Тёмный

Tesfazion. ንፍቅሪ ዶ ወይስ ንገንዘብ ምምርዓው ይሓይሽ? 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 38 тыс.
50% 1

Tesfazion. Is Better To Married For Money Or Love?

Опубликовано:

 

4 сен 2018

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 428   
@user-cl2ib2ko2f
@user-cl2ib2ko2f 5 лет назад
መርሓባ ሰላሊዓ
@tedrosvaluescare
@tedrosvaluescare 5 лет назад
tesfa hiwetey
@asterberhane4064
@asterberhane4064 5 лет назад
እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ብርሃን ገጹ ለባመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ተስፋጽየ ጂግና ወደባት ጻዕዳ ወዲ ማይ ሃይላ ቀባጽ ተስፌ ቀባጽ።
@gebe0501
@gebe0501 5 лет назад
Viva Tesfatsion - የቐንየልና ልኹሉ ትገብሮ ዘለካ !!! ተዓወት ኣግኣዝያን!! ካብ ኢትዮ ትግራይ
@attahouri7852
@attahouri7852 5 лет назад
anta afaf resah be ideris awete ketxsewt malteka txseb alena seb tarik
@attahouri7852
@attahouri7852 5 лет назад
fafa ateken eyu chanwei hasot kethsweuo edemika twedeuo abuo ketref eka !! wedi za xshaxshi
@attahouri7852
@attahouri7852 5 лет назад
kaka muslium tefltum eka !! hasot hasot melhanti yeln klou nateka feshelou eu
@shishayhabtemaryam8731
@shishayhabtemaryam8731 5 лет назад
ኣንታ ተስፌ እቲ ጅግንነትካስ መስተንክር ኢኮ ኢዩ ፡ ኣጆኻ ኢዚ ሓሳብ ኢዚ ዕላሙኡ ክሳብ ዝሃርም ዋላ ኩሊተይ ክሸጠሉ ኢየ። ምኽንያቱ ኢዚ ሓሳብ ይዓቢ ካብ ኩሊት ፡ ብጎዶሎ ኩሊት ክትነብር ትኽእል ኢኻ ብዘይ ኢዚ ሓሳብ ኢዚ ግን ኢታ ሂወት ከማን ብዓባያ ኣይትህሉን።
@wolduwoldu8241
@wolduwoldu8241 3 года назад
Ata ezie tesfazion before 2 years ziebelo hjie koynu
@musaumer2230
@musaumer2230 5 лет назад
ተስፌ ጅግና ቀፅሎ አብጎንካ አለና ክንዕወት ኢና ቀፅሎ።
@kibromkidane3033
@kibromkidane3033 5 лет назад
ኣዝዩ ደስ ዝብል ትምህርቲ
@eskiel1
@eskiel1 5 лет назад
ጅግና ተጋ ተስፋጽዮን ዕድመን ጥዕናን የ ይሃብካ መንእሰይ ትግርኛ ዓይና ቓሕ ኣቢላ መን ኢና እንታይ ኢና ኔርና ናበይ ኢኒ መንገዲ ጸሪካዮ ኣለኻ ደስ ይብልካ ጀግና ከም ኣቦታቱ።
@wedigash
@wedigash 5 лет назад
ሰብ ዲኻ ትግራዋይ?"
@user-pc7yy3sl7p
@user-pc7yy3sl7p 5 лет назад
Eyassu wedi Sodom & Gomorrah
@zaraxionpro
@zaraxionpro 5 лет назад
እንቃዕ ብደሓን መጻኻ ቡሩኽ ሓዊ እንቃዕ ናይና ኾነካ
@bana4me935
@bana4me935 5 лет назад
Wonderful...... thanks
@metkelzion3987
@metkelzion3987 5 лет назад
መተርሓባ መምሀር ተስፋ መምህር ጭብጢ መምህር ሓቂ ሰላምካ ይብዛሕ ።
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
ተስፍ ፅዮን እንኳዕ በስላም መፃኣካ/// ንፍቅሪ ምምርዓው ይሓይሻ ።
@amanuelhaile9898
@amanuelhaile9898 5 лет назад
ሓደ ሚልዮን ዶላር ክህበኪ እንተበልኩኺ ኣይትምርዓውንን ማለት ድዩ?
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
@@amanuelhaile9898 ቅቅቅቅቅቅ
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 5 лет назад
ብትክክል ምቅርቲ
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 5 лет назад
@@amanuelhaile9898 ሚልዮን ዶላር ናብ ዘይኮነ ሓጥያት እዩ ዝወስድ ፍቅሪ እንድሕር ዘብሉ ካብ ሚልዮን ዶላር ማይ ማሪኮም ዝስትዮ ፍቁራት ይበልጹ ክቡር ሃወይ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
@@amanuelhaile9898 1 ሚልዮን ዶላር እንታይ ከግብረለይ ፍቅሪ እንድሓር ዝቡሉ
@user-cv9ex3fn3u
@user-cv9ex3fn3u 5 лет назад
ኣባዳህሪ ናይ ወትሩ መምህረይ
@danielgebreab692
@danielgebreab692 5 лет назад
መርሓባስከ ንበሎ ነዚ ተስፋ ናይ ኣጋኣዝያን ተስፋ ከም ሽሙ
@massawa7099
@massawa7099 5 лет назад
እንቃዕ ደሓን መጻእካ ጥሕሻ!!!!!! ኣታ ኣነስ እንቃዕ ትግራዋይ ኮይነ ተፈጠርኩ 😍👍👍👍
@samishami4963
@samishami4963 5 лет назад
Tedros Haileab beyene Xibah way way kitibili ekhi qomal hasad agame.
@Troad22
@Troad22 5 лет назад
ትግራዋይ ድኣ ብርስሓት ብዉጽኣት ይሞቱ ኣለዉ እዚ ድዩ ዘሐብን መንነት መስሓቃት
@attahouri7852
@attahouri7852 5 лет назад
hadadi hanti yeblkuomen kekkkkkk agazia gel gel lakakkkka masehak seb ketsehb deika telmen allka kikkk moytka eka
@user-jz3yg2ke2u
@user-jz3yg2ke2u 5 лет назад
atta houri Game Over- Isayas-Isu ብሓቂ ቁማር ኣብሊዕና ኢሰያስ። ሕጅውን ዕብዳኑ ስለዘይበለየሉ እቶም ብሕማም ኢሰያስ ዝተለኽፉ ብስም ወያነ ብዙሕ ክብሉ እዮም እዚ ግን ክሳብ ኢሰያስ ተለወጡ ዝብሎም ጥራይ እዩ። ናይ ኢሳያስ ጭንቂ'ኮ ንህዝቢ ኤርትራ ንሕና ከምዝሳዓርና ከመይ ገይርና ነረደኦ ዝብል ጭንቂ ዘለዋ መሲሉ ይስመዐኒ። Game over ድማ ከምታ ዝሓሰባ ክንዳይ ባሃማት ኣዝሊላ'ያ!! እምበር 100% ወያነ'ዩ ተዓዊቱ 1ይ. ኢሳያስ፦ ካብ ባድመ ወጻና ማለይ ጻሓይ ዓሪባ ኢሉ.....ዓመት ከይገበረ ተሓኺኹ ወጺኡ 2ይ. ካብ ባድመ ከይወጹ ዝርርብ ዝባሃል ኣይንገብርን ኢሉ 16 ዓመት ተሓሲሙ.....ባድመ ኣብ ኢድ ወያነ ከላ፡ብዘሕፍር መንገዲ ተመራሪሖም ኣዲስ ኣበባ ከይዶም ተዘራሪቦም። 3ይ. ኢ/ያ ሰራዊታ ከይሳሓበት ኤርትራ ሰራዊታ ስሒባ ወጽያ....ኢ/ያ ግን እስካብ ሕጂ ኣይሳሓበትን፡ እንድያውም ሰራዊታ ከይሳሓበት ንግዲ ዳርጋ ጀሚራ ኢልካ ምዝራብ ይካኣል 4ይ. ባዓል 5 ነጥቢ ዝሓዘ ሰነድ ምስ መንግስቲ ኢ/ያ ተፈራሪሙ። ልዕሊዚ ሽንፈት እንታይ'ሎ.....ወያነ'ውን እኮ መጀመርያ ንዘራረብ ባዓል 5 ነጥቢ ውዕል እውን ክትፍሩሙ ኣለኩም እዩ ዝብል ነይሩ። ሕጅ ዳኣ እንታይ ሓድሽ ነገር'ዩ ትፈጢሩ Game over ዝባሃል ዘሎ.......ግን ጠርጢረ ምኽንያቱ እታ Game over ረብሓ ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ንምእታው ከይኸውን፡ እምበር ስዒርና ምባሉ'ሲ ማራ'ዩ ዝገርመኒ ዘሎ..... ግን ድማ ናይ ትግራይን ኤርትራን ትግርኛ ቁሩብ ስለዝፈላለ እታ ስዒርና ትብል ቃል ኣብ ኤርትራ ተሳዒርና ማለት ከይትኸውን ጥርጣረ ኣለኒ። ብዝኾነ ሰላም የውርድ ፍቕርን ሰላምን ይዕሰል ፍቕርን ሰላም ንኽልቲኡ ህዝብታት።
@wolduwoldu8241
@wolduwoldu8241 3 года назад
@@user-jz3yg2ke2u aye tegaru hjie kea dea men eyu sieru bel eske niegerena iseayas zgedfekum aymesiln eyu
@MBMB-ou9ks
@MBMB-ou9ks 5 лет назад
Hayln tianan yhabka egzabher
@tigriynamusic7700
@tigriynamusic7700 5 лет назад
ኣቱም ሰባት ኑዑባ ገለ በሉለይ ኣጸሊልኒ oh smart man ተስፋጽዮን ከምዛ ናይ ሎሚ ቪዶካ ትክ ኢላ ናብ ሓንጎለይ ዝኣተወት ሓሳብ የላን።ተገሪመልካ እስካ ፖለቲከና ጥራሕ ኣይኮንካን እስካ ኩሉ ኢካ ።ተገሪመልካ በጃካ ከምቲ ኣብ ቪዶካ ዝበልካዮ ናብ ዝተፈላለየ ቦታ እዳከድካ ትምህርቲ ኣብ ንህዝብና። ንስካስ ንበረልና ደኣ።
@brhanehayle1224
@brhanehayle1224 5 лет назад
ኣግኣዝያን ሃገር ኣብትኾነሉ ግዜ ናይ ብሓቂ ሎሚ ዓይነይ በርሀ ተባሂሉ ክድረፈላ እዩ።♥♥♥ ኣግኣዝያን
@theworldbreath620
@theworldbreath620 5 лет назад
Kkkkjjjj agazyan hager kekono kkkkkjjaa tebaraber kab helmeka
@weldegebrealdesta4202
@weldegebrealdesta4202 5 лет назад
ኣይዞካ ናይና::
@ablelteshome7865
@ablelteshome7865 5 лет назад
his message is powerful to this new generation
@michaelgebremeskel6622
@michaelgebremeskel6622 5 лет назад
ኣንታ ጅግና ንበረለይ እስከ ንስኻ'ኸ ተመርዒኻ ዲኻ ተመርዒኻ እንተዀይንካ ግርም ዘይተመርዓኻ እንተዀይንካ ድማ ሓንቲ ኣጋእዚያናዊት ከነማጽኣልካ።
@amanuelhaile9898
@amanuelhaile9898 5 лет назад
እዋእ.... ተማጽእ እንተኾንካስ ንኣይ'ውን ለክመኒ።
@michaelgebremeskel6622
@michaelgebremeskel6622 5 лет назад
@@amanuelhaile9898 ኣጆኻ ጥራሕ ንመርዓ ድሉው ኩን ሓንቲ ጽቡቕ ዝተቖነነት ከምጽኣልካ ኢየ።
@tesfaybahre841
@tesfaybahre841 5 лет назад
merhab tes
@arsemag7528
@arsemag7528 5 лет назад
Good to see you!!!!
@samuelmeasho6024
@samuelmeasho6024 5 лет назад
Abza Artist zbelkayo xbuk aleka kubur memhr tesfaxion
@binigash4963
@binigash4963 5 лет назад
መርሃባ ተስፍየ ወዲ ኣግኣዚ
@nas2023
@nas2023 5 лет назад
በቢ ዓቅሙና ነበርክት ቀጠታዊ ሰለም ዝዓስሎ ነጽነትና ክነረከብ የሕዋት
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 5 лет назад
Good Job agaiazian tv.
@medhaneabidara1669
@medhaneabidara1669 5 лет назад
Dankwel
@user-qn4bw8tu5v
@user-qn4bw8tu5v 5 лет назад
መቅሰነይ!!!!!!!።
@halewbelom8580
@halewbelom8580 5 лет назад
Testiye jigna enka dehan mexaka ntesye zfetu like ygebr
@user-lo5vt5gd4j
@user-lo5vt5gd4j 5 лет назад
Dear I appreciate your frist l with asked question 1) How can start engages military power for may nation
@wedshieb
@wedshieb 5 лет назад
Tigray need you right now .
@arsemag7528
@arsemag7528 5 лет назад
We respect you dear brother
@hadasbahta1103
@hadasbahta1103 5 лет назад
ናብ ደኒማርክ መዓስ ክትመጽእ ኢኻ መምህር ብጣዕሚ ሃንቀውታ ነይሩና ኣብ ሽወደን ክንመጽኣካ ግን ክጥዕመና ኣይከኣለን please ምጽኣና ግዜ ከየንዋሕካ
@user-lu2xq6kn3j
@user-lu2xq6kn3j 5 лет назад
hadas bahta selam hadas email natki abzi xihafley ab Denmark alena rkebna
@hadasbahta1103
@hadasbahta1103 5 лет назад
Hiii Merhawi ybehal abey adi eka zeleka
@loveleake3475
@loveleake3475 5 лет назад
Selam tesfe ajoka mthggaz dea nay tigrina bahlna endiyu aakmna kenewefi eina
@sentiguodea1565
@sentiguodea1565 5 лет назад
Wawwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwawwww geke aybet yekenyelna zhawey
@beaneyreakou1416
@beaneyreakou1416 5 лет назад
Love with with out money is thinking.
@user-ps9ox1ld8q
@user-ps9ox1ld8q 5 лет назад
ኣባ ጠረግ መጺኻ ዶ በሎ እስኸ ነዚ ሓቂ ጠረግረግ ኣብሎ
@alicabbani1708
@alicabbani1708 5 лет назад
Tesfazeion sulul nimetreshta derbay
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 5 лет назад
ንፍቅሪ ምምርዓው ይሓይሽ 100%። ገንዘብ ደኣ..........
@iamproudtobetigrigna7734
@iamproudtobetigrigna7734 5 лет назад
ሓንቲ ምስ ሓደ እዩ ድንቂ፤ ዘለዎ ፅድቂ፤ ዘይኸውን ጠንቂ፤ ንሳ እያ ወርቂ፤ ናይ ብሓቂ!!
@tesfayyohanis2690
@tesfayyohanis2690 5 лет назад
ሾሞንተ መዓልትን ለይትን ንዓሰብ ንምሓዝ ዝተዋጉእና ወያነ ሕጂ ተመሊሶም ንሕና ፍቅርኹም ኣምሓሩ ባሕርኹም እዮም ዝደልዩ እንተበሉና መን ክኣምኖም ይክእል!
@iamproudtobetigrigna7734
@iamproudtobetigrigna7734 5 лет назад
@@tesfayyohanis2690 "ህዝቢ ትግርኛ ግዳይ 9 ብሀራት ምፍጣር ሓድሽ አርትራዊ መንነት" //////// ብሓይሊ ግእዛዊ መንነትና ዓቢጥካ ፡ ብ ወፍሪ ዋርሳይ ይካኣሎ ሓድሽ ማሕበራዊ ምህንድስና ን አርትራዊ መንነት ተባሂሉ ፡ መንነትን መነባብሮን ናይቲ ወደባት ትግርኛ ጨፍሊቕካ፡ ን ቀቢላታት ነጻ ማሕበራዊ ኣገልግሎት እንዳሃብካ፡ ብሓይሊ ጨፍሊቕካ ኣብ ሓደ ቀጸላ ብምምጻእ፡ ሓደ ኩሊት ሓደ ጽፍሪ ዝብሃል ሓድሽ አርትራዊ መንነት ንክስራሕ ፡ ኣብ ርእሲ ትግርኛ ኲናት ተኣዊጁ፡ ትግርኛ ኩሉ ናይ ምስራሕን ምምሃርን ምዝራብን ዕድላቱ ተከልኪሉ ፡ ኣብ ዝረሰነ ሞቅሎ ኮፍ ኣበልዎ መክንያት ምጭፍላቁን ፡ድክነቱን፡ምድንቋሩን ጠቅላላ ጋን ኮይንዎ ዘይተረደኦ፡ ህግደፍ ሓድሽ መንነት ብምስራሕ ን ሃገርና እንዳ እቶ ቦሎ ናይ ዘግነት ሃገር ክገብራ ይጽዕር ምህላው ዘይተረደኦ መንእሰይን ህዝብን ትግርኛ ዝሕዞን ዝጭብጦን ጠፈኦ፡ ዘዝሓተተ ፡ሰሲሒቦም ትሕቲ መረት ኣስፈርዎ፡ ሃገር ዘምጹኡ ኣያታትና ከይተረፈ ዕጨኦም ትሕቲ መረት ኣብ ጸላም ኮነ፡ ድሕሪ እዚ መንእሰይ ካብ ሃገር ምውጻእ ከም ኣማራጺ ወሰዶ፡ ፈንጅን ጠያይትን ጠጢሒሱ ናብ ጎሮባብቲ ሃገራት ብ ፍላይ ናብ ኢትዮጵያ ከም ውሑጅ ወሓዘ፡ ዝተታሕዘ ተረሸነ፡ ታኣስረ፡ ተከላበተ፡ ስድራ (ወለዲ) ከይተረፉ ፡መንእሰይ እንተሰከሐ ተባሂሉ ኣብ ጎዳጉዲ ተኣስሩ፡ ካብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ቀጺሉ ወድ ሰብ ሰጊርዎ ዘይፈልጥ ፡ህሮሩማ ሰሃራን ሲናን ሓደገኛ ማእከላይ ባሕርን ብ ጭካነ፡ ወይ ሞት ወይ ምንባር ብዝብል ጭርሖ ተተሓሓዞ፡ ኣእላፍ ኣብቲ ኣጻምእ ብጽምኢ ማይ ሞቱ፡ መረት ሰሃራ ወሓጦም፡ ሓውል እንዳተባህሉ ብዝመኸኸ ጀሪካን ቆርቦቶም ተመልጠ ኮላሊቶም ተጠቢሑ ን ሃብታማት ተዓደለ፡ ወለዲ ኣሻሓት ዶላራት ከፊሎም ደቆም ከድሕኑ ፎቆዶ ታቦት ምልማን ተተሓሓዝዎ፡ ኣዋልድና መላገጺ ራሻይዳ ኮና፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ፡ በብ 500 በብ 800 በብ 300 ንዓመት ክልተ ሰለስተ ግዝየ እንዳ ጠሓላ ድራር ዓሳ ኮነ፡ ሃገር ዘምጹኡን ዝተከላከሉን ሓርበኛታት መናእሰይ ኣብ ስሃራን ኣብ ባሕርን ረገፉ፡ ሃገር ዝመርሑ ህዝቢ ጨቐቕ ኢሉ ዘምሃሮም ኣብ ስሃራን ባሕርን ረገፉ ህጻናት ምስ ኣደታቶም ረገፉ /// እስራአላውያን ኣብ ሲና ካብ ግብጺ ምስ ወጹ ብዙሕ መከራ ረኪቦም እዮም፡ ንሶም ግን ንዓዶም ንክኣትዉ እዮም ንሕና ካኣ ካብ ዓድና ንክንጠፍእ፡ እስራአላውያን ፍቃድ እግዛኣብሀር ዘይምስመዖም እዩ, ንሕና ግን ፍቃድ ህግደፍ 9 ብሀራት ዘይምስማዕና እዩ፡ //// ብከምዚ ዘስደምምን ዘሰንብድን ኣገባብ ፡ ብ ኣማኢት ኣሻሓት ዝቁጸር መንእሰይ ትግርኛ ን ስደት ውሓዘ ምዓት ትሕቲ ዕድመ ኣሕዋትና ኣብ ፎቆዶ ካንፕታት ትግራይን ሱዳንን አውሮጳን እስራአልን ተዳጎኑ፡ ክብርታትናን ባህልናን ሃይማኖትናን ተበሊሉ ጠፈአ ፡ መጻኢ ወለዶ ትግርኛ ሃጓፍ ፈጠረ፡ እዚ ኩሉ ክከውን ግን ህግደፍ ደቆም ሓቊፎም ፡ ረሳታትና እኳ ን ዓዲ ከይኣቱ ከልከሉ፡ መንግስትና ፈንፊንና ረሳ ሃገር ዘድሓኑ ሓርበኛታት መናእሰይ ትግርኛ ኣብ ዓዲ ጥልያን ተዓሸገ፡ ሃገርና ሕጊ ኣልቦ ኮይና ዘርከበ ሓላፊ ከከም ቅልጽሙ ክነብርን ክዕምጽን ጀመረ፡ ስደት ዘይወጸ ብ ኣገልግሎት ፎቆዶ በረኻ ማሲኑ ደቁን ሓዳሩን ካኣሊ ኣብ ዘይክእለሉ ወደቀ፡ ዓለም ናህና ሞትን ስደትን ምንጋር ሰልችይዋ እንዳራኣየትና ኣጽቀጠት፡ ገለና ናይ ሓዘን ዳስ ተኸልና፡ ገለና ካኣ ናይ ሓጎስ ዳስ ተከልና፡ እዚ ኩሉ ዘሰንብድ ፡ብ ኣሃዝን ብ መስፈርን ዘይዕቀን ውርደት ኣብ ልዕሊ ትግርኛን መንነቱን ዝወረደ፡ ምእንቲ ምፍጣር ሓድሽ አርትራዊ ናይ 9 ብሀራት ን ምምዕባል ቀቢላታት ተባሂሉ እዩ፡ ራሻይዳ መታን ማዕረ ትግርኛ ክመጽእስ፡ ትግርኛ ኣብ ባሕሪ ንዓሳ ተፈሪዱ ፡ ድሕሪ ነዊሕ ስቃይ እቲ ጸገም ተለልዩስ እቲ መፍትሒ ተረኪቡ፡ መንነታዊ ሕቶ ኣግኣዝያዊ ውድብ !!!! እንቢ ንምፍጣር ሓድሽ አርትራዊ መንነት ! ዘበት ንሕና ሕቡናት ኣግኣዝያን ኢና ! ክብል ጀሚሩ ፡ ህግደፍ ሰንቢዱ ፡9 ብሀራት ከም ዱንኩል ተሓምሸሸ፡ ስቃይን ጥፍኣትን ትግርኛ ግን ገና ኣየቋረጸን፡ ኣብ ጉዕዞ ኢና ዘለና፡ ከምቲ እግዛኣብሀር ን ራሀል ምእንቲ ደቃ ምስ ለመነት ዝሰመዓ፡ ንዓና ውን ስቃይ ህዝብና ኣብ ኣእዛን እግዛኣብሀር በጺሑ ክረድኣና ጀሚሩ እዩ፡ ኣግኣዝያን መድሃኒት ናይ ስቃይና እዩ፡ እቶም ግዳይ 9 ብሀራት ዝኮኑ ገና ውን ግዳይ ዝኮኑ ዘለዉ ትግርኛ ኣሕዋትና ካኣ ወትሩ ኣብ ዝክርና እዮም ፡ ዓወት ን ኣግኣዝያን።
@tesfayyohanis2690
@tesfayyohanis2690 5 лет назад
እንተ እታ ናይ ኢትዮጵያ ዓቅሚ ሰብንሃብትን ናይ ወጻኢ ሓገዝ ተጠቂማ ንኤርትራ ከተንበርክኽ ዝፈተነት ወያነ፡ ተንኮላ ጠቅሊላ ከምቲ ወዲ ኤፍሬም ቅድሚ ቁሩብ ዓመታት ዝበላ፡ “ወያነ ከም ፕላስቲክ ካላማዳርያ ሕጂ ኣብዘይዓቅማ ናብ ምሉእ ኢትዮጵያ ትምጠጥ እያ ዘላ፡ ከምታ ፕላስቲክ ግና ተመጢጣ ተመጢጣ ናብ ቦትኣ ትምለስ፡ወያነ ከኣ ናብ ትግራይ ምምላሳ ዘይተርፍ እዩ”
@dejenaraya12
@dejenaraya12 5 лет назад
King!!!!
@adeyalemey6557
@adeyalemey6557 5 лет назад
Tesfish the great. Politician,musician,philosopher,economist,preacher,leader etc.....
@zerationkflay1816
@zerationkflay1816 5 лет назад
Our hero
@user-vj1rr5sj9q
@user-vj1rr5sj9q 5 лет назад
እዋይ ተቀዲመ ሎምስ እምሀር መን ከም ተስፋ ጎይቶት ቀዳማይ ተመሃራይ
@user-br7vl7xl1v
@user-br7vl7xl1v 5 лет назад
tesfation please accept that we are very diverse we just need to agree in living in peace .
@jordanpeterson9490
@jordanpeterson9490 5 лет назад
Explain more!!
@semeremebrahtom4869
@semeremebrahtom4869 5 лет назад
wow great
@robelrobel5823
@robelrobel5823 5 лет назад
Wellcome
@mengsteabredae5794
@mengsteabredae5794 5 лет назад
memhr ቁጠባን መንነትን
@ntm917
@ntm917 5 лет назад
Hye teacher. Viva agazian
@merhawitewelde7795
@merhawitewelde7795 5 лет назад
Hamasienay kehadi
@berhanemehari1763
@berhanemehari1763 5 лет назад
ብትግርኛ እንዳጠፋእናስ ሃገረ መንግስቲ ትግርኛ ክትህልው ኣለዋ ድማ ትብል ጠበቅ ዋሒድ።
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 5 лет назад
Berhane Mehari ጥልያን ሞ ኣይደልየናን ዩ
@meharimezgebo9091
@meharimezgebo9091 5 лет назад
Merhaba merhaba merhaba mhr tesfye enqa dehan mexaka
@firstazzo9669
@firstazzo9669 5 лет назад
We need discussions with Amhara activities
@mydreamistoflyfly9942
@mydreamistoflyfly9942 5 лет назад
Welcome our hero
@saktmakt1900
@saktmakt1900 5 лет назад
AYTHasu generalat ysgogu aykonun zelewu trota iyom zwexu zelewu.
@samimoha2027
@samimoha2027 5 лет назад
Hero
@yosiefmh8891
@yosiefmh8891 5 лет назад
Tesfie brhan gexu
@eri-binit6226
@eri-binit6226 5 лет назад
ከይሰማዕክዋ አየ ዝጽሕፍ ዘለኹ ምክንያቱ ኩሉ መደባትካ ስለ ዘድምቆ ሕጂ ግን አዛ ጌርካያ ዘለኻ ኣርአስቲ ኣፍሪሓትኒ ተስፌ ኣቦ ተስፋ
@amanuelberhane2580
@amanuelberhane2580 5 лет назад
I agree with you on this one for I do not think today's musicians can be called musicians comparing to the old time musicians. it a far cry really for today's musicians need to learn a lot from the creativity of the old ones. today they have no in net desire to sing juts quick buck...it is sad really..
@merhawitewelde7795
@merhawitewelde7795 5 лет назад
Hamasienay aytimenu kikihd iu ziwefr kihsu
@user-cz3nh3dg9x
@user-cz3nh3dg9x 5 лет назад
Welcome
@hiyabzekarias9043
@hiyabzekarias9043 5 лет назад
መርሓባ መርሓባ ብርሃን ገጹ ተስፍፅዮን ሓበን መንነተይ ሓበን ቛንቛ ዩ
@tefetromaletnatsenet2943
@tefetromaletnatsenet2943 5 лет назад
Welcome fenatara
@dejengebreslasie9172
@dejengebreslasie9172 5 лет назад
Wawww
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 5 лет назад
First 😍😍👍👍
@kokobtsbah1724
@kokobtsbah1724 5 лет назад
ተስፈ ኣብ መበል 1፣32፥30 ደቂቅ ዝተዛረብካያ፡ጎይታና ኢየሱስ ከርስቶስ ን ጳውሎስ ዝመሃሮ ካብ ምቅባልስ ምሃብ ይባረክ ዝበሎ ነዚ እዩ ። Acts 20 (KJV) - ግብሪ ሃዋ 35: I have shewed you all things, how that so labouring ye ought to support the weak, and to remember the words of the Lord Jesus, how he said, It is more blessed to give than to receive. ግብሪ ሃዋ 20 (Acts) 35፤ ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ካብ ምቕባልሲ ምሃብ ኣዝዩ ይባርኽ፡ ዝበሎ ቓል እናዘከርካ፡ ከምዚ ጌርካ፡ ምዕያይን ንድኹማት ምእላይን ከም ዚግባእ፡ ክርስትና ትከውንስ ንክትረክብ እዩ ኢልካና መምህርና አብ መበል 1፥32፣30 ግን ካብ ምቅነምበል ዝህብ ኣዝዮ፡ይባረክ ዝብል ኣሎ
@ksabzsemreley3830
@ksabzsemreley3830 5 лет назад
ዋ 11 ደቂቅ ጌራስ 20 ሰብ comment ቀዲምኩምኒ ሃሃሃ wellcome tesfye ጅግና we are proud of you
@sasorry8702
@sasorry8702 5 лет назад
Abzi aleka timihrti ba yeqnilna nieli yelen mo m. Tesf bitemiye zemesgneka eti kulu timhrti tihbo zeleka
@user-fe8qq8te1u
@user-fe8qq8te1u 5 лет назад
ኣያ ባዓል ንጹር መትከል ከም ዘራያእቆብ ፍላስፋ ናይ ትግርኛ ሃንዳስን ቀያስን ከም እያሱ ብትብዓት ትዋጋእ ከም ሙሴ በጃ ህዝቢ ተሓልፍ ከም ጌዴዎን ስፍራ ጽላእቲ ተፍርስ ከም ዳዊት ብዘይ ኪናት ትስዕር ።ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ፡ሶ ኣነ 2 ዓመት ተማህር ብዝሕ ነገር ድማ ፈሊጠ ።ሕጂ ግን ኣባል ኣግኣዝያን ክከዉን እየ በየናይ መንገዲ እየ ክከዉን ዝክእል።
@eritreanredsea9488
@eritreanredsea9488 5 лет назад
Wihdwo keman rugumat agame
@awalomabraham421
@awalomabraham421 5 лет назад
መርሓባ ኣቦ ሓቂ እዚ ህዝቢ እሞ ምዓስ ይዓውት ኮይኑ ኣብ 17 ደቂቅ ሲ ክንድዚ ሰብ ይቅድመካ ጉዳም ዩ
@samuelyemane5294
@samuelyemane5294 5 лет назад
Emo Entay yemleketeka niska?
@graziedio2309
@graziedio2309 5 лет назад
Asey asey ata hallow Nay lomi medeb ane kefiteya aleku Like habuni. Mr Tes enqua dahan mexaka aboye
@hani3933
@hani3933 5 лет назад
Agazian state very very soon !!!
@abrahamafwerke4653
@abrahamafwerke4653 5 лет назад
Never, ever because you do not have a winning idea. It is idea that wins in 21st century not ethnicity.
@mediterenontspannen319
@mediterenontspannen319 5 лет назад
Www aniqeka bayta etelo hiwetna n kkeflela meretey doluw eye
@user-li9fu7gv5p
@user-li9fu7gv5p 5 лет назад
እንቃዕ ድሃን መጻእካ ሎምስ ተዓዊትናልካ ምስቶም ቀዳሞት ዓሰርተ ኮመንት ጽሒፈ ሰሰናዩ
@tesfayyohanis2690
@tesfayyohanis2690 5 лет назад
ሾሞንተ መዓልትን ለይትን ንዓሰብ ንምሓዝ ዝተዋጉእና ወያነ ሕጂ ተመሊሶም ንሕና ፍቅርኹም ኣምሓሩ ባሕርኹም እዮም ዝደልዩ እንተበሉና መን ክኣምኖም ይክእል!
@awethaile6517
@awethaile6517 5 лет назад
Merhaba wurzay kemabetatu kula seb ayni kefitklna
@kibromyowhanis4353
@kibromyowhanis4353 5 лет назад
Hto knhatt yfked duyu aby seb. Xahafley zfked etekoynu.
@Skysportone1
@Skysportone1 5 лет назад
Mengsti enqea beslam metsaka
@senafehakirurabsolutelyrig4269
Enka bidehan metseka
@merhawitewelde7795
@merhawitewelde7795 5 лет назад
Bisenki hasada Nay hamasien sidrana tebetatinu bi lokmetzmetz andidoma Hager hasewti
@tesfasnqey475
@tesfasnqey475 5 лет назад
niska kabey eka do walas jeberti eka
@nayibfamily7815
@nayibfamily7815 5 лет назад
Nibalika hadar zeybilka nimen kitmekir
@sebkulukubur918
@sebkulukubur918 5 лет назад
Kdum nska temra tesfation
@saktmakt1900
@saktmakt1900 5 лет назад
KEM ZIKHESERA CHBTI AQRB HASAWI
@bornagain1770
@bornagain1770 5 лет назад
ን ምጥሪ ይው ዝሃሸ።
@hailabgebrkstos4416
@hailabgebrkstos4416 5 лет назад
ንኩሉ ትምክት እየብልሕ እየ ትብዓት አየቆራጽነት ምስታ መራር ሓሞት
@radianeriani5815
@radianeriani5815 5 лет назад
The real fighter of future. I always appreciate your point keep inspiring.
@abbysanimation4113
@abbysanimation4113 5 лет назад
Schmucks
@hassenidriss1265
@hassenidriss1265 5 лет назад
Hadadi wedi shermuta kedka adhenom gurnya hebat
@eskiel1
@eskiel1 5 лет назад
Hassen Idriss : ሰበኽ ሳግም ቀቢላ ሙኻንካ ጽሕፈትካ ይዛረብ ምኽንያቱ ብሓሳብ ዘይትማጎት ካብ ብጸርፊ ናይ ተሳዓሪ ስራሕ
@hantimalti9540
@hantimalti9540 5 лет назад
Nay bhaki tesfie mhrer lomis kumnger tezaribka
@e.gebregziabherzerazion4442
@e.gebregziabherzerazion4442 5 лет назад
icon ትግርኛዊ መንነት
@abrahamafwerke4653
@abrahamafwerke4653 5 лет назад
Seraki heji Genzeb tehatet aleka, nezeyu eze kulu
@tesfamicaelyohannes
@tesfamicaelyohannes 5 лет назад
ሓዳር ማለት ብሓደ ምንባር ማለት ኢዩ ብሓደምንባር ሓደምንባር ሓደንባር ሓደባር ሓዳር
@volcanosbs9599
@volcanosbs9599 5 лет назад
Hasawi tegaru intay eaqmi alowom dob nikeaxwu. Kurkor agaz..
@henokandebrhan7731
@henokandebrhan7731 5 лет назад
Welcome Willkommen😍🔥💪
@abbysanimation4113
@abbysanimation4113 5 лет назад
Schmucks
@b.kk.g3643
@b.kk.g3643 5 лет назад
I do like the idea of marriage and advice. But I would say it is not your titile. Why don't find same one to do instead of you? you are good on politics and other..Thanks
@newstrue4827
@newstrue4827 5 лет назад
Beb adi nnebro ente tgebrulna aymhashen coz charge $1 for vat ybil alo so kab bzuhat kab nvat neti wdib tetkewin etia 1dollar si xbuk neyru kab adi English eye ane so ab england account ygeberelna
@Ez-me3og
@Ez-me3og 5 лет назад
Kemaka Kufue ekua ayre'akun...
@eskiel1
@eskiel1 5 лет назад
EZEDIN MUSTEFA ፡ ሓቒ መራር እያ።
@er3137
@er3137 5 лет назад
ኣግኣዝያን እንታይ ማለት እዩ
@saktmakt1900
@saktmakt1900 5 лет назад
ISKHA KHE ETHICS ALEKA DYU ABET MWURUZAI.SIDI IBAY UWUR TBL
@saeedhamedoy3350
@saeedhamedoy3350 5 лет назад
ስነፍ የሆነን ሰው ለማስደስት ቀላል ነው።እሱን ከፍ ሌላውን ዝቅ ስታደርግለት ይወድሃል ምክንያቱም ተስፍ የሌለው ደካማ እራሱን መቀየር የማይችል ስው ስለ ስው እያወራ ጊዜውን ያጠፍል ምክንያቱም ግልፃ ነው። እራስን መለውጥ ስለማይችል ።ስለዝህ ያለው አማራጭ አምሃራይ፤እስላማይ፤ኢሳያስ፤ኦሮሞ፤ኢትዩዺያ፤ኤርትራ፤ሱዳን ጂቡቲ ሶማሊያ ወዘተ.. .እያልክ መቀባጠር ይሆናል።
@yonioqbay2316
@yonioqbay2316 5 лет назад
Korida tesfe
Далее
Как выходим с тройняшками 🙃
00:17
1❤️
00:17
Просмотров 10 млн
ኣርእስታት እዚ ሰሙን
1:07:53
Просмотров 593
Как выходим с тройняшками 🙃
00:17