Тёмный

Tigray Media Network እንዳ ስየ አብርሃን እንዳ ስብሓት ነጋን Aug 29, 2024 

Tigray Media Network
Подписаться 76 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 61   
@michalemichale5880
@michalemichale5880 2 месяца назад
Great program Natu! Everything is happening the way you predicted it! We will see where this is heading? Keep it up!
@hailemariamkassa3904
@hailemariamkassa3904 2 месяца назад
Yimochika Natu!! You talled him the truth!! Bishim weledu hafiru staline zible zteseyem mewaqaay/ medenageree.
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 2 месяца назад
ሰላማት ናቱ ህዝቢ ትግራይ ዝደልዮ ዘሎ ካብዚ ኣትዩዎ ዘሎ ኩሉ መዳዊ ጸገም ከገላግሎ ዝኽእል ሓቀኛን እሙናትን መራሕቲ ኢዩ ዘድልዮ ዘሎ ናይ ይምሰል ሸው ኣይኮነን ዘድልዮ ዘሎ
@seghidyosief4832
@seghidyosief4832 2 месяца назад
😊😊
@GoitomZerea
@GoitomZerea 2 месяца назад
ናትናኤል ሐቄና ሰብ ቀፂሎ❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏
@Bocaca49
@Bocaca49 2 месяца назад
You are straight up . I wish if others are like you who can speak as is as was .
@Kuurazz
@Kuurazz 2 месяца назад
Beal natun kemaka zeameselun eyom ne tigray kemerhewa zelewom nab selam kemexu
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 2 месяца назад
ክንደይ መራሕቲ እኮ መሪሖሞዮም ግን ኣብምንታይ ደረጃ ኣውዲቖሞ ንርእዮ ኣሎና
@Gebreq
@Gebreq 2 месяца назад
አቕሽቲ ጠቕላልኡ ኣብ ፓለቲካ ኾነ ናፓለቲካ ኣኼባ ብህጊ ምዉጋዶም ኦዩ ልሐሸ።
@aeqlitiray
@aeqlitiray 2 месяца назад
♥️🙏♥️🙏♥️🙏♥️🙏♥️🙏♥️🙏♥️🙏♥️🙏♥️🙏♥️🙏
@TsehayeTewolde
@TsehayeTewolde 2 месяца назад
ወይን ቀራን ርእሳ 17 ዕመት ግድል ኣታሊላትና ሕቶኣ ሓቤኣ ሚለነር ክይና ብቕ እላትና መን ዩ ሕልንኡ ዝገብረሉ
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 месяца назад
❤️🇪🇷❤️
@B-syi8jj
@B-syi8jj 2 месяца назад
ወሃ ትግራዋይ ዕደ
@WezamWezam-kc7cb
@WezamWezam-kc7cb 2 месяца назад
መጨብጨቢ ዝኾነ ህዝቢ ኽልተ ዓመት ገይሩ አብ ስልጣን እንታይ ለውጢ አምፅኡ
@berhaneabreham618
@berhaneabreham618 2 месяца назад
ሰረቀብርሀን ካድረ ናይ ህወሃት እዩ
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 2 месяца назад
ዝግበር ዘሎ ሽንግልና ንህዝቢ ትግራይ ዘድሕን እንተይኮነስ ንዉልቀ ሰባት ካብ ትሓታትነት ንምምላጥን ስልጣን ህረፍን ንምርዋይን እዩ።
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 2 месяца назад
🇪🇷🙏🇪🇷✌️✌️✌️✌️🙏🙏
@welday232
@welday232 2 месяца назад
ስታሊን ፍርሒ ሞይቱ
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 2 месяца назад
ሙሉእ ሰላም ይግበረሉ ንህዝቢ ትግራይን ንኸባቢ ዞባ ቀርኒ አፍሪቃን ንኸባቢኡን።
@brookzeleke
@brookzeleke 2 месяца назад
ህዋሀት የዖፈውን ነው የሚያነበው።
@rahwadrar1860
@rahwadrar1860 2 месяца назад
Wawww yigbo iyu
@TsehayeTewolde
@TsehayeTewolde 2 месяца назад
ወይን ቀራን ርእሳ ብሓስት ትእምን
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 2 месяца назад
ጌታቸው ይምጻእ ኣናንያ ይምጻእ ንህዝቢ ትግራይ መስዋእቲ ከፊሉ ናብ ጎደና ሰላምን ልምዓትን ዝመርሖዩ ዘድልዮ ካባኻ ኔታሕቲ ዘሎኹም መንእሰያት ኢዮም ድልዋት ንመስዋእቲ ሓቀኛታትን
@welday232
@welday232 2 месяца назад
እገለ ይምፃእ እገለ ኣይኮነን ዝበሃል እቲ ህዝቢ ትግራይ ካልእ ዕድል መራሕቲ ከይፈጥር ዓፊኑ ሒዝዎ ዘሎ ሕወሓት ክጠፍእ ኣለዎ
@muluadhana
@muluadhana 2 месяца назад
ልዕ ሊ ወያነ ንኢትዮጵያ ብሓፈሻ ንትግራይ ድማ ብፍላይ ዘዕንይዋ ዘለዉ እቶም ናይ ሃይማኖት መራሕቲ እዮም። ይዕረፉ። ንእየሱስ ክርስቶስ ምስቃሎም ይኣኽሎም። ፀጥታ ትግራይ ዉግንነኡ ን ግመት እዩ ተፈተወ ተፀልአ። ዉክልና ወሲዱ ኣብ ግመት ወንበር ሒዙ ብመንግስቲ መሃየኡ እናውደ ስለዝርከብ። ንማንም ንማንም ከይትዉግኑ ዝብል ሓሳብ ከቢድ ፖለቲካ እዩ። ቤ/ያን ድማ ኣብ ፖለቲካ ዋላ ሓንቲ ኣይምልከታን።
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
ክልተ ተሓናሓንቲ መራሕቲ አብ ሓንቲ ትግራይ እቲ ዝገርም ከአ ክልቲኦም ካብ ሓንቲ ውድብ ባይቶና የለ ዓረና የለ ሳልሳይ ወ ራባዓይ ወ የለ ዝገርም ውድድር እዩ።
@nazretmogos
@nazretmogos 2 месяца назад
ናቱ ሐወይ ብዛዕባ እዚ ዘሎ ኹነታት ናይ ትግራይ ብዙሕ ኽዛረብ አይደፍርን እየ ።እታ ዝምነያ ንህዝቢ ትግራይ ሰላምን ቅሳነት ይምነ። ኻብ ሐፍትኹም ኤርትራዊት
@welday232
@welday232 2 месяца назад
ናይ ትግራይ ሰላም ክምለስ ተኾይኑ ሕወሓት ክጠፍእ ኣለዎ
@SyyHdhdh
@SyyHdhdh 2 месяца назад
have Muslims in tigra.??
@mohamedraghe2127
@mohamedraghe2127 2 месяца назад
Tigray is in deep trouble
@Anti-Traitor
@Anti-Traitor 2 месяца назад
ምስ ገብሩ ኣስራት ገለ ነገር ኣላትካ ፡ ብ ፍጹም ክትትንክፎ ኣይትደልን ፡ ንስየ ፡ ንጻድቃን እንዳሓመኻ ፡ ን ገብሩ ክፉእ መጋብሩ ምግዳፍሲ ኣይነገር ደሓንን
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 2 месяца назад
በዓል ጌታቼዉ ሲዒሮ ተወጺኦምሲ ዕጫ ሕዉሐት እንታዮ ኪከዉን...በዓል ጌታቼዉ ተድአ ተዓዊቶምከ አብ ብልጽግና ዲዮም ክጽንበሩ????
@atakltiequbay4147
@atakltiequbay4147 2 месяца назад
Natu eyu bzaeba naytom merhati tizarwbo ydgifeka Eye Gin nay Ethiopia.Tibhal adi Shifan wey wekil tikono zeleka dew abil ok
@BahreNeGash
@BahreNeGash 2 месяца назад
After 50 years of TPLF's ethnic wars against the Ethiopian, Eritrean & Somali peoples costing Tigray too many precious lives, vital economic resources & lost opportunities, it's long overdue for the Tigray people to make peace & live in harmony with their neighbors. Instead of shopping for arms & wasting precious economic resources to only survive on international donation for famine aid while dragging Tigray youth into destructive endless wars, Tigray needs visionary selfless leaders who are committed to serve the Tigray people.
@welday232
@welday232 2 месяца назад
ስታሊን ሓቁ እዩ ሕወሓት ሰለዝሙዉልዎ
@abrahamkidane1771
@abrahamkidane1771 2 месяца назад
ዘሕዝን ታሪኽ ኣብ መንጎ ትጋሩ አንታይ ድራማ አዩ ዝስራሕ ዘሎ፡፡አንቆቅልሽ ገና ትግራይ መዓስኮን አዩ ዝሓልፈላ ራህዋ ዝረኽቡ፡፡ገዛ ገዛ ጸወታ፡፡
@welday232
@welday232 2 месяца назад
ሕወሓት እናሃለወት ትግራይ ኣይሓልፈላንዩ
@TesfayHailu-h9d
@TesfayHailu-h9d Месяц назад
Merteuo alekado hakin hasotn aytikelakil tsegueka nihaki yukun.kulu tizarebo bmerteuo akribo.
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 2 месяца назад
Inda Seye Abraha are interning kamala harris tnsanstion cabinet.
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 2 месяца назад
Is Yohannes Abraham related to siye???
@21cent.ERITREA
@21cent.ERITREA 2 месяца назад
President issais told us the reality. Geche kea meskiruwa😂😂😂 abet shabia wala kihadmu kem zitedalewu aregagixe yfelt neru.....Eta nay Abey Ahmed wudit gn shabia aytezarebelan. Alo,hansab tray ....
@BahreNeGash
@BahreNeGash 2 месяца назад
Many losers like you predicted the downfall & disintegration of SHAEBIA for over 50 years. But they all ended up buried in the graves they dug for SHAEBIA. It's too bad you have NOT learned hard lessons for your past. Therefore, those who fail to remember the past are condemned to repeat it.
@hailemariamkassa3904
@hailemariamkassa3904 2 месяца назад
Hayelom 88 eyu moytu. Ane kabtom qetalie nab higee yiqreb elna Adiss Ababa selfie 88 zwetsaena ena. Nay AA university qedamay amet temharay neyre.
@tewodrosgebretsadik9772
@tewodrosgebretsadik9772 2 месяца назад
Min agebah sile tigray endihum sile adiwa ante ko fitih rasu non tigraway new
@yourapollo5555
@yourapollo5555 2 месяца назад
ኢዚ ዝተረገመ አረጊት ሰይጣን ፓፓስ ኢየ ባሃሊ ሰብአይ ኻብ ሱር መሰረቱ ተማሕዩ ኽጠፍኢ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ሩጉም ዘርኢ
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 месяца назад
ሓቅኻ ተሸካሚ ሳንጣ እዩ ወገነኛ እዩ ኮላይ ዝምድያ እሱ
@TsehayeTewolde
@TsehayeTewolde 2 месяца назад
እዋይ ወይን ቀራን ርእሳ
@geregirmay4261
@geregirmay4261 Месяц назад
n Getachew kemzi gerka zekiberka anta kibur hzbi temben kiber temesgen bbikyat jemireya za video ymochikum
@hagereyslmatey5186
@hagereyslmatey5186 2 месяца назад
ቡዙሕ መግለጺ ዘድሊ ኣይኮነን ዘረባ ፕረዚደንት ኢሰያስ ዝሰምዐ እታ ሓቂ ንሳ እያ። ኣድሑኑና? መን ከድሕኖም ኤመሪካ፡ ስለዚ ናይ ትግራዋይ ፖሎቲካ ይኩን ስትራተጂ ብመን ይምራሕ ብ ኤመሪካ። እቲ ሓቂ ግን፡ ንሕውሓት ቀደም ሻዕብያ የዕጢቁዋ ኣብ ስልጣን ኮፍ ኣቢሉዋ። ነዚ ዘዕጠቃ ሓይሊ ምስ ሃሮሞቶ (በደለቶ)ብጉጉይ ፖሎቲካ፡ መሊሱ ክኣ ዕጥቃ መንጢሉ ኣብዚ ዘላቶ ኣብጺሑዋ። ብሕጂ ስልጣን ክትረክብ ወይ ክትዓጥቅ እንተደልያ፡ ከምቲ ዝውረይ ዘሎ ካብ ሻዕብያ ጥራሕ እያ ክትረክቦ። ተዘይ ኮይኑ ታሪካ ታሪክ ዝሞተ ኸልቢ ኮይኑ ክተርፍ እዩ። ናብቲ ሓቂ ፖሎቲካን ምትሕግጋዝን ምምጻእ እዩ እቲ መፍትሒ። ከም ናይ 1991 4ነጥቢ። ነቲ ክልቲኡ ጅግና ህዝቢ ክሓይሽ።
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 месяца назад
እዚ ዝካየድ ዘሎ ናይ ስሚዒት ሃጸፍጸፍ ጽባሕ ንግሆ ንህዝቢ ትግራይ ብዘይ ታሪክ ኣብ ጎላጉል ዘሳጥሕ እዩ እዚ ኩሉ መስዋእቲ ታሪክን ብናይ ብልጽግና ዘቁጸልጽል ቃላት ክድምሰስን ክርሳዕን ዝገብር እዩ እኒ ጌታቸው ከኣ ነዐኦም ይጥዓሞም ጥራይ እንበር ናይ ህዝቢ ዘገድሶም ኣይኮነን ንጊዚኡ ስልጣኖም ከደልድሉ ወይ ከኣ ህዝቢ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅጽር ብልጽግና ስጋብ ዘኣቱ ቁሩብ ረዲኤት መዕሸዊ እንዳሃብካን ደስኪሉ ዝጸንሐ ናይ ልምዓት መደባት ከም መበጋገሲ ኮንካ ብምቅራብ ብዙሕ ፕሮፖጋንዳ ክስራሓሉ ክንርኢ ኢና እንተ ናይ ጽባሕ ግን ጽባሕ ክምልሶ እዩ
@welday232
@welday232 2 месяца назад
ስማዕ ዝሓወይ ንዝኹሉ ጠሩነት መበገሲ ሕወሓት እዩ እዚ ክእለ ኣሐዎ ኢልና ንቃለስ
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 месяца назад
@@welday232 እዝኩሉ ጦርነት እኮ ደብረጽየን ኣየምጸኦን ኣብቲ እዋንቲ ነቲ ጦርነት ንከይካየድ ብርቱዕ ምርብራብ ዝገብር ዝነበረ ሰብ ደብረፄን ጥራይ እዩ ብኣንጻሩ እቲ ጦርነት ክግበር ኣበርቲዖም ዝሰርሑ ዝነበሩ እኒ ወዲ ወረደን ደቀ ማዛሙርቶምን እዮም እንዳተወላወለ ኣብዚ ኲናት እዚ ዘኣተወ ሰብ እንተኔሩ እንኮ ደፂ ጥራይ እዩ ደፋፊኦም ምስ ኣእተውዎ ግን ሰማያዊ ጓንቲ ጌሩ እዘን ኣጽዋር ኣብ ነብሶም ክንክዕወን ኢናዶ ክንልምጾም እንዳበለ ከም ሰቡ ክድብል ጀሚሩ ሕጂ በዓል ጻድቃን ምስ መን ኢና ክንደራደር እንዳበሉ ሰብ ኣብ ሓዊ ጠቢሶም ሕዚ ናይ ወዲ በሻሻ እግሪ ተሳሊሞም ከሰስቲ ኮይኖም ናብ ካልኦት ኢዶም ከወጣውጡ ግቡእ ኣይኮነን ጥራይ ዘይኮነስ መሰልውን የብሎምን
@temesgen8480
@temesgen8480 2 месяца назад
😂
@FkdAsd
@FkdAsd 2 месяца назад
ኢሳያስ ትግራዋይ እዩ
@FkdAsd
@FkdAsd 2 месяца назад
ኣብቲ ሓሳብ ተዛረብ እቶም ኣቦታት ተላዘቡ ሓደ ኹኑ እዩ ዝበሉ ካሊእ የበሉን ካሊእ ላንባ ኣይትነስንስ እቲ ትንስንሶ ዘለኻ ንኹሉ ክልክም እዩ
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 2 месяца назад
ከምዝይ ዕውር ተድ ፕረስ ጵንጠ ኣንጻር ኦርተዶክስ ዝሰርሕ ዘሎ ከዳዕ ናይ ሃይማኖት ኢርትራ
@TeweldeGebrewahid
@TeweldeGebrewahid 2 месяца назад
ቤተክርስቲያን ይታዓረቁ ምባላ እንታይ ሸግር አለዎ አብዙይ ትጋገ አለካ
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 2 месяца назад
እቶም ቤተክርስቲያን ወኪሎም ዝዛረቡ ዘለዉ ካድረ ወያኔ እዮም ሸቀቲ እዮም።እምበር ሰላም አተሐሳሲብዋም አይኮነን።ድሕሪ ሰለም ምስ አብይ አብ ትግራይ ዝተደፈራ ዝተቀተላ ብግፍኢ ብዘብእን እንታይ ተንፊሶም እስኪ መልስ ?እዚኦም ግን ፍርቂ ሀይማኖት ፍርቂ ካድረ ወያኔ እዮም
@welday232
@welday232 2 месяца назад
ስማዕ ዝሓወይ እዝኹሉ ኣሕዋትና ክድፈራ ዘይተዛረቡ ሓሰውቲ ዝኾኑ ጳጳሳት ሕጂ ሕወሓት እንተዘይ ሃሊዋ ንሕና ውን ምሰኦም ንወድቕ ኢና ኢሎም እምበር ካልእ ኣይኮነን​@@filmonteferi4760
Далее