Тёмный
No video :(

Teddy Press ህሉዉ ኩነታት ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ - Rezene Habte 

Teddy Press
Подписаться 50 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 140   
@tsegaslasieabraha1633
@tsegaslasieabraha1633 2 месяца назад
ብፅልኢ ተጋሩ ዝሰኸረ ትግርኛ ተናጋሪ ኣምሓራይ
@abrahamworke4903
@abrahamworke4903 2 месяца назад
ኣሃ ሕጂ ተረዲኡኒ ኣቶ ረዘነ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ አምሓራይ ኢዩ።
@user-oc9ct7ss7h
@user-oc9ct7ss7h 2 месяца назад
ቴዲ ለባማትን ሙሁራትን ከተአንግድ እየ ዝፈልጠኻ ኔረ ነዚ ፋኖ ካበይ ፊሒርኻ አምጺእኻዮ።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 месяца назад
ስዲ ጡብ ዓድጊ ናይ ማዓኮር
@samsontadesse9179
@samsontadesse9179 Месяц назад
Tell them
@tandemicael2942
@tandemicael2942 2 месяца назад
this interview hurts to listen as an Eritrean
@mbahta7652
@mbahta7652 2 месяца назад
ዕላማ ናይዚ ቃለ መሓትት ዘተሓትት እዩ። ትዲ ንምንታይ ኣምጺእካዮ? ኣብ ናይ ኢትዮጵያኡ ሚድያ ከይዱ ዘየህተፍትፍ? ብደም ስዉእት ዝመጸት ኤርትራ ዘፍርሳ የሎን። ሕቶ ናይ ምልካዊ ስርዓት እምበር ሕቶ ናይ ኤርትራ ከም ሃገር ሓንሳብን ንሓዋሩ ተመሊሱ እዩ። ንከዳዓት ቦታ የሎን።
@user-tw8qj1ph9t
@user-tw8qj1ph9t 2 месяца назад
ተድሮስ ድኣ ብወያነ እንተመጺእካዮ እሮማይ ከምዝሞተ እዩ ዝቆጽሮ ። ህዝቢ ኤርትራ ይኹን ህዝቢ ትግራይ ኣየግድሶን ዘገድሶ ዓባይ ኢትዮጵያ እያ
@afebzuhan8612
@afebzuhan8612 2 месяца назад
እዚ ብፅልኢ ህዝቢ ትግራይ ዝቆንቆነ እዩ አረጊት ሓሳብ እዮ ካብ ኢሳያስ አፈወርቅ እንታይ ይፈልዮ
@abebaabraha726
@abebaabraha726 2 месяца назад
ዘገርም እዩ ንውጹዓት ምኽሳስ
@nikkidesta9289
@nikkidesta9289 2 месяца назад
ቴዲ እዚ ጋሻኻ ፍትሓዊ አይኮነን ብጣዕሚ የሕዝን::
@shitaberhe3024
@shitaberhe3024 2 месяца назад
Delusional እዩ እዚ ኣምሓራይ😂
@user-tq1ze9sy1d
@user-tq1ze9sy1d 2 месяца назад
ኣንታ እዚ ሰብኣይ ክንደይ ይሕሱ ህግደፍ ፖለቲካዊ ሕጽቦ ክንገብር ኣቲና እንዳበለ ህው ሓትዩ ውግእ ጀሚሩ ይብል ቦግ በል።
@medhanieogbagaber6277
@medhanieogbagaber6277 2 месяца назад
He said I am Ethiopian what do u expect
@yomeszeru4507
@yomeszeru4507 2 месяца назад
ሕማቅ ሰብ ኣብ ዘተ ኣቅሪብካ ቴዲ፤ ሕልና ኣልቦ፤ ንሕናስ ከመይ ገርና ሰላም ክንረክብ።
@teklugebre7755
@teklugebre7755 2 месяца назад
ቴድይ እቲ ዝሓመቐ ጋሻ ኣዲምካ
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 2 месяца назад
ኣዚየ አድንቐካ ቴዲ! ብኹሉ ስነምግባራዊ ሕቶኻ፣ ርኢቶኻ፣ ከምኡ'ውን ኣብ ክውንነት እምበር ኣብ ስምዒት ዘየዳሉ ዕላማኻ አድንቖ!! ዓቢ መምህር ኢኻ! እንተ ረዘነ ሃብተ ግን ኣብ'ቲ ግዜ'ቲ ኤሪቲቪ ኢዩ ዝርኢ ነይሩ ይመስለኒ። መጽሓፍ ጽሒፍካ ፍከራ ወይ ጉድ
@gualtigrinya8208
@gualtigrinya8208 2 месяца назад
Rezene habte Amhara y 😂😂😅
@petrossolomon8760
@petrossolomon8760 2 месяца назад
Kolel kone kem Eisayas
@tekhlehaimanotgebre5447
@tekhlehaimanotgebre5447 2 месяца назад
ረዘነ በላዕ ውዳቕ ጸረ ሃገራውነት ጉሓፍ
@bltblt2473
@bltblt2473 2 месяца назад
ናይ መን ሃገራውነት. ነዚ ደም ዝተከፈሎ ባርነት ዲካ.
@afebzuhan8612
@afebzuhan8612 2 месяца назад
ቴዲ እዚ ቀንዲ አምሓራይን ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ :: ጀብሃ ስለዝኾነ ምስ ህወሓት ቂም አሎዎ::
@berekettsegai8129
@berekettsegai8129 2 месяца назад
He has lost his mind.
@solomonhadgu5636
@solomonhadgu5636 2 месяца назад
Ato rezone lekbat hasaw metkel albo
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 месяца назад
Tedy press you didn't asked him many things.Such as who is Rezene Habte.When did he joined ELF.Until which year has he stayed.What is his Educational background.etc.
@bltblt2473
@bltblt2473 2 месяца назад
Just listen to his arguments. His background is irrelevant to the topic at hand. If you must know, he is well educated former ELF soldier. He authored a book essentially arguing the kinship kebessa and lowland Eritreans have to Ethiopia and Sudan respectively undermines their ability to form a democratic Eritrea unless monitored by a heavy hand similar to Isaias’s style of governance or lack thereof.
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 2 месяца назад
ኡኡኡኡ ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ እንታይጉዱ ኢዩ እዚ ናትና ምስሉይነትስ !! ሓንቲ ግዜ ምስ ተጋገየስ ባኣ ይጸደፍ እቲ ጆኖ ሳይድስ ንኽጽናዕ ውን እኮ'ዩ ይፍጸመኒ ኣሎ ትብል እሞ ንግዜ ትገድፎ እንበርከ ካብ ብቋንቋና ብምንታይ ምስ ንሰምዖ ኢና ክንስንብድ ቱሩፍ !!
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 2 месяца назад
ብዓለገ ! ሑሱር ስብ !
@user-le5ux7rq8f
@user-le5ux7rq8f 2 месяца назад
Does he reads book’s behind him ? 😀😀😀it’s seems tigrigna version of Ethio 360 😀😀😀 is he from beja 😀😀😀
@daivex6068
@daivex6068 2 месяца назад
ቴዲዋ የቀነየልና ከምዚ ዝኣመሰሉ ዝበስበሱ ኢሊት ደቃሉ እንዳምጻእካ መን ምኳኖም ክፈተሳጥሖም ስለዘለካ 🙏 እዚ ጠፋሽ ደምቢያ ድቃላ ሓማሰን ጎንደር ደሓን ኣሪጉ በስቢሱ ምዝራብኳ ኣይከኣለን ቀልጢፉ ተዝመውት ከምዚ ዝኣመሰሉ ትምኒተይ እዩ ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
😊መሲል ዮ ኺቲዒዲሞ ኢሪቲራዊ ሚኮን ህዚቢ ኢሪቲ ዚናዐቂ ኺዳዒዮ😊
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 месяца назад
Ato Rezene, thanks, with all respect it is an inssolt to our Martyrs all hard ships paid ,we can live as good neubghrs with the Horn d the peace loving worldwide . their are a lot of Truth on your interview but be careful b all eritreans will get hurt for the price eri paid. Be mindful thanks,Tedi very one sided biased. Very much pro ...
@bltblt2473
@bltblt2473 2 месяца назад
Nonsensical.
@abebaabraha726
@abebaabraha726 2 месяца назад
በስመኣብ ቅዱስ ጽንተት ኣይተኻየደን ኣፍካ መሊእካ ዓገብ
@negagetachew974
@negagetachew974 2 месяца назад
ረዘነ ሐብተ - ኤርትራዊ ኮይኑ አታሐስቡ ግና ቁሩብ ካብ ቲ ካልዕ ኤርትራዊ ፍልይ ዝበለ እዩ። አነ ኢትዮጵያዊ እየ፣ ኤርትራ ዝፈልጣ ብኃ/ ስላሴ ጊዜ እዩ፣ ሽዑ ኤርትራ ብኩሉ ነገር ካብ አፍሪካ ቀዳመይቲ እያ ነይራ፣ ሰብ ንሕምና፣ ንክዛወር ካብ ኢትዮጵያን ካብ መላዕ ዓለም ይመጽእ ነይሩ፣ አብ ማዓልታ 10 ካርጎ አይሮፐላን ናይ ፋብሪካ ምህርቲ ክጽዕና አስመራ ኤርፖርት የጨናንቆኦ ነይረን፣ ዝብላዕ ነገር ብጣዕሚ ርካሽ ስለ ዝነበረ፣ ይጓሐፍ ነይሩ፣ አብዚ ደረጃ ዝነበረት ዓዲ ሕጂ አብ ምንታይ ከም ዘላ ንዓኩም ክገድፎ እየ። በዚ ምኽንያት ረዘነ ናይ ሎሚ ኩነታት አይጣዓሞን፣ ይመስለኒ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 месяца назад
መቸም ማንም ዝኾነ ይኹን ሰብ ክልተ ዓይነት ኣመለኻኽታ ወይ መርገፂ ኣለዎ::ቅኑዕን ሕልኩስን( ግጉይን) በዚ መሠረት ኣቶ ረዘነ; ከም ሓፈሻዊ ኣመለኻኽታ: ህዝብታት ተበጣጢሶም ኣናእሽቶይ ሃገራት መስሪቶም ነንበይኖም ኮይኖም መፃወቲ ዓበይቲ ሃገራት ካብ ዝኾኑ: መሰሎም ተሓሊይሎም ባዕሎም ንባዕሎም ኣመሓዲሮምን ተሓባቢሮምን: ብሓንሳብ ምንባር ከምዝሓሾም ፍሉጥ እዩ::ነገር ግና ኣቶ ረዘነ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ጨፍጫፍ ጀኖሳይድ ኣይኮነን ዝብል ቅዋም ምሓዞም ወላ ኳ ናይ ጀኖሳይድ ክራይተርያ እንተዘይ ፈለጥናዮ ሞ ንውሳነ ሰብ ሞያ ገዲፍና: ብወገና ኣይኮነን ወዲ ሰብ: እንሰሳ ዘቤት;ተኽልን ይኹን ካልእ ቋሚ ንብረትን ከይተረፈ ጭፍጫፍ ተኻይዱ እዩ በሃልቲ ኢና::ካልእ ኣቶ ረዘነ ድሕሪ ሃፀይ ዮሃንስ ዝነገሱ መራሕቲ ኣምሓራ: ሓደ ሓደ መሰላት ንዝሓተቱ ኣህዛብ ትግራይ; ኦሮሚያ; ደቡብ ኢትዮጵያን ካልኦትን ሠራዊት እናለኣኹ ኣይጨፍጨፉን ዝብል ርኢቶ ወይ ኣመለኻኽታ ኣለዎም:: እዚ እውን ዓይንኻ ብጨው ሙልጭ ኣቢልካ ሓፂብካ ምውስላት ጥራይ እዩ::ኣምሓራ ትምክሕቲ የብሉን እውን ይብሉ ኣለው:: እዚ ውን ዓይንና ምዕዋር; እዝንና ምፅማም እዩ::በቲ ናይ ሎሚ ምምሕዳር ገዲፍና በቲ ናይ ቀደም እንተኸድና ኳ: ትምክሕተኛታት ዝበሃሉ ኣህዛብ ብቕደም ሰዓብ ንምቕማጥ:1.ሸዋ 2.ኤርትራ 3.ወለጋ 4.ጎንደር 5.ወሎ ኣይኮኑን ዝብል ሰብ እንተሎ ቅኑዕ ኣይኮነን::
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 месяца назад
ኣብ ጎሮርኡ ናይ ኣድነት ማስቲካ ዊሒጡ እይ። ጽቡቕ ይስማዕ ጎረርኡ ዓርዒሩ He has no point, He souldn't be invited.
@belazena5791
@belazena5791 2 месяца назад
ኣቶ ረዘነ ኪንዮ ጅግንነትካን ትብዓትካን ምስትውዓልካ ኣደኒቅኒ። ሓሳብካ ንህዝቢ ኤርትራ ይኹን ትግራይ እንኮ መድሓኒ መንገዲ እዩ። ሕማቅ ኣጋጣሚ ብመከራን ሽግርን ዝሕበን ዕዙም ህዝቢ ኮይኑ እንበር ከኽብረካን ከመስግነካን እዩ ዝግብኦ፡ ክንድዚ ደፊርካ እቲ ክዉን ሓቂ ክትነግሮ ስለ ዝደፈርካ።
@ttek9180
@ttek9180 2 месяца назад
ረዘነ ሃብተ ትሕዝቶኡ አብ ጭቡጥ ክውንነት ዘይሙርኮስ፣ ቀንዲ መሰረት ትንታኔኡ ከአ ዝተመዛበለ ካብ ስሚዒቱ ጥራሕ ዝብገስ ትንተና ኢዩ። ብጉዳይ ኢሳያስ "ጉዳይ ኢትዮጵያ አየገድሶን" ዝበሎ ካልእ ንግደፎ፣ ብፍላይ ካብ 1991 አትሒዙ ብአፉን ብቓሉን ዝሃቦ መግለጺን ቃልን፣ ብግህዶ ከአ አዲስ አበባ ምስ አብይ ተራኺቡ ንህዝቢ ኢትዮጵያ "አይከሰርናን ኩሉ ዝጠፍአና አምሊስናዮ ኢና ዝተረፈና የልቦን .... ኢትዮጵያን ኤርትራን ክልተ ህዝቢን ሃገርን ዝብል ሐቂ ዘይፈልጥ ኢዩ" ክብል ብአዋጅ ዘግሃዶ ኢዩ። ዕላማ ኢሳያስ ከም ውልቁ ንኢትዮጵያን ኤርትራን ዝጸንበረት ንሱ ከአ መራሒን ጎብለልን ኮይኑ ዝወጸሉ ፖለቲካዊ ስትራተጂ ሒዙ ኢዩ መዋእሉ ተቓሊሱሉ። እቲ ምስ ህወሐት ቀንዲ አብ ስኑ ለኺቱ ንኤርትራን ህዝባን አብ ጥፍአትን ውግእን ዘምርሐ፣ ህወሐት ናይዚ ሕልሚዚ ከየተግብሮ ቀንዲ ተጻረርቲ ብምንባሮም ኢዩ። ረዘነ ነዚ ሐቅታት'ዚ ክርድኦ ዓቕሚ የብሉን።
@yohanneseyasuentertainment
@yohanneseyasuentertainment 2 месяца назад
ezi sebay xelai hzi Eritrea ewn eyu, Fkri Amhara zelewo Eritrea nab Ethiopia ktmles zdeli Tigray dma Nnaxnet Eritrea Waga zkefelet mkana slezfelt eyu ezi kulu hasot zdrdr zelo/ Ane kem Eritrawi kemzi aynet mergexi zelewo Eritrean zelewu aymeslenn. Hmak seb xebib haki kikibel zeykiel Rezene
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 2 месяца назад
ኣታ ድሁል ስብ፡ ኣይትሓፍርን ምስ ኢትዮጵያ ክንሓብር ትብል ፡ እዚ ንህዝቢ ኤርትራ ምድፋር እዩ፡ ንስካ ግን ሕለም ፡ ደፋር! ባእባእታ።
@belazena5791
@belazena5791 2 месяца назад
ኣብ ፈቀዶ ሃግራት ተሸጊሮም ዝነብሩ ዘለዉ የሕዋት ኤርትራውያን ናይ ኢትዮጵያ ፓስፖርት ክወስዱ እንተዝፍቀደሎም ጽቡቅ ኔሩ።
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 2 месяца назад
Again, it is about justice.
@gebmeb1193
@gebmeb1193 2 месяца назад
🇪🇷:መንነት አልቦ Dadab maheyem
@kahsayalem5736
@kahsayalem5736 2 месяца назад
ኣብ እስራኤል መበል 2ይ ሰብ ገዚኤያ
@asgedomtekie1738
@asgedomtekie1738 2 месяца назад
እዚ እሞ ዓቢ ውርደት እዩ። በዚ ናይ ኣቶ ረዘነ ሃብተ ዝሃቦ መልስን ዘለዎ ሚዛንን ተገሪምና ኣለና። ሰብ ዶ ክሳብ ክንድ'ዚ እጽለል እዩ። እቲ ነብስካ ዘዋርድ ቅርሕንቲ'ውን ክሳብ ክንደይ ሒማቅ ምኳኑ ዘርኢ'ውን እዩ‼️😂
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
አነ ሙሉ ይቢሊካ ኢሪቲራ ጊዚኢቲ ቲቢል ነይሪካ
@Database2024
@Database2024 2 месяца назад
Teddy, you are doing great job, but this guy's troubled person and filled with hatred. He lost it..
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 месяца назад
Thank you Tedy press and Rezene
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 2 месяца назад
ሓደ ዕባይ ኣስመራ ትግራዎይን ሐደ ዕባይ ኣምሓራን ብዛዕባ ኤርትራ ይዛረቡ ፡ ጉድ የገርም!
@merhawitsamuel2640
@merhawitsamuel2640 2 месяца назад
ኢትዮጵያ ኣትፈርስን እያ ኣመሪካ ክሳብ ዝሃለውት 😊😊😊😊
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
አነ ይፊሊጢካ ደመሐኢ ኮይኒካ ቲቢሎ ዚኒቢሪካ ሚኾሊይ ኪቲሪኢ ቲጁደሊ ሰቤ ኢካ
@shitaberhe3024
@shitaberhe3024 2 месяца назад
እስቲ እዛ መፅሓፍ ኣሊሹ የንብባ መንበቢ እዩ ልመስል እዚ ኤርትራዊ ኣምሓራይ 😂😂😂 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-o6ExslE7cCg.htmlsi=k_VOZFlynstLGoJl
@tekieyemane5079
@tekieyemane5079 2 месяца назад
Good man very honest
@gabriel82030
@gabriel82030 2 месяца назад
How about Somalia? The same culture, the same language, but unfortunately it's been disintegrated up until now. Britain isn't all white but Brits are all of Indian, Carribbean and African descent today. Citizenship rather than ethnicity is the only way forward.
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
እዚ እስቲዲኡሲ ናይ ዬሴፍ ይመስል😅
@solomontsegai4720
@solomontsegai4720 2 месяца назад
tegagika tadi bro xelei zelewo sebe amexika
@michaelbeyene7442
@michaelbeyene7442 2 месяца назад
ኢዲኤም ደኣ እንታይ ፖሊሲ ኔሩኩም።
@Ber19Ber
@Ber19Ber 2 месяца назад
Tedy hawey kab zikatateleka gemire newish gize eyu. But today the worest himak seb amxikalna. 👎 👎 👎 👎 👎
@MeheretBeraki-ec7xw
@MeheretBeraki-ec7xw 2 месяца назад
Teddy. do you have a problem with Eritreans? What is your problem get off our back? leave us alone, please. And don’t be jealous our success.
@solomonliza
@solomonliza 2 месяца назад
ሰብ ዓቕሙ ወይ ዘለዎ ኢዩ ዝህብ ። ኣቶ ረዘነ ድማ ንሳ ኮይና ዓቕሙ እንታይ ዘይገበረ!? ዳሕርይ ድማ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገሩ ኤርትራ ከማን ዘይፈለጠስ ብዛዕባ ትግራይ ክትሓቶ ናትካ ጌጋ ኢዩ ቴዲ ። ብዓቢኢ ድማ ናይ ጥዕና ጸገም ዘለዎ ኢዩ ዝመስል። ዘረባ ይሓዋውስ ፡ ይነቅፍ ይውድስ በቃ እዛ ዘተ ብዘይ ፍረ ዛዚምዋ!!
@Pasttest543
@Pasttest543 2 месяца назад
እዝይ ሰብ ናይ አምሐራይ አዶሎጂይ ዘራምድ ሰብ እዩ ወይ ናይ አምሐራይ ዘርእይ ዘለዎ አብ ኤርትራ ዝዓበየ ደንብያ ጎንደር እዩ, ዝገርም ክክክክክክክክክክክክ
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 2 месяца назад
ኣታ ሓዉና ቴድ ኢንታይ ዓይነት ጓሕፍ ሰብ ኢኻ ጀልብካልና ንዮ በሎ ሓሳዊ ኢዩ ኢዝሰቢኣይ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
ናዐካ ውዶቅ ካከብ ሚሳማዒ ቲራጎም የቢሎኖ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 месяца назад
ኣቶ ረዘነ ብዛዕባ ህወሓት ቅድሚ ኩናት ዝገበሮ ምርጫ ዘይፍትሓዊነት ዘቐምጦ ዘሎ ሓሳብ; ብዓይኒ ምድንጋር ካልእ ዩ ብዓይኒ ሓቂ ግና ከይፈተና እውን እንተኾነ ክንውሕጦ ዘለና ሓቂ ኣሎ:: እቲ ንኣህዛብ ቀንዲ ፀገም ኮይኑና ዘሎ: ኣብ መስርሕ ፖለቲካ 100/100 ሓቂ ወይ 100/100 ሓሶት ዝብልዎ ከይዲ የለን ዝብል እዩ:: እምበር ከም ሓቂ ኣብ ትሕቲ ናይ ሓደ ሃገር ፌደራሊዝም ተጠርኒፍካ ካብ ፌደራል መንግስቲ ፍቓድ ወፃኢ ብወነነኻ ምርጫ ምክያድ: ምስ ፌደራል መንግስቲ ምፍጣጥ እንታይ ከምፅእ ከምዝኽእል ምፍላጥ: ንሓቀኛታት ተመራመርቲ ፖለቲክስ ይገደፍ:: ህዝቢ ትግራይ ንጊዚኡ እውን እንተኾነ ኣሻሓት ሂወት ደቁ ከፊሉ ካብ ምብትታን እንተዘይድሕን ነይሩ: ብውሕዱ ናይ ስፔይን ካታላን ግዝኣት ዓይነት ኩነታት ከጋጥም ይኽእል ከም ዝነበረ ዘይተረደአ ኣካል እንተሃሊዩ: ዋእ ፀገም እዩ:: እስኪ ሓደ ሕቶ ነልዕል; ኣቶ መለስ ዜናዊ ናይ ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠ/ ሚኒስትር ኣብ ዝነበርሉ እዋን: ሓደ ዝኾረየ ክልላዊ ግዝኣት; ንኣብነት ኢትዮ-ሶማልያ ብዘይ ፌደራል መንግስቲ ፍቓድ ሪፈረንዶም/ ምርጫ እንተዝካየድ: ተቐባልነት ምረኸበት ዶ? ነዙይ ትኽክለኛ መልሲ ምስ እነቕምጥ እዩ ናብ ናይ ትግራይ ምርጫ ፍትሓዊነት እንመፅእ::
@afebzuhan8612
@afebzuhan8612 2 месяца назад
ቂመኛ ጀብሃ እዩ ፉንፉን ነዓቂ ህዝቢ ትግራይ መፍቀሪ ኢትዮጵያ እዩ
@raiawet3677
@raiawet3677 2 месяца назад
Rezene ezghi asmeaka
@peterbokreteklmariam7939
@peterbokreteklmariam7939 2 месяца назад
አየ ቴድ ሐወይ ሕማቅ ሰብ አመፂእኻ እዚ ዑቡድ እዮ። ኢትዮጵያ ባዕላ ኢምባየር እያ። ናይ ሚንሊክ ኢትዮጵያ በዘይ ደም ምፍሳሰ ዘይትነብር ሃገር እያ። እዚ ዑቡድ እዮ እምበር በሰነሰርዓት ታሪክ ኢትዮጵያ ዘይፈልጥ እዮ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
ሲላይ ናይ ኢቲዮፒያ ነይሪኻ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 2 месяца назад
ደንቆሮ ደንብያ እዩ ዚ ኤርትራ ናይ ትግርኛ ኣይኮነትን ይብል ረሳሕ ሽዩጥ ኣንድነት ሰብ እዩ
@peterbokreteklmariam7939
@peterbokreteklmariam7939 2 месяца назад
እዚ ሰብ ፁሉል እዮ አማሓራ ብሄር አይኩነን አምሐራ ማለት አገው ቅማንቲ ወይጦ ሸናሻ አርጎባ ኦሮሞ ወዘተ እዮ። ባዕሎም አምሓራ ብሄር ከምዘይኩነ ቡዙሐት ሙሁራት ኢትዮጵያውያን መሰኪሩም እዮም። ደንቆሮ ኢኻ ረዘነ ፁሎል
@nebiteame2794
@nebiteame2794 2 месяца назад
Rezene ms akbretu terewae nejis tegadalay
@gualtigrinya8208
@gualtigrinya8208 2 месяца назад
Teddy tegakika kemiz zimesel u eritrea eitekimu ni tigray merih albo resa zikone seb i am eritrea
@Pasttest543
@Pasttest543 2 месяца назад
እዋ ,እዝይ ሰብአይ ሑሩር አምሐራይ ትግርኛ ተዛራባይ እዩ በጃኹም ክሻዕ መወዳእታ ስምዕዎ ክክክክክክክ
@gebreyohannes1497
@gebreyohannes1497 2 месяца назад
I never like this guy. He and Dr.tesfazion truly believed ethiopianism.
@usernsme2984
@usernsme2984 2 месяца назад
ይዝከረካዶ ከምዚ ሎሚ 360⁰ ዜርካ ናብ ጭቃ ቅድሚ ምምላስካ ኣብ መፋርቕ ሰማንያታት ነዛ ጽሕፍቲ "ብረት ሕዝቢ ኤርትራ ቁልቁል ኣፋ ኣይድፋእን! ህ.ወ.ሓ.ት, 1979, 963" ሒዝካ እናዘርካ ነዚ ሎሚ ናይ ቃልሲ መሓዛይ ትብሎ ዘለኻ ፕሮፊሰር ተስፋጽዮን መድሃኔ በታ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝጸሓፋ "Eritrea: Dynamics of a National Question" ዘርእስታ ገበራ - ብረት ቁልቁል ኣፋ ተደፊኣ ተርኢ መጽሓፉ ሒዝካ እናዘርካ ክትጸርፎን ስሙ ክትድውኖን ንህ.ወ.ሓ.ት ክኣ ክትውድስ ክትውዕል ከለኻ? ዜርካ ዜርካ ከኣ እንሆ ንስኻውን ኣብኣ ጥሒልካ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ትሪኽ ትገድፍ ኣለኻ። ኣበው "ኣይ ምስቲ - ምስቲ " ዝብልዎ ከምዚ ምስረኣዩ እዮም። መወከሲ፥ www.amazon.com/Eritrea-Dynamics-National-Testfatsion-Medhanie/dp/9060322770?ref_=ast_author_dp&dib=eyJ2IjoiMSJ9.bA-S2UoGY0CZEgjKovXkDjLO9L2rA_EvQ_fWNHljvKM.Tur6NhnQ9xOm8wdH62D6OIvzprSy7ss8fTDQhTBLSHM&dib_tag=AUTHOR
@tedrosberhe6961
@tedrosberhe6961 2 месяца назад
Is this man rezene from DENBIA?
@YemaneNegash-wd5ns
@YemaneNegash-wd5ns 2 месяца назад
ተዲ ሐወይ ረዘነ አብ አብ ዋሺንግቶን ዲሲ ፋት ንፋት ምስ ህግደፍ ዝግጥም በዓል ስረ ተቃላሳይ እዩ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 месяца назад
Well, እቲ ኣቶ ረዘነ ቀደም ኤርትራዊያን ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ቦታ ነይሩና: ከምኡ ኢሉ ቀፂሉ እንትዝኸውን ኣበይ ምሃለና ዝብሎ ዘሎ: ሎሚ እቲ መሬት ኤርትራ ባዕሉ ዝምክር ዘሎ ይመስለና::
@yohanneseyasuentertainment
@yohanneseyasuentertainment 2 месяца назад
genocide was committed on the people of Tigray By Eritrean defense force, Amhara military and 12 Professors assured it. Now all Tigray people enemies are anxious and try to denay the fact. Justice will prevail; The true Eritreans strongly support th e Our brothers Tigray.
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 2 месяца назад
🅰️ ብሐፈሻ ዘረባ ናይ አቶ ረዘነ ሀለውለው እዩ ግንከአ አቶ ረዘነ ብትውልዲ አምሐራይ ኮይኖም አብ ትግራይ ዝዓበዩ ክኾኑ ይኽእል እዮም ብዛዕባ ኢትዮፒአውነትን ኤርትራውነት ሐሳብ ስምዒት ድልየት ክኸውን ጥራይ እዩ ዝኽእል እምበር ከምቲ ዝብልዎ ህዝብታት ብማዕረ ብስርዓት ብሕጊ ብሰላም ንኹሎም ዝተፈላለየ ስምዒትን ድልየትን ሃይማኖትን ብሄርነትን ፅልእን አንነትን ዘለዎም ሕብረተሰባት ነንሕድሕዶም ዘይፋለጡ ዘይካባበሩ ዘይዳላለዩ ድቓላታት ብሄራት አብዝኾነ ታሪኽ ብቕድሚ ሕጂ እውን ብሐባር ብፍቕሪ ብሐንሳብ ነቢሮም ወይ ኔሮም ዘይፈልጡ ብሐይሊ 👌ክኸውን ዘይክእል ALMOST ኢትዮፕአውነት ኤርትራውነት መንነት እዩ ኢልካ ምሕሳብ 🤔IT IS REAL A JOK ብፍላይ እዞም ድቓላታት ብሄራት ዝብሃሉ ናይ ኤርትራ ሕማምን ድንቁርናን ፅልእን ስለዘለዎም አብዞም ልዕሊ ተዛረብቲ ትግርኛ ምስኦም ክትነብር ብሕግን ብስርዓትን ኢልካ ምሕሳብ እንስሳ ክትከውን አለካ ብዝተረፈ እዞም አብ ትግራይን አብዛ ንብረት ገዛ ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ዝኾነት FAKE ኤርትራ ዘለዉን ተዛረብቲ ትግርኛ እንድሕርደአ ብኽልቲኦም ወገናት ድልየታት አሎ ኮይኑ ሐንቲ ሀገረ ትግርኛ ክምስርቱ 👍 ዓቢ ተኽእሎ አሎ ምኽንያቱ ክልቲኦም ህዝብታት ሐደ ክብርን ስርዓትን ባህልን ስለዘለዎም ካብኡ ሐሊፉ ግን ኤርትራውነት ናይ ገበነኛታት ዝአስሩ ዝቐትሉ ዝዕምጹ ሰባት ዝሸጡ አካላት ናይ ሰባት ዝሸጡ ጾታዊ ዓመፅ ሐዳር ዘለውን አዴታት አዋልድ ትሕቲ ዕድመታት ዝዕምጹ ናይ ህልም ዝበሉ ገበነኛታት ስነሐሳብ እዩ 👍 ዕድመ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 месяца назад
Ok his book is true but what is the point bringing this man here??
@jagme334
@jagme334 2 месяца назад
With all respect, ayana Rezene. Sorry to say this but your hate towards Tigray people is endless, you blame hwhat for everything. SHAME!
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
አብ ቂዲሚ ተጋዲሊቲ ጀቢሀ ቲባዐት ገይሪካ አይቲዛሪቢን ኢኻ
@mulugetagangul9261
@mulugetagangul9261 2 месяца назад
ተዲ አቲ ሕገመንግስቲ እንታይ ክምዝብል ኣፍልጦ ኣለዎ ድዩ ሕተቶ አስከ ብዛዕባ ምርጫ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
ሚን ዋጋ ኺሂሀኻ
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 месяца назад
TeriTas EbtetHafreley K! ጠሪጣስ እንተትሓፍረለይ ከ ንስኩምውን ትጥርጠሩ ኢኩም ንክንደይ ከዳዓት ኣድቨርታስ ኪትገብርሎም ኢኩም? ? ?
@HibretKahsay
@HibretKahsay 2 месяца назад
Dedeb sekaram
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
ኢቶም ኒፊሊጢካ ዐይኒና ኢናሪአኻ አይቲዛሪቢን ኢካ
@adisu323
@adisu323 2 месяца назад
Totally,this person deliberately anti tigray
@dansen1965
@dansen1965 2 месяца назад
Himak gemgam ato Rezene
@asmegebre1979
@asmegebre1979 2 месяца назад
lejay yelejay metsinaeti akayide ybil zeyhafir dinzuz,,,,
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 2 месяца назад
ቶሸሽ...... ሩኡይ ጻዕዳ ሐሶት...... "ሕወሐት ምርጫ ብምግባርና ጌጋ እዩ ኢላ ይቕሬታ ሐቲታ" ይብል አሎ እዚ ጋሻኻ። ሐሶት ሐሶት ሐሶት………… ኡካ ድአስ ሕወሐት መግለጺ አውጺአ ዘይበልክዋ ወረ ይውረ አሎ ኢላ ተቓዊማቶ።
@tandemicael2942
@tandemicael2942 2 месяца назад
why would any eritrean play form accommodate such presentation as this . the interviewee can have his view and stand with Ethiopians
@adulisa1846
@adulisa1846 2 месяца назад
Whether you like or not. Ato Rezene is 1 of a kind and I do have Respect of him. Fano is just like other terrorists group. Ask Tigray people Mr. Rezene. You're doing your research wrong places.
@yohanneseyasuentertainment
@yohanneseyasuentertainment 2 месяца назад
rezene xere hzbi Tigray degafi nay Amhara Ethiopia mkanu terediena ena , Eritrea ewn nexanet aygbaen elu mexhaf zedalewe eyu. Ezi zblo zelo dma tsiei nay tigray kemzelewo zeregagix eyu. He a puppet of Amhara
@user-so3gw4ox2h
@user-so3gw4ox2h 2 месяца назад
ezi hulkus sebay dea alo du entay nharnet kkales dea andnet wey mot zbl znebere n aby ahmed degifu bzuh hateftef ybl neiru ab edu dea hawyato ember
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 месяца назад
Is this guy amharay??
@adisu323
@adisu323 2 месяца назад
Teddy who is this person? Eplf or Bilstigna😅
@solomontsegai4720
@solomontsegai4720 2 месяца назад
ato Rezene xelate weyane alewo
@berhanesolomon6461
@berhanesolomon6461 2 месяца назад
This person is entitled to his own beleave and opinion. However, he is not helping himself explaining his position. He he does not believe with the Eritrean cause, he could escaped to Ethiopia or the Sudan. And what was his reason in engaging with Eritrean opposition movement. It seems to me he has some issue with self EGO.
@berhanehadera9701
@berhanehadera9701 2 месяца назад
Ezi sebay kab fltet netsa eyou zmsl kbzys tay knmahar eka amtsikalna westing time
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 месяца назад
ኪዳዒ
@teklewoldemichael9167
@teklewoldemichael9167 2 месяца назад
Is this person health or crazy?
@petrossolomon8760
@petrossolomon8760 2 месяца назад
Mr rezene loose his mind
@redaiamare1211
@redaiamare1211 2 месяца назад
bokibak denkoro eseba eyu ezidergi
Далее
Never Troll Shelly🫡 | Brawl Stars
00:10
Просмотров 1,4 млн
ዳማ ብ ኣወል ስዒድ / DAMA BY AWEL SAID
1:10:12