Тёмный

Teddy Press መርገጺ TDF ኣብ ፖለቲካ ትግራይ 

Teddy Press
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

ብሰንኪ እቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝተፈጥረ ምክፍፋል፡ ኣብ ውሽጢ ሓይሊ ጸጥታ ትግራይ ከዛርብ ጸኒሑ እዩ። ኩሎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ተኣኺቦም፡ ካብ ፖለቲካ ነጻ ምዃኖም ወጎዊ መግለጺ ከምዘውጽኡን ናይ ቀረባ ሰሙናት ተዘክሮ እዩ። ሓላፊ ጸጥታ ሌ/ጀ ታደሰ ወረደዉን ብተደጋጋሚ ክገልጽ ጸኒሑ እዩ። ኣብዚ ናይ ሕጂ ተኣኪበሙሉ ዘለዉሉ እዋን፡ እቲ ሓይሊ ጸጥታ ኣብ ጎኒ እቶም ጉባኤ ዘካየዱ ኣካላት ህወሓት ከምዝኾነ ብገለ መራኸቢ ተገሊጹ ኣሎ። እቲ ዝወጽእ ዘሎ ሓበሪታ ሓቅነቱ ንምርግጋጽ፡ ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ተ/ጋ ብስራት ኣማረ ክገልጸልና እዩ።

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 91   
@maharitesfay7118
@maharitesfay7118 12 дней назад
ኪድ ዓቢ ኣድጊ ጌታቸው ከልቢ ኣቢ ዩ
@KirosMehari-k2e
@KirosMehari-k2e 9 дней назад
አመልኩም እዩ ሰብ ምፅላም ጠላማት
@natsenat6087
@natsenat6087 11 дней назад
ተጋዳላይ ብስራት ኣብክንዲ ናብቲ ናይ ኣማንኤል ሓሳብ ምካድ እንታይ ኣምጸኦ ጸርፍን ዘለፋን ብጣዕሚ እየ ሓዚነልካ ኣቶ ብስራት። ቴዲ እውን ን ጋሻካ.. ኣብክንዲ ናብ ሓሳብ ጸርፍታት ምስከደ ደው ክተብሎ ይግባእ ነሩ ዓገብ።
@mekonengebrmikaiyl3203
@mekonengebrmikaiyl3203 12 дней назад
አታ ቴዲ ሎምስ እንታይኮንካ ነዚ ሰብ ኢልካ ሒዝካ ክትመፅእ
@aregaiw
@aregaiw 11 дней назад
አየ ብስራት፣ መዓዝ ኮን ይኸውን ቀልብኻ ትምለስ።
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 11 дней назад
Teddy press እንታይ ዓይነት ሰብ እዩ። ሓሳዊ ኢልካ ዘረባ ተጋጊዩ አይብልን። ድሕሪ ሕጂ አይተምጻልና ረሳሕ መልሓስ ኩሉ ትንታንኡ 0% ካብዚ እቲ ሐረስታይ ይሓይሽ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 11 дней назад
ንሕና እንብል ዘለና; ትግራይ ንማንም ዜጋ ብማዕረ ዝሓቁፍ መንግስቲ ይሃልዋ እዩ::ከምቲ ኣብ ስልጡን ዓለም እንሪኦ ዘለና: ውድባት ንህወሓት ወሲኹ ካልኦት እውን ናይ ኣባላትን ይኹና: ኣብ ኣባላተን ቆላሕታ ገይረን ይንቀሳቐሳ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ግና ብምሁርን ንኹሉ ብማዕርነት ዘገልግል ብኣተሓሳስባ ምዕቡል ዝኾነ መንግስትነት የድልዮ እዩ::
@weykefetek3020
@weykefetek3020 11 дней назад
Sorry I have unsubscribe from your RU-vid, I simply can stand Bisirat the lair, he has no credibility whatsoever in Tigray. He is a thief, a lair and dishonest.End.
@guoshabdulalem5758
@guoshabdulalem5758 12 дней назад
እዚ ብስራት ዝብልዎ ነብሱ ዝኸሓደ ሰብ እዩ ምኽኒያቱ አብ ሕወሓት ዕድመ ልክዑ ዘገልገለን ዘገልግል ዝነበረ ሕጂ ንሕወሓት ሽም ከፀልም ይውዕል አሎ::
@SaraHuluf
@SaraHuluf 12 дней назад
ቂመኛታት
@GebremedhinGebre-anenia
@GebremedhinGebre-anenia 12 дней назад
ብስራት በኻዕ
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 11 дней назад
ንስኻ ኢኻ ሰነፍ መንእሰይ ወይ ናይቶም ዑሱባቲኻ ወይካኣ ኣታሓሳስባኻ ንእሽተይ ህስስ ዝበለ ይመስለኒ።
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 11 дней назад
ብመጀመሪያ ቂመኛ ሰብ ብስራት እዩ ብስራት ማለት ብቂምን ፂልዕን ከብቶም እዲሚኦም ዝወድኡ ናይ ህወሓት ሰረቅቲ ሐደ እዩ ።
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 11 дней назад
ሰላም ሰላም ቴድየ ዓብይ ሰብ❤️❤️❤️
@anehadegtitetsba5054
@anehadegtitetsba5054 9 дней назад
ብስራት ንደብረፅዮን ክነኣእስ ሞራል የብሉን ምኽንያቱ ብስራት ቅድሚ ደብረፅዮን ማለሊት ዝነበረ ኣብ ኣኽሱምን ከባቢኡን ክንደይ መናኣሰይ ዝረሸነ ወንጀለኛ ሰብ እዩ ።
@kidaneberhe7911
@kidaneberhe7911 9 дней назад
አቶ ብስራት ካብቂምታ ሪሕቃ ሒወትኬ ብሰላም አብቲ እትነብረሉ ሃገር ተመራሕ ይሕሸካ። ቴዲ ብረስ ከአ ሰብ ዝሰአንካ ትመስል።
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 11 дней назад
ተጋሩ * አድነቕቲን ነቐፍትን ሐሳባት ንኹን። አድነቕቲ ውልቀ-ሰባት ነቐፍቲ ውልቀ-ሰባት አይንኹን። * ትጽቢት ዓወትና አብ ውልቀ-ሰባት፣ አብ ዝተወሰኑ ውድባት፣ ሙሁራት ጥራሕ ዝተወሰነ አይንግበሮ እንታይ ድአ አብ ኩላትና ተጋሩ ዘሎ ኡኩብ ድምር ኩሉ ዓቕምታትና ምኻኑ ንእመን። * ካብ ድሑር አተሐሳስባታት (ብከባቢ፤ ብቁሸት፣ ብዓዲ፣ ብመታዓቢቲ፣ ብመማህርቲ፣ ብዕርክነት፣ ብመሳቲይቲ) ዝብሉ ወጺና ንደቂ ሰባት ብዘቕርብዋም ሐሳባት ንምዘኖም። * ንውልቀ ሰባት ይኹኑ ንውድባት ንኹልና ተጋሩ ብሐባር ብዘርብሕ ዝኽተልዋ መትከላዊ አተሓሳስባን ብ ዝኽተልዋ ፖሊስ ንደግፎም ንቃወሞም። * ንንድግፎም ውልቀ-ሰባት ይኹኑ ውድባት ኽንድ እምባ አግዚፍና አይንግለጾም። * ንንቃዋሞም ውልቀ-ሰባት ይኹኑ ውድባት እውን ኽንዲ ፍረ ጣፍ ጌርና አይነአእሶም። * ኩላትና ጌጋን ጽቡቕን መፋጥርትና ዝኾና ደቂ ሰባት ኢና እሞ ደገፍናን ተቓውሞናን ዓቐን ዘለዋ ይኹን። * አድናቖትናን ወቐሳናን ድማ ብስነ ምግባር ዝተማእዘነ ንግበሮ። * ንውልቀ ሰባት ይኹኑ ውድባት ብውልቅና ስለ ዝጸላእናዮም ጥራሕ "ሐደ ሚልዮን ህዝብና አህሊቖም ከይአኽሎም" እንዳበልና ነቲ ኽንደይ ጀጋኑ፣ ጎብለላት፣ ሽደናት፣ ዋዕሮታት ንስለ ትግራይን ተጋሩን ዝኸፈልናዮ መስዋእቲ አይነራኽሶ፣ * ነቲ አብ ሙሉእ ዓለም ዘለና ተጋሩ ገንዘብና ግዜና ኩለንተናና ወፊና ዝተቓለስናዮ ቃልሲ አይነራኽሶ፤ * ነቲ ከም ህዝቢ ብጸላእትና ዝበጻሐና ጆኖሳይድ * ነቶም ዓለም እንዳ ራአዮም፣ ብራአዩለይ ስምዑለይ ንህዝብና - ብአየር፣ ሄሊኮፕተር፣ ድሮን፣ መዳፍእ ሐዊ አዝኒቦም ዝጨፍጨፉዋም። * ብኽባ ብዕጽዋ ብጥሜትን ሕማምን ዘህለቕዋም። * ብዕሰለአዊ ግብረስጋዊ ዓመጽ አሓትና እኖታትና ደፊሮም ስነ ልቦነአን ዝሀሰይዋ። * ብተመልከተለይ ቪድዩ እንዳ ቀድሑ ዝረሸኑዋም አብ ገደል ዝደርበይዋምብጸሐይ ቀትሪ ጥሪቶም እኽሎም ዘራእቶም ሀብቶም ቤቶም ዘዕኑውዋ ዝዘረፍዋ ወዘተ.... ወዘተ.....ኩሉ ዝፈጸምዋ ናይ ጆኖሳይድ ተግባር አይንሸፋፍኖ። * በደል ጸላእትና ናብ መራሕትና ናብ በዓልትና አይነማሐላልፎ። * ረሳዕቲ አይንኹን። ተቐየምቲ እውን አይንኹን። እንታይ ድአ ዘከርቲ፣ መስተዉዓልቲ፣ መስተብሀልቲ ንኹን። * ብትሕተ ርእሰ ምትእምማን ርእስና አይነድንን፤ ንዝተበደልናዮ አይንሸፋፍን። ናይ ጸላእትና በደል ንዓርስና አይነሸክም። * ብምሒር ርእሰ ምትእምማን ፈኸራ አይነብዝሕ። ብሰለማዊ መገዲ ብጥበብ ብብልሒ ንቃለስ። * ን ኹሉ ብዕቅን (balance) ገይርና ንዕሞሞ። * አብ ሕድሕድና ዘሎ ናይ ሐሳባት አፈላላይ ይኹን ናይ ሐድነት መስተጋብራት ብምጽላእን ብምፍታውን አይንርአዮም ብ የ- እምን እዩ፣ አየ-የእምንን እዩ ብዝብል ገይርና ንምዘኖም። * ኩሉ comment ዝህብ ትግራዋይ እዩ ኢልና ንነብስና አይነዕሹ።
@aregaiw
@aregaiw 11 дней назад
ናይ ብስራት ነገር፣ 1.ግምት ማለት መንግስቲ አይኮነን። ግን ተቆፂረን ዝተዋህቦ ዕማም ገዲፉ መንግስቲ ንምዃን ይጓየ አሎ። 2. መሕፈሪ፣ ህወሓት ሎሚ ረኸብናያ ሳእናያ ኢልኩም ህወሓት ንምፍራስ ትረባረቡ አለኹም። 3. ገለ ገለ ሊሂቃን ንስኻውን ዘለኻዮ፣ ታሪኻዊ ቃልሲ ህወሓት ክተናሹውን ክተፀሙን ንሰምዕ አለና፣ ታሪኹ ዘይዕቅብ ወለዶ።
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 11 дней назад
ኽቡር ሓው ቴዲ ብልቢ ንሕዝቢ ትግራይ ንምሕጋዝ ትጽዕር ከምዘለኻ ንፈልጥ ግና ብዛዕባ ትግራይ ዘይግደስ ሰብ ኣዲምካ ክተምጽዕ ኸለኻ መዓንጣን ህርር ይብል እዩ ብስራት ኣማረ ኣዘዩ ረሳህ ሰብ እዩ።
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l 9 дней назад
ብስራት አማረ ናይስልጣን ህረፍ ነይርዎ ሃዲሙ ሕዚውን ይሕንክር አሎ
@rurururu4775
@rurururu4775 12 дней назад
Tedi ezi sebay resah eyu Asena hasawi kbel ayneberon
@hailuLegese-zp8ku
@hailuLegese-zp8ku 11 дней назад
ተዲ ፕሬስ ንምንታይ ኢኻ ኩልሻዕ ንብሕመቑ ዝፍለጥ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ኣፍልጦ ዘይብሉ ብግዕዝና ንዝተባረረ ሰብ ከም ቋሚ ተንታኒ ገርካ እተቕርቦ ። ካብ ፖለቲካ ትግራይ ኢድካ ተተልዕል ዶ ኣይመሓሸን? ብዙሕ ሓውለቕለቕ ትብል ኣለኻ። ነብሱ ይምሓሮ ሰጉድ 50 ስልኽዓ ሂቡኒ ብዙሕ እዋን ደዊለልካ ስልክኻ ክተልዕል ኣይከኣልካን። አደብ!!
@kidaneberhe7911
@kidaneberhe7911 9 дней назад
ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብተዛማዲ ኢዩ ክርኤ ዘሎዎ። ሕውሐት ብተዛማዲ ማለት ምሶቶም ቅድምሕጂ ዝነበሩ ገዛእቲ ከተወዳድሮ እንከለካ አዝዩ ዝሐሸ አምሐድራ ከምዝነበረ ብዙሕ ዘጠራጥር አይኮነን። ኤሊት ኢዩ ዝበሃል አብ ኢትዮጵያ ዝሐሸ ከነምጽእ ኢና እናበሉ ነቲ አብ ኢትዮጵያ ዝከይ ዝነበረ ካብ ድክነት ናይ ምውጻእ ምዕባለ የቆናጽብ ነይሮም። ብአብይ ዝምራሕ ኤሊት ከአ መጺኡ ውጺኢቱ ከአ ይረኤ አሎ። አብ ትግራይ ከአ ብአብይ ዝእዘዙ መራሕቲ ጌታቸውን ጻድቃን ንሕውሐት እንዳ አቆናጸቡ አብ ትግራይ ዝሐሸና ኢና እንዳበሎ አብ ዲቅ ዝበለ ጸልማት ንትግራይ ብሕልፊ ንኢትዮጵያ ከአ ብሐፈሻዊ ከእትዉ ይራአዩ።
@rurururu4775
@rurururu4775 12 дней назад
resah eyu ezi sebay
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 11 дней назад
Tddy ይቅርታ ዋና ሓሰዊ መደናገሪ ብስራት እዩ ዓለም ዝፈልጦ ዝፈረመ ህወሓት እዩ ፈተካ ፀላካ ቂመኛ ሓሳዊ ኢካ።
@user-xy7ls4jt7t
@user-xy7ls4jt7t 7 дней назад
Bsrat husr eka abi sebay tehzn but aykonolkmun kusurat
@Mham-h1h
@Mham-h1h 12 дней назад
Ayana bisrat thanks!!
@fthi3585
@fthi3585 11 дней назад
እዚ ስብአይ ስልጣን ኻብ አብይ አሕመድ እንተሃቦ እዩ ምንፃፍ እዪ ዘንፅፍ ዘሎ ህዝቢ ትጝራይ አብ ቁረን ስቃይን አሎ ብዓልንስኻ ኻአ ስልጣን ኽትብሉ ፍደራል ኽኽኽኽድ ኽዳዕ
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 11 дней назад
ብስራት አማራን ከብ ቶም ተጋሓፉ ቂመኛታት ሓደ እንትክውን አብ ናይ ፃድቃንን ጌታቸውን ጋሓፋት ጋዓግእ መስመር ተሰለፍ ውዳቅ ሰብ እዩ።
@santiyago7635
@santiyago7635 12 дней назад
ፍላጣት ክባሃሉን ይፍልጥ እዩ ክባሃሉን? ብብቃዓቶም ዘይኮነስ?ብዓሌቶም ካብ ዝተፍለጠ ዩኒቨርስቲ ተመሪቆም ዘይኮነስ?ክምርቁ ዝተገበሩ ንፍልጦም ኢና ጋዜጠኛ: ሕጊ ?... ። አይፍልጡን ከምዝፍለጡ እውን ይፍልጡ። ን ናይ ሳዋ? ንእሽተይ እውቀት ምንአስ ምንአስ ፍልጠት ብዙሕ ቦታ ምሃብ? ከምቶም ዘይርዶኦም ብሱሩውን ዘይርድኦም አድጊ ኢሎም ዝፁውዕዎም ዝበለፁ ፃዕዳ አድጊ ስለዝኮኑ።
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 11 дней назад
Melina Aynzereb ywgah
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin 11 дней назад
በርትዕ
@shewasium1294
@shewasium1294 11 дней назад
ኣይተ ኣማረ ናማንኤል ሓሳዊ ክትብሎ ንዓኻ ፎኪስ ሰብ ምዃንካ ኣብሪህካልና።ባህ ዝብለካ ስለዘይተዛረበስ ክንዲዚ ዓዘፍዘፍ።ፍትሒ ነቲ ዝሳቐ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ይፍጠረሉ እምበር ንዓኻ ምስማዕስ ዘርብሕ ኣይኮነን። ዘንጣሊ ስነምግባር ዝጎደለካ ኢኻ።
@assaylemlem6939
@assaylemlem6939 9 дней назад
❤❤❤❤
@rurururu4775
@rurururu4775 12 дней назад
ezi sebay ksdd hasawi ybl
@Mojo1132
@Mojo1132 11 дней назад
Bisrat seni shuka argit seyab makor happy new year 🎉🎉😂😂
@toyotaw2500
@toyotaw2500 11 дней назад
ጃንዳ ጎጅለ እንክልል ጫውጫው አበልካያ እዚ ዝራኤ ዘሎ ክለን አውራጃታት ምስ ግዝያዊ መንግስቲ እየን,
@berhaneniere7154
@berhaneniere7154 8 дней назад
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 11 дней назад
ተጋዳላይ ብስራት; ንፃዕዳ ፃዕዳ; ንፀሊም ፀሊም ተባሂሉ ብግልፂ ክዝረበሉ ኣለዎ:: ኣማኒኤል ኣሰና ቲቪ: ኣብ እዋን ፅንተታዊ ኩናት ትግራይ ንዘበርከቶ ፃዕሪ ብጣዕሚ ንንእድ:: ሎሚ ግና ንሱ ባዕሉን ርኢቶ ወሃብቲ ሰዓብቱን ህወሓት ክትድሕን ይቃለሱ ኣለው እዮም:: ኣማኒኤል ግደፈና ትግራይ መንግስቲ እንተሃሊዩዋ ናይ ፍትሒ ተቓለስቲ ኤርትራዊያን እውን ፅቡቕ እዩ ዝብል ርኢቶ ንፅሕፈሉ ኢና: እንተኾነ ግና ኣብኣ እዩ ነኺሱ ሒዙ ዘሎ:: ርጉፅ ኣይኮነን ኣይተዛረብሉን እምበር ቅድሚ ሕጂ ምስ ላዛ ትግርኛ ኣሰናዳእቲ ዝተፈጠረ ምስሕሓብ እውን መበገሲኡ ንሱ ከይኮነ ኣይተርፍን ዝብል ግምት ኣለና::
@swseir8874
@swseir8874 9 дней назад
ብስራት በካዕ አብገድሊውን ብስራት በካዕ ሽሙ
@TasyRama
@TasyRama 9 дней назад
ናይ ወያነ ዒራዒሮ እዩ
@user-iy8mx4gh6r
@user-iy8mx4gh6r 8 дней назад
እዋይ ውፁእሓ ሶትብሱራት እቲዘሕዝን እዚሰብ አይሓደ እግሩናብጉድ ጓድሰዲ ዱአብባይ ታዘየለሒ ሒሶትአቋርፅበሎ
@TasyRama
@TasyRama 9 дней назад
ሓሳዊ ሰብአይ አይትዓድሞ
@gebraisamuel8369
@gebraisamuel8369 9 дней назад
13:47 Bitter Truth. Michael Sehul in the name of TDF is in the making. One possible senario is war lords on geographical setting is possible. May be one faction of TDF generals to be aligned with Shaebia. Possible that Tigray can be in chaose
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 11 дней назад
Mengsti mstemertse eyu nay mengsti zekbre
@amdeworkkidane3819
@amdeworkkidane3819 9 дней назад
ይህ ሰውዬ የተኩላዎች ተኩላ ነው። ሀሳብ ማለት ኢጎህ የበጠሰውን ሁሉጊዜ እያነሳህ በመሳደብ (መርዝ በመርጨት) መኖር ነዉ።ጀኖሳይድ የሚለው ውሸቱን እሱ ቢኖር ይህ ህዝብ ያስጨርስ ነበር።
@user-iy8mx4gh6r
@user-iy8mx4gh6r 8 дней назад
ቴዲፕረስ ካብብስራት ሓቀኛትን ተናክረክ ብኢልካተ ኾይንካድ ንቁርናጥ ራሕእዩ::
@G.Ge-m8v
@G.Ge-m8v 9 дней назад
ቴዲ ፕረስ ምዝመዛ ፖለቲካ ትግራይ ንረብሓ ህግደፍ እትገብሮ ከንቱ ድኻም ኣቑሞ ብስራት ኣማረ ንተጋሩ ይቐርብ!! ትሕዝቶ ምድያኻ ግጡም እዩ ሰላዪ
@davidharcot220
@davidharcot220 11 дней назад
ካብ ትግራይ ትመስል እዛ አንባቢት😂😂😂
@drgayimAsefa
@drgayimAsefa 8 дней назад
ውድብዋዊ ፍቕሪ ዘይብልኩም ከመይ ኢልኩም አብቲ ቓልሲ ከምዝፀናኹም ይገርመኒ አሎ
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 11 дней назад
ሓደራ ቴድየ ከም ኣማኒኤል ዑሱብ ከይትኸዉን ኢኻ ሓደራ ኣሰና ኣማን ብኣማን ተሓርጓታይ ምዃኑ ትማሊ ፈሊጥና።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 11 дней назад
አሰና ካብ ትጽለል አመታት ጌራ President ሞይቱ ገለመለ ወዘተ ካብቲ ግእዚ አመታት እያ ጌራ ግጅለ ጎባኤ ካብዚኦም ኩልም ኤርትራውያን ሚድያ መበል ካላአይ ብልጫ ዝሐበቶ የማናይ ኢድ እያ..
@Azeb1782
@Azeb1782 12 дней назад
ሓሳዊ አይበሓልንዩ አማረ ናይ ምዕቡል አይኮነን፥
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 6 дней назад
Teddy press እንቋዕ ሓጎሰካ ኤርትራዊ ክትመስል ፈቲንካ ናይቲ ጅግና ተጋዳላይ ጀ/ ብተወደድ ኣቅሪብካዮ::እንድዒ ተስፋ ግዲ ቆሪጽካ ::ወዮ ምስ ኣቶ ብስራትን የስየፍ ገብሪሂወትን ብዓሊተና ኣዶሊስ ምቁጽጻር ከምዘይከኣል ግዲ በሪሁልካ ኮይኑ ::
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 11 дней назад
Wedi werede tay malet dyu
@user-lj2bm7gz7b
@user-lj2bm7gz7b 10 дней назад
ሰላም ብስራት ተጋዳላይ እንዳ ተባሃልካ ትቕጽል ኣሎኻ እሞ እንታይ ስለ ዝኾንካ ኢኻ ቛንቋ እንግሊዝ እንዳ ሓወስካ ትዛረበና።ንነጻነት ቛንቋ ትግርኛ ዶ ኣይተቃለስካን ኢኻ ፧
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 11 дней назад
tddy አማኒኤል ትከከል እዩ ካሊዕ ህውሓት የለን እዛም ናይ ሌያብቱን ናይ ሰካራምን ፃድቃንን ጌታቸውን ናይ ወንጀለኛታትን ከም ብስራት አማረ ዝአመስሉ ሰረቅቲ አፎም ክከፍቱ የሓዝን።
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 11 дней назад
አየ ብስራት ናይ ምንተይ ነፃነት ትብል አለካ Tdf ናይ ምንታይ መንግስት እዩ ናይ ጌታቸውን ናይ ፃድቃንን ናይ ባንዳታትን ናቲካ ወዲ ናታካ ናይ ቂመኛታት አብ ትግራይ መንግስቲ ዳ አሎ እዩ እቲ መንግስቲ እዃ ግዚያዊ እዩ ናይ ሰካርማትን ባንዳታትን አበይ ዘሎ መንግስቲ እዩ ዝዛርብ ዘሎ ናይ እኒ ጌታቸው ን ፃድቃንን ናይ ብልፅግናን ናይ ምዕራባዊያንን እዩ እንኻን አብ ትግራይ አብ ኢትዮጵያ ም ባታ የብሎምን እዛም ክልተ ባንዳታት ን ቂመኛታትን እክብካብ ቡድን ከብ ትግራይ ክነጥፎም ኢና።
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l 9 дней назад
ብስራት መላከዒ ዕድመ ምሉእ አብዓጀውጀው ሃዳሚ መላኽዒ ንስኻ ንታደሰ ናይምግምጋም መሰልን ሞራልን የብልካን
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 11 дней назад
ሐቁ እዩ ንስራት ኣማረ ብዛዕባ ኣማኒኤል ኣሰና ተጋግዩ እዩ ንግዝያዊ መንግስት ትግራይ ፕረደንት ጌታ ዘካይዶ ምስ ህዝቢ ተምቢኤን ዓድግራትን ጉባኤ ኣማኒኤል ኣሰና ዶር ደብረጼን ኢሰያስ ኣፈወርቂን ሐደ እዮ ብስስዓ ስልጣን
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 11 дней назад
ሓሰዊቲ ተጋሩ ሓገሮም ፡ህዝቦም ባሓሳእ ሸጠሞ አዮም። ኣብ ኣመሪካ ኮይንኻ ሃምበርገር አናብላዕካ ሃተፍተ ምባል ዋጋ የቡሉን። መርስሕቲ ትግራይ ከም አቲ ዘብሉዎ ዘይኮንስ ሓረን ሺንትን ኮይኖም ንእመሪካ ሃዲሞም ሃተፍተፍ አንታይ ይጠቅም።
@iskatl1098
@iskatl1098 9 дней назад
Abi Ahmed ni Getachew kem Amahadari kemtho ghset tgrai do aykonen entay eka tibl zelecka.
@user-st8ke5zv2d
@user-st8ke5zv2d 12 дней назад
🙏🙏🙏
@lulyatesfatsion105
@lulyatesfatsion105 11 дней назад
Ab plan A plan B dhri plan A & B ztgberu medebat nhzbi ente zhber emo hzbi nmiebaletat bbmedrekom nkxbryom ykun nkserhalom hagazi mkone
@santiyago7635
@santiyago7635 12 дней назад
ቅሰን ተጋዳላይ ብስራት አማር! ብፍላይ ድማ ትዲኤፍ ትግራይ። ፓሎቲካ ትግራይን: ናይ ፖሎቲካ ፓርትታትን? ፕሮግራምን ቢሮን እምበር ዝውንንኦ ሰራዊት ከይህሉ ብምግባርካ ብስም ህዝቢ ትግራይ ብቻ ዘይኮነስ ብስምን ክብርን ነቶም ንመሰልን ማዓርነትን ዲሞክራሲን ዕቤትን ህዝቢ ትግራይ ዝሓለፉ ስማእታት አውን ዝያዳ ። ተመስገን ። ንህዝቢ ኤልትራ እውን ብዘይ ቃላዓለም ይምነ።
@mezgebemihretu7047
@mezgebemihretu7047 11 дней назад
How is possible to have two negotiators (Getschew team and Debretsion team vs Abiy (federal government)
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 10 дней назад
ወይ ጉድ ከም ወዲ በሻሻ ግዜን ደገፍን ጸረ ወያናይ ዲሞክራሲ ዝኾኑ ምዕራባውያን ፋሺሽቲ ከም ብዓል ትራምፕ ረኺቡ ኣብ ርእሲ እቲ ንኽልተ ኲናት ሕጂ ኸኣ ኣብ ውሽጢ ሕወሓት ተወሺጦም ብላሕኲ ኣቢን ማይክ ሃመር ኣቢሎም ነዛ ረኺቦማ ዘለዉ ግመት ስልጣን ካልኣይ ዕግርግር ብስም ዲሞክራሲ ።
@smithy1810
@smithy1810 11 дней назад
ብስራት እትብሀል ሰብአይ ግን ንባዕልኻ ናይ ባንዳታት ጉጅለ መራሒ ኢኻ ሕፈር
@GereGebrhawaryat
@GereGebrhawaryat 6 дней назад
እንታይዝትንትን እዚሌባ ሓሳዊ
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 12 дней назад
06 ሀለቃ ዝነበረ ክጋደሎ ዝወፈሩ ዝጥፍእ ዝኘበረ ወርቂ ሰርቁ usa.ዝሀደመ እቲ ህዝብና አብ ሽግር ዘተወ ሀደ እዚ ሐመኛ ከዳእ አብ ohio ከኑ ሀዊ የተዉሎ Teddy የዋህ ኤርትረዊ ዝለዝኸንካ ከም poletica ፈለጥ ገርካ ተቀቅርቦ አለኻ ሂዘ ዝፍጠር ዘሎ ህዝብና ጸገም ንቅድሚት ተሀታቲ እዩ???!???????!??!??????????????????????????????????????????????????????????????????????????
@nolawi30com88
@nolawi30com88 12 дней назад
ኣሰና ናይ ጉጅለ ደብረጽዮን እያ።ተድሮስ ከማ ን ጽልዋ ናቶም ኣለካ! ተድሮስ ናይ ባሻ ደስታ ኢልካ ተምጽእ ካድረ ናይ ሕዋሓት እዩ *ባሻይ ደስታ * ደደቢት * ኢስታልን * ፈንታለ መድያ * tedros (ንስኻ * ኣሰና *ወዘተ ደገፍቲ ናይ ደብረጽዮን ኢኹም ብዝሓት ኣለው ከም ማይከላይ መርገጺ ዝሓዙ ዝመስሉ ግን!ደገፍቲ misinformation ናይ ህዝቢ ዘመሓላልፉ ዘለው
@anehadegtitetsba5054
@anehadegtitetsba5054 9 дней назад
ብስራት ንስኻ ከዲዕኻ ዝኸድካ ናይ ውድብካ ገንዘብ ንውልቅኻ ዘዉዓልካ ኢኻ ስለዚ ንጀ/ል ታደሰ ክትነቅፍ ሞራል የብልካን
@iskatl1098
@iskatl1098 9 дней назад
Bsrat tgage aleka ni Amnuel Asena Hasawi eyu elka ktgelzo yeblkan atrirkalu bigega eyu awziuwo kitbl neyruka ab znkur gzie ab godni Kalsi hzbie dew zbele seb eyu anes kemzi ziamesele hijum kalat kabaka aytethebekun yehzn.
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 11 дней назад
ክኽክክክ ተድሮስ ሎቅማጽ ን ኣሰና ክኣ ይከላኸለሉ ዕምርኻ ትሕጸር ኣሰር ሰበይትኻ ክትስዕብ ኢኻ ብካንሰር:: ንኤርትራ ከተጸልም ብትግራዋይ ሓሰውቲ ተባሂልኩም ግርም ጽቡቕ
@habtesushaile2519
@habtesushaile2519 12 дней назад
ውድብ አንጻር ዓመጽ ተቃሊሱ ስልጣን ዝሃበ ኣፍሪቃዊ ሃገር ስለዘየለ ብትግራዎት ክጅመር ናይ ኣፍሪቃ ኣርኣያ እዩ። ውድብ ድሕሪ ህዝብን መሬትን ዶባትን ሕዝብን ህውሓት ንሻዕብያን ክልተ ገጽ ሐደ ቅርሺ እዮም ናይህዝበም ሐልዮት የብሎምን መለሳ ቆሎ ጥጥቆ እዮም ።
@getachewworku6450
@getachewworku6450 12 дней назад
ኣበበ ድርባይ ወራዳ ድክዳክ
@teklitgherie6708
@teklitgherie6708 11 дней назад
ድገመለይ ኣቶ ብስራት ን ኣማንኤል ኣስምአለይ ዝሓሳዊ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 дней назад
አቱም ቂምኛታት እግዚአብሔር ይገስፅኩም።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 12 дней назад
Hazbi Tigray is behind getachew::
@hlufmahari4078
@hlufmahari4078 10 дней назад
ኣማኒኤል ኣሰና tv ብተዳጋጋ ጌጋ ዝኾነ ዜና የመሓላል ኣሎ ሰለዚ ብሰራት ንኣማኒኤል ሓሳዊ ምባሉ ልክዕ ዩ።
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 12 дней назад
እዛ ክንፈርህ የብልና ክንተብዕ አለና ትብል ናይ ቢተው እስኹም ክትጥቀሙላስ አይተስከፉን ዲኹም? ወይ አይትሓፍሩን እንዲኹም ???? ደቂ መይ ጠላሚት😂
@KahsayKiros-yi3gf
@KahsayKiros-yi3gf 11 дней назад
Amanuel Asena is pretending as friend of Tigray but in reality he Shaebia’s point man on Tigray in sinister way. ዃሓሎ ያ መሲለንስ መንቘሮ ከዝበሃል።
@mekonengebrmikaiyl3203
@mekonengebrmikaiyl3203 12 дней назад
ንሶም ምስ ብልፅግና ኮይኖም ከጥፍኡና እናመፁስ ንሕና ስቅ ክንብል ማለት ድዩ
@eriascari8355
@eriascari8355 11 дней назад
AGAME HASEWTI SEREKTI DEKI SHERMUTA 😂😂😂😂 SHABIA ISSIAS ERITREA 😂😂
Далее
ЗАБЛУДИЛИСЬ В ТРАВЕ #shorts
00:25
Просмотров 659 тыс.
Mini bag sealer
00:58
Просмотров 4,7 млн