Тёмный

Solomon yikunoamlak-yeneta Akalu (የኔታ ኣካሉ) ሰለሞን ይኩኖኣምላክ- NewTigrigna music 2024 official video. 

Solomon Yikunoamlak
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 791   
@km3080
@km3080 12 часов назад
ሰለሞን ምስቶም ደርፍታትካ እኮ ፊቅሪ ሕዙኒ። ከምዚ ከማይ ዕብድ ትብሉሉ እባ ላይክ ሃቡኒ። ❤❤❤❤❤
@NatiDesu
@NatiDesu 8 часов назад
Hrr ember nbl
@tekaliwelday
@tekaliwelday 6 часов назад
selish 🙌🍎🍎🍎
@YoniWedikeshi
@YoniWedikeshi 5 часов назад
qdmi hji derftatu semia ayfeltn,ezia gn batami ya mesitatni gatm,zeman ,100%
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 5 часов назад
አይከማይን❤💯
@HabenTekle-h7i
@HabenTekle-h7i 5 часов назад
Bflay naslye the best of tigray
@Kalu_nekifar
@Kalu_nekifar 8 часов назад
ጓሳ ጥበብ🔥🙏
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 8 часов назад
ቃሉየ❤😇
@BetelhamTsgabu
@BetelhamTsgabu 6 часов назад
Kalu,😊
@azimeragrimay927
@azimeragrimay927 4 часа назад
ብሓቂ❤ ሰሌ 🎉❤ ቃሉን ፈተውቲ ቃሉ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@huraseleste5643
@huraseleste5643 2 часа назад
ጓሳ ክትብል ከም ኣበሃህላ ኣቦ ጊጋር(ኣፅቢ) ዶ ከመይ?
@dc8625
@dc8625 2 часа назад
Share eba hagzuwo bizi sirha bro
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 11 часов назад
ናይ ሰሌ ፍቅሪ በዛ ላይክ አርኢኒ አኪበ ክሽልሞ ❤❤❤❤❤❤
@TekichweAgame
@TekichweAgame 53 минуты назад
ተጋሩ ኣሓተይ ትግራይ በዚ ሕሩር ብህዝቡ ተትምራሕ ከመይ ይመስለኩም❤👈 Please lake this song🤴
@senafeadey5029
@senafeadey5029 23 минуты назад
ሰሌ እቲ ሓቐኛ ኣርቲስቲ ምስ ጥበብካ የንብርካ ❤❤❤❤❤ ካብ ሓዉካ ብርገድ ንሓመዱ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 8 часов назад
ከምዝኸማይዶ😢 ይህሉ ንሰሌ ዝፈትትዎ❤👍❤ ሰሌዋ ጎይታ ጥበብ ትርታ ህዝቡ ዘዳምፅ❤🎉
@matimahtem4848
@matimahtem4848 7 часов назад
አንታ ተጋሩ ሃሳሳት ስለዝኾንና እምበር ከም ሰለሞን ናይ ጥበብ ሰብ የለን።
@Eritrea20431
@Eritrea20431 3 часа назад
Ata Ane nezi Seb betami eye ዘድንቆ fuluy zekone ደርፊ eyu ዝደርፍ Gen men ይረዳኣዮ😫respect Selye From Eritrea 🇪🇷❤selam nekulatna
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 13 часов назад
ሰለሙን ዩኩኖኣምላክ ኣቦ ሙዚቃ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@welduasmelash9383
@welduasmelash9383 Час назад
ስነ ጥበብ ሓቂ ኢያ ትምህር ጅግና ሰሎሙን ይኩኖኣምላክ በቲ ሓያል ግጥሙን መለእኽቱን ቢታሚ ኢዩ ደስ ዝብለካ
@mtadifoto3309
@mtadifoto3309 9 часов назад
ብልክዕ "ስነ ጥበባዊ" ዝብል መጸውዕን ክብርን ዝግብኦ ሰሌ ፡ ካብ ሰሜን ትግራይ እየ ፡ LEGEND!
@redaegebrebrhan7691
@redaegebrebrhan7691 2 часа назад
💯👌
@jdd8162
@jdd8162 2 часа назад
ኣሰይይይይ ሰሌዋይ ኣቦ ውፅዕ ህዝቢ ኩለና ተጋሩ ላይክ እናሃብና ነተባባዓዮ ኣሕዋት 😢♥
@Sabatube23
@Sabatube23 2 часа назад
ስሉዋይ ጎይታ ጥበብ ክብሪ ይሃብካ ዘይተነገረሉ ጅግና እኻሞ የቅንየልና❤❤❤❤❤
@AwelkerAdem
@AwelkerAdem 49 минут назад
Happy life for ever for tigray people
@Solomon-j3n
@Solomon-j3n 2 часа назад
እየሱስ ወሪዱ ተዝልምን ከማን አይምሰሙዑን በዓል ደብረዒንኪሊል
@selamselam7358
@selamselam7358 10 часов назад
ዋውው ሰሌ አዝያ ጥዕምትን ዓባይ መልእኽቲ ዝሐዘትን::❤❤❤ ትግራያውያን ሳባውያን አክሱማውያን ንቁሑ ንቅሑባታ።
@solomonghirmay3149
@solomonghirmay3149 2 часа назад
ኣብዚ ነሀለ ጥበብ እምበር ዓቢ መልእክቲ ንህዝብና❤❤❤
@hailemariamgebremeskel1408
@hailemariamgebremeskel1408 8 часов назад
ጥበብ ኣብ ረብሓ እንትውዕል መዓዝኡ ክጥዕም መቀረቱ ። ኣቦ ጥበብ ኢኻ ሶል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ❤❤❤❤❤❤❤
@lovetruly6111
@lovetruly6111 11 часов назад
ሰሎ ዘማታትካ ብዕምቆት እየ ኣስተንቲነ ዚሰምዖ። ትሕዝትኡ 100%የቐንየልና ጥበብ እንትባሃል ከምዚ እዩ።
@HdHs-cn4bq
@HdHs-cn4bq 10 часов назад
ሰሎሙን ይኩኖኣምላክ ስነጥበበኛ ጥራይ ዘይኮነስ ጥበብ ባዕላ እዩ ዕድመን ይሃብካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝሓወይ
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 5 часов назад
ሶል ማለት ዘይተገንፅለ መጽሐፍ ምባለይ ምግናን አይኮነን 💯💯ሰሎምነይ ንጉስ ጥበብ መግለፂ ሲኢናልካ ሶሎይ ❤️❤️❤️❤️
@Zkmsms8228
@Zkmsms8228 12 часов назад
ኣባ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ ❤
@biniamgoitom2433
@biniamgoitom2433 Час назад
ሰብ'ዶ ወደይ ከምዚ ጌሩ ንጥበብ እፍጠር እዩ!!!! ኣምላከ እስራኤል! ጥበብ'ሲ ጥበብ ነይሩ፡ ትግርኛ ሕብረተሰብ ግን ምስ ኩውንነት ተባቲኩ፡ ምስ ሓቂ ክጋጮ ኣይደልን 'ዩ። ንዝመጽእ ወለዶ መወከስን፡ ለባማት'ው ነይሮም መበሊ ከከውን እክእል እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!! ስለ'ቲ ድንቂን ወሓዝን ጥበብ ንዓካ ንSolomon ykunoamlak and tikue weldu ዝሃበ ኣምላክ ነመስግን!💙💙💙
@sami-92-06
@sami-92-06 4 часа назад
ከምቲ ሉሙድ ሰልየ ንጽበዮ ግርም ጥበብ ኣስሚዕካ ንዝሰምዕስ 💙💙💙💙😍😍
@asmelashgulal6229
@asmelashgulal6229 17 минут назад
ኣቦ ጥበብ መምህር ስኒት ክብሪ ይግብኣካ።
@KibreabGebremedhin
@KibreabGebremedhin 11 часов назад
ሰሌ ጥዑም ድምፁን ሙኡዝ ቃላቱን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤!
@biniamnegasi6307
@biniamnegasi6307 Час назад
ሰልየ እቲ እኮ ❤❤❤❤ንሕብረተሰና ብዝግባእ ዝተረዶኦ
@abrahambinyam3089
@abrahambinyam3089 9 часов назад
ሰሌዋ ኣታ ጀግና
@AmbeMehari
@AmbeMehari 7 часов назад
ናይ ብሓቂ ጠቢበ ሰለሞን ጥበብ ብድምጺ እንትግለጽ ብኣኻ ሰሚዕናዩ
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 4 часа назад
ሶሎ ብሉጽ ምቕሉል ስነ ጥበበኛ💙👌
@ahmad-h3x3i
@ahmad-h3x3i 7 часов назад
ሰሊተይ ጎይታ ጥበብ ነፍ ዓመት ንበረልና🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@lilayHayelom-i6f
@lilayHayelom-i6f 7 часов назад
ይበል ሰሎሞን ይኩኖ አምላክ አውራ ሰነጥበብ ዝወዳደር ዝየብሉ ❤❤❤
@TrhasDad
@TrhasDad 4 часа назад
ዝግባአ ክብሪ ዘይረከበ ኣቦ ጥበብ ሶለይ መዓረይ ኩርዓት ትግራይና❤❤❤❤
@gereltamidya
@gereltamidya 13 часов назад
ንዓማ ግዜ ፍቅሪ ሰብ ይጥዓሞ ለሚ ፅባሕ ክብል እኮ ደከሞ ንዓይ ዶ ግዜ ሰላም ንሰናይና ሎሚ ፅባሕ ክሐሽኮ ሓመምና ወለዶ፣ወለዶ፣ወለዶ ንቃሕ ወለዶ👌 ሰሌዋ አቦ ጥበብ❤
@kibromkibromnegash-td9ms
@kibromkibromnegash-td9ms 6 часов назад
ጥበብ ፎቲካያ ከይኮነ ባዕላ ጥበብ ክትፎትየካ ከላ ከምዚ እዩ❤❤❤❤❤
@abushhaftu1638
@abushhaftu1638 4 минуты назад
ሰሌ አቦ ጥበብ 🇿🇦🇿🇦🇿🇦🌹🌹🌹👌🏼👏🏼
@YemanedesalengMruts-z1p
@YemanedesalengMruts-z1p Час назад
ሰሌ ኣቦ ጥበብ 🥰🥰🥰🥰🥰
@AmanuelHagos-j9r
@AmanuelHagos-j9r 5 часов назад
ጀግናና ውሩይ መዘና አልቦ ስነ ጥበበኛ ሶል ሓውና ዕድመን ጥዕናን
@HintsaHhaftu
@HintsaHhaftu 10 часов назад
ደወል ብሉፅ ሰራሕ መምሃሪ ወቅታዊ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰለሙነይ
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 55 минут назад
ሰሌዋ ኩሉ ግዘ ፉሉይ 💙
@HagosBrhane-c2u
@HagosBrhane-c2u 3 часа назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰሌ ብሉፅ❤❤❤
@abrahamtewelde1712
@abrahamtewelde1712 14 часов назад
ሰሌ ጅግና ባዓል ጥበብ ኩሉ ግዜ ብሉፅ❤
@BitukEshetu
@BitukEshetu 7 часов назад
ምን አይነት ጎበዝ ዘፋኝ ግጥሞቹ አንደኛ ሶል በጣም ነው የምወድክ
@Maki.1-y2t
@Maki.1-y2t 10 часов назад
ሰለሙነይ ኩሉ ጌዜ ቡሉፅ🙏♥️
@GetahunGgta
@GetahunGgta 5 минут назад
ሰሌ...ድምፂ ውፁዓት🌻🌻🌻🌻🙏🙏🙏🙏
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 4 часа назад
ሰሌዋይ ቃላት የብለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ❤💛👏
@ruthgebrekidan967
@ruthgebrekidan967 12 часов назад
ጀግና ሰለሞን ይኩኖአምላክ ❤ ነኽብረካ ንፈትወካ ሐውና ጀግና ❤❤❤
@ሩፍታልበይኢኪማርያመ-ሰ4ዀ
ሰሌ ሓቀኛ ድምፂ ህዝቡ ጅግና ወዲ ሪመይ💊💊💊
@GgKk-se4fg
@GgKk-se4fg 17 минут назад
ሰሌ ጎይታ ጥበብ ሰሎሙን ❤❤
@سارةهواياتي
@سارةهواياتي 11 часов назад
ዋውውውውውውውው ኣታ ጅግና ሽሕ ዓመት ንበረልና ገይታዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰልየዋይ ኣቦ ጥበብ❤❤❤
@WeldayGebre-wg6lu
@WeldayGebre-wg6lu 5 часов назад
አቦ ጥበብ ሶል መን እሞ ይስማዕካ ናይ ሶል አደነቅቲ ላይክ ግጭው አብሉ
@LiliGebremedhin
@LiliGebremedhin 4 часа назад
እንካዕ ደሓን መፃእካ ሰሌ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ኣቦ ጥበብ❤
@FimonTeklay-n9u
@FimonTeklay-n9u 4 часа назад
❤❤❤❤ ይመችካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@peace-x9s
@peace-x9s 10 часов назад
ሰሎሞን ቃላት ሲኢነልኻ ነዚ ጊዜ ትምጥን ዜማ
@ሃገርይትግራይሃገርይትግራ
ሰሌ ኣባ ጥበብ❤❤❤😢
@አነ.የ
@አነ.የ 2 часа назад
ሙዚቃ የኾነይ ቁሰሊ ዩ 😢😢ዝፀዉሎ❤❤❤
@ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ
ሰሉዋይ ጎይታ ጥበብ❤
@GedayGerzehar
@GedayGerzehar 14 минут назад
አዉዋዋዋንጉስጥበብ❤❤ ዕድመንጥዕናንይሃብካ ጀግናወዲትግራይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉
@zfanlave7057
@zfanlave7057 12 часов назад
ሴሌ ጎይታ ጥበብ ቅድሚ ኩሉ ዝነቅሐ ብሉፅ ስራሕ ከም ወትሩ ❤💛 ብርክካ ይሰስን ወዲ ህዝቢ ብዙሕ ሰሪሑ ዘይተነገረሉ ሰሌ 👑💛❤🙏
@beduwedijgna-cp8je
@beduwedijgna-cp8je 3 часа назад
ስሌዋ ብምኽንያት እየ ዝፈትወካ በርትዐልና❤❤❤
@abesarizomuy8106
@abesarizomuy8106 9 часов назад
Wawww good job ናይ ብሓቂ ልበይ ተንኪፍካኒ 💙💙💙💛💛💛
@TEEK4039
@TEEK4039 12 часов назад
ኣብ ሕማቕ እዋን ዝተረኽበ መጸናንዒ!!!! ፍልስፍና ብደርፉ ዝዓጥን። ❤❤❤❤❤❤❤❤
@kelalialene
@kelalialene 3 часа назад
ሰሌ ኣቦ ጥበብ ይመቺኻ❤❤
@EleniTeklu
@EleniTeklu 7 часов назад
ሴሌ ጀግና ወድ ህዝቢ❤❤
@MmSs-v2t
@MmSs-v2t 13 часов назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰሌየ ጎይታ ህዝቡ ኣቦ ጥበብ🙏♥️💊😢
@MebrahtomKahsay-f9i
@MebrahtomKahsay-f9i 2 часа назад
ሶሎ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እምበር ጥበበ ሶሎሙን !! ❤❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte 9 часов назад
ሰሌዋይ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ኣንታ ጅግና ወዲ ህዝቡ😢😢 ሰላምና እንዶ መለሰልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለምምም😥🤲
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 10 часов назад
ሶሊ ጅግና ጥበብ ኣባካ እዩ ዝርከብ ኣፍ ውጹዕ ህዝቢ።
@RtGh-e9s
@RtGh-e9s Час назад
መግለፅ የብለይ ሰለዋ ንጉስ ጥበብ❤❤❤❤
@AaSs-b3z
@AaSs-b3z 3 часа назад
ጥዕና ያሃብለይ❤❤❤❤❤❤
@Ha27ylom21e
@Ha27ylom21e 5 часов назад
ባዓል ፍሉይ ጥበብ ሰሌ ትፍለ ኢካ❤🎉🎉🎉
@TifhFjfh-vp4pi
@TifhFjfh-vp4pi Час назад
ኣባ ጥበብ ሰሉዋይ የቅንየልና❤❤❤❤❤❤
@BazenYohansGidey
@BazenYohansGidey 4 часа назад
ሰሌ 'ኮ ድረፍ ጥራሕ 🙏
@HdegeleyMawucha-pq9sf
@HdegeleyMawucha-pq9sf 3 минуты назад
አረ ተባረኽ ሰሌ .... ዓብዪ መለእኽቲ
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 9 часов назад
ስነጥበባዊ ማለት ትርግታ ልቢ ከማካ ቃንዛ ህዝቡ ዝርድኦ ዩ ሰላምን ቅሳነትን የውርደሉ ነዚ ውጹዕ ህዝቢይ 💔💔💔
@tggg9447
@tggg9447 8 часов назад
ሰለሙን ❤
@berhanewedu9507
@berhanewedu9507 4 часа назад
ጥበብ ❤ ኣብ'ዚ ኣላ፡
@MulubrahanKahsay
@MulubrahanKahsay 4 часа назад
ኣገናዕ ሰሌ ዜማታትካ ፍቅርን ሓልዮትን ክነመዝን በቶም ሕሩያት ገለፅቲ ቃላት ኣብ መዓለኦም ኣእቲኻ ክትዝይሞም እንተለኸ ፍሉይ ይገብረካ ፍሉይ ክብሪ ይግበአካ ህዝባዊ ሰሎሙን።🎉🎉🎉🎉🎉
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 8 часов назад
አቤት ጥበበ ይበል ዝሓወይ ቀፅለሉ ሰሌዋይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ተስፋይካብእግዛብሂር
@ተስፋይካብእግዛብሂር 41 минуту назад
ዋዉ ኣቦ ጥበብ ሰሌ ጀግና 👌💘💘💘💘በሉ ሃየ ሺር ኣይትግደፉ ገዛና ነዕቢ ደቂ ዓደይ 💕💕💕
@HiwetWedikeshi
@HiwetWedikeshi 4 часа назад
;ንጉስ ጥበብ; ኣቦ ሓቂ ስለሙነይ ቃል የብለይን ልስሌ ትፈትው ላይክ ሃቡለይ❤❤❤❤❤❤
@gereghiwet4348
@gereghiwet4348 6 часов назад
ተጋሩ ሰነ -ጥበበኛታት ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ትግራይ መፃኢ ትግራይ ዘጠናኽሩ ክትደርፉ ክተዚሙ መንቀርሳ ሓድነት ትግራይ ዝኾኑ ውልቀ ሰባት ይኹን ውድብ ግን ክትፅየፉ ኣለኩም። ሰሌዋይ ጥዑም❤❤❤❤❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 9 минут назад
ሰለሙን ዩኩኖ ኣምላክ ኣብ ሙዚቃ❤❤😢
@SlasNugus
@SlasNugus Час назад
ሰሌ ኣቦ ጥበብ ኣይሰምዑን ንሳተሙስ😢😢😢
@Halefom-qk5pc
@Halefom-qk5pc 5 часов назад
ኩሉ ዝተረድኦ ውሕሉል ጥበበኛ!!!
@brhanetesfom7456
@brhanetesfom7456 3 часа назад
Great job
@titi2854
@titi2854 13 часов назад
ሰሌ ጎይታ ጥበብ🤴🏾💜ምእንቲ ህዝቢ ዘይደቀስ ዛሓድር ዘሎ ጅግና 🙏🏿🥺
@TDFከሁሉምበላይነዉ
@TDFከሁሉምበላይነዉ 5 часов назад
ንቃሕ ህዝበይ ፅቡቅ ስራሕ ሰሌ በርትዕ❤❤❤
@AshuAshu-d8x
@AshuAshu-d8x Час назад
ኣታ ጅግና ወዲ ህዝብይ ኣጀኻ❤❤❤♥️💚💛🧡💯💯🙏🙏💪💪💪💪
@tigrayadey2771
@tigrayadey2771 8 часов назад
ሰሌዋይ ቀፅለሉ ጎይታዋይ❤❤❤❤❤
@Stgebrial
@Stgebrial 4 часа назад
እምበር ሰለሞን!! ጥበበ ሰለሞን
@AllBaad-f2n
@AllBaad-f2n 10 часов назад
ሰሌ ሓወይ በቃ ክፉእ ኣይንካእኻ❤❤ቃላት የብለይንዋ❤
@tesshi5628
@tesshi5628 10 часов назад
True living legend 👏👏👏 The one and only legend sol.
@abebadesawit8537
@abebadesawit8537 8 часов назад
ሰለሙን በጣም ቁንጆ ስራ ነው እናመሰግናለን::❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@wediwelday7862
@wediwelday7862 11 часов назад
ሰሌ ቡሉፅ❤
@melakemengesha6848
@melakemengesha6848 4 часа назад
ብሓቂ ንሰላም ዘሙሩ ዶ በልካና ሰሌ ከም ዝበልካዮ ይኹነልና ሰሌ ጎይታ ጥበብ❤❤❤
@ሄርሞንሰለሙን
@ሄርሞንሰለሙን 12 минут назад
ፀኣቦ ጥበብ
@NgusBerhe
@NgusBerhe 8 часов назад
ሰሌ ኣቦ ጥበብ መን ከማኻ❤❤❤❤💝💝💝💝💝
@matuayneydesta5307
@matuayneydesta5307 14 часов назад
ዋው ኩሉ ከማኻ ተዝኾን ኣምበሳደር ህዝቡ ጎበዝ ኣጆኻ ቀጽል
@WelduSelemun
@WelduSelemun 2 часа назад
🎉🎉ሰሌ ጀግና
@HagosAdhanom-m7c
@HagosAdhanom-m7c 7 часов назад
ኣቦ ጥበብ ትግርኛ ስወድህ
Далее
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Просмотров 12 тыс.
На самом деле, все не просто 😂
00:45
Думайте сами блин
18:15
Просмотров 257 тыс.
МЭЙБИ БЭЙБИ - Hit Em Up (DISS)
02:48
Просмотров 304 тыс.
Каха понты
00:40
Просмотров 398 тыс.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 31 ( BY BRUNO )
44:05
На самом деле, все не просто 😂
00:45