Тёмный

Tesfazion. ስለምንታይ አላህ ዎኣክበር አብ መሬት ጽዬን. 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 151 тыс.
50% 1

Tesfazion. Why Allah Waakber in The Land of Zion.

Опубликовано:

 

1 ноя 2017

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@zemenmesharewi9678
@zemenmesharewi9678 6 лет назад
ተስፌ ጅግና ብልክዕ ንዓለም ቀዲምካ ሓቀኛ መጻኢኣ ከምእተንብባ በዚ ኣጋጣሚ ደሚቑ ይረአ። የቐንየልና ነታ ቀዲምካ ዝፈለጥካያ ዓለም ክተፋልጠና ንእትገብሮ ጻዕሪ
@user-ef8sj8rr9h
@user-ef8sj8rr9h 6 лет назад
ቀፅልሉ ኣጆኩም ኣግኣዝያን ናይ ቀደም ሓውኩም እየ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዩንቨርስቲ
@wedikeshimekerkaadey8011
@wedikeshimekerkaadey8011 6 лет назад
ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ ኣጋዛን መሬት ትግርና
@tesfamariamfissahaie2852
@tesfamariamfissahaie2852 6 лет назад
እንኳዕ ብሰላም መጻኻ ተስፌ!! እቲ እስላማዊ ስግኣት፡ ንኹሉ ከርስትያንን ትግሪኛን ጥራሕ ዘይኮነስ ዓለማዊ ስግኣት ኢዩ። እቲ ናትካ ፉሉይነት ነታ ሓቂ ዓይና ስለዘንቆርካያ እምበር ብውሽቱ ኩሉ እስላማዊ ስግኣት ኣለዎ። ካብ ድጊም ዝተለጎመ ኣፍ ኣፍ ተኸፊቱ ኢዩ ዕድል ዝህቦም የለን። እታ ኣብ ዒራቕ ክሳድ ክርስትያን ኢናቆረጸት ኣላህ ወኣክበር ትብል ዝነበረት ሎሚ ኣብ ኤርትራ ሓደ እግሩ ኣብ ጉድጓድ ዝኣተወ ኣረጊት ንዲንና፡ ሙሟት ሓላል ኢዩ ክብል ከሎ፡ ኣላህ ወ ኣክባር ክትብል ተሰሚዓ ኣላ። ጸንሓ ክኣ ቦንባ ክትፍጅር ኢያ ዕድል ኣንሃባ።
@yohannesmengistu3134
@yohannesmengistu3134 6 лет назад
Tesfamariam Fissahaie you r the man well done
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
bravo n haqi ayna anquiruwa bkomu iyu dma haqi miray siinkum
@amanielu4216
@amanielu4216 6 лет назад
እቓዕ ብሰላም መጻእካ ኩቡር ፕሮፈሰር መምህርና ኣቶ ተስፋጽየን ተስፋ ኣጋኣዝያን። ጸገም የለን እንዳን ቀቢላን እንተፈከሩ እዞም ጀልጋፋት ኣስላም እቲ መፍትሕ ኣብ ኢድና እዩ ዘሎ። ስለዚ ብዕራይና ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ የጽንዕ ቅልጽምና።
@michaelmiki5268
@michaelmiki5268 6 лет назад
2 ትግሪኛ ክንፋቀር ኢዩ ኔርና ብሓቂ ስለ ዘይተፋቀርና ከኣ ንክልቴና ኣይጠዓመናን ግን ኣምላክ ፍቅሪ ይሃበና ከም የሕዋት ተተረፈ ከም ጎረቤት ሃገር ምፍቃር ጽቡቅ ።
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 6 лет назад
ተስፋጺዮን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ካብ ኩሉ መን ምኾኖም እንታይ ሓሳቦም እንታይ ኢዩ ዕላምኦም ስለ ዘብራህካልና ብዓቢኡ ዓይንና ከፊትካልና ኣለኻ
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 6 лет назад
እሞ እንዳራኣኹም ዕወሩ እንዳሰማዕኩም ጽመሙ ኢኹም ትብሉና ዘለኹም
@yeebyoyohannes7423
@yeebyoyohannes7423 6 лет назад
+holbrook 195209 ብሕሶት ሰብ ክትእምን ኣይትፈትን ሕጻን ኣይኮነን ሰብ ካባኻ ንላዕሊ ይፈልጥ እዩ።ኣዛርባኻን ኣተሓሳስባኻ እንተ ቀየርካ የሕሸካ።
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 6 лет назад
holbrook 195209 ንዓይ ከም ኣነ መን ኢዩ ካበይ መጺኡ ኣበይ ነይሩ ኣየገድሰንን ኢዩ ንዓይ ዘገድሰኒ እንታይ ሓሳባት የፍስስ ኣሎ ጭብጥታቱ ከምኡ ውን ኩውንነት ከመይ ይመስል ኣሎ ንኣብነት ናይ ትማሊ ትማሊ ፍጻመ ተዓዚብናዮ ሰሚዕናዮ ኸኣ።
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
gudguad iyu kefitulka ayni aykonen ata gerhi sebey
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 6 лет назад
ኣቶ ሳጽዮን ናይ ጃንሆይ ጭርሖ "ገረብ ብሓክላ" ኩማንድስ ከቲቡ፡ ኣብ የሕዋትና ሙስሊሚን ሕማቅ ተሞኩሮ ከምዘትረፈ ዝዘንግዖ ይመስል። ሳላ ሓርነታዊ ቃልሲ ይካኣሎን፡ ድሕሪ ናጻነት ኣወንታዊ ቅዲ መርሓን ግን፡ ሕጂ ኣብዚ ሓድሽ ወለዶ ዳርጋ ሃሲሱ ክበሃል ይከኣል። ስለዚ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ሶሻል ኢንጂነሪግ ጎስጛስ ክነኣድ (ክረዲት) ይግባእ። እዚ ብናይ ታሊባውያን ጀሃዲስት ወይ ካልኦት ኣዕናዊ ሰነ-ሓሳብ ዘለዎም ዝዝራእ ዘሎ መርዚ ግን ብኣዝዮም ውሑዳት'ዩ። እንተዘየሎ መብዛሕትኦም ኣስላማት ኤርትራ፡ ኣፍቀርቲ ሃገሮምን ሓድነትን ብልጽግናን ምኻኖም ምዝክካር ኣየድልን'ዩ፡ ምክንያቱ ንዕዖም ውን ውጽኢት ፍረ መሪር ቃልሶም ስለዝኮነ። ሳጽዮን በዚ መሰረታዊ ሓቂ ዘይሰማማዕ እንተኮይኑ፡ ነታ ተኮዲጭዋ ዘሎ ሰድያ ገዲፉ፡ ኣብ ዱኻ ተኮርሚዩ ክምድር ኣለዎ! እንተ እቶም ብዝተፈላለየ ሃይማኖትን ወገንነትን መዝሚዞም ውልቃዊ ረብሖኦም ክወቅዑ ዝብህጉ ድማ ፡ ናይ ድሕንነት ሕዝብን ሃገርን ህላወ ሕቶ ስለዝኮነ፡ መንግስቲ ከናሕስየሎም የብሉን። ካልኣይቲ ሶማልያ ክፈጥሩ ዝተመደቡ/ዲዛይን ስለዝኮኑ፡ ሃገርና ናይ ወጻኢ ነገራ ደለይቲ ይእከልዋ።
@trumpischristian6057
@trumpischristian6057 6 лет назад
Tehawike xenihe meglexi ketgebrelu. Welcome kubur. Tesfazion
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
risi zeyblu tesfazion yxbe
@trumpischristian6057
@trumpischristian6057 6 лет назад
sakt makt. Kkkkk medengex.
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
melaghexi tesfaxion mshti zey sebay
@legesetmehari6117
@legesetmehari6117 6 лет назад
john Texas uh
@oneday7251
@oneday7251 6 лет назад
እንቛዕ ተፈጠርካ መሃረለይ ኣንቓሓለ ህዝበይ ሓደራ ረብሪበ ደኪመ ከይበልካ ፡ ኣንጻር ነብሱ ዝጓዓ ትግራዋይ ማዓት ዩ ብሰኪ ከማካ ሓደ ጂግና ዘይምርካብ ቐጽሎ ኣስላማይ ክማሳሰል እንበር ድላይና ንግበራ ዓድና ኣይምልኮሎን ዩ ዕድመን ጥዕናን ተስፋ ዓዱ።
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
Tesfazion igrey awxni ybl alo ayteredeekan arketey
@habenogbazgiher2022
@habenogbazgiher2022 6 лет назад
ኣደ ንዓካ ወሊዳ ትምከን እግዝኣቢሄር ነታ ቕድስቲ መረት ኣግኣዝያን ክብል ንዓካ ከም ኣቦና ሰላሙን ጥበብን ም ስትውዓልን ይዓድልካ ኣሜን
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 года назад
ክላ እዚ ጸቢብ ኣውራጃዊ እንድዩ ክክ
@user-lb6zc3th6u
@user-lb6zc3th6u 6 лет назад
ኣየ ጂግና፡እንቋዕ ተወለድካ! ተመስገን እግዚኣብሀር ኣቦይ።
@iloveumyfamily8456
@iloveumyfamily8456 6 лет назад
ተክለሰንበት በኪት nay bhaqi ane zerebu ygdeselu ayneberkun. Hji teredieni agazian forever
@user-lb6zc3th6u
@user-lb6zc3th6u 6 лет назад
mebrie Solomon ብደሓን ምጻእ ክቡር ሓው፡ናይ ግዘ ጉዳይ እዩ እምበር ኩሉ ትግርኛ ልቡ ኣግኣዝያን እዩ።ደጊመ wellcame ዝሓወይ።
@fsahayekahsay8969
@fsahayekahsay8969 6 лет назад
ተስፌ አንታይ ሞ ህዝቢ ትግሪና ዓዋን ዪ ጋና ካል ልእ ከማን ክግብሩ ኢዮም ኣጆካ ትራይ ቀጽል
@michaelmiki5268
@michaelmiki5268 6 лет назад
ብሓቂ ዓዋን ጽቡቅ ኣለካ ክቡር ሓው
@brhanaweldetinsaie
@brhanaweldetinsaie 6 лет назад
ኣጆሓ ጥራይ ተስፍሽ ጅግናኣብ ጎንኻ ኣለና ወጣጢ ገመል ኣብዝበጽሖ የብሉን ኣብ ኢድና ከይበጽሑ ዓሶ ክትቀትሎም ያ።
@daren8595
@daren8595 6 лет назад
ሸሪዓ ዝበሃል ኣብ Eritrea ኪሕሰብ የብሉን ።ሓደ ሓደ ሰባት ለባማት ኢና በሃልቲ ኣስላም የሕዋት ሓደ ኢና ዝብሉ ኢዩም ደሻድንዎም ዘለው
@beautifulday7502
@beautifulday7502 6 лет назад
ሰላም።ኣይፋል ን ቃንቃ ዓረብ ፡ሸሪዓን ኩቡራት ኣሕዋት አዞም ተቃወምቲ ዝብሉ ብዓል ደሳለ፡ዮሴፍ፡ውፉይ ፡ካልኦተን ብናትና መጻኤ ይጻወቱ ኣለዉ ንሕና ታሪክ ኣለና ንሕና ኣጋኣዚያን ብዘይካ ኣብ መሬትና ኣብ ክለአ ክነብረ ኣይንደለን ኢና ስለዚ ነዜኦም ሰባት ነጠንቂቆም ብ ጉዳይና ኣይወስኑ መጻኢና ባዕልና ንወስኖ መንአሰይ ንኩን ከም ኣቦታትና።
@abigailkefela2190
@abigailkefela2190 6 лет назад
thanks you tesfazion ata Anbsea
@onlyone3996
@onlyone3996 6 лет назад
Abigail Kefela ኪድ ዱሁል እንታይ ኣምበሳ ዱሙ እዩ እዚ ዘረባ ትራይ
@user-wk4ig1xz7q
@user-wk4ig1xz7q 6 лет назад
ተስፋጽዮን ኢንካአ ዳሃን መጻካ ኣቦ ሃኪ ኣቦ ጺዮን በጀካካስ ኣብዛ ዮኡቱብ ሃኪ ድዛረብ ሰብ ሴኢና በካ GBU
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 6 лет назад
እንቃዕ ብዳሓ መጻእካ ተስፋጺዮን ጅግና ኩላ ንዓኻ እያ ትጽበ ዘላ
@sabaamanuel6913
@sabaamanuel6913 6 лет назад
Onkao bidan metsaka tesifatsfatsyen
@sabaamanuel6913
@sabaamanuel6913 6 лет назад
Ygberelna odi tigrina wedey
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
tesfaxion daa nebsey awxni ilu indyu mesanabeti geru zhadm zelo meghesha aleni ilu kkkkkk
@menkembariya5127
@menkembariya5127 6 лет назад
Best
@yonasyonas9946
@yonasyonas9946 6 лет назад
wlcom tesfazian
@kibromkidane3033
@kibromkidane3033 6 лет назад
ሓየት ኣደ ወሊዳ ትምከን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@muluwerkmezgebo5205
@muluwerkmezgebo5205 6 лет назад
Ezni zelewo yismae thanks tesfazion misaka ina ajoka
@simonberhane6360
@simonberhane6360 6 лет назад
Agaiazain is the only movement that can bring peace and security to our land.
@alemchris7369
@alemchris7369 6 лет назад
Vivaaaa Agaziyan nimeret adebona kinwadekela ina
@amanteklai6280
@amanteklai6280 6 лет назад
ኣባ ጥረግ ነብሪ ብዠካኻ መን፡ኣሎ እምባሕ በል እዘን ጀለፍፍ ክንሬኤ ኢና።
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
jelafif ms ariyukhas keneriyom ina kkkk
@henicool8527
@henicool8527 6 лет назад
Absolutely true
@user-oj2iw3uf9o
@user-oj2iw3uf9o 6 лет назад
ብዙሓት ተዛረብቲ ኣለዉ ትርጉም ዘለዎ ፍረ ዘረባ ዝዛረቡ ሰባት ግን ውሑዳት እዮም። ተስፋ ናይታ ኣግኣዝያዊት ጽዮን ብርሃን ገጹ
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
lomi gn xelmita gexu izi xahxahi
@user-oj2iw3uf9o
@user-oj2iw3uf9o 6 лет назад
sakt makt ክክክክ መን እዩ ጻሕጻሕስ ንግዜ ንግደፎ ብኽያት ኣንበሳ ልዕሊ ፈኸራ ዝብኢ ምዃኑ ስለ ዘይተርፎ
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
texananika kitkilo hahhhhhhahahahahahahah
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
kem bekay anbesa zxlaani iko yebleyn fooooooe
@user-oj2iw3uf9o
@user-oj2iw3uf9o 6 лет назад
sakt makt ክክክክክ ስለ ዘይትፈልጦን ስለ ዘትክእሎን እምበር ኣንበሳ ክበኪ ከሎ ጎቦ እዩ ዘፍሪስ ዝብኢ ክፍክር ከሎ ግን ጸጸር ከማን ኣይጽሕትሪን እዩ ዘይምፍታውካ ከኣ ካብ ዘይምፍላጥካ እዩ
@AgaazianPostAP
@AgaazianPostAP 6 лет назад
ኣብ መሬት ኣግኣዝያን ምስፍሕፋሕ እስልምና ኣይፍቀድን።
@gomidaertrawi3768
@gomidaertrawi3768 6 лет назад
Agiazian zigermeka...bzuhat Kimeslu wisuna sebat zitefelalaye account endatetekemu shenkolel kiblu ziwilu eyom....bzaebazi win video yedaliw alekhu kekaliom..bzuhat ni mimisal...hade seb 20 account kefitu...ajoka tesfazion yibil...eti bmaedo zelo menesay disibom mesilwom gin yelen Hzbi Ertra bkhem beal Tesfazion daaa'a meselu...nay resi tsegem zelewom....ayifelalen eyu.....................Eti zigerim.....Comment nay zikhone zikawemo yidimisisowo mukhanom eyuuuuuuuuuuuuuuuu........
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
Aga'azian Post Lili firqi meretn hzbn ertra aslam mukuanu zeytfelt baham gaegazian ikha
@weygudam745
@weygudam745 6 лет назад
Selam yehwatey. Kemey gere nabzi mahber kiatu ykiel? Kbret yhabeley
@tslalomtslalomhiwot1396
@tslalomtslalomhiwot1396 6 лет назад
ጎብዝ ኣጆካ
@samimoha2027
@samimoha2027 6 лет назад
Tesfasion hero
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
Tesfazion hero but you are zero
@samimoha2027
@samimoha2027 6 лет назад
sakt makt .terogabi
@danielgebreab692
@danielgebreab692 6 лет назад
እቲ ዝገርም ግን ንምንቅስቓስ ህዝቢ ትግርኛ ዝቃወም ትግርኛ እምበር ንምንቅስቓስ ኣስላም ዝቃወም ኣስላማይ ወይ ውን ንምንቅስቓስ ናይ ኣስላም ዝድግፍ ትግርኛ እምበር ንምንቅስቓስ ህዝቢ ትግርኛ ዝድግፍ ኣስላማይ ዘይምርኣይና ኢዩ ስለዚ ኣስላማይ ድሌቱ ኽገብር መሰል ኣለዎ ትግርኛ ግን ? ? ? ?
@elamanapodcast6319
@elamanapodcast6319 6 лет назад
hakika, megzati zewredo dinkorna eyu. geliom kea krdad eyom kulu hizbi ab monguo krdad alewo.nihna kea kinmihgom ena kab surom.
@siemiseyas7371
@siemiseyas7371 6 лет назад
እንቃዕ ድሓን መጻኻ ሓየት ምድረ ኣጋእዝያን
@barazahrey4577
@barazahrey4577 6 лет назад
Seb wedi ane mushmush ye bel entay gerna entay tifelit sakit aytnefe 😀medhanie alem Asmara and Gedam debre bizen hatitom bizaba papas zeytifelto sik bel
@fkadlaul8823
@fkadlaul8823 6 лет назад
Agazian tay malet eyu eske teredeo telo hwat
@emahusamanaman4598
@emahusamanaman4598 6 лет назад
+Fkad Laul ምድሪ ክርስትና ማለት እዩ ተርዲኡካ ዶ? ።
@michaelhabtesilasse8343
@michaelhabtesilasse8343 6 лет назад
ሴም ወዲ ለተ ሰላም ሰላም ሴም ንስካዉን ሓየት ናይ ኣቦታትካ ዝሓዝካ
@e.gebregziabherzerazion4442
@e.gebregziabherzerazion4442 6 лет назад
ሴም ወዲ ለተ
@samharkefela5855
@samharkefela5855 6 лет назад
Thanks tesfazion
@yonas1297
@yonas1297 6 лет назад
ሰፈር ዑከት እዮም ተንኪፎም ደሓን ግደፎም፡ ነቲ ደቂሱ ዘሎ ትግርኛ ግን የበራብሩልና ኣለዉ ።
@abelsimon8114
@abelsimon8114 6 лет назад
🌹🌹🌹Tesfish Anbesa
@user-np1tp6fg3d
@user-np1tp6fg3d 6 лет назад
Abel simon Eritrea nay Muslim & Christian eya ata egamy kaby kam mokanka nfltena OK
@user-fk1ge8kx7y
@user-fk1ge8kx7y 6 лет назад
ንጉሰ ነገስት ዘ ጽዮን "ተስፋጽዪን' ናይ በሓቂ ጅግና ከማኻ የለን።
@habeshaeritrea259
@habeshaeritrea259 6 лет назад
Eway ktem gex tfetwo seb mray 😘😘😘😘
@michaelmiki5268
@michaelmiki5268 6 лет назад
አዚ ተስፌ ብሓቂ ትምህርቲ ብዙሕ ኣለዎ ጽቡቅ
@dejenzerai2842
@dejenzerai2842 6 лет назад
ኣስላማይ ዘኣመንን ማይ ዘሓቆነን ሓደ እዩ
@Erifutuer
@Erifutuer 5 лет назад
Germe alkui zarkye. Ana wene kwsklika. Semye andye yeblui Aslmye adi yeblui.
@YONAS.REALTOR
@YONAS.REALTOR 5 лет назад
Ah zbelen tewlah zbelen aytmen belu kmlalkum🤣🤣🤣😃😃,
@atekingrolaatekingrola7455
@atekingrolaatekingrola7455 4 года назад
eza msla edey eza msla eda beleta dasemekwa eye eabye
@asmeratigrina415
@asmeratigrina415 6 лет назад
Tesfasion ambesa niaka ztnkf korarmtu yregef goblel agazian ab gonka alena
@bitereyowhanabitereyowhana5682
well came hanetay you are the king
@senman9999
@senman9999 6 лет назад
ኮኾብ ኣግኣዝያን Subscribe ኣይንረስዕ ደቂ ምድረ ኣግኣዚ !
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 4 года назад
Moslim bCorona kTefu alekum
@filmonghide3051
@filmonghide3051 6 лет назад
You are my hero keep going bro
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
if tesfazion is your hero you are zero
@Habeschah1
@Habeschah1 6 лет назад
ኣቱም ይሕዋተይ አስላም ከይትአምኑ ዕላሞኦም ስጋብ ዝሳከዓሎም እዮም ከምዚ ዝብሉ ዘለዉ ፣ ተጠንቀቁ ህዝቢ ክርስትያን ፣ አስላም ከይትአምንዎም ፣ ታአሪኽ አቦታትና ዘከሩ ስደተኛታት ኮይኖም አብ ሃገርና መጽዮም ክንዲ መዕረፊ ዝ ሃብዎም እንታይ ጌሮሞም ሓሪዶሞም ቤተክርስትያኖም አቃጺሎም አሳዲዶሞም ፣ ዝሞተ ሞዩ ዘሎ ካአ አስሊሞሞ ቤተክርስትያን ካ መስጊድ ቀይሮ ሞ ንሕና ካብቶም ካልኦት ይሕዋትና ክርስትያን ዝሕረዱ ዘለዉ አይንበልጽን ኢና ፣ ግብጻውያን ኦርቶዶክስ ይሕዋትና ናታሓረዱ ንግሆ ንግሆ ንሕና አስላማይ ሓውና ተገበርናዮ ወይ ካአ አስላማይ ዝብለና ተአሚናዮ ነብስና ጥራሕ ኢና ንዕሽዋ ዘለና ስለዚ ይሕዋተይ ተጠንቀቁ ድራር አስላማይ ከይትኮኑ
@atekingrolaatekingrola7455
@atekingrolaatekingrola7455 4 года назад
tnx
@m.h5064
@m.h5064 6 лет назад
ተስፋጽዮን ሓወይ እወ ብሓቂ ጅግናን መስተውዓልን ኢኻ ካብ ኣፈጣጥራኻ እዚ ኩሉ ኣቀዲምካ ፈሊጥካ ተስተምህር ነቶም ዘይርደኦም ኣብዑር ከኣ ንርእዮም ኢና ሕጂ እቲ ዝበልካዮም ኩሉ ኣብ ጋህዲ ቀሪብሎም ኣሎ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ከምዝብሃል ብማንካ ካብቲ ኩሉ ዝመሃርካን ናይ መጃሂዲን ብሓቂ ባዕሉ መሬት መስኪሩ። በቃ ሕጂ ነዞም ኣብዑር ትውረዲእኩም ዶ በለልና እንተ ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@samizeray7491
@samizeray7491 6 лет назад
tawet tsefe terdina ata jigna
@paulasmelash9565
@paulasmelash9565 6 лет назад
ጀበርቲ ብከትሩ ከምዚ ዝሃለምኩም ለይቲ ብምንታይ ትሃልሙ ምስ ዱካንኩም ከነድደኩም አና
@wedibartorino946
@wedibartorino946 6 лет назад
Paul Asmelash Hahahahhahahahahaha hakika
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
nedidu zelo lbkha nqdm bimberi xewialu
@samimoha2027
@samimoha2027 6 лет назад
Paul Asmelash .jeberti kab sarto wedi sarto ayhalfin eyu
@fsheyewediyhiwet150
@fsheyewediyhiwet150 6 лет назад
Ambesa
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
AMBESA KEYSEMEKA AB SIILKA ALO
@siomnkokobe8394
@siomnkokobe8394 6 лет назад
welcome agaziyan my love city
@samisami-ku1lo
@samisami-ku1lo 6 лет назад
ኣየ ኢሰያስ ነዚህዝቢ ትግሪኛ ገሊኡስውእ ገሊኡስንኩል ገሊኡስደት ደቂኣንስዮና ከይወልዳ ፍቆዶ ውትህድርናን ስደትን ገርካዶ ህጂካኣ ብኣስላማይ ከተቅትለና !!!ወይ ማርያም ኣስመረይቲ !!!!!!
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
maryam israelawit iya nab asmera aytentra
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 6 лет назад
#ሸሪዓ ማለት እንታይ እዩ? ወናኒ መርየት ሙስሊም ክርስትያን ብዝተኣዘዞ ዝኸይድ ሰብ ስቐተለ ይስየፍ ዝሰረቐ ኢዱ ይቁረጽ ዝሙት ዝፈጸመ ይስየፍ ኣላህ ኣክበር ኢሉ ክእዝን ትካላት ምዕጻው ረመዳን ጾም ቀትሪ ትካላት ምዕጻው ኣዋልድ ክሽፈና ኣለዎን ኣልኮል መስተ ዘይምምራትን ዘይምስታይን ዓርብን ቀዳምን ዕረፍቲ ቢሮ ዝዕጸዎሉ ሰንበት ቢሮ ዝኽፈተሉ ቤተ ክርስትያን ምስዓም ዝሓርመካ ሃገራዊ ቓንቓ ዓረብ እዚ ኩሉ እንድሕር ዘይትእዘዝ ሃገርካ ገዲፍካ ናይ ጸዓዱ በርያ ምኻን
@wedismera1
@wedismera1 6 лет назад
@ትግራይ ዓደይ ዝተባረኸት። እዚ ዝጻሓፍኪዮ ክሳብ ክንዲምንታይ ደንቆሮ ሙዃንኪ ኢዩ ዘረድእ። ሸሪዓ ንድኹማትን ንሓያላትን ብማዕረ ዘማሓድር መሰል ኩሉ ሰብ ዘኽብር ብሃይማኖታዊ ጉዳያት ድማ ን ኣስላማይ ጥራይ ዝምልከት ሕጊታት ኣለዎ (ምስጋድ ሙጻም ወዘተ ነቲ ኣማኒ ጥራይ ኢዩ ዝምልከት) ነቲ ካልእ እምነቱ ይሕልወሉ ንኽኣምን ድማ ኣየገድዶን ዩ. . . ግን ምስ መን ኢየ ዝዛረብ ዘለኹ?
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 6 лет назад
wedismera1 ኣይ እስኪ መሓል ደፋር ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝተሰየፉ2 ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና እዮም ኢሎም ደኣ ንዓዶም ዘይ ምሰደድዎም ኣብ ዓዶም ክፍረዶም። ሙስሊም ክሳብ ኣብ ኢድኩም ሸሪዓ ትሕዙ ኢኹም ለመጥመጥ ትብሉ ዘለኹም ምበር ከም ቁርኣን ዝኸፈአ የለን። ቁጽሮም ዘይፍለጡ እኮ ኣብ ስዑዲ ክርስትያን ዝኾኑ ተሓሪዶም እዮም። ናበይ እሞ ክነዕገርግር ኣብ ዓድና ዘለኹም ግን ክንከላኸለኩም ኢና።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 6 лет назад
+ትግራይ ዓደይ ዝተባረኸት + ሕጊ ሼሪዓ መንኮርኮር ምዕባለ ኣንፊሱ ንኣስላሙ ክሪስቲያኑ...እዩ ዝጎድእ። ነቶም ተበለጽቲ ዑሱባት ኣጉዲልካ፡ ገለ ጉሩሃት የእምራኦም ብቆጪ ስተወረ ኣኩዋኒን ሙስሊሚን ዝሰሓትዎ እንተልዩ ፈቲና ጸሊእና ህዝባዊ ግንባር ጽላል ኩሎም ውጽዓትያ! እዚ ታሪክ ብግብሪ ዝምስክሮ ሓቂዩ! ቀንዲ ብናታ ምጥፋእ ግዳይ ዝኮኑ ድማ፥ ኣስላም፥ 8 ቢሄራት፥ ደቂ ኣንስትዮ፥ ኣካለ ስንኩላን...ጸላእታ ግን ሓሳባ ሰሚሩላ መታን ህዝባ ከይርህዎ፡ ብኣንጻሩ ክገብሩ ይርከቡ፡ እዚ ከኣ መታን ሕሰም መሪርዎም ባዕሎም፡ከፍርስዋ ተባሂሉ ስተኣልመ ሽርሒዩ። ስለዚ ኣብ ኢድካ ዘሎ ጨርቂ ዳርጋ ወርቂዩ። ነቲ ጨርቂ ውን ምስሰኣንካዮ ግን ከምዞም ከም በዓል ሊባውያን "በጊዕይ በጊዐየ፡ ባዕለይዶ ዘንጊዐየ..." ኢልካ እናቁዘምዘምካ ንዘይምለስ ጣዕሳ ምንፋቕ ጥራይዩ...ክክክ
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 6 лет назад
dawit gebrat ብትኽክል ግን እቶም ደለይቲ ፍትሒ ምስ ልቦም ድዮም ዘለው። ወለድና ድኣ እግሪ ሙስሊምን ኣምሓራይን ስዒሞም ዘምጽእዋ ሃገር ዘየላ ብቅልጽሞም ምበር።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 6 лет назад
+ትግራይ ዓደይ ዝተባረኸት + እዞም ደለይቲ ፍትሒ'ኻ በቲ ቀንዲ ሽሞም ደለይቲ ዶላር ወይ ኢሮ ተባሂሎም እንተተጸውዑ ይሓይሽ። ከመይሲ ንገርሂ ልባ ከደናግሩ ድኣዩ ዘቁጸልጸለ ሽምን ቅርጽን ተጠምቅዎም እምበር ስልጣን ምስጨበጡስ እቲ ኢራቃዊ ሊብያዊ ሶማሊያዊ...መልዖም ከርእዩ እዮም። ወያነ ሓርነት ትግራይ እንተ ብድፊኢት ድዩ ወይስ ሰሲዑ፡ ካብቲ መሰረታዊ ዕላምኡ ስሒቱ ኢዩ። ህዝባዊ ግንባር ግን ንውጽዓትን፡ ሓርነትን፡ ማዕርነትን፡ ፍትሕን፥ ብልጽግናን...ክብል ተፈጢሩ፡ ክሳብ ሕጂ ኣብ መትከሉ ስለዝጸንዓ ድማዩ ብናይ ሓሶት ወንጀል ስክሰስን፡ ብናይ ካብ ኣፍ ሓፋሽ መንጢሎም ኮለስቲ ዑሱባት ዝርበሽ ዘሎን።
@hentesmedia9238
@hentesmedia9238 6 лет назад
Bravo
@emawihegawi7418
@emawihegawi7418 6 лет назад
Aya Tesfazion Enkae Neskas Natna konka Lomi kulu terdyuna eyu Menentna Afltkana kab nay hemamey weldo nab agazianey
@feventesfish6100
@feventesfish6100 6 лет назад
ኣያ ቓልሲ ንበር እስከ
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
aya fekhera kitbl dikha arkey
@feventesfish6100
@feventesfish6100 6 лет назад
Seb wedi ኣንታ ሎቕማጽ ሓሳዊ ንባዕልኻ ጀበርትስ ሓቖም እባዮም ጀበርቲ ክትብል ዝገርም እዩ ክክክክ ኣምሰሉ ወ ኣምሰሉ ቕድም ቐዳድም ጀበርት 1% ዘይኮኑ ህዝቢ ከም ህዝቢ ገይርካ ኣተዓባቢኻ ኣይትግለጾም ሓንቲ ዓዲ ኢያ ሓግሒጋ ንሱዳን ከተብጽሖም ትኽእል ነቶም ኣቦታትካ ጀሃድ ።ሰብ ኣይተታልል ንስኻ መሲልካ ተኻታዕ ንምንታይ ከም ትግርኛ ተመሲልካ ናይ ተስፋጽዮን ስእሊ ገይርካ ትርብሽ ኣንታ ሓሳዊ።
@michaelmiki5268
@michaelmiki5268 6 лет назад
ሎሚስ ብሓቂ (ላይክ ) ሂበካ ኣለኩ የሐጊስካኒ
@barazahrey4577
@barazahrey4577 6 лет назад
Kedamay 💕🙋‍♂️
@penielsworldofficial901
@penielsworldofficial901 6 лет назад
Bara zahrey Selma do
@barazahrey4577
@barazahrey4577 6 лет назад
dan mekar seliim u kef
@penielsworldofficial901
@penielsworldofficial901 6 лет назад
Bara zahrey Ane me eye
@barazahrey4577
@barazahrey4577 6 лет назад
dan mekar Ali😃
@trueloveisneverend671
@trueloveisneverend671 6 лет назад
enka dahan mexaka bruk hawey i like you so mach god bless you i am agree with you you are smart keep it up
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
englishkn atahasasbakn amabli bseb zbelo aytmerhi fetari kemti ntesfazion risi zhabo niakhi wn hibki iyu slezi btesfazion aytemrhi
@abrhammeley605
@abrhammeley605 6 лет назад
WWwwww welcome our hero god bless you always
@weierey8838
@weierey8838 6 лет назад
"ን ትግርኛ ቀንዲ ጸላኢኡ ኮይኑ ዘሎ ትግርኛ'ዩ"።ንሶም(ኣስላም) ከምኡ እንተገበሩ ዕላማኦም'ዩ፡ ኣነ ዝገርመኒ ግን ናይ'ዚ ጸማም ወለዶ ተዛራቢ ትግርኛ'ዩ። ነዚ ሸሪዓዊ ምንቅስቃስ ከም ህዝባዊ ምንቅስቃስ ቆጺሮም i stand with my people ኣብ ፕሮፋይሎም ጠቂዖም ኣንጻር ህዝቦም ተዓጢቖም ዘለዉ ደናቁር ትግርኛ'ዩ።
@user-wv5ft6vf7n
@user-wv5ft6vf7n 6 лет назад
Wei Erey sheria haymanot yu ember minkiskas aykonen
@weierey8838
@weierey8838 6 лет назад
Salih Mussa Omer ሸሪዓ ጸቓጢ ሕጊ እምበር ሃይማኖት ኣይኮነን እስልምና ዩ ሃይማኖት። ብዝኾነ ሸሪዓ ንምትእትታው ዝግበር ምንቅስቓስ ዶ እሞ ክብሎ ደስ ክብለካ ንዓኻ።
@omerhamassinay847
@omerhamassinay847 6 лет назад
Wei Erey ...ንስካ ዋኒን ናይ ዐድካ ትግራይ ግበር ጉዳይ ኤርትራ ንዓና እዮ ዝምልከት ።
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
nebsey kulu ba kemakha duhur agazen aytigbero
@weierey8838
@weierey8838 6 лет назад
sakt makt ሰክት ዓፋፍ ድሑር ዝባሃል መንነቱ ዝኸሓደ ነብሱ ዝረስዐ ጥራይ'ዩ። ደንቆሮ!!!
@rockywedaki266
@rockywedaki266 6 лет назад
ajoka
@hdhjsjns
@hdhjsjns 6 лет назад
Dehayka aytahaba Tesfe Aba Treg . Neaka kisemie keleku mara ye zihgos.
@yonas1297
@yonas1297 6 лет назад
ኣጆካ መሊኦም ጀጋኑ መንእሰያት ኣፍሪካ ኢካ፡ ትማሊ እዞም ብሩህ መጻኢ ዝባሃሉ ምንቅስቃስ እዛ ናይ ኣስመራ ጸገም ምስ ኣጋጠመት ኣግኣዝያን እንተዝድዉሉልና ጹቡቅ ነይሩ ይብሉ ነይሮም፡ ሓሳብ ምሃቡና ፡ ክብል ሓደ ዓወት ዝባሃል መንእሰይ video ክገብር ሰሚዐዮ እዞም ሕማቃት ትግርኛ ይርድኦም ኣሎ።
@samisami-ku1lo
@samisami-ku1lo 6 лет назад
በሉ ኣስላማይ ምዓልታዊ ሓሳቡእዚ እዩ።እዚከይመጽኢና ካኣኩሉ ግዜ ኣስላማይ ኣይጥዓሞን እምበር ሓንቲመዓልቲ ዕድልእንተረኪቡ ሴፍገሩ ክቆርጸኩም ኢዩዝበልናኩም።
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
srah alewom biakhum zeyhasb , gudayom betikhom iyom ziatwuwa tigray haguzuna israel do gele do ayblun iyom ariyomna iko iyom izom seb maanta
@hopeforthebetter4375
@hopeforthebetter4375 6 лет назад
ካብ ሎሚ ንንዮ ኣነ ኣጋዝያዊ አየ ኣፍልበይ ነፊሐ ውን ክዛረብ የ ኣቱም ሰባት ኣስተውዕሉ ብ ኹፉት ልቢ ንስማዕዮ ሞ አቲ ሓቂ ክርደኣና ዩ። thanks and I regret not bieng agazian before.
@menkemwediasmera447
@menkemwediasmera447 6 лет назад
you are right ...
@f.b.yeritrea6838
@f.b.yeritrea6838 6 лет назад
ንተስፋጽዮን ኣብ ሓደ መዓልቲ ሳላሳ ሽሕ ተዓዘብቲ ተከታቲሎሞ ወረ ገና ስነ ሓሳብ ኣግኣዝያንናዊ ሓይሊ እዚ ሕጸ ዩ ነዞም ኣስላም ገና ናይ ትግርኛ መንነት TVን ረድዮን ገርና ንህዝብና ከነበራብሮ ኢና ።
@wediseltenewediseltene5764
@wediseltenewediseltene5764 6 лет назад
Bravo tesfation new belom ketelti seb aslam hbromn gbromn kufat
@beermexui6775
@beermexui6775 6 лет назад
Aslamai tsegibu lomis kea abta shikorina keteman asmara?? Belu yelon. Sharia yele wella mesgid yele. Wedi tigriga teleal siq elika teamitka aitizemit!
@beermexui6775
@beermexui6775 6 лет назад
holbrook 195209 Ata gihaad kid nab saharaka wedi haram wedi eten buzuhat . Funuf aslmai kea kab mugunbah halifu entai kale moie keihilowo eu . Ab baita yerakibena wedza aquar shetati
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
maaske temiu yfelt fetariu hizu
@wedihagazawi8511
@wedihagazawi8511 6 лет назад
Bèèŕmè xùì gumama
@beermexui6775
@beermexui6775 6 лет назад
Wedi Hagazawi Tekal funfun aslamai, kid teray ab saudi, qauter tegombihika lemein?
@zerationkflay1816
@zerationkflay1816 6 лет назад
ነዞም ኣስላም ዓድና በቲ ወራሲ ዓራት ናይ ሱዑዲ ዓረብ ጌርና ከነቀጥቅጦም ኢና መኽንያቱ ንሱ ድልሪ ሕጂ ኣብ ዓድና ሸሪዓ ዝበለ ሓዊ ከነቃጽሎ ኢና ኢሉ።ቀጽል ጥራይ ጅግና
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
iznkas kab twled xeriu do yfelt ane ytarater iye
@hagosbirhanu5787
@hagosbirhanu5787 6 лет назад
እንኳዕ ባ ከምዝኣ በለትየ (ኣግኣዝያን ዓምብባ) ትግራይ-ትግረኚ ሓደ ድዩ? ካብ ዝገርመኒ ዘረባ ኣቦታት ሲ… ጎይታይ ካባይ ዓዲ እማ መፅኦም ? ኣቦታት እንትምልሱ !!! ካብዚ እምበይ ካብ ዓደኹም - ራያ፣ወጀራት፣እነደርታ፣ክ/ላዕሎ፣ዓጋመ፣ኣከሱመ፣ኣ/ግዛይ፣ሓማሴን….ወዘተ ይበሉ፡፡ ሓጎስ ካብ መቐለ
@wintiynateyn.w4477
@wintiynateyn.w4477 6 лет назад
Willkommen
@semirasemira2609
@semirasemira2609 6 лет назад
Thanks bro
@tv-7anseba.871
@tv-7anseba.871 4 года назад
መርሓባ ጎይታ ሓቂ ኣቦ ሓድሽ ወለዶ ትግርኛ ደቂ ምድረ ኣጋእዝያን ደቂ ምድረ ባሕሪ ሃገርና ብቀቢላታት ከይትውረስ ዕጥቅና ዓጥቅና ኣሎና ኣጆካ ንኪድ ጥራሕ ብርሃን እዩ መጻኢና
@bambalumba8376
@bambalumba8376 6 лет назад
Merhaba aba dehari
@sunsu2407
@sunsu2407 6 лет назад
ሰላም ሓው ተስፋጼን ኣብ ሂወትካ ሰላምን ቕሳነትን ይምነይልካ ብ ምቅጻል ብዛዕባ ጅ ፊፍትን ዝበሃሉ ኒሽተይ መብርሂ ሃበና።
@wedihabte7394
@wedihabte7394 6 лет назад
መምህር ንተመሃራይ መምህር፡ መልሐስ አበይ ትርከብ ተመሃራይ፡ አብ አፍ ኩሉና መምህር፡ መዓንጣ ኸ ተመሃራይ ፡ አብ አኽርያ
@samimoha2027
@samimoha2027 6 лет назад
Tesfasion anbesa
@iloveyou3670
@iloveyou3670 6 лет назад
ንስካ ኢካ ሽርሒ ኣስላማይ ዝተረዳኣካ
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
nskha gn shrhi tesfazion ayteredeakan
@user-fe6xu1nx5l
@user-fe6xu1nx5l 5 лет назад
supore mane
@user-fe6xu1nx5l
@user-fe6xu1nx5l 5 лет назад
እቲ አከዳዱናካ ኬፋ አለዎ።
@user-fe6xu1nx5l
@user-fe6xu1nx5l 5 лет назад
አባ ናፅነት መ/ር ተስፎም
@user-fe6xu1nx5l
@user-fe6xu1nx5l 5 лет назад
አብይ እና ኢስያስ ሃማኖትና ንከጥፍኡ.......
@akilasabraham8523
@akilasabraham8523 6 лет назад
ናይበሓቒ ብዙህ ትምህርቲ ትህብ ኣለካ ነዚ ህዝቢ ትግሪኛ ኣቶ Tesfatsion.
@teklehaimanotweldegebriel1187
@teklehaimanotweldegebriel1187 5 лет назад
I appreciate your strategic thinking of the reunification of the two brother people.
@wedibartorino946
@wedibartorino946 6 лет назад
Bijeka niska neza Adina zihalela yelen long live Agazian wey mot👊👏
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
ASMARA TIKET ADIGKA KID ABAA IYA TFKER
@henokasfhajl4919
@henokasfhajl4919 6 лет назад
Well come
@meharimezgebo9091
@meharimezgebo9091 6 лет назад
Agaiazian for Ever
@mubarekmustofa9105
@mubarekmustofa9105 6 лет назад
Mehari Mezgebo agazyan xyon zbahal yelen tedelikum gedam etewu abu alekum eti xyon tewedyau
@YAZANROK
@YAZANROK 6 лет назад
Mehari Mezgebo ab meda yerakebana
@mubarekmustofa9105
@mubarekmustofa9105 6 лет назад
xegem yelen amharun wurageye sltye oromo welo bhansab kmexuka eyom ab aslam aleyet yelen kulatna yehwat eyma abana xyon miyon zvahal yelen texebe trahe hade wedi teybeyn iseyas kemanv wediekum enkwan nhna
@iloveumyfamily8456
@iloveumyfamily8456 6 лет назад
Mehari Mezgebo ja
@noomipaulos130
@noomipaulos130 6 лет назад
Eritrawyan endyom mo nabey kiwexu
@abinerguesh950
@abinerguesh950 5 лет назад
I really you are amazing
@danielteame7397
@danielteame7397 6 лет назад
nice job tesfazio you shoulde worke harde allways. then we are win in short pierod or few couple of years.i am agree with u aida god blees u take care
@tesfaighebray6588
@tesfaighebray6588 6 лет назад
ተስፌ ኣጆካ እቲ ሓቂ መገዲ ሒዝካያ ኣለካ እቶም 4 ጸጋማውያን ካኣ ዕድመ ንኣግኣዝያን ኣብቂዖም እዮም ተርባጽ እዮ ዘዕገርግሮም ዘሎ እግዛኣቤሄር ጸድፊ ይፈጥር እሞ መዳያይቦ ይገብረሉ ከምዚ ባሃል ህጂ ሳላ ኣግኣዝያን ዓይንና ነቂሑ ዕድመ ንህዝቢ ትግርኛ
@wedihagereritreawedihager9618
@wedihagereritreawedihager9618 6 лет назад
tesfai ghebray Eritrea naye 9 bihire eya agazoan bota yebilune kidu tigray adikum
@fsahayekahsay8969
@fsahayekahsay8969 6 лет назад
ጭናዊ፡ ማዓኮርካ ሕጸብ ኣዲ ዓረብ ትከይድ ንድካ
@MuhammadIbrahim-uw6dv
@MuhammadIbrahim-uw6dv 6 лет назад
+Fsahaye Kahsay at least I am clean how about yours
@mhretabgebrhans3240
@mhretabgebrhans3240 6 лет назад
Tesfazion jigna ich stolz auf dich
@selamandlovesorry5357
@selamandlovesorry5357 6 лет назад
ተስፋጽዮን ተስፋ ህዝቡ ጅግና ወዲ ጀጋኑ።!!!
@emawihegawi7418
@emawihegawi7418 6 лет назад
Aya tisfazion musiye Nay Agaziyan Elka Alku Abo Hakiii
@nab9427
@nab9427 6 лет назад
Keep going brother
@user-su6uh5ut2r
@user-su6uh5ut2r 6 лет назад
መርሓባ ሰብኣይ በዓል ስረ! ወደ-ቦታቱ።
@attahouri3517
@attahouri3517 6 лет назад
ata lekbat ehje ke ty aleka hasuot hasweu maletka kerba ala chenwi lekbat ny 94 hehge owyyyyyy anta kenday kethuosu anata haswaeiuiiiiii
@ibrahimmohammedmahmoud5990
@ibrahimmohammedmahmoud5990 6 лет назад
ሜሮን ሓዊ መራ ተስፋጼን ሃይማኖት ኮነ ዓሌት የብሉን ብገንዘብ ዝተገዝአ መዳናገሪ ኢዩ። ገንዘብ እዩ ሃይማኖቱ። ረሳሕ ሓንጎል ዝሓዘ ዕቡድ ኢዩ። በጃ ኣስላምን ምስልምናን ጋሕ በል ወዲ ዛ። ከልቢ።
@jelaniadem5175
@jelaniadem5175 6 лет назад
Entay tebli aleka hasawi tem bel ertriea feltuka eu
@user-su6uh5ut2r
@user-su6uh5ut2r 6 лет назад
Ibrahim Mohammed Mahmoud -(ኣስላማይ ደኣ ካብ መዓስ ሰብ ኮንካ ሰብ ክትጸርፍ ?) ኣቱ ሰባት ኣስላማይ ብዛዕባ ሰባት ክዛረብ መሰል የብሉን። ምኽንያቱ ንሱ እንስሳ ስለ ዝኾነ።
@daduadu8550
@daduadu8550 6 лет назад
Nice job
@fickdichwelt8635
@fickdichwelt8635 6 лет назад
ሰላም ኣሕዋት ኩልና ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ልዕሌና ትኣውጁ ዘሎ ኩንያት ኣጸቢቕና ኣረጋጊጽና ኣለና ስለ'ዚ ንሕና ኤርትራዊያን ህዝቢ ትግርኛ ምስትውዓል የድሌና'ሎ ምስ ዝተበገሰ ምብጋስ ዘይኮነስ ናበይ ንኸይድ ኣለና ክንፈልጥ ኣለና ኣነ ደላዪ ፍትሒ እየ ግን ነዚ ለንቅነ ወጺኡ ዘሎ ሓዱሽ ኣዋጅ ግን ኣይድግፎኔ ምኽንያቱ ን ህዝቢ ትግርኛ ንምጥፋእ ዝዓለመ ስለ ዝኾነ እዚ ክብል ከለኹ ሰብ ኢሎምኒ ወይ ክብሉ ሰሚዐ ኢለ ዘይኮንኩ ካብ ኣፍ ኣቦታቶም ስለ ዝሰማዕናዮ እየ ምናልባት ናይ ቋንቋ ጸገም ክህሉ ይኽእል እዩ ግን ሓደራኹም ዋላ ንዝፈልጡ ቋንቋ ተርጒምኩም ንገሩና በልዎም ክትኣምኑ ሓደራ ሕጂ ውን ደጊመ ሓደራ ህዝቢ ትግርኛ ንጠንቐቕ።
@gottgrossartig1366
@gottgrossartig1366 6 лет назад
Aseyyyy tesfaxion jigna inkai niskas natna konka. Imber aslamay dea xubuk gerkalu haridika yihadir. Aslamay abta brikti adina sidetena iu kitefi alewo mish ab adina sheria kigebir mosagidu kinefriso ina. Yehwatey kulukum tezarebti tigrna kirstnan haymanotna ab alem kedamay zikone haymanot iu kinxeni kea alena intezey koynu aslam zihasbiwo zelewu niana bisef kikorxina iyom zihasbu zelewu. Nihna kea haye nihseb
@filiablel5238
@filiablel5238 6 лет назад
viva
@zebibteklsenbet361
@zebibteklsenbet361 6 лет назад
I'm with you be cauntinue forever
@fsheyewediyhiwet150
@fsheyewediyhiwet150 6 лет назад
Sbuqu aloka
@gebrelibanosgebremariam6183
@gebrelibanosgebremariam6183 6 лет назад
The True Prophet!
@f.b.yeritrea6838
@f.b.yeritrea6838 6 лет назад
ዮውሃና ዮውሃና ህዝቢ ትግርኛ ነዞም ጀበርቲ ኣስላም ካብ ጎደና ኣስመራ ብኽሳዶም ሓሓኒቁ ናብ ኡስርቤት ኣዲ ኣቤቶ ንሰራዊትና ኣረኪብዎም።
@nipseyhussle9943
@nipseyhussle9943 6 лет назад
you are the best men !!!!!
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
but you r the worst
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
i have never seen muslim bitch baalti swa kem adekha
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
iza balti swa adekha zimaharetka quanqua dyu.Fara Tesfazion yehud iyu christian aykonen ide ikha
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
quanqa deqi agazen nezi sdi bahlkhum dyu hgdef atfiulna ilkum tibekhyu zelekhum.Amesgnwota
@dawittesfay4433
@dawittesfay4433 6 лет назад
ፀባ ስተ በዓል 10ተ ሓሞት ክላእ መልሓስ ዘለዎ ከኣ ይዛረብ 4ነጥቢ ዘይብሉ ንጀበርቲ ዝኣመነ ማይ ዝሓቆነ ተባሂሉ እንድዩ።
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
beal 10 hasot bel abey zelo hamot iyu.haqi njeberti ziamene kem may zhaqone iyu mstiru atrekbon ikha.xeba aykonen haquinka thztu tewxelu terediuka do agazen
@onlyone3996
@onlyone3996 6 лет назад
ኪድ ዱሁል እንታይ 10ተ ሓሞት ተዛረብ በሎ ተግባር ዘሮ ጀበርቲ ሰበኡት አና ኣብ ግብሪ አና ንኣምን
@jordanpeterson9490
@jordanpeterson9490 6 лет назад
+Abdelaziz Abdelkerim: Do u remember commands
@saktmakt1900
@saktmakt1900 6 лет назад
Abdelaziz Abdelkerim qedamayti neger beti zehfreka zelo shm Nay meninetka tetekem.jeberti fetikha xelika lahmet Nay hzbi ertra iyom .Kulu lekhbatn seraqn dma yxelom.Maantoom ab Akhriya ariomna iyom.Slezi wey uwr ikha wey xemam ikha wey dma lbkha n tesfazion teteqemela ilka arekibkayo ikha
@onlyone3996
@onlyone3996 6 лет назад
sakt makt ኣነ ቢ መንነተይ ሓፊረ ኣይፈልትን አየ ኣብ ኣክርያ ማዓንቶኦም አንተረካዮም ዳ አንታይ ሃለውለው ኣበለካ 4
Далее
My Puzzle Robot is 200x Faster Than a Human
21:21
Просмотров 8 млн
Tv Dimtzi Eritrawian Stockholm
58:01
Просмотров 170 тыс.
"ጀበርቲ"
13:13
Просмотров 20 тыс.
My Puzzle Robot is 200x Faster Than a Human
21:21
Просмотров 8 млн