Тёмный
No video :(

Teddy Press ኣብ ቃልሲ ዘለዉ ጸገማትን መፍትሒኦምን - ዮናስ ሃ/ስላሰ 

Teddy Press
Подписаться 50 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

ኣብ'ዚ ቃልሲ፡ ኣብ'ዚ ቀረባ ኣዋናት ዘሎ ሕድህድ ምጥቕቓዕ ንብዙሕ ሰብ ከሻቕል ጀሚሩ ኣሎ። ንምዃኑ እቲ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ኣብ ከመይ ኩነታት ይርከብ? እቶም ጸገማት ኸ እንታይ እዮም ? መፍትሒኦም ኸ እንታይ ክኾኑ ይኽእሉ? ዝብሉን ካልእን ኣገዳሲ መደብ።

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 192   
@ghenetyemane8468
@ghenetyemane8468 Месяц назад
ክቡር ተዲ ነዚ ተባዕ በሊሕ ዮናስ ዘስማ ኢካና ነመስግነካ
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 Месяц назад
ንዮናስ ብጣዕሚ የ ዘድንቖ መንእሰያት ግዜ ሂብኩም ስምዕዎ ጠቓሚ አስተምህሮ ሰዐብትኻ ይብዝሑ ሐያል ተንታኒ
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 Месяц назад
መሕዘን ካብ ዮናስ ሕስድና ጭካነ ምበር ትምህርቲ የለን ኪድ ተደሊኻ ባርያ ናቱ ኩን
@Tsegaye-xm1iv
@Tsegaye-xm1iv Месяц назад
የቐንየልና ክቡራት የሕዋት እዚ ጉዳይ ኣውራጃ ሓደገኛ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ እዚ ድሕረት እዚ ኩላትና ክንዋገኦ ኣለና ዝሕዝን እዩ ኣብ ከምዚ ዓይነት ድሕረት ክንወድቕ ብዝኾነ ዮናስ ቀጽሎ ስለምታይ ዘረባኻ ዕዳጋ ዘይረኸበ ግን ንነብስኻ ግዜ ሂብካ ሕተታ ❤❤❤❤ ምስ ኣኽብሮት
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 Месяц назад
ብጣዕሚ ንጹር መግለጺ ዮናዝ ቡሱል ናይ በሓቂ እታ ዘላ ብትክክል ገሊጽዋ።
@tesiboy9007
@tesiboy9007 Месяц назад
ብወገነይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንተና ዮናስ :: ስክፍታ ግን ኣለኒ ብድፍረት ኣይትዛረብን ኢኻ መን ዩ ጠንቂ ጠፊእካ ኣይኮነን ስለዚ ቁሩብ ናትካ ትብዓት ከድልየና ዩ ንሓድነትናን ሰላምናን:: የቐንየልና ስለ ጽቡቕ ትንታነኻ ግን::
@shishaytesfamicael8662
@shishaytesfamicael8662 Месяц назад
ብዙሕ ሓቂ ዩ ተዛሪቡ እቲኣ ሓንቲግን ክነቅፍ እንበር ኣብ ማእከል መጺኡ ከዐሪ ዘይምኽኣሉ ዩ ቲ ጌጋኡ
@meakeleghabreab4722
@meakeleghabreab4722 Месяц назад
ስላም ቴዲ ከምኡ ድማ ሓው ዮናስ ጽቡቅ መደብ እቶም ንጻረፍን ንዝልፈን ግን ሰብ ዝተፈልያ ሓሳብ ሰለ ዝለዎ ጥራሕ ናብ ህግደፍ ከተጸግዖ ምድላይና ዝጠቅመና ኣይኮነን መክንያቱ ቀንዲ ጸላኢና ገዲፍና ኣብ ነንሕድሕድና ኣይንግበሮ።ደለይቲ ፍትሒ ኢና ቡዝሑነት ኣታሓሳስባ ንጻወር እቲ ኣብ ሃገርና እንደልዮ ፍትሒ ድማ ነብሲ ወከፍ ሰብ ድምጹ ዝስማዓሉ ሓሳቡ ዝገልጸሉ ክህሉ ኢና ንቃለስ ሞ ንካባበር ።
@Abera854
@Abera854 Месяц назад
ብጣዕሚ ብሱል ትዕዝብቲ ሓው ዮናስ......ጋዘጤኛ ቴዲ ን ዮናስ: ዮሴፍ ገብሪሂወት ዓቢ :.ጋዘጤኛ መሓሪ: በረኸት.. ደጋጊምካ ከተምጻኣልና ንላቦ.....የቐንየልና ሓው.ቴዲ
@jerosalem2022
@jerosalem2022 Месяц назад
የናስ ጽን ኢሉ ዝሰምዖ ዝሳአነ ብዙሕ ጹቡቅ ቡሱል ሐሳብ ዘለዎ እዩ
@SelamShalom419
@SelamShalom419 Месяц назад
ኣገናዕ ዮናስ። ኣንታ እዚ ወዲ ኩሉ ዘረብኡ ንዘስተብህለሉ መልእኽቲ ኣለዎ። ቁሩብ እስኪ ጽን ኢልና ክንሰምዖ ነፈትን። ብዙሕ ኣገደስቲ ዛዕባታት ዩ ኣምጺኡ። ስነ-ምግባር ቃልሲ ትካላዊ ኣሰራርሓ chains of command ባህርያት ቃልስን ተቓለስትን ንኸስር ዲና ዘለና ንዕወት ዕምቆት>ድምቀት ኣድህቦ ናብ ውሽጢ ህዝበይ ኣዳምጽ። ሱቕ ኢልካ ምንሻው ኣይጥዑምን። ዓሻ’ዩ ዝግዜ ዘይዓሻ ዝደሊ!
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ከምዚ ናቱ ዝብሉ ማዓት ኣለው ዘዕርዩ ኢዬም ተሳኢኖም ዘለው ዝሓወይ።ዬናስ ከም ኣብቲ ቃልሲ ዘሎ እንታይ ጻዕርታት ጌሩ ብዘይካ ከናሹ።እስከ እንታይ እጃምካ ክዕረ ኢልካ ሕቶቶ? ንስምዓዬ ንስምዓዬ ንምንታይ ክንሰምዖ?? እጃሙ ይግበር ክዕረ ።
@samyohannes8371
@samyohannes8371 Месяц назад
Thank you Yonas. As always bold stand and clear message
@iseyasgebrehiwet2546
@iseyasgebrehiwet2546 Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓሳብ ዮናስ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ጽቡቅ ገሊጽካዮ
@gezadkatat1465
@gezadkatat1465 Месяц назад
ቴዲ ዮናስ እዚ ዝገልጾ ዘሎ፡ዳርጋ ኩሉ ግዜ ዝብሎ ዘረባ ኢዩ ዝደግም ዘሎ፧ ሓጻር ግን!ዮናስ ነቲ ኣሎ ዝብሎ ሽግራት ደንበ ፍትሒ ከዐሪ ዝተበገሶ ኣሎ ድዩ፧ እንታይ መፍትሒ"ከ ኣሎ፧ ዮናስ ፍጹም ንዓና ንመናእሰያት ክጸርፈናን ከዋርደናን እምበር ንሓንቲ፡መዓልቲ ኣብ ባይታ መጽዩ ከተባብዓና ይኩን ጉድለትና ክነገረማ ተራእዩ ኣይፈልጥን። በንጻሩ መንእሰይ ምስ ውፋይ ስለዝዓሰለ፡ንውፋይ ረከብክዎ ክብል ኣልማማ መንእሰይ ይውንጅል። ስለዚ ዮናስ ካብ ጥኒን ወጽዩ ስጉምቲ ወሲዱ ምስ መንእሰይ ዘለዎ ርክብ የዐርዩ፡መፍትሒ ዝብሎ ሓሳባት ከመንጩ ኣለዎ። እንተ ዘይኮይኑ ምኒንንንንንንንንንንንን መፍትሒ ኣይኮነን። በቲ ንሱ ዝጠቅሶ ዘሎ ወረዳ"ዶ ዓዲ ግን ካብ ውፋይ ንዓይ ዮናስ ይቀርበኒ ኣብዚ ዘሎ ኣካይዳ ግን ዮናስ ምሽ ምስ ውፋይ ምስ ተራ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ ውን ኣይቆጽሮን"የ!
@davidharcot220
@davidharcot220 Месяц назад
አምቧእ😅
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Месяц назад
ስቕ ኢልካ ተማሃር ድቃላ🤮😂😂😂
@davidharcot220
@davidharcot220 Месяц назад
@@user-zb8cn5uv5e ድቓላ ሙኻንሲ ከመይ ኢሉ እዩ ጸርፊ ኾይኑ ? ናይ ክፍአት ግብሪ ከመሰ ስርቂ ሓሶት ምንዝርና ወዘተረሸፈ ስለ ዘይብሉ ማለተይ እየሞ ድቓላ ሲ ስለምንታይ ጸርፊ ኾይኑ ጸሊም ጸርፊ ድዩ?????
@davidharcot220
@davidharcot220 Месяц назад
@@user-zb8cn5uv5e አታ ድቓላ ጠፊእካኮ መልሰለይባ መድቁል😂😆😂
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Месяц назад
@@davidharcot220 ግዜ የብልናን። ብ ግንባሮም ብ ሽጉጥ ርእሶም ዝፈረሰ ስዩም መስፍን😃 ኣባ ፀሃየ😃ምስ ደቃሉ ተሽከርካሪት♿ ዓረብያ♿ ዘይብሎም ለማሳት ምስ ቆራፃት♿ እጉሮም♿ ክክክ ምስ ረሳ 1.5🇻🇳😂🇻🇳😂😂😂
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy Месяц назад
" ሰብ ኢለ እምኒ ቆንጥየ" ድዩ ዝተባህለ
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 28 дней назад
Malet
@habtomtew3050
@habtomtew3050 Месяц назад
ዮናስ፡ ሓሳድ ዱዩ ዋላስ ተንኮለኛ ምሩጻት ቓላት ተጠቒምካ ንዝቓለስ ሰብ ኪትሃሪም ፡ልቦና ፡ ሕስድና ወይ ተንኮል? ጌጋ ከም ዘሎ ትኣምን እንተኮንካ ስለምንታይ ኣብ ጌጋታት ምዕራይ ዘይቲነጢፍ። ከምዝርደኣኒ ብቕንኢ ዝሓመምካ ኢኻ ትመሲል
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Месяц назад
ቅድም ስምዓዮ ዝብሎ ዘሎ ዓዎን ።
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 Месяц назад
Keep it up Admas 👍👏
@nolawi30com88
@nolawi30com88 Месяц назад
ዮናስ ብጣዓሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ከይትሕለል NB ኣብ ውዱብክብ ውን ብተደጋጋሚ ክተልዕሉ ይምሕጸን።
@mahariabraha7512
@mahariabraha7512 Месяц назад
እዋይይ በዓል እዚስ ኣብ ሃገራዊ መሪሕነት ኪሕሰቡ ። ብጣዕሚ እዩ ኣዛዊሩ ዘይሓስብ ።
@wediarayafilimon8018
@wediarayafilimon8018 Месяц назад
ኣቦ ሓቂ ❤
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Месяц назад
ዮናስ ኣድማስ💪😘😘😘
@WedimeraguzayDani
@WedimeraguzayDani Месяц назад
ዮኒ ናይ በሓቂ ገሊጽካዮ 💯%✅ ❤
@lovetruly6111
@lovetruly6111 Месяц назад
ኣብ ናይ ዮናስ ቃላት ሓደ ነገር ሪኤ ኩሉ ብናቱ ኣጋላልጻ ንሱ ኩሉ ከምዚፈሊጥ ከዕሪ ከምዘይደሊ እቲ ፖልቲካ ዝብል ዉን በቲ ንዑኡ ብዝስምዖ እንበር ካልኦት ብዝርድኦም ከምዘይ ቅበል የርእየካ እንታይ መፍትሒ እንተተባህለ ካኣ ኮለል ጥራይ ክብል ጻሓይ ዓሪቡዎ
@natnaelkiros2283
@natnaelkiros2283 Месяц назад
ኣምላኪ ኣይትኩን ሓንጎልካ ክፈት
@ቅንጥብጣብ
@ቅንጥብጣብ Месяц назад
እቲ ሓደ ንደምበ ዓበድበድ ብግቡእ ተረዲኡዎ ዘሎ ሰብ ዮናስ እዩ ክበሃል ይከኣል:: እቲ ዘሕዝን ነገር ግን ሰፊሕ ኣጠማምታን ክውንነታዊ ትዕዝብትን ዝሓዘለ ሰብ ተቀባልነቱ ጎደሎ እዩ::
@Eritrea2830
@Eritrea2830 Месяц назад
ዮኒ ዓቢ ሰብ
@user-vn7do8kj6y
@user-vn7do8kj6y Месяц назад
እዚ ሰብ ዝሰሞ ዝሳኣነ ሰብ እዩ !!
@danielgebreab692
@danielgebreab692 Месяц назад
Great analysis good job 👏
@kifleghide3671
@kifleghide3671 Месяц назад
You are right brother ❤❤❤
@fggb468
@fggb468 Месяц назад
Doubters and opportunists in politics are very dangerous . Base on his analysis his definition of PFDJ is unclear or has changed overtime .
@jowisdom5321
@jowisdom5321 Месяц назад
What is politics? Defined well! I can tell he reads! Thank you for your free Education Mr! I'm pretty sure HGDEF has invested massive amount of cash but also we have insecure individuals like Seltene, Aya Drar, Afewerki and many more!
@tesfalemsaymon6085
@tesfalemsaymon6085 Месяц назад
You are smart Yonas
@hopefull8077
@hopefull8077 Месяц назад
ዮናስ ልክዕ ከም ስያምኡ “ኣድማስ” ኮይኑ እየ ረኺበዮ ኣነ።
@tedrosyohannes834
@tedrosyohannes834 Месяц назад
Thanks guys 💎💎💎
@temesghen9252
@temesghen9252 Месяц назад
ዕድለኛታት ኢና ኤርትራውያን ከም በዓል ዮናስ:ተስፋይ: ሰማር ምህላዎም ሰፊሕ ኣተሓሳስባ ዘለዎም.የቀኔልና ቴዲ ሓውና!!
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Месяц назад
ቅኑዕ ግሉጽ ትንተና ሓውና ዮናስ ኣውራጃውነት ግደፉ ግደፉ መፍቶ ኢሳያስ ኣይትግበሩና ኢልና ንሰልጠንን ስዓብቱን ሓቢርናዮም ደጋጊምና ምስ ስዓብቱ። ግንከ ገደደ እምበር ኣይተምሓሸን ሓጂ ልቢ ይሃቦም ኣጋባብን ሕብረትን ክገብሩሞ ብስጥመት ክንኣልያ ንህግደፍ።
@amatesfa5753
@amatesfa5753 Месяц назад
መቸም ኣብ ዓብላልነት ንሓቂ እዝኒ የብሉን, እዚ ዝዛረቦ ዘሎ ሓቂ ኢዩ. ግን ህዝብና ኣብ ግዝኡ ዘይኮነ ምስ ሓለፈ ኢዩ ዝሰምዕ !
@amanuel5687
@amanuel5687 Месяц назад
እዚ ሰብ ናይ ይግደፍ ዕድመ ክነውሕ ዝጽዕር ዘሎ እዩ አነ ዝገርመኒ ከመይ ኢሉ ነዚ ስርዓት ከውድቆ ዘሐስብ ዘሎ ዝጠፈሸ ፖለቲካ ሒዙ
@user-tc3et5df3r
@user-tc3et5df3r Месяц назад
በሊሕን ኣገዳስን ሰብ ኢካ ። መቃልስትካ ድማ ከተለሊ ኣለካ ማለት ምስቶም ኣብ ባይታ ዘለዉ ርክብ ግበር ሓይል፡ እቶም ኣባላትካ ዝነበሩ ሞ መሕፈርቲ እዮም ብዓሌት እዮም ሰብ ዝስዕቡ ሰነፋት ዱሑራት እዚ ተጻራፍን ፓፓጋሎ መንእሰይ ንግዚኡ ዩ ምክንያቱ ዘድልን ዘይድልን ሓሳብ ኣብ ሩእሱ ሶኪዖም ርኡሱ ሓቢጡ ይሕቢጠሞ ኣሎዉ ፡ንግዚኡ ዩ ዘፍ ክብል እዩ ርግጸኛ የ
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 Месяц назад
I love this guy. Always a unique perspective!
@bobjaha4623
@bobjaha4623 Месяц назад
Good analysis
@awetyacob5242
@awetyacob5242 Месяц назад
እቲ እንኮ ነዚ መንእሰይ ዝተረደአ በሊሕ ናይ በላሕቲ ዮኒ smart
@dawitgere6235
@dawitgere6235 Месяц назад
Yoni u eti zhshe poleticenga
@issomtube1984
@issomtube1984 Месяц назад
ኣታ እንታይ ወሪድካ ነዚ ነውራም ተምጽኝ ህግደፍ መሓሸና ነታ ቻናልና ባ ሕሰበላ ካብዚ ዝመሃር መንእሰይ የለን ቅንኢ ሕስድና ምኒኑ ስዕረቱ ዘይቅባል ትንፈር እንበር ጤልያ እንዳበ መን ካብዚ ከመሃ ንይ ድንቁርና ትምህርቲ ከፈት ማስቲካ
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 Месяц назад
Thank Yonas for the reasonable explanation 🙏
@efremzeray7991
@efremzeray7991 Месяц назад
Xere kalsi enkfat ekum
@samites2073
@samites2073 Месяц назад
መንእሰያት ብሰንኪኻ ናብ ህግደፍ ጆይን ጌሮም ምስ ስውኣት ባእሲ ምስ ጀመርካ ግድለትካ ናብ ማን ሰበ ከይትልግቦ ኣብ ቡሩህ መጽኢ ከይንካ ዘይስነ-ምግባራዊ ጽሕፋት ትጽሕፎም ንስታት መንእሰያት ናብ ህግደፍ ኣቢልዎም ቮዶታትካ ክሳብ ሕጂ ፖሮጋንዳ ዝስርሕሉ ዘለዉ
@MakiclHabesh
@MakiclHabesh Месяц назад
❤❤❤🎉❤❤❤❤❤
@mengs14
@mengs14 Месяц назад
ዮናስ ጽቡቕ መግለጺ ዩ ኣብታ ናይ ሎጎጭዋ ግን ኮሊፍካዮ ስፍሕ ዝበለ መብርሂ እንተዝህበላ ጽቡቕ ነይሩ::ዘይንፈልጦ ዝነበርና ብዙሕ ኣትሒዝካና ኣሎኻ ኣብኣ::ብዝኾነ የናስ ብዙሕ ክምህር ዝኽእል ዓቕሚ ኣለዎ ደጊምካ እንተተምጾ ጽቡቕ ዩ::
@nathinethadgu1685
@nathinethadgu1685 Месяц назад
ግርም
@davidharcot220
@davidharcot220 Месяц назад
ዝገርም እዩ ጣጣና ቡዙሕ እዩ በዚ ሕጂ ዘለው ወሎዶ ዝፍታሕ አይመስለንን ገልታዕታዕ በዚሕዎ
@danielteame4033
@danielteame4033 Месяц назад
ሐሳዊ ሽለት ዝኽንካ ስብ ቅማጵ ህግደፍ ኩሉ ግዜ አልታዊ ነገር ትራይ ክትዛረብ ሐሳዊ
@SurafielSurafiel-hz4vg
@SurafielSurafiel-hz4vg Месяц назад
Yonas sebat zeystewalu hayl potical seb eyu
@bent.7396
@bent.7396 Месяц назад
Fantastic interview, yonas is very dynamic
@berekettekle474
@berekettekle474 Месяц назад
MiniN
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 Месяц назад
አታ ነዚ ዩናስ ማስቲካ ነይው በሎ ሐሳድ። አይሰርሕ አየስርሕ ሰነፍ፥ በታኒ፥ ደፋር፥ ርኹስ ፍጥረት ናይ ህግደፍ ሰራሕተኛ እዩ። እዚ ወዲ አብ ቀረባ ጊዜ ከም ወዲ ባሻይ አብ አስመራ ክንርእዩ ኢና። በጃኻ ቲዲ ፕረስ ካልኡት ለባማት መቃልስቲ ደምበ ፍትሒ አምጽአልና።
@butsuamlakgebremedhin1895
@butsuamlakgebremedhin1895 Месяц назад
ኣብ ደገ ኮንካ ብሩህ መጻኢ ኢልካ ንኣውሮጳ ዲኻ ነጻ ከተውጽእ መስሪትካዮ ኣንጻራዊ ጥራሕ ክትከይድ ዘይትዕረ ግዳ
@freezium8198
@freezium8198 Месяц назад
Emo eti nska aekedimka stezarebkayo mrzi zkone zereba n eritrawian tarik zdmsis thotetelu kem zkonka resiekayo aloka mesleni?
@nationalinterest6656
@nationalinterest6656 Месяц назад
Wawwwwww. Degagmo please
@berhanesara8887
@berhanesara8887 Месяц назад
ወረዳና ታሒቢኢካ ትጽሕፍ ወረዳና
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 Месяц назад
ዮናስ መንነት ናይ ኤሪትራ ብጽልኢ ዝጀመረ ኢዩ :: ኢልካ ግን እዜ ናትካ ንቅሐት ድአ'ምበር ኡኹል መረዳእታ ሀገርነት አብ አፍሪቃ ብመግዛእቲ መ ንግስታት 1890 ዝጸደቐ ኢዩ :: ብሐጺሩ ብጥልያን ዝግዝአ ዝነበራ ሀገራት ነጻ ክበሀላ ተበይኑ :: ሊብያ ሶማልያ ነጻ ክበሀላ ሑቡራት መንግስታት ኤሪትራ ድሕሪ ብዙሕ ክትዕ አብ ሞንጎ እንግሊዝ: ሩስያ: ፈረንሳን : አሜሪካን አብዚ ይግብአና ዝብላ ኢትዮጳያን ጣልያንን ይካፈላ ነይረን :: ስፍሕ ዝበለ ኢዩ ግን ኤሪት ራ ናታ መንግስቲ አቁማ ብወግዒ ናታ ፓርላማ ባንደራ መሪጻ ን10 ዐመት ፈደረሽን ተበዩኑ ከብቅዕ መንግስቲ ኢትዮጽያ ብሐይሊ ሐዊ ሳታ :: እዚ በሐይሊ ንሐደ ሀገር ምሕዋስ ከምኡ'ዉን ንህዝቢ ምግ ፉዕ ምሕራድ ምቅታል ብረታዊ ቃልሲ ጀሚሩ ::ከምዚ ንስኻ ትብሎ ብቂም ሒነ ምፍዳይ ዘይኮነስ ብቁዕ ታሪኽ ዘሎዎ ኢዩ :: ነቲ ጸሐፊ አለምሰገድ ዝመደሮ ተወኪስካ ተማ ሐላልፎ ዘለኻ ጉጉይ ሐበረታ ከተቋ ርጾ አለኻ :: አብ ቃልሲ ብዙሕ ገጋታት አሎ ገጋታት እንዳአረምካ እንዳተመያየጥካ ኢዩ ዝኸይድ :: ይቅረታ ግበረለይ ንስኻ አብቲ ትዛረቦ ባዕልኻ ትቃወሞ ስለዚ ንቅሐትካ ወሲኽካ እንተቀረብካ ይምረጽ ::
@hfszshhm
@hfszshhm Месяц назад
እቲ ዘሎ ሓቂ ኩሉ ቶሸሸ ኣቢሉዎ በሉ ሃየ ቀለም ይፈስስ ኣሎ ስምዑዎ 🤭
@tekleyacob8001
@tekleyacob8001 Месяц назад
Hesad
@pridetransitllc2197
@pridetransitllc2197 Месяц назад
ሕጽር ብዝበለ እዚ ይናስ ዝብሃል ቒም እሜበር ራእይ የብሉን ።
@user-il1xz3fh9y
@user-il1xz3fh9y Месяц назад
After jesus came there is no chuwa or barya and male and female all are equal .
@russomgebremikael1110
@russomgebremikael1110 Месяц назад
ዝገርመኒ ነገር ተሎ ን ዮናስሲ ብኸመይዪ ዝበዝሐ ሰብ ብ ሕማቅ ዓይኒ ዝጥምቶ ይግረም ኢየ ኣነ ድየ ሓሚመ ዘለዂ ዋላስ...?ህልኸኛ ኢዪ ይብልዎ ግን ን ሓቂን ቅንዕናን ግን በሓቂዪ ህልኸኛ ...ነዊሕ እዋን ተኸታቲለካሞ ብሓቂ ብኣይ ትሓስብ ተርበሓኒ ኢኻ ተባረኽ...ኣታ መንእሰይ ካብ ሓሶት ውጻእ ሓሶት ሓሶት ሓሶት ሓሶት ሓሶት
@habenteklu8138
@habenteklu8138 Месяц назад
ዮኒ ናይ ንውሓት ጫፍ 😅😍
@tutulgugul2659
@tutulgugul2659 Месяц назад
አብ ኤርትራውያን ፖለቲካ የለን ፖለቲካ ናይ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ናይ ኩሎም ሓበሻ ፖለቲካ ምጽርራፍ ምንዕዕቓቕ ምውንጃል ምዝንጣል ምጽርራፍ እዚ እዩ ፖለቲካ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ፖለቲካ ሓበሻ፣ ካልእ ዝራአናዬን ዝሰማዕናዬን ፖለቱካ የለን፣ ሓደ ንግሆ ተሲኡ ሓዱሽ ምትእኽኻብ ጌሩ ነዞም አስላም ናዓና መሲሎም እንተዘይከይዶም ክንሓርዶም ኢና ወይ አብ ማዓስከር ክንዳጉኖም ኢና ይብል እሞ፣ ኩሉ ካአ ከምዛ ጸባ ዝራአየ ሃመማ ዑጉግ ይብሉ ይቕንዩ እሞ ዳሕራይ ካአ ሓደ ንግሆ ተሲኡ ብአውራጃ ተአኻኺቡ ሓማስየን ከነጥፍኦም ኢና ክንቀትሎም ኢና ይብል እቲ ሓደ ካአ አኮሎጉዛይ ዓገመ እዬም ይብል እዚ እዩ እቲ ፖለቲካ ኢሎም ዝሓስብዎ ኤርትራውያን ስለዚ ፖለቲካ የለን ፍጹም የለን
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 Месяц назад
ዮናስ በብቁሩብ ናብቲ ሓደ ኢዩ ሽፍት ዝገብር ዘሎ።
@pridetransitllc2197
@pridetransitllc2197 Месяц назад
መጣቖሲ
@pridetransitllc2197
@pridetransitllc2197 Месяц назад
እዚ ወዳ ዋላ ዋላ ብኹልንትናኡ ባህ - ኣልቦ እዪ ። እዝወዲ ኣመንዝራ እዩ ኸኸኸኸ
@user-tf1kc6ub9j
@user-tf1kc6ub9j Месяц назад
ተቖንጪሎም ንድንቑርናኦም ይቓለሱ ንኢሰያስ ተቓሊሶሞ ኣይፈልጡን ሎቓምጽ ንተቓለስቲ ንዓድና ንከይንምለስ ኢዩ ቓልስኹም ካብ ዮናስ ክሳብ እዞም ቑንጫል
@tsegayhaile8005
@tsegayhaile8005 Месяц назад
ውሑጅ ይውሰድካ ጋዕጋዕ
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 Месяц назад
ዮናስ ንሓደ ሰብ ስለ ዝጸላእካ ወይ ዝቐናእካ ናይ ነዊሕ ግዜ ቃልስኻ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣይተውርዶ።
@edenayele1720
@edenayele1720 Месяц назад
ትሐመናላ ሕሙም ርእሲ
@berhanesara8887
@berhanesara8887 Месяц назад
ተጋሩ ኢና ክትፍልጥ ወረዲና ሐሳዊ
@yoditteklemariam8765
@yoditteklemariam8765 Месяц назад
Tedy, You should have asked him what his party is doing, it is always easy for this guy to criticize someone else's political party He is very Negative
@ZemichaelWeldeyedus
@ZemichaelWeldeyedus Месяц назад
This man is ignorant, he thinks only he knows .
@berhanahmosazghi1641
@berhanahmosazghi1641 Месяц назад
ሃታፍ ኤዩ እዚ ዮናስ
@tl2254
@tl2254 Месяц назад
Za kobiu si Neti resu mesila
@berhanesara8887
@berhanesara8887 Месяц назад
ዉፍይ እካ በያሐሳስብኦ ዩ ሰብ ዝፍትዎ ወረዳ ዶ ገለአይትበል
@temesghen9252
@temesghen9252 Месяц назад
@@berhanesara8887 ኣተሓሳስባ ናይ ውፉይ እንታይ እዩ?
@danielteame4033
@danielteame4033 Месяц назад
መጀመርያ ክውገዝ ዘለው ንስካ ኢካ
@pridetransitllc2197
@pridetransitllc2197 Месяц назад
Sham on you Teddy
@tesf401
@tesf401 Месяц назад
ዮናስ ኣንጻር ነዚ ምንቅስቓስ ዘይምስሉ ኣትሒዝካ ምጽላም ምስ ላምባ ምንስናስ ዩ ።
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 Месяц назад
Tedi press nezi hasawi Yonas tkrbo zeleka intay kmhr ilka tkrbo seb kabzi zkrbo seb welshanti kmshar aykln iyu seb kfelali intezey koinu izi hade kedaan kenain iyu
@Eritreashikor
@Eritreashikor Месяц назад
1:48:29 ምትሕግጋዝና ጭውነት እዩ ኢልካ የናስ ኣቀድም ኣቢልካ ከኣ ጭዋ ማለት'ሲ ገባቲ ማለት እዩ ትብል confusing words
@SemretAsgada
@SemretAsgada Месяц назад
ቀናእ ሕማቕ ሰብ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Месяц назад
Wufuy don’t answer to anyone carry on doing your job against the dictator only ignore those who are useless ❗️❗️❗️❗️❗️
@habtomyemane9079
@habtomyemane9079 Месяц назад
ዮናስ ናትካ ሽግር ባህርያት እዩ ምስ ዝተበገሰ ተቃውሞ ኢካ ዘይትሰማማዕ መፍትሒ እንታይ እዩ እንተተባሃልካ ድማ ዜሮ
@temesghen9252
@temesghen9252 Месяц назад
@@habtomyemane9079 እንታይ ድኣ? ሰባት ብዝሓሰብኡ ድኣ ክጉተት ደሊካዮ ?
@mhretaebgebregergies8984
@mhretaebgebregergies8984 Месяц назад
Xbuq melekti
@pridetransitllc2197
@pridetransitllc2197 Месяц назад
ኻባኻ ንላዕሊ ፈላላይ የለን ለኽባጥ ። ኸ
@watislove2650
@watislove2650 Месяц назад
ኣየ ዮናስ ሓሳድ
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 Месяц назад
Teddy bro why you don't ask him Neti kem Wuhuj Mereb meliu znebere Berged Nhamedu Zeymerho? Kab memskone mnkaf ......
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 Месяц назад
ኣድጊ ሓመድ ፖሎቲካዊ ማዕበል ዘይኮነ ፖሎቲካዊ ድሕረትን ድንቁርናን ፋሉሉ ናይ ኣድጊ በረኻ ኣካይዳ እዩ። እዚ ገፈጥ መፈጥ ጉጅለ መንእሰይ ካብ ፍልጠት ናጻ ዝኾነ ኩሉ ተኣኪቡ ካብ ተዋጋኢት ላም ከማን ከገላግለካ ኣይክእልን እዪ። ምኽንያቱ ዕላማ ይኹን ራኢ ዘይብሉ ስራሕ ኣልቦ ባዶ እኩብ እዩ። ስለዚ ከብድኹም ጥራይ ምልኡ ስቅ ኢልኩም ካባኹም ሰብ ጸሊም ታሪኽ ካካያት ተስፋ ዘለዎ ፍጹም የለን።🤮👃🤮👃
@kibreabgebremeskel3220
@kibreabgebremeskel3220 Месяц назад
አቲ ናትካ መልአክቲ ከማአክሎ ይኸአል የ አዩ ግን ኣምሰሉ አኻ ኣይትረኽባን አኻ ለመጽመጽ ናትካ ሓሳድ
@berhanesara8887
@berhanesara8887 Месяц назад
ቀናእ ወፍይ
@tesfaytsige8683
@tesfaytsige8683 Месяц назад
ኣት።ዝግም፨ማን።ገኣ.ፍልት.አይ.ናይ100።ኣምት፨ክብ.ስድሮም።ዝውርስው.አይ.አትብድል.ይንስ.ትፍልት.አክ
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Месяц назад
Kitwedader ember ane entezeyeleku yfres zihfir eyu
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 Месяц назад
🤮🤮🤮 SENEF REHEK KABZI KALSI
@michaeltazaz8191
@michaeltazaz8191 Месяц назад
ኣወንታዊ እጃምካ እንተትልግስ ሃናጺ ምዀነ ነይሩ።
@berhanesara8887
@berhanesara8887 Месяц назад
የአይ ንዓካ ዘመጹካ እዮም ጊጋ
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Месяц назад
እስኻ እምብር ርእዮቶኻ ምፅሐፍ አብዚ ጌጋ።
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 27 дней назад
Entay giega tezaribu diu
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 Месяц назад
Nska wn Tedi aygdn nezi ketekrb İzi ansar deleyti fthi iyu mo tgage sloka nezi Jenas seb mkrabka hade kenaa iyu
@Azmarinos
@Azmarinos Месяц назад
Centralism also part of PFDJ's culture.
Далее
Donald Trump full speech in York, PA (Aug. 19, 2024)
55:03