ግብሪ ሃዋ 9 (Acts)
3፤ ኪኸይድ ከሎ ኸኣ፡ ናብ ደማስቆ ምስ ቀረበ፡ ብድንገት ጸዳል ብርሃን ካብ ሰማይ ኣብ ዙርያኡ ኣንጸባረቐ።
4፤ ናብ ምድሪውን ወደቐ፡ ሳውል፡ ሳውል፡ ንምንታይ እትሰጐኒ፧ ዚብል ድምጺ ኸኣ ሰምዔ።God Bless You brukat amlak hadesh neger kegeber lumadu ey
eneho beza mezmur nezemena zelewet tarikna nekeyer amlak nemesgeno.
4 окт 2024