Тёмный
No video :(

Tefetawi TalkShow (መደብ ዘተ ተፈታዊ) Part 2- Discussion With Abdalla Barole and Yosief Ghebrehiwet 

TEFETAWI TALKSHOW
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

This channel is dedicated to spread awareness and educate on Eritrean current political, social and economic developments. May you have any concerns or questions, please do not hesitate to contact us at: Teftalkshow@gmail.com.
We encourage any constructive suggestions and feedback!
Thank you.
Team - Tefetawi Talkshow

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 251   
@user-os1yl8hc3i
@user-os1yl8hc3i 3 года назад
Abdalla ሃገራዊ እየ እዳበልካስ ኣስላማይ እዳበልካ ትፈላሊ??? ኣስላማይ ኣይትበል ክሪስትያን ፈተውዋ ጽልእዋ ሐደ የሕዋት ኢና። ኣነ ስድራይ ከምዚ ኢሎም እዬም ኣዕቤምኒ።👌👌👌👌💞👈
@tesfaybeyn6270
@tesfaybeyn6270 4 года назад
Abdela stay blessed ሰልጠነ ንሰብ ደፊእካ ኣይተባእስ። ጆሲ ጅግና!
@hhg622
@hhg622 4 года назад
Yes man
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 4 года назад
ብሮቮ ጆሲ መርገጽካ ፈተዮ ኹሉ ብሄራት በብ ቃንቁኦ ክሕበን አለዎ ሓደ እና ኹላትና ብዘይ ምፍልላይ ሃይማኖት
@mekdeswube4729
@mekdeswube4729 4 года назад
ናይ ወዲ ሓጀ ቪድዮ ስምዖዎ ንሱ ኢሉ ኣነ ካብቲ ትግርኛ እቲ ኣብ ፓኪስታን ዘሎ ኣስላማይ ይቐርበኑ ኢሉ እዚ ናይ ኩሉ ኣስላማይ ተልእኾእዩ ; ሎምዘመንግን በዞም ጸፋራት ናይ ዓዲ ቀይሕ ስለዝተውረርና እምበር ዋላ ባሮሊ እኳ ይነግረኩም ኣሎ ኣግሂዱ ኣብ መሬትኩም መጺኡ ቋንቋ ዓረብየ ዝደሊ ይብለኩም ኣሎ እዚ ኩሉ ትግርኛ ብህግደፍ ተዋሪዱን ዓዱ በሪሱን ከይሓፈረ ኣስላማይ እዩ ተግፍዑ ይብሊኩም ኣሎ። እቶም ዝወረሩናን ዝሓርዱናን ወለዱ ኩሉ ገዲፍና እኳ እንተዕቆብናዮም ባሮለን ጆሃርን ካልኦት ኣስላምን ሕጂውን ከይሓፈሩ ክልተ ሚልዮን ሱዳናውያን በጃታት ኣስላም ስለዝኾኑ ጥራይ ነቲ መሬት ትግርኛ ይውረርዎ ይብልኹም ኣለዉ። ዮሴፍ ወስንቲ ሓቅታት ክዛረብ ከሎ ባሮለ ይኾልፎን የደናግሮን ኣብዚ ዕድሚኡ ክሕሱ ቁሩብ እኳ ስኽፍ ኣይብሎንዩ። ሕጂ ሓደ መረዳእታ ከቕርበልኩም። ኣብ ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ሰሰልስተ መስጊድ እየን ነይረን ዓዲ ክርስትያን ስለ ዝኾነ ኣብ ኩሉ ዓድታት ቤተክርስትያናት እዩ ዘሎ። ኣብዙ እዋን ግን ብዓሰርተታት ኣሽሓት መሳጊድ ኣብ ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ብሓጺር እዋን ተስፋሕፊሑ ንሪኦ። ኣስላማይ መልሓሱ ኣጥዒሙ ፍሑኽ እንዳብለ ኣብ ሓደ ቦታ ምስ ኣተወ እቲ ሃይማኖት ናይ ግድን ስለዝእዝዞ ንኹሉ ሰብ ኣስላማይ ከይቀየሪ ኣይድቅስን እዩ ብጀካ ኣስላማይ ካልእ ሃይማኖት ኣማኒ ኣይኮነን ዝሕሰብ (infidel እዩ ) ስለዚ ናብ እስላም ክቕየር ኣለዎ ኢሉ እዩ ዝአምን ። ንሕና ኣብ ኣስመራ መታዓብይትና ስልዝኾኑ ከም ከብዲ ኢድና ኢና ንፈልጦም ካብ ንዓይ መታዓብይቱ ንሓደ ዓረብ ይአምኖን ይሓልፈሉን። ዕንቅርቢት(scorpion) ብተፎጥራአ መርዚ ኣለዋ እንተዘይአውጽአቶ ካኣ ትርበሽ ሓድ እዋን ኣባ ጎብየ ኣብ ገምገም ሩባ ክሰግር ክብል ከሎ ዕንቅርቢት ትረኽቦሞ ሓዚልካንዶ ኣስግረኒ ትብሎሞ ሓዚልዋ እንዳሰገሪ ኣብ ማእከልቲ ሩባ ክሳዱ ትነኽሶ እሞ ክንዲ ጽቡቕ ዝገበርኩስ ኣንቲ ዕንቅርቢት ትነኽስኒ ምስበላ እንታይሞ ክገብር ኣመለይ ኮይኑኒ ኢላ መለስትሉ፤ እዚ ካኣ ከምቲ ኩሉ ናይ ኤርትራ ኣስላማይ ከይሓፈረ ዝብሎ ዋላ ኣብ ዓድኻ የዑቂብካዮ ኣይትሓዘለይ እዩ ዝብለካ በቲ ሃይማኖት እምበር ናትካ ናይ ወዲ ዓዲ ምዃን ከምታ ዕንቅርቢት ኣይግድሶን እዩ። እስልምና ማለት ምስፍሕፋሕ ማለት እዩ ።እዚ ፍርቁ ሑጻ ፍርቁ ሓርጭ እናብልዐ ብ malnutrition ዝዓበየ ናይ ዓዲ ቀይሕ ጸፋር ግን ዓዲ ነስላም እንተዘየረከብኩ ሞት ይሕሸኒ ይብል ኣሎ። እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝነኒ እዞም በዓል ኣረጋይዊ ሓጎስ ኣብርእስቲ ድንቁርንኦም ዑሱባት ምዃኖም እንዳበርሀ ይመጽእ ኣሎ። ሓደ ናይ rural versus urban psychology ስነ ልቦና እንተረኢና ከምዞም ሰብ ዓዲ ቀይሕ ነቲ ኣስላማይ ወይ ነቲ ቫቲካን ኣድኒቖም ስልጡናት ዝባሃሉ ስለዝመስሎም ኣብ ኣንጻር ረብሐኦም ክርዕሙ ንሪኦም ኤርትራውነት ማለት ኣንጻር ጥቕምኻ ደው ምባል ሙዃኑ ግሉጽ እዩ። ባሮለ ኣብ ዝገብሮ interview ክንደይ ጊዜ ክምዝሑሱ ኣስትውዕሉሉ ኣብ እስላም ምሕሳው ብዙሕ ዘሻቕል ኣይኮነን።ማንም ሰብ ንሓደ ኣስላማይ ካብቲ ናይ ሃይማኖት መትከሉ ቀይርካ ናብ ሃገራውነት ከተምጽኦ ምሕሳብ ናይ እገላ ሓጺን ኣድጊ ጥራይ ክትከውን ኣልካ።
@hhg622
@hhg622 4 года назад
ናይብሓቂ ንፉእ ሰብ ኢካ ኣታሓሳስባካ ፈተዮ ብታኣሚ ሰፊሕ ኢዩ ቀጽሎ
@alemsegedabraham9298
@alemsegedabraham9298 4 года назад
ሰልጠነ ሕጂ ከመይ ጌርና ንህግደፍ ን ኣልዮ ዝብሉ ሰባት ኣቅርብ፡ ኣብ ኮለልን ሸንኮለልን ግዜ ክሓልፍ ከሎ ህግደፍ ኣምሓርኛ ከምንዛረብ ከይገብረና፡ ቃንቃ ዝዓቢ ተዛረብቱ ምስዝስልጥኑ ጥራይ ኢዩ ብዝተረፈ ክመውት ውን ይክእል ኢዩ፡ ኣብ ስነጽሑፍ ትያትር ደርፊ ትምርትን ምህዞታትን እንተበርቲዕካ ቃንቃካ ከይፈተው ይጥቀምሉ፡ ብሓይሊ ኣይመጽእ ብጽል ኢ ኣይወጽእ፡ ኮለል ግደፉ ዘድልየና እዋናዊ ግዳይ ግበሩ፡ ስራሕ ሰብ ኡት ንሱ ኢዩ።
@mki998
@mki998 4 года назад
Good explanation both of u thx.
@fioritekleab5405
@fioritekleab5405 4 года назад
Josi what a smart guy so God bless you
@abowatabowat3218
@abowatabowat3218 4 года назад
እቶም ኣስላም ኣብ ኤሮጳ ዘለዉ ግን ነቲ ባህልን ሕግን ናይታ ዝኣተውዋ ሃገር እዮም ዝቕበሉ እምበር ናይ ዓረብ ቋንቋ ግበሩልና ኣይብሉን እዮም፣ ንኣብነት ኣንስቲ ሸኻት ኮይነን ዝእዝና ኣለዋ፣ ብመሰረት ኤሮጳዊ ባህሊ፣ ስለዚ ዓረብ ቋንቋ ግበሩልና ዝበሃል ኣብ ሓሳባት ውን ኣይመጽእን እዩ-
@jafferideris5874
@jafferideris5874 4 года назад
جزاااك الله خير.. استاذه عبدالله.
@salimo7670
@salimo7670 4 года назад
‏رجل فاشل ما يعرف يتكلم
@ogbaizerabruck372
@ogbaizerabruck372 4 года назад
Abdekan Yosiefn mererti ken berebere miTmiTa iyuom. Ymretu ember zerebom nay muhuratn zeTeqalelu eyuom. They are well informed gentlemen. God bless you Keep it up Keep it open our differences to find a solution.
@abowatabowat3218
@abowatabowat3218 4 года назад
ብተሓኤ ራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ፍሉጣት ኣይነበሩን። ከም ኤርትራውያን ንሃገር ኤርትራ ዘበርከትዎ የብሎምን።
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
Gebha tesogiga als rashaida kia kisigigu alerom
@jemalino8882
@jemalino8882 4 года назад
Seltene you doing a good job in moderating.
@user-os1yl8hc3i
@user-os1yl8hc3i 3 года назад
፩ ኩለን ቋንቋና 100% ን ሐዋሩ ይምበራልና ክብረትና እዩ ።
@DonDon-sb8iv
@DonDon-sb8iv 3 года назад
Respect to yosief 🙏🏽
@jafferideris5874
@jafferideris5874 4 года назад
تسلم كتير عمن عبدالله.📢📢📢📣📣📣📣🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔊🔉🔉🔉🔉🔉🇦🇺🇦🇺🇦🇺🇦🇺🇦🇺🇦🇺🇦🇺
@yirgaalemsdstu9471
@yirgaalemsdstu9471 3 года назад
ንዮሴፍ ሃበለይ ። ትግረ ዝበሃል ንሄር ኣብ ኤርትራ ዝቅበሎ ሕብረተሰብ የለን። ትግረ ማለት ጽያቕ ስም ኮይኑ ኣግበረት ግዙእ ማለት እዩ። ኣብዚ ሕብረተ ሰብ እቶም ገዛእቲ ደርኒ ሽማግለ ዝበሃሉ ኮይኖም። እቶም ግዙኣት ድማ ትግረ ይበሃሉ ነይሮም። ስለዚ ማርያ፡ በናዓምር ላልኦትን እናበሉ ይጽውዑ፡
@cdef6215
@cdef6215 4 года назад
1:06:00 Thank's Seltene perfikt Qution
@darsamussa44
@darsamussa44 4 года назад
Selamat ahwatey natey Seltene and Abdala and yosef. Thank you so much for this debate. Isayas is president of the state Eritrea.
@mekonnenhaile9961
@mekonnenhaile9961 4 года назад
ዝገርመኩም ኣብ ምስ kobod ኣብ ዝገበሮ interview ይከታተሎ ኔሮ ኣይበለን ከምዚትብሎ ዘለኻ፡ ንሱ ዝበለ ኣብ ሓደግቲ ዘሎ ክርስትያን ይቐርበኒ ካብ ኣብ ፓኪስታን ዘሎ ሰብ ከምዝበለ እዝነይ ሰመዐት።
@jemalino8882
@jemalino8882 4 года назад
Very civilized debate,from both panelists learned a lot.
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 года назад
abdalla don't understand
@user-yv4rf4yd4x
@user-yv4rf4yd4x 4 года назад
ይሕዋትካ ስለዝኮኑ እዮም ወዲ ሸርሙጣ አማን
@user-os1yl8hc3i
@user-os1yl8hc3i 3 года назад
ለይባ መጣቆሲ ኢካ ናዓካ ከ ኩሎም የሕዋት ካ ኣይኮኑን ????
@michaelkfle276
@michaelkfle276 4 года назад
ጆሲ ኣንበሳ ተባዕ ኣጆኻ ኣብ ሓቂ ጥራይ ርገጽ
@user-wr5jo3gl1q
@user-wr5jo3gl1q 4 года назад
ንራሻይዳ መሰሎም ይትሓለወሎም ድዩ ዝብሃል ዘሎ እንታይ እዮም ጌሮምላ ንኤርትራ ከም ህዝቢ እንታይ ታሪኽ እዩ ዘለዎም ኣብ ኤርትራ ሃገራዎ ኣጎልጉሎት ኣይግብኡም ከም ደቂ ሃገር ከማን ምስ ህዝቢ ዘይነብሩ ፈቀድኡ ሰበኽ ሰጋም ሸፋቱ ሰረቅቲ እንድዮም ጽብቅ ጌረ እየ ዝፈልጦም ህዝብና ብኦኦም ክንደይ ኮላሊቱ ተሸይቱ ክንደይ መከራ ርእዩ ስርዓት ህግደፍ ፈሊጡ ኣብ ዶብ ጌርዎም ህዝቢ ከባሳብሱ ክሳብ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኣትዮም ሰብ ይጨውዩ ኔሮም ህዝቢ ኤርትራ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ብፍላይ ጋሽ ባርካ ምስዚኦም ከመይ ጌርካ ኢኻ ትነብር።
@gabos2337
@gabos2337 4 года назад
Saho people they was a Christian before Islam and the language they use to speak was Saho not Tigrena on that time...because Tigerena language was an known language.
@anurgedafianur4015
@anurgedafianur4015 Год назад
ሕዝብታት ናይ ገዛ ርእሶም ዝመልክዎ ቋንቋ ንምንነቶም አይገልጾን እዩ።።
@Adha1991
@Adha1991 4 года назад
ዮሴፍ ብጣዕሚ ብተፈጥርኡ ከም ወዲ መምህር በሊሕ፡ኣነ ይብለኩም ኣለኹ ኣብዛ መጻኢት ኤርትራ ኣብሓደ ዓቢ ቦታ ከምዝሪኦም ኣይጠራጠርን ከምኡውን ተፈታዊ ቀባጻት ደቂ መሬት እምበር ብዓል ባሮለ እዚ ስነሓሳብ ሒዝካ ክቱር ጽልኢ ዝለካ ፍጥረት ኩሓሊ መሲልካ ሰብ ክተንቁር ኣይትፈትን ።
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 Год назад
ሰብ ተረኺቦም ድዮም ምስ በዓል ዮሴፍ ዘተ ተኻዪዱ። ጋኖች ኣለቁና ምንቸቶች ጋን ሆኑ ድዩ ዝብሃል ብኣምሓርኛ!!
@smilesmile2096
@smilesmile2096 4 года назад
God bless you guys .we like to learn about awer county .
@amanberak7848
@amanberak7848 3 года назад
I'm akeleguzay Geaso and derichen eyye. Erefayle by the way is akeleguzay for both saho and tigrinya.
@jemalino8882
@jemalino8882 4 года назад
As people we choose what gives us advantage with out infringing others rights,Arabic language makes us easily communicate with other Eritreans who have the same faith,makes us understand our faith better,makes a good economic sense to us.To you Tigrinya speakers,us speaking Arabic does not put you into disadvantage.It is a win win.Stop looking at Arabic language as complete disadvantage to you.
@salimo7670
@salimo7670 4 года назад
Arabic language has nothing to do on Eritrea, you can still dream .go living in Saudi Arabia if you want some sort of ass lickin
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 9 месяцев назад
Look at some islamic non arabic speaking countries such Turkey and Indonesian. You don't need to speak arabic to understand your religion. We can write Quran in tigrinya. 💙💙🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻❤️❤️
@Fetawihzbu
@Fetawihzbu 4 года назад
Teuy hton humm hton zbehal yelen 😎 Teuy melsin hmum melsin kemzelo eye zeamin just kemey tmilso tray eyu wesani 👌👌🇪🇷🇪🇷🤣🤣😉
@user-xi6do1xb5n
@user-xi6do1xb5n 4 года назад
ጆሲ ናይ ብሓቂ መግለጺ ተዓወት
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ሰላም ሰልጠነ ሓውና መደብካ ጽቡቅን መሃርን እዩ ዮሴፍ ዓቢሰብ ኣብሰባት ዘለካ ኣኽብሮት ቀጽሎ ኣያና እስታድ ዓብደላ ዉን ጭቅጭቅካ ሰላማዊ ንጹህ ስለዝኾነ ኣይጽላእን እዩ ካብቶም ዝሓሹ ስለ ዝኾንካ ቀጽሎ ነቶም ዝጋገዩ የሕዋትካ ከተረደኦም ተስፋ ንገቤር ። ብዓል የሴፍ ከኣ ነቶም ድኹማት ክርስ ት ያን ብሰርዓት ኢሰያስ ዝተደናገሩ ምንቃሕ ሓላፍነት ኣለካሞ ኣይት ሕመቅ ። ከምቀደምና ይሕሸና ኣብ ስደትናውን ምስ እስላም የሕዋትና መሓዙት ኣለውና ካብ ዝምድና ንላዕሊ ጽቡቕ ፍቅሪ ዘለና ኣለና እዚክብለኩም ግን ኩልና ንህግደፍ ኣይንድግፍን ነዚ ህዝቢ ሕማም መንሽሮ ኮይኑ ዘሎ ኢሰያስን ኮራኩሩን እዮም።
@amanberak7848
@amanberak7848 3 года назад
This is an example why we dont have a true opposition party to the brutal regime in eritrea. This is how we act ...for 3 million ppl keep talking about ethnicity. Ayyyy hagery chawwweee
@milkiyasmussie6557
@milkiyasmussie6557 4 года назад
I wish you guyz see my comment I want to ask you questions Did you guys studied Politic science to talk what is right and wrong because if you hate one tribe of Eritrea then you're not Eritrean Try to understand If someone start to talk about tribe or religion then try to teach them the history Prophet Mohamed used to respect land of habesha and the people of land of habesha respected him that prove that we have very strong of unity but now what's happening is madness your all thinking the same as HGDEF and its to separate and conquer. Learn history because history is the enlightenment of the present and future
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
ናይ ሞስለም ሽግር ከም ወጽዓ ዝወስዶ እንበርኢና ወጽዓ አብ ኩሉ ሃይማኖታት እዩ ምስልምና ግን ናይ በይኑ ወጽዓ ከምዘለዎ ይዛብ እዚ ግን ዝተፈልየ ወጽዓ ምስልምና አይበጽሖን እንታይ ድኣ ምስልምና ስልጣን ናይ ስልጣን ህርፋን ስለዘልዎ ዘምጽኦ ምስምስ እዩ። ልክዕ ከምዞም አምሓራ ስልጣን ንዓና እዩ ዝግባእ ዝብሉ ከምኡ እዩ እዚ ኩሉ ድኹም ድሑርን እሞ ክትጥርንፍዎን ከተተሓቋሽፍዎምን እምበር ፋሕ ፋሕ እንዳበልኩም ኣይጽቡቅን። ኣቶ ኡስታዝ በጃኻ ብኸመይ ንፋቀርን ንተሓቋቆፍን እምበር ናይ ዝሓለፈ ታሪኽ እንዳጻሕተርካ ምፍልላይን አብ ሕዝቢ ጽልኢ ምሕዳስን አይጠቅምን እዩ። ስለዚ ዓብደላ በጃኹም ንሰላም ንቅሳነት ንፍቅሪ ንምትሕግናዝ ንስራሕ፣ ነገር ብዝሓለፈ ካብ ምጭቅጫቅ ንዝመጽእ ወለዶ እቲ ታሪኽ ከም ታሪኽ እቲ ከዕብየና ዝኽእል ድማ ብጽቡቅ ክንምስርት ይግባእ።
@Gumbet-pe8zj
@Gumbet-pe8zj 4 года назад
ዓብደላ ባሮለ አብ እዝኑ ቁርአናዊ ስቖሬን ስለ ዝተሰቑረ አብ ፖሎቲካዊ ሕጊ ኩምጉት አይክእልን እዩ።
@user-yv4rf4yd4x
@user-yv4rf4yd4x 4 года назад
ወዲ ሸርሙጣ ጽን ኢልካ ስመዕ እንታይ አፍሊጥካ ነት ኤሮጳ ምስ በጽሐካ ጠረዕረዕ አይትበል
@awetinoabrham283
@awetinoabrham283 4 года назад
Ati abdella debhal sebay yelagex deyu zelo wela tigrina kanka nay tenti kem zekone damene aymablen kebel kolo bede eyu ezi
@jemalino8882
@jemalino8882 4 года назад
Jesi,If Arabic is the second official language,does not mean you and other Tigrinya speakers must speak it.In Canada for example there are two official languages English and French but is not must for the French Canadians to must speak English vice versa.
@gabos2337
@gabos2337 4 года назад
Anyway I don’t think so their is any different between Saho People and Affar.
@fiayametagualasmera8143
@fiayametagualasmera8143 4 года назад
The Irob people (ኢሮብ ʾirōb, also spelled Erob) are an ethnic group who lives area by the same name in northeastern Tigray Region, Ethiopia. They speak the Saho language. Saho is so closely related to the Cushitic Afar language, spoken as a mother tongue by the Afar people, that some linguists regard the two tongues as dialects of a single "Saho-Afar language". Irob are a bi-cultural community who have adapted the Tigrinya culture.PS. THE PEOPLE ARE SINGING IN IROB LANGUAGE BUT DANCING SIMILAR KUDA AS TIGRINYANA. ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-VIUQvSwu-QQ.html
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 4 года назад
አቱም ሰባት ናይቲ አብቲ ዓዲ ዘሎ ዘይትገብሩ እዝስ እንታይ ይብሐል????
@rahwaasghedom4803
@rahwaasghedom4803 3 года назад
I have a problem with older people and their thinking. They have grudges that need to resolve, otherwise, we can't move on to the future. MR. Abdalla sound a very educated person yet has a stack up mentality, he seems a very confused person.
@godislove9722
@godislove9722 4 года назад
josi I love you so much because you are smart man so jesus krstos bless you I am tigrina I am proud of you ✝️✝️✝️✝️✝️✝️💯💌✝️⛪✝️💯⛪💯💌⛪
@zizogaming356
@zizogaming356 4 года назад
Selten you have to learn more About Journalism and you have to be Justis Why u don't have to think about future of Eritrea In this World by nature there is a difference but difference is not a hate
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
Aslamay suq endo bel entay aflituka
@devenupadel3705
@devenupadel3705 4 года назад
@@destaftwi5229 write your opinion in English so someone can understand stupid!!
@alemsegedgebrezgabihier3022
@alemsegedgebrezgabihier3022 4 года назад
Selam 10x brothers
@shumtv241
@shumtv241 4 года назад
agazian bel tigray tigrigna bel tgebrwo lewti yelen nhna wn kemakum ab bherna nqales sebat mukana aytzengie ok ,, n abdella kzareb edil habo ...
@user-oc9ct7ss7h
@user-oc9ct7ss7h 4 года назад
ባሮሊ ሓንሳብ ተጋጊኻም ነቶም ናተይ ትብሎም ንሳሆ ከይተጣበቃኻ። ተሕዝን ትዝገርመኒ አብ ሀውሳዶ ኢንዶነጅያ አምጺእኻ መርትዖ እንዳበልኻ ምሁር ኽትመስል ትፍትን አብ ኤርትራ ንዘሎ ሕጊ እንዳባዶ አመጻጽአ ግእዝን ትግርኛ ዘይምፍላጥቃ ብንጹር ጽልኢ ኩሎም ቢሔራት ኤርትራ ዘላኻ እዩ ዘርኢ። ንዓረብ ኽትናፍቅ እሞኸአ ነዚ ብንእስነትኻ እፈትዎ ኔረ ዝበልኻዮ ሕጂ ብመንነት ጸላእቱ ቀይርኻ ካብዛ ዓለም ከተጽንቶ ምሕሳብኻ ናይባሓቂ ሽለት ኢኻ። ባሮሊ ውግእ ትእውጅ ከምዘለኻ አነጺርኻ ፍለጥ። Proud of you Jossi keep on going.
@idrissalih4670
@idrissalih4670 4 года назад
እዚ ሕጊ እንዳባ ዝባሃል ኣብቲ ገጠር ተጠቀመሉ። ናዓይ ብሕጊ እንዳባ ክተማሓድረኒ ኣይትክእልን እካ።
@adnaqimerebestifanos7078
@adnaqimerebestifanos7078 4 года назад
@@idrissalih4670fetika dika ktmhader kayfeteka eka befncha ksadka ms teregetska
@idrissalih4670
@idrissalih4670 4 года назад
ክትረግጽ ኣይትክእልን እካ ወሪዱካ ጻሕጻሒ
@amanjemal9203
@amanjemal9203 4 года назад
JOSÉ habibi Nice 👍👍
@idrissalih4670
@idrissalih4670 4 года назад
ናይ ተዋህዶ ሓንጎል ሕዝካ እንታይ ስልጣነ ኣለና ክትብል ኣታ ናይዚኦም ሓንጎል
@solomonyohannes7889
@solomonyohannes7889 4 года назад
Eti nay tewahdo emnet hgi oritawi emnet dma hgi musie tekebilu, orthodox dma hgi daba fetiru naka dma meninet hbika ghn sle zikahadkayo ane yeredaka ember ayzarefekan eye n Mohammed men kemzekobo temeliska mermuro,
@idrissalih4670
@idrissalih4670 4 года назад
@@solomonyohannes7889 ኣነ ካብቲ ተምጸኦ ዘለካ ሓሳባት ይግምተካ ኣለኹ እቲ ናትካ ፍልጠት ካብ ናይ እንዳሱዋ ፍልጠት ባዓል ሰልጠነ ዝሓልፍ ኣይኮነን እሲካ ይኩን ኣባሓጎታትካ ዚተቀብልኩሞ ወይካኣ ፍቃድ ዚሃብኩሞ ሃይማኖት የለን ናብ ምድሪ ሓበሻ ዚመጹ ተከተልቲ ናይ መሓመድ ተቀቢሉ ንኽነብሩ ዘፍቀደሎም ነጋሺ ( ወይካ ንጉስ ኣስሔማ) እዩ። እሱ ውን እስልምና ተቀቢሉ እዩ ስለዚ ኣነ ይብለካ ኣለኹ ኣነ ነጋሺ እዩ ተቀቢሉዎ ነቲ ሃይማኖት የኩን ነቶም ሰባት እሱኩም ኦርቶዶክስ ኣይኮንኮምን ኑዑኡ ውን ቀቲልኩሞ እኩም።እቲ ዘሕዝነካ ምስ ኣስለመ ውን ቀቲሎሞ እዮም። ነዚ ታሪኽ እዚ ውን ኦርቶዶክሳዊት ቤት ክርስትያን ኣይትቅበሎን እያ ዚመስለመ ንጉስ የለን እይላ እያ ትክሕዶ።ስለዚ ሃልወሳ ገዲፍኩም እቲ ኣባይታ ዘሎ ሓቂ ተቀበሉ።
@tesfomftuwi6837
@tesfomftuwi6837 4 года назад
mehamed omer ata resah nsika ntewahdo aytelilo stupid
@idrissalih4670
@idrissalih4670 4 года назад
@@tesfomftuwi6837 እንታይ ዝለዓል ኣሎዎ ሱር ናይቲ ጸገም ኣተሕሳስባ ካብኡ እዪ ዝብገስ እይለ እየ እንበር።
@ttwgtgs2593
@ttwgtgs2593 4 года назад
@@idrissalih4670 "ፍልጠትካ ካብ እንዳ ሱዋ ፍልጠት ዝሓልፍ ኣይኮነን" እሞ ምሁር እንተኾንካ፣ ምንጪ ኣቕርብ። ብዘይ ምንጪ ወይ ምርትዖ እቲ ተቕርቦ ዘለኻ ታሪኽ ካብ ጽውጽዋይ ክፍለይ ኣይክእልን እዩ። ብትወሳኺ፣ ሓደ ንጉስ እስልምና እንተ ትቀቢሉ፣ እዚ ማለት መንነትና ድዩ፧ መብዛሕቲኦም ካብቲኦም ዝመስለሙ ኣብ ዓድና ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘመን ኢዮም መስሊሞም። ብቅድሚኡ ኣብ ዳህላክ ጥራይ ኢዮም መስሊሞም ነይሮም
@netsaseb6445
@netsaseb6445 2 года назад
hgdef don't have and never had religious problem, people in diaspora are creating this mess don't make wrong accusation on hgdef.
@amra5753
@amra5753 Год назад
Religion. Is. Private.
@zegaiaso8687
@zegaiaso8687 3 года назад
ኣብ ሱርያ ተሓቢኣኡ ዕረብ ተማሂሩ
@cdef6215
@cdef6215 4 года назад
Who are you?Arab ketklkel ketfeked nebaelka Metkel zeybelka mes Bekri terakeb (tehso emo terseo )::Thank's Eztaz Abdullah
@gabos2337
@gabos2337 4 года назад
Yousef when you have a discussion about any religion you need to have enough information about what you gonna to talk... also you have to say the truth no need to denied and ignore. What I mean is Selten ask both off you and Mr Barole a question about the religious discrimination in Eritrea. And your answer was all religion in Eritrea was discriminated by the old and new regime, even the Orthodox side is more discriminated against the others. So my advice is you need to do a research and find out the truth. Thanks.
@merhawietgirmay3682
@merhawietgirmay3682 4 года назад
Hii hawey mejemerta selamta yekedm 1 hto elatnie nkmharu ndege zkedu 70% krstyan 30% mosliem elu Ab gedlie ke kemey ayu nieru atie % ayenay ybezh nieru 2 ka rieto atha medeb tetgedfa tsbuk nieru hawey bruk tanks
@mohammedidrisizozwedizoz3427
@mohammedidrisizozwedizoz3427 4 года назад
Salamt antei lamanit 100kb100.moselm,eyu,gashbark,entaydeyu,menalbet,tegeru,bewsen,thetwledeykom,,leu, hulewu
@sofiaidris1640
@sofiaidris1640 4 года назад
Jo's Agaaziyan bzaeba Eritrea Aytwkln eka menntka ayfletn eye
@user-yv4rf4yd4x
@user-yv4rf4yd4x 4 года назад
bravo sister belioy ajoki eziom deki shermuta behensa nerna ab live
@user-lh2xg9si1z
@user-lh2xg9si1z 4 года назад
ኣነ ከምጆሲ ፍልጠት ብተመክሮ እንተ ዝህልወኒ ኔሩ እንታይ እሞ ሓቂ ድዛረብ መን ይሰምዑ ኣብ ጸቢብ ኣታሓሳስባ ተጸሚዱ ክጻረፍ ከዋርድ ተዘይ ኮይኑ
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 4 года назад
I love wendy.
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 4 года назад
I love weyeny.tigr
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 4 года назад
Esuku.at ant lulu meslu. Ku wegu. An wgu.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Kiletekum hakitizarbuekum ....
@abowatabowat3218
@abowatabowat3218 4 года назад
ብዛዕባ ጀበርቲ ክትዛረብ ዘይትኽእል እንተኾንካ ብኤርትራውያን ውን ክትዛረብ የብልካን፣ ጀበሪቲ ውን ኤርትራውያን ስለ ዝኾኑ
@mekdeswube4729
@mekdeswube4729 4 года назад
ጀበርቲ ሽሙ መሓመድ ሓጎስ እንዳተባህለ ሕጀ ዓረብየ ስለዝብል ዘሎ ናብ ዓዲ ዓረብ ጥራይ እዩ ክኸይድ ዘለዎ
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
Kkk geberti ab eretra zeginet kihdeg alewo nabey ykeyd natu mircha eyu 2 gelebiya mihab natna gideta eyu kem mikiri gin nab somal yhshom mesleni haqey do
@freedomfreedom1826
@freedomfreedom1826 4 года назад
Jossi thussu aleka
@samuelkubrom2330
@samuelkubrom2330 4 года назад
Josi! Ane Kristian ye gen befluye Abe Kebabi demhina znebere Aslam tebedilom yom. Haqi Haqi tebelenayo u zesemameana.
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
Eti kebabi tigrina ke tsubuq diyu rekibu
@kudusgi9728
@kudusgi9728 4 года назад
Ata zi sebiay xulul yu mesleni
@yoniissak5885
@yoniissak5885 4 года назад
Sorry in eritrea internazionale luangog is tegrenga stop ! No more war ::
@khjdel2022
@khjdel2022 4 года назад
Tigrenia ekum deqe ms wesakum kabti hebret xebkum tenxilkum
@respectprivace4496
@respectprivace4496 4 года назад
መም. ዓብደላ ን መንነት ከነጽራ ኣይከኣለ::
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 4 года назад
I love. Essay. Melee..
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 4 года назад
A love makes. Aesaya. They
@tuumaylilay3260
@tuumaylilay3260 4 года назад
2 ርእይቶታት ኣለዋኒ ኣብዚኣ፥ 1. ኢሰያይስ ንመን ዝያዳ ጨፍሊቕዎ ኣብ ውድድር ምእታው ኣየድልን። ካብ ኩሉ እስታዝ ን ጆሲ ከተእምኖ ኢሰያስ ዝያዳ ን ኣስላም ከም ዝጨፍለቐ ብጣዕሚ ጸቒጥካላ። ኢሰያስ ሃይማኖት ይኹን ዓሌት ዘየቐድም ንረብሓ መን ከምዝሰርሕ ዘሎ መጽናዕቲ ዘድሊዮ ግድል እዩ። ካብ ናይ ህግደፍ ወጺና ድኣ ከምዛ ጀሚርኩማ ዘለኹም ብረብሓታትና ንማጎት። 2. ዓረብ ከም ኣካዳሚያዊ ካልኣይ ቋንቋ ከርብሓና ይኽእል ኢዩ ዝብል ኣካል ሕብረተሰብ ኤርትራ እንድሕር ኣሎ ኮይኑ ጆሲ ንምንታይ ኢኻ ረብሕኦም ክትሕሉ ክሳብ ክንድዚ ከቢዱካ ።
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
Bizaeba areb entekoiinu areb tselae nay tigrina eyu eretra wana alewa eti tigrina zizareb zelo hizbi wana nay ertra eyu hagerawi qanqa eretra tigrina eyu
@tuumaylilay3260
@tuumaylilay3260 4 года назад
@@destaftwi5229 PFDJ n weyane kem tselai akemitu poletica serihu, hiji kea Areb kem tselai akemitka poletica misrah yifiten alo. kem wedi zega ezi tselaina eyu keybelka birebhaka endo hiseb. Nisika kem Desta entay eyu rebhaka hiseb, niuu kea mogit.
@yasser8419
@yasser8419 4 года назад
Nskatkum ktfeltwa aytkelun ukum mstmengsti slzkonkum abeynay adikrstan ztemdeseset ala
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
Aslamay adi yeblu somay andi yeblu
@abowatabowat3218
@abowatabowat3218 4 года назад
እቲ ናይ ህንዲዶ ገለዶ ዝበሃል ንኤርትራ ዝምልከት ኣይኮነን፣ ናይትና ዝምልከት ባዕላትና ንቐርጽ
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
Eti mirchana kia tigrina eyu
@idrissalih4670
@idrissalih4670 4 года назад
እቲ ምርጫና ካኣ ዓረብ እዪ
@adnaqimerebestifanos7078
@adnaqimerebestifanos7078 4 года назад
@@idrissalih4670 areb naka entay ka eyu
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
@@idrissalih4670 ኣረብ ዝደለየ ናብ ኣዲ ኣረብ ይመርቀፉ
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 4 года назад
Desta Ftwi ትግርኛ ምርጫና ጥራይ ኣይኮነን፤ ወዲ ዓዲ ኣብ መበቆሉ ዝነብር ቋንቋ,ዩ፤ ዓረብ ኣብ ኤርትራ ክዝረብ ምድላይ እንተኮይኑ ባህጊ ንብሎ፣
@zegaiaso8687
@zegaiaso8687 3 года назад
ወረ ባህነ
@fitsumaraya7508
@fitsumaraya7508 3 года назад
Nay zereaba eyom eziom
@johnab.6326
@johnab.6326 4 года назад
Who will benefit from your fight? Only HGDEF.
@1991-Eritrea
@1991-Eritrea 4 года назад
Zeqenzweka mhkam gedifom si abti zeyehmeka tehakem kblukas ms mntay yquxer!
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Kulu hizibi eritirea tewestiau alo. Arabica atielu agiaziyian atibelu. Eritireaya .....
@MhrtabTakste-ml8nn
@MhrtabTakste-ml8nn Год назад
Abdalla neska be hayimnoti eika tahseb lakbti sehlti
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 4 года назад
Hanti zimeleat bikeri &zeymeleat bikeri eu koynu zelo eti filily ane zibelkiwo ane yifelt endabelkum kemey geru seb kisebekum (if u are politician see jowar mahammed with in mintes how many followers or haw they strong speak the turth not only doing your own bussines if came to media talkshow give them the agenda what they are talking or disscus ???
@endriashashelit4752
@endriashashelit4752 4 года назад
Hasawi serqeti yahud
@user-yv4rf4yd4x
@user-yv4rf4yd4x 4 года назад
አንታ ዮሴፍ እንታይ አፍሊጥካ ወዲ ጸመቂት ስዋ
@kalMHe
@kalMHe 4 года назад
beka akmika tserfi eyu. kindey dyu edmeka ?
@user-gu7ty1qs4x
@user-gu7ty1qs4x 4 года назад
ዓብደላ ኣረጊት ከ ጽቡቅ ኣሎ ምሌት ዲዩ
@user-yv4rf4yd4x
@user-yv4rf4yd4x 4 года назад
@@kalMHe ክንዲ አቦካ ሕጂ ክትአክብራ ትኽእል ዶ
@user-yv4rf4yd4x
@user-yv4rf4yd4x 4 года назад
@@user-gu7ty1qs4x አሎ ን ፈረቃን
@zegaiaso8687
@zegaiaso8687 3 года назад
ሳሆ ኣይኮነን
@aliomer5132
@aliomer5132 4 года назад
Borole you have to choose people to discuss with the like this person Josi the stubit person he has islamo fobia he was an agazian before then fired by tesfatsen
@yasser8419
@yasser8419 4 года назад
Anta bejeka areb kalee hmam yeblkumen entay eyu shigrkum über alo xktet haymanot biher alo
@tesfalemtewolde6972
@tesfalemtewolde6972 3 года назад
Azom aboy political kzarebu akmi yeblomn kulu gezi zzarebo kab hade mhur eilka txbeyo tmhzti zeybelu josi kexlo xbuk hasab
@yossam68
@yossam68 4 года назад
=> ዝንኣድ ሥልጡን ክትዕ፦ ኡስታዝ ዓብደላን ኣቶ ዮሴፍን ቀጽልሉ ይኹን ድኣ'ምበር ኣነ ብዛዕባ ሃገራዊ ልሳን ኤሪትራ ብዝምልከት ክምዝስዕብ እብል፤ እቶም እምነተ_ሃይማኖታት ኩሎም ባዕዳውያን ኮይኖም፣ዳሓር ከኣ ማዕረ'ዮም ኣብ ውሽጢ ሃገር፤ስለዚ ደቂ ሃገር ኣመንቲ ምስልምና ቋንቋ ዓረብ ናይ ደገ ክነሱ ወግዓዊ ክንገብሮ ዶ ገለመለታት ዝብል ኣምር ገዲፎም ለልሳን ኣዲኦም ኣኽቢሮም ንከማዕብሉ ተዝጽዕሩ ኣብ መቦቍላዊ ክብረታት ነገዶም ተመሊሶም ክሕበኑ ሃገራውነቶም'ውን ይሕይል ፡ ይዓዝዝ።እዚ ምስ ዝገብሩ ድማ ሓደ ኣንፈት ናይ ብሄራዊ ጥምረ-ስምምዕ (National consensus)ኢሉውን ሃገራዊ ዕርቅን ስኒትን(Reconciliation of the Country as a whole) ከምጽእ ዘኽእል ሃዋህው ይፍጠር ኢለ እሓስብ። ን ቋንቋ ዓረብን ሸሪዓን ሃገራውነት ሠረት ንምንጻፍ ዝግበር ውዲት ብ ሽፋን ሰብኣዊ መሰላት ፡ ዴምክራሲ፣ ከምቲ ምስላ ኣበዋት:- "ዓሻ ተመሲልካ ድራሮም ወድኣሎም" ኢዩ'ዚ እስላማዊ_ስነሓሳብ ሸንኮለል፤ ሃይማኖታዊ ፖለቲካ ምስጓምን ባዕዳዊ ልሳን ሃገራዊ ንምግባርን ሸፈጥ ጥራሕ ዘይኮነስ ዓመጽን ኣንፃር ልዑላዊነት'ውን'ዩ።
@abowatabowat3218
@abowatabowat3218 4 года назад
ቋንቋ ዓረብ ነቶም ኤርትራውያን ቋንቋታት ከይዕብልሎም እንዳ በልኩምሲ- ስታዝ ጥራይ ትብሉስ- ሓንሳእ ኳ ብቛንቋ ኤርትራ ኣይትጽውዕዎን- መምህር ማላት እዩ መስለኒ።
@migos-offsetaberatakeoffal6814
@migos-offsetaberatakeoffal6814 4 года назад
😀😀
@hhg622
@hhg622 4 года назад
ያ ናይ ብሓቂ
@yoditneumannkelati5428
@yoditneumannkelati5428 4 года назад
Barole bzahba Mennet ,er hat recht , ane Mennetey Eritrawit iye.....👍
@sidetenamekerna2247
@sidetenamekerna2247 4 года назад
ኣነ ዝገርመኒ ስ ናይ ቶም ትግሪኛ ዩ እቶም ትግሪና እንታይ ኣሎ ዘሰማማዓና ኢልኩም ኮለል ትብሉ እቶም ኣስላም ከኣ እንታይ ኢዩ ዝፈላሊየና ኢሎም ኮለል ኢሎም ሒዞም ይመጹ ክክክክክ ይገርም ዩ
@eliashabte7120
@eliashabte7120 4 года назад
Why somali dont Speak arabic?
@user-ed6sk7hd9g
@user-ed6sk7hd9g 4 года назад
Kedki hetatyum
@993gr7
@993gr7 4 года назад
ጀሲ ደፋእ ዓሬብያ ተሰተር ሐንቲ አይትፈልጥን ኢኻ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ መትሐዚ የብሉን ካብ ሐቂ ዝራሐቀ ኢዩ። አታዮ ባዓል ጻዕዳ ማዕዳ ሑልኩስ እመይ ኾንካን ብትክክል ልስኹም ልአተኹሞ ኩሉ ይሬክስ ደቂዛ ንአምን ዑጉሜ።
@hhg622
@hhg622 4 года назад
ሰለተነ ብቆንቆካን ብባህልካን ብክብርታትካን ዘይተክብር እንተኮይንካ ሳብስክራይብ ክህበካ ዘይኮነ ኣብቲ እንዳጎሎ ክእሽገካ ኢየ።
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 года назад
Kkkkkkk haqka aleka ane qurub misay abiyu ele eye ziketatelo ember senef eyu tesfiye entay diyu eluwo shilet kkkkk
@shumtv241
@shumtv241 4 года назад
bselam tesemamika ms kulen bherat tkeyd xubuk aykonen gn tgray tgrigna zbehal ab hzbi eritrea ay serhn eu ok ... b xegam temexika b xegam alena ...tgebrwo neger yeblkumn hasewti .. ab meda yerakbenaa ane saho eye dlyetey gtzey temaliu xelaeika mukaney kab lomi flet eika ok .. meda yerakbena lekbat
@adnaqimerebestifanos7078
@adnaqimerebestifanos7078 4 года назад
Kkkkkk ya meda da football ktxawet dika ktkeyd saho melhas awtsieka ktxaref jemirka truf dhri degim hji endya da kbretna chamak teqemqima
@raeimussie1731
@raeimussie1731 4 года назад
johsi sebayyyyy
@desusium5103
@desusium5103 3 года назад
Seltene. Bzgeberkayo. Sbuk ente kone. Ezi hawna yesef zblwo. Nay hade wdb tesetafi. Aykonen derho. Kemehadr Kami. Yeblun. Entay eyu gerukum ezi sebay. Nay sebay srah serihu mesiu si ms beal yesef
@yhaishmebrahtu9933
@yhaishmebrahtu9933 4 года назад
Yosef nay behaqi tigrinya qonko ney africa lengebro ena
@zegaiaso8687
@zegaiaso8687 3 года назад
ሃየ
@zegaiaso8687
@zegaiaso8687 3 года назад
ዓዲ ኣትዮምኻ ሻዓብያ ህጂ ትንፋስ ረኺቡ
@user-fc9sj8qy8h
@user-fc9sj8qy8h 4 года назад
Seltene My Comment is to you to start Your Good side 1. XaErikaa Ezii Journalism Wella BukuE Aytikun mis Gize u ll be Graualy ll Improve this is only is your good side Your Bad Side 1. Justice yebilkan Abb mongo Edumat Wegen tihiz wella Wegen Yhalikaa Eskaa mihtatyu srahkaa 2. Time Abb Mongo Edumat Justice yebilkan 3. Hateti Meselomyom kihatu nii Salahadin 2 time Zerikayo abb Tesfaxion nimintay tisihk Elkayoo tesfaxion mis Xerefo Sukk Elkaa Timali kiA Axikayo Nimintay ZeytewedeOo Dehar nimintay tixaref 4 , Medebka Kanka Arab Kanka Arab Shenkolel kulu medebkaa Abb Arab bejakaaa Ezaaa AriEstii EziA KeyteliElaa Dhri hiji
@bereketghebreyesus2314
@bereketghebreyesus2314 4 года назад
Eway muhur barle ab mengo nation and ldentit keyfeletkas pakasta wala france tblena sertificet krear alewo mewalu eyu azi ab enkilil znebr zelo muslim ka azi eyu muhur natom zey mexu da bal khald selezeyblom gn tehabiom seb ysedu
@raeimussie1731
@raeimussie1731 4 года назад
hubun eye jhosi baka
@user-os1yl8hc3i
@user-os1yl8hc3i 3 года назад
👎👎👎እተን ሃገራት Abdalla ትጠቅሰን ዘለዃ ብዓል ህንዲ ናይጀርያ እቲ ቆንቆታት ባዕዳውያን ኣብ ግዜ ግዛት ዘታኣታተው እዩ መንነቶም ኣጥፊኦምሎም እዬም። በዚ ኣባሃህላ ከምዘን ዝጠቀሰን ሃገራት ኣ ጥልያን ኣብ ኤርትራ ክንዛረብ ነይርና ማለት እዩ ??? እሞ እንታይ ዳኣ ዓረብ ትብል ቆንቆ ጥልያን ዘይትብ ኣቦታትና እኮ ድሕሪ ጥልያን ቀጺሎሞ ሕዬም???
Далее
SHIRT NUMBER OR SWIM 🙈💦
00:32
Просмотров 6 млн
skibidi toilet zombie universe 40 ( New Virus)
03:06
Просмотров 1,8 млн
discussion Yaqob salih with dirar gebrekidan
3:32:37
Просмотров 76 тыс.
SHIRT NUMBER OR SWIM 🙈💦
00:32
Просмотров 6 млн