Тёмный

Teddy Press ፖለቲካዊ ኣሰላልፋ ትግራይ ብመንግስተኣብ ጸጋይ 

Teddy Press
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

ኣብ ትግራይ ዝጸንሐን ዝምዕብንል ዘሎ ፖለቲካ ምስ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ግምት ዘእተወ።

Опубликовано:

 

17 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 43   
@wedigermen2776
@wedigermen2776 4 дня назад
ከምዚ ዝረኤካ ዘሎኹ ናይ ግታቸወ ደጋፍ ትመስል ካብ ቃልካ ከም ዝተራዳኩ
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 4 дня назад
ኩሉ ግዜ ሓገዝ ሓገዝ ብዓልኩም ንዓድኩም ዘይተሰልጡኑ።
@samsonkassa1259
@samsonkassa1259 4 дня назад
Please,please...... Whene you bring him, do not call him netral person.
@teklearaya2273
@teklearaya2273 4 дня назад
Teddy, thanks for bringing Mengestabe. He is full of Knowledge, TPLF is dead for good. Tigray needs true leaders not TPLF.
@ghenetgerezgiher3351
@ghenetgerezgiher3351 4 дня назад
Ruhus beal hadish amet yegberelna 💙💚🩵🌿🌿🌿🙏🙏🙏
@TEBERHE1
@TEBERHE1 4 дня назад
Mengst : I am impressed by your analysis.❤❤❤
@TEBERHE1
@TEBERHE1 4 дня назад
Mengst; Stop comparing Tgrai to the USA .
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 4 дня назад
I don't why you bring this person more dormant, poor knowledge and analysis things just by guess floosh go away
@aronhabtay9501
@aronhabtay9501 4 дня назад
Tigray has right to beld relationship with ever they want, not Eritrea interest but for oll
@siembeyene2863
@siembeyene2863 3 дня назад
Teqawemti kab higdefawuyan nay Fetawi temesilka liqah and so more ykisesu alowu
@esuhabte4879
@esuhabte4879 4 дня назад
Hhhhhh lemax no abay tigray yeley 😊😊😊😊
@mek17-v5s
@mek17-v5s 4 дня назад
Tedy This Man Is Low Standard Polititian.
@siembeyene2863
@siembeyene2863 3 дня назад
Ezi minin aytseqimn ab naana dtseqmena Nisrah that's what information means
@mebrahtughebretensae2459
@mebrahtughebretensae2459 2 дня назад
ጉዳይን ድሕነትን ህዝቢ ብህዝቢ።ፓርትታት ናይ ህዝቢ ረብሓን ሓርነትን ኣየረጋግጻን ኢየ። ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ህዝቢ ብህዝቢ ዝውከል። ሓደ ሓደ ተሳሳሊ ዕጫን መዋጽኦን ኣሎና። ዝተባባዕ ኣቃራርባን ትንተናን ቆራጽን።
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
How could you have prevented the war, vis a vis Essayas's 'game over,' before the 'game' was started? Plus do you think Daniel Kibret's Genocidic Words were earlier approved by Abiy?
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 4 дня назад
ኣታ ዓንዳፍ ሻዕብያ /ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ጽልኢ የብሉን ። ግን ከህውሃት ክነባክኖ ኢና። እቲ ትህቦ ትንተና ኣፍልጦ የብልካን ፡ ሻዕቢያ ኣብ መሬቱ እዩ ዘሎ። ትግራይ ንኤርትራ እንታይ ተድልያ፡ ናይ ትግራይ ጥቅሚ ካብ ጓሮቤት ሓሊፉ ዝድለይ ሃገር ኣይኮነን ዎላ ውን እትዮጵያ በጀካ ንግዲ ተድሊ ሃገር ኣይኮነትን።
@RehaseFtuwi
@RehaseFtuwi 4 дня назад
@mek17-v5s
@mek17-v5s 4 дня назад
This Is Getachew Him Self
@tedamltek3286
@tedamltek3286 4 дня назад
መንግስተኣብ ኣብ ክልቲኤን ጉጅለታት ህወሓት ፅቡቅ ግንዛበ ኣለካ።ብፍላይ ናይ ደብረፅዮን ጉጅለ ስልጣን ንምብሓት ዝተጠቀመተን ኣርባዕተ ካርድታት ኢልካ ዝጠቀስካየን ከየድነቅኩኻ ኣይሓልፍን ። ቴዲ ከኣ የቀንየልና
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 4 дня назад
ሰላምካ ይጥዓም ናይ ተዲ"ፕረስ ጋሻና : ሩሑስ ሐዲሽ ዓመት ይኹነልካ ::
@sabagebremariam6938
@sabagebremariam6938 4 дня назад
Thanks
@yemaneyohannes862
@yemaneyohannes862 4 дня назад
Not happy on presentation of his comment. He must be ant TPLF
@lulyatesfatsion105
@lulyatesfatsion105 2 дня назад
Bherawi htotatom nkemelsu bshfan serawit Eri ab hzbi zewredwo hasya keyiakl ndagmay xntetom yseehu mhlawom hzbi aflto zelewo aymeslenn
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 4 дня назад
ለባም ኣተሐሳስባ እዩ ናይ መንስታኣብ ጸጋይ ህዝባውን ድሕነት ረብሐኡን ከም ጀ ጻድቃን ለባም ሐሳብ ውድብና ነድሕ ድማ ከም ዶር ደብረጽዮ ሑሱር ዝኮነ ሐሳብ እዩ unconstitutional goverenment and political power by corruption 60 years Isayas Afewerki ሕሱም መግዛእቲ ውሉን ወላድን ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ ፋሕ ኣቢሉ ዝበታተነ ካብ ህላውነት ጥታዊ ባህልታቱ ክባተክ ዝገበረ ገበነኛ እዩ
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 4 дня назад
አታ ደሐን አይነበረካን ዲካ መረጻ አይትግበሩ ተበሀላ አብቲ እዋን መንግስቲ ምክንያት አሎ ዘየግብር ኢሉ ንኩሉ ክልል እዩ ብፉሉይ ን ትግሬ ክልልጥራሕ አይተባሀለን።ሰለዚ ንምንታይ ህዝቢ ተጋግዩ ከምዚ ንስኹም ደናቁር ኢኹም ህዝቢ ተጋግዩ ሐሳዊ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 дня назад
ዝኾነ አሻ ዝፈልጦ ከምሐገሩ እዩ Communist ሕዋሐት ኔትወርክ አብ ውሽጥን አብ ደገን ን president ጎይቶኦም ረዳኢ ካሕሳይ ብ ዚሮ ከፍንውው ብኽሉ ምድያታት ሑሉፍ ሐሊፎም ደብረጽዮን ምስ ኤርትራ ኮይኑ ዳግማይ ጽንተት ኽገብር ኢሳያስ አገንእ አገንእ ክብሎ ምኳኑ ፉሉጥ እዩ.
@dawitghebremeskel552
@dawitghebremeskel552 4 дня назад
ሊቃን ተጋሩ መጀመሪያ ነብሱኩም ፈሀጡ ትግራይ ሀፄ ሀይለሰላሴ ፈጢሩዎኢዩ ደቃሉ ናይ ኤርትራን አምሀራን ኦሮሞ አአኪቡ ተእግሬ ከፈላገር ኢሉ መሰሪትዎ ዳህሬይ ወያኔ እቲ ዲቃላ ኤርትራ ባህሪ ኤርት ራ እትዲቃላ አምራ ወልቃይ እት ዲቃ ኦሮሞ ደማ ራያ ሀዊሱ አባይ ትግራይ ከምሰረተለይ 1ሚሊዩን ረኪሰ ባራ ምሰኮነ ንሰለሰተ ተመቂሉ ይበከይ አሎ እዚያ ታሪኩም ካብዚአ ተበገሱ ዲቃላ ሀገር የብሉን ን3ተመልኩም ትግራይ ዝባሀል ከጠፈእ አለዎ
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 4 дня назад
Kuburat ኣሕዋት ተንተንቲ ፖለቲካ እስኪ ኢትዮጵያ መን እያ? እንታይ ኢያ? ኤርትራኸ? ንመንን ብመንን ይውክላን ይውከላን? ኣብሞንጎ ተዛረብቲ ቲግሪኛ (ትግራወይነት ዘይምቕባል ጸገም ስለዘሎ) ዘሎ ኣፈላላይን/ ዘየፈላላይን እስኪ ተንትኑልና። ገዛእቲ ኣብ ኮነ ኢሎም ህዝብታት ከፋፊሎም ብምድቓቕ ንምግዛእ ኣብ ልዕሊ ድፋዕ መረብምላሽ/ውጫሌ ዝቐበርዎ ቁምቡላታት እንዳንገርካ ምቕጻል ክሳብ መዓዝ። ሹሻይ ገዛእቲ ከም ሱወአን ብጡጠን ከምዝበሃል ተጋሩ ብተጋሩ ካብ ኺናት ዶግዓሊ ጀሚሩ። እስኪ በይዛኹ እስኪ ንባዕልኹም ሓቲትኩም መልሱ?። ከምክልተ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዲኹምስ ወይስ ከምሓደ ኣካል ንባዕልኹም ተእምኑ? መፍትሒ ዘይርከቦ ናይ ትማሊ ናይሎሚ ናይጽባሕ ዝነበርን ዘሎን ዝቕጽልን ሕደጋ። እቲ ሳይነስ ዋላ ክልተ ኮይንካ ተኸባቢርካ ከምጎረባብቲ ምንባርውን ኣይተኻእለን። እቲምኽንያት ተኸፋፊልካ ባዕልኻ ናይምኽኣል ድኽመት ስለዘሎ መሳርሕ ናይቀረባን ርሑቕን ተጠቀምቲ / ጸላእቲ ነፃ ናይምዃን ዕድል ዝጸበበ እዩ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@g.michaeltzerai7764
@g.michaeltzerai7764 4 дня назад
ምስ ሻዕብያ ዝምድና ምግባር ማለት ኣይኮነን ውግእ ዝውገደሉ ተተኻኢሉ ድማ ኣብ ዶባት ዘሎ ህዝብኻ ብተዛማዲ ምቹእ ኩነታት ምፍርዩ። ደይዝረበሉ ኣርእስቲ ኩነታት ኣረመናዊ ኢሳያስዩ። ተፈጥሮ እርጋንን ብቕዓት ወራስ ዓራት ወዱ ኣብራም ብፍላይ ድማ ተቐባልነት ዘይምርካብ: ክዉንነት እንድሕሪ ንኢሳያስ የራኻኽበሉ ሃልዩ ምስ ወያኔ ምዝርራብ ኣድላዪ ይረኽቦ።
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 4 дня назад
This person is top liar, is he Tigraw. Teddy, you are instruments of persons like this one, most of them are like this person, Bisrat and others who are against Tigrai people
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 4 дня назад
መንግስትኣብ ህወሓት ኣብ ስልጣን ንምፅናሕ 3 ሜካኒዝምስ ተጠቒሙ ወዲኡ ሕዚ ኣፍቲ 4ይ በፂሑ ይፍትን ኣሎ ትብል ኣለኻ:: ምሁራት ሓይሊ ትግራይ ከ ኣብዪ ኣህመድ ይኹን ኣሜሪካ ኣብዚ ጉዳይ እዙይ ኣትዮም ጊዚያዊ መንግስቲ ስርሑ ብትኽክል ንክሰርሕ ክሕግዙ እንታይ ፃዕሪ ትገብሩ ኣለኹም?::
@bereketab70
@bereketab70 4 дня назад
ይቅርታ ግበሩለይ ናደብረጽንተት ነገር ብጣዕሚ የተሓሳስበኒ ዓብዪ ዓሻ እዩ! ግን ደማይ ልስዕብ እኒአዎ መቸም ዂሉ ሰብ ዓሺሹ የዀነይ ልስዕቦ 'ሎ ብግርሁይ ብግርሑይእዩ እመስለኒ። ኣነ ሃም መፍትሒ ሲ ደብረጽንተት ቤት ማሕዩር ተልጸንሕ ዋይ ካብ ውርደትይ ተወሳኺ ህልቂትይ ለ ምድሓንና እብል ሃም ህዝቢ ምኽንያቱ እቱ መልሓስ ክሻብ ለለዎ ገና ብደንቢ ክዘላብድ እዩ... ዋእ ጸገመና እኮ ሕልፈተኛ ጭዋ ከይትገብሮ ገበን ፈጺሙ፣ኣብ ምፍጻም ኣሎ፣ ክፍጽም ለ ይገላገል 'ሎ...
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 4 дня назад
ንሕና ኤሪትሪያውያን ንናጽነት ተቃሊስና ናጽነትና ረኪብና ተወዲኡ ። ሻዕብያ ማለት ህዝቢ ኤርትራ ማለት ፡ ተወዲኡ! ተጋሩ ክትፈላልዩ ሓኮት ኣይትበሉ፡ ንሕና ሻዕብያ ነሕና ኤረትራዊያን ። ቀጣፊ!
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 4 дня назад
ኣታ ተንታኒ ፖለትካ ወድስምራ ክምጋውና ኣሳያስ ዘይራኸብ ከተራኽብ ዘይመሳሰል ክተመሳስል ጊዜኹም ተዘተባኽኑ? እስኪ ትንታነ ብባዕልኹ ጀምሩ እሞ ዘፋላልየኩምን ዘራኽበኩን ተንቲንኩም ክተርድኡና ጀምሩሞ ናብትኻሊእ ትቕጽሉ🎉🎉🎉
@wedigermen2776
@wedigermen2776 4 дня назад
መራሕቲ ትግራይ ናይ ህዝቢ ቃንዛ ግና አብ ሱዳን ዘሎ ህዝቢ ዘመለሱ ግና መረቶም ከይረኽቡ ሐንቲ ዘሐዝወ ዘይብሎም ንስልጣን ክሻባሽቡ የሕዝኑ እሞ ካብ ሞትን ዘዲሐኔም አብ መጭረሻ ነብሰይ አወጺእኒ ክትከወን እያ ዘሕዝን ግን ህዝቢ ትግራይ 💔
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 4 дня назад
መንግስትኣብ; ብዝግባእ ፀቒጥኩም ኣይትገልፅዎን ( ኣይትትንትንዎን ) ዘለኹም እምበር: ዶ/ር ደብረፅዮን ካልኦት ላዕለዎት መሪሕነት ህወሓትን እኮ ብፅንተት ካባቢ 1 ሚልዮን ህዝቢ ናይ ጣልያን ዲክታቶር በኒቶ ሞሶሎኒ ዓይነት ዕጫ ከየጋጥሞም እዮም ስልጣን ንዘይምልቃቕ ዝቃለሱ ዘለው::
@habteabyemane9700
@habteabyemane9700 4 дня назад
ኣብ ትግራይ ኮነ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ ጸገም ኣዕሙቑ ዝፈልጥን፡ ብኸመይ ክፍታሕ ከም ዝኽእል ንጹር ራኢ ዘለዎ፡ሓደ ካብቶም ስትራተጂካዊ መራሕቲ ክኸውንን ዝኽእል ኣዝዩ ፈላጥን ሓሳቡ ብግቡእ ዝገልጽ ምሁር ሓውና የቀንየልና።
@MeklitMekonnen-t1b
@MeklitMekonnen-t1b 4 дня назад
Esub bezjhu,
@Senafe_91E
@Senafe_91E 4 дня назад
እሞ እቶም ቆንዳፋት ዓጋመ ኣቦታትካ ንሻዕብያ ለሚናዮ ኢሎሙኻ😂
@ephraimtephraim9358
@ephraimtephraim9358 4 дня назад
ፈቲካ ኣይፈቶካን ኣነ እየ ኣደካ በለት ዕውርቲ። ህወሓት እያ ትግራይ ትመስልን ትውክልን።
Далее
Prank Orchestra
00:10
Просмотров 1,1 млн
Teddy Press ካብ ኣፍ መራሕቲ ትግራይ
1:15:19
Ontario Political Update
57:00
Просмотров 898