Тёмный

Tesfazion. ስለምንታይ ስነጥበባዊ ኤርሚያስ ኤርሚለ አብ ሑሱም ድኽነት ወዲቁ? 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 42 тыс.
50% 1

Tesfazion. Why Artist Ermiase Fell To Extreme Poverty?

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 320   
@amanielu4216
@amanielu4216 4 года назад
መርሓባእ ተስፋጽየን ጂግና እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ተስፌ ኣባዳህሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣንታ ተባዕ መዋዳድርቲ ኣልቦ። እስከ እንባሕ በል ተስፋጽየን ኣባዳህሪ ኩልና መንእሰያት ደቂ ትግርኛ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@ሰላምናፊቀ
@ሰላምናፊቀ 4 года назад
ተስፋጽዮን ኣጆኻ አቲ ሓቂ ምሳኻ ኢያ ዘላ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣቦ ትግርኛ ኣምላኻ ከማኻ ሓቀኛታት ይፍጠረልና
@__salasa
@__salasa 4 года назад
ሕጂ ንትምህርተይ እንዳ ከድኩ ንዓካ ክሰምዕ ባቡር ገዲፈትኒ ከይዳ ተስፉ ማይ ፉዘር well come
@khaledibrahim5510
@khaledibrahim5510 4 года назад
kkkkk eway tehzn mskinay tmrtka gber tesfaxion wela hanti zgebro yeblun gzeka aytebakn
@__salasa
@__salasa 4 года назад
Khaled Ibrahim ኣምሺ ያ ዓብድ
@khaledibrahim5510
@khaledibrahim5510 4 года назад
@@__salasa kurkur wahid
@brukmark7675
@brukmark7675 4 года назад
Hamam!
@user-bv1bx4yp9k
@user-bv1bx4yp9k 4 года назад
እንካ ዝወደይ! እንካ ኒሕ - እንካ ዛንታ ውረስ ተዓጠቆ - ኣንብብ በብታርታ፣ ዝወደይ! እንካ ኲናት - እንካ ዋልታ ኣነጺርካ ወርወር - ፍጹም ከይትስሕታ፣ ዝወደይ! እንካ ብራና - እንካ ዳዊት እንካ እምነት - እንካ ታቦት ቃል ኪዳንካ ኣጽንዕ - ከምቶም ናይ ኣቦታት ካብ ላዕላይ ፈጣሪ - ክትረክብ በረኸት ሓልዎ‘ቲ ምስጢር - ክሳብ ዘንተእለት። ዝወደይ! እንካ ፍቕሪ - እንካ ሓልዮት ካብቶም ወለድኻ - ዘመንጭዉ ለውሃት ኣውርስ ንደቅኻ -ንዕንዱ ንሕንጢት ጽቡቕ ጌርካ ኣዕብዮም - ይኹኑ ጎብለላት። ዝወደይ! እንካ መሬት - እንካ ልእላውነት ሓልዋ ትንፋስ‘ያ - ትኽበር ዘንተእለት ሕድሪ ተረከቦ - ሕድሪ ናይ ሰማእታት ኣውግሓዮ ለይቲ - ክረኽቡ ቅሳነት። ዝወደይ! ደምስሶ እቲ ክታም - ናይ ምንሊክ ጥልያን ኣካልካ ዝጉዚ - ናብ ትግራይ ኤርትራን ወጊድ በሎ ደጊም - ሓንሳብ ንሓዋሩን ኣርሞ ቲ‘ታሪኽ - መስርታ ኣግኣዝያን። ዝወደይ! ምለሶ ሬሳታት - ካብ ሊብያ ሲናይን ኣውጻኣዮ እሱር - ካብ ጉድጓድ በዓትን ደብሳ ነዴኻ - ካብ ጓሂ ንብዓትን። ዝወደይ! ሰኣሎ‘ቲ ካርታ - ንደፎ‘ቲ ፕላን ሓንጽጽ ስትራተጂ - ናይ‘ዚ ሓድሽ ዘመን ኪድ ተወዳደር - ምስ ኤሮጳን ኣስያን ሓምብስ ኣብ ሰማያት - ናብ ህዋ ጋላክሲን ስራሕ ነፈርቲ - ፈጣናት ሮኬታትን ጽቐጥ እምኒ - ናብ Trappist 1e ን ካልኦትን። Trappist 1e is a planetary system about 40 light years away from the earth. Trappist 1e ሓደ ናይ ፕላኔት ስርዓት ኮይኑ፣ ዳርጋ 40 ናይ ብርሃን ዓመታት ካብ መሬት ርሕቀት ኣለዎ። ኣግኣዚት ሃገርና ብተክኖሎጂ ዝማዕበለት ኮይና፣ ደቅና ኣብ በዓል Trappist 1e ን ኣብ ካልኦት ፕላኔታትን ክበጽሑን፣ እምኒ ክጸቕጡን፣ ኣብ ካልእ ዓለማት ክሰፍሩን(ዓለም ኣብ ከምኡ እንተበጺሓ) ክኣ ትምኒተይ እዩ።
@danieleyob3299
@danieleyob3299 4 года назад
ኤረትራ ትብሃል ልእላዊት ሃገር እንበር ኤረትራዊ ዝብሃል መንነት የለን ። ኣብታ ኤረትራ ትብሃል ሃገር ክኣ ሓደ ብሄር (ትግርኛ) 8ተ ቐቢላታት ኣለዉ ።
@best6469
@best6469 4 года назад
*#ኩቡር_ፕረስደንት_ሃገረ_ትግሪና_መርሓባ*
@bana4me935
@bana4me935 4 года назад
Wonderfull explanation.just go ahead 💕
@user-cs8fb4fk5c
@user-cs8fb4fk5c 4 года назад
ኩራዓተይ ሓበነይ እንካዕ ብስላም መጸኻና😍😍😍😍😍😍
@user-it2fl7yb1t
@user-it2fl7yb1t 4 года назад
መምህረይ መምህር ሓቂ...እንቋዕ ደሓን መጻእካ።
@habenn7407
@habenn7407 4 года назад
ረሳሕ ዓጋመ። እሞ ኪድ ንትግራይካ
@ariamemun9576
@ariamemun9576 4 года назад
ኣያ ተስፋጼን ' ! እንቓዕ ብሰላም መፀኻና : ተስፋና ኣቦ መንነትና ...!! የቐነልና ቪቫ ደቂ ኣጋኣዝያን ❤️🥂
@habenn7407
@habenn7407 4 года назад
ዓጋመ ረሳሕ
@manmano5085
@manmano5085 4 года назад
Ati agame go out
@samimoha2027
@samimoha2027 4 года назад
Tesfasion anbesa
@habtezionmelake6829
@habtezionmelake6829 4 года назад
ኣያና ተስፋጽዮን፡ ጎይታ ሓቂ! እንቋዕ ደሓን መጻእካ፡፡
@ndjheijehheihd7015
@ndjheijehheihd7015 4 года назад
"ከኣ መጸ፣ መጸ፣ ኣምበሳ ዝመስል ነስላም ዘንፈጥፈጠ!!
@user-yy1zi9qw1i
@user-yy1zi9qw1i 3 года назад
ዋይ ጸዉዕ ተበልኩውስ ባዓል በለስ ክክክክክ
@habtommaranatha9419
@habtommaranatha9419 4 года назад
ቀጽል ጥራይ! ንመጀመርታ ግዜ ህዝቢ ግእዝ ናይ ምግባር ዓቕሚ ዘለዎ መራሒ ረኺቡ ኣሎ። ሕጂ ምስዚ ንጹር ራኢን ስትራተጂን ዘለዎ ቃልሲ ክሰርሕ ዘይፈተወ ዝሓፍረሉ ርሑቕ ኣይኮነን። #ኣግኣዝያን_ይዕወት!!
@binyamdebesay167
@binyamdebesay167 4 года назад
Bihaki
@habtommaranatha9419
@habtommaranatha9419 4 года назад
ካብቲ ኣብ ሰማያትና ዝዝምቢ ዘሎ ደበና ከም ዝተዓዘብክዎ ፡ ብዉሑዱ ን86% ህዝቢ ዝውክል ቃልሲ ምኳኑ ንመጀምርታ ግዜ ካብ ናይ ውሑዳን ሰብ ፍሉይ ረብሓ ዘናግፍ ስነ ሓሳብ ከም ዝረኸብናን መጻኢና ውሑስ ምዃኑን ክሓስብ ጌሩኒ ኣሎ።
@arfessa2571
@arfessa2571 4 года назад
በዓል ሃብቶም ዝርጓት ንፍቅሪ ንሰላም ዘይትዝሙሩ ኣብ ናይ ኦሪት ኣተሃሳስባ ዘይትወጹ ኣብዚ ምዕቡል ጊዜ ናይ ድሁራት ኣተሓሳስባ ትሕስቡ ንህዝቡኩም ሃገርኩምን ጽቡቅ ዘይትሰርሑ ካብ ዕላማ ዘይብሉ ጽሉል ተስፋጺዮን ትሰምዑ።
@habtommaranatha9419
@habtommaranatha9419 4 года назад
ጽሉል እንተኮይኑ ኣበይ ከይበጽሕ ኢልካ እንዶ ሕለፎ ፡ ወይ ድማ ሓሳብካ ንገረና እቲ ናይ ሰላም ፍልስፍናኻ ኣርእየና ካብ ናይ ፕረሲደንት ተስፋጽዮን ዝበልጽ ወይ ዝሓይሽ እንተኮይኑ ክንክተለካ፡ ወደሓንካ!
@habtommaranatha9419
@habtommaranatha9419 4 года назад
ምስትውዓል ኢና ስኢንናዮ እምበር ኣግኣዝያን ከም ዝዕወት ዘጠራጥር የለን ። ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ንህዝቢ ዝኸውን ስነ ሓሳቡ ታሪኻዊ መሰረቱ መንነታዊ ሓድነቱ ቁጠባዊ ፍልስፍንኡ እቲ ግዜ ነዊሕ ኣይኮነን ተስፋኹም ምሉእ ይኹም ኣይትጠራጠሩ ዝብል መልእኽቲ ኢዩ ዘለዎ።
@bahri1415
@bahri1415 4 года назад
ኣቦ ሓቂ ኩላ ነቂሓ ኢያ በርቢሪካ ኢቲ ሓቀኛ ታሪክ ገላሊህካዮ ኢካ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ተስፋጽዮን ተስፋ ኩሉ ህዝቢ ትግርኛና
@asmeromsolomon5841
@asmeromsolomon5841 4 года назад
ዶንቆሮ መምህር! ደናቁር ሰዓብቱ። ኣይትሕሰቦ ኤርትራ ናይ ብዙሓት ብሄራት ሃገር ያ።
@mebrahtomgebremeskel5097
@mebrahtomgebremeskel5097 4 года назад
Kabey EU metseyu gahaf zkone seb eza seb fahafah abiliwa. Tesfatson you are so disgusting.
@barukh3373
@barukh3373 4 года назад
ኣጆኻ ጅግና ወዲ መርየት
@goitomhaile3915
@goitomhaile3915 4 года назад
Wellcome ተስፋ ህዝቢ
@tesfaldetberhane7942
@tesfaldetberhane7942 4 года назад
Great political debate and great political analysis that is why now a day the all people follow you. The politics is changing from time to time thanks for GOD.
@eelias3043
@eelias3043 4 года назад
ፕሮፌሰር ተስፋ-ናይ-ጽዮን፡ ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን።
@merhawitecle6574
@merhawitecle6574 4 года назад
Chi Voi American Europe n resiekala
@habtomyemane5903
@habtomyemane5903 4 года назад
a
@habtomyemane5903
@habtomyemane5903 4 года назад
!
@habtomyemane5903
@habtomyemane5903 4 года назад
q
@habtomyemane5903
@habtomyemane5903 4 года назад
+
@tv-7anseba.871
@tv-7anseba.871 4 года назад
እንቃዕ ደሓን መላእካ ጎይታ ሓቂ ተስፋጽዮን ኣባ ዳህሪ ንኪድ ጥራሕ ኣግኣዝያን ሃገራውያን
@ባዓልራኢ
@ባዓልራኢ 4 года назад
እንቓዓ ብዳሓን መጸኻ መምህርናን ኣያናን ኣቦናን ተስፋ-ጽዮን።
@user-fk4rq4es9w
@user-fk4rq4es9w 4 года назад
እዛ ፊድዮ ጀሚራ ክሳዕ ትውድእ ካፈይ እናሰተኹ ብሕጉስ መንፈስ ተማሂረ ። መምህር ተስፋጽዮን ክብረት ይሃበልና ። ንስኻ ሽም ንህቢ ኢኻ ።
@መንነትትግርኛ
@መንነትትግርኛ 4 года назад
ተስፋጽዮን ጅግና ነቲ ናይ ጥልያን ኤርትራውነት በርበረ ጌርካ ዓይኑ ደፊንካዮ ኢኻ።
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 4 года назад
People of Tigrigna Nation respect hero tesfazion thanks a GOD to give tesfazion as a leader
@samimoha2027
@samimoha2027 4 года назад
Hero
@changeman6774
@changeman6774 4 года назад
Tegadalay aleka do
@natugezae8258
@natugezae8258 4 года назад
ተስፋ ኣለኒ ብቁጠባን ቴክኖለጅን ንዓለም ገዲፋ ዝተሓምበበት ሃገረ ትግርኛ ክርእይ፡ ዕድመን ጥዕናን ኣያና መምህር ተስፋጽዮን ውላድ ወልደኣብ ወልደማርያምን ኪዳነ ክፍሉን
@ashebiradhanom1865
@ashebiradhanom1865 4 года назад
ኣቦ መንነት ተባዕ ጅግና
@filmawitade9029
@filmawitade9029 4 года назад
ተባዕታይ ወዲ ሊቃውንትን ሞካንንትን ነዛ ኩላ ጸጋማውያን ጸጸግዓ ኣትሒዝካያ ! ደጊም ንመንእሰይ ትግርኛ ዘደናግር ወዲ ማኦ ይኹን ወዲ ለኒን ኮቶ የሎል !
@tisiontsion777
@tisiontsion777 4 года назад
Happy feast of Tabernacle Tesfie jigna 👍🏾❤️
@ወድከበሳ
@ወድከበሳ 4 года назад
ሪኤ በር ጉዳም ሪኤ ኣጋዚያን ሜዳ ብሒተሞስ ኮሪዐ ሰሚዐ በር ጉዳም ስማዕ ኣጋዚያን ዓዲ ኣቲዮምሲ ህግደፍ ኢሎም ራዕራዕ ።
@solomonwelday2964
@solomonwelday2964 4 года назад
ህግደፍ ኢሎም ራዕራዕ kkkk ህግደፍ ድኣ ብሽሾ ሰራዊት ደርግ ብሕዋትካ ወያነ ራዕራዕ ዘይበሉስ ብኣኹም ናይ copiuter ጀጋኑ ለዘይቲ , ኣበየናይ ዘመን ኢና ዘለና ወደይ,, ን ጸባ ዶ ጸሊም ሕብሪ እዩ ትብሎ ኢኻ
@ወድከበሳ
@ወድከበሳ 4 года назад
@@solomonwelday2964 kla algs ኣበይ ኢልካዮ እሞ ንስኻ ጎይቶትካ ዘዝበልዎ ጥራይ ወያነ 'ዳበልካ ዘምር በሃም፡
@manmano5085
@manmano5085 4 года назад
Aykonkomen nesekom deki 40 deki dergen hamasen ekom
@solomonwelday2964
@solomonwelday2964 4 года назад
@@ወድከበሳ ኣታ በትኪ ኣብ ህዋ ኣብ ሕልሚ ካብ ምንባር ኣብ ግህዶ ዓለም እንተትነብር ምሓሸካ , በል ክነግረካ ንወያንድኣ እንታይ ጎይታይ ደልየላ,,, ባዕለይ ይብለካ ኣለኹ ወዲ ቆማል ወያነ,, ሓንሳብ ጥራሕ ዓቕሊ ግበር እቲ ኣብ ልዕሊ ወያነ ዘሎ ሓለቓኩም ሩኩስ መንፈስ ክስበር ቀሪቡ እዩ ንስኹም ድማ ደድሕሪኣ እናእወኹም ናብ ሲኦል ክትድርበዩ ኢኹም,,,, e
@ወድከበሳ
@ወድከበሳ 4 года назад
@@solomonwelday2964ወያነ ዳ በልካ ተጻረፍ ጥራይ ሓሳብ ዶ ከይተምጽእ ጀልፋፍ, ሰብ ትሰርሕ እያ ዘላ ጥቕምኻ ተተለሊ ምሓሸካ ዶስ ካብ ቶም ተረፍ ኢኻ።
@user-it2fl7yb1t
@user-it2fl7yb1t 4 года назад
መስፉን ሓጎስ ናይ እርጋን ግዲ ኮይኑ ሃተፍተፍ ይብል ኣሎ ከም ቀደሙ ምስታር ምሓሾ።
@betaisrael1641
@betaisrael1641 4 года назад
እዞም ኣረግቶት ትግርኛ ክንዲ ዝስተሩ ይግተሩ ኣብ ጎኖም ዘሎው ቀቢላታት ኣሚኖም ግን እታ ሓቂ ናይ ቀቢላ ኣብ ምብራቅ ሱዳን ንርአያ ዓቅሞም
@user-it2fl7yb1t
@user-it2fl7yb1t 4 года назад
@@betaisrael1641 ygermeka u ....enda fletu eyom zxyku
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 4 года назад
@@user-it2fl7yb1t aytxrf ples xerfi gega u mesfon hagos jigna u gega ent alwo armoo
@user-it2fl7yb1t
@user-it2fl7yb1t 4 года назад
@@libeymidrebeda2580 kubur haw bgega terediekayo aleka ztexarefe wey jgna aykonen zbele seb yelen....hji gn chaf hizu hateftef ybl alo eyu eti zereba.
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 4 года назад
@@user-it2fl7yb1t ya xbuq alka zarkey...... so sorry bkalii eye trdka nere ezom sebat idmyum mulu naza hager u tewfyum bkmu ye eza nay ergan zeblkaya....ya qir eltni ezum abtatna iyum kbri yegbom u kulum jeganu eritrea. So .....sorry gn zarkey
@tekilamichael3997
@tekilamichael3997 4 года назад
መምሄር ሓቂ, ትብዓት, ኒሕ ኮታስ ኩሉ 🕎☸️🥰✊
@cinemaroma9985
@cinemaroma9985 4 года назад
ሓቀኛ ኢካ ንስኻ ከልቢ ክነብሕ ንቡር 'ዩ ኣለኻ እንደሞ ወዲ ሓረስታይ ጉዕዞ መረሻ ትቅጽል ተስፌ ተስፋ ትግርኛ ይዛረበሉ'ዶ ይከውን እናበልኩ ኢየ thanks a lot
@user-bt8mp5nm9n
@user-bt8mp5nm9n 4 года назад
ኣባዳህሪ
@WARISWERISU
@WARISWERISU 4 года назад
ኤርሚለን ኣወልን ወይ ኤርሚለን ሳሙኤልን ካብ ምውድዳር፡ ኤርሚለ ንምንታይ ክሳብ ክንድዚ ንታሕቲ ወሪዱ ብዛዕባ ናብርኡ ከምኡ ኢሉ ኣዕሊሉ ወይ ተዛሪቡ'ዩ ዝገርመካ (ወላ'ኳ መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉጥ እንተኾነ)። ፈቲኻ ጸሊእካ ጎርባብቲ ወይ ፈለጥቲ ኤርሚለ ካባኻ ንላዕሊ ንኤርሚለ ይትሓባበርዎን ይሓልዩሉን። ስለዚ ንስኻ ልዕሊ'ቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ሰብኣውነት ወይ ሓልዮት ህዝቢ ክህልወካ ኣይክእልን'ዩ።
@user-gy3nq4kd3h
@user-gy3nq4kd3h 4 года назад
ማይኣ ንዘበናት ተረሲዑ ዝጸንሐ ወሰናስን ከባቢታት ዘርብሕ ማሕበር ዩ
@hiwetshow1769
@hiwetshow1769 4 года назад
T's you teacher tgreG🍷🍷🍾🍾🍾🍾🍾🍾🙏🙏🙏🙏🙏like your comments
@Aduliss
@Aduliss 4 года назад
ተስፋይ ጽየናዊ ኣንበሳ
@user-ql2nx8hq9t
@user-ql2nx8hq9t 4 года назад
ቀባጽ.........ደይ ሕለሎ ኣብነት ቃልሲ
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 4 года назад
ኣባድህሪ ወዲቶም ሰብ ስረ ሓማ ማእከል ኣስመራ ጻዕዳ.
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 года назад
Tigrina nab awraja werda
@MATTI-YOW
@MATTI-YOW 4 года назад
ኣግኣዝያን ኣዉራዉያን ኣይኮናን ከምኡ ዓይነት ስምዒት ዘለዎ ከኣ ፍጹም ኣግኣዝያን ኮይኑ ምሳና ናይ ምቕጻል ተኽእልኡ ትሕቲ ዜሮ ኢዩ ስለዚ ክብርታቱ ንታሕቲ ተዘየዉረድክዮ ይሓይሽ ወላ ዉን ኣባል ማ፣የ፣ኣ እንተድኣ ኮንኪ።
@geeznation4492
@geeznation4492 4 года назад
@@SamiSami-iw3jn Hammasien is Tigrigna. We are all.
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 4 года назад
ሃገረ ትግሪኛ ok
@abedomfishaye4034
@abedomfishaye4034 4 года назад
ኣባዳህሪ!!!!!
@samaragerezgiher5528
@samaragerezgiher5528 4 года назад
እንቃዕ ደሓን መጻኻ ኣያ
@ጆንወዲ7ዓንሰባምለዛናይ
Abzi RU-vid naka ksemee eye zmexee welfi koynkani
@merihhabte9006
@merihhabte9006 3 года назад
ኣንታ ረሳሕ ንስካ ካብ መን ጸቢቕካ ኢኻ ንይርጋኣለም ትጸርፍ ዘለኻ ፡ ካባኻ ዝኸፍእ ኣውራጃዊ የለን ክትፈልጥ ከዛብ
@user-eu1om8lu6k
@user-eu1om8lu6k 4 года назад
Dr,ተስፋጽዮን ዎትሩ ሑጉስ ኣብ ገጽካ ተስፋ ኢና ንርኢ ዑውት ውላድ ሻዕብያ።
@manmano5085
@manmano5085 4 года назад
Hamasen do daki 40
@johnwuchu2815
@johnwuchu2815 4 года назад
መርሓባ
@ABRAM-ni1og
@ABRAM-ni1og 4 года назад
💐💐💐💐Well come tesfie aradom 💐💐💐💐
@russomghebremicael3414
@russomghebremicael3414 4 года назад
First
@kidaneesak2540
@kidaneesak2540 4 года назад
ኣባ ዳህሪ ሽም ንህቢ
@yonasgezaibrhane8875
@yonasgezaibrhane8875 4 года назад
ተባዕ ጅግና ኣቦ ሓቂ
@ደንበአናብስ
@ደንበአናብስ 4 года назад
ሰብ ካብ ገጽ ምድሪ ከጥፍእ ተክእሎታት ወይ ስግአት ዝኮኑ 1 ,ክላይመት ቸንጅ 2 ,ኒኩለር ቦንብ 3 ,አርተፊሻል ኢንተልጀንት 4 (ኢፒደሚክ )ክሰምዕ አይክአልኩን ብዝካነ ከምዚ ዕይነት እዋናዊ ሐበሬታ ብኑጽር ብትግርኛ አብነት እና ሀብካ ቁሩብ ጊዜ እንተትህባ ብዙሕ ምተማሀርና
@meleyisaak3746
@meleyisaak3746 4 года назад
lll
@meleyisaak3746
@meleyisaak3746 4 года назад
llllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll
@ደንበአናብስ
@ደንበአናብስ 4 года назад
Meley ??????
@teklesele4970
@teklesele4970 4 года назад
Gigna 🌹🌹🌹💖💖💖💖
@dejenaraya12
@dejenaraya12 4 года назад
Well come tesfe jigna!!!
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 4 года назад
ሕቶ!!!!! ስለምንታይ ኢዩ ንስኻ ነዛ ጽሑፍ ተንብባ ዘለኻ ትግርኛ ነብስኻ ምፍታው ዓቀብ ዝኾነካ ዘሎ 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔?????????
@abrahaqecha3569
@abrahaqecha3569 4 года назад
ተባዕ ከም ኣቦታቱ መግለጽ ስኢነልካ ተስፍየ ጅግና
@tesfamichaelnuguse7574
@tesfamichaelnuguse7574 4 года назад
Hawna tesfaxion kab libi nkbreka kexilelu
@user-rm6kk2do5n
@user-rm6kk2do5n 4 года назад
ኣድነቕትን ፈተውትን ተስፋጽዮንን ኤርሚለ ጥራይ ሃየ
@ሰላምናፊቀ
@ሰላምናፊቀ 4 года назад
መስፍን ሓጎስ ኤርትራዊ አንተትፈጥሮ ከመይ ድኣ ንዓኻ ዘይኽብሩኻ ክጸርፍኻ ከዋርዱኻ ከለው ትግርኛ ደቅኻ ኢና ኣብ ጎድንኻ ደው ኢልና
@azaziamlesom5753
@azaziamlesom5753 4 года назад
ኣብ መዲያ ሹጉሩ ተገሊጹ ናይ ኤርመለ ዳ እምበር ህዝቢ ክብረቱ! ንብረቱ! ሃይማነቱ! ሃገሩ! ብጅምላ ዩ ሹጉር
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 4 года назад
ኣቦና መስፍን ሓጎስ ካልኣይ ግዜ ከይትጋገ።ናብ መን ብረት ከተቕንዕ።እንተኪኢልካ ኣእምኖም።
@medhanietesfagebriel2402
@medhanietesfagebriel2402 4 года назад
ሽም ንህቢ ተስፍ - ጽዬን ።
@butsuamlakkibreab8924
@butsuamlakkibreab8924 4 года назад
Meseret tigrigna wey bahli ab metera adulus tekondae kohaito kab geez zimetse kelos kulu gzie gin periferee elka teneaeso. Eske zikone nay qidmi ashehat ametat ab za hamasien tibla zeleka hereitage ngerena. Slezi n kulu tigrigna b maere temto. Kisab zifelalekayo kea kihabr aykeelln eyu.
@abrahamtigrinya4967
@abrahamtigrinya4967 4 года назад
ተስፋጼዮን ኣብ ጎድንኻ ኣለና
@esiabu8665
@esiabu8665 4 года назад
Waw thanks you are honest
@geeznation4492
@geeznation4492 4 года назад
We will help Ermiley.
@user-fe8qq8te1u
@user-fe8qq8te1u 4 года назад
Merhaba abadahri aradom enkae bselam mexaeka
@ሕቡንግእዛዊ
@ሕቡንግእዛዊ 4 года назад
Welcome hero 🥂🥂
@wedihagos8668
@wedihagos8668 3 года назад
ኣንታዚጠበቕዚ ኣግኣዝያን ቀደም ዝሰጎጉዎስ ምስመንዩ ዒንኪሊል ዝብልዘሎ ገጹትርሓቕ።
@amanuelgebremichaelsolomon168
@amanuelgebremichaelsolomon168 4 года назад
Anbesa
@samueltadesse1857
@samueltadesse1857 4 года назад
Welcome super man
@መንነትትግርኛ
@መንነትትግርኛ 4 года назад
እቶም ኤርትራውያን ከይንኸውን ንጥልያን ዝተዋጋእናዮ ደቀባት ኣለና ህዝቢ ትግርኛ ኤርትራውነት ኣየድልየናን።
@alextek8741
@alextek8741 4 года назад
Shush qomal AGAME😷😷😷
@goitomainialem6973
@goitomainialem6973 4 года назад
Jigna
@amanmogos4548
@amanmogos4548 4 года назад
Merhaba
@yosiefgebremeskel5162
@yosiefgebremeskel5162 4 года назад
እንቋዕ ዳሕና መፃኻ ክቡር መምህርና ተስፋፅዮን
@rhuszemen5426
@rhuszemen5426 4 года назад
ተስ ኮሪዒዳ
@oqbitoqbit8883
@oqbitoqbit8883 4 года назад
Tesfazion 🌹
@johnbeyene2947
@johnbeyene2947 4 года назад
Tesfazion resah hasawi bsimiet ika tizareb kulu ghize tehared dea nisikas
@abrahamjohannes4408
@abrahamjohannes4408 4 года назад
ውድ ትግርን ጅግናኣ
@f-fightereri8616
@f-fightereri8616 3 года назад
ኣንታ ትግርኛ መዋእሉ ጥሙይ እዩ። ብቀደሙ ርጉም ህዝቢ እዩ። ኣይትመካሕ። ሓሳዊ መደናገሪ ዝኾነ ህዝቢ እዩ።
@tedrosnebyat9701
@tedrosnebyat9701 4 года назад
💪✔️💯👍
@hanietatesfazion8012
@hanietatesfazion8012 4 года назад
ተወለድ
@SamsomSemere
@SamsomSemere 4 года назад
ከም መስፊን ኑኤሪትራ ድገበረላ ተባዕታይ የለን
@binyamdebesay167
@binyamdebesay167 4 года назад
Tesifa hizibi ❤❤❤❤❤🌹❤❤❤
@mengiogba8584
@mengiogba8584 4 года назад
ሕጂ ናይ ኣቦሓጎታትካ ፡ሓንጎል ፡ኣተሓሳስባ ,ከተምጽእ ደሊካ ኣለካ ።ምክንያቱ ፡መጽሓፍቲ እንግልዝ ፡ጥራይ እንዳኣንበብካ፡ናይ ኣቦታትካ ፍልስፍናን - ብልሓትን ገዲፍካ ።ነዞም ካብ ኣቦሓጎታትካ ፡ዝሰረቅዎ ( ፍልስፍና - ምዕባሌ - ክእለት ) ።ጻዓዱ መጽሓፍቶም ፡ጥራይ ስለ ተንብብ ።ንሓንጎልካ ኣእምንካዮ ።ሕጂ ክኣ ፡እንዳ ምሃርካ - ትማሃር ከም ዘለካ ።ትመስል ፡
@mengiogba8584
@mengiogba8584 4 года назад
ቀጽሎ ፡ኢካ ።ክትዕወት ኢካ ፡።ኩሉ ትግሪኛ ዝዛተብ ክስዕበካ ኢዩ ።ግን ፍትሓዊ ኩን ።ምስ ምዕባሌ ፡ሓሳባት ምቅያር ፡ኣድላዪ ኢዩ ።ጥራይ ንህዝቢ ትግሪኛ ፡ደቂ ኣባት ዝጠቅም ይኩን ።
@missiistheking2671
@missiistheking2671 4 года назад
Yibel agalalixa jigna tigrina
@Bini146ayney
@Bini146ayney 4 года назад
🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@tesfamichaelnuguse7574
@tesfamichaelnuguse7574 4 года назад
Kab tigray tigirgn
@nationland2283
@nationland2283 4 года назад
The Nex generation more than half es done back in tigrna Netion
@emg8565
@emg8565 4 года назад
ሓደ ትግርኛ እንዳበልኻስ እዞም (preferring) ኢልኻ ኻኣ ተዳኩሞም ኸም መሰፍን ሓጎስ አንጻር ስነ ሓሳብ ኣጋኣዜን ዝዛረብ ሰብ የለን ግን (still) ኣያ እንዳበልኻ ምቅብጣር
@natitv3473
@natitv3473 4 года назад
Abza endya segem zelato.
@johngoitom8545
@johngoitom8545 4 года назад
Lekbat eyu ezi Tebek
@user-nc2if2qz9j
@user-nc2if2qz9j 4 года назад
ተዘይትብሎም ተጋሩ ሓላፊና ተስፋጺዮን ሓላፊና ትግራይ ትግርኛ ልንፈጥር ዝብሉ ዘለዉ ካበይ ኣምጺኦሞ ኣይትሕለሞ ህዝቢ ውን ኣይንቅበሎን ኢና ሕልሚ ግደፎ በርሀ ጠበቅ
@f-fightereri8616
@f-fightereri8616 3 года назад
"እንታይ ኮይና እያ ኤርትራ ምስዚ ኩሉ ጸጋታታ ዋላ ሓንቲ ከተፍሪ ዘይትኽእል?" ጽቡቕ ሕቶ። ሓደ ገባቲ ዝኾነ ባህሊ ኣብ ሃገርና ዝዓብለለ። ባህልን ክብርታትን ትግርኛ ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኤርትራ ገበን ይፍጽም ኣሎ። እዚ ከኣ ዋጋ ክትከፍሉሉ ኢኹም።
@godislove9722
@godislove9722 4 года назад
Tesfaxon jgna God bless you
@justmenbarteray5157
@justmenbarteray5157 4 года назад
እዋይ ተስፋጽየን ፖው መግለጺ ሲኢነልካ ኣበሳ ጂግና
@selamnkulu5349
@selamnkulu5349 4 года назад
Lekbat n mesfn hagos ayay endableka n Andebrhan ka denqoro kitblo twuel hasawi awrajawi.
@yakobasmelahs4571
@yakobasmelahs4571 4 года назад
Tesfiye ande kemakas kalay do ywled ykewn admen tanan yhabka
@ልንጆልበይ
@ልንጆልበይ 4 года назад
ተስፋ ጽዪን
@geezspiritual786
@geezspiritual786 4 года назад
Ya neseuu ete hakueee, followed right 👉 tigrjiana spiritual keep building keep joined concepts
@emamera3213
@emamera3213 4 года назад
ናይ ብሓቃ ተስፌ ጅግና
@user-dy7up5uk7f
@user-dy7up5uk7f 3 года назад
Agaizian tray eu n eritrea kabzi zelato lewxea zkiel
Далее
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Просмотров 32 млн
ГИГАЧАД МЭЙКЕР В PLANTS VS ZOMBIES 2!
00:49