እንታይ ኮኖም አንሳቶምን ድዮም ልቶምህፃውንቲቆልዕ ሰብ አልሽልና እበር ናኹም ብኒፃ ክንሰደኩም ኢና እናበሉ አብ ጭንቅላቶም ሰፊሮም ካብዶም አምላኮም ዝኾኑ ደልያሎ ዶ አይኮንን እዮም መኸዲ የብለይ ተበሉ ዳሓን ሰሪሕካ ተከፍለና ምሸገርካ ዝብልዎም ዘለዉሰሰለዚ ደልደልቲ እና እቶም ዎለድ ዝቡ ሃፋትም ኢና ባሃልቲ ክሰሩ አሎዎም
@user-fc6io2rt8o
@user-fc6io2rt8o 4 года назад
@@monamanoo3856 ሰብ ኣክቡ ብነጻ ክንሰደኩም እናበሉ እባ ንሶም ወይስ ኣሕዋትኪ ሃልዮሙኪ እዮም ትሓብእሎም ዘለኪ ህዝበይ ዓሻ ብነጻ ክመጽእ ህጻውቲ ኣኪቡ ኣደዳ ባሕርን ዓሳን ይኮኑ ኣለው
@selamselam6497
@selamselam6497 4 года назад
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ። እቶም ደልዳሎ ይታሓዙልና ፅባሕ ዘይርከቡ ዕሸላት ይጠፍኡ ኣለው
@askalselemun3929
@askalselemun3929 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@user-ou2ly9oo5k
@user-ou2ly9oo5k 4 года назад
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ዝበልካዮ ትክክል እዩ ተባረክ
@ietosheasefa3943
@ietosheasefa3943 4 года назад
ልክዕ አለኻ ምስተትሓዙ እዮም ዝዛረቡ እሽዑ ዝርከብ ጭንቀት ንወድሰብ አይሃቦ እዩ
@user-uu5gn9mq6b
@user-uu5gn9mq6b 4 года назад
ትኽክል ኣለኻ ሙሉ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጋ ጥዕና ይሃብካ ኣነ ከም ሰብ መጠን ብጣዕሚ ዘሕዝነኒ ነገር እንተሎ እዚ ናይ ሐዚ ዘለናዮ ከነታት እዩ ኣብ ኢትዮ እንተኾነ እቲ ሓቀኛ ሰብ ዝሰምዖ የብሉን ሎሚ ወይ ሰብ ወይ ገንዘብ እተዘይሃሊዩካ ሓቂ ሒዘ ኢልካ ትካተዐሉ መድረኽ ኣይረክብን መለት ኣብ ባዕልና ትግራይ ውሽጥና ቡዙሓት ክትግበሩ ዘይግብኦም ተግባራት ኣለው ካብኣቶም ትሕቲ ዕድመ ብግቦ መተዋቅያ ምሃብ ፥ኣብ ስደት ዘሎ ወዲ ይኹን ጓል ብዘየገድስ ቦታ ወይ ገዛ ክገዝእ እንከሎ ርስቶ መዝገብ ክመሓላለፍ እንከሎ ገዛኢ ዘየለ እናሃለወ ከም ዘሎ ብናይ ባዕሉ መታውቅያ ወፂዎ ብግቦ 10000 ከፊልካ ይስርሐሉ ኣብ ናይ ስራሕቲ ድማ እቲ ሓቀኛ ጎበዝ እንተይ ኮነ እቲ ሰነፍ ግቦኛ እዩ ዝሳተፈሉ ብኡ መጠን ድማ ኣብ ስደት መፂና ባዕልና ደለልቲ ባዕልና ሸፋቱ ባዕልና ሂወት መጥፋእቲ ቡዙ ተናጊርካ ዘይውዳእ እዩ ናብዚ ክንደርስ ዝበቃዕና ባልና ኢና ስለዚ ሓተይ ኣሓተይ ኣቦታተይ ኣብ ዝሃለና ሃሊና ፀሎት እንግበር ክዳና ከይኮነስ ልብና ነንፅህ ሓቀኛታት ንኹን ግዜ መፍተኒት እምበር መንበሪት ኣይኮነትን ኣብ ራጎ ዘለና እውን ክሳብ ዓይንና እናረአየ ደም እናወሓጀ ኣዕፅምቲ ከም ጥዋፍ እናነደደ ሬሳ መቅበሪ ተሳኢንዎ መፃወቲ ሽላን እሞራይ ኮይኑ ኣይ ወላድ ምእንቲ ወላድ ኢልኩም ካብኡ ውፁ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከም ተግባርና እንተይኮነስ ብምሕረቱን ብቸርነቱን ይቅር ይበለና
@salam-sx3sk
@salam-sx3sk 4 года назад
አሜን አሜን ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያህብካ
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 4 года назад
ትክክል መለእኽቲ እዩ መ/ር ሙሉየይ የቅንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💖
@abadieri8870
@abadieri8870 4 года назад
መምህር ሙሉ ኩሉ እይ ደምሕረልካ ትክክል ዝኮነ ዘረባ እዩ
@bedlabrhanu4181
@bedlabrhanu4181 4 года назад
ትክክል ኢካ ኣብዝይ ስዑዲ ዘለው ናይ ባዕልና ትግራወት እየም ዘይ ሕጋዊ ዘምፅኡ ካላኣይ ነገር ኣብይ ኣሕመድ መፁ ምስ ከደ እዩ ዝነገር ዝተፈፀመ ምክንያቱም ትግራወት ንምጥፋኣ እዩ ባዕልና ዓድና ንሓሉ እቲ ዘለዐልካየም ዓዲ ብጣዕሚ ዝፍለጡ ደለልቲ እየም
@silastadese979
@silastadese979 4 года назад
@@bedlabrhanu4181 m pk
@user-ve1pn6zy2w
@user-ve1pn6zy2w 4 года назад
ሙሉ ሓወይ ለባም ኩሉ ንዓኻ ኾይኑ ዋ እና እቶም ዓዲ ካይኖም ዝሰዱ ደልደልቲ በይዛካትኩም ሓዝዎም ኣነ እውን ኣብ ስዑዲ ዓረብእየ ዘለኩ እና ብዝካኣለኒ መጠን ክሕግዘኩም እየ
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 4 года назад
ብትክክል መምህርይ ❤❤😍😍😍ንብረልና🙏🙏🙏
@meriymaryamlijmeriymaryaml7574
@meriymaryamlijmeriymaryaml7574 4 года назад
አሜን አሜን አሜን መ/ር ሙሉ ሓወይ ስደትና የሕፅረልና
@SamiSami-ls6jf
@SamiSami-ls6jf 4 года назад
አታ ክንደይ እና ታዓዲልና ሙሉ ምርካብና
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 года назад
እዋይ ኣነ ኣሕዋተይ መዋስኦ ይፍተረልኩም መንእሰያት ኣሕዋተይ በጃኹም ልቢ ግበሩ ስደት ስዲ
@salamhari6512
@salamhari6512 4 года назад
ሙሉ ሓወይ መጀመሪያ ኩሉ ዝተዛረብኻዮ ትክክል ኡዩ ግን ብተለቭዥን ኪምሓለልፍ ኣለዎ ምኢንታን ወለዶ ኪስምዕዎ ሓድ ሓደ ወለዶ ባዒሎም ፈቅዷም ዝስዱ ኣለዉ
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 4 года назад
መምህር ሙሉ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ሕጂ እዉን ኣብ ሽረ ብሰንኪ ከዛኽራይን ኣስቤዛን ምኽባር ኩሉ ይመፅእ ኣሎ ብዘይ ሙቁራፅ መንበሪ ሲኡኒ ኤርትራዊ ብኽባር ይካረይዎ እቲ ድኻ ህዝቢ መንበሪ ሲኡኑ ኣማሪሩ ስለዚ መንግስቲ ገዛ ኽራይ ንምንታይ ገደብ ዘይገብረሉ ዓዲ መንእሰይ ገዲፉዎ በይና በይና እንተተረፈት ብዝመፃናዮ ፎቆዶ ስደት እንዳ ተረፈ ህዝቢ ናይ ኑሮ ጉዳይ ክሕሰበሉ ኣለዎ ህዝቢ ሽረ ሰማዒ ሲኡኑ ብኹሉ ነገር እንተኺኢልካ ናይዚ መፍትሒ እዉን ኣልሸልና ናብ ዝምልከቶ ኣካል ኣስመዐልና ህዝቢ ኣበይ ይንበር ዝሕረስ መሬት የብሉ መንበሪ ገዛ የብሉ ዝሰርሖ የብሉ ኮይኑ
@user-to7oi4kq1m
@user-to7oi4kq1m 4 года назад
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ሙለይ ሓወይ።
@birhantesfay9121
@birhantesfay9121 4 года назад
መ/ር ሙሉ ንወገኑ ግዱስ!!ከማካ ዝበለ የብዘሐልና ካሊእ ቃላት የብልናን በርትዕ
@user-yn9cl5uy7s
@user-yn9cl5uy7s 4 года назад
ብሓቂ መምህር ሙሉ ኩሉ ግዜ ፅሩይ ሓሳብ ኢካ ተቅርብ ናይ ሎሚ ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣብ ስደት ዝኩለፉ ኣሓትና ሓዘኑ ምክኣል ኣብዩና ብፍላይ ናይ ራጎ ነገር ከቢዱና ብጭንቂ ንሰርሖ ጠፊኡና
@fjhgfdff5985
@fjhgfdff5985 11 месяцев назад
ኣሜን/3/ብሓቂ ጅግና ሓውና ብጣዕም ላመስገንና የና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ናይ ስደት መንግድ ጦጦዉ ክብል ኣሎዎ ሰብ ትዎድኡ እዩ ዘሎ
@user-sv9wb9wo4y
@user-sv9wb9wo4y 4 года назад
Memhrey enjera alem blaee tebarek betikikl awropa zelekum ayam belu nieu nieu enabelum drar asaa ykonu alewu
@almeberhe9235
@almeberhe9235 4 года назад
ብትክክል መ /ር ሙለ
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 года назад
ብትክክል መምህርይ
@yttt8087
@yttt8087 4 года назад
ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መዳሃኒኣለም ሕማቅ ኣይርከብካ ኣብ ዝከድካዮ ፃዕዳ የርግፅካ
@user-my8zk2cy6i
@user-my8zk2cy6i 4 года назад
ብትክክልእዩ ሙሉዋይ
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥእናን ይብካ ኣምላክ🙏🙏🙏🙏
@saytsayt164
@saytsayt164 4 года назад
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ
@myphone1489
@myphone1489 4 года назад
መሞህረይ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 года назад
መምህረይ ሙሉ ፣እዚይ ሓሳብ ኣብ ሽትኡ ከም እተብጽሖ ብኣኻ ይተኣመማን ፣ኣጀኻ ብጣዓሚ ክስርሓሉ ይግባእ
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 года назад
በጃካ መምህረይ ንሕና ተዛሪብና ንሰምዐና ሲኢና ጨኒቅና እዩ ዋ ዩቱብ ሰለ ዘይካታተሉ እቶም ኣብ ዓዲ ዘለወ በጃካ መደብካ ሰዊኢካ ብተለቭጅን ኣማሓላልፎ ኢካ መንግስቲ ንመናእሰይ ስራሕ ክፈጥር ኣሎወ ልብ ግብርን ቀረፅን ኣንፀርፂሩ እዩ ህዝቢ ገዛ ከይሰርሕ ሊዝ ማዓት ከይካረ ክራይ ሰማይ መንእሰይ እኮ ጨኒቅወ ሎሙስ
@kuflomtesifamrym7163
@kuflomtesifamrym7163 4 года назад
ንሱ እዩ ጨኒቅና ዘሎ ደግም ኣሕልፍካ ምሃቦምዩ ዞም ካድረታት ወያነ ካብዙይ ንላዓል እንታይ ከይመፀና
@atekingrolaatekingrola7455
@atekingrolaatekingrola7455 4 года назад
tkkl tsbuk medeb
@user-rn1om1xb1s
@user-rn1om1xb1s 4 года назад
ብልክዕ እዩ መምህር ሙሉ ኣብ ራጓ ጥራሕ እዩ ዞሎ እግዚኣቤሔር መሕርት ይዉርድልና
@negishtube3519
@negishtube3519 4 года назад
Egizabiher sidet yeterifelinu Memihir mulu hawinn edimeni tienuni yahabika 😢💛💛💛
@azebame3206
@azebame3206 3 года назад
ልክዕ አለካ መምህረይ ዕደመ ጥዕና ያሀበለይ ፈጥሪ 💘💘💘💘💘💘💖💖💖💝💝
@necheygalishire1628
@necheygalishire1628 4 года назад
ትክክል መለእክት እዩ ግን ሰማዕ የለን መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ይሓግዝኳ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
*መምህር ሙሉ ንስኻ ፀገማትና ተረዲእኻ ንተደጋገሚ መግለፂ ሂብካ ኢኻ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ክብረት ይሃበልና። እቶም መንግስታዊ ኣካል እውን ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ራጎ ዘጋጠመ ሓደጋ መግለፂ ብዘይ ምሃቦም ህዝብና ቂር ኢልዎ እዩ ካባኻ ክመሃሩ ኣለዎም። ብምቕፃል እውን ስደት ድሕሪ ሕጂ ይኣኽለና ዓዲ ብጣዕሚ እዩ ተበላሽዩ ዘሎ ኣብ ስደት ዘለና ናብ ኣብ ዓዲ ዘለው ኣሕዋትና ክንመክር ኣለና ኣብ ዓዲ ዘለው ምምሕዳራት ይኹና ዝምልከቶም ኣካላት እውን ብዕቱብ ክክታተልዎም ይግባእ እቲ መንግስቲ እውን ስራሕ ክፈጥረሎም ይግባእ። በታ ዘላትና ዓቕሚ ኢድን ጓንትን ኮይና ኣብ መንገዲ ዝተርፉ ዘለው ኣሽሓት መናእሰያት ኣሕዋትና ካብ ስደትን ሞትን ነድሕን።*
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 8 месяцев назад
ብሓቂ ዘይሕጋዊ ስደት ጠጠዉ ይበለ ኩቡር መምህርና ኣቦ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓደራ በቃ ኣብ ስደት ዘለና ፀጊመምና እዩ
@user-hx9wj1ql9v
@user-hx9wj1ql9v 8 месяцев назад
መ/ር ሙሉ ብዓል ሙሉእ ሕለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤️ ነጊርካዮም ኣይሰምዑን ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ባሕሪ ምስ በፁሑ እዮም ሓዉሉ ዝብሉና ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ኮይኖሙና ምንም መፍትሒ ሲኢናሎም እንተ ኣነ ግን የሕዋተይ ኩሉ መፅዮም ግን ግዚኣብሔር ኣምላክ ብሰላም ይምለሶም ናብዛ ቅድስቲ መሬት ዓዶም
@genetgeberslssie2444
@genetgeberslssie2444 4 года назад
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሁድ አሜን በእውነት መምህር መሉ እግዚአብሔር መርዝ እድሜ ይስጥህ በእውነት እውነት ነዉ እኔም እህቴ በጣም አስችግራኝላች በእውነት እኔም ለስምንት አመት በስድት አልሆኝ ስድት በጣም ክፉ ነዉ ነገር ግን ሃገር ቤት ያለው ምንም አይረድም አሆን እኔ ግራ ገባኝ
@ftft1631
@ftft1631 4 года назад
ልክዕ እዩ መምህር መለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወገናትና ብፍለይ ዝበዝሕ ትግራዋይ ብሞት ኮነ ብእስሪበት ብዙሕ ዓመታት ዝገበሩ ትግራወት ኣብ ጅዳ ሳብያ እዮም ዝርከቡ ነዚኦም እውን ጠመተ ተዝግበረሎም እቲ ዘይሕጋዊ ስደት ድማ ብፍላይ ነዞም ኣብ ዓዲ ኮይኖም ሂወት ኣሕዋቶም ዘሕልፍ ዘለው ደላሎ ተትተሓዙ ሰላም ምኮነ እና ሙሉ ሓውና ብሓቂ ትሕቲ እኅዚኣብሄር ኢካ እሞ ነዛ ጉዳይ ዘይንስካ ዝዓፅዋ የለን
@SalmanKhan-bx7ye
@SalmanKhan-bx7ye 4 года назад
ብትክክክል ምህርይ
@selam6473
@selam6473 4 года назад
ሰላም እንኳዕ አብፀሐና እናበልኩ ሙሉየ ኩሉ እቲ መልእክቲ ሓቂ እዩ ግን እንተክኢልኩም ነናቦ ወረድኡ እንተ ኣመሓላልፍክምዎ እቲ መልእክቲ በተለይ ነቶም አብ ገጠር ዘለዉ ወለድናን አሕዋትናን ክሰምዑ ምንታይ ማለተይ እየ ነቶም አብ ራጎ ዘለዉ አሕዋትና ዶሞ እግዚአብሄር ይሓልወልና እመአምላክ ምስኣቶም ትኩን አሜን፫ ሓፈተይ ርግበ ደሞ አይዞኪ እግዚአብሄር ምሕረት የውርደልኪ እዛ ስደት እኮ ዋይይይ ኣይዞኮ ናብ እቲ ፈቃርን ለዋን ዝኮነ እግዚአብሄር አምላክና ናብኡ እናተ ማሕፀንኪ ማይ ጸሎት ተሓፀቢ ክትሓዊ ኢኪ ዝያዳይ እመ አምላክ ምሳኪ ትኩን አሜን፫።
@ove6164
@ove6164 4 года назад
ሙለረይ መግለፂ ኣልቦ❤❤👍
@SalamSalam-ym3zo
@SalamSalam-ym3zo 4 года назад
ውይ ምሕረት ይውርደልኪ ክብርተይ
@user-fe9et6mo2b
@user-fe9et6mo2b 4 года назад
ሓቅካ ኢካ መምህር ሙሉ ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን ሀዝለ መናእሰይ ኣለው ብፍቃድ ኣምላክ ሀዝለ ኣምላክ ምስኦም ይኩን ኣብ ዓዲ ለለው ህዝቢ ይስማዓዮ ደቆም ኩዱ ኢሎም እውን መሊቆም እውን ኣለው ደቂ እከለ ከይዶም እዮም ኩዱ ልብል ማዓት እዩ ኣውዚ ምስ መፁ ተሓነቁ ሸውሩ ይብሉና ልምንታይ ወለዲ ኣይመሃር ለሎ ኩሎም ይስምዕዎ በዛካ መምህር ሙሉ ኣረደአልና ስደት ብኣና ይኣክል ኩሉ ይመሓላሎፎ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@selamkidanu6600
@selamkidanu6600 4 года назад
amen amen amen
@user-tp7lt8mj1c
@user-tp7lt8mj1c 4 года назад
የቀንየልና መምህር ሙሉ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ግን ቡሱሩ ኣብ ራጎ ዘለዉ ናብ የመን ክከዲ ኣለዎም ክሳብ ዝረጋጋዕ
@Jd-wm8kz
@Jd-wm8kz 4 года назад
ሓቂካ ኢካ ሙሉ ሓወይ
@monageremdhni8215
@monageremdhni8215 7 месяцев назад
አሜን 3 አረ አፅብቅካ ነገርልና
@tigraylegacy
@tigraylegacy 4 года назад
መጀመሪያ Dexter ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ። ሰማዒ ተስኢኑ እምበር ብጣዕሚ እዩ ከፈኡና ዘሉ ሓዘን ኣብ ርእሲ ሓዘን ተደራሪቡ ጭንቀት ፈጢሩልና በጃኩም ኣብዚ ዓዲ ሕማቅ እዩ ኮይኑ ኣይትምጽኡ ካብ ወጻና ስሪሕና ክንሕግዘኩም ....
@user-yi9op2dg5v
@user-yi9op2dg5v 4 года назад
መብዛሕቲኡ አብ ወፃኢ ዘለና ንዑ ቦታ ሰላም እዩ ስራሕ አሎ ይብሉ ግን ካብዚኦም ካብ 100/10 እዩ ብሰላም ዝአትው ግን ክንደይ ይመቱ ናይ ብሓቂ ንሕግዘም ተደሊና ግዴታ ናብዚ መፂኡ አይኮነን አብ ዓዲ እናሀለው ምሕጋዝ ይከአል እዩ
@user-kp3ok7wh6i
@user-kp3ok7wh6i 4 года назад
አያይ ማዓረይ ♥🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🌹🌹🌹
@user-fe9et6mo2b
@user-fe9et6mo2b 4 года назад
ኣዞኪ ምቅርተይ ኣምላክ ይመሓርኪ ዚያዳይ ኣዞኪ
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f 4 года назад
ትክክል ኣለካ መምህር ሙሉ ሓውና
@amitkidin3595
@amitkidin3595 Год назад
ኣረማሃርሉና😢😢😢ኣብዚ ዘለና ጨኒቁናስ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 года назад
ብሐቂ ሙሉ ሐወይ ይገርም እዩ መዋፅእቲ ይፍጠረሎም
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 года назад
መምህረይ ብመጀመርታ ብልቢ ከምስግነካ ይደሊ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
@user-jp6pq3xr3i
@user-jp6pq3xr3i 4 года назад
ናይ ሎሚ ቆልዑ ካብ ከብዲ እንተይወጹ እዮም ስደት ዝብህጉ ዝሰመእ የለን ብዝኾነ እ /ር ምሕረቱ ይልኣከልና መምህረይ
@smartmuuz3950
@smartmuuz3950 4 года назад
እወ ትኽክል መዓረይ ወላዲ ቅርሺ ኣይህብን ዓሪፍካ ትምህርትኻ ተምሃር ተበለኳ ዘይከድኩ ኢሎም ባዕሎም ሂወቶም ዘጥፍኡ ኣለው እግዝኣብሄር ድኣ ባዕሉ ምሕረቱ ይልኣኸልና እምበ
@genetgeberslssie2444
@genetgeberslssie2444 4 года назад
አይዛሽ እህታችን እግዚአብሔር ይማርሽ በእውነት ክብድ ነዉ አይዛሽ
@user-ss2ez5ix1l
@user-ss2ez5ix1l 4 года назад
ያ ልክዕ ኣለካ መ/ር ሙሉ ጅግናየ ብዘሎ ትግራዋይ ኣብ ራጎ እዮም ዘለዉ ንመጀመርታ ብጥብቂ ክተሓዝ ዘለዎ ግን ሰደት ክዕፆ እንተኾይኑ ኣብ ሰማል ዘለው ደለልቲ ክተሓዙ ኣለዎም ክሙኡ እውን ናይ ጁቡቲ ዘለው መንግስቲ ክፈልጦ ኣሎዎ
@HdhdvdHdbdb-iy1vq
@HdhdvdHdbdb-iy1vq 8 месяцев назад
ዋይ ሓፍተይ
@freweynifetyeyo9448
@freweynifetyeyo9448 4 года назад
ትክክል አለካ ሙሉየይ
@yoditzerezghi5098
@yoditzerezghi5098 4 года назад
Lebam hawe amlak edmen tenan yhabka
@htltfttkalayv7586
@htltfttkalayv7586 4 года назад
ስለም 👌👌👌👌👌👌
@selamselam4301
@selamselam4301 4 года назад
Ezom dlilte. Ketahzulna alewom
@user-ie5ew3il9i
@user-ie5ew3il9i 4 года назад
መምህር ሙሉ ሓቅካ ኢካ ብሓቂይ
@user-ou2ly9oo5k
@user-ou2ly9oo5k 4 года назад
ሓፈተይ ፈጣሪ ይምሓርኪ
@SalamSalam-xm4pn
@SalamSalam-xm4pn 4 года назад
Tekkel eka mulu hawey ena nkulu eyou eti melkti
@user-rs6by6ke9o
@user-rs6by6ke9o 4 года назад
ሓቂ ኢካ ሙሉ ሓወና
@galtagru174
@galtagru174 4 года назад
Egzber hemak aytirkab muluy sidat sidat hegawe wala zayhgawe sidat yekum Ethiopia selam yfter kolo ewen nibla
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 4 года назад
ሙለይ ለባመይ ትክክል ኢኻ
@user-ov2vc2xu8y
@user-ov2vc2xu8y 4 года назад
ብመጀመርያ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እወ ብጣዕሚ እዩ ለሐዝን ሙሉ ሓወይ ብትይ ሸፋቱ አብ መንገዲ እላፀንሑ ውን አለው ካሓልፋለይ እሉ ተለቅሑ አብ ደንብር ሰዑዲ ምሰ በፀሐ አለው ተጋሩ እላሓነቁ አብለይ መጠኑ እላሐወሉ ዘይብሉ ድማ ቃትሎም ይድርብይወ ናትና አይውዳአን መረገምና ብቱይ ድማ ደብዳብ ብዝይ ደብዳብ ደማ ጫት ሕዞም ይፀድፊ አውኡ ይቃርዩ ቃባሪ ዘይብሎም ራጎ ዝባሃል መንገዲ መሐለፊ የለን ረሳ እላረገፅካ ምሕላፍ እዩ ብጣዕሚ እዩ ለሐዝን ሙሉ ሓወይ መወዳእታ የብሉንዋ ግን ልዞም አብ ገዛ ዘለዉ ደላሎ ክታሓዙ አለዎም እንብር ደለልቲ እላሃለው ሰደት አይቃረፅን አለ ያሓስብ
@ngstiabay6646
@ngstiabay6646 4 года назад
ኣሕሕሕሕሕሕ uffffffff
@meazutadeseesnb6939
@meazutadeseesnb6939 4 года назад
Tekklll.hawena
@user-wl9pl9pn1u
@user-wl9pl9pn1u 4 года назад
አነ ዝብለካ መምህረይ አነ ስደተኛ አየ ካብአቶም ሓንቲ ደልዳሉ ናይ ኢ'ያ ዘለው አ'አ ወስን ባሕርን ከምዝኻአለካ ክዕፆው ግበርው በጃኩም ሕፃውቲ አሕዋትና በዚ ከይዶም ዘይባሃሉ ጠፍኦም አለው😢😢😢😢😢😢
@tarikmohammed8738
@tarikmohammed8738 4 года назад
😍😍
@heavenalem2602
@heavenalem2602 4 года назад
👌👌👌👌
@dannytuemuzgibeyene672
@dannytuemuzgibeyene672 4 года назад
😥
@user-mn9lw2ic4s
@user-mn9lw2ic4s 4 года назад
ትክክል ኢካ ሙሉ ፣ግን እቲ መንእሰይ እውን አይሰምዐካን፣አነ ንብዙሓት ኣሕዋተይ ካብቲ ራጎ ውፁ አብ ካልእ ዕድልኩም መኩሩ እንተበልኩዎም አይ ናይ ማዕልቲ ጉዳይ እዮ ኢሎም ተስፋ የቁርፅኳ፣መንእሰይ ትግራይ ህይወቱ ቀላል ገይሩ ይርኣ አሎ ፣ቅርሺ የምልክ አሎ፣ሰለዚ መምህር ሙሉ ሓውና ብዝተከኣለ መጠን ነቶም ወለዲ ትምህርቲ ክዋቦም አለዎ፣ሓደ ሓደ ወለዲ እውን አለው ገንዘብ ይህቡዎም እሞ አብ የመን ምስ አተው ከዓ አብዚ ንዘለና የጨንቁና፣ብፍላይ አብ የመንን ራጎን ብዙሕ ችግር እዮ ዘሎ
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 года назад
ሕዝውን ናትና ድኽመት እዩ መምህረይ ኣብ ትግራይ ብቁፅሪ ቡዙሓት ብደላሎ ንስደት ዝኸዱ መሲሎም ምስኣቶም ይራኸቡ ምስተራኸቡ ከዓ ክሳዕ መወዳእታ ምስኦም ኾይኖም ዘይሕለል ሓበሬታ ንሕጊ ይህቡ ካብኡ ካብ ዘለውዎ ቦታ እንዳመዘዝና ሓኒቅካ ናብ ሕጊ ካብኡ ንካልኦት መምሀሪ ዝኾነ ዘየዳግም ስጉምቲ ወሲድቃ ንብዓትና ምሕባስ ይሕሸና እንደገና እቶም ደላሎ ንክንተሓዝ ሰብ ተዋፊሩ ኢሎም ስለ ዝፈርሑ ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ ክኾኑ እዮም በሃሊት እየ ሓፍትኹም ካብ ዓረብ ስደት ብኣና ይብቃዕ ስደት ብኣና ይብቃዕ ። ዓድኻን ዓውድኻን ናይ ወለድና ምኽሪ😢😢😢😢
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 4 года назад
😍😍😍😍😍😍
@frefer7772
@frefer7772 4 года назад
Weyyyy
@ComcellQweasd
@ComcellQweasd 4 года назад
enante besew hiwet mtkeldu yalachu besemay tagagalachu rutachu matamletubet alle tayalachi
@user-mj4vn7xh9m
@user-mj4vn7xh9m 4 года назад
መጀመርታ መስገናይ ወይ መግለፂ ይብለይን ንመምህር ሙሉ ሓወይ ኣምላክ ዒድመን ጢዒናን ይሃብኩም ብሓቂ ትክክል ሓሳብ እዩ ህፃወንቲ ቆልዑ ገና ሓደ ዘይበሉዎ ቅጫ ኣዲኡ ከይፀገብ ናዓናይ ኪደነይ እነተብሃሉ ወለዲ ወሊዱ ዝልእኮ ሲኡኒ ብምንታ ብስድት ስለዚ ሕብርተስብና ብጃኩም ነዚ ነገር መዕለቢ ግብርሉ መስተዋሻ እወን ኣይትሃብዎም እቶም ደልለቲ ንስካ ብነፃ ክትከይድ መካይዲ ሓዝ እነበሉ እዮም ዝስድዎም ዘለዉ እቶም ደለልቲ ኮታሓዙ ኣለዎም ይብል
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 года назад
ኣቱም ሰበይ ወለዲ ወለድና ብጣልያን ወለድና ብደርጊ ኣንሕና ደቆም 3ይ ዘርእና ክጠፍእ ዝፅዕርሉ ግዜ ናይ ዝኹሉ ፀገም መንቀሊ ኢትዮጵያ እያ ማለተይ ኣንሕና ተጋሩ ክሳብ ሕጂ እንስወአላ እንበር ኢትዮጵያ ሓብሒባትና ኣይትፈልጥን ስለዚ ሓብሓቢት ሃገር ክንሃንፅ እንኽእል ሎሚ እዩ ኣብ ጎኒ ህወሓት ኾይና ባህግና እውን ንግበር እንበር ዘፍርሕ እዩ ዘመኑ ክንሓስበሉ ይግባእ
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 года назад
Nay behaqi memehir mulu
@user-jo2jm1nm8o
@user-jo2jm1nm8o 4 года назад
Bhaki eyu mejemerya gn ezom delala zbahalu ab ed kutstsr kwuelu ygbaa
@zebibsudan4989
@zebibsudan4989 4 года назад
ብስሩ ስዕዲ ትባሃል መንገዲ ሽግጥ ከም በለት ዋይ ናይ ዛ ጋል ካዓ መሕዘኒ ዋይ ጭንቀት እዚዝ ኮይኑ እምበር አብ ገዛኪ ኮይንኪ ዘይምተዛረብኪ ዋይ ሓፍተይ ። እቲ ዕላማ ንትግራዋይ በየን ነጥፍኦ እዩ
@user-ck2li5lq8z
@user-ck2li5lq8z 4 года назад
ትክክል እዩ ሙሉ ሓወይ ራጎእ ተጋሩ ጥራሕ እዮም ዘለዉ በተለይ ደቂ ራያ ሕንጣሎ ወጀራት እዮም መብዛሕቲኦም ዘለው አነውን ብዓይነይ ሪኤ እየ
@nigisthiluf2229
@nigisthiluf2229 4 года назад
ልክዕ አለኻ መምህር ብሰክ ስደት ዝሃልቅ ዘሎ መንእሰይ ትግራይ መንግስቲን ህዝብን ተሓባብሩ ናይ መናእሰይ ችግር ክፈትሕ አለዋ ። ንወገናትና ንስደት ዝኸውን ገንዘብ ልእኽና ደራር ጥይትን ቀለብ ዓሳን ካብ ንገብሮም አብ ዓዶም እናሃለው ኩሉና አብ መላእ ኩርናዕ ዓለም ዘለና ተጋሩ ዓቅምና ዝፈቀዶ ገንዘብ አዋፅእና መንግስቲ እውን ዝከአሎ ሓበሬታ ገይሩ ብስም ውሻጠና ሚድያ ዝኾነ ትካል ተመስርቱ ካብ ስደት እግሮም ዝዓርፈሉ መንገድ ባዕል ንባዕልና መፍቲሔ ንፍጠር ባሃልት እየ ።
@user-jb5pu6qw6e
@user-jb5pu6qw6e 4 года назад
Hakka aika bejaka atom abeadi zelewu deldelti ando hazulnay bejakum bejakum bejakum deldelti hazulna
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 10 месяцев назад
አረ ሰደት ይአክል😢እፍፍፍ
@user-ec5zs3sf5o
@user-ec5zs3sf5o 4 года назад
መምህረይ ንዓኻ ዝኾዉን መግለፅ የብለይ ዓይን ትግራይና አኻ በቃ አንተ ስደት ግን በጃኹም በጃኹም አብ ገዛ ዘለኹም አሕዋተይ ናብዝ አይትሕሰቡ ናይዞም ቅርሽ ዝሓዙ አይትርአዩ ናይዞም ብድወፈሩ ዝተርፉ ዘለዉ የሕዋትና ርአዩ በጃኹም ስደት ዘይ ስቃይ ካልአ ትርፍ የብሉን ደልዳሎ ድማ ይትሓዙ ሎምስ አንታይ አልና ከም ንፅሕፎ ኳ ጠፍኡና(so) ስደት ዝዕፀየሉ መንገድ ፍጠሩ
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 4 года назад
ናይ መንግስቲ እዩ ሽግሩ ምክንያቱ ኣብ ሃገርና ሰራሕ ክፊትካ ምስራሕ ማለት ድራራ መንግስቲ ምካን እዩ ፍትሒ የለን፣ግብሪ ካብ መጠን ንላዕሊ እዩ አረ ክንደይ ኢልካ ክዝርዘር እምበር ዓድካዶ ይፅላእ
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ኣይሙሉዋይ፣መዓረይ፣ካባካእዩተስፍናእምበር፣መነእሰይስ፣ሃሊቆምእዮም፣መንእሰይ፣ሃሊቁማለትድማ፣ልትግራይ፣ዓብዪድክነትእዩ፣ናይለምዘበንእዩ፣ብኣየር፣ድብደባ፣ወሲኩሉእምበይ፣ኣብባዕሉኣብስዕዲእውንበቢዓመቱይሃልቁእለው፣እዮም፣ምንምክበሃልኣይተክኣለን፣በኪካስቁእናተብሃለነይሩ፣ሀዝግን፣ሙሉየእዘንቁሸታት፣እውንኣፅኒዕካየንእንየካ፣ንምጥቃስዝኣክል፣ወረዳሳዕሲዕ፣ፃዕዳእምባ፣ዘላዋቁሸታትሀዝውንከምሓመድእዩዝከድዘሎ፣ምንም፣ኣይሰምዕን፣ኣብ፣ቁሸትልዕሊ5፣ሬሳይመፅእ፣ካብኡድማ፣ልዕሊሓደሽሕ፣ይከዱ፣እቶም፣ብሂወቶም፣ተታሒዞም፣ናብዓዲዝኣተው፣ድማ፣ሰሙንተይፀንሑ፣ንከይዶም፣ዘይፈልጡ፣ሒዞምዎምይከዱ፣እንድዒ፣መግለፂየቡሉንሙሉየ፣ስደትስ፣ልቃረፅ፣ኣይመስልንዘሎ።በቢጣብይኡ፣ደለልቲምሓዝ፣ዝከድሉ፣ቦታምዕፃይተተካኢሉእምበር፣እንድዒ፣የፍርሕ፣እዩ፣ካመይኢሉከምዝቃረፅስደትእናሙሉየ፣ኩቡርሰብኢካሞእግዛብሄርየክብርካ፣ዕድመንጥዕናንይሃብካ፣መዓረይ
Далее
Новые iPhone 16 и 16 Pro Max
00:42
Просмотров 1,2 млн
Stay on your way 🛤️✨
00:34
Просмотров 8 млн
Новые iPhone 16 и 16 Pro Max
00:42
Просмотров 1,2 млн