Тёмный
No video :(

Tesfazion. ዓዲ ቀይሕን ከባቢኡን እንታይ ዘተኣማምን ፋሉይ ሑሉፋን መጻኢን አለዋ ዲዬ? 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 67 тыс.
50% 1

Tesfazion. Is Adi Keyh Has Different And Special Past And Future?

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 860   
@bisratgirmazion3680
@bisratgirmazion3680 5 лет назад
ተስፋጽዮን ጅግና እዞም ንህዝቢ ትግርኛ ክኸፋፍሉ ዝፍትኑ ሰባት ፡እቲ ቀንዲ ተጎዳኢ እቲ ሰዓቢኦም እዩ። ኣነ ንባዕለይ ጓል ዓዲ ትኹል ዞባ ደቡብ እየ ። ብዞባ ይኹኑ ብኣዉራጃ ዝበሃል ምምሕዳር ምስ ሓደ ኣካለይ ዝኾነ ህዝበይ ክፈልየኒ ዝፍትን ካብዚ ዝዓቢ ጸላኢ የብለይን።እቲ ዝኸፍኣ ጸላኢ ሓላይኻ ተመሲሉ ዝኸፋፍለካ እዩ። / እናተቃለስና ሃገር ከነዓሪ እናረበሹና በዓል እከይ ግብሪ/ ።
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 5 лет назад
Bisrat Girmazion ati gahba Neti kendi zifelali zelo jigna enda belkus gual tukul wye kea tibli. B gobo tetekeli gahba
@bisratgirmazion3680
@bisratgirmazion3680 5 лет назад
@@user-wh2up2mj9h ተስፋጽዮን ድኣ ጅግና ፡ሓያልን ጽቡቅ ሓሳብን ኣምጺኡ ደኺመ ከይበለ ይሰርሓሉ ኣሎ። ብዙሓት ሽኮሪታት መንእሰያት ድማ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ኣኪቡ መማሃራን ፖለቲከኛታት ጌርዎም።ከም በዓል ንስኻ ግም ክብረት ጓል ዘይብልኩም ፡ብቂምን ጽልእን እዛ ሃገርን ህዝብን ስለ ዘለኩም ነዚ ሓደ ህዝቢ ትግርኛ ክትጎጃጅሉ ከይደቀስኩም ትሓድሩ።
@saidali9468
@saidali9468 5 лет назад
@@bisratgirmazion3680 Dihilti kidi temerawiyo nezi funfun fitret
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Said Ali ቀቢላ ጦብላቕ እንታይ ይምልከተካ።
@saidali9468
@saidali9468 5 лет назад
@@haile.a3165 Qebila forto yidiyib qebila gedena harnet yidir kemakh ab face book ayfikirin
@brhanegerman2080
@brhanegerman2080 5 лет назад
ተስፋጺዮን መዳርግቲ ዘይርኮቦ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ጅግና ከም አቦታቱ።
@user-vz1le1hp1t
@user-vz1le1hp1t 5 лет назад
@Yordanos Tafla Yo r u okay ? Don't be fool That solution is only education That pawor is under tigrigna not Eritreans
@brhanegerman2080
@brhanegerman2080 5 лет назад
እንታይ ትብሊ ከምዘልኺ አይተረደአንን ብቃንቃኽን ብፊደላትክን ብመንነትክን ዘይትኮርዒ አምሰሉ።
@user-qn9mp8ro3j
@user-qn9mp8ro3j 5 лет назад
*ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስለዛ ሃገርና ዝተጋደሉን ዝተሰዉኡን ጀጋኑና ❤ ተስፋና ምሉእ እዩ*
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 лет назад
ጓል ዓንሰባ ቆሓይን ስመጃና Donkoro
@sofimed7056
@sofimed7056 5 лет назад
@@pdcbigpdc7041 Ata nay men sidi eka zelalemawi zkri nswatna tebel ttsaref wedza konani
@emanialer3036
@emanialer3036 5 лет назад
@@@pdcbigpdc7041 ata wedi dikala bzaba nay tigray zimoto wethaderati weyane giberi denkoro komali lemani agame nisikani eti abi melesi 👎👎🌋🇪🇹🌋👎👎.
@emanialer3036
@emanialer3036 5 лет назад
🌟🌻🇪🇷🌻🌟 kibrin megosini neto brhani zihabuna jeganu✊🌟 siwatna 🌟nizelalemi kinebru eyomi abi libina ❤ ✊.
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 лет назад
Sofia Mekonnen Sofia all were shifta
@dawitteame865
@dawitteame865 5 лет назад
viva agazian ኣዝዩ ዝከፈአ ነገር እንተልዩ ብዙሕ ሰብ ብዘይ ዝኾነ ጭብጢ ክኣምን ምጅማሩ ኢዩ። ካብኡ ዝገደደ ከኣ ገለ ሰባት ብዛዕባ ጭብጢ እንዶ ስለ ዘይብሎም 'ሓቂ' ናይ ገለ ሰባት ርእይቶ ጌሮም ይወስድዋ። T.S
@-877
@-877 5 лет назад
መርሓባ ኣያኒ እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ሰላሊዓ ጎይታ ጽዮን ኣምላኽ እስራኤል ጽላሉ የምብረልካ ።
@user-dl5wz2jz9p
@user-dl5wz2jz9p 5 лет назад
ኩሉ ጊዜ ሓድሽ በቃ! መመሊሱ ተስፋኻ እንዳ ተሓደሰ ይኸይድ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣያና መምህር ተስፋጼን።
@sofimed7056
@sofimed7056 5 лет назад
Ata kemzkemay do tsba Astika
@user-dl5wz2jz9p
@user-dl5wz2jz9p 5 лет назад
ጸባ ጥራይ! ምስ ልግዕኡ ምስ ላህመቱ እምበር ስፍያ ሓፍተይ።
@dawitteame865
@dawitteame865 5 лет назад
አብ ባህርዳር ዘሎ አምሓራይ ባህሪ የኛ ክብል ጎሮሩኡ ነቂዑ ብሽም ዓዲ ቀይሕ ዝሽቁጡ ቀቢላዊ አታሓሳስባ ዘለዉም ትግርኛ ካአ ትርጉም ባሕርን ጥቅሙን ስለዘይፈልጡ በለስን ገልድን ክበልዑ ባሕሮምን ዓሳኦምን ይፍንፉኑ ግርቢጥ ዩ #Eritrea: ባጽዕ #Dahlak #Islands
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Dawit Teame ሶሪ ብራዘር ካብቶም ዝፍኩሩ መሲልካኒ ብጌጋ እየ ጽሒፈልካ።
@prolifichussle8592
@prolifichussle8592 5 лет назад
R. I. P ደቂ ዓዲ ቀይሕ ናይ ብሓቂ ኣውራጃ ሕማቕ እዮ ልዕሊ እዚ ሕፍረት ዘሎ ኣይመስለንን በጃኹም ልቢ ግበሩ ይብለኩም እንተ ተስፍጸን ትባሃል ሰብ ን ሓቒ ሓዋ እኻ 💪💪💪🙏🙏🙏👍👍👍!!! ኣነ ግን ኣግዛይን ኣይኮንኩን !!!!
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 лет назад
abrish king Wedi weyal
@hinoinerop6570
@hinoinerop6570 5 лет назад
abrish king Hasib nakum ka Srahna Tray n kexl adi Keyh.
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Hino Nerop ኣምቸ ወዲ ዓዲ ቀይሕ ኣይኮንካን።
@efremsunmoonstar8146
@efremsunmoonstar8146 5 лет назад
*ane wn Agazian aykonkun tesfasion zbelo kulu semieyo darga gaga ayrekebkulun abti agelalxa ny awraja*
@yenaszekariaskosaterewedis5310
Rip hamasen kitdfenu keribkum ekum
@dawitteame865
@dawitteame865 5 лет назад
ዓድ ቀይሕ ፡ ሰንዓፈ ፡ ጾሮና ፡ሰገነይቲ ፡ኻዕቲት ፡ ዓረዛ ፡መንደፈራ ፡ አስመራ ፡ጊንዳዕ ፡ ብሓፈሻ ከበሳ እኩል ማይን አግራብን ናይ ሕርሻ ቦታን ዘይብሉ ንመናባብሮ አሸጋሪ ሜሬት ዩ ። አብዘን ከባቢታት ንነብር ህዝቢ ሑሱም መነባብሮን አሰቃቂ ሂወትን ዘይምዕሩይ መግብን ከብድና ከይመላእና ኢና ንዓቢ ስድራ ቤትና ውን ከብዶም ከይበልዑ ባሕርን ጻሕርን ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ እንዳበሉ ዩም ዘዕቡዩና ኒሮም ። ስደት ንባሕሪ ምስ ደቆም ንትግራይ ንዓደምሓራ ንከይድ ኔርና ይብሉ አብቲ ሑሱም ግዜ ዝገርም ዩ ። ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ክከዱ ምስደቆም ብዘይፈልጥዎ ዓሶን ሕማምን ውን ደቆም አብ ኢዶም ይመትዎምን ሸብ መንገዲ አብ ዝተሰደዱሉ ዓዲ ደቆም ይቀብሩ ኒሮም ። እዚ ኩነታት እዚ በቲ ምርግዛእቲ መጽዮም ይጭቁንዎም በቲ እቲ ሜሬት ውን ይዘርዮም ኒሩ ሓሪሶም ሪሂጾም እኩል ማይን እቲ ሜሬት ውን ከውሒ ባዕከልን ሑጻን ስለዝኮነ እቲ ዝዘርእዎ አዝርእቲ ብላሽ ቀለብ 6 ወርሒ ዘይእርክል ዩ ናይ ዓመት ሙሉእ ዝራሃጽሉ ዝመጽእ ። ነቲ ጉልቦቶም ዝትክእ ከማን አይረክቡን አብዚ ከባቢታት እዚ ናይ ሕርሻ ቦታ ወይ ማይ ዘለዎ ከባቢታት ተፍርየሉን ትሓፍሰሉን ሜሬት አይኮነን እቲ ሱቡሕ ሜሬት ባርካን ገማግም ቀይሕ ባሕርን ዩ ካልእ ቀለብ 6 ወርሒ ዘይትእክበሉ ሜሬት ዩ ሰነ ዘየውጽአካ ምስ እንሣኻን ምስ ደቅኻን አብ ጢሜት ኢካ ትሽከል ። እኩል ቀረብ ናይ መግብን ማይን ዘይብሉ ሜሬት ዩ ። እቲ ሜሬት ብፍላይ ምስዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ብአጻምእን ብደርቅን ነቂጹ ዩ ። አይ ገረብ አይ ናይ ማይ ምድረበዳ ተቀይሩ ዩ እቲ ውሑድ ዝነበረ አግራብ ውን ጸኒቱ ዩ ብሰንኪ ሕሱም ግዜን ምንህግደፍን ጽዓት ናይ አግራብን ናይ ሰብን ጉልቦትን ሓይልን ህዝብና ተዳኪሙ ዩ ። እዚ አቲናዮ ዘለና ዘመን ካአ ዘመን ርእስን ዘመን ዲፕሎማስን ዩ ቴክኖሎጂ ምዕባለን ጥርዝን በጺሑ ዘሎ ዘመን ኢና ዘለና ። ሕጂ ካብዚ ንብሎ ዘለና ምዕባለን ሳይነሳውን ቡሉጹን አካይዳ ዓለም ክንቓደስ ክንግደድ ኢና ክንነብር ትውደሊና ስለዚ እቲ ጥቅምና ንፍለጦ ካብ ቀቢላዊን ቆልዓዊን አታሓዳስባ ወጺኩም ሕሰቡ ኣግዝያን ነዚ ብቁልጡፍ ዩ ክገብሮ ። ስለዚ እቲ ብቁጠባን ብምዕባለን እኩል መነባብሮ ክንረክብ አብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኢና ክንወርድ ዘለና ስለዚ ክትዋዳደር ክትነብር ክትሕይል ቁጠባ ክትፈጥር አለኻ ንሱ ካአ አብ ጎቦ ተሰቂልካ አይኮነን አብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሰፊርካ ኢንዳስትሪን ቴኽኖሎጅን ካብ ሙዑቡላት ሃገርት አምጺኻ ክዋናጨፍ ዕዳጋታትካ አብ ምዕራባውያን ሃገራትን ሃገራት ዓረብን ሸጢካን ዩ ስለዚ ኩሉ ክነቅሕ ዩ ዘለዎ ቪቫ ኣግዝያን
@isra-tu5100
@isra-tu5100 5 лет назад
Hasawi terogabi wahid. You must be from agame land.
@mulugetatumuzghi5290
@mulugetatumuzghi5290 5 лет назад
ናትና ሃገራዊ ረብሓ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እምበር ኣብ ጎቦታት ከበሳ ከም ኣህባይ ኣይኮነን ብፍላይ እዞ ደቂ ከበሳ ናይ ዘን ብልሙድ ኣጸዋውዓ ሓማሴን ሰራየ ኣከለጉዛይ ዝበሃላ ካብ ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ተልኣቪቭን ኢየሩሳሌምን ዘሎ ዓቢ ናይ ቁጠባን ቀረብን ፍልልይ ከምዘሎ ምግንዛብ የድሊ ።ካብ ባሕሪ ብዝረሓቀ ቁጽሪ እንዳ ዓሸካን እንዳደኸካን ኢካ ትነብር።
@user-ue7on1xt6p
@user-ue7on1xt6p 5 лет назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ!!! መንእሰያት ብማሕበር ፥ ብዐዲ ወይ በውራጃ ዘይኮነስ ፡ ብስትራትጂ ወይ ብደረጃ ሀገር ከምዝሓስብ ጌርካዮ።
@deanbentlee298
@deanbentlee298 3 года назад
you all probably dont give a shit but does anybody know of a trick to log back into an Instagram account?? I was stupid forgot the password. I appreciate any assistance you can give me
@marshallbrixton8683
@marshallbrixton8683 3 года назад
@Dean Bentlee instablaster ;)
@deanbentlee298
@deanbentlee298 3 года назад
@Marshall Brixton Thanks for your reply. I got to the site through google and Im trying it out atm. Looks like it's gonna take a while so I will reply here later when my account password hopefully is recovered.
@deanbentlee298
@deanbentlee298 3 года назад
@Marshall Brixton it did the trick and I now got access to my account again. I am so happy! Thank you so much you saved my account :D
@marshallbrixton8683
@marshallbrixton8683 3 года назад
@Dean Bentlee Glad I could help :)
@wagwagta9502
@wagwagta9502 5 лет назад
ተስፍጽዮን ጅግና ተጋዳላይ ብዓል፡መትከል ኣቦ ትግርኛ ንኺድ ጥራይ እዞም ዓቕሚ፡ምስ ሰኣኑ ደቒ ዓዲ ቐይሕ ደቒ ኣከለጉዛይ ዝብሉ ወጃባት ዕድመ የብሎምን ።
@user-cg1kg2pj7f
@user-cg1kg2pj7f 5 лет назад
ደቅስ ኣብ ዘለካዮ ላህማም
@yordagebretensae1019
@yordagebretensae1019 5 лет назад
አንበሳ ንሓድነት ትግራውይነት ትገብሮ ፃዕሪ አምላክ አቦታትና ታቦት ዓድና ይሓግዝካ ሰላም ንዓካ እናተመነኩ በጃካ ንመንእሰያት ዝድህስስ ቪድዯ ስራሕ መንእሰይ ይጠፍአና አሎ ፈቆዶ ድራግ ፈቋዶ ካዚኖ ቁማር ፈቆዶ ልቅ ናይ ፊልም ስራሕታት እሞ ምክሪ ሃብ ዓወትን ሰላም ንዓካ ታቦተ ፅዯን ትሓልውካ
@ermiastekilabtekilab818
@ermiastekilabtekilab818 4 года назад
Sekt ezi nay tesfayinon yxelo aykonkun gn habibi kemta bhade koynom aslamayn krstanin zemxiewa natsnet hji win aslamay msana eu aslamay zeybla Eritrea trgum yeblan belay ab kuniyat dahar kea haymanot enber kalie zefelali yeblnan habibi ok
@ermiastekilabtekilab818
@ermiastekilabtekilab818 4 года назад
Suk elkum abzi ayteigergru bflay tegaru zhalefe halifu elna shelel entebelnakum abzi masedia tegaru eritreawie mesilkum bzuh teshkalulu alekum netom zfeltekum emo baeley endiya kiatwekum snesrat gberu texemimnakum ena zelena ksab hji
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 5 лет назад
ምሁር ዝበሃል 16 ባጀላ ኣብ ገዝኡ ዘለዎ ኣይኮነን ከም በዓል ተስፋጽዮን መርከብ ዘይትጸሮ ሓሳብ ከመንጩ ዝክአል ዩ ምሁር ዝባሃል
@hagerey672
@hagerey672 5 лет назад
merkeb mulue mlflaf zeykones yserh do bgbri u agedasi!
@user-zr7vm7yv7o
@user-zr7vm7yv7o 5 лет назад
Kkkkkk
@tsgjohny4691
@tsgjohny4691 5 лет назад
@@yonisabrha8887 kla ""Awropa"" ika zeleka yimesleni
@etebarkweldu849
@etebarkweldu849 5 лет назад
@@tsgjohny4691 ata Europa xbuk geyrkum xhafuo wai
@isra-tu5100
@isra-tu5100 5 лет назад
Angosom Tesfalem This shows your stupidity is limitless.
@naziefrem1936
@naziefrem1936 5 лет назад
እዚ ፍላሻ ጠበቕ ሎሚ ኣግሂዱዎ ስድርኡ ኣይሁድ ፍላሻ ናይ ጎንደር ምዃኖም።ክሕሱ ከኣ ምዓት ኢዩ 1990 ተጋዲሉስ ናይ ሱሳታት ሰብዓታት ከምዝነበረ ኮይኑ የውሪ።በቲ ሓደ ሓሲዩ ዝሃነጾ ተመሊሱ ከኣ በቲ ሓደ ሓሲዩ የፍርሶ ፡መስኪናይ ተዋቒዑዎ እኮ ፡እቶም ብዘይርድኢት ዘዝበልካዮ ክደግሙ ዝውዕሉ ንሶም የደንግጹኒ፡ይሓዝነሎም ከኣ።
@Teddyz1790
@Teddyz1790 5 лет назад
Nay Gojamm Weledo alewo
@yonas1297
@yonas1297 5 лет назад
ተስፌ ተባዕታይ መምህር ሓቂ ብድሓን ምጻእ ። ዋላ ንስካ እንተዘይረሸንካዮ ድክነት ክርሽኖ'ዩ
@asterberhane4064
@asterberhane4064 5 лет назад
መርሓባእ ተስፋጽየን ተስፋ ዓድናን ባህልናን ዓደቦናን ተስፋ ሃገረ ኣጋኣዝያን ኣጆኻ ተስፌ ጂግና ኣብ ጎንኻ ኣለና መንእሰያት 21 ክፍለ ዘመን እንባሕ በል ወዲ ማት ጋይላ ጻዕዳ።
@selad2938
@selad2938 5 лет назад
You are the best Tesfazion anbesa. We need someone like you to lead our country👍👍👍
@pdcbigpdc7041
@pdcbigpdc7041 5 лет назад
Sela D Go to hell stupid
@selad2938
@selad2938 5 лет назад
@Ludiers5 5 when you have a gut 😂😂😂
@user-ue7on1xt6p
@user-ue7on1xt6p 5 лет назад
ናይ ኤርትራ ፖሎቲካ ልክዕ ከም ሽንፍላ ጌሩ ዘጽርዮ ዘሎ ተስፋጺዮን ጥራይ እዩ።
@bana4me935
@bana4me935 5 лет назад
Yes that is fact
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
ኣነስ መግቢ ኮይኑኒ ክጠሚ ጀሚረ
@tnsaietsion575
@tnsaietsion575 5 лет назад
ፖለቲከኛ ክባሃል ከሎ ወይ ከም ተስፌ ምካን ወይ ምግዳፉ ,,,ትባዓት ተበልካ ፍልጠት,,
@followthetruth9423
@followthetruth9423 5 лет назад
ሰላም ንዓኻ ይኹን ትንሳአ ኣግኣዝያን ዝኾንካ ሓው ተስፈጼን ተቢዕካ ኣትቢዕካና
@nas2023
@nas2023 5 лет назад
follow the truth Ayta fereh kemu kitbli atihafrin
@followthetruth9423
@followthetruth9423 5 лет назад
@@nas2023 ፈራሕ ስለዝኾንኩ ኣይኮንኩን እቲ መንነትና ብሓሶት ተበሪዙ ስለዝጸንሐ ተስፈ ዝህብ ተሳኢኑ ስለዝጸንሐ እየ ከምኡ ዝበልኩ።
@nas2023
@nas2023 5 лет назад
follow the truth Entay tesfa kihib nibalu ab tsebab geza keynu zitaref deki anstyo zenashu aletawi kurub wirzuy kibil neyruwo
@followthetruth9423
@followthetruth9423 5 лет назад
@@nas2023 ezi ewo belo
@dawitteame865
@dawitteame865 5 лет назад
ድሌት ህዝቢ ኤርትራ እዚ ሃገራዊ ህንጸት ብኣግኣዝያዊ መንነት ተተኪኡ ቁጠባዊ ሕውየት ግብራዊ ክከውን ኢዩ።
@isra-tu5100
@isra-tu5100 5 лет назад
Askut Agame wahid
@yordagebretensae1019
@yordagebretensae1019 5 лет назад
በጃካ አንበሳ ተስፋ ክቆርፁ ከምዘይብሎም አቦታቷም ፈቆዶ ሩሑቅ ዓዲ እናከዱ እናሰርሑ ሓዳሮምን ደቆምን ዝኣልዪ ዝነበሩ እሞ ተስፋ ዝህብ ትምህርቲ አብነት ዝኮኑ ሰባት እናጠቀስካ ቪድዯ ስራሕ
@selamneritranaselamneritra3954
ተስፋጽየን ናይ ኩሉ ግዜ ተኻታታሊኻ፡እየ ግን ምንቅስቓስ ኣጋኣዝያን ኣይድግፍን ምኽንያቱ ገለ ሓሳባት ደይሳማማዓሉ ኣሎ እቲ ሓንቲ ተሐጉሰኒ ግን ኣንጻር ወያነን ምኽባር ተጋደልትን ሃገርኩምን ባዴራኹም ኣኽቢርኩም ምኻድኩም ደስ ይብለኒ ካልእ ብዛዕባ ጎቦ ዝበልካዮ ጎቦ ኣገዳሲ ኣለወ ባሃላይ እየ ምኽንያቱ ጎቦ ካብ ዕልቕልቕ ማይ፡ካብ ምህማም መርየት፡ነጻ እዩ ዝገብረካ ስለዚ ኣብ ኣዲቐይሕ ዘሎ ህዝቢ ከመይ ገሩ ክህብትን ክኽእል ኣለወ ኢልካ ምሕሳብ ጹቡቕ ሶ ኣይትጋገ
@ariamemun9576
@ariamemun9576 5 лет назад
Dr Tesfation tesfa Alwa zehagerina kemaka ysesnu Jgina wedi bat Tigrigna 😍🌻🌻👁👁
@ahmeddinsaleh6276
@ahmeddinsaleh6276 5 лет назад
Anta hasawi nihizbi Eritrea bihaymanot biawraja kitifelali kem dilayka hateftef kitibl xenihka higi ghimtel ilka ane ab haki temorkise iye zizareb kitibl aytihafern . Alutawi menfes hizka bideki seb himak mezrab ab wushti menfeska ablilu abebdbed zebleka zelo nay aemuro himam mukhanu terediEnaka alona . Abo womber Tesfazion humum zekaydo akheba mahber xululatn mahber tiouyatn kikhiber mesel alewo . Bidihriou wey xilulat yitieyu wey etom tiouyat yixilelu .
@tsegaiberhane2543
@tsegaiberhane2543 5 лет назад
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ዓይኒ ኣግኣዝያን ወራሲ ታሪኽ ኣያታቱ።
@samuelbeyin1315
@samuelbeyin1315 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለለይ ተስፌ ጂግና
@AMuuse-ih2oo
@AMuuse-ih2oo 5 лет назад
🇸🇴💙🇪🇹✔ 🇩🇯💙🇪🇷✔ 🇰🇪💙🇸🇩✔ 🇬🇶💙🇧🇹👍PEACE @ East Africa✋
@mengsaraya4008
@mengsaraya4008 5 лет назад
ተባዕታይ ንሓቂ፡ርእሳ ርእሳ ስለ ዝዘበጥካያ እቶም ኣሳሰይቲን፡ ኣዳለውትን ናይ ሓሶት ዓቅለን ጸቢብወን ዒቅ ዒቅ ክሳብ ዝብላ ኮይነን ኣለዋ። ኣብ ክውንነት ከኣ ነቲ ዘሎ ክም ዘለዎ ምቅላዕ ንሕስያ ዝብሃል ከም ዘየሎ ክፈልጡን ፡ክመሃሩን ኣለዎም።
@amanteklai6280
@amanteklai6280 5 лет назад
Selam mrmbhr tesfazion.
@bereketokbe1551
@bereketokbe1551 5 лет назад
You are the real reason man 🇪🇷
@dawitteame865
@dawitteame865 5 лет назад
ንግስነት ኣኽሱም ዝሓየለ ዝኾነ ቀይሕ ባሕሪ ስሉ ዝተቆፃፀረ ዪ:: ዝወደቀ ከኣ ቀይሕ ባሕሪ ምስተሓደጉዪ::
@followthetruth9423
@followthetruth9423 5 лет назад
ስለዚ ህዝብና ናብ ባሕሪ ይግዓዝ ፍታሕ ክመጽእ።
@user-cr5ve7pq8m
@user-cr5ve7pq8m 5 лет назад
@@followthetruth9423 Well said ወዲቶም ኣቦውነ
@tefetromaletnatsenet2943
@tefetromaletnatsenet2943 5 лет назад
Tesfa jigna, lomi senbetena enjoy gernaya. 🙏🏾
@yohanneskarneshimay5084
@yohanneskarneshimay5084 5 лет назад
Xbuk aleka ab lbey rekibkaya.tesfe gigna iziom hmam nebsom iyu.nnebsom athitom iyom zriuwa.mknyatu kem gdayat gerom iyom zriuwa
@TwYakob
@TwYakob 5 лет назад
ህዝብና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እንተወሪዱ ጥራይ እዩ ቁጠብኡ ዝሃንጽ፡ እዚ ጎቦ ጎቦ ምስፋር ክተርፍ ኣለዎ፡ እዞም ብጎቦታት ዓድ ቐይሕ ጻጸ ዉን ዘጽድፍ መሬት ሒዞም ዝምክሑ ርእሲ ዘይብሎምን ደናቑርን ደቂ ወዶገባን ኣቦታቶም ሰተይቲ ደምን ናይ ደርጊ ምልሻታትን እዮም፡ ሓደ ብሓደ ክንጻረ ኢና።
@isra-tu5100
@isra-tu5100 5 лет назад
Ata fenfun alet. Men adeka Eritrea kergetseka. Halaw.
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
isra-tu ጎሓፍ ከማካ ወልደ ገባ ከማን ይረግጻ ኣሎ ኖንዶ ወደ ባት
@isra-tu5100
@isra-tu5100 5 лет назад
@@haile.a3165 Seket Agame wahid. Yelen emo. Ab Agame land kuenti belae. Wediza wejab kondaf
@hagosbelata6772
@hagosbelata6772 5 лет назад
Anta kabay zemaxekia ekia eskia ke bezeba lome tezareb hade hezebi hade lebie nat zalo serat tazarebalu
@user-jv8np1ks7v
@user-jv8np1ks7v 5 лет назад
እምበርዶ ንዓዲ ቐይሕ ይፈልጣ ኢዩ እዚ ጽሉል ምራኽ።
@dawitteame865
@dawitteame865 5 лет назад
እቲ ሜዳ ኣግዝያን ዩ ወኒንዎ ክነብሑን ዉሕ ዉሕ ክብሉን እንበር ብሓሳብ ይኩን ብሞርትዖ ክዓግቶ ዝክእል ሓይሊ ጸላኢ የሎን ኣግዝያን ጨደድ ጭጪ አቢዋ ንኩላ ድሕሪ ህግደፍ ኣግዝያን ስልጣኑ ክቅበል ዩ
@eyobtekle4542
@eyobtekle4542 5 лет назад
Dawit Teame ኣብ 2020 ኣጋኣዝያን ኣብ ኣስመራ
@followthetruth9423
@followthetruth9423 5 лет назад
@@eyobtekle4542 ተተኻኢሉ ለምዘበን ይግበረልና ወዲ ዓበይቲ
@user-cr5ve7pq8m
@user-cr5ve7pq8m 5 лет назад
@David Solomon Well said ኩሉ ከም ዝቦሎ ኮይኑ ተስፍየ ጅግና ።
@dawitteame865
@dawitteame865 5 лет назад
ሃገራዊ ህንጸት ማለት ገዛውቲ ምስራሕን ጽርግያታት ምስራሕን ዩ ዝመስሎም እዞም 2 ገጽ ናይ ሓንቲ ሳንቲም ደንበ ዒንኪሊልን ደገፍቲ ህግደፍን ቀቢላታት ምስቲ ቤሄረ ትግርኛ ጨፍሊቅኻ ሓደ ምግባር ዩ ፍለጥዎ ።
@isra-tu5100
@isra-tu5100 5 лет назад
Terogabi Agame Wahid.
@kingkong-xl9pu
@kingkong-xl9pu 5 лет назад
@@isra-tu5100 kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkklk kkkkkkk kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@universitybytigrina233
@universitybytigrina233 5 лет назад
Dawit Teame hhhhhhhhhh. Ygermeka eyu
@samtef6643
@samtef6643 5 лет назад
God bless agazion! Proud of you tesfasion!
@sabatadesse-lee618
@sabatadesse-lee618 5 лет назад
Sam Tef ARE YOU KIDDING! This is an idiot and dangerous.
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Saba Tadesse-Lee ደንቆሮ ነዚ ክርድኣኪ ትምህርቲ ትግርኛ የድልየኪ ኣሎ።
@samtef6643
@samtef6643 5 лет назад
@@sabatadesse-lee618 @ I like dangerous person!!!
@luwamtekle6002
@luwamtekle6002 5 лет назад
Anta meas eka miefar tekarixo Kibret dibehal deybilka ab yehwatka deki anisto deki Tigrigna kea yibehaleley sidi.
@metkelzion3987
@metkelzion3987 5 лет назад
መሪሕ ሓቂ ኣበርካቲ ስነሓሳብ ሞጓቲ ረታዒ ምዑት ወዲ ምዑታት።
@metkelzion3987
@metkelzion3987 5 лет назад
@@medhanieghebru4960 ኣታ ፈዛዝ እንታይ ዩ ጸገምካ ቋሕማም: ሓሳብ ተለካ ሞግት ኣይኮነን ኣይትረብሽ!
@sofimed7056
@sofimed7056 5 лет назад
@@medhanieghebru4960 denkoro bhasab bedayo Tesfasion tedelu serki ykun tedelu tslul ykun wlkawi hiwetu aygedsennan eyu nana zegedsena Eti Hasabu eyu nska ka bhasab saro hasab tezyablka ka slka deks
@adonayadam2406
@adonayadam2406 5 лет назад
@@metkelzion3987 እታ ሓሳብ ትብሊያ ዘለኺ ነታ ትግራይ ትግርኚ እንዳበለ ሰለስተ ዓመት ዝሽቐጠላ ዲኺ። ን 4 ሚሊዮን ህዝቢ ትግራይ ድማ ናብቲ ገማግም ቐይሕ ባሕሪ ከግዕዞም ይብል ኔይሩ (ብዘይካዚኣ ካልእ ኣለዎድዩ። sorry ረሲዐዮ ኣስላም ድማ ከጽንትውን ይብል ኔይሩባ)። እዛ ሓፍተይ ትግራወይቲ ተኾንኪ ትሸኽዒ'ለኺ ንኤርትራዊያን ግን ኣይንታይናንዩ። ካልእ ካብ ንሰባት ምጽራፍ ሓሊፉ ዘምጽኦ ሓሳብ ወላሓንቲ የልቦን።
@metkelzion3987
@metkelzion3987 5 лет назад
@@sofimed7056 ደሓን ሸለል በልዮም እዚኦም ቋሕማማት ሓደ ሓደ ትግርኛ ካብ ቀደም ዝነበሩ እዮም ፈትዮም ከይፈተው መንነቶም ክኽሕዱ ኣይክእሉን እዮም እቶም ዝደናገጽሎም ቀቢላታት ምስ ሰጎግዎም ክመጹ እዮም ንግዚኡ ግን ሸለል ንበሎም
@kinntseru5099
@kinntseru5099 5 лет назад
ሰላሊዓ! !!! ኣቦ ሓቂ
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
ተስፋጽዮን ሎምስ ክፈትወካ ጀሚረ እዚ ን ኣስላም ኤርትራ ጀበርቲ ይኩኑ ሳሆ ይኩኑ ትግረ ኣይትጽረፈና ምጽራፍ እንተ ገዲፍካዮ ክንስዕበካ ኢና ስነ- ሓሳብካ እንዳ ጸበቀ ይመጽእ ኣሎ በጀካ ሓደ ክልተ እምበር ቁቡል ኢዩ ::
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
Yordanos Tafla you’re another question is not clearly, But I will trying to answer your question. my solution we most Respect each other and discussion by ideally each other then we can do building Eritrea like Singapore in 15 years i hope,
@tsgjohny4691
@tsgjohny4691 5 лет назад
@Yordanos Tafla Yes , it could be put Practically coz it is well calculated planned , it works 100% ,it has been tried befor !
@yafuyafu1127
@yafuyafu1127 5 лет назад
Freedom Tv shut up aslamay zeytxrfen zeytrgxen da men kxref delika donkoro aslamay ktfe alewo::
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
Esu Esu በጽባጽ ሎክሜኛ ስምካን ስእለካን ከፊትካ ከምኣ በል ወይ ኣብ ቅድመይ መጺካ ኮምኡ በለኒ እንታይ ግበር መልሲ ክም ትረክብ መርኣኩካ እቲ ደንቆሮ ካባካ ኣይሕለፍ ምሃይም ወያል Shut up ክስታናይ ዘይተጽርፈን ዘይተ ረግጸን ዳኣ መን ክርገጽ ደሊካ ደንቆሮ ክስታናይ ክጠፍእ ኣለዎ :: ከምዚ እንተ በልኩካ ናዓካ እንታይ ይስማዓካ? ::
@manunited6043
@manunited6043 5 лет назад
Kid akar entadeka afltka wejab wahidi
@lbeyasirato4049
@lbeyasirato4049 5 лет назад
Hey Tesfasion Nayza Somaliyawit Mexhaf Kula anbibeya about 2 years ago, Eza Gul Neti Haymanot Etkhid eiya Kota kulu Haymanotawi Bahli. Thank you anyway
@eritreanme3415
@eritreanme3415 5 лет назад
ብጽልእን ቅርሕንትን ልቦም ዝመሽመሸ ብጽበት ኣእምሮ ርእሶም ዘይተመሓየሸ ቀደምን ሎምን ዝተደባለቆም 21 ክፍለዘመን እልካ'ባ ኣበስሮም ብሃገር ከይሓስቡ በየን ኣሰጋጋር ኣውራጃ እያ ዓቕሞም ትሕት ኢልካ ምንባር ኣብ ሕነ ዝነብሩ ሰብ ጸበብቲ ርእሲ ገበን ዝወራረሱ ተሓሲቡ ርስቲ እቲ ዝነብሩሉ ናይ ኣድማሳውያን ዓለም ዘይብለጹ ግዳ እንዳ ቆጸሩ ቀለም ኣብ ፈቆዶ ባንሆፍ መን ክብልእሎም ሃመም ደደቅና ነማእዝን ከይስዕቡ ኣሰሮም ዘይብሃግ ሓሳቦም መዋርስተይ ኣይግበሮም::
@hani3933
@hani3933 5 лет назад
ኣግኣዝያን ማለት ኩሉ ህዝበ ትግርኛ'ዩ ። ኣስመራ ሓንቲ ዘይትጠቅም ፈላላይት ፡ ኣንጻር ክብርታትና ዝኾነት ፡ ክትፈርስ ዘለዋ ከተማ ምዃና ክግለጽ ከሎ ብሒም ዘይበለ ሰብ ፣ ሕጂ ጓል ዓደይ ተንኪፍኩምለይ እንተበለ መን ይሰምዖ ፧ ናይ ብሓቂ'ኸ ተስፋጽዮን ወዲ ሓማስየን ምዃኑ እንተዝስምዖ ኔሩ ስለምንታይ'ዩ ንኣስመራ ምፍራስ ተመንዩላ ? ብዛዕባ ኣስመራ ክዛረብ ከሎ ወዲ ሓማስየን'ዩ ዘይበልካዮ ሕጂ ብዛዕባ ዓዲቀይሕ ምስተዛረበ ከመይ ኣቢልካ ብስም ኣውራጃ ተጠምቖ ፧ ስለዚ ንሕሰብ ። ኣግኣዝያን ብዛዕባ ስምዒትን ቀጻልነትን ኩሉ ህዝቢ ትግርኛ እንበር ፣ ብዛዕባ ዝተወሰነ ዓዲ ኣይኮነን ። ክንዲ ኣግኣዝያንን ሻዕብያን ንኹለን ዓድታትና ዝጠርነፈ ውድብ የሎን ። ስለዚ ሓቂ ሒዝና ጥራይ ንኺድ ። ኣግኣዝያን ንሕነ ከመ ኣበዊነ ውእቱ ።
@silvanog.michael1433
@silvanog.michael1433 5 лет назад
መጀመርታ ከም ሰብ ንሰብ ምክባር ተመሃሩ ፣ ክለኣይ ኹሉ ኣብ ኤርትራ ዝነብር ሰብ ክቡር አዩ ፣ ተስፋጽዮን ዲማ ኣብ ዩቱብ መጼኡ ሰለ ዝተዛራበ ኣብ መሬት ዘምጻኦ ለውጢ የልን ።
@mengiogba8584
@mengiogba8584 5 лет назад
ጽብቅ ኣለካ፡ኣነ ዝፈልጦ ከማን ኣሎ።ደስበለ ዝባሃል ወደገባ፡ወዲ ዓዲቀይሕ።ስጋብ ሕጂ ውን ታኣስሩ ኣሎ።ደቁ ሕንን ዝብሉ።
@wedibatwedibat807
@wedibatwedibat807 5 лет назад
Emo bsenki desbel nukulu seb wedegeba tbli aboy habte ke tfeltom do 5 zeswueu dekom hi hi zblu deleyti fthi
@trueloveisneverend7964
@trueloveisneverend7964 5 лет назад
Tesfaxion jgna Nay jeganu ajoka ab gonka alena eti semayn mdrn zfetere egzabiher amlak msaka yekun kexlo i love you all tigrina agaazian
@yonasnot534
@yonasnot534 5 лет назад
Wedi Afari entay ezi zey nfelt mesiluka Adi Keyh malet Kahauta malet U wedi Halay.
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Yonas Not ከላ ድርባይ ከማኻ ርእሱ ዓኽታ ዝመልአ የብላን ዓዲ ቐይሕ።
@yonasnot534
@yonasnot534 5 лет назад
Nills Jhons stupid teref dergi
@yohanabraham5132
@yohanabraham5132 5 лет назад
Htotat alena and rietotat alena Hade gza nay hton rieton medeb adalu tesfazion Have good weekends Love from Paris France,!!!
@yohanabraham5132
@yohanabraham5132 5 лет назад
@ዜና •ትግርኛ• ትግረ ሚካኤል መልኣከ ርእሶም ane n tesfazion eyu htoy. Abzi France knwdebn Habereta khbon dlye aleku
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Yohan Abraham C'est une meilleure idée j'espère que tu vas géré.
@yohanabraham5132
@yohanabraham5132 5 лет назад
@ዜና •ትግርኛ• ትግረ ሚካኤል መልኣከ ርእሶም kemey gere kdwlelu
@user-ht7uu9mw4w
@user-ht7uu9mw4w 2 месяца назад
ሕቶኪ ሓቲትኪ ተመሊስልኪ ክከውን ተስፋ ይገብር ሓፍተይ ❤❤❤ ከሙኡ ውን ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ኣባላት ክትረክቢ
@wedisaho4205
@wedisaho4205 5 лет назад
What a foolish old man! You are deceiving yourself. Before you try to analyze about Eritrean economy, try to improve your personal income. You have been living in UK for quite long time, yet unable to pay down payment of mere 10% for mortgage to own your house,you are sharing house with 5 roommates. Taking video in front of books which you don't read doesn't make you intelligent. You are very poor man who spends more than 10 hours on social media & fending himself with handout & meager income from RU-vid.
@mustefaadem6753
@mustefaadem6753 5 лет назад
Talking is easy.starting is hard, but sustaining is the hardest customer experience challenge of all! I think, we must forget this man & we shouldn't waste our time watching his video. He is paranoid. He doesn't have 1000 pounds & talking about industry. He is very funny. He has been talking for the last three years, I am sure he will never stop talking in the foreseeable future,because he doesn't have friends to spend his time & also he can make little money from RU-vid. Let us stop watching his RU-vid.
@Jay-vb3gk
@Jay-vb3gk 5 лет назад
@@mustefaadem6753 you said it your self, sustaining is the key, and the game is marathon, you are witness for the past three years and you will see the result at the end.
@mustefaadem6753
@mustefaadem6753 5 лет назад
Jay 19, yes I have seen for the last three years. Agazian has lost its thrill and turn out to be very boring even among Tigrians. Agazian turn out to be blatant lies,deception & empty ranting. All those lies of meeting with high officials,starting tv,starting English RU-vid,writing a book and etc. From now onwards will never watch agazian videos.
@Jay-vb3gk
@Jay-vb3gk 5 лет назад
@@mustefaadem6753 if you just put the three years as per your statement, you are very biased, wether you support it or even you hate it, the movement has made the pfdj politics vivid to everyone, it has revealed the secretly ongoing nation building processes . by doing this it has clearly diagnosed the eritrean problem. and if you have alternative solution and if you dont like the antidote given by tesfazion, you are welcome to present it.
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 5 лет назад
Wel came habrom
@filmonsheba9754
@filmonsheba9754 5 лет назад
Gena kitsilel eka kkkkk
@onelove2pac711
@onelove2pac711 5 лет назад
Adi keih eyom kebaxat elka do beom jemirka tesfahaxen jgna nsom eyom sebeut hakka eka !!!
@Ms-np7qd
@Ms-np7qd 5 лет назад
እንታይ እዮም ጌሮም ወደይ ቀባጻት ዝኮኑ ክክክክ? ዓዲ ቀይሕ ናይ ጸጋም ካልሲ ኢዮም ፍርቆም ፍርቆም ድማ ከተማ ሪኤም ዝማዕበሉ ኢዮም፥ ቀባጽ ይትረፍካ ነቃጻት በል ዘይሪዲኦም ኣብ ጽልኢ ጥራይ ዝጎዩ ሪኢዮም ዘይእምኑ ሰሚዖም ዝድርበሹ ኣብ 15 ክፍለዘመን ዝነብሩ ካብ ምስ ሰብ ምስ ኣህባይ ክነብሩ ዝመርጹ ጋኒናት ጥራይ እዮም ዓርኩ? ዓድዋ ጥራይ እዮም ጹቡቅ ጌሮም ዝፈልጥኩም ኣየቅርቡኩምን እዮም ንዓኩም ሕስረት እያ ትርዲእኩም ከምዛ ዓድዋ ንተምቤን፥ ዓጋመ ከም ከልቢ ዝሓስቢዎም። ኣብ ኣስመራ መጺኩም ከቢርኩም ጽጋብኩም ምጽዋር ሲኢንኩሞ ጎቦ ይሕሸና ትብሉ ናይ ጸጋም ካልሲ ሲ ቀባጻት ይገምር እዩ ናትካ ከኣ።
@saras382
@saras382 5 лет назад
ሳጬን ሲ ሎምስ ተሓዋዊሱካ ወላ ነቲ ምሕሳው ምክኣል ሲኢንካዮ ክክክክ
@user-ve8zu9yb2m
@user-ve8zu9yb2m 5 лет назад
ኣብ 4 ጎላጉል ኣለዋ ስመጃና ዓላ ሃዘሞን ሪጋልን ኢየን ዓላ ናይ ደቀምሓረ ሃዘሞ ናይ ጾሮናን ማይዓይን ሰንዓፈን ስመጃና ናይ ሰንዓፈ ሪጋሊ ክሳብ ሕጂ ሰብ የብሉን ዓድቀይሕን ሰገነይትን ጎላጉል የብሎምን ግን እተን 4 ንኩልና ይኣክላና ኢየን
@hani3933
@hani3933 5 лет назад
እቲ ሪጋሊ ዝበልካዮ እኳ ኣይፈለጥክዎን ። ንሰገነይቲ ግን ሰለድ ዝበሃል ኣለዋ ። ብዝኾነ ኮይኑ ግን እዚ ኣብ ጥራሕ መዓኮርና ቦሮም ቦጣዕ ንግደፎ ብዛዕባ ባሕርን ካልእን ንሕሰብ'ዩ ዝበሃል ዘሎ'ሞ ናብኡ ገጽና ንኺድ ዓርኩ ።
@user-ve8zu9yb2m
@user-ve8zu9yb2m 5 лет назад
@@hani3933 ሪጋሊ ባዳ ኢዩ ንባሕሪ ተስፋጽዮን ኣይኮነን ዝወስደና ናይ ባዕልና ባሕሪ ድማ ኣለና ካልኣይ ካብተን ኣብ ከበሳ ዝረከባ ኣውራጃታት እታ ዝሰፍሐ ኣውራጃ እትውንን ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ኢያ ብዛዕባ እታ 30ኪሜ ኣውራጅኡ እንተዝሓምም ምሓሾ ጉዳይ ዓዲቀይሕ ንደቂ ዓዲቀይሕ ይምልከት እቲ ሰለድ ዝበልካዮ እውን ይፈልጦ ኢየ ግን ንእሽቶይ ኢዩ ክንዲ'ቲ ካልኦት ጎላጉል ኣይመጽን
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
ኣዶሊስና ናትና ኣብ ኣከለ ባሕሪ ኣሎ ትብልስ ኣበየናይ ቦታ ከተብርህ ዶ ምክኣልካ። ብዘይ ባሕሪ ካብ ሳማይ ሎሚ ዶ ጽባሕ ይዘንብ ብዝብል ኣምር ኣብ ጠልጠል ዝነብር ከመይ እዩ ክኸውን መነባብርኡ።
@adameritreawi9724
@adameritreawi9724 5 лет назад
ክሳብ ባሕሪ ዓገመዳ ሰፊሕ መሬት ናይ ሰገነይቲ (ጽንዓደግለ) ኢዩ።ኪድ ክሳብ ኣዱሊስ እቲ ኣሎ ዝብሃል ኣለዎም።የብሎምን ኣይብሃሉን ዓዲቐይሕ ይኩኑ ሰገነይቲ፡ሰንዓፈ ይኹኑ ደቀምሓረ ወነንቲ ሰፊሕ ክብርታትን መሬትን ኢዮም።እቲ ምድሪ ንኹሎም ተመስገን ኣቢሉ ዘኣክል ስለዝኾነ።
@user-ve8zu9yb2m
@user-ve8zu9yb2m 5 лет назад
@@haile.a3165 በል ሓዝ ካብ ፎሮ ክሳብ ውሽጢ ባዳ 160 ኪሜ ጎላጉላ ኣከለጉዛይ ምስ ከባቢ 50 ዝበጽሓ ደሴታቱ ጎልጉል ደማስ እዚ ብጀካ እቲ ኣብ ከበሳ ዝርከብ ሃዘሞን ስመጃናን ዓላን ኢዩ ታሪካዊ ቦታታት መስሕብ ቱሪዝም በለው ከለው ቆሓይቶ ኣዶሊስን ዙላን ሃብታም ትሕተ ባይታ ብጋዝን ነዳድን ሃብታም ብጆኦተርማል ኢነርጂ ፖታሽ ወርቂ ሓጺን ኖሮ እምነበረድ ግራናይት ሊድ ቋርተዝ ካልእን ዝውንን ህዝብን ኣውራጃን ከም ድካ ኣምሲልካ ምርኣይ ንዕቀት ጥራይ ኢዩ ካልእ ይትርፍ ህዝቢ ኣከለጉዛይ ጥዑይ መንግስቲ እንተ ዝረክብ ብቱሪዝም ጥራይ ምነበረ ኔሩ።
@dawitteame865
@dawitteame865 5 лет назад
ኣብ ዓዲ ቀይሕ ብጀካ ጥሜት ድክነት ድንቁርናን ወላ ሓንቲ የለን ምክንያቱ ኣብ ጸድፊ ኮይኑ ዝህብትም ኮነ ዝዓቢ ሕብረተሰብ ስለዘየለ ።
@amanseltene2145
@amanseltene2145 5 лет назад
@Dawit Teame ata hawey adikeih da entadeka ketewxela delika.. gobo tbl yeak eske ngereni kem nay adikeih college ente halyu ab mulue ER
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Aman Seltene ፋራ systematically ቁጠባ እንዳቱዛረብናስ ብዛዕባ ኮሌጅ ባሎ። ካብቲ ኮሎጅ ህዝቢ ዓዲ ቑይሕ እንታይ ፍሉይ ረብሓ ይረክብ። ኮለጅ ናይ ኤርትራ ሙሉእ ትምህርቲ መምሃሪ እምበር ናይ ዓዲ ቐይሕ ሙሉእ ርዳእታ ኣይኮነን።
@yonasnot534
@yonasnot534 5 лет назад
Dawit Teame respects to my village red. Adi keyh for over. Adi Jeganu andi hko eritrea. Bzey hzbi abi keyh Eritrea zero zero zero....
@meritoto41
@meritoto41 5 лет назад
Dawit Teame ata begie men eyu denkoro
@jossikubrom2199
@jossikubrom2199 5 лет назад
Ata halay aytashu
@yenaszekariaskosaterewedis5310
ኪድ ኪድ ወድዛ ሓሳዊ ጌም ኦቨር ፣ ልኡኽ ህግደፍ ሙኻንካ ኹሉ ሰብ ፈሊጥካ እዩ ወድዛ ጉሓፍ። ደቂ ሓማሴን ብዝገበርኩሞ ገበን ህዝቢ ኤርትራ ክፈርደኩም እዩ ፣ ነንዝመጸ ገዛኢ ክትሰግዱን ከተምልኹን ሃገር ክትሸጡን ክትነብሩ ኢኹም።
@berheteweldebrhan7304
@berheteweldebrhan7304 5 лет назад
ንገሮም እታ ሓቂ ተስፌ ጅግና በዚ ኢየ ዝፈትወካ
@omersalih812
@omersalih812 5 лет назад
Ab adi keih zelewu komandies resiekayom dika ata hasawi b deqi adi keih Kem tmiwel bexihnayo Alena ata resi derho
@Quiz618
@Quiz618 5 лет назад
ሊቀ ሊቃውንቲ ቀይሕ ባሕሪ ኢለካ ኣሎኹ ተስፋጽዮን ኣቦ ራኢ🥰🇮🇱👍
@danieldanielabrha4747
@danieldanielabrha4747 5 лет назад
Well come our hero tesfazion
@isra-tu5100
@isra-tu5100 5 лет назад
Go to ESL class then come and comment.
@kidanefsahaye628
@kidanefsahaye628 5 лет назад
ክምሕጸነካ (እዮብ) ቦቦካን በደካን ጸርፊ ንዮ ቦሎ' ስነ ሓሳብካን መደብካን ግን ጹቡቅ እዩ
@user-yp4tc2wr4j
@user-yp4tc2wr4j 5 лет назад
Aya kemey amsika ankaa dehan mexaka
@filimonyemane767
@filimonyemane767 5 лет назад
ወድ ልቃዊቲ ሰላምካ ይብዛሕ ንበር ንዘትእለት ተስፊት ጅግና አብ ጎንኻ አለኹ
@user-kk2xd8bf6c
@user-kk2xd8bf6c 5 лет назад
ኣንታ ጥልቁይ ትፈልጦ የብልካን ብዛዕባ ዓዲ ቀይሕ
@filmalet7493
@filmalet7493 5 лет назад
Tesfie I’m proud of you you are the real political and smart men
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Ludiers5 5 ብከመይ ? ሓቅና ኢና ከይሓልፈልና ብስለት ዝብሃል የብልኩምን።
@filmalet7493
@filmalet7493 5 лет назад
Nills jhons lebam konka malet dyu eza hager nay 9 bherat endhr koyna 9 hagerawi qanka khlwa alewa malet eiu ezi eya natka azirka mhsab ala eska
@filmalet7493
@filmalet7493 5 лет назад
Nills jhons adikum aykonetn wuxulna zbelom seb yelen mesel rese wsane ntigrina tray eiyu zmlket ezi ka alem lekawi higi eiyu esom ka nhna zrekebnaya yrekbu eske bel natka ftah ka knsemaka tezareb
@filmalet7493
@filmalet7493 5 лет назад
Nills jhons hiji men dyu zmerha zelo Tigrinya aykonen dyu entay koyna da fah fah zeytbl dhar ka men eyu barayu kukonu zbele nueu kberu ember ybahalu alewu gn ab Eritrea qanqa areb sheria zbahal neyru ayfeltn dhri hiji ka ayhsebn eiyu
@haile.a3165
@haile.a3165 5 лет назад
Ludiers5 5 ኣይመጽን እዩ እንተመጽዩ ክኣ ህላውነትና ዝትንክፍ ክሳብ ዝኮነ ኣይንፈርሕን። ፍርሒ ስግኣት እዩ ዘመሳስለካ ዘሎ። እዚ ግን ጌጋ ኣምሰሉ ሙኻን ጽቡቕ ኣይኮነን። ሕጊ ኣሎ ኣብ ዓለም ብመሰረት እቲ ሕጊ ክኣ ንቅየድ እምበር ኣሕሊፍና ኣይንህብን
@user-cp1zw7fk7z
@user-cp1zw7fk7z 5 лет назад
Top 10 koyne aleku bezekone
@user-ky3my7mt6r
@user-ky3my7mt6r 5 лет назад
መርሓባ ኣባ ሰልዒ እንካዕ ብደሓነ ሰላም መጻእካ
@yohanneskarneshimay5084
@yohanneskarneshimay5084 5 лет назад
Deki weldegeba iyom zrbshu zelewu inber itom dekijeganus nay bahri zkeflelom weyab Libya wey ab Eritrea ysakeyu alewu
@binyamandeberhan2397
@binyamandeberhan2397 5 лет назад
Merhaba wedi hzbi ngeromske nezom hade hade kab seb ktblom deyseb ktblom zqerbeka sebat bhaqi zblae zereba haw tes
@mehretsolomon6562
@mehretsolomon6562 5 лет назад
ሰላም ዘይፈለጥካዮ ነገር ኤሪትራ ናይ ትግረ ፣ሳሆ፣ ኩናማ ፣ጀበርቲ ፣ ትግርኛ ፣ አከለ፣ ሓማሴን ፣ሰራየ፣ ናይ ኩሉ ዝተፈላለየ ህዝቢ እያ። no matter what you say you cannot change this።።።።።።።።።።
@smichael9969
@smichael9969 5 лет назад
Mehret Solomon tesfatsin works for hgdf.
@Eriboy839
@Eriboy839 5 лет назад
ታሪኽ 1973 ይድገም ኣሎ ኢልካ ኢልካ ቅንጸላ ንደቂ ኣከለጉዛይ ምዃኑ ኣይጠፍኣናን ኢዮብ ንኻልእካ በሎ ዓድ ቐይሕ ከኣ ከማኻ ኣብ ዩቱብ ዝፍክሩ ጻሕጻሕቲ ኣይኮኑን ብሓድነቶምን ስምረቶምን ህግደፍ ዘርዓዱ ዮም ከም ዚ ሎሚ ብመደብ ከይተበተኑ ኣብ ስደት
@user-xc2bt9bl4g
@user-xc2bt9bl4g 5 лет назад
ኣቲ ጉሓፍ ስደት ድኣ ናይ ቀደምኩም እንድዩ ኣቦኺ ኣይነገረክን ድዩ ጋሳ ሱዑዲ ከምዝነበረ ፡ን ኤረትራ ውን ኩዕንቲ እንዳኣሮኹም ከምዝመጻኹም ኩሉ ሰብ ይፈልጥ እዩ ጋዕጋዐት
@Eriboy839
@Eriboy839 5 лет назад
@@user-xc2bt9bl4g ክክክክ በቃ ከም ዘላታ ደጊምካያ ሕንጻይ
@user-xz6eu6gd9z
@user-xz6eu6gd9z 5 лет назад
ዘይከዱ ደኣ ናብ ኤርትራ ኣቢ ሲደት ኒ ኣኒስቲ ሲለ ዚተዳፈሩ ዲዩ ጀጋኑ ኢልኪዪም፡ ክክክክክ ተህዚኑ
@hinoinerop6570
@hinoinerop6570 5 лет назад
Ladro Abesino kkkkkkkkklkkkk Papagei Eyob ab akola Kopie aemro yeblkan du.
@user-xc2bt9bl4g
@user-xc2bt9bl4g 5 лет назад
@@Eriboy839 ናይ ሱዳናውያን ዶ ይጥዕም ናይ ሊብያውያን መሽክነይቲ ንድሕሪት ከምትኸዲ ጌሮምኺ
@samimoha2027
@samimoha2027 5 лет назад
Hero
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 5 лет назад
ቦሎም ነዞም ጸረ ምዕባለ ዝኾኑ ሰባት አነ ዓዲ ክስቶ እየ ወዲ ዓድ ኩስቶ ካብ ምባል ካብ ድኽነት ክንወጽእ ዝይናሓስብ አብ ኤሮውፓ መስሓቃ ኮይና።
@debasmelesdebasmeles3956
@debasmelesdebasmeles3956 5 лет назад
Wed gohafff
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 5 лет назад
Frist ❤️🇪🇷
@tesfamichaelkahsay3971
@tesfamichaelkahsay3971 5 лет назад
Good point
@dejenaraya12
@dejenaraya12 5 лет назад
Amlak msaka ykun kubur haw tesfe !!!
@yordanoskifle3839
@yordanoskifle3839 5 лет назад
Korida tehaben
@michaelmehari4368
@michaelmehari4368 5 лет назад
Wel done brother.
@hallesaale7154
@hallesaale7154 5 лет назад
Lomisi aygidinin bhade kilite zizarebwo zeyfeltu kebabi mulue mixiraf ageb baba tesfaxen
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 лет назад
ኣታ ኣረጊት ሀታዉ ሀተውተው ትብል ናይ ሐደሐደ ቢቢሲ ወርልድ ተጋሩ ኢና ትብል ኔርካ ሕጂካአ ንተጋሩ ትጸርፍ ኩሉ ተሐዋዊሱካ።
@debaidebai8125
@debaidebai8125 5 лет назад
ኣት መላጥ ዝብኢ፡ሕማም ናይ ኣያካ ዶ ሒዙካ ናብ ደቂ ኣከለጉዛይ በቢ ዓዶም ክትእትዎም ደቂ ኣድቀይሕ ኢልካ ደቂ ኣኮሎግዛይ ኢዮም ደቂ ካልእ ኣይኮንን፡ክትፈላሊዮም ኣይትድለ ያኣክለካ ሓሳዊ ጨናዊ ኩቡር ሕብረተሰብ ኣይትዛረበሎም ደቂ ሓማሲን ኪድ ከምኡ በሎም ለባ መዳናገሪ።
@eelias3043
@eelias3043 5 лет назад
Man of the year 2017-2018_2019
@zerationkflay1816
@zerationkflay1816 5 лет назад
ወዲ ሊቃውንት ሰላምካ ይብዛሕ ሎሚ ድማ ቁዳማይ ረኺበካ
@fexemebahta5752
@fexemebahta5752 5 лет назад
Beqa kemu denqro eka
@user-cr5ve7pq8m
@user-cr5ve7pq8m 5 лет назад
@@fexemebahta5752 ኣቲ ዓኳር ኣስላመይቲ ።
@yafuyafu1127
@yafuyafu1127 5 лет назад
Fexeme Bahta derbay akar
@jemalmehamed7631
@jemalmehamed7631 5 лет назад
ata senef dukum mimori bejaka tgrina u kankaka xn ilka smiayo nezi tenkol ezi mrdae tsien senef nusu tedeytkewndo kemuu konka
@ibrahimadem8039
@ibrahimadem8039 5 лет назад
@@jemalmehamed7631 hawey nezom dekalu gdefom yferu
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 лет назад
ድምጻዊ ተከስተ ሰለሙን ኢዩ ዝብሃል ካብቶም ጀጋኑ ደቂ ኣስመራ ኢዩ ምሉእ ዕድሚኡ ኣገልጉሎት ኢዩ ነይሩ ዓሰብን ካልእን ሕጂ ኣብ ኤውሮፓ ይነብር ኣሎ ።
@danmenification
@danmenification 5 лет назад
He knows agame very well. Agame never participated in a war without EPLF.
@yonasnot534
@yonasnot534 5 лет назад
N adi keyh kone elu zharm zelo ka Abey ti Habtamat nay eritrea deki adi keyhn kebabin slezkonu u. N hgdef zkawemo ab wshti eritrea ka bzeyka Hzbi adi keyh kal yelen. Eyob tumuy wedi akele jkna warsay zey meretu aydlenan u Aseb nay deki aseb.
@jamescooper5008
@jamescooper5008 5 лет назад
Tesfazion Jigna ...nezom Adi Keyhi zewkulu zibetom dea .eza nifelta adi keyih si entay eyu zelew dekey
@user-xq5po5vb8s
@user-xq5po5vb8s 5 лет назад
እዚ ወዲ ወረደ ዝበሃል ሰብሲ ሓደ ካብቶም ኣብ ሰላሕታወራር ሰራዊቱ ገዲፉ ዝሃደመን ግዳይ ነቐፌታ ኮይኑ ዝተዋረደ ባህራሪ ሰብዩ ።ሕጂ ናይ ተስፋ ምቑራጽ ዘረባዩ ዝመስል ።
@user-vj1rr5sj9q
@user-vj1rr5sj9q 5 лет назад
ኣንበሳ ናቶም ሂብካዮም
@emanialer3036
@emanialer3036 5 лет назад
🌟🇪🇷ERITREAN FOR ERITREAN 🇪🇷 🌟, THIS TIGRAY ROOM , ADI KEYHIN KEBABIWN NAY ERITREA TARIKI EU MISS ZIKONE AYTLAGIBO.
@geeznation5251
@geeznation5251 5 лет назад
Father of Nation.
@gebarmuhur5280
@gebarmuhur5280 5 лет назад
Tesfazion zetgedfom Ezo Akel Guzay Zbahalu Kemy Eritreawyan Kibhateka Ena Wal Eka Awrajana Aykun Ember NsoM Eko Natka Esurat aykonun Zekemaka Esabat Aykonun
@user-xc2bt9bl4g
@user-xc2bt9bl4g 5 лет назад
ሱቅ በል ሎቅማጽ መደናገሪ ካባኻስ ተጎሪሕለይ እካእዩ ቆማል ሓደ ካውኦም ኢካ
@gebarmuhur5280
@gebarmuhur5280 5 лет назад
Kkkkk Etay Emo Kbleka Xerfi Ab Melhas Eya Kelal Eya Kkkk Sle Kuwininet Eye Tezarbe Dhar Baka Dew Aybil Baka Ka Aykixel Majnun Wahdi kemu win bwilkika nTefazion keydka kitgubahal tkiel eka
@user-ty9cp8kf1l
@user-ty9cp8kf1l 5 лет назад
ዓሕ እንታይ ሞ ናይ ሎሚ ዘለና ወለዶ ኣይሓገዝናካን
@Teddyz1790
@Teddyz1790 5 лет назад
Etom Ab Adi keyih zeleu wede geba and deqi Esebaa kulom deqii Adika Eyom Kab Zigermekaaa
@endlesslove5873
@endlesslove5873 5 лет назад
Tes arkey hateftef endiki ktbli jemirki lomi dea (pension) tedergimkiya diki neza adi jeganu xerifkaya nhna ko gobo mukanu Adna nfelto ena zeyteredeaka gn Eritrea natna mukana kneflteka ndeli mish Asseb baxie Eritrea natna eya
@erenaeritrean9431
@erenaeritrean9431 5 лет назад
Achi wdi ngereley eske nezi resi tebek
@bahribinam4796
@bahribinam4796 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ጺቡቅ ሓሳብ ቂቡል ቡነት ኣበይ ኢዪ ከዱ ዘሎ ኢዚ ኩሉ ዝርዳ ኩቡር ባህሊ ንጹር ሃይማኖት ዘለዎ መንሰይ አንታይ አና ንከዊን ዘለና ቡነት በጃኩም ነስተብህል አንታይ ኢዪ ረብሓ ሃገርና ኢንታይ ኢዪ ረብሓና ነዚ መኢኪቲ አዚ ሰሚዕና ርዱን ነጹሩን ኢዪ ኣስተንህልና ኒኪድ ከም ኣባሓጎታትናን ኣያታትናን አስከ ንምሰል በጃኩም ንሱ ጥራይ ኢዪ ዘርብሓና ካሊ ዊጺኢት ዘለዎ ኣይኮነን ኢዚ ዪ ሕቂ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ኢዚ ሓሳብ ኢዚ ምርካቡ ውን ዕድለናታት አና ዕድመን ጥዕናን ንኩቡር ትስፋጺዮን ኣጆካ ኣለና ሚሳካ ከቲ ትብሎ ኩሉ ጊዜ ምስ ካል ኮኑ ዚዋሳ ሰብ ኒግዙኡ ኢዪ አቶም ኣለጊስና ዘለና ናብዚ ኩቡር ሓሳብ ንመለስ አቶም ዘለና ከኣ ቀጺሉ ኪብል አደሊ ኩቡር ሃይማኖትና ኩቡር ባህልና ኩቡር ሂዝብና አንተ ብጉቡ ተዓቂቡ ጥራይ አና ንከብር አሞ ሃየ ደኣ ንባራበር መኔሰይ
@user-cp1zw7fk7z
@user-cp1zw7fk7z 5 лет назад
Eway tekedime
@YM19913
@YM19913 5 лет назад
ለባም ጓል'ያ እዛ ሰማይነሽ ትበሃል ቆልዓ !!
Далее