Тёмный

Tesfazion. ስለምንታይ ኢዬ ኢብራሂም ዓፋ ተሰዊኡ? 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 61 тыс.
50% 1

Tesfazion. What For Ibrahim Afa Martryed?

Опубликовано:

 

15 июн 2017

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 361   
@kashefjuuti7819
@kashefjuuti7819 7 лет назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ኣያ ተስፋፅዮን ኣብ ጎንኻ ኣለና!!!!ዓወት ንኣግኣዝያን!!!!!!!ንኽድ ጥራይ!!!!!!!!!!!!
@user-ns5rt3zd9g
@user-ns5rt3zd9g 7 лет назад
አነ ዝገርመኒ እቶም አስላም ንትግርኛ ክጸርፉ ከለዉ እቶም አስላም''' ማሻላህ Like , ወይ ዝዉድስ Comment '' ይጽሕፍሎም'' እቲ ዝገርም ናትና ናይዞም ትግርኛ ኢዪ ወዲ ባካሮ መጽዪ ''ብጸፊ መስፍን ተተዛረበ'' ጸርፊ'' ተስፋጽዮን ታሪክና እዝን ከምዝን ብምክንያትን መርትዖን አምጽኡ ንባህልንናነን ታሪክናን ክብርታትና ተ'ተከላከለ'' ጸርፊ'' አቦና አቦይ ሃብተማርያም አብርሃ ታሪክና ተነገሩና ጸርፊ''ወዘተ'''ወዘተ መን ከ ዝጸርፍ ትግርኛ ን'ትግርኛ ነሕዝን።
@natusami6487
@natusami6487 7 лет назад
ኩቡር ኣቦና ተስፋጽዮን ብመጀምርታ ሰላምን ትዕናን ኣብ ህወትካ ዓወትን ኣሳልጦን ድማ ኣብ ስራሕካ ይምነየልካ። አዚ ትገብሮ ዘለካ ጎስጋሳት ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝከነ ታርክን መሰረት ናይ መጻእን ብምካኑ ዓወት ናይ ግድን ኢዩ። በቲ ከይተሓለልካ እትህበና ዘለካ ኣስተምህሮ ድማ ልክዕ ከምቲ ድልየትካ ኣንፈት ናይ ፍልጠትን ክብሪ ናይ ኣብ ኣፋርክቡ ዝነበረ ሕውነይ ናይ ክልትኡ ትግርኛን ከም ዝምሓየሽ ኮይኑ ኢዩ። ኣነ ብውልቀይ ኣብ ኣተሓሳስባይ ዝነበረ ስእሊ ብሓቂ ኢዩ ተቀይሩ። ሎምዓንቲ ካኣ ብዛዕባ በርሀ ጻዕዳ ምስ ኣልዓልካ ኢተን ኣብ ሓንቲ ዕጽውቲ ገዛ ኮይነን ከብደን ሓቒፈን ኢንዳነበራ ዝገደፍኩወን ወላድቱ ኢየን ቅጅል ኢለናኒ። ክብርቲ ወላድት በርሀ ጻዕዳ ኣብ ጾርና ኢየን ዝነብራ ዘለዋ፡ መንግስቲ ኤርትራ ግን መሬት ዓዲሉወን ኩንሱ ከይሰርሓለን ክበቅዕ ተደርብየን ክነብራ ኢዩ ፈሪዱወን። ንበርሀ ጻዕዳ ወዲ ሓዉ 6ይ 7ይ 8ይ ክፍሊ ምሳይ ኢዩ ተማህሩ፡ ኑሱ ኢዩ ንዓባይኡ ኣለይ መለይ ዝብለን ካልእ ብዙሕ የብለንን። ኣነ ኣብ ህወተይ ዘይርስዓ ድማ፡ ሓደ መዓልቲ ሃደ ንእሽቶይ ቆልዓ ወዲ ያቆብ ጾሮና ንወላድት በርሀ ጻዕዳ ጎሮቤተን ኢዩ ዝከውን ዘሎ፡ ብዛዕባ ደቀን ተዛርብወን ምስክነይቲ ሓላል ኣደ ፍቅ ፍቅ ኢለን ክበይካ ውዕለን ኣነ ድማ ብዝሕ ቆልዓ ስለ ዝነበርኩ ገሩምኒ ነቲ ህጻን ተጻርፈዮ ለከ ንሰን ካኣ ወደን ዘክረን ኢየን ዝበከያ። ኣብ ጾሮና ግን ታርክ በርሀ ጻዕዳ ዘይንገረላ ሓንቲ በት-ትሙርቲ ተሰርሓ ኣላ። ብዝሕ ሰብ ግን ካበይ ከም ዝመጽኤት አታ ስም ኣይርድኦን ኢዩ። ካልእ ክብሎ ዝደሊ ኢንተ ኣሎ ካታ ከም ማሕበር ከንኩም ነባሪ ዝኮነ መጽሓፍ ኢንተ ትደርሱ ተመራጺ ነሩ ምክንያቱ ታሪክ ኢንተዘይ ተሰንዱ ናይ ምንባር ዕድምኡ ቀጻሊ ክከውን ኣይክእልን ኢዩ።
@user-vz9sg2dn3i
@user-vz9sg2dn3i 7 лет назад
ተስፋጽዮን ጅግና ፈሊጥካዮም ነዞም ኣንድነት ኣጅካ ካባካ ብዙሕ ተማሂርና።
@user-fe8qq8te1u
@user-fe8qq8te1u 7 лет назад
አነ እኮ ዝኮነ ታርክ ይሰምዕ እካ እተኮንኩ ከም አያና ተስፋፅዮን ገይሩ ዝሓበኒ ግን የለን ፣አምላክ አብ ዓወት የራክበና አምላክ ድማ ሰላሙ የብዝሓልና።
@ketemakidane7485
@ketemakidane7485 7 лет назад
ኣያ ተስፋጺዮን ክብርን ምስጋናን ኣቦቱኡ እንኮሎ ብሓቂ ንነቅሕ ኣለና እግዚኣብሄር ይመስገን ኩሉ ነጺሩ'ዩ እዚ ከኣ ሳላ ተስፋጺዮንን ብጾቱን እዩ።
@shishaymeles8401
@shishaymeles8401 7 лет назад
ሰላም ሰለም ተስፋጽዮን ኣንበሳ
@user-lb6zc3th6u
@user-lb6zc3th6u 7 лет назад
ዘገርም ግዘ ኢና በጺሕና፡ ኣቦይ ወልዳኣብ ተረሲዖም በዓል ዓፋ ዝዝመየሎም። ካብ ኩሉ ኢቶም ትግርጛ ዚደርፉ፡ ቑሩብ ሰኽፍ ኣይብሎምን ከ? ብዝኾነ ክቡር ሓውና ተስፋጽየን ፡ዕላማን ዋልታ ህዝብን ኮይንካ ኢትቅርቦ ዘለኻ ኣብ ጭብጢ ዝተሞርከሰ ሲነ ሓሳባት ንማንም ዚምልከቶ ሰጊርዎ ክሃልፍ ከምዘይክል ዪተኣማመን ኢየ። ክብሪ ንጀጋኑ ኣቦታት ትግርጛ መኒነትና ዓቒቦም ዘጽንሑልና፡
@user-by7ys9xz6m
@user-by7ys9xz6m 7 лет назад
the one and only tefazion hero
@americansoldiertanner4570
@americansoldiertanner4570 7 лет назад
welcome back tesfazion
@halowuhalewulewumenkbl
@halowuhalewulewumenkbl 7 лет назад
ኩቡር ኣያና ተስፋጽዮን ክብረት ይሃብካ።
@user-ol4lk5rp9w
@user-ol4lk5rp9w 7 лет назад
Good job brotherhood Agazian we love you Tigrgna ze Agazian
@GoytaDembiya
@GoytaDembiya 7 лет назад
You opened our eyes Tesfazion. Thank you.
@senafehakirurabsolutelyrig4269
merhaba brhan getsu ....ezom bi agazian hagerawi ginbar elom awtsi om zelewu men yom
@user-bo5hu4pw7s
@user-bo5hu4pw7s 7 лет назад
ተወደብ ህዝቢ ትግርኛ ጠጠው መጠው ዘድልዮ ግዜ ኣይኮነን።
@oneday7251
@oneday7251 7 лет назад
ዓረብ እየ ዝበለ ዓዲ ዓረቡ ኩጓሓፍ ዩ ኣብኡ ካኣ ዓብድ ክበሃል ዩ ብዙሕ ዋጋ ኣይትሃቦም ተስፋጽዮን ትግርኛ ሕያዋይ ዩ ኣብ ርስቱን ጉልቱን ግን no one like agiazyan
@berihhugish5857
@berihhugish5857 7 лет назад
ATA AGAME AGAZIAN MOBOQOLOM KAB YEMEN IYU QOMAL TARIKHKA FLET WEDI GAAGAA AGAME
@Teame2402
@Teame2402 7 лет назад
ጅግና~~~~~~~~~>>>>
@kingdomofagaiazian6953
@kingdomofagaiazian6953 7 лет назад
Tesfazion jigna medebatka bitaemi sbuk eyu zksl zelo ajoka kulu seb enekh alo. hto alatni ; eziom amharu bnay haymanotawi website gerom nezom tigrinya ekesaserwom alewom, buzuhat tigrinya nay amharu sbket share egebru komu wn film. slemntay gn btigrinya buzuh sbket alo sbket deliyom btigrinya esmuu, film ka zdeleywo aynet film English alo, English language keman memaebelu. slezi gele mkri habelna nezom sbketn film nay amharu zketatelu
@brhanehayleslasie8619
@brhanehayleslasie8619 7 лет назад
ata sebay kemey dka mehegos mekurie ajoka eske tetsarerty kia aleeuka kulom eritrawiyan eyom kia
@nakfaagombesa6870
@nakfaagombesa6870 7 лет назад
ተስፋጽዮን ኣከዳድና ' these are elegant and stylish performances and continue like this' ሕጉስ እየ ብኣኻ። ካልእ ጀጋኑን ሓርበኛታትን ክትጽውዕ እንከለኻ ካብ ኩሉ ከባቢ ደኣ ይዅን። ገለ ገለ ሃለውለው ክብሉ ንሰምዕ ስለዘለና፣ ነቶም ጀልፋፋት ገዲፍካ፣ ብዝተኻእለካ መጠን ጌጋታትካ ክተውሕድ ፈትን፣ ወዳሓንካ።
@destadesta1209
@destadesta1209 7 лет назад
ሰላም ኣጊኣዚኣን ብሃፈስሃ ሰላም ኒኣኩም ንተስፋትሲኦን ድማ አድመን ቴናን
@beermexui6775
@beermexui6775 7 лет назад
we look forward to u.
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 7 лет назад
ሠላም ተስፋጽዮንናይ ብሓቒ ሓናጺ ዝኾነ ትምህርቲ ሎሚ ዕለትኣመሓላሊፍካ። እዚ መደረኻ ድማ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሰማዕናዮ ዘይኮነስ፣ ብመርትዖ ዝተምርኮሰ ኣዕጋቢ ትንተና ስለ ምንባሩ የመስግንካ
@asmelashabraha2146
@asmelashabraha2146 7 лет назад
I'm proud of you tesfasion
@hiyabnatey9857
@hiyabnatey9857 7 лет назад
ተስፍሽ ጅግና አቦ ህዝቢ! ኣምላክ ዕላማ አለዎ ንዓና ክትብል ኢካ ካብ ሜዳ ብሰላም አቲካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@5star241
@5star241 7 лет назад
Hiyab Natey i fill soory for you u really don't now (jgna)means.
@jacobabreham6342
@jacobabreham6342 7 лет назад
ነዚ ብናይ 9 ብሄራት ትብል ተዓሺጉ ዝጸነሐ ናይ ጠንቆልቲ ዛዕጎላትኩም፥ ኣብ ኣደባባያት ፋሕ ብትኑ ኣውጽኡ፥ ነቶም ሃንደስቱ ከም በዓል ኢሰያስ ኣፈወርቂን መሰልቶምን፥ እቲ project ኣብ ኢዶም ከም ዝሞተ መርድእ ዝኣወጀሎም፥ ነቲ ክቡር ህዝቢ ትግርኛ ድማ ዳግመ ትንሳኤ ናይ ትግርኛ ሃገራውነት ዘበሰረ፥ ጅግና ምባል ውን ይውሕዶ፥፥ There are few words to describe a heroism of such a kind........Webster or Oxford dictionaries should bring a descriptive word for Tesfazion.
@yonimebrahtu3976
@yonimebrahtu3976 7 лет назад
Hiyab Natey ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@neftalemberketberket3463
@neftalemberketberket3463 7 лет назад
+5 star 5 star Muslim tekewen mkiniyatu jegna Muslim sele zeyele
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 7 лет назад
+5 star ፈሊጣቶስ ንዋኑኡ ከማን ሂባቶ ንስኻ ኢኻ ዘይፈለጥካያ
@iloveumyfamily8456
@iloveumyfamily8456 7 лет назад
you are so really really smart so keep it please
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 лет назад
ebrahim afa wela hade ayserhen .
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 лет назад
gemal omar ኣስላም ኣብ ኤርትራ መሳርሒ ኢኹም ።ከምዚ ኢሰያስ ንሮሞዳን ን ኣላሚን ኣሊ ስዒድ ከምዚ ሮበት ተጠቐመሎም ኣብ መወዳእቱኡ ዝጉሓፎም ሕጂ ውን ክትጉሓፉ ኢኹም ከምዛ ኣስላም ፍልስጤም ኣብ ሙሉእ ኣዕራብ ለመንቲ ዘለዉ ከማ ክትኮኑ ኢኹም።ብብዝሒ ውን ንሕና ንበዝሕ ማለት ነቶም ናራ ሕዳረብ ራሻይዳ ዓፋር ነዚኦም ሰባት እንተ ቆጺርካዮም፡ኣእዱግና ኣባጊዕና ክቁጸራ እየን ማለት ኢዩ ።ምኽንያቱ ንሰን ይሕሻ ካቦኦም።ናይ ብሓቂ።
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 7 лет назад
+Mihretab teklom ብርግጽ ኣታ ጅግና ብጣዕሚ ደስ ትብል comment
@afrochannel1607
@afrochannel1607 7 лет назад
Mihretab teklom hahaha. bhaqi haki tezaribka arkeni
@user-tz1be5ch1j
@user-tz1be5ch1j 5 лет назад
ናይ መን ሄሮ ሽፍታ ዛግራ ክሃድን ጠምዩ ዝወጸስ ሰብስ
@semiryassin1642
@semiryassin1642 4 года назад
Ibrahem afa for ever
@filiweld8720
@filiweld8720 6 лет назад
I always hated before i knew u who u were and what u was talking about, i thought u were talking trash and make conflict between. But now i agree with u 100 % , i watched all ur videos, it's 100% true! Thank u for telling us the truth.
@kiflomtes3986
@kiflomtes3986 6 лет назад
Thanks bzuh zeynfelto aflitkana
@waltazionandezion4222
@waltazionandezion4222 7 лет назад
ዓስቢ መስዋእቲ! ዓስቢ መስዋእቲ‘ሲ - ዕሱብ ኣብ ገዛእ መሬትካ - ስሉብ ተኹላ! ክዳን በጊዕ - እንክጉልበብ ከም ልማዱ - ስጋ ሰብ እንክምገብ ወዮ ኣምበሳ - ስቕ ኢሉ እንክዕዘብ ግርምቢጥ‘ዩ ዘመኑ - እቲ ማይ ንዓቐብ። ውቂያኖስ ዝገትእስ ብውሕጅ ክፈልስ፣ ሃልሃልታ ዘጥፍእስ ብረመጽ ክምንቆስ፣ ጎቦታት ዝንቕንቕስ ከም ኳና ክፈርስ፣ ንዓ ተመለስ መንፈስካ የሐድስ ዓስቢ ስዉኣትካ - መሬት ሰላም ኣንግስ። መስዋእቲ ዘመናት - ምዕራፍ ግበረሉ ጻማኻ ክትረክብ - ዓደቦኻ ሓሉ ተለዓል ኣግኣዚ - ዘይሕለል ፍጥረት እለዮ ሓራዲ - ኣጽርዮ ግዕዘያት ትቕሰን ይርሃዋ ኣደ - ዓስቢ ናይ ስዉኣት።
@waltazionandezion4222
@waltazionandezion4222 7 лет назад
ሰላም ኩቡር ሓው Sle eritrea! የቐንየለይ። እወ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስዉኣትና!
@aronhidray69
@aronhidray69 3 года назад
Ibrahim afa he is hero Ne Isaiah fit ne fit zeqawmo zenber iyu!
@jacobabreham6342
@jacobabreham6342 7 лет назад
ኦ ክቡር ህዝቢ ትግርኛ ነዚ እዋናዊ ተልእኮ ዝሓዘለ ረዚን መልእክቲ ኣእዛንካ ኮር ኣቢሊካ ስማዕ፥ ፥ ዕጫና(OUR DESTINY) ኣብ ታርክናን(OUR HISTORY) ባህልናን(CULTURE) ቁጽርናን(DEMOGRAPHY) እዩ ዝውሰን፤ ነዚአን ኣባኪንና ብክብረት ክንነብር ኢና ኢልካ ምጽባይ ናይ ሞት ሞት እዩ፥፥ እንታይ ግድካ ተስፌ ሃብሮም በዚ ኣብ FACEBOOK ብ ሃገራዊ ድሕነት ዝብሃል ናይ ህግደፍ ክወጽእ ዝቀነየ ምስ ስዉኣት ዝጥሓሓዝ ጽሑፋትን መልእክትታትን መዓንጣካ ዝበትክ እኳ እንተናበረ ደጊም እዚ ጸወታ መዓልቱ በሊዑ(IT HAS EXPIRED!!) እይ ዕድመ ን ምንቅስቓስ ኣግአዚያን!!!
@benihagos1674
@benihagos1674 7 лет назад
ኦ ? ክክክክክ
@user-tz1be5ch1j
@user-tz1be5ch1j 5 лет назад
ፊፋ ኣግኣዝያን
@robirobi1396
@robirobi1396 7 лет назад
ዓወት ንኣጋኣዝያን ፡like ሃቡኒ የሕዋት
@user-ns5rt3zd9g
@user-ns5rt3zd9g 7 лет назад
ሓቂ ሚሂርካና መ/ምህርና ተጋዳላይና ተስፋጽዮን ዝኮነ አስላማይ ካብ ንሃገሩን ህዝቡን ክዋጋእ ነቲ ደም ሰብ አፍሲሱ ዘይጸግብ ሃይማኖቱ ክዋጋእ ይመርጽ ንኤርትራ ዓረባዊት ክገብርዋ ክንደይ ግዝየ ፈቲኖማ ኤኤኤ ግና አቦሓጎታት ትግርኛ አዝዮም ሱልጡናት ስለ ዝነበሩ ተጽግበኒ ቅጫስ . ህ. አብ መቅሎ ከላ ይፈልጣ አስላማይ ተነገሰ ነየማሕድር እንትርፎ ክቀትል በሉና አቦሓጎትትና ።
@hdhjsjns
@hdhjsjns 7 лет назад
Tesfatsion ajoka. salaka haki ni felit alena.
@ademismail5141
@ademismail5141 7 лет назад
Eti zemote Ibrahim afa ybelist lkab bhiwet zello tesfazion.
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 7 лет назад
መርሓባ ኣያና ተስፋጽዮን አንቓዕ ድሓን መጻአካ
@kashefjuuti7819
@kashefjuuti7819 7 лет назад
Viva AGazyan
@dhhffghhdh1340
@dhhffghhdh1340 7 лет назад
skit trwie hsawie mn kamnka ked angorar bl
@okbuamenamenamentesfayamen5294
yonas teklay ኣታ ጽሉል ወዲ ርግምቲይ ኣፍካ ዘይትሕዝ ኣንትዲካ የትትይካ ብዛዕባ ኤረትራ
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 7 лет назад
+Okbu Amen Amen Amen Tesfay Amen amen amen ኣነ ብዛዕባ ወገነይ ህዝቢ ትግርኛ ዳ አምበር ብዛዕባ ኢርትራ ኣይትዛረብኩን ንስኻ ውን ልዕለይ ኢርትራዊ ክትከውን ኣይትፈትን አንት አቲ ጸርፊ መን ምኻንካ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ
@kashefjuuti7819
@kashefjuuti7819 7 лет назад
+Okbu Amen Amen Amen Tesfay Amen amen amen ###ናይ መን ኣዴኻ ፅሉል ኢኻ ወደይ ንስኻ ሰብ ትፃረፋ በል ኣስላም ፈለማ ንዓኻ ጎሮረኻ ከሓርዱኻ እዮም ኣታ ሀላይ?? "ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዘሓቖነን ሓደ እዮ በሉ ኣቦታት ትግርኛ"hahahaha
@kaleabmenghistab7791
@kaleabmenghistab7791 7 лет назад
ሰላም መንነተይ ኢንኻኢ ደሓን መጻካ ከማካ ይብዛሕ
@jambojambino2937
@jambojambino2937 6 лет назад
ጅግና
@bigsami5410
@bigsami5410 7 лет назад
forever agziyanan strong togeezer
@meharimezgebo9091
@meharimezgebo9091 7 лет назад
እንቆዕ ብስላም ምጻኻ ተስፍየ ኣባ ጥመር
@redaeastbeha2095
@redaeastbeha2095 7 лет назад
baelu yfelit. wediza hatsabi meakoru
@jambojambino2937
@jambojambino2937 6 лет назад
ተስፋጽን እቦ ታርክ ሒጂ እንታይ ዲየ ክብለካ ደለ ዘለኩ ሬዶ ክትጅምረ ንላቮ ነዚ ድንቆሮ ህዝቢ ኣጋኣዝያን ኩሮዶኦ
@yonasgezaibrhane8875
@yonasgezaibrhane8875 2 года назад
ተባዕ ኣቦ ሓቂ ግርም ገበርካ
@kebarichamag8693
@kebarichamag8693 7 лет назад
you are smart man kiep it up
@knowhow2081
@knowhow2081 7 лет назад
and u r ignorant
@kebarichamag8693
@kebarichamag8693 7 лет назад
wedi 4asmera do agames seb do aykonen ata asha tzarobo ba flet ambesay
@kebarichamag8693
@kebarichamag8693 7 лет назад
Abduselam Abdelkadir hWho I think you because he is honest talking about something therefore some people hate him
@znnbznnb6411
@znnbznnb6411 7 лет назад
jigna tesfh
@user-sl6ed6qq4t
@user-sl6ed6qq4t 7 лет назад
well came tasfa hawena
@habenhagos5175
@habenhagos5175 7 лет назад
tesfe mejemerta thanks nezi tbena zeleka tmhrti kexile nay mengstu hailemariam ab eritrea kelo yhaysh kab lomi zbehal zereba ysemie ezia ketebrhaley delye thanks
@mennetkbret2641
@mennetkbret2641 7 лет назад
tesfiye jigna mejemeria ab hiwetka selamn teanan ab srahka asalto ymneyelka ezi thbo zeleka tmhrti ab haki ztemorkese tarikna haktatun bsmeyn bsm hzbi tigrigna nemesgneka hzbna kulu sieabika ei u kexlo hawnan ayanan aewetna naygdn ei u.
@user-cf8kn8lb9d
@user-cf8kn8lb9d 7 лет назад
ዓረብ ክከውን እየ ዝደሊ ንዝበለ: ንሕና ምትእንጋድ ጥራይ ኢና: ኣብ መሬት ናይ መን እዩ ዓረብን ዓረባውነትን ዝደሊ ዘሎ ግን? እዚ ኩሉ መሬት ዓረብ ጸቢብዎም ድዩ? ዓረብ ንዝደሊ ኣይፉልካን: ትግረ: ዓፉርካ: ሳሆኻ .... ይሕሸካ እንድሕር የሕፊሩካ ድማ ናብ ዓዲ በደዊንካ ትከይድ: ተስፌ ዝዛረቦ ሓንቲ ዝድርበ የብሉን::
@samriforschoolpresident736
@samriforschoolpresident736 7 лет назад
ብርዒ ሓቂ እቲ ምርጫ ንሱ እዩ
@shamdawit4983
@shamdawit4983 7 лет назад
yaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa b haqi
@abelkifle8141
@abelkifle8141 7 лет назад
Kkkj
@addiscool5712
@addiscool5712 7 лет назад
ዋና ከተማና መን ትኩን አስመራ ወይስ መቐለ?????
@user-vz1le1hp1t
@user-vz1le1hp1t 5 лет назад
Adulis
@saeedhamedoy3350
@saeedhamedoy3350 7 лет назад
አዲስ ነገር የለም.....እስላማይ አምሃራ ........
@destadesta1209
@destadesta1209 7 лет назад
ተስፋትሲኦን ኒህዝቢ ካብ ናይ መንነት ቅልውላው ንቡዙህ ሰብ ኣረዴካን ሚሂርካን አካ ሞ ኪብሪ ኒኣካ ርግትሰና አየ አዞም ኣንትሳር ሬቶ ዚሲህፉ ዘለዉ ካብ ዘይምሪዳአ ተዘይኮይኑ ብፍላት ኣይኮኑን ምስ ተረዶኦም ግን ባካ ወይ ቢኣጊኣዚኣን ኪኮሪኡ አዮም
@menkembariya5127
@menkembariya5127 7 лет назад
kif aleka
@user-sn7gh1fl9x
@user-sn7gh1fl9x 7 лет назад
ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን ብሕማም ትሽዓተ ቢሄራት ተለለኺፈ ከለኹ፡ እዛ ብ መምህር ገብረኪዳን ደስታ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ እምቢታ ኣንጻር ወረርቲ ትብል ኣንቢበያ ኔሬ፡ነቲ ጻሓፋይን ነቲ ዛንታን ድማ ኣጽሊኢኒ ኔሩ።ምኽንያቱ እቲ ዘዕበየንን ዝፈልጦን ፕሮፖጋንዳ ናይ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሕን ኣብ ጸልማት የእቲዩ መንነተይ ኣጥፊኢለይ ኔሩ። ሕጂ ድማ ካብቲ ሕማም ጋህሚ ናይትሽዓተ ቢሄራት ምስ ሓወኹ ኣግኣዝያዊ ኮይነ ድማ መሊሰ መሰንበብኩዋ ዝያዳ seance ሂባትኒ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ንተግባር ሃጸይ ዮሃንስ የድንቆ ኔረየ።
@user-sn7gh1fl9x
@user-sn7gh1fl9x 7 лет назад
ነዞም ኣብዛ ጺዮናዊት ቅድስቲ መሬት ዘለው ኣስላም መሳጊዶም ኣፍሪስና፡ኣኣብ ኣግማሎም ጺዒና ነናብ ዝደለይዎ ዓዲ የዕራብ ክንሰዶም ኢና።
@xigelove9925
@xigelove9925 7 лет назад
Yonas Kidanemar anbesa Anbeb Zhray Agazian viva Agazian
@robelmichael673
@robelmichael673 7 лет назад
Yonas Kidanemar kkkkk tgraway tekoinka dea ewe
@user-sn7gh1fl9x
@user-sn7gh1fl9x 7 лет назад
Saeed Yassin ኣንታ ወጃብ ቅሰን ግመልካ ተወጢሕካ ዓዲ ዓረብካ፡ንሕና ከማኹም ጨካናት ኣይኮናን ንመንገዲ ዝኸውን ስንቂ ተምሪ ቋጺርና ክንህበኩም ኢና። ሽዑ ኣብ ዓዲ ዓረብካ ዓብድ ኮንካ ባርያ ናይቶም ዓረብ ትኾውን።
@user-sn7gh1fl9x
@user-sn7gh1fl9x 7 лет назад
Hani Mike ኣንታ ንስኻኸ ሓተላ እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ፡ትግርኛ ተኾንካ ብሓቂ ክነግረካ፡ ፖለቲካዊ ክውንነት ውይ political dynamics ናይ ኤርትራ ተቐይሩ'ዩ ሕራይ'ዶ፡ ሱቕ ኢልካ ዓጋመ'ዶ፡ትግራዋይ'ዶ ኣይትበል በትኪ!!
@entayyumnbar4624
@entayyumnbar4624 7 лет назад
ብታአሚ ኣገዳሲ ሓሳብ ኣሎካ ፡ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ወትሩ ኣብ እቲ ትካትዓሉ ዘለካ ውጥን ክዉን ክኸውን እደሊ የ ከበርኪት የ ከኣ ፡አዚ ኣብ ፈቀዶ አስላማውያን ተሰዲዱ ዘሎ ህዝቢ ኣጋእዝያን ግን ግዳይ ክይትገብሮስ ትሓሲብ ዶ ? ፍታሕ ኮይኑ ዝረኣየካ ከ ኣሎ ዶ?
@user-su6uh5ut2r
@user-su6uh5ut2r 7 лет назад
wenani mqur qanza ጹቡቅ ሓሳብ ኣለካ፡ እንተ ኾነ ግን እዚ ኣብ ዓዲ ኣስላም ተሰዲዱ ዘሎ ኣግኣዚያዊ ግዳይ ከይከውን ኢልካ ኣግኣዚያን ብዓባያ ግዳይ ትኹን'ዶ??????
@xigelove9925
@xigelove9925 7 лет назад
Nay bhaki Ajoka Hizbi Yemhar Alo Ajoka
@user-kk8ih1jp2f
@user-kk8ih1jp2f 7 лет назад
tsfazion Abdelkadr Kebire is from Shre (tgray )he has no any vilege in Ertrea that s why he saport AlRabita Al aislamia
@nahomtrake1308
@nahomtrake1308 6 лет назад
nhaki abua men kemaka jgna kab kulu hasab tehbena
@eritreanredsea9117
@eritreanredsea9117 7 лет назад
agame shigr do mexikum ms hzbi Eritrean kabti znebergum shigr awxikum si ykenelna kntblu meretu ktwesdu abay tgray delikum hgi abey ekum tatwo tenkes telkum nabana ab kshnwa ekum haleftukum gibom ab mhtar milener koynom nakum ayhasbun eyom fah elatkum komalat
@wolwol6623
@wolwol6623 4 года назад
እብራሂም ዓፋ ጅግና እዩ:ኣይተሓፍርን ዲኻ ቁሩብ የብልካን ሕልና
@jesusisgod3408
@jesusisgod3408 7 лет назад
Ajoka amlak yehagzka ab tserika hade kem dawet walida eritrea kab kulu zadhina
@suedsuleman5347
@suedsuleman5347 4 года назад
Tesfaxen Behaqi etom meska zqmetu Mara aqli alowom Ane dea melkmka Ata tebeq.
@adulisadulis3530
@adulisadulis3530 7 лет назад
betri haki welcome
@filiweld8720
@filiweld8720 6 лет назад
Aradom.
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 лет назад
ክክክክክክክክክክክ መስሓቅ እዩ ተስፌ ኢብራሂም ዓፋ ኣላኣሚን ዕሊ ስዒድ ኩሎም ወላ ሓንቲ ታሪኽ የብሎምን ።
@kakau-lo2wu
@kakau-lo2wu 7 лет назад
mihretab teklom መነደኻ ዳኣ ታሪኽ ኣለዎ ሊዕሊኦም ኣብ ኤርትራ ኣንታ በዳን
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 лет назад
Romodan Khalifa ክክክክክክክ እስከ ንገረኒ ኢብራሂም ዓፋ እንታይ ጌሩ ፡ገና ንዓኹም ዳ ኢሰያስ ይጻወተልኩም እንዲዩ ዘሎ።ሮሞዳን ኣብ ኩርሲ ኮፍ ኢሉ ሓንቲ ሓላፍነት ዘይብሉ መሳርሒ ኢሰያስ ኔሩ ሕጂ ከኣ ዑስማን ሳልሕ መሳርሒ ኢሰያስን የማነ ማንኪን ኣላኣሚን መሳርሒ ኢሰያስ ወላ ሓደ ስልጣን የብሎምን ትፈልጥ ኢኻ ጽቡቅ ጌርካ ።ንንበዓል ንዓኹም ከኣ ብሄር ኢኹም ኢሉ ርእስኺም ይሕቢጥኩም ህግደፍ ፡ንስኹም መጻወት ጸጋማውያን ናይ ብዓል ኢሰያስ ኢኹም ጉሓፋት።
@mahmud6409
@mahmud6409 4 года назад
Agame sahsah
@davidwoldu2110
@davidwoldu2110 7 лет назад
merhaba brhan getsu man of the year
@kiflomtes3986
@kiflomtes3986 6 лет назад
Abzi kudus mdre agazian areb zbehal sharia kmetsa elka zeyhseb eu
@hagostekle57tekle28
@hagostekle57tekle28 7 лет назад
ኣነ ዝገርመ ኒይ ከምዞም ህዋሃትን ህግደፍን ሃሰውቲይ ኣይረኣኩን
@shamdawit4983
@shamdawit4983 7 лет назад
ata jigna ajoka
@hagosteklemariam6477
@hagosteklemariam6477 7 лет назад
Hallo kubr tesfazion weyka semati kdmi tlyan eritra metawu Eritrea mentebahila txwae neyra. melsi kxbeyekum eye. Thank you.
@user-su6uh5ut2r
@user-su6uh5ut2r 7 лет назад
Hagos Teklemariam ኽሳብ ሕጂ ኣይትፈልጥን ኢኻ ማለት ድዩ? ወስ ክትዛረቦ ዝደለኻ ኣሎ'ዩ? ብዝኾነ ግን ቅድሚ ጥልያን ጥራይ ዘይኮነሲ ቀደም ኣብ መፋርቅ 3ይ ዘመን ኣግኣዚት/ኣግኣዚያን ተባሂላ ከምትጽዋዕ ኔራ። ኪድ ታሪኽ ኤዛናን ሲዛናን (ኣብረሃን ኣጽበሃን) ኣንብብ ወይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንተደኣ ኮንካ ከኣ ታሪኽ ናይ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኣንብብ። ሰላም ብብዘለናዮ ዝሓወይ
@m.h5064
@m.h5064 7 лет назад
sebay asebaut jgna ftret ajoka ane ab gonka aleku qexl
@ayneyalemey4316
@ayneyalemey4316 7 лет назад
agame komal entay zgeberna ena bezana texawetu najays
@mombasaboyk5639
@mombasaboyk5639 6 лет назад
Entay emo kitgebir suk elka gaar. Ember etgebros welahanti yelen lemani agame. Zigebir kea ab media koinu ayliflifin. Senef
@medhaniemelake2455
@medhaniemelake2455 7 лет назад
tesfatsen jgna
@samuealwedijeganu1673
@samuealwedijeganu1673 7 лет назад
welcome our hero
@Agaiaziantv
@Agaiaziantv 7 лет назад
ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን (ማየአ) አብ አመሪካ 001-720-589- 7840 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን (ማየአ) አብ ሆላንድ 0031 6 85764382 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን (ማየአ) አብ ሲዊዘርላንድ 0041-764957331 0041-798956556 0041-779762567 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን (ማየአ) አብ ሽወደን 004673615 7621 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን ጀርመን 0049 1521 4176898 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን ዓባይ ብርጣንያ 07424084111
@zeregaberafewerki4257
@zeregaberafewerki4257 7 лет назад
kulu medbatkumin hasabatkumin btami eya zadnko.awatin aslton ka ymnayalkum
@gurjamussie7986
@gurjamussie7986 6 лет назад
Agaiazian.tv kkkkk nay mintay tele u genzeb miliman jemirkum nay abotatkum nay tegaru Eway mosiba
@osmanamir6891
@osmanamir6891 5 лет назад
fuk you
@abrehaleyal
@abrehaleyal 7 лет назад
ሕዝበይ ሓሬት ዘይብሉ ሕዝቢናይ ኣተሓሳስባ ብዙሕነት ጸጋ ኢዩ። ስነ ሓሳብ ትግራይ ትግርኚ ድማ ንኹሎም ኣተሓሳስባታት ጠሚሩን ሓቑፉን ዝኸይድ ዴሞክራሲያዊ ስነ ሓሳብ ኢዩ። እንተኾነ ግና ኣብ ኣተሓሳስባና ገለ ኽጸሪ ዝግብኦ ነገር ድማ ኣሎ። ብርግጽ ጸላኢኻን ፈታዊኻን ምልላይ ብልሒ ኢዩ። ኣግኣዚያን ድማ መንነትና ነፍቅር ሰባት ኢና። ምስ ሕዝቢ ኣምሓራ ኮነ ካልኦት ፈጺሙ ጽልኢ የብልናን። ተመጣጣኒ መልሲ ንህብ እምበር ጽልኢውን ኣይንሰብኽን ኢና። ኣብ መንነትና ኣተኵሩ ንጥፍኣትና ዝህንደድ ሓይሊ እንተሎ ግና ግብረ መልሲ ክንህቦ ግድን ይኸውን። ኣደብ ድማ ነትሕዞ ፤ ግን ከኣ ተዘይፈቶናዮኳ ኣይንጸልኦን ኢና። ብዝተኻእለ መጠን ዝግብኦ መልሲ እንዳሃብና ነረድኦ። መንነቱ ዘፍቅር ሰብ ፈጺሙ መንነት ካልኦት ክጸልእነ ኬቋናጽብን የብሉን። ኩልሳዕ ብብልሒ ኢና ክንጓዓዝ ዘሎና ተዓጻጸፍቲ ኽንከውን ድማ የድልየና። ነቲ ሰማይ ዘንቃዕርር ትኽ ዝበለ ጎቦ ብብልሒ ተጠዋዊኻ ትወጾ እምበር እት ጎቦ ንላዕሊ ትኽ ዝበለ ስለ ዝኾነ ኣነውን ትኽ ኢለ ንላዕሊ ኽሓኩር'የ እንተልካ ኣንከራሪኻ ታሕቲ ኢኻ ትርከብ። ስለዚ ሓፍ ክንብል እንተደኣ ኾይና ንኻልኦት ኽብሪ ክንህብ ኣሎና። ክብሪ ክንህብ ኣሎና ማለት ግና ፤ ክብረትና ኣብ ዋጋ ዕዳጋ የእቲና ነብስና ከነሕስራን ንኻልኦት ከነቀባጥረሎምን ኣሎና ማለት ኣይኮነን። ነብስኻ ባዕልኻ እንተሕሲርካያ ካልኦት ሰባት ኬኽብሩዋ ክትጽበ የብልካን። ባዓል ዋና ዘቃለላ ባዓል ዕዳ ነይቅበላ ከምዝበሃል። ብጽልኢ እንተዓዊርካ ድማ ነገራት ኣጣሊልካ ክትርኢ የጸግመልካ ኢዩ። ጽልኢ ሒዙ ዝተበገሰ ድማ ፈጺሙ ኣይዕወትን ኢዩ። ንሕና ኣግኣዚያን ድማ ቃልስና ኣዚዩ ከቢድን ዝተሓላለኸን ከም ሙኻኑ መጠን ከምቶም ቀዳሞት ኣበው ኣርሒቕና ክንጥምት ኣሎና። ምኽንያቱ ኣብዛ ዓለም ኣስተውዒሉ ዝጓዓዝ ሰብ ጥራይ'ዩ ነዊሕ ርሕቐት ዝኸይድ። ፍቕሪ ዘይብሉ ሰብ ኣምላኽ ኣብኡ የለን። አምላኽ ምስኡ ዘየለ ሰብ ድማ ፈጺሙ ኺዕወት ኣይክእልን ኢዩ። ስለዚ ዕላማና ፍቕሪ ክኸውን ከሎ ፍረ ጻማና ድማ ዓወት ይኸውን። ብታህዲድን ፈኸራን ዘይኮነስ ከምቶም ለባማት ኣቦሓጎታትና ንለብም። ካብኣቶም ንመሃሮ መጠነ ሰፊሕ ተሞክሮ ፡ እልቢ ጥበብ ስለዘሎ። ከም ርግቢት ለዋሃት ከም ተመን ድማ ለባማት ንኹን። ኣቦሓጎታትና ለዋሃት ንድኻን ንመሰኪንን ከኣ ተደናገጽቲ ኢዮም። ብመንነቶም ብህላዌኦምን ብዓዶምን ንዝመጾም ጸላኢ ግና ምሕረት የብሎምን። ሰለዚ ከምኣቶም ሰብኡትን ምኽንያታዊያንን ንኹን። ንኣምላኽ ድማ ንፍራህ። ንሰብ ክብሪ ንሃብ። ንሓደኳ ካይንጸልእ። ግና ንመንነትና ነፍቅርን ደው ንበልን። ንካልኦት ከይጸላእና ንናትና ኸነፍቅር ንኽእል ኢና። ነቶም ጥፍኣትና ዝትምነዩን መንነትና ዜቋናጽቡን ሰባት ግና ገጽ ኣይንሃቦም። ንካልኦት ከይተንከፍና ድማ ዝግብኦም መልሲን ግብረመልሲን ንሃቦም። ንንቃሕ ፡ ንሰጉም ፡ ጸብለል ንበል ፍጹም ኣይንታኸስ። ንሃገርካነ ፡ ንመንነትካን ንማዕተብካን ፡ ንህዝብኻን ብሓቅን ስለ ሓቅን ደው በል።ሰላም ወሰናይ ሰበይ
@feventesfish6100
@feventesfish6100 7 лет назад
መዓስ ዲዩ ሬድዮ ዝጅመር ተስፋጽዮን ኣቦና ?እዚ ስነ ሓሳብ ነቶም ኣብ ገጠር ዘለዉ ህዝብና ትግርኛን ኣብ ትግራይን ዘለዉን ክበጽሖም ኣለዎ ምኽንያቱ እዚ ዘንጸላልወና ዘሎ ሓደጋ ከብቕዕ ኣለዎ ኣብዛ ሰዓት ጥራይ ቡዙሕ ሰብ ናይ ትግርኛ ህግደፍ የጥፍኦ ኣሎ ከምኡ ውን ኣብ ትግራይ ስለዚ ኣቐላጥፎ ሬድዮ በጃኻ ።
@michaelwoldai1688
@michaelwoldai1688 7 лет назад
BZEY ABO TIREFI -
@loveertreaafrika2447
@loveertreaafrika2447 7 лет назад
Amen Temsgn ዓጋመ ባዕልኪ ከድኪ ኣብጽሕሎም ኣፍ ራሕባ kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkjjjjj
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 лет назад
Seid Omar please say me Agame my identity anta abd.
@AliAli-ll7rd
@AliAli-ll7rd 7 лет назад
Abti bota zalakayo enta zy neberka ne Afrika wy ab esya enta wexika kemtimwet 100/ afaf
@semiryassin1642
@semiryassin1642 4 года назад
Wedi kelbe ibrahem afa melaltka ikonen
@joneabrhele9392
@joneabrhele9392 6 лет назад
anbesa kemka si 1000
@nesredinsalih1773
@nesredinsalih1773 4 года назад
Hasawi
@shalomolehe9945
@shalomolehe9945 5 лет назад
ኣይተዳናግር
@user-sn7gh1fl9x
@user-sn7gh1fl9x 7 лет назад
ሰላም ዝኸበርኩም ህዝቢ ኣግኣዝያን? ኣብዚ ናይ ሎሚ ኣስተምህሮኻ ኩሉ እቲ ክበሃል ዝግብኦ ኢልካዮ'ኳ ተኾንካ፡ ኣነውን ኣብ ገለ ንጥብታት ከራጉዶ ዝደሊ ሓሳባት ኣሎኒ። እቲ ብዛዕባ ጀነራል ጻድቃን ዝበልካዮ፡ ኣብታ ናይ በቐዳማይ ሪኢቶይውን ገሊጸዮ ኔረየ፡ካብ መሪሕነት ሕዋሓት፡ዝነበሩን ዘለውን ዝኾነ ተስፋ ኣይሃልኻ፡ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኣትው ኣትሒዞም፡ እቲ ምሕሳብ፡ምምርማር፡ብዛዕባ መንነትካ ምሕላቕ ደው ኣቢሎሞ'ዮም፡ ስለዚ ኣብኣቶም ኣይትገደስ። ብዛዕባ ኢብራሂም ዓፋ ዝበልካዮ ድማ፡ ኢብራሂም ዓፋ ኣይኮነን ሓሳቢ ኮይኑ thesis ክጽሕፍሲ፡ወላሓንቲ እጃም ከምዘይነበሮ ምስኡ ዝነበሩ ገዳይም ተጋደልቲ ብግቡእ ዘዘንትውዎ'ዩ። ቀጺለ ኢብራሂም ዓፋ መሪሕዋ ዝዋዓለ ኩናት፡ወይ ብናቱ ስትራተጂ ዘፍረሳ ግንባር የላ ዋላ ታባ የላ። ዋላ ኣብ ኣርካይቭስ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ብፍጹም ኣይትረክብን ኢብራሂም ዓፋ ዝገበሮ ወተሃደራዊ ይኹን ፖለቲካዊ ጽልዋ። ናይዚ ሰብኣይ ዛንታ ምስኡ ዝነበሩ ከዘንትው ከለው፡እታ ዓባይ ስርሑ ዝነበረት ጀበናን፡ፈናጅልን ሒዝካ ፈቐዶ ግንባራት ዑደት ምግባር ጥራይዩ ኔሩ። ብሰንኩ ድማ ናይ ቡንን ትምባኾን ውሉፋት ኮይኖም ተሪፎም።
@shamdawit4983
@shamdawit4983 7 лет назад
zegerm u ajokum tray agazian
@user-ot2xm3nd5b
@user-ot2xm3nd5b 7 лет назад
kkkk aye tesfaxion meas eka tebraber endi bell eska komeu gerka wzngeana eka enber eritrea s nay eritreawn eya kid tegrayka
@esmarefamily6595
@esmarefamily6595 7 лет назад
this organization is good to identify the half ertrean and half tigray people out of the 100 percent Eritreans go ahead collect yourself
@tesfomasmelash9587
@tesfomasmelash9587 6 лет назад
ኩሎም ከምዚ ናትካ ኣስተምህሮ ዝህብ ሰብ የለን ምክንያቱ ፍልተትን ተመኩሮን ይውህዶም ኢዩ ህስትሪ ዝፈልት የለን
@rh3099
@rh3099 5 лет назад
Nay behaki eka sebiay bfilay ab bahlitat tgrina dew elu zikataalu seb rea ayfelitin eye wey sile aslamay zizareb ayreakun nay behaki jigna eka ab gonka alena
@wedasyai7743
@wedasyai7743 7 лет назад
ahhh kahalif eui klui njaganu tanaesi alka
@fisahayehabteab4557
@fisahayehabteab4557 7 лет назад
Abraham Tewelde ke Entay tarik Alewo
@kokobaberaki1906
@kokobaberaki1906 7 лет назад
tesfaxen gizawiy jana
@nasirtahir5648
@nasirtahir5648 7 лет назад
weigin bi swu jigna ktzareb lmus
@tesfomasmelash9587
@tesfomasmelash9587 6 лет назад
tunisia carthage tibehal nera eritrea medribahri ethiopia abyssinia tibehal nera ancient name of africa or second name
@teklitandemichael6777
@teklitandemichael6777 7 лет назад
kabi lomi tigrigina zeyizarebi sebi ayedilenani simiei Eritrea kinikiyiro ena zeyideleyo yiwuxaei
@user-wr6gm2ee7i
@user-wr6gm2ee7i 6 лет назад
kkkkkkkkkkkkkkkkkkk hataw
@aloserawitaytefankirosslol7392
entay aflitka ny ebrahim resah agame
@ibrahimhego6422
@ibrahimhego6422 4 года назад
At a tebeg nay wedi affa aymelketkan.....
@jemalmohamednur1528
@jemalmohamednur1528 7 лет назад
anta Reisi kondom reisika gele gerka shefuna kobie giberelu Resah wedi Resah lemani wedi lemani
Далее
Tesfazion.ሽግር ጀበርቲን አፈታትሑን።
1:15:54
POLI зовет Газана
00:12
Просмотров 501 тыс.
💜☀️✨
00:47
Просмотров 317 тыс.
ኣርእስታት እዚ ሰሙን
1:07:53
Просмотров 648