Тёмный

Tesfalem Gebreslassie "ለሚነይ"/leminey/ 2024 traditional tigrigna music  

ሰብ ኩን ሚድያ sebkun Media
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 294 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,6 тыс.   
@tbletsgmaryam3585
@tbletsgmaryam3585 2 месяца назад
በጃኩም ሪኢኩም ኣይትውፅኡ ላይክ ኮሜንት ሼር ንግበረሉ ነዓና ጥቅሙ ተዘይ ተረአየና ንዕኡ ግን ጥቅሚ ኣለዎ እዩ 🙏🙏
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tilahungebreslassie
@tilahungebreslassie 2 месяца назад
እወ ወደይ ንኸምዚኦም ዘየተባበዕና ንመን
@misgungidey34
@misgungidey34 2 месяца назад
Exactly ‼️
@SenaytKahsay-21
@SenaytKahsay-21 2 месяца назад
🎉❤❤
@RakiRaki-ng9fj
@RakiRaki-ng9fj 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@zegemtamedia
@zegemtamedia 2 месяца назад
ፈቲና ጸሊእና ንፋቐር ኢና ደቂ ትግራይ ጥዑም ሙዚቃ ጽቡቕ ኣተሓሕዛ ባህሊ ይበል ሓውኹም ካብ 🇪🇷
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 2 месяца назад
❤❤❤❤
@KhezaKhan-cs7eh
@KhezaKhan-cs7eh 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mkinay843
@mkinay843 2 месяца назад
ከምዚ ትክክለኛ ባህሊ ትግራይ ስርዓቱ ሓልዩ ንዝሰርሕ ኣርቲስት ነበረታትዕ ። ይበል ።
@Alganesh7060
@Alganesh7060 2 месяца назад
እታ ጥንታዊ ናይ አቦታትና ባህሊ ትግራይ ሓልኻ ስለ ዝሰራሖካዮ ክብሪ ይግባአካ ሓወይ ገራሚ ስራሕ
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤❤
@dawityemane4908
@dawityemane4908 2 месяца назад
mestewalit tigraweyti tehbo comment 👏
@babzemikiel8645
@babzemikiel8645 2 месяца назад
I'm from Eritrea 🇪🇷 I love tgray culture
@መዳቦይ
@መዳቦይ 2 месяца назад
ለቢመ ኢልካ ኢኻ ኮ ጺሒፍካያ እዚኣ ምስ ናትና እንታይ ፍልልይ ኣለዎ ኮይኑ እዩ ናይ ትግራይ culture ትብል ዘለኻ? ትግሪኛ እንተ ኮይካ ማለትተይ እየ
@dc8625
@dc8625 2 месяца назад
😂😂 ኤርትራን ትግራይን እንታይ እዩ ፍልልያት ዘለዎ ኮይኑ ኣይ
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 2 месяца назад
@@መዳቦይ from Eritrea eko eyu elu. Which means kaleot biherat alewu.
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 2 месяца назад
@@dc8625tigrigna tray eko aykonen zelo ab Eritrea. Etom 9 biher ab tigray tezhlwu maybe hade ena tbl.
@mulalemzenebe2958
@mulalemzenebe2958 2 месяца назад
All are the same
@MuleMakk
@MuleMakk 2 месяца назад
ኣብ ሂወተይ ንመጀመርታ ግዜ ኣፈይ ሃህ ምስ በለ ከይተዓጸወ ዛ ደርፊ ተወዲኣ ❤❤❤❤
@TsgabGe
@TsgabGe 12 дней назад
😂😂😂❤❤❤
@Chef_Tsega
@Chef_Tsega 2 месяца назад
ከምዚ እዩ ባህላዊ ደርፊ ማለት ፍርቃፍርቂ ዘይብሉ ምሉእ ብምሉእ ባህላዊ Bravo👏ተስፋኣለም❤❤❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 2 месяца назад
እሞ እቲ ከምዚ ዝበለ ብዝሕ ዘይረኤይ ንምንታይ ግን😢
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@Chef_Tsega
@Chef_Tsega 2 месяца назад
@@ትዕግስቲዩቱብCanal ንደማመር 😊
@marbayname
@marbayname 2 месяца назад
ብጣዕሚ ናይ ቀደም ይመስል ዘለዎ ርጋዕታ አወዳድቃ ቃላት እሰይይይ❤ናሎሚ ተልሂት ድዩ ምድራብ ዘይፍለጥ ንፅግንፅግ እዩ
@LuliaEritreawit-kf9of
@LuliaEritreawit-kf9of 2 месяца назад
I love this ❤🇪🇷original Tigrinya kab naylezeben egerger derfi this by far 10000% perfect 👍👍👍👍
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 месяца назад
❤❤ድምፂ 100%❤❤ ❤❤ዜማ 100%❤❤ ❤❤ግጥሚ 100%❤❤ ❤❤ኮቶሰ ታይ ክወፀኦ ባህሊና ምሉእ ብምሉእ የፀባርቕ❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 месяца назад
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ❤
@titimekseb6408
@titimekseb6408 16 дней назад
I'm from akle guzay ❤❤❤ i love that
@MuliyeEsu12
@MuliyeEsu12 2 месяца назад
"እቲ ንጥበብ ክብረት ዝህብ፣ ክብረት'ዩ መዓርጉ"፣ ኣዚዩ ባህ ዝብል ባህልና ክብርናን ዝገልጽ ስራሕ፣ ክብረት ይሃባትኩምታ!
@HsBd-m9y
@HsBd-m9y 2 месяца назад
ትክክለኛ ናይ ተጋሩ ተልሂት ከበሮ ኮታስ እዚኣ እያ ባህልና ተጋሩዋይ የቐኒየልና ተስፍሽ ኣኽኽኽ ኣየ ስደት ሰይ ከበሮ
@user-yt2ho4lo3h
@user-yt2ho4lo3h 2 месяца назад
ናይ ዘን ክልተ ሰሙናት ቡሉፃት እቲ ሙዑሩግ ሁሩፍን ባህልናን ያታናን ዘጉልሓለይ ናትካን ናይ ሃለዋት ሓጎስን ዋውው ዓጊበልኩም❤❤❤🎉🎉❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
@Adonay_Dvora143
@Adonay_Dvora143 2 месяца назад
እረ በስላሴ ቀደም ዘየናፍቅ ስራሕ ኣብቀደም ዘለና እምበር መሰለና🎉❤ተዓወት
@ALPHA11234
@ALPHA11234 2 месяца назад
ንድሕሪት መሊሱ ነቲ ውቁብ ባህሊ ትግርኛ ብግቡእ ዘንጸባርቕ ጥዑም ደርፊ።
@tretre-br2fv
@tretre-br2fv 2 месяца назад
ዋውውውው ተስፍሸይ ኣሰይ ዝባህልና ካብ ናይ ሎሚ ኣርቲስት ኢና ባሃልቲ ደርፊ ኢሎም ኣባላሽይ ሓግየምዎ እንድዮም ኣብ መጨረሻ ሓደ ክንዲ ሽሕ ረኪብና ተስፍሸይ 100/100 Tayger🤴ወድ ትግራይ🥰💊💥
@zfanlave7057
@zfanlave7057 2 месяца назад
ዋው ገራሚ ስራሕ እዩ ተስፉሸይ ኣበይ ኣለኩም ተጋሩዋይ ሃየ ነተባባዓዮ ነዚ ጅግና ሓውና❤💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉
@zfanlave7057
@zfanlave7057 2 месяца назад
​@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ መዓረይ
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 2 месяца назад
❤❤❤🎉🎉
@tdf-ng2bj
@tdf-ng2bj 28 дней назад
10x ሰሚዕኻዮን ሪኢኻዮን ዘይምነው ስራሕ❤❤❤❤🎉 የቐንየልና ክቡር ሓወይ🙏🙏
@SelemunHaftay-g1z
@SelemunHaftay-g1z 2 месяца назад
እዚ እዩ ናፊቅና ነይሪ አታ በዓል ፁቡቅ ድምፂ ተስፋአለም ገብረስላሴ ❤❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉
@Mesallentertainment
@Mesallentertainment Месяц назад
ናይ ባሓቂ ስድራቤትካ መታዓቢትካ መረበትካ ተዘክር ጥዕምቲ ናይ ባህላዊ ደርፊ 🙏🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
@Naxitey
@Naxitey 2 месяца назад
ዋዉ ኣሰይ ይበል ህርመት ከበሮ ድምፂ ኣከዳድና ባህልና ኩሉ100% ተጋሩዋይ ሙሩፃት ዘርኢ💛❤👑🙏
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@Naxitey
@Naxitey 2 месяца назад
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ማዓረይ❤
@HayhMa
@HayhMa 2 месяца назад
ተስፍሸይ ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ላይክ ሼር .S ገይርኩም ሕለፉ ናይ ባዕልኒ ነዐቢ ተስፍሸይ ጅግና ወዲ ትግራይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ 💞💘👏
@Bahgi_
@Bahgi_ 2 месяца назад
ተጋዳላይ ወ ስነ-ጥበባዊ ተስፋለም ገብረስላሴ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሒዝካልና መጺእኻ። የቐንየልና። ኣዮዃ ቀጽለሉ! ❤💛 ብዙሓት ተዋሳእቲ "ድራማ መስሓግ" ኣብ እዚ ትልሂት ኣለዉ . . . ንእዚ ደርፊ ፅቡቕ ግርማ ሞጎስ ኣልቢሶምዎ።👌🙏
@Merestyles11
@Merestyles11 2 месяца назад
መምህር ተዝኸውን ብጣዕሚ ጎበዝ ኢለ ምፈረምኩልካ
@سلامهالحارثي-ذ8س
@سلامهالحارثي-ذ8س 2 месяца назад
ሰላምን ራህዋን ይፊጠረልና ደቅ ትግራይ ሸኾራት😮😊😊😊😊😊😊
@Maki38916
@Maki38916 2 месяца назад
ተስፍሸይ ብሉፅ ፅቡቅ ስራሕ ናብ ናቀደም መሊስካና ናብናይ ወለድና ግዜ ከምዚታት መልሱልና ሰናይ ዞምሓተይይይይይይይይ 💙💚💙💚💙💚💙💙💙💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙
@misgungidey34
@misgungidey34 2 месяца назад
አረ በጃኹም ደቂ ዓደይ እዚ ብሉፅ ስራሕ እዩ ነበረታታዓዮ #Like_Share_Comment_&_Subscribe እናገበርና ደቂ እኖ‼️
@weaszxxzsawq238
@weaszxxzsawq238 2 месяца назад
ንፉዕ ትግራዋይ ኢለካ አለኩ አነ❤😘
@ፍቕሪ-8
@ፍቕሪ-8 29 дней назад
ዋው ባህሊ ወለድና ተፈታዊ በጃኻ ደገመና ለለ😂😊
@Tdf-fg9qc
@Tdf-fg9qc 2 месяца назад
ደስስስ ዝብል ባሃሊ አርትስ ተስፋአለም ሓወይ ደቅ ዓደይ ላይክ እና ከምንት ሽር አይተፈለይወ ክብራት ተካታትልቲ ከምዚ እናገብርና አሕወትናን ደቅዓድናን ነተባብዕዮም (ብሽም /ለሚነይ👍ሳስክራይብ ግበርለይ ክብራተይ 🙏
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@wendiyegebre2833
@wendiyegebre2833 22 дня назад
ብጥኣሚ ዝገርም ደርፊ ናቀደም ናተጋሩ ባህልና ከመይ ምንባሩ ኣሪዩና ንበረልና።
@dawittsegazeab
@dawittsegazeab 2 месяца назад
ደጋጊመ ተሰማዕኽዋስ ዘይትምኖ ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ!
@BetlhemeYohannes
@BetlhemeYohannes 24 дня назад
❤❤❤
@almazkonjo2920
@almazkonjo2920 2 месяца назад
ተስፍሽ ለባም እንካዕ ብሰላም መፃእካ ዘሐወይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ብባህሊ ዓድና ❤❤❤❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
@FreweyniHalofom
@FreweyniHalofom 26 дней назад
ቀፅለሉ ተስፍሸይ 🎉❤
@selamaaregawi5597
@selamaaregawi5597 2 месяца назад
ቀፅለሉ ተስፍዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ባህልና ጥዑም❤❤❤❤
@thega-o3g
@thega-o3g Месяц назад
Yebel derfi
@melakugereziher2130
@melakugereziher2130 2 месяца назад
ናይ ወለድና ❤❤❤❤ ሳዕስዒት ን ህርመት ኸበሮን
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@AregawiBsrat
@AregawiBsrat 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉​@@ትዕግስቲዩቱብCanal
@gebremichaelwoldu9614
@gebremichaelwoldu9614 2 месяца назад
ሚዕዒዙ!
@wedimaynehayugabay7042
@wedimaynehayugabay7042 2 месяца назад
I am from Erey but I love you and I love our culture be stronger 💪💪💪💪
@SemereHa
@SemereHa 22 дня назад
Thanks a lot 🙏 💓Let's make this video viral
@zedigidey-qm8xu
@zedigidey-qm8xu 2 месяца назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ ህድእ ዝበለ ምስ ጥዑም ድምፂ ሕዋስ ዘይብሉ ኩሉ ሙሉእ ንድሕሪት መሊስካና ብታሪክ እንፈልጦ ባህሊ ኣዘካኪርካና ተስፍሽ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@shferawgebreyos3351
@shferawgebreyos3351 2 месяца назад
ተስፍሸይ ኣዝዩ ዝገርም ስራሕ ከም ትፅቢተይ ኮይኑ ብጣዕሚ የቐንየልና🙏
@SeifeTekle
@SeifeTekle 2 месяца назад
❤❤❤❤❤ባህልና ጥዑም ፡ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላሙ የውርደሉ ናብ መንነቱ ክምለስ
@MelonaTube1223
@MelonaTube1223 2 месяца назад
ተአምር እዩ በቃ ትግራይ እዚኣ እያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@freselamblack
@freselamblack 2 месяца назад
ኣሰይ ዘመና ይመልሰልና ርግዕ ዝበለ ኣታሃራርማ ❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
@nenenenejejeew3551
@nenenenejejeew3551 2 месяца назад
ዋዉዉዉ ደስ ክብል❤❤❤❤❤❤
@Shwati308
@Shwati308 2 месяца назад
ብጣዕሚ ደስስስ ባሃሊ ከምዚ ሙሉእ ባህልና ሕዝካዮ ዘለካ ቀፅለሉ ተስፍሸይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selamgaldesta9173
@selamgaldesta9173 2 месяца назад
ፅቡቕ ስራሕ ተስፍሸይ💎🤴❤ ባህልታትና ምስ ክብርታትና ይተዓቀብ ካብ ወሎዶ ናብ ወሎዶን ወሎዶታትን ካኣ ይሳጋገር። ብዘመናዊ ምዕባለ ምኽንያት ባህልና ኣቃሊልና ኣለና በፍላይ ደረፍቲ ሰለ'ዝኾነ ድማ ወድቅና ኣለና ሰለዚ #ኖርማል እዩ ምባል ገዲፍና እቲ ንሕማቅ ነውሪ'ዩ እናበለ ዘምፀና ባህልና ንዓቅብ ❤️⭐️💛
@Jonweditigray
@Jonweditigray 2 месяца назад
ተስፍሽ ብሓቂ ብሉፅ እካ ኩሉ ስራሕካ ንባህሊ ትግራይ ዝገልፅ እዩ ቀፅለሉ ባህሊ ትግራይ ክዓቢ ኣለዎ ትብሉ ላይክ ናገበርኩም ሕለፉ ንሓውና ነባራታዓዩ
@halezgigebremedhin4781
@halezgigebremedhin4781 2 месяца назад
ባህሊ ትግርኛ በል ትግራይ መሪት እዩ።
@Jonweditigray
@Jonweditigray Месяц назад
@@halezgigebremedhin4781 ኛ ኣምሕርኛ እየ ኣይብልን እስኪ
@ሕግናሕጊሙስየ
@ሕግናሕጊሙስየ 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተጋሩ + ትግርና ባህልና ክብርናን ሓቢርና ንዓቅብ ሓደ ዳ እንበር ኣይኮናን 2ተ ትግሪኛ ተጋሩ ❤❤❤❤❤
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 2 месяца назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ቀደም ባህሊ ዓድና ከምኡ ጊርኩም መልሱልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@KinfeTeweldebirhan23
@KinfeTeweldebirhan23 11 дней назад
wow! Thank you providing such amusing cultural song! Listning all day long.
@tsegaydesta3618
@tsegaydesta3618 2 месяца назад
ዋው ደስ ክብል እዙ ባህሊ ኣብ ዓድና ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እንባ ብፍሉይ ንጥቀመሉ ን ንደርፎን እዩ ቀፅለሉ እዛ ጡሩንባ ግን ኣብ ተልሂትን ሳዕሲዒትን ብደንቢ ፍለይዋ ከምኡውን ብዙሕ ኣይተጠቀምኩምላን
@Haregte
@Haregte 2 месяца назад
ኣብ ኩልና እዩ ንሕና ማዓሸይ ይባሃል እቲ ፀዋታ ዋላ ኣብ ዓመቱ ኣብ እንዳሕማ ይድረፍ ጥዑም ነይሩ ጥዑም ከይበልናዮ ሓሊፉ😢 እግዚአብሔር ካብዚ ዝከፍኤ ኣየምፀአልና😢🤲
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
እስቲ ካብ FB ሪኢኩም ዝመፃእኩም❤ ብዝኮነ ደስ ልብል ስራሕ ካብዚ ዘመን ፍልይ ዝበለ ሓወኒ ሼር በልሉ ኣሕዋተይ😍
@AluMikael
@AluMikael 2 месяца назад
ጥዑም ደርፊ ተስፉሸይ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ዕበየልና
@galaxysa1333
@galaxysa1333 2 месяца назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ አብ ባህሊ ዝተመስተት እየ ቀፅለሉ ብፍላይ አብ ባህሊ ምልላይ ዘለካ ተዋፋይነት ቀፅለሉ ❤
@Tsgush-algahtamaa017
@Tsgush-algahtamaa017 2 месяца назад
ተስፉሸይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ መሉሱና ናብ ባህልና
@aotali8812
@aotali8812 2 месяца назад
ኣታ ኣበራታትዕዎ ማ እተው ኩላትኩም ዙ ፅሩይ መንእሰይ ንኻልኣይ ጊዘ መፅየ ይሰምዓ ኣለኹ❤❤❤❤
@Yrgutube
@Yrgutube 2 месяца назад
ተስፉሸይ እንኮዕ ዳሓን መፃእኻ❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 2 месяца назад
አሰይይይ ደሰሰሰሰ ዝብል ባህላዊ ደርፊ ናይ ቀደም ናይ ወለድና ዘመን ዘነበረ ይመሰል ቀፅልሉ በርቱዑልና❤❤❤❤
@AsAz-xo3qg
@AsAz-xo3qg 2 месяца назад
አሰይ ባህሊ ዓድና ጥዑም ቀፅለሉ ኩቡር ሓው❤❤
@MulubrhanMulubrhan
@MulubrhanMulubrhan 2 месяца назад
ፐእ👌 ዝስማዕ ደርፊ❤❤❤ ትኽክለኛ ናይ ቐደም ባህሊ ትግራይ ዘስታውስ
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 2 месяца назад
Waw ገራሚ ስራሕ ባህልና ፅሩይ መንነትና 💛❤❤❤
@ZafuZafu-ly2ub
@ZafuZafu-ly2ub 2 месяца назад
እሰይ ተስፍሽ ሓውና ቀፅለሉ 👍እዚ ናይ ትግራይ❤💛 ወለድና ደስ ክብል እኮ ልድሕርት መልስካና
@samriberhe-z1e
@samriberhe-z1e 2 месяца назад
ደስ ይብል ቀፅለሉ ባህሊ ዓድና ህድምድእ ብዝብለ ❤❤❤❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 2 месяца назад
ኩሉ ስራሕኻ ፉሉይን ሰሓብን እዩ ❤❤ እቲ ባህልና ቁልጭ ኣቢልካዮ ተስፍሽ ❤❤
@TmnitTesfay-df2yx
@TmnitTesfay-df2yx 2 месяца назад
Wawww🎉 ደሰሰሰ ዝብል ሰራሕ ተሰፊሸይ #ባህልና ጥዑም ❤❤❤❤❤🥰🌹🔥💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌿🌾🌸🌼☘️🍀ሰናይ በዓል ቅንያት #ኣሸንዳን ሩሑሰ ሓድሸ ዓመትን ይግበርልና ደቂ ዓደይ መዓረይ 💋🌹🔥🔥🔥🔥🔥🔥🌷🥀💋🌺
@Konjo-zr9xd
@Konjo-zr9xd 2 месяца назад
wawww❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😍😍
@desaleygirmay9938
@desaleygirmay9938 2 месяца назад
Amazing Traditional music ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ ተስፍሽ Keep going 👍👍👍
@HaileslaseGerezhier
@HaileslaseGerezhier 2 месяца назад
ብፃይ ተስፋአለም ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕኻ
@TIGRAWEY
@TIGRAWEY 2 месяца назад
Way tegaruway tsruyat alem men kam tegaru seb grma ybel serh tesfaalm hawna selam ntigray adena🎉❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@TIGRAWEY
@TIGRAWEY 2 месяца назад
@@ትዕግስቲዩቱብCanal በቃደማይ ደሚረኪኮ🥲
@DawitbirhanuDevoatran
@DawitbirhanuDevoatran Месяц назад
❤❤❤❤❤❤ልገር ጓይላ ❤❤❤❤❤❤ኣብ ቀረባ ከዓ ካብዚ ብልበለፀ ይፅበየካ ይመችካ
@Hagush_gal_kiki21
@Hagush_gal_kiki21 2 месяца назад
እንኳዕ ድሓን መጻካ ተስፊተይ ጅግና❤🎉❤🎉ደስ ዝብል ስራሕ ባህልና ዘማእከለ😊ሰይይ ደቂ ሩባይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤👌😘ቀጽለሉ ተስፊሸይ
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
@ZufanHayleslase
@ZufanHayleslase 2 месяца назад
❤❤❤❤❤ዋው ናይ ቐደም ደርፊ ይጥዕም ርግእ ልዝብ ዝበለ ይበል ድምፂ ሳዕሲዒት ዜማ ግጥሚ🎉🎉
@hailaygebrerufael3693
@hailaygebrerufael3693 2 месяца назад
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ግርም ዜሜ ባህልና ጥዑም ኩርዓት ተሰሚዑኒ የቕንየልና
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 2 месяца назад
ኣሰይይይ ምዛኑ ዝሓለዋ ላዛ ዘለዎ ኦርጅናል ባህልና ደስ ክብል ናይ ሎሚ ድኣ ጭንቅ ጭንቕ ድኣ ሉ ዘብልዎ እዚ ግን ይበል እለዮ ኣለኩ ትባረክ
@Wembertawit1914
@Wembertawit1914 2 месяца назад
መኽበሪ ባህሉ ኩርዓት ኣፅብና ተስፍሽይ ቀፅለሉ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@Wembertawit1914
@Wembertawit1914 2 месяца назад
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ 🥰
@SalamHabshi
@SalamHabshi 2 месяца назад
ይበል ጅግና❤❤❤
@aotali8812
@aotali8812 2 месяца назад
ገፍገፍ ዘይብሉ ደርፊ፣ሳዕሳዕቲ ኩሉ ፅቡቕ ተስፊተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉
@Meri.2146
@Meri.2146 2 месяца назад
ይበል ስራሕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ባህልና ጥዕም❤
@Lili-se1rc
@Lili-se1rc 2 месяца назад
ናይ ቀደም ዝፈትዋ ደርፊ መኽበር ባህሉ መምህር ናይ ትግርኛ ክቡር ዶክተር ስነ ጥበባውን ኪሬስ ኣለማዮ እየ ለድንቅ ❤ ሓወይ ናተይ ብጥዕሚ ደስ ባሃሊ ሰርሕ ናብ ቀደመ ምሊስካና ዉሕልና ዝመልኦ ቡሊጽ ደርፈ ❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@Lili-se1rc
@Lili-se1rc 2 месяца назад
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ምቅርተ ሓፍተይ❤🙏
@maharigerenchel-ve5pp
@maharigerenchel-ve5pp 2 месяца назад
ኣቤት ደስ ክትብሉ ዓደይን ስድራይን መተዓቢተይን ናፊቐ ንብዓት ሲዑርኒ ! እንዳ መስሓግ ውን ናፊቕናኩም!
@Filmon680
@Filmon680 2 месяца назад
I Really Love This Song ❤God job well
@birhanehagos8979
@birhanehagos8979 2 месяца назад
ጽቡቅ ተስፋኣለም ሓወይ፡፡ በርትዕ!!
@hankhan-bo7wm
@hankhan-bo7wm 2 месяца назад
ዋውው ደስ ዝብል ናይ ወለድና ባህሊ ዓድና ዘዛኻኽር ደስ ክብል ዝባህልና ❤❤🥰🥰🥰
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
በሰመአብ ነብሳም ይማሓሮም ክሮስ ኣለማዮሁ እና እያሱ በረሀ ኣዘክሩኩምና😢
@hthf454
@hthf454 2 месяца назад
ኣሰይ እንኮዕ ብሰላም መፀካ ተሰፍሸይ ቱናይ ቀደም ባህልና ኣብዙይ ኣሎ😘♥️
@Smarrh-yw4kf
@Smarrh-yw4kf 2 месяца назад
ተስፉሸይ ላባም መክበሪ ባህሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ ወዲ ሪመይ 💕💕💕
@amociyasproduction4166
@amociyasproduction4166 2 месяца назад
Wow wow 👌 💯 Original culture of Tigray ❤ Keep it up
@Suus-w9s
@Suus-w9s 2 месяца назад
ዋውውውውው❤❤❤
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 2 месяца назад
ዝገርም ሰራሕ ክብረት ይሃብኻ ዝሓወይ ቀፅለሉ❤💊🙏
@sgebrese
@sgebrese 2 месяца назад
❤️❤️❤️great job! Everything in this song /video is uur Pure cultural. Well presented 👌👌
@Alihaidar-jm2re
@Alihaidar-jm2re 2 месяца назад
ብጣዕሚ ሓሪፍ ሰራሕ ቀፅለሉ❤
@TiteTi-oc7sc
@TiteTi-oc7sc 2 месяца назад
በህልና ክጥዕም ኣሰይ ተስፍሸይ ወድዓድና ብርትዕ ፅብቅ ስራሕ ወድነዋዬ😢
@ኣክስማዊት-መ5ጸ
@ኣክስማዊት-መ5ጸ 2 месяца назад
ተስፍሸይ ደስስስስ ዝብል ባህልካ ጥዑም ቀፅለሉ በዓል ጥዑም ድምፂ❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
@Haf12Tom21
@Haf12Tom21 2 месяца назад
❤❤❤❤Wow Harif Bahlu Zhalewe Srah Bro
@ጋልካሕሳይTgraweyti
@ጋልካሕሳይTgraweyti 2 месяца назад
ተስፍሽ ወዲ ሩባይ ጎበዝ🎉❤🎉
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 месяца назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@yoni_212
@yoni_212 2 месяца назад
really love this song much ❤
@titichannel8465
@titichannel8465 2 месяца назад
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ምስ ሙሉእ ባህሊ❤❤❤❤❤
@gmogos4355
@gmogos4355 Месяц назад
Thank you for the lovely cultural show. ለሚንየ ለሚንየ። ናይ ቀደም ደርፊ
Далее