Тёмный
No video :(

Tesfazion. ስለምንታይ ኢዬም ደቂ ዓዜን ካዜን በይኖም ተነጺሎም ከለዉ ደቂ ሓደ ልቢ ዝብሉ? 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 55 тыс.
50% 1

Tesfazion. Why Is The Villagers of Azen And Qazen Says Sons Of One Heart While They Are Isolated.

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 726   
@user-cl2ib2ko2f
@user-cl2ib2ko2f 5 лет назад
ሰላሊዓ እቲ ሓቂ ግልህልህ ኣቢልካያ ተዓወት። ቁስሊ ከይ ተጎድአ ኣይሓውን እዩ።
@maezenhiwetchanel4565
@maezenhiwetchanel4565 5 лет назад
ኣብ 3 ደቂቅ 150 ሪኦሞ ማዕረ ክንደይ ህዝቢ ይጽበየካ ምጽሓፍ ኣይድልን እቲ ሓቂ በትኖ ኣግኣዝያን ግን ማንም ዝብትኖ የለን💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 5 лет назад
መምህር ተስፋጽዮን ጅግና ስረ ዓጢቅካ ስረ ዘዕጠቅካና ኣጆካ ደጊም ቀሪብና ኢና
@user-cj9hx9hn5h
@user-cj9hx9hn5h 5 лет назад
ጸሓይ ናይ ንግሆ ክጽበየካ ቀንየ ተናፍቂ ወገነይ ።
@destabahtabarihannes140
@destabahtabarihannes140 5 лет назад
ዋእ ኣንቱም ሰባት ኣነ ንተስፋጸን ብነገቲቭ እየ ዝርዶኦ ነይረ ነኮሎግዛይ ጥራይ ይመስለኒ ነይሩ ሎሚ ግን ኣማን ብኣማን ፈታዊ ህዝቢ ትግርኛ እኻ 4 ነጥቢ ድሕርጂ ዋላ ነኣኮሎግዛይ ብጉድሎቶም በሎም ጨፍጪፎም ዋላ ሓደ ኣይስመዓንን እዩ ክንካላኸለልካ እና ። ብሓቂ ሓቀኛ ሰብ እኻ ተስ ጂግና !!!
@user-by7ys9xz6m
@user-by7ys9xz6m 5 лет назад
ንኹሉ ዩ ኣጆኻ ትግርኛ ትግርኛ ዩ
@yohanneskarneshimay5084
@yohanneskarneshimay5084 5 лет назад
Akele bel seraye bel Hama bel agame bel adwa bel raya kulu tigrignia iyu tesfaxion kea mesel alewo nkulom bmaire kinekfomin kinidomin bzkone kab teredaaka gbu hawey wedoboy viva agazian
@destabahtabarihannes140
@destabahtabarihannes140 5 лет назад
@@yohanneskarneshimay5084 ያ ጹቡቕ ኣሎኻ ግን ቅድም ቀዳድም ክዕረ ዘሎዎ ነገር ናትና ናይውሽጥና ናይዘን 3ተ ኣውራጃታት እዩ ፡ መኽንያቱ ውሽጥና ዘይተሰማመዐና ብዛዕባ ትግራይ ምሕሳብ ኣሸጋሪ እዩ።ኣነ ብቐንዱ ቀዳምነት ዘገድሰኒ እዘን 3ተ ኣውራጃ እዲን ጋንቲን ኮይና እንተ ኸድና ኩሉ ንደልዮ ንክከውን ቀሊል ኮይኑ እስመዓኒ ኣብዚ ጸቕጥና ንስርሕ ባሃላይ እየ።
@zionzion2882
@zionzion2882 5 лет назад
@@destabahtabarihannes140 ajoka hade mkanen zey amin yelenn hade kigebren zeykiale artrawnet zbil hasab i yuo ziarkey
@trueloveisneverend7964
@trueloveisneverend7964 5 лет назад
You are right my brather keep it ✝️
@hadasbahta1103
@hadasbahta1103 5 лет назад
ኩሉ ግዜ 'የ ከይሰማዕኩካ ብታህዋኽ ኣቐዲመ like ዝገብር. ዳሓር ካኣ ይሰምዓካ, ሎሚ ግን በዛ ደርፊ ጥራሕ like ዘይኮነስ ልብታት ❤️❤️❤️❤️❤️:: ዓወት ንኣግኣዝያን ጠርናፊ ህዝቡን ዓቃቢ መንነቱን::
@rumimejnun8484
@rumimejnun8484 5 лет назад
hadas bahta haki b haki
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 лет назад
እንቃዕ ብደሓን መጻእካ ኣባዳህሪ ጅግና ተጋዳላይ መምህር ተስፋጼን ዕድመን ጥዕናን
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 лет назад
@@awetkidane9757 ነቲ ኣረጊት ጅሃድ ጭሕሚ ወጠጦ ዓብደልዋህብ ከምኡ በሎ ጀቤ ወዛል
@musiehabte6960
@musiehabte6960 5 лет назад
ሰላም ኣያተስፋጼን እንቃዕ ብሰላም መጻእካና በል ክሰምዕ ናብታዝላካያ video ኣብለ ኣለኩ:: Like ንክብር tesfazion ኩሉኩም ኣጋእዝያናዊያን::
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 5 лет назад
Musie Habte ደሓን ኣይምጻእ!
@tsegezabtesfazghi3276
@tsegezabtesfazghi3276 4 года назад
ደላይ ሓቂ ደላይ ሰላም asshole
@musiehabte6960
@musiehabte6960 5 лет назад
ንክብር ተስፋጼንን ንክብር ኣጋእዝያንን like ከይትርስዑ?
@mulugetatumuzghi5290
@mulugetatumuzghi5290 5 лет назад
እቶም ክሳብ ሕጂ ዘይተረድኣኩም ኣሕዋት ህድእ ኢልኩም ተጸበዩ ሕጂ ናብቲ ርስን ፖለቲካ ኢና ኣቲና ዘለና ኩሉ ሕቶታትኩምን ስክፍታታትኩምን ከምዝምለስ ዘጠራጥር ኣይኮነን።
@user-ql2nx8hq9t
@user-ql2nx8hq9t 5 лет назад
Mulugeta Tumuzghi ኣጆኩም ጥራሕ ኣናብስ
@michaelfthineritrea7745
@michaelfthineritrea7745 5 лет назад
ኣይይይ ይእይ ከም ወሳኒ ኮንካን ተማኺርካ ምስኡ ነዛ ናይ ካርነሽም ኣራስቲ ዘልዓልካያ ክትመስል! ተውሳኽካ ስቒልካ ጥራይ ተጎተት
@cocacola6632
@cocacola6632 5 лет назад
Hhhhhh mulgeta halay😂😂😂😂
@yordagebretensae1019
@yordagebretensae1019 5 лет назад
ንዓወትና እስካብ ህይወት መስዋእቲ ከይንሕለል ንቃለስ ዓጢቅና አነ ብወገነይ ሓሪነ ተላዒለ እየ
@johnwediansebatigrnya7999
@johnwediansebatigrnya7999 5 лет назад
Yorda gebretensae nay men da ktwesdi nay meal gual ankere yehwatki ember
@mrodratsion1652
@mrodratsion1652 5 лет назад
ተስፌ ዓርከይ እታ ጉዳይ ናይ ኣምባሳደርን ፡ደቂ ሓደ ልብን ካልእ ጉዳይ እዩ ኣጻርዮ። ካብ ካልእ ኣዉራጃ ስለ ዝኾነ ኣይኮነን ተፈልዮም፡ ኣነ ከም ዝሰማዕክዎ ። እቲ መጥቃዕቲ ተቃወምቲ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ምስ ጀመረ ፡ እቶም ደገፍቲ ተኣኪቦም ግብረ መልሲ ምስ ሃብሉ ፡እቲ ኣምባሳደር ግደፉ ኣይትበኣሱ ኢሉ፡ ንሶም ድማ ነብሰ ምክልኻል ክንገብር ኢና ገለ ዝብል ኣብ ምትህልላኽ ዘምጽኦ ጉዳይ እዩ። ኸምታ ዝበልካያስ ኣይትመስለንን ፡ክሳብ ሕጂ እንድዩ ኣምባሳደሮም ኔሮ ፡ ብኣዉራጃ ኔሩ እንተ ዝከዉን ድማ ቀደም ምስ መጸ ምተነጸሉ ኔሮም። ጌጋ ሓበሬታ ሂቦሙኻ ኣለዉ ኣያ ተስፌ ።
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
እቲ ሓበሬታ ጌጋ ክኸዉን ይኽእል፡ ኮይኑ ግን እዞም ደቂ ዓደይ ንህግደፍ ንሱ መሬቶም ርስቶም የሕድጎም፡ ንሶም ዋላ ስድራና ድገሞም ዉሰዶም ኢሎም ይድግፍዎ ኣለዉ ዝገርም ነገር እዩ
@solozbelo6253
@solozbelo6253 5 лет назад
ኒmrod ዘratsion ጽቡቕ ኣለካ ንሱ እዩ እቲ ምክንያት፣ ከምዚ ተስፋጼን ዝብሎ እንተዝከውን ቅድሚ 2 ዓመት ናብ ስልጣን ክመጽእ ከሎ ምስተቃወምዎ፤ ጌጋ ሓበሬታ ሂቦሞ ኣለው፣ ባዕሉ ከ ዘየመዛዝን
@filimonyemane767
@filimonyemane767 5 лет назад
ሰለም ሰለም ተስፊት ጀግና ከመይ ከነመስግነካ ቃላት ጠፊእና ንበር አስከ ንዘትእለት
@-877
@-877 5 лет назад
ኣያይ መጸ መጸ ኣምበሳ መስል ካብ ዱር ዝወጸ ፥ መምህር ተስፋጽዮን እንቃዕ ገጽ ንፈትዎ ርኣና ብርሃን ገጹ !!!
@sirak1626
@sirak1626 5 лет назад
Great man
@trueloveisneverend7964
@trueloveisneverend7964 5 лет назад
Welcome father tesfaxion i miss you so much so Jesus Christus Bless i am so happy to See you i love you you all agaazian tigrina 🇺🇸🇮🇱🇪🇷👊🤛🤜👍💯💯🌿☝️😍💝🖤💜💚🧡❤️🎁🍅🌹🍷💋✔️➕♥️💒🤩😍💟💪💪💪💪👍✌️👏🤝👋🙏⛪💒💯✔️✅✝️✝️✝️
@robelkahsay243
@robelkahsay243 5 лет назад
Me too bro
@user-ui4oi2hh1w
@user-ui4oi2hh1w 5 лет назад
ብትግርኛ ከነንብቦ ዝሕግዘና መጻሕፍቲ እንተ ትነግረና ብሉጽ ኮይኑ ይስማዓና ኣቦናን ኣያናን
@wedikeshiwedikeshi1140
@wedikeshiwedikeshi1140 5 лет назад
Welane kebla eda belku
@TwYakob
@TwYakob 5 лет назад
ናይ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያምን፡ ምሩጻት ዓንቀጻት ትብልን፡ ናይ ኣያ ተኪኤ በየነ ድማ ክልተ መጻሓቲ ኣለዋ ክንበባ ዝግበአን።
@wedikeshiwedikeshi1140
@wedikeshiwedikeshi1140 5 лет назад
@@TwYakob abey emo kenrekben nekel kuber hawi aflto ente halka haberta habena
@user-ui4oi2hh1w
@user-ui4oi2hh1w 5 лет назад
TAY GEEZ ዘኣጋኣዝያን abey knrekben ndeli
@TwYakob
@TwYakob 5 лет назад
ኣብ ድያስፖራ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ሎንደን፡ ፍራንክፈርት፡ ስቶኮሆልም፡ ኣብ ተልኣቪቭ እስራኤል፡ ይርከባ ዝብል ግምት ኣለኒ። እንተዘይኮይኑ ካብ ኤርትራ ላኣኹልና በሉ፡ ኣብ ሃገርና ኣለዋኹም።
@wagwagta9502
@wagwagta9502 5 лет назад
ኣባ ዳህሪ ብናፍቖትካ ሕርር ኢልና ቐኒና እታ ዝነጸረት ትግራዋይነትና ብሂግደፍ ይኹን ብተቓወምቲ ከይጥቃዕ ከም ሓራስ ነብሪ ምሕላው ኢያ ብልቢ ነመስግን ።
@stateoferitrea12345
@stateoferitrea12345 5 лет назад
Welcome ተስፋጽዮን!!! (ዝኾነ ሰብ ኪርድኦ ዘለዎ ንሕና ኩርዓት ተጋሩ ኢና ተስፋጽዮን ጅግና)
@user-cj2nu8ug9e
@user-cj2nu8ug9e 5 лет назад
Tenafaqi Memeher ayana Tesfatsion enkua beselam metsaka nafiqenaka kenina! Neberelena kulu Gizye!!!
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 лет назад
መርሓባ ዓይኒ ኣብይካ እደፈን ዕድመን ጥዕናን እሃብካ።
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 5 лет назад
Simon Semere ዓይኑ እባ ይደፋእ ! ጸላኢ ሕዝብታት ጸላኢ ሃይማኖታት ጸላኢ ኣምሓራይ ክመውት ኮሎ ብኢድ እስላመይቲ ሰበይቲ ክመውት እዩ።
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 лет назад
@@user-rp1ny7nn8y መጀመርያ ሽምካ ኣይትሕባእ ሓወኛ ሽምካ ኣውጸዮ፡ እዚ ትብሎ ዘለካ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ብንፋስ ዝመጸ ዘረባ ሒዝካ ኣይትዛረብ፡ ናይ መን ሉኡክ ኢካ ከምዚ ትብል።
@yordagebretensae1019
@yordagebretensae1019 5 лет назад
🙏🙏🙏ኣንበሳ ክቡር ተጋዳላይአያና ሰላም ንዓካ ንቅድሚት ንኪድ ጥራይ አጋእዝያን ንሕነ ከመ አበዊነ
@danielberaki6458
@danielberaki6458 5 лет назад
bro
@user-cz3nh3dg9x
@user-cz3nh3dg9x 5 лет назад
ብርሃን ገጽ እንኳዕ ብድሓን መጽኣካ ተናፋቂ ሰብ❤❤
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
ወዲ በርሀ ኮርዒዳ ሎሚ ግርም ገበርካ፡ ነዞም ሃላያት ደቂ ዓደይ ናቶም ሂብካዮም፡ ኣነ ወዲ ኳዜን እየ። ዘሕዝኑ መንእሰያት ክትብሎም ዘሕፍሩ ርእሶም ምሕሳብ ዘቋረጸት፡ ንህግደፍ ከም ሃይማኖት ማለት እንተቀይርካ ነውሪ ጌሮም ዝርእይዎ፡ ፖለቲካ ረብሓ ምኳኑ ዘይፈልጡ ዘሕዝኑ መንእሰያት
@TwYakob
@TwYakob 5 лет назад
በጃኻ ኣብቲ face book, ንጽሓፈሎም እቲ ሓቂ መታን ክበርሃሎም፡ ጅግና።
@yohanneskarneshimay5084
@yohanneskarneshimay5084 5 лет назад
Xbuk geberkayom hawey natey gin halayat si akbidkaya gerhitat iya natna inber bhaki natxnet amxiom si kemzi do mtexawetulna
@erabtigron9002
@erabtigron9002 5 лет назад
aditat sle zixerefe gina xerfi eu zehgusekum
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
@@yohanneskarneshimay5084 ብሓቂ ካርኔ እንተኾንካ፡ ክትምዕዶም እዩ ዘለካ ኣነ ዉን ብወገነይ፡ ምኽንያቱ፡ ሰብ መጀመርታ ንርስቱ እዩ ዝቃለስ ርስቲ ዘይብሉ ሰብ ከም ሱር ዘይብላ ገረብ እዩ ዝኸዉን፡ ካርነሽም እኮ መሬትና ተወሲዱ ዝተረፈ ንሃብታማት ይሽየጥ፡ ኣብ መነባብሮ እንተ ርኢኻዮ እቲ ዝኸፍኣ ድኽነት ኣብ ካርነሽም ኣሎ፡ ምኽንያቱ ክልተ ክረምቲ ዝሓርስ ዝነበረ እቲ ሓደ ክረምቲ ከማን ሓሪምዎ፡ ስለዚ ንመን ይድግፉ ኣለዉ ስለምንታይ። ነቲ ታተ ኣቢሎም ኣቦታትናን ኣባሓጎታትናን ዘዕበይዎ ህዝባዊ ግንባር ጌጋ ኣይነበረን ድሕሪ ናጽነት ግን ህግደፍ ብካርነሽም እዩ እከይ ግብሩ ጀሚሩ ዝቅጽል ዘሎ፡ እዞም ሰባት ጽባሕ ንጉሆ ቆልዑት ወሊዶም ኣበይ ከንብርዎም ይሓስቡ ኣብ ሓደ ልቢ ኣበይ ዘሎ ሓደ ልቢ እዩ ኸ። ምሳኻ ንዘየለዉ ህዝቢ ባዕሎም ናቶም ክዳን ተኸዲኖም ምሳና ኣለኹም ይብልዎም ፡ ንሶም ግን ኩሎም ነንርስቶም ይቃለሱ ኣለዉ፡ ሳሆ ንርስቱ ዓፋር ንርስቱ፡ትግረ ንርስቱ፡ ጀበርቲ ርስቲ ዘይብሎም ርስትና ብገንዘብ ክገዝኡ፡ ንመን ሓደ ልቢ ይብሉ ኣለዉ
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
@@erabtigron9002 ስማዕ እንዶ ካብዚ ኩሉ ሓቂ ነተን ጸርፊ ዶ ቆጺርካ፡ ህግደፍ እኳ ርስትኻ እዩ ወሲዱ ባዕልኻ ትፈልጥ ዝብለካ ዘሎ ንስኻ ክኣ ሓደ ልቢ ትብል፡ ሓደ ልቢ ኢልካ ናብ ራሻይዳ ኪድ እሞ ልብኻ ሸይጡ ሰልዲ ክገብራ እዩ
@BM-pm7qx
@BM-pm7qx 5 лет назад
Tesfie gzieka fltetkaa key bekekka nezi anfetu atfiu znebere medhnn sle zkonkalna amlkak ymesgen nberelna kberelna love u ♥♥♥♥♥♥♥♥
@danielgebreab692
@danielgebreab692 5 лет назад
መርሓባ መምህር ሓቂ እንቋዕ ብዳሓን መጻእካ ትንታኔኻን ትምህርትኻን ብናፍቖት ስለ ንጽበዮስ እዛ ሰሙን ዝጠፋእካያ ዓመት ኮይናትና
@zebiheremaytemayte9245
@zebiheremaytemayte9245 5 лет назад
ግደፎ ባ
@joegr5323
@joegr5323 5 лет назад
Welfi koinuni anes
@ybrinotigrina2299
@ybrinotigrina2299 5 лет назад
Enkae bdahan mexaka kubur memhrna ajoka eske forsa
@BM-pm7qx
@BM-pm7qx 5 лет назад
Tesfieee tesfa hlawena nayziii zemenn nberelnaa love u ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@naykafat6693
@naykafat6693 5 лет назад
Ohhh we miss u a lot hero
@eritreanforfreedom1827
@eritreanforfreedom1827 5 лет назад
Dawit Zeru Not me, for me he is a mice.
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 лет назад
ኣያ እዮብ ኮሙኡ ጌርካ ዳኣ ነዘን ነቐዝ ርእሰን ናብቲ ዕላማኻ ኣእትወን ንህዝቢ ካርነሽም ከተናሹ ዝሕጎሱ ኣለዉ በጻብጽ ክንርኢ ኢና ጽባሕ ንግሆ ኣብ ባይታ ምስ ወረድና ።
@samimoha2027
@samimoha2027 5 лет назад
Tesfasion kulu tigrina misaka alo 100%
@awettekie1956
@awettekie1956 5 лет назад
Ķķkkkkk
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Kkkk gele gele alewa quluwlaw meninet zelewen ember kulu ageizu
@shewitkidane6396
@shewitkidane6396 5 лет назад
Well come great “”man thanks sele kulu serhka “”besem kulom yhwat Agazian abe hiwetka teina abe serahika dema awetin asaliton yemineyelka “”!!
@user-yc9zb7ie7r
@user-yc9zb7ie7r 5 лет назад
ወዲ ማይ-ጓይላ ወዲ ዓበይቲ፣ ኣደ ንዓኻ ወሊዳ ትመክን።
@asmara5229
@asmara5229 5 лет назад
You. Think we. Don't. Have. Looks. Like. Him. My. Gayila
@asmara5229
@asmara5229 5 лет назад
Nesu. Seraki. Neska. Maybe. Tigrawi. When. You. Eritreawi. Isn't. Accept. His. Worst. Program. I. Don't. Think. So. You. Wedi. Gash. Meknyatu. Gash. Kulu. Beher. Zenebro. Iyu. Wedi. Dr. Debrsein. You. Should. Go. To. Mekele
@ghirmalemyohannes864
@ghirmalemyohannes864 5 лет назад
ናይ ሎሚ ብፍላይ ኢታ ዘሀጎሰትኒ መደብ።
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 лет назад
@@ghirmalemyohannes864 ብከመይ ዳኣ ተሓጊስካ ወደይ
@ghirmalemyohannes864
@ghirmalemyohannes864 5 лет назад
@@mikiyatlove9608 .ኪድሚ ህጂ ተደናጋጺ ወዲ መድሂን ኢዩ ዝመስለኒ ነሩ።ብ ካሊኢ መዳይ ድማኒ ተደናጋጺ ከባቢ ሃማሰን ትራይ ኮይኑ ነቲ ካሊኢ ኣውራጃ ትራይ ዝነኪፍ ይመስለኒ ነሩ። ኣብዛ መደብ ኢዚኣ ግና ንኩሉ ከባቢታት ዘለዎ ጉድለት ነኪፉ ኪከውን ዝግበኦ ነጊሩ። ኩሉ ኣውራጃታት ይኩን ዞባታት ነናቱ ጽቡክን ድኩምን ጎኒ ኣለዎ፡ ነዚ ኣደይ ኣድካ ገዲፍና ኢንተሰሚርና ንኩልና ኢዩ ዝህሸና።
@temutemu5483
@temutemu5483 5 лет назад
Tesfi Berhan gexu mexika do
@yohanneskarneshimay5084
@yohanneskarneshimay5084 5 лет назад
Ane win wedi azen iye.xbuk geberka tesfish you are 100% Wright.iti gigninet karneshim cheguar danga korakur hgdef welidu
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
ክክክክ ሳሓቅ ቀቲልካኒ፡ ኮራኹር እኳ ይሕሹ ንጸባ ዘይህቦም ገጽ ኣይህብዎን እዮም። ናይ ዓድና ግን ግርም እዩ ዝብለኒ፡
@TwYakob
@TwYakob 5 лет назад
ጎይታ ሓቂ፡ እዝጊ ኣዛረበካ
@tsegaichannel9200
@tsegaichannel9200 5 лет назад
Agame endabelu hzbi felaliom hgi nab rsom temlistom resaht hgdef
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
@@tsegaichannel9200 ንስኻ ክኣ ስራሕካ ስራሕ ስቅ ኢልካ፡ ህዝቢ ዝፈላለይዎ የለን፡ብሶም ብጀካ ስቅ ኢልካ ዓጋመ ምባል ከም ፓፓጋሎ፡
@danitadesse478
@danitadesse478 5 лет назад
prime minster agiazian we love yu abiet xfet akedadna eta lenkene post zgeberkay photo kea akheyfkana eka wldo mensey aleka eten jeberti kea kxarefa kenyen ezen sehabti gemel embah bel kulu mensey tigrgna ab godnka yu
@rahwagrimatsion3930
@rahwagrimatsion3930 5 лет назад
ወዲ ኣበይቲ ኣንካ ብደሃን መጻካ ኣጋዝያን ንክድሜት ላይክ ሃቡለይ
@Quiz618
@Quiz618 5 лет назад
ኣቦ ሓቂ :ሓረግ ታሪኽና ቀጻሊ: ንበረልና ክበረልና መትከል ኣግኣዝያን
@tigray.eritralovetogether8814
@tigray.eritralovetogether8814 5 лет назад
ኣያይ ወርቂ ስዓቱ ነዊሕ ዕድመ ንዓካ፡፡ ክንፈትወካ ወደር ኣልባ የቡሉን፡፡ ሃገረ መንግስተ ኣግኣዝያን ቀሪባ እያ፡፡ ዓዲ ኣቦና ክነዉሕሳ ኢና፡፡ ኣሎና ደቅካ ኣብ ጎንካ፡፡ ኣነ ዉን ብጣዕሚ እየ ተናዲደ በቲ ኣቀባብላ፡፡ ኣያይ ዋና እቲ ህዝቢ እዪ እቶም ንከብዶም ዝሓድሩ እንዳ ሕዋሕት ሕደጎም፡፡ ክልቲኣን ህዝቢ ትግርኛ ብሓደ ክነብሩ እዮም፡፡ ሰሜን + ደቡብ ትግራይ= ሃገረ መንግስተ ኣግኣዝያን፡፡ ደብረፅዮን ንስልጣኑ እንበር ንህዝቢ ትግርኛ ሓሲቡ ኣይፈልጥን፡፡ኣያይ ንዓና እንዶ ረአ ኣብ ጎንካ ኣሎና፡፡ ንሕና ንቲ ናይ ቀደም ሕዋሕት እንበር ንቲ ናይ ሎሚ ሕዋሕት ኣይንድግፍን ብኣንፃሩ ክኣ ኣብ ጎንካ ኣሎና፡፡ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ልክዕ ከም ቶም ሓላላት ወለደይ ናትካ ቃል ከም ነፍሰይ እየ ድሪኦ፡፡ቃልካ ትናገሮ ብምልኡ ምጥዓሙ፡፡ ጋልካ ካብ ደቡብ ትግራይ፡፡
@milatadam196
@milatadam196 5 лет назад
ኣንታ ተስፋጼን ዘይንፈልጦም እንቃዕ ኣይኮናን ካርነሽም 90% ድልዱላት ድርብ ማዓንጣ ሓቀኛታት እዮም
@milatadam196
@milatadam196 5 лет назад
@@jordanpeterson9490 ኣንታ ሓወይ ዋላ ካብ ማርስ ይምጽኡ ኣነ መብዛሕትኦም ጀጋኑ ምካኖም እየ ዝፈሊት
@elizag8353
@elizag8353 5 лет назад
@@milatadam196 yes jeganu seb sire ewe 4, 5 eko eyom asewiom kab hade geza
@merhawitesfagergsh5871
@merhawitesfagergsh5871 5 лет назад
Karnashm bal ket derar ata wedi mare karnashm da bayen ket mexa
@toyotaw2500
@toyotaw2500 5 лет назад
@@milatadam196 ታሪኽ ምፍላጥ መበቆል ምፍላጥ ግርም ዩ ።
@senayahferom514
@senayahferom514 5 лет назад
ቅድሚ ሕጂ ሓሓሊፈ ይሰምካ ኔረ'የ ፡እንታይ' ዓይነት ዕላማ ኣለካ ናትካን ናይ ጉሩብካን ብዘየገድስ፡ ሓሳብኩም ስለ ዝኾነ፡ብኡ ብዙሕ ክዛረብ ኣይደልን። ሎሚ ግን ኣብ ዘይ ትፈልጦ ነገራት ብናይ በለካ ለኽዓካ ወረ ዝተነዝሓ ሓሶታት ኣኻኺብካ ፡ነቲ ናይ "ደቂ ሓደ ልቢ" ናይ ክልተ ዓድታት ዓዜንን ካዜንን ሙኻኑ'ሞ ኣንጻር ካልኦት ዓሌታዊ ጥርናፈ ከም ዘለዎ ጌርካ ተዛሪብካሉ። ኣምባሳደር ናይ እስራኤል ወዲ ኣከለጉዛይ ስለ ዝኾነ እዮም ተፈንጭሎም ምባልካ ከይገረመኒ ኣይተረፈን። እዚ ድማ ንኣከለጉዛይ ዓጋመ ስለ ዝመስልዎም እዮም !....ኢልካና ። ብመጀመርታ ንሕና ብ6 ዞባዊ ምምሕዳ እምበር ፡ በዚ ንስኻ ትብሎ ቀደም ዝፈረሰ ኣዉራጃ ፡ንርእዮ ሰብ የብልናን።ንኢሰይያስ፡ ሓጎስ ኪሻ፡ ማንኪ..ወዘተ ካበይ መጽዮም ኣንዳዕዲዕና ንፈልጥ ኢና ፡ ኤርትራዉያን ስለ ዝኾኑ ንኤርትራ ምሉእ ሂወቶም ስለ ዝተወፈዩ ብዓይኒ ዓሌት ንመዝኖ ተጋዳላይ የብልናን።ስለዚ ሕጂ ተረዲኢካ እንተ ኮይኑ ፡ኣኮነን'ዶ ነዚ ወደባት ኤርትራዊ ኣምባሳደርና ናይ እስራኤል፡ ካብ ትግራይ መጽዮም ዉን ሂወቶም ዝወፈዩ መሊኦም መራሕትን ስነ-ጥበባዉያንን ሓቁፍና ንርከብ ኣለና። ንስኻ ግን ወይ ሓሳዊ ኢኻ ወይ ዓሌታዊ ኢኻ፡ ካብ ክልቲኡ ሓዲኡ። ኣብ ህግደፍ ደቂ ካዜን ዓዜን ጥራዮም ተሪፎም ኢልካ ።እዚ ጻዕዳ ሓሶት እንድዩ፡ ግን ስማዕ እንዶ ፡ህዝቢ ካብ ህግደፍ ክወጽእ መን ድዩ ዘእቱን ዘዉጽእን ? እሞ ኩሉ ሓዲግዎም ደቂ ካዜን ዓዜን በይኖም እንተ ተረፉ ምስ መንግስቲ ኤርትራ'ከ ዓሌታዉያን የብሎም'ዶ ?። ብርግጽ ከ መን እዩ ዓሌታዊ ኣተሓሳስባ ዝዝምር ዘሎ ፡ እቶም ምስ ህግደፍ ዘለዉ'ዶ ወላስ እቶም ምሳኻ ዘለዉ ተቃወምቲ ፡ደለይቲ ፍትሒ ዝበሃሉ ? ኽንደይ ብዉልቆም ኽቃወሙ ዝፈተኑ ደቂ ካርነሽም እንታይ ዓይነት ዓሌታዊ ሽግር ይገጥሞም ትፈልጥ'ዶ ? ትፈልጥ ኢኻ ጽቡቅ ጌርካ ፡ ግን ጌና ዉን ንስኻ ኣብታ ናይ ወየንቲ ፍሹል ሳንሳዊ ፍልስፍና ዝብልዎ ኢኻ ትሕንብስ ዘለኻ ።ኽትፈልጦ ዘለካ ነገር ግን ኣባላት ህግደፍ ካብ ኩሉ ዞባታትን ዓድታትን እንድዮም፡ ወላ ግን ከም ትምኒትካ ዓዜን ካዜን ምስ ህግደፍ እንተ ተረፋ ኣዝዩ ሓበን እዩ ። ሎሚ ምስ መንግስትና ጽባሕ ምስ መንግስትና ፡ ካዜን ከይዳ ወላ ዓዜን እንተ ሰዓበታ ድማ ክሳብ መወዳእታ ወላ ሓንቲ ስድራ ምስ ህግደፍ እንተ ተረፈት ፡ምስ መንግስታ ስለ ዝተረፈት ዓሌታዊት ኣየብላን እዩ።ኽሳብ ሃገርና ዘላ ድማ ኽንሞተላ ኽንከላኸለላን ኢና።ቅበጽ። ጎሓላሉ ግን 20 ሰነ ፡ባንዴራን ስዉኣትን ተጋደልትን ኽትጸርፉ ፡ እገዳ ኣብ ርእሲ እገዳ ዑሱባት ወያነ ኮይንኩም ሃገር ኸተፍርሱ ኸለኹም፡ እዚ ሕጂ ደዉ ዝበለ ደጋፊ እዩ ዝነብዓላን ዝቅንዘወላን ዝማጎተላን ኔሩ። ንስኻን ወየንትን ኩሉኹም ሓሰዉቲ ፡ ወያነ በቲ ቀደም ዝጎሓፍናዮ ኣዉራጃዊ ቅርጺ ህዝቢ ክትጎጃጅል ሕጊግ ትብል፡ ንስኻ ዉን ደቂ ካዜን ዓዜን ካብ ንኣከለጉዛይ ዘለዉ ዓጋመ ኢዮም ዝብልኹም ትብል'እሞ ፡እቲ ባዕልኻ ትብሎም ንዓና ተላግቦ ።ሓደ ሕሱር ሰብ ኢኻ ግን።ሕጂ ዉን ዉሓጦ ጉሶሞ፡ ንሕና ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ኣብ 6 ዞባ 9 ብሄር ከም ዘሎ ንኣምንን ንሰርሕን እምበር ፡ኣብ ኤርትራ ዓጋመ ኣለዉ ኢልና ኣይንኣምንን ኢና ።ዓጋመ ዝበሃል ዉን የብልናን። ምስ ዓጋመ ይኹኑ ካልኦት ኢትዮጵያዉያን ጎረባብቲ ኢና ዘስካሕክሕ ሂወት ድማ ሓሊፉ እዩ ምስኦም። ሓደ ግዜ ደቂ ተንቤን ቅድሚ 500 ዓመት ካብ ካርነሽ ዝኸዱ እዮም ኢልካ ፡ ሎሚ ድማ ደቂ ካርነሽም ካብ ተንቤን ዝመጸኹም ኢልካ ኣፍካ መሊእካ ፡። እሞ ድማ ቅድሚ 100 ዓመት ፡፡ ኽንደይ ኽትገላበጥ ? ሙኻን ዓርኪ ሰባር ነቃዕ እንድዩ ።እቲ ሓቂ ግን ንዓኻ ኸፍልጥ ዘይኮንኩ ነቶም ገለ ገለ ዘይፈልጡ መታን ኽፈልጡ ታሪኽ ካርነሽም ኽጽሕፈሎም እየ ካልእ ግዜ፡፡እቲ ኤርትራዊ እኮ ይፈልጥ እዩ፡ ነቶም መዋዕልትኻ ወያነ ግን ባህ ኣይበሎ ኽንገሮም ኣለዎ።ስለዚ ታሪኽ ካርነሽምን መሬታን ባሕራን ጥንታዊ ዛንትኣን ዝፈላልዮ የለን ። ቀጺልካ ነቲ ሕጹብ መዓንጣ ፡ኣእላፍ ስድራቤቱን ደቁን ዝሰኣነ ህዝቢ ካርነሽም ኸዳዕ ምልሻ ስርናይ ተዋጊኢና እዩ'ዶ ገለ'ዶ ...መሪር ቃላት ፡ መሪር ቃላት። ዓዲ ምሉእ ደቃ ዝሰደደት ወላዲ ከመይ ጌራያ ምልሻ ስርናይ ኽትከዉን ? ? ? ? ሰብ ንዝኾነ ዝዛረቦ ቃላት ሓላፍነት ዝወስደሉ ሙኻኑ ጥራይ እኩል እዩ።ነቲ ዝተዛረብካዮ መርዛን ቃላትካ ተሓታትነት ኽትወስደሉ ሙኻንካ ጥራይ እኹል እዩ፡፡
@user-qe7ce8bb5h
@user-qe7ce8bb5h 5 лет назад
ERI BOY ERI HOPE እዝጊ አዛረበካ
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
ከመይ ዝበልካ ሓርኢ እክሊ ኢኻ ወደይ፡ ኣን ብኣኻ ሓፊረ ሓወይ ብምዃንካ፡ መጀምርታ ነገር ኣብ ጽሑፍካ፡ ክልተ ተጋራጫዊ ሓሳባት ማለት ናይ ዉሽጣዊ ርጉእነት ዘይብሉ ሓሳብ ኢኻ ትህብ ዘለኻ። ክንቃወም እንተ ደሊና እንታይ ይወርደና ንፈልጥ ኢና ትብል፡ እቲ ዓገብ ህዝቢ ጽቡቅ የለን ምባል ካብ ንካልእ ንህዝቢ ኳዜንን ዓዜንን ከም ቁርዲድ ኣብ ከብዱ ሰፊሩ ህግደፍ ዋላ ዉን ካልእ ይትረፍ እታ ሓመድ ጽርግያ ከማን ካትራመ ኣይለበጣን 28 ዓመት ሕጂ ነዚ ህዝቢ እንታይ ወስኮ ኢኹም ትብልዎ መሬቱ ኣሕዲግዎ፡ ነተን ዝርካበን ዝሃብካዮ ዝህብ ለዋህ መሬት ኣሕዲግዎ። ሕጅስ እንታይ ግበር ትብልዎ ዝወረዶ ጅግና ህዝቢ፡ ምስ ኢሰያስ ክንጠፍእ ኣለና ዲኻ ትብል ዘለኻ፡ ካብ ሽቃጥ ልባ ዝጠፍኣ ኮንጎ ዘይተገላገለ ህዝቢ በጃኹም ሕለይሉ። ድሓር ነቶም ጀጋኑ ተጋዲሎም ዘጋደሉ ተሰዊኦም ዘሰዉኡ። ኣይተጽርፍዎም ከመይ ዝበልኩም መጉሊ ኣንጭዋ ዝኾንኩም ኣምስሉታት ወሊዶም። በይንኹም ከለኹም 9 ኢና ትብሉ። ሕሰብሉ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት ምባል፡ ንካልእ ሰብ ኣይኮነን፡ ንህግደፍ ክትቃወሞ ናይ ግድን ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ምዉጻእ ወይ ናብ ክስቶ ከድና ኣይተቀበሉናን ዘይኮነ። ፖለቲካ ሃይማኖት ኣይኮነን ፖለቲካ ሸቀጥ እዩ ዘርብሓካ ንህዝብኻ ስድራኻ ዘርብሕ፡ ስኒ ምንካስ እንዳበለ ካብ ኣቦታትላ ጀሚሩ ካሳብ ደቅኻ፡ እንተኮይኑ ምዓስ ኡኻ ድኣ ዉጽኢት መስዋእቲ ኣቦታትካ ኣሕዋትካን ክትርእዮ ንስኻን ደቅኻን ምስ ሞትኩም ምጽናት ድዩ ፍረ ናይ ቃልሲ ወይ ለማናይ ምቅያር ከም ህዝቢ ካርነሽም ሕብራ ዘይትፍለጥ ኮንጎ ትኸዲንካ ብጥምየ ምሟት ድኣ እንራይ ዋጋ ምደለየ ሂወት ምክፋል ስለዚ ሕሰብ ሕፈር ነዚ ሓቂ ክትምልስ ምፍታንካ ሓፊረልካ
@adonayadam2406
@adonayadam2406 5 лет назад
ኣስፍሕ ኣቢልካ መልሲ ምሃብካ ብጣዕሚ ዝንኣድ ኮይኑ ገለ ገለ ሓቕታት ግን ብፍላጥ ክትጎስየን ከም ዝፈተንካ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ብመሰረቱ ንኹሉ ተቓዋሚ ህግደፍ ዓጋመ ኢልካ ምጽራፍ ካብቲ ክውንነትን ሓቒን ምህዳም ኮይኑ ይስመዓኒ። ተስፋጼን ሎሚ ንተወላዶ እዘን ክልተ ዓድታት ቕድሚ 150 ዓመት ምስ ኣሉላ ዝመጻእኩም ዓጋመ ኢኹም ስለ ዝበለ ኣሕሚማትካ፡ እቶም ኣሕዋትካ ግን ኣብ ፈቐድኡ ሶሻል ሜድያ እንዳወጹ ነቶም ኣብቲ ዶብ ኤርታን ትግራይን ዝቕመጡ ሕብረተሰብ እሞኸኣ ሓለፋ ካልእ ኤርትራዊ ግፍዒ ናይ ተጋሩ ዝረኣዩን ክሳብ ሎሚውን ናብ ዓዶም ዘይተመልሱን ህዝቢ ዓጋመ እንዳበሉ ክጸርፍዎም ከለዉ ክሳብ ክንደይ ከምዘሕምሞም ኣስተውዕል፣ መራርያ (ብኽልቲኡ ማለት ብዓጋመን ብኣኻትኩምን ይሽቑረሩን ይሳቐዩን ከምዘለዉ ዘክር)፡ ኣብ መጠረሽታ ንሓደ ስርዓት ወይ መንግስቲ ብተግባራቱን ብፍትሓውነቱን ደኣ ክትመዝኖ ኣሎካምበር ከም መለኮታዉ ሓይሊ ጌርካ ክትርእዮ ጌጋዩ። ስለዚ ኢሰያስ ይኹን ካልኦት ሰበስልጣናት ከም ዝጋገዩን ከም ዝዕምጹን ክትርዳእን ምእንቲ መሰልካውን ምስ ህዝብኻ (ሰራየ ፥ ኣከለጉዛይ) ኮይንካ ነቲ ግፍዐኛን ዓማጽን ክትቓለሶ ኣሎካ።
@meashomeasho8332
@meashomeasho8332 5 лет назад
@@eelias3043 ግርም መልሲ። ፖለቲካ ሃይማኖት ኣይኮነን ዝበልካያ ነጥቢ ነጥቢ እያ። ፈላሊኻ ዘይምርኣየን፡ ብዙሓት ትሑዛትን ግዙኣት ኮይኖም ከም ዝኸዱ ተጌሩ እዩ።
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
@@meashomeasho8332 ።
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 5 лет назад
ወስላት ጸቢብ ርእሲ ናታስ ናብ ሓማታ ! ዓዜን ኳዜን ይኹን ሓማሴናይ ናይ ምንጻል ምፍልላይ ወገነይ ወገንካ ባህርያቶም ኣይኮነን። ኣብ መላእ ዓለም እንተዘርካ ብኣውራጃ ይኹን ብዓዲ ምትእኽላባት ጌሮም ኣይፈልጡን እዮም እቶም ብጸቢብ ኣተሓሳስባን ነብሰ ምትሓት ተጠቒዕም ዝተኣኻኸቡ ዘለዉስ ባዕልና ንፈልጦም ባዕላቶም ውን ይፈልጡ እዮም።
@wedibatwedibat807
@wedibatwedibat807 5 лет назад
Nskum da deki 40 mis hawukum wedi tenbenay mahberecom elkum tekebu aloku eti seraye akele guzay kameseli alewo natkum awraja yeblkumn deki rasi alula balkum 9 bher balkum 8 awraja abzey adkum mesekum weyalat
@nahomtareke7694
@nahomtareke7694 5 лет назад
Aye memhurey tergum ayrekebkun 12 amet temhire ezen natka video gn universal abxehinani behasab hakki zeyferhu gerenani
@nahomtareke7694
@nahomtareke7694 5 лет назад
@@user-ht7uu9mw4w ambesaye
@nahomtareke7694
@nahomtareke7694 5 лет назад
Ewe ezi arkey hi beleni messeg
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 4 года назад
Good job agaiazian tv.
@user-dl5wz2jz9p
@user-dl5wz2jz9p 5 лет назад
ውጩ ንኢሰያስ ኣያይ ኢሉ እዩ ዝጽውዖ ኔሩ ለከ ከምዚ ምስ ኮነ እዩ፡ ኣነውን ንዓኻ ኣያይ እብለካ ፡ እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ኣያ ተስፋጽዮን ።
@awettekie1956
@awettekie1956 5 лет назад
Wuchu denqoro neru
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 лет назад
ዉጩ ዕንዛርያ እንታይ ልቢ ነርዎ ድዩ ትገርኛ ምኻኑ ጥራይ ኢኹም ትውድስዎ ካልእ የብሎምን
@mamamia3051
@mamamia3051 5 лет назад
@@awettekie1956ምድረ ፋራ ሃላይ ካባኻ ንላዕሊ ደንቀሮ የለን
@user-lo5vt5gd4j
@user-lo5vt5gd4j 5 лет назад
Bite ቢትወድድ kela neska lebam entay eka gerka turufa wechu tewgiu zewage gegna beal eska nesdra aytrebhu nehager aytrebhu
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 лет назад
@@user-lo5vt5gd4j ምውጋእ ዳኣ ኩሉ ይዋጋእ ግን ናይ ዓሻ ውግእ ኢዩ ናይ ዉጩ
@user-yc9zb7ie7r
@user-yc9zb7ie7r 5 лет назад
Ur our hero for ever.
@Rachel-oc7jm
@Rachel-oc7jm 5 лет назад
Who is this man?
@robelrshany8430
@robelrshany8430 5 лет назад
ኣንታ ወሽላኽ ድሩዝ ክንቲት ደርሆ ፡ ንዓኻ ዝሰምዕ ሰብ እንተሃልዩ ናይ የእምሮ ጸገም ዘለዎ ጥራሕ እዩ ።
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 5 лет назад
robel & rshan y ከንቲት ደርሆ ! እዋይ ኣገላልጻ 🤣🤣🤣
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 4 года назад
i like it.
@zakikahn4311
@zakikahn4311 5 лет назад
Tesfa hzbie tigrigna memhr tesfazion bee Tami nay lomi medebka zbeletset ni kula nenata thba aleka thank you very much
@nas2023
@nas2023 5 лет назад
Eske enqa nab 20 sene abtaehna deki agazian like ka aytreseu
@dragonbaba410
@dragonbaba410 5 лет назад
ንተጋሩ ዝጻረፍ ሰራየ ኣይሰማዕና ኣከለጉዛ ኩሉ ካባኹም ናባኹምዩ
@user-zp3oj7io4y
@user-zp3oj7io4y 5 лет назад
ተስፍየ ኣቦ ተስፋ ናይ ራኢ ሰብ ንመንነትና ብሓድነትና ክንመልሶ ኣብጎድንኻ ኣለና።
@John-jj8oh
@John-jj8oh 5 лет назад
Tegagika aleka ksab kndzi ziaklu deki azian qazian tirah mibalka,kisab kindey felika tetikie kemzeleka zerie tseleme eyu.eti edme karneshim kab 500 amet ayhalfn zbelkayo kea ab 300 amet abasalama kesetebrhan ztekebelu ahzab eyom.ayfal intebelka ab wekizagr kedka debri abaselama zetsnhu enko ahzab eyom.
@abelkiflai6594
@abelkiflai6594 5 лет назад
ማነስ ኣብዚ ጥሕብጡጡ ዝብለሎ ከ ይርዳኩም ዲዩ ባዓል ቴኖ ርእሶም
@mengiogba8584
@mengiogba8584 5 лет назад
ኣንበሳ ኢካ ንስካ።ኩሉ ትዛሮቦ ሓቂ።ዘረባካ ቀስ ኢሉ ክሪዶኦም ኢዩ።( ኢቶም ዘይሪዶኦም) ጽዓር ጥራይ ከይትሓለልካ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 лет назад
Geladam entay teredika resah hangol
@daniamine2860
@daniamine2860 5 лет назад
Mengi Ogba Agazyan dea hgdef iyu iko
@desalegebrehiwetgebrehiwet8114
Tefikana qenika tesfie aba tereg
@bana4me935
@bana4me935 5 лет назад
Owww you welcome hero ❤️❤️❤️
@isayasteages3557
@isayasteages3557 5 лет назад
Dembezan ybehal wedebat wedi eti hgi enda ba zxehafu I praud my self. Like eske aytewhdu
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 5 лет назад
Yes, I like your idea of thinking for the lost ones...yes, we are the ones who lost the most..we Eritreans not anything else buddy..comeon..we cannot have devide Eritrea but one whole one..
@nohnoh4127
@nohnoh4127 5 лет назад
good job Hero
@berhanemicheal2362
@berhanemicheal2362 5 лет назад
100% ደቂ ካርነሽም፡ ደገፍቲ ኢዪም ፡ ብፍላያ ካኣ ጸገም ኣለዋም ዋላ ኣብ ኣዳጋግፋ ካብ ደቀምሓረ ንድሕሪት ካኣ ክምዚ ብጣዕሚ ጽላኣት ኣለዋ፡
@toyotaw2500
@toyotaw2500 5 лет назад
ደቂ ካርነሽም ዝገርመረካ ንፉአት ዬም ንኢሳያስ ካብ ገድሊ ጀሚሮም ተቃዊመዎ ዬም ብተንኮል ቴምቤኔዋይ አይተኻእለን።
@berhanemicheal2362
@berhanemicheal2362 5 лет назад
@@toyotaw2500 ሓቢቢ ክላ በጃካ ኢለካ ሱቕ በል ሳክት ዓያሹ ኢዪም፡ እቶም ብፍላይ በዚ ካርነሽም፡ዘልው ደቂ ሓማስየን ብጣዕሚ ጎርሓት ዓያሹ ኢዮም ፡፡ ንእሰያስ ካኣ ተቃዊመማ ኣይፈልጡን ኢዮም ክገርመካ፡
@toyotaw2500
@toyotaw2500 5 лет назад
@@berhanemicheal2362 ቲ ኮይኑ ደቂ ካርነሽም ጃልባ ናይ ኢሳያስ ኔሮም ሕጂ ግን ክድርብይዎ ይመስሉ።
@berhanemicheal2362
@berhanemicheal2362 5 лет назад
@@toyotaw2500 ዊዒሎም፡ሓዲሮም ደቂ ሓማስየን ግዳይ ክኮኑ ኢዪም፡ኣብ መወዳእታ ክገርመካ,
@berhanemicheal2362
@berhanemicheal2362 5 лет назад
@Eri Shaw ክክክክክ ንስካ ግጡም ካብቶም ሃላያት ሓማስየን ምካንካ,ክክክክክ ደቂ ሓማስየን እኮ ልቦም ኣብ ኢዶም፡ኢያ ኣብ ውሽጢ ክይመሰላክ ብፍላይ ድማ፡ካርነሽም, ቀልቢ የብሎምን፡ ሕልና የብሎምን፡ ኣብ ኩሉ ኢዮም፡ባዶ ?
@mussieshengabay1806
@mussieshengabay1806 5 лет назад
B KARNESHM aytimxae keytkirshem Tesfasion
@ghebrezgabherghebregergis3095
@ghebrezgabherghebregergis3095 5 лет назад
ኣግኣዛዊ ሕብረተ ሰብ ብጉቡእ ክፍለጥን ክጽናዕን ይግባእ። ዝርጋሐ ኣግኣዝያን ካበይ ክሳብ ኣበይ ብዕሊ ክፍለጥ ይግባእ። ብስም ኣግኣዝያን ዝዝረብን ዝምደርን ንኣግኣዝያን ዝምጥን ኣይኮነን። እዞም ብዛዕባ ኣግኣዝያን ዝምድሩ ካድራት ኣብዘይተጸንዐ እዮም ዝህውትቱ ዘለዉ። ብስነ ኣግኣዝያን ተመራሚሩ መጽሓፍ ዘመረቐውን የብሎምን። ዓድታትን ኣውራጃታትን ክተናኽፉ ኣይስከፉን። ሕሉፍ ሓሊፎም ክሳብ ምስ ውልቁ ሰብ ይዘናጠሉ። ኣነውን ካብቶም ኣግኣዛዊ ሕብረተ ሰብ ይኹን እምበር በዚ ናይ ተስፋጽየንን ስምዒታውያን ሰዓብቱን ዝኸይድ ዘሎ ጎስጓስ ግን ንኻልእ ውሱን ረብሓታት ንምርግጋጽ እዩ እየ ዝብል።
@josstekiche7071
@josstekiche7071 5 лет назад
በራኺ ገብረስላሴ፡ ናይ ካርነሽም ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ፡ ኣራጋጊጽካ ተዛረብ፡ ንዘይትፈልጦ ኣይትበል
@user-ko6sv8wn6x
@user-ko6sv8wn6x 5 лет назад
ኣንቱም ሰባት ናይ ገለሰባት ሰዓብቲ ኣይትኩኑ። ንሶም ከማኩም ደቂ ትሽዓተ ወርሒ ኢዮም። አቲ ሓቂ ኣብ ባይታ ዘሎ ባዕልኩም ፈትሽኩም ርከብዎ። በዚ ጥራሕ ኢዩ ሰላም ዝመጽአ። ናጻ ካብ ሃይማኖት፡ ናጻ ካብ ዓለት ናጻ ካብ ፖሎቶካ ማህበር ናጻ ካብ ባህሊ ናጻ ካብ ባንደራ ናጻ ካብ ኩሉ ኣነ ካብ ካልአ ይበልጽ ናጻ ካብ ዝኮነ ክሓደር ባሃላይ፡ አዚ ኢዩ አቲ ሓቀኛ ናጽነት። ንመርሕቲ ሃገር ንመራሕቲ ሃይማኖት ኣይተጣቅዑ።????
@abedokbaldet1677
@abedokbaldet1677 5 лет назад
Hade Eritreawi 9 biherat dekimnalu ena lomi kab meret Eritrea hakikna kenetfo gizu ziakele eyu zimesil zelo haymanot bahli zeybila hager ka qetsalinet yebilan
@netsereab6599
@netsereab6599 5 лет назад
1st
@mhamudhutta6436
@mhamudhutta6436 4 года назад
ሰላም ተሰፈጽዬን መደብ ካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዮ ዘሎ ቀጽሎ
@ajenda2253
@ajenda2253 5 лет назад
ኣነ ወዲ'ቲ ከባቢ እየ, ከምዚ ጌርካ ነተ ሓቂ ቦርጊካ ብምውጻእካ ኣድኒቐካ: ሽግር ናይዚ ከባቢ ዚ ክኣ ኩሉ ሰብ ክርድኦ ይግባእ:: እዚ ምኽንያታዊ ዘይ ኮነ ኣብ መንጎዚ ከባቢ'ዝን ከባቢ ዓዲ ቀይሕን ዘሎ ናይ ማሕበራዊ እምነት ጸገም ደው ክብል ኣለዎ :: ንሱ ክኣ ስምዒትና ኣብ መንነትናን ቃንቃናን ምስ ንገብሮ ዩ:: thanks again
@wagwagta9502
@wagwagta9502 5 лет назад
ኣነ ወዲ ዓድቐይሕ ኢየ እዞም ኣውራጃ ዝብሉ ቦጃብጅ ብስብሒ ተሎኪቶም መሕሰቢ ዘይብሎም ገፈጥ መፈጥ ኢዮም ንሕና ትግርኛ ኢና ሓደ ዕጫ ኣሎና ሓደ ሓበራዊ ረብሓ ኣሎና በዞም ኣልገፊፍ ሕድሕድና ኣይንቐያየም ዝዓርከይ
@ajenda2253
@ajenda2253 5 лет назад
ወዲ ባሕረ ነገስታት : ጽቡቕ ኣለኻ: ንሱ እዩ እቲ ሓቀኛ ምንባርናን ምስልናን:: ኣውራጃ ዝብሃል ምስ ምንባርና ምትእስሳር ዘይብሉ, መጋበርያ ውሑዳት ጌሩ ኣብ ናይ ሓሶት ስምዒት ዘንብረካ እዩ::
@brhanefshazion5519
@brhanefshazion5519 5 лет назад
እንቃዕ ድሓን መጻኻ ኮርዕዳ
@user-bk5dw1ws2q
@user-bk5dw1ws2q 5 лет назад
Eza kula Hamema Hji kitmexE eya Qazien tiray mus zemeAt 😂😂😂😂 Tesfatsoin qexil ajeka 💪🏿💪🏿💪🏿
@maekeletekle6077
@maekeletekle6077 5 лет назад
Memher tesfazion xebouk meglexi befelay ezom hamassien zebhalu hezbi tigrigna giga information alewom bezaeba hgdef nesom tigrigna eyom kedamnet kea bezaeba tigrigna yihsebu !!!
@user-hz7kw7kl3b
@user-hz7kw7kl3b 5 лет назад
ኣ.ር.ኣ ኢለካ ኣለኹ ጅግና (ኣርሓ ርእሰ ኣገኣዝያን ) ካልኦት ኣ.ር.ኣ ከምዝውሕዙ ውን ኣይጠራጠርን እየ፤ ዓወት ን ህዝቢ ኣገኣዝያን ።
@issacjohn2152
@issacjohn2152 5 лет назад
ኣይ ተሰፋጾን እንበኣር ብሰንኪ ቁሩብ ቁራቦ ኣብ ይስራኤል ድርከቡስ ንዓዜንን ካዜንን ክልተ ዓበይቲ ዓድታት ዘንጢልካ ካይኣኽለካስ ንሙሉእ ካርነሸም ካይተረፈ ታሪኸ የየብሎምን ኢልካ ፈሪድካዮሞ አረ ደይትሓፍር.
@issacjohn2152
@issacjohn2152 5 лет назад
@@jordanpeterson9490 ኦሞ ዓሳዉርታ እውን ቴንቤን ማለት ድዮም
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 5 лет назад
Issac John ሕፍረት ዝፈልጥ እካ ጥዑይ ሓንጎል ዘለዎ እዩ። ተስፋጽዮን ጥዕና ኣለዎ ኢልካ ትግምት ዶ ?
@ghebresilasietesfasilasie3726
@ghebresilasietesfasilasie3726 4 года назад
Good
@issayesberhane5917
@issayesberhane5917 5 лет назад
Tesfea gigna bezeaba seweat yhewatka tezarbkalom aytfeletin hezby kefeletom tarekom akerbelina hade mality
@awetande3126
@awetande3126 5 лет назад
Ata Afe kalbe entaye tefolto alka daka niseka ata kadae man deye naxenat amxewa Azen kazen zeye kanane amexewa mani deye 3 )4)2)5)mani du dame kafelu Azen kazen be hafesawe ka karnishim jegena zeye kanani ata hadame tarki naye Azen kazen se niseka ketegalxo makorka zeye temasoge arget sebeaye se tarki ketgalexe abe garbe tehabeka tewel zenabarka nafate sabe se tarka zeye nifelte maseleka Abeta zelakeya kabe anxewa ketketale mekanike felati Azen kazen se niseki kateleleyo waza schrmuta kelebe ezi kulu dame eba maxewat koyenu naye karanischm
@nurusaid6135
@nurusaid6135 5 лет назад
Kezab seraqi
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 5 лет назад
nuru said 🌹🌹🌹
@cocacola6632
@cocacola6632 5 лет назад
Hhhhh number 1saraqi kaman😂😂😂
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 5 лет назад
እዞም ዓዜን ኳዜን ካብ ትግራይ ኢዮም መበቖሎም
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 5 лет назад
ሓቒ ተዛሪብካ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቕስ ድዩ ዝበሃል
@user-yw4po9eb3u
@user-yw4po9eb3u 5 лет назад
Dinqurna bkisha teadilom. Nsoms yiberaberu alewu. Deqisen zelewa ado segdo megdoyen.
@dnadna5309
@dnadna5309 5 лет назад
Hasawi hazega bell keysemukaa tseazega centre nay hamasien eyu tibill .Deki tesfatsion deykonun hazega n tseazegan .Maes eyuu tseazega kidmi hazega ztefetret.
@majorityiswrong9986
@majorityiswrong9986 5 лет назад
I give up and hopeless about the future of Eritrea, when I watching about Issayas Supporters.
@user-yh7jm7us2f
@user-yh7jm7us2f 5 лет назад
Moslim way mot moslim manenatey eya moslim tenfasy eya moslim ❤moslim❤moslim (tgray way israil mras ab Eritrea DNA kengabrlkom ayna
@cocacola6632
@cocacola6632 5 лет назад
Hhhhhhhh 😂😂😂😂😂
@biniamalem7928
@biniamalem7928 5 лет назад
Wedi tom jeganu wedi Rasi tesma nyzgi kuflu weldab
@eritreaadey3074
@eritreaadey3074 5 лет назад
tesfaxyon tebk Abey Ahmed is jegna. and we love abey ahmed
@robelkahsay243
@robelkahsay243 5 лет назад
Bro intay kunka ika kulu gizie negative tikeun
@huruyteklu3828
@huruyteklu3828 4 года назад
ተስፋጼን ክንዲ ሽሕ ንበር ክበር ንዘልኣለም ። ኣቦ ትግርኞ ጽኑዕ በዓል መትከልልል
@user-sk1fr4ym4s
@user-sk1fr4ym4s 5 лет назад
ሕጂ ግርም!!! ዑሉል ን ጹሉልን ብትግሪኛ ሙኻንካ ሕጂ ኣጸብቑ እንዳበራሃልና መጺኡ። ዓወትካ ካኣ ዘይተርፍ እዩ። ከም ዓሳታት ነንሕድሕዱ ክባላዕ ዝጸንሐ ትግሪኛ ንስካ ጥራይ ኢካ ክትጥርንፎ እትክእል።
@Hager_hamassien
@Hager_hamassien 5 лет назад
Like like
@andombahta9120
@andombahta9120 5 лет назад
Eza Tesfatsion zezaleta mexhaf nay weldiab weldemaryam abey kirekba ykiel kembiba delye bejakum tegediskum eba habruni eske abzia koytekba tkiel eka zibleni entelo
@user-dl5wz2jz9p
@user-dl5wz2jz9p 5 лет назад
ኣቦና ተሽም ምስ ካርነሽም ሓዉ መሬት ክማቐሉ ከለዉ ካርነሽም ምስ ኣታለሎ ዓድኻ ጁጅ መናጁጅ ይምልእዋ ኢሉ ረጊምዎ፡ ነሃለዉ ኸኣ ዓዋናት ንሓማሴን የዋርዱና ኣለዉ፡ ንባዕሎም ካብ ዓጋመ ዝመጹ ክንሶም ድዮም ደኣ፡ ሰብ ድዩ ዓጋመ እንዳበሉ ዝጻረፉ፡ ወይዞም ጋልዳማት።
@user-jm4ws9vh8i
@user-jm4ws9vh8i 5 лет назад
ኣታ ኣይትጽረፈና'ባ ግደፍ ክክክክ
@user-dl5wz2jz9p
@user-dl5wz2jz9p 5 лет назад
kkkkkkkk እቲ ዓዲ ነዓይ ውን ይብጻሓኒ'ዩ ኣጆኻ ዓባየይ ኣዲኣ ነደይ ዓዝየን እዩ ዓዳ ።
@natnaelteklu2639
@natnaelteklu2639 5 лет назад
@@user-dl5wz2jz9p 😄 😄 😄 😄 kkkkkkk moyte de gele shak ketilkani kiyaro akifiomna bae! !
@user-dl5wz2jz9p
@user-dl5wz2jz9p 5 лет назад
@@natnaelteklu2639 ሓቀይ እየኮ ገልዳማት እዮም፡ ኣነ እንዳ ዓባየይ ማለት ነደይ እንዳ ኣዲኣ ዓዝየን እዩ፡ እንዳ ኣቦይ ከኣ ኣብዚ ከባቢ ጻዕዳ ክርስትያን እዩ፡ እቶም ቤተሰብ ናይ ኣደይ ብምልኦም ሻብዳዕዳዕ ክብሉ መዓት እዮም በቃ ውራይ ምግባር የብዝሑ ናይ ፈንጠዝያ እዮም፡ ምስቶም ብወገን እንዳ ኣቦይ ከኣ ስምምዕ የብሎምን፡ እነ እንታይ ዓይነት ፋሚሊ እዮም እዚኦም እየ ዝብል ኔረ፡ እቲ መልሲ ሕጂ ረኺበዮ ናይ መንነት ቅልውላው እዩ ኮምኡ ዝገብሮም ዘሎ።
@teklitmengistu8567
@teklitmengistu8567 5 лет назад
ዋላ ካብ ጅቡዩተር ይምጻእ ብዘየገድስ ተስፋጽዮን ወደባት ኣይኮንካን ኣብቲ ትነብረሉ ዘለካ ሃገር ዜግነት ሓቲትካ ከምትወሃብ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂዩ እሞከኣ ኣብ ሓጺር ዓመታት ተቀሚጥካ 5~10 years ስለዚ ብሃገረ ኤርትራ ሕሰብ ሓድሽ ክፈጥርየ ኢልካ ኣይትትከም
@tefetromaletnatsenet2943
@tefetromaletnatsenet2943 5 лет назад
ኣባ ዳህሪ, እንቃዕ ብድሓን መጻእካ, መሞህር ተስፋጴዬን.
@hadguaklil2754
@hadguaklil2754 5 лет назад
derafit almaz(Leminey)
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 5 лет назад
ተስፋፅዮን ደንቆሮ ኣይተማሓሽን ናይ ቀትሪ ሕልሚ ኣይተሓድጎን: ስኻውን ከብቶም ፀላእትና ፈሊና ኣይንሪአካን ሓላይ።
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 5 лет назад
Hailu Bilichai good to see u 🌹🌹🌹
@yonatanhadish2562
@yonatanhadish2562 5 лет назад
ኣታ ጁግና ኣድሃ ኢለካ ኣለኩ ኩሉ ትብሎ ሓቂ እዩ።
@Dani-vw2dl
@Dani-vw2dl 5 лет назад
Amlak yaklekum nab lbukum temelesu ABO ysedelkum aleku amo teketelwo elu zleako koynu eyu zsmeani yehwatey aske kes Elna nsmeayo hanti kal tegagyu ayfeltn eyu kemzi aynet hasab zelewo seb kemey gerka eka amo ksger aykealn eyu😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@okbaynashih4846
@okbaynashih4846 5 лет назад
Lekbat metaleli karneshim tbel men du n dergi gedifu ab mesara hzbawi gnbar ztexebiru genbar resi adi zefreso metaleli enka nfelto kona euka ti tarikna
@erabtigron9002
@erabtigron9002 5 лет назад
vidio gerka aditatin welke sebatin mixraf jigininet gerka wesidkayo
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 5 лет назад
Merhawi Embaye 👍👍👍👍
@tesfabest1344
@tesfabest1344 5 лет назад
ኣንታ እንታይ ኢኻ 3 ዓመት ምሉእ በይንኻ ትህውኽ/ትልፍልፍ!? ሰባት ዓዲምካ ዘይትዛርብ ናይ ብሓቂ ፍልጠት እንተሃሊካ?
@tesaraya9004
@tesaraya9004 5 лет назад
Esu euko sebat akibu eukoyu dzarebeka delo dos etom zeysebat seb diki deyakebelka delika , nsom si dea naka endiyu gedifulka zeyrebhu mukanom sle dfeletka endika nabana kem nteqm felitka . Dletka dea abzi endiyu delo dey keybluni eilka ika tesekifka enber blbka dea msana endika
@user-rp1ny7nn8y
@user-rp1ny7nn8y 5 лет назад
tesfa best ጽሉላት ዘይትዕድም ማለትካ ድዩ?
@yenaszekariaskosaterewedis5310
@@user-rp1ny7nn8y kkkkkkkkkkkk good job
@VipVip-ns8hz
@VipVip-ns8hz 5 лет назад
መብዝሑ ተቆንዚኻ ትዛረቦስ ናይ ትግራይ ኢዩ ኔርትራ ከም ኣሽካዕላል ኢኻ ትጥቀመላ ንደቂ ሰብ ዘጸብቀሎም ወይ ሩጉም ወይካኣ ብሩኽ እምበር እቲ ክፉእ ጸላኢ ብምክፍፋል ኤርትራ ትዕግብ ኢኻ ።
@absienice5013
@absienice5013 5 лет назад
ቀንዲ ጸላኢና ሓማሴናይ እዩ ሕቡእ ኣጀንደኦም ፈሊጥናዮም ኣለና ፡፡
@wedibatwedibat807
@wedibatwedibat807 5 лет назад
Ata wedi kulu hama aykonkun etom deki 40 eyom
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
ጠስ ጣስ ፈልጥካ እንታይ ክትገብር፡ ኣብ ስደት ክትበሊ፡ ርእስኻ ኣስራሓዮ ሽግርካ ብከመይ ትፈትሖ ፍለጥ፡ ተዘይኮይኑ፡ ኩስቶ ጸላኢና ዋላ ማሓመድ መደናገሪ ሰራሪ ህጻናት መራሒና ኣይትበል
@suvarnaysuvarna7972
@suvarnaysuvarna7972 5 лет назад
አሞ ጸላትኩም ተኮና ተኣቲካ አንዶ ምጸና ቁልቁል ኣፍካ ክትድፋአ ደቂ ቆዘምቲ ዞባ ህራይ
@temutemu5483
@temutemu5483 5 лет назад
Tesfi jegena
Далее