Тёмный

Tigray Media Network ህወሓት'ዶ ህዝቢ ትግራይ ይድሓን // ርክብ ምስ ሻዕብያ Jul 10, 2024 

Tigray Media Network
Подписаться 68 тыс.
Просмотров 24 тыс.
0% 0

#ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network RU-vid Channel Like Share Subscribe

Развлечения

Опубликовано:

 

9 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 87   
@kaprino
@kaprino 17 дней назад
ሻዕብያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ንብልጽግና ይኩን ንህዋሓት ዝከውን ግዜ የብሉን። ኣብ ኣእምሮ ሻዕብያ ህዋሓት ይኩን ብልጽግና ልሙሳት ዮም ዋጋ የብሎምን፡ ኣይተታዓባብዮም።
@hailzghihadish7736
@hailzghihadish7736 17 дней назад
ሳላ ሃመር ትልኽ ትብል ኣላ! እንበር ነንሕድሕዳ ከም ትባላዕ ናይ ግዚየ ጉዳይ ዩ።
@ShelaM415
@ShelaM415 17 дней назад
ትግራይ ንአቢ የውርድዎ የደይብዎ ውግእ ይግበሩ ምሥህዝቦም ኮይኖም ምስ ካልእተጸጊዖም ኾነ ስለምንታይ ኢኻ ምስ ሻዕቢይ ኾይኖም እዳበልካ ንኤርትራ ትጠቅሳ ንሕና አብልምዐትን ህንፀት ኢና ዘለና ረስዐና ጉዳይና አለና
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 17 дней назад
,ዋላ ናተይ ህቶ እሱ እዩ
@user-so7ww7gn3x
@user-so7ww7gn3x 17 дней назад
ሰላም ናቱ ከመይ ውዒልካ ሰላም ናዓካ ይኩንብጣሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ቀጽሎ
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 17 дней назад
ብወገን ኤርትራ ንወያኒ ዝኣምን እንተ ሃልዩ የዋህነት እዩ ስለዚ ሕጂ ከ እንታይ ክንደግም ብወገን ትግራይ ንሕና ኤርትራውያን ተዓዘብቲ እምበር ተዋሳእቲ ክንከውን ፍቃደኛታት ኣይኮናን ብትግራይ ዝመጻእ ዝእመን የልቦን ፡እቲ ሓሳብ ንጽቡቅ ግን ንሰምዓካ እንተ ብቅንዕና እንተ ብኻልእ ናትናኤል
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 17 дней назад
Every time we do nice look what tplf paid us back that damm sanction after sanction and deported our families and stole all our properties so this tplf I'd not trust worthy please president Esayas do not help let them do whatever they want without Eritreans we have enough of Ethiopia specially tigra.
@kaprino
@kaprino 17 дней назад
ክክክክ ኣላ ናቱ ኬፍ ኣለካ ኮ ሕጂ ካኣ ሓንጻጺ ናይ ኩናት ኮንካ😂😂
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 17 дней назад
እዚ ከዛብ ፋልሶ ጀነራል እዚ/ወዲ አሸብር/ ዝተባህለ ኩናት ጻዕጺዑዎም ክሃድሙ ንዝፈተኑ አባላት TDF በሉዎም እንዳበለ ብናይ አሕዋቶም ጠያይቲ ንክሃልቁ ዝገበረ ሰብ እዩ። መረጋገጺ ብአውዲዮ ተዘርጊሑ እዩ። ሕጂ አብ አመሪካ መጺኡ አሎ ብወንጀል ክኽሰስ እዩ ዝግባእ!!!!!
@meharyhabtai2066
@meharyhabtai2066 17 дней назад
ኣድሕኑና ኣድሕኑና ኢሎም ድሒኖም።ግን ንህዝቢ ትግራይ ከም መንደዓት ተንጊሮሞ ኣለዉ።
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 17 дней назад
ወዲ እ ምበይተይ መናእ ሰይ ኣጥፊኡስ ኖርማል ዶ ኢ ሉ እንታይ ዶ ሂቡሉ እዩ ነትይ ህዝቢ ጅረናል ዘይኮነስ እዚ ጀርካን ቀዳድ እዩ በሎም ዝብል ዝነበረ እንድዩ ኣይህፍርን ድዩ ኸ ናይ ሰዓታት ምቅይያር ኣሎ ኢሉ ህበይ ኣምላኽ ይፍደዮ እምበር ዝባሃል የለን እንዳኖርማል ስርቂ ሞት ቅጥፈት ኹሉ ኖርማል የጉድ አገር!
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 17 дней назад
No why shabia ur strong please do it within yr each other PIA don't do it please don't involve us we don't want another drama so good luck Bilzegna and tplf leave Eritrea out of these mess.
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 17 дней назад
Yes! I am with you on this. Let them deal with their mess.
@frehiwotgirmazion9067
@frehiwotgirmazion9067 17 дней назад
ናቱ ከመይ ቀኒኻ አነ ደስ ኢዩ ዝብለኒ ኘሮግራምካ ❤❤❤❤
@hadgugebre4799
@hadgugebre4799 17 дней назад
Nati jigna
@yakobequbamicael
@yakobequbamicael 17 дней назад
Natu I appreciate commitment keep it on ❤
@azebgebri6695
@azebgebri6695 17 дней назад
Merhaba Natu hawey ❤
@user-qg6uh7pd8q
@user-qg6uh7pd8q 17 дней назад
Selam. Natu. Hawna. Ajoka. Kexlo
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 17 дней назад
Natue Hewna Abi Seb ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@georgemichael8174
@georgemichael8174 17 дней назад
Natu jigna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@littlefrinds3455
@littlefrinds3455 17 дней назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yakobequbamicael
@yakobequbamicael 17 дней назад
I appreciate your commitment
@lettetecle4258
@lettetecle4258 17 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@filywedibereka1961
@filywedibereka1961 17 дней назад
ኣጆኻ ናቱ ቃልስኻ ቀሪቡ ኢዩ ኣብ ዓወት ክበጽሕ: ወያነ ብገዛእ ህዝቡ ኣብ እንዳ ጎሓፍ ክኣቱ ኢዩ 💪🏾
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g 17 дней назад
❤❤❤❤ ኤርትራ ❤❤❤
@georgemichael8174
@georgemichael8174 17 дней назад
Nuru jigna ❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤🌹🌹🌹🌹💖💖🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏
@mihretabyemane8847
@mihretabyemane8847 17 дней назад
Natu hawna live long
@siumtekeste4784
@siumtekeste4784 17 дней назад
ናቱ ሐዉና እንቃእ በደሐን መጸኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@letinagimie539
@letinagimie539 17 дней назад
Natu hawey selam selam ❤
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 17 дней назад
Great job
@tekleredie9259
@tekleredie9259 17 дней назад
Peace all Africa ❤❤❤🙏🙏🙏
@meleykidane838
@meleykidane838 17 дней назад
Thank y🎉ou for sharing 🙏 Eri 🇪🇷
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 16 дней назад
Merahiti weyane lebamat entekoinom mejemeria mis shaebia kuureku allowom
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 17 дней назад
**ናቱ..ጻድቃ + ቮድካቸው . ኣቡሽ ንብዓል ኣለም ሞንጆርኖ ክበልዓለን...ንሰን ከኣ ስልጣን ትግራይ ተረኪበን ብመሪሕነት ኣቡሽ ኤርትራ ንምጭፍላቕ እዩ እቲ ሃለኽለኽ..ካብ መጀመርትኡ !!!! ግሩፕ ሞንጆርኖ ድማ ካድረን ናይቀደም ዝና ገድሊ ሕውሓት ተጠቒመን ክምክታ እየን ዝማወታ ዘለዋ !! ቮድካ ጣጣ የብሉን ..ኣብዘይ ሞሲብኡ እየን ኣእቴንኦ እምበር ጭንቀት ዝብሃል ኣይፈተን እዩ ..ኣቡሽ ዝበሎ እንዳበለ እንዳጨረመ ምምባር እዩ ድሌቱ !! ማማ ጻድቃንን ግን ዕንቅርቢት እያ
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 17 дней назад
ኣታ ናቱ መን ከ ኣልዒልዋም ይፈልጥ ኮይኑ ግን ኣክቲብስቲ ኣብ ትግራይ ዝነብሩ ግን ኤርትራ ከየልዓሉ ሓሊፎም ኣይፈልጡን እዮም፡እቲ ዝገርም ግን ኣብ ውሽጢ ትግራይ እዚ ኩሉ ገበናት እና ተሰርሔ ሓንቲ መዓልቲ ክዛረቡ ሰሚዕና ኣይንፈልጥን ስለዚ ብትግራይ ዝመጺእ ፍጹም ዝእመን የልቦን ብወገን ኤርትራ፡ሓዳጋት እምበር ረሳዕቲ ኣይኮናን፡እቶም ሰላም ትምነዩ ተጋሩ ግን ሰላም ንምነየልኩም፡
@HabteAlganesh-zb8rd
@HabteAlganesh-zb8rd 17 дней назад
ናቱ፡አይትጋገ፡መንግስቲ፡ኤርትራ፡ብዛዕባ፡ጉዳይ፡ኢትዮፕያ፡አይምልከቶን፡እዩ፡ጉዳይና፡አይኮነን፡ተደልዮም፡ይዋጉ ኡ፡ይታሃናኾቱ፡ጉዳይና፡አይኮነን፡
@brhaneokubay6481
@brhaneokubay6481 17 дней назад
Natu ❤️❤️❤️❤️
@HabteAlganesh-zb8rd
@HabteAlganesh-zb8rd 17 дней назад
ይገርመና፡አሎ፡ ወያንየ ፡ብናቶም፡መሪሕነ,ን20ዓመት፡አይሰላም፡አብ፡ሰንፈላአል፡ንህዝቢ፡ኤርትራ፡መሪር፡ግዜ፡አሕልፉ፡ከይሐፈሩ፡ምስ፡ሻዕብያ፡ኮይኖም፡ን አቢ፡ከውርዱ፡ይሐስቡ፡ኤርትራ፡ክልል፡ዘይኮነትስ፡ሃገር፡እያ፡ከምድላይካ ፡አይኮነን፡
@gebrehiwotkifle5603
@gebrehiwotkifle5603 17 дней назад
Vva fano
@luwamlove
@luwamlove 17 дней назад
❤❤❤
@TeklayYeshneh
@TeklayYeshneh 13 дней назад
ንባብ አይትክእልን ንበዓልካ
@okay5271
@okay5271 16 дней назад
Heartbreaking devastating really
@samuelhaile8741
@samuelhaile8741 7 дней назад
🎉
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 17 дней назад
Eritra entaye yimelketa abizi gudaye .???🇪🇷🇪🇷😏😏
@loveerinosinle4067
@loveerinosinle4067 17 дней назад
Ammbbeessa
@ramandebene1131
@ramandebene1131 17 дней назад
ኣንታ እዚ ህዝቢ ትግራት ደንዝዙ ድዩ ባዓል እዝኦም እንድዮም ንህዚ ትግራይ ኣብዚ ኩሉ ማዓት ዘእተውዎ ኣብ ቅድሚኦም መጽዩ ከምዚ ብሰማይ ዝወረዶ ነብሱ ናጻ ገይሩ ይዛተብ ጽን እሎም ይሰምዐዎ።
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 17 дней назад
Nemen maletka yu?
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 17 дней назад
❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@hirtiwold1838
@hirtiwold1838 17 дней назад
🙏🙏🙏🙏❤❤
@hewantesfamichael5800
@hewantesfamichael5800 17 дней назад
Shaebia has no time for fano or tigray at this time it is their internal problem we keep save our borders only unless they came to defeat us , enough is enough we tired of this country forget us.
@kiflymerhu832
@kiflymerhu832 17 дней назад
The bunch of Mafias (TPLF) created the mess in the Horn. Abiy was theier student too.
@user-do8zv2gp2n
@user-do8zv2gp2n 17 дней назад
ብጣዕሚ ዝገርምን ዘደንፅውን ኣባሃህላ ንሽሙ ጀነራል ተባሂሉ ብዓል እዚኦም ደናቑር ማሃይማት ህዝቢ ኣጥፊኦም ወንጀል ኖርማል'ዩ ኢሉ ምዝራቡ ድንቁርንኡ ዘሪአካ'ዩ. ነገሩ ሓቁ'ዩ ንሱ ደቁን ዓልየቱን ኣብ ኣሜሪካ ኣቐሚጡ ንሱ በደቂ ድኻ ደም ህይወት ይፃወት ዝጠፍኡ ዘለዉ መንእሰይ ንዕኡ ኣይንታዩን
@ramandebene1131
@ramandebene1131 17 дней назад
ንሱ እዚ ጀነራል እየ ዝብል ኣይኮነን ደንቆሮ እቲ ህዝቢ እዩ ደንቆሮ። ነዝኦም ኣብ ሕጊ ኣቅሪቡ ዝኣስረኦም ሱቅ እሎም ይሰምዕዎ። ናይ ብሓቂ መራሕት ትግራይ ዕድለኛታት እዮም ንረብሐኦም ዝጥልዕሉ ደንቆሮ ህዝብ ብምርካቦም።
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 16 дней назад
እዝቢ ዳአ ዕርፍቲ እባ ይረክብ ንባዕሎም እንተደአ ተባሊዖም
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 17 дней назад
በቃ ህርፋን ስልጣን ንህዝቢ ትግራይ አጥፊኦሞ ሕጂ ከአ አይተማህሩን ከመይ ገይሮም ስልጣን መጺኦም ሃብቲ ንምድላብ እዮም።
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 17 дней назад
መርሓባ ናትና El A+
@Yonas-jp7sp
@Yonas-jp7sp 17 дней назад
🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 17 дней назад
ቂቂ😂 ቁጽጽር ኮሚቴ ሕውሓት ኣሜባ እያ ኢልዋ እንድዩ ..ኣይሰማዕካን ዲኻ
@user-bs9ux9jq7e
@user-bs9ux9jq7e 17 дней назад
የትግራይ ወጣት. ምንም ለማያመጡ ጥጋበኞች በለኮሱት ጦርነት. ወጣቱን አስጨረሱት. የድሀ ልጅ አለቀ
@yakobequbamicael
@yakobequbamicael 17 дней назад
You
@wedigashlove
@wedigashlove 17 дней назад
Mengsti eritrean zewsdo wesane geguy eu kabti geguy wesanu ne merhati Ethio qeltifu memanu eu
@loveerinosinle4067
@loveerinosinle4067 17 дней назад
tesfa ygeber ksamuka
@SimonGebrekidan
@SimonGebrekidan 17 дней назад
ኵናት ይትረፍ እናበልካስ ምስ ሶማል ተራኸቡ ትብል የሕዝን. ፖለቲካ ዓይነ መርፍኡ ጠፊእካ
@yacobhabtu375
@yacobhabtu375 17 дней назад
ህውሓት በየናይ ርእሳ ክትሓስቦ አዚ ትህባ ዘለካ ምኽሪ
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 16 дней назад
አኘ መረይተና ማሓዘ መሰ ወዲ በሻሻ ኸነካ ህዘቢ መደሐን ሕወሕተነ ኻደረአን መጋሓፈ
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 17 дней назад
መድህን ኣበይ ኣለኺ??? ከም ሰብ ነብዕላ!! መድፈኛ ሰትየ : ጥሕሎ በሊዒላ ( wolwalo) : ሓራምበ ኣኽሱም /ሽረ / ዓድዋ ዓንድረላ : እንዳ በላይ ባንጀቱ(አክሱም ) ሆቴል ንግስተ ሳባ ኣብ 70 ታት ናዓይ ትግራይ ገነት እያ ነይራ :: ናቱ!! ናብቲ ዝነበሮቶ ክትምለስ ጸልየላ :: ንታደሰ ገ / እግዚኣ ሄር ዓዲ ግራት ቪዛ ባዕለይ ኢለዮ : ኣብ 1975 ዎልዋሎ ጎይታ ጥሕሎ :: ታደሰ ኣበይ ኣሎ? ናትናኤል?
@selamselam8094
@selamselam8094 17 дней назад
ናቱ ሐዉና ዘይሐስብ አይንገድ እዮ ነገሩ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ክብል መስዋእቲ ከፊሉ ብዉሕሉል ናይ ቃልሲ ስልቲ አብ ዉሽጢ 2 ሰሙናት ንህዝቢ ትግራይ ካብዚ ዕስለ ጁንታ ነጻ አዉጺእዎ ኔሩ . ብድሕሪ ሕጂ ዋላ 1 ኤርትራዊ ካብ ሃገሩ ወጺኢ መስዋእቲ ዝከፍለሉ ምክንያት የለን ✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️
@rigbearayateklesenbet326
@rigbearayateklesenbet326 17 дней назад
ናቱ አነ ቅድሚ ህጂ አኮ የድንቀ ነረ ህጂ ግን ተጋጊካ ነአካ ክጢኢመካስ ንሻአብያ ትጋጊካ ሎምስ ሻአቢያ አይፈለጥ ካዮን ማለት አዩ ብህጂስ ምስ ተጋሩ በጃካ ዊኢል አልጀርስ አንተዘይ ኮይኑ ብካሊኢ ዘራክብ የብልናን ወላ ጋህ ዘኡትብሉ
@johonyebyo9956
@johonyebyo9956 17 дней назад
ብርጋደል ጀነራል ተዘራ ንጉሰ እዩ ኤማ እቲ ካልኣይ ጀነራል ናይ ዋልያ ክፊለ ጦር ዝነበረ እዩ
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 16 дней назад
ሕዘወን አተጋገ ተገረይ ወገአ አነደሕረ ዘይደሊያ ነወዲ በሻሻ ነመወረደ መሰ ኦሮሞ ኸነባአሰ ኸነዋጋአ መገን ደረንን አበሰማይ ኘመቀለ ኸረደአ ኸዘነቦአ ኸተ ሳኸዐ ዘቀረየ መሰኻዕ አዮ ነሕና ወዲ በሻሻ አሮሞ ዘወኸለ አዮ አሮሞ የወሪዶ መሰ ማንም ወገአ አይደልይና አተዘኸወነ አማ መሰ አማሓራ ደአ ገነ አበ ወሸጥና ዘሎ ኸሰረ ነጠፈአ ወዱሓፈይ
@LoveEri-z4u
@LoveEri-z4u 17 дней назад
ትሕቲ እንስሳ ኢኹም ኢልና'ኮ። ካብ ኤርትራ ንላዕሊ ዉግእ ዝነበረሉ መሬት የለን፡ ኣብ ኤርትራ ግን ስርቅን፡ ቅትለትን፡ ኔሩ ኣይፈልጥን።
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 17 дней назад
ዘይ መርገምን መረረኔ ክስን ሓድነት ተጋሩ ምዝራግን ካብቶም ፀረ ተጋሩን መፍቶት እቶም ካብ ገፅ ምድሪ ከጥፋኡና ዝሓቀኑ ደመኛታትና ንላዕሊ ኢኩም ናይ እዚ ሚድያ እሞ ተጠንቀቁ በትሪ ወያነን ህዝቢ ትግራይ ንዝተንኸፎ አይድሕንን አቱ ቶኳናትን ዃኹቶታትን ዘርኢ መርገም !!💀💀💀👹👹👹👺🤮🤮🤮
@tilahuntadios6540
@tilahuntadios6540 17 дней назад
Reformed new party with fanoo leave tplf groups
@KalKalu-tx1bs
@KalKalu-tx1bs 7 дней назад
Midia koyinka were gdefo ena metsika eti tblo delek hagza tigray banda
@Yonas-jp7sp
@Yonas-jp7sp 17 дней назад
ከበር ለኢትዮጵያ መከላከያ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 14 дней назад
ሓሳዉ
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 17 дней назад
ጃንዳ ተገዲዳ ፈርሚ ተባሂላ እያ ፈሪማ ኢሉ ነጊርኩም እንድዩ ፕረ/ኢሰያስ!! ሕጂ ኸ አሚንኩም ዶ ተጋሩ!!
@HabteAlganesh-zb8rd
@HabteAlganesh-zb8rd 17 дней назад
ቀጽላ፡ክንሰምዕ
@mohammedabubkere445
@mohammedabubkere445 17 дней назад
خلاص أنتم تقرأي حووحات جونتاويانا أعداء ألشعب ايثيوبيا مافي آحد يبغكم في اديس ابابا أبدأ تحلمون بعد كده في ايثيوبيا حكومه في اديس ابابا اورومو هيأ حكومه انتم عقامي ماتحلوا خلاص إنتهى أموركم
@SamsomYobel
@SamsomYobel 17 дней назад
Ati hasawit nay tgray
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 17 дней назад
WXAE ATA GUHAF DENQORO WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE BANDA CADRE GAME OVER
@user-qc8vd5vm8u
@user-qc8vd5vm8u 17 дней назад
ከመይ ዝኣመሰልዎ ነገራት አናኣከበ ጠልቆምቆም ዝብል ወዲ ዓድዋ ደጋፊ ሻዕቢያ ዝኾነ ሓፃቢ ቢያቲ
@ZebBur-jv5wi
@ZebBur-jv5wi 17 дней назад
መርገፂካ እንታይ ምኳኑ አነይፍለጥን ንሻዕብያ ፣ንፋኖ ህዝቢ ትግራይ ዝሓረዱ መን ኢካ ስኻ ወደይ
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 17 дней назад
WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE BANDA CADRE DENQORO
@user-qc8vd5vm8u
@user-qc8vd5vm8u 17 дней назад
እንታይ ይምልከተካ ብሰሩ ንስኻ ኣብ ኣሰመራ ዝዓበካ ትግራዋይ ኣምሓራይ ኤርትራዊ ዲኻ ዕንክሊል ናትካ ነገር ኣብ ዩቱብ ኮይንካ ሃተዉተዉ
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 17 дней назад
ምስ ናቱ ሀሳብ ብሀሳብ ተሟገት ካሊእ ሓተውተው ግደፍ ብዛዕባ ሕዝቢ ትግራይ ካብ ናቱ ንላዕሊ ይምልከተኒ ትብል እንተኾንካ ነዘን አብ ትግራይ ተጨውየን ደሓር ተኣሚጸን መወዳእታ ድማ ዝቕተላ ዘለዋ ኣሓትካ ድሚጺ ኩን
Далее
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 17 млн
➊ ዕለታዊ  ➻ ትንተና♦️10/11/2023
36:18
Gere emun part 184 | ገሬ እሙን ክፋል 184
41:01
200 IQ рабочий😳
0:28
Просмотров 3,4 млн
Ещё и в кредит
1:01
Просмотров 1,8 млн