Тёмный

Tigray Media Network ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ // አርተፍሻል ተጋሩ Jul 3, 2024 

Tigray Media Network
Подписаться 75 тыс.
Просмотров 28 тыс.
50% 1

#ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network RU-vid Channel Like Share Subscribe

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 243   
@martagebremeskel1693
@martagebremeskel1693 3 месяца назад
ናታን የኔ ጀግና ተዋቸዉ እነዚህ በመጠጥ በድራግ ያበድ ናቸው ጥሩ ነገር አየወዱም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤😘😘🎉🎉
@tsegaabraham9800
@tsegaabraham9800 3 месяца назад
Tekekel👌🏿 thanks you dear 🇪🇷
@LebasiDrar
@LebasiDrar 3 месяца назад
ከመይ ዊዒልካ ናትናኤል ሓውና ሰላምካ ይብዛሕ ኣብ ስራሓካ ኣሳልጦ ካብዚ ቀጺለ እዚ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ መረዳኣታ ጽብቅ እዩ እታ መሕሰቢቶም ጎዶሎ እዮም ለባም እንተዝኾኑ እዞም ኩሎም ደንጎላ ሒዞም ሰብ ክቀትሉ ዝውዕሉ ዘለዉ ኤርትራ ንመንግስቲ ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ ዝውክሉ ኣይኮኑ ለባማት እንተዝኾኑ ናይ ቢናም ግርማ ዓወት ንመላእ ኣፍሪቃ ዘሕጉስ እዩ አተ እዞም ኣብ ደገ ዝነብሩ መንእሰያት መሕቢትም ጉዶሎ እዩ ንህዝቢ ኤርትራ ትግራይ ሰለም ይፍጠረሎም ካብ ሰላም ዝጥዕም የለን በርትዕ ሓውና ናትኤል ሓውና ❤❤❤❤
@eritrea3501
@eritrea3501 3 месяца назад
ናቲ ናይ ባሐቂ ፉልይ ሐቀኛ ሰብ እካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ🙏❤🇪🇷🌹🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera 3 месяца назад
እዚ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ከማካ ተዝኮውን ሲ ሓቢርና ኣበይ ምበጽሓና ኣነ ማራ ኢየ ዝግረም
@edenmahary4096
@edenmahary4096 3 месяца назад
No one would be immigrant
@hailzghihadish7736
@hailzghihadish7736 3 месяца назад
ናይ ኤርትራዊ ጹቡቕ ነገር ክሰምዑ ከለዉ ከም መስቀል ዚረኣየ ሸጣን እዮም ዘዕበድቡዱ።ሰነፋትን ኣምሰሉታትን እዮም እዚኦም
@hanamasho3158
@hanamasho3158 3 месяца назад
Thank you natu hawena Edmen tenann yebzahlka natu hawena❤️🇪🇷🙏🏾🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 3 месяца назад
ከም ኤርትራዊ ይሓፍር እዞም ሃሱሳት እዚኦም ኤርትራዊ ክብሉ ክትሰምዕ ዘሕዝን'ዩ።
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 3 месяца назад
ስታሊን ኣንታ ሓሳዊ ቢንያም ኤርትራዊ'ዩ። ።ሓሳዊ ድኣ ኬንካ እንብር ህግደፍ ንኤርትራ ናይ ዜግነት ሃገር ጌሩ'ዩ ዝመርሕ ኣንታ ናትኩም ነገርስ ከምቲ ገብሩ ኣስራት ዝበሎ ዉግእ ባድመ ኤርትራ ኣብ ሓጺር እዋን መንእሰያትና ንልምዓት ኣፊርና ሲንጋፖር ክንገብራ ስለዝበሉ ኢና ዉግእ ገርና ክብል ባዕሉ ተዛሪቡ እዚ ኸኣ ሓሳዳ'ዩ እስታሊን ከኣ ወዶም ኢኻ እዚ ማለት ንህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን እንታይ ድኣ ናይ ወያነ'ዩ።
@yonasgebre1726
@yonasgebre1726 3 месяца назад
Welcome Natu don't worry you are more than enough to make peace between Eritrea and Ethiopia especially with Tigray.
@abebahaile2552
@abebahaile2552 3 месяца назад
ካልድ:ዓብዱ:ጠዛእ:ዕትሮ::ብዛዕባ:ቢንያም:ክዛረብ:አይክእልን:እዩ: እዚ:ሀዳሚ:ካብ:ከብረት:ናብ:ሕስረት:😂😂ወሪድ:ምስ:ብርጌድ:ንኸብዱ:እምኒ:ምድርባይ:ስራሕ:ረኺቡ:ንኤርትራ:ከጸለም:ይወዕል:😂😂😂
@kiflomhabtegiorgis4814
@kiflomhabtegiorgis4814 3 месяца назад
ናቲ ናይ ሰላም ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍቅርን ሰላምን ንትግራይን ንኤርትራን ህዝቢ።
@maryo-fw9vy
@maryo-fw9vy 3 месяца назад
ስታሊን ቢንያም ትግራዋይ ምዃኑ ህጂ ዲኹም ዘኪርኩሞ ተደሊኹም ውሰድዎ
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 3 месяца назад
ሲደክም ዓጋመ ነው ዓጋመ ነው ሚሉት ኣላለም😂😂😂 ኣይ የበታችነት ስሜት😂😂😂😂😂😂😂
@abrahamgebremeskelgebremic7278
@abrahamgebremeskelgebremic7278 3 месяца назад
Natu hawey gedfome neska kunue sebe eka❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@teklitbeyene484
@teklitbeyene484 2 месяца назад
Bravo hawey natay yes right thanks SO much ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NebyatGebrelibanos
@NebyatGebrelibanos 3 месяца назад
ናቱ ሽኮር ኣንታ ዓቢ ሰብአቦ ሓቂ
@elsag2834
@elsag2834 3 месяца назад
መርሐባ ናቱ ሐወይ ከመይ ጌረ ከም ዘድንቀካ ክነግረካ ቃላት የብለይን ናቱ ሐወይ እዚአቶም ክፉእ ናይ ኤርትራ ዘሕጉሶም ፅቡቅ ናይ ኤርትራ ዘይቅበሉ እዬም :: እኩባት (ጎድፍ) እዬም :: ናቱ ንስካ ግን ብሐቅካ ደው በል ሐንቲ ማዓልቲ አላ ሰላም ትመፀላ ::🫶🏻🫶🏻
@LoveEri-z4u
@LoveEri-z4u 3 месяца назад
ናቱ በጃኻ ነቲ ሕማቕ ግብሪ ናይ ተጋሩ ናብ ዓድና ኣይትውሰደልና። እንኳን መንግስቲ ሻዕብያ ሰብ ብገንዘብ ክገዝእ ተራ ኤርትራዊ'ዉን ሰብ ብገንዘብ ኣይገዝእን'ዩ። ሻዕብያ ደኣ ኣብ ማእከል መቐለ እንድ'ዩ ዘሎ ብእዝኖም ወጢጡ ክወስዶም ይኽእል እንድዩ፡ ግን ዋጋ ኣይህቦምን'ዩ።
@micaelsolomon1472
@micaelsolomon1472 3 месяца назад
ንምንታይ እዩ ኹሉ ግዜ አብ RU-vid መጺኡ ናይ ጽልእ ፕሮፓጋንዳ ዝገብር ነት ዝሐለፈ ዕንወት አይርድኦን እንድዩ።ናይ መንገድ ጋዜጠኛ እት ዝሐሸ ጽቡቅ ንኽትዛረብ ፈትን።አብ TMH ኸለኻ ዝሐሰኻዮ ዘይአኽለካ እስታልን።ንስኻ ብሕስድና ኸተካፍእ እንተ ፈተንካ እተን ሜድያ ናይ 🌍 ጽቡቅ ጌረን ገሊጸንኦ እየን።ብንያም ኹርዓት ናይ ጸሊም አፍሪካ እዩ።እቶም ተጋሩ ናቱ ጽቡቅ አስተምህሮ ይህበኹ አሎ ስምዕዎ ሐውኻ ካብዝ ንላዕል አይብልን እዩ።
@semayneshweldemariam3222
@semayneshweldemariam3222 3 месяца назад
Natu don't be mistaken Amanuel's father is from Adwa and aseue from Eritrea l
@alexanderermias143
@alexanderermias143 3 месяца назад
ጋሻ እየ ነዚ ገዛ እንታይ ሒዝካ እዩ ዝእቶ ንመጀበርታ እየ ዝክታተለካ ዘለኹ ሳብስክራይብ ውን ጌረ ኣለኹ ካብ ድሕር ሕጂ ቤተሰብ ኮና ኣለና Good job nati goyta haqi። ነቶም ሕማቅ ናይ ሰብ ዘለዎም ከኣ ሕስደና ጥራይ እየ ክብሎ ዝኽእል ኣነ። ሓንቲ ጠቅሲ ገለ ክብሎም ንነብስኻ ጸጽቡቁ እንዳተመነኻ ንሰባት ኹፉእ ኣይትመነ፡ ጽቡቅ ተግባር ካብ ጽቡቅ ትምኒት'እዩ ዝብገስ እሞ ብናይ ሰባት ጽቡቅ ተሓጎስ፡ ጽቡቅ ክትረክብ።
@kidanetesfalem4062
@kidanetesfalem4062 3 месяца назад
እስታሊን ረሳሕ ርእሲኻ መዓስ ኮን ኢኻ ተጽርያ እዚ ከምዚ ዓይነት Mentality ንህዝቢ ትግራይ ይኹን ኤርትራ ዘየርብሕ ህጻን ቆልዓ እኳ ከምዚ ዝአመሰለ ሑሱር ዘረባ አይዝርግሕን ዓቕምኻ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ ከም ናትናኤል አስመላሽ ዝበሉ ከአ ንህዝብታቶም የቀራርቡ ንሕና ከአ ነድጎፎሙን ነሐይሎሙን ምኽንያቱ ዓቢ ሕልሚ ሰላም አለዎም ✍️🙏🤲
@tsegaabraham9800
@tsegaabraham9800 3 месяца назад
Bravo natu 👌🏿
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 3 месяца назад
እዚአ ረሳሕ ኢታይ ትርጉም የብላን
@siumsaba4677
@siumsaba4677 3 месяца назад
❤❤❤❤❤
@roseberhane9537
@roseberhane9537 3 месяца назад
Thank you Nati blessed you
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 3 месяца назад
ሕልኩስ ስታሊን አባል አድጊ ንሐመዱ፤ ነጂግናና ቢኒያም ስሙ ከተልዕል ሞራል ይኹን መሰል የብልካን!!!ሕስድና ካብዛ ክልል ትግራይ ምዓስ ከምዝወጽእ እንድዒ!!!
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 3 месяца назад
Esitalin.agme.dikala..ata.jinita.
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 3 месяца назад
ናቱ እዚ ትግርኛ ይኸብደካ ኣሎ 'መስለኒ!!! ንቢንያም ኣብ ዝምልከት ዝተዛረብካዮ ብሓፈሻ ኣብ ኣገላልጻ ጸገም ዘለካ ትመስል። ኤርትራዊ ክኸውን ኢየ እንተድኣ ኢሉ መሰሉ ኢዪ ግደፍዎ ኢልካ ተዛሪብካ ኤርትራዊ ምዃን ምስ መሰል እንታይ ዘተኣሳስር ኣለዎ? ከምኡ 'ውን ኤርትራዊ ዝብሃል መንነት ተፈጢሩ ኣሎ ኢልካ ! በጃኻ ብዙሕ ሰብ ስለ ዝከታተለካ ኣርእስቲ ሒዝካ ቅድሚ ምጅማርካ ኣቐዲምካ እንታይ ከምእትዛረብ ሓሲብካ እቶ።ኤርትራዊ ሕጂ ዝተፈጠረ ዘይኮነ ቅድሚ 'ዞም ንነብሶም ከም ጥንታውያን ጌሮም ዝሓስቡ ከም ዝነበረ ምርዳእ ከድሊ ኢዩ። ኤርትራዊ ክኸውን ኢየ እንተ ኢሉ መሰሉ ኢዪ ዝበልካዮ ኣርማ።ቀደም ከ እንታይ ዲዩ ነይሩ? ኮነ ኢልካ ዲኻ ዋላስ ካብዘይ ምርዳእ ኢዩ ከምዚ ዓይነት ጌጋታት ክበዝሕ ከሎ ካልእ ጥሙሕ ክህሉ ከምዝኽእል ኣንፈት ዝህብ ኢዪ 'ሞ ኣብ እትገብሮ ንጥፈታት ትግርኛ ከተመሓይሽ እላበወካ። ኣየስተውዕልዎን ኢዮም ኢልካ ብፍላጥ ትገብሮ እንተሊኻ ግና ሃየስቲ ስለ ዘለዉ ዳግመ ግምት ክትገብረሉ ኢየ ዝላበወካ። መዓር ብዝመስል ዕረ ተልሕሰና ከይትህሉ
@ታራፊክ
@ታራፊክ 3 месяца назад
ጹቡቅ ሓሰብ ኢኻ ጺሒፋካ ኣነ በዉገነይ ግን እታ ዝቲዛረባ ዝረባ ኢረተትራዊ ከኸዊን እንትደሊዩ መረጫ ናቱ እዩ ዝቢላ ኩነ እሎ እዩ ተዛረቡ እየ ዝበል ኣነ ሸሕ ገዜ የኹን ሕያዋይ ኣይትአሚን ትግራዋይ እሎሙ እዬም መጢንቃቅ ክዲሊ እዬ
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 3 месяца назад
@@ታራፊክ ንሱ እንድዩ ዘዛርበና ዘሎ። ነቲ ኤርትራውነቱ ኣብ ምርጫ ኣእትይዎ።ምናልባት ብዛዕባ ኤርትራን ህዝባን ጽቡቕ ስለ ዝተዛረበ ስለ ዝጸሓፈ ከምኡ 'ውን ኣስመራ ስለ ዝኸደ ከደናግረና ይኽእል ይኸውን። ኣብዚ ድማ ኢዪ ዘሎ እቲ ናይ ኤርትራውያን ጸገም። ሰብ ውድስ እንተቢልና ቀልጢፍና ንኣምን ኮይና ድሒሩ ክመጽእ ንዝኽእል ሳዕቤን ሓሲብናሉ ኣይንጸንሕን። በዚ ድማ ኢና ኩሉ ግዜ በዚም ተጋሩ እናተበደልና እንነብር። ስለዚ ካብ ቅንዕናን ጽቡቕ ድሌትን ዝነቐለ ዲዩ ኣይኮነን ምምማይ ከድልየና ኢዩ። ናቱ ከምኡ ኢዩ ኢልና መደምደምታ ክንህብ ኣይንኽእልን ኢና ግና ምስትውዓልን ነቲ ቀደም ኣብ ኣቦታትና ኣቦ ሓጎታትና ዝተፈጸመ ጥልመትን ሽርሕን ብድሎን ኣብ ሜዳ ውግእ ኣይኮነን ተፈጺሙ። ብምትላል ብሓሶት ብምምሓልን ኢዩ።ስለዚ እዞም ንኣሽቱ መንእሰያት ነቒሕካ ምክትታል ከድልየኩም ኢዩ።
@GurumGurum-qm5xg
@GurumGurum-qm5xg 3 месяца назад
ኣሰልጣኒ ኣብ መቐለ ዝነበረ ማሓሪ ዱሩይ መንደፈራ ዘዓበየ ትግራዋይ ኢዩ ብዙሓት ኢዮም ተጋሩ ካብ ኤርትራ ከይዶም ኣብ ትግራይ ኣበርክቶ ዝገበሩ ንምባል ኢየ
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 3 месяца назад
አማንኤል እያሱ ትግራይ ትዕወት ህዝቢ ኤርትራ ይጥፋእ ዝብል ዝነበረ ወዲ ወዶ ገባ እዩ እዚ ሓሳቡ ተቀቢሩ እዩ ሕጂ ተሪፉ ዘሎ TDF ዝበላዕካዮ ክፈል ኢሎም አብ ቤት ፍርዲ ከምዘቅርብዎ ዘጠራጥር አይኮነን ።
@Rosemary-c2i
@Rosemary-c2i 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናቱ. 🙏🙏ብዓል ስልጣንያ ኣብ ናይ በለካ ለኽዓካ እዮም ዘሎዉ.
@TesfuTeklu-i8r
@TesfuTeklu-i8r 3 месяца назад
ናቱ ጅግና ከምዚ ከማኻንዶ ዊሒዶም ከምዚ ከማኻ እንተዝበዝሑሲ እዛኩርካሕ ዓለም ምኾነት እጌራ እዝጊ ብላዕ ናቱ ሓወይ
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 3 месяца назад
ካብቲ ዝገርመካ ግን እዚ ወዲ ኣድጊ ዝተዘዛረቦ ብዛዕባ ቢንያም :መብዛሕተኦም ኢትዮጵያዉያን ዋላ'ወን ተጋሩ ተቓዊመሞ ኢዮም።ከም ባዓልቲ ዉዱቕ ሓተላ እስታሊን ገዲፍካ።💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
@unicornchannel7468
@unicornchannel7468 2 месяца назад
kkkk Natu, Ay tewetafi show keniu eyu be Biniam.😅😅😅 Hasad. Men yileflifelu.
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 3 месяца назад
ኣድጊ ንሓመዱ ብመሪሕንት ኬሮስ ክናድሑ እንበር ቁምነገር ክሰርሑ ዘበት'ዩ።
@DM-bn2kv
@DM-bn2kv 3 месяца назад
I’m really respect Nati you’re one of different human being from Tigray region and keep your great work 🙏🙏🙏
@abebahaile2552
@abebahaile2552 3 месяца назад
ብርጌድ:ንኸብዶም:ናይ:ኤርትራ:ጹቡቅ:ክሰምዑ:አይደልዩን:እዮም:ግደፎም:ቀናአት:ሐሳዳት:እዮም😂😂😂
@Elli-n2u
@Elli-n2u 3 месяца назад
Kahlid abdu ab Eritrea dihir hiji igrika ab Eritrea kitregiz key ti hasib:: kid ab in inda agame abti adi aboka or adi adeka.
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 3 месяца назад
Adgi kid wedi nay Tigray giber bizaeba eritra entay aleka tizareb kid ab tigray tezareb nay Eritra gidefo.
@hashimramadan1383
@hashimramadan1383 3 месяца назад
Haye what that laier mean u r not even eritrean whay u worried u know what b/c Beni u jealous at least say congratulations to him i can't believe u live in uk .(hasana)
@Adha1991
@Adha1991 3 месяца назад
ወይ ድንቁርና ጽበት ሓንጎል ከምዚ ኣሎ ብዓል ማጓ ሓንጎል 😂።
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 3 месяца назад
አንታ ናቱ ግደፎም እቲ ሕማቅ ሰራሕ ናትና ኢሎም ሒዞሞ እንድዬም ካብዛ ሕማም እዚአ ንኸይወጹ ምሒሎም ጥሒሎም እዬም አብዝበጽሕዎ የብሎምን እንተ እሶም ይግዓሩ ኤርትራውያን ግን ካብ መንገድና ደው ዘብለና ሐይሊ ኮቶ የለን።
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 3 месяца назад
እንዳ ስታሊን ምስ ሓፍቱ ግን ነዚ ህዝቢ ትግራይ በጽቢጾሞ ዓገብ ዝብል የለን እሱ ብደገ ሓፍቱ ብውሽጢ
@selamkebede2924
@selamkebede2924 3 месяца назад
Thank you Nati ጀግና keep it up the hard work we support you.💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@JonAbrha-zp9if
@JonAbrha-zp9if 3 месяца назад
አንታ ሓሽከር ህግደፍ ሕሶትካ አቃርፅ ህግደፍ እስካዕ ዝሃለወ ደጋፊ ህግደፍ ናይ መጨረሻ ፀላእትና እዮም
@rigat9
@rigat9 3 месяца назад
🫡ናቱ ጎይታ ሐቂ ንበር ክበር።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏿
@freweiniyohannes5230
@freweiniyohannes5230 3 месяца назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@DanielMelake-s3q
@DanielMelake-s3q 3 месяца назад
የቀና ይጎብጣል ኣድጊ ኣድጊ እዩ ፡ ይሃልል የንገርግር ይሽንድሕ. .... ካብ ኣድጊ ካልእ ምጽባይ ድኻምዩ ጥራይ እዩ
@hashimramadan1383
@hashimramadan1383 3 месяца назад
My God those people i don't understand what kind mentality they go all people especially Africans was so happy about this victory because this is history but i don't understand about (tigray)be clearly we eritreans we don't need anything from u guys tigray 😢
@TellsElias
@TellsElias 2 месяца назад
ኣያተስፋ ቅብጸት ብኩን ፍጥረትከኡመትካ ነዴካ ሞትካያ ብካ ኣይትወለደላ ።
@wogbazion
@wogbazion 2 месяца назад
ናይዞም ጎሓፋት እዚኦም ብዙሕ ኣይንዛረበሎም ተደርብዮም እዮም ማዲያኻ ንጹርን ጽሩይን እንድዩ በዚኦም ግን ብዙሕ ግዜኻ ኣይተጥፍእ
@andayaman4097
@andayaman4097 3 месяца назад
ኑፉይ ትምህርቲ ቤት ኣብ ርእሱ ሰሪሕካሉ ኣይርዶኦን።በቃ ደንቆሮ ተፈጢሩ ኣኸለ።
@abebahaile2552
@abebahaile2552 3 месяца назад
ሰላም:ናቱ:🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏ቢንያም:ኩርዓት:አፍሪቃ🎉🎉🎉
@salihomer2465
@salihomer2465 3 месяца назад
Natu neseka win tihusu ikha Tegaru ina kab Tesfom win aytemaharku iyu zibil zelo. Kemom aytehasu. Qal biqala amtsaya.
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 месяца назад
ጉሓፍ ፈላላዩ ዓሌታዊ ሰልጠነ ሸይጣን ዘርኢ ደቅኻ ጥራሕ ግለጽ ቢኒ ሽኮርስ ባዕልና ኣለናሉ: ሓሳዳት ልሓስቲ ብያቲ ወያነ ሕሕሕሕሕሕርርርርርርር ድኣ በሉ እንበር ዓለም ብዓለማ ኤሪትራዊ ኤሪትራዊ ብንያም ብንያም ኣቢልዋ 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥂🍾🎂🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MuezKebede
@MuezKebede 3 месяца назад
ባይ ዘወይ ወላይ( ስታሊን) ማለትኮ ሓሳድን ብቁሸት ዝሓስብን'ዩ
@fatma.jamala4793
@fatma.jamala4793 2 месяца назад
ኻልድ ዓብዱ ዝዓበየ ክዳዕ እዩ ሰራቂ ንፈልጦኢና ናቱ አጆኻ እዚግን ትግራዋይ እይ ኤርትራዊ አይኮነን አይድልየናን እዩ ክዳዕ እዚአቶም ሐዲግመዲግ ክተርፉእዮም አየብቲ አየብቲ በጃኻ ንዮበለልና
@rahmaidris4384
@rahmaidris4384 3 месяца назад
ኤሬትራውያን አይኮኑን ተጋሩ ከአ አይኮኑን ላንጋላጋ ንበሎም 😂😂😂😂😂😂
@AAGTOSS
@AAGTOSS 3 месяца назад
ሓሰና ልሕቲት 😂 ሳላ ሻዕብያ ዓቢኻን ተማሂርካን ሲ ክንድዚ ክድዓት። ወያነ ጽቡቕ ጌሮም ኣኸዲሞምኻ። Expire ጌሮም GAME OVER ኢሎምኻ። ን TDF ለኪምካያ ጠፊኣ።
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 месяца назад
እዚ ሽንፍላ እዝስ እንታዩ ዝብል ዘሎ🤔🤮 ናትናኤል እስከ ኣንቅሓዮም ካባኻ ክማሃሩ🙏 ወየንቲን እቶም ጥማዕ ተጋሩን እምበር ንሕናስ ፍንጭሕ ኢልና ኣለና ዓለም ብዓለማ ቢኒ ቢኒ ቢኒ ኣቢሉዋ ኣሎ💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🍓🍓🍓🍍🍍🍍🍾🍾🍾🍾🥂🎂🥂🎂🥂🎂🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahmaidris4384
@rahmaidris4384 3 месяца назад
ናቱ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚአቶም ናይ ኤሬትራ ጽብቅ አይፈትውን እዮም ሓሳዳት ዓይኖም ደም መሊእዎም
@serinaserina-x8w
@serinaserina-x8w 2 месяца назад
Natu❤ you ❤are❤ postive think❤ keepit ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ bless you my bro❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 3 месяца назад
ትግራይ#ትግርኛ ምባል ጌጋ ምዃኑ ናትናኤል አረዳኣዮም ንተጋሩ ከምዚ በሉ ኢልካ ማዓዶም ትግራይ#ትግራይኛ-ሙዚቃ#ትግራይኛ ክብሉ አሎዎም እምበር ትግራይ#ትግርኛ ምባል ዓቢ ጌጋ እዩ ። እተን ብሄራት ሰለስተ ኮይነን ከምዚ ዝስዕብ እየን ብሄረ ሰብ ትግራይ ✅🇪🇹 ብሄረ ሰብ ትግሬ ✅🇪🇷 ብሄረ ሰብ ትግርኛ ✅🇪🇷 በብሄርና አለና ሃሀገርና አለና እቲ ዝጥለብ ተኸባቢርና ክንነብር አለና በሃልቲ ኢና። ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
@fatma.jamala4793
@fatma.jamala4793 2 месяца назад
መንግስቲ ኤርትራ አብጅባኻ አሎው ክሮስ ገልዒ ንዩኤል ክጽይቀሉ ኢሉእዩ ስለዘይሰመዖ ክቅትሎ ክምኡዩ ድልየቶም ሕዊ ክእትው ሐዊ ይእተዎም ፕረዚደንት ክሮድ እዋይ ዝሕልሚ ክጥዕም
@LoveEr291
@LoveEr291 3 месяца назад
ከምዚኦም ሓሳዳት ኣይራኣነን : ናቲ ፊሪሞም እዮም ጽቡቕ ከይዛረቡ ። ካብቲ ሓሳድ ቀናእ ክፉእ ኣቡኦም ዲያብሎስ ስለ ዝኾኑ ጽቡቕ ኣይወጾምን እዩ ።
@asmeromsarah9422
@asmeromsarah9422 3 месяца назад
ሰላም ናቱ ኢትዮፕያዊ ስለዝኾንካ ናየ አድኻ ጥራይ ተዛረብ ኤርትራ ዋነአ አለዎ ክንደይ ድዝረብ አሎ ናይ ትግራይ ናይ አዳድኻ እዩ ፅቡቅ ይቐንየለይ
@abrahamkidane1771
@abrahamkidane1771 3 месяца назад
ጸላ'ኢ ትግራይ ካብታ መሬት ዝተፈጥሩ ዝተውልዱ ዝበቆሉ፡ከብዶም ዝዘመዶም፡ጉሓላላሉ ሃንጀማታት ንድኻ፡ዝተሸገረ ወገኖም ዘይተኹቡ፡ መዞም ኣብ መዲያ አንዳወጽ ህሃተአፍ፡በሃልቲ፡ንጽል'ኢ መግሃሃርቲ ንትግራይ አንታይ ኣበርኪትሙልክምላ ተባሂም አንተ ዝህተቱ፡ሓሶት ጽል ኢ ኣንጻር ሰላም ምስ ኢርትርያ ፡፡ከምዚበንተኾይኑ ድ'ኣ ትግራይ ካብ ጸበባ ክትሰግር ብውሕዱ30 ዓመት ክወስድ አዩ፡፡
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 3 месяца назад
ናቱ ቢኒያም ይኹን ህዝቢ ኤርትራ እዞም ዕሱባት ዋላ ጽቡቅ ነገር እንተዝዛረቡ ከም ጉሐፍ እዩ ዝቆጽሮ። ባዕሎም ጉሐፋትን ፍንፉናትን እዮም!!ቢኒያም ንዓለም ሙሉእ ብፍላይ ንጸሊም ህዝቢ ዓለም ዘገረመ ጅግና እዩ!!
@atakltitekie
@atakltitekie 2 месяца назад
ናቱ ዕድመ ይሃብካ ከማካ ይብዝሑ ናይ ኤርትራ ጽቡቅ ድኣ ከመይ ጌሩ ክርኣዮም እንዳ ርኣዩ ዝዓወሩ እንዳ ሰምዑ ዝጸመሙ ደናቁር እዮም
@michaelandemichael9183
@michaelandemichael9183 3 месяца назад
አብ ኤርትራ ተጋዳላይ ስራሕ ጠጠው አየብልን እዩ:: እንዳ ሰረሔ እዩ ዝስዋእ:: ጀነራል አውልያይ ጅግና መራሒ ሰራዊት፣ አዛዚ ከቢድ ብረት፣ አማሓዳሪ፣ ሚኒስተር ስፖርትን ባህልን ወዘተ ወዘተ ከም እምኒ አንጎሎ አብ ኩሉ ዘእተካዮ ዘድምዕ ጅግና ሐርበኛ ተጋዳላይ እዩ:: ብማንም ማሃይም ደንቆሮ ሐንቲ አበርክቶ ዘይብሎም ዝላዓል አይኮነን ጀነራል አውልያይ:: ጀነራል አውልያይ ነቲ ኩሉ ዘበርከትካዮ እንዳአኽበርና እንዳመስገንናን ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ንምነየልካ::
@fatma.jamala4793
@fatma.jamala4793 2 месяца назад
ሰላም ናቱ ወዲ አስመራ እንታይእልኩሞም እዚኦም ንሃገሮም ዘይኮኑ ንዓኹም እዚአቶም ረሲኦም ክማን አይአቱንእዩ አብታዘለውዋ በልዮም ክተርፉ እዮም እንበር ኤርትራስ ልዕሊ አፍራቃ ዘይኮነስ ልዕሊ ዓለም ኮይና እያ ዝተቀረጸ ይቀረጽ ጸላኢ ኤርትራ ይታሐመስ
@tesfitkudus9879
@tesfitkudus9879 3 месяца назад
ናቲ አዞም ደንበ ጎባጣት ካብ ምዝራብ ዝደንጎይሉ ምክንያት ካብ ዓስብቶም አንታይ ክብሉ ከምዘለዎም ትእዛዝ አዮም ክጽበዩ ጸኒሖም።ምክንያቲ ኮሎም አንታይ ክብሉ ንሰምዖም ኣለና መስለካ ቢኒያም ትግራዋይ አዩ.....።ነቲ ኤርትራአኢ ዓወት ክብሪ ንዘይምሃብ ን ምንአኣሳን ስለዝተደልየ አዩ።ያኢ ተጎሪሑለይ ክክክክክ ሽጣራ ጥፍኒቅ -ጠበቅ።
@AbdurezakMohammed-pp7iz
@AbdurezakMohammed-pp7iz 3 месяца назад
ናትናኤል ቁኑዕን ሓቀኛን ሰብ ኢኻ ከማኻ ተዝኾኑ ዓለም ዘዛርብ ስራሕ ክንሰርሕ ምኻኣልና ከም ጎረባብቲ ግን ከም ዞም ዘቅረብካዮም ብሕስድና ይፈላልዩና ሞ ጽልኢ ይምገቡ ብጽኢ ይነብሩ ዘይትገድፉና ዓለም ምሉእ ፈሊጡኩም ዘይትልብሙ ዓሕ ጥራይ ኢና ንብል ብዕድልና
@amaremebrahtu4266
@amaremebrahtu4266 3 месяца назад
ናትናኤል ከም በዓል ስታሊን ዝሓዘት ትግራይ ተሕዝን።ቢንያም ኤርትራዊ ጅግና ኢዩ።ስታሊን ሓሳድ ቀናእ ዝለዝዀንካ ብሓዘን ሂወትካ ክትውዳእ ኢያ።ንስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉን ሕርር ደኣ በሉ እምበር ኤርትራ ካብ ምግስካስን ዕብየትን ደው ዘብላ የለን። ሓሰና ቅበጽ ኣብኤርትራ ቦታ የብልካን። ናትናኤል ሓቂ ስለትስዕር ኩሉ እትሰርሖ ጽቡቅ ነገር ከኽብረካን ከኹርዓካን ክነብር ኢዩ። 🇪🇷ንዘለኣለም!
@amanielu4216
@amanielu4216 3 месяца назад
ኣነ ዝገርመኒ ሰልጠነ ደንቆሮ ኢሉ ክጻረፍ ከሎ ብጣዕሚ ዩ ዝገርመኒ ካብ ሰልጠነ ንላዕሊ ዝድንቁር ሰብ የለን ነቲ ናቱ ድንቁርና ንካልእ ሰብ የለግበሉ ሰልጠነ ናቱ ስነሓሳብ የብሉን ኩሉ ግዜ ከም ፓፓጋሎ ናይ ሰብ ስነሓሳብ ክደግም ኢዩ ዝውዕል ካብ ኩሉ ዜሮ ኢዩ ኣቶ ሰልጠነ ዳሓር ከኣ ዓቅሙ ወይ ደረጂኡ ኣይፈልጥን ኢዩ ሰልጠነ ብጀካ ንሞጓሰ ጤለ በጊዕ እንበር ናይ ሚድያ ወይ ናይ ጋዜጠኛ ብቅዓት የብሉን ስለዚ ሰልጠነ ኣብ ዘይ ቦትኡን ደረጂኡን ኢዩ ዘሎ እዚ ሰልጠነ ዝብልዎ ጓሳ
@LoveEr291
@LoveEr291 3 месяца назад
ናቲ ማይ ጽሩይ ናይ ኤርትራ ስትዩ ዝዓበየ ሓደ ከም ሓሙስ ኩሩዕ ሓቀኛ ትግራዋይ ኣብ ልዕሌካ ክብረት ኣለና ። ንኤርትራ ከም ትፈልጦ ብዙሕ ተጻረርቲ ሓሳዳት ትንኮለኛታት በዚሖማ ናቲየ በርትዕ ንሓቂ ደው በል እሙን ኢኻ 🙏👏💪🏻💕❤️ ናቲ ምሩቅ ኢኻ ለባም ወዲ ለባማት ✌🏻❤️👏🏻
@erenasalina7411
@erenasalina7411 3 месяца назад
ኣየ ዮሴፍ ሕኳር ጎሓፍ ኣውልያይ ኢልካ ትላገጽ ኣሎኻ ንሱስ ጅግና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ እዩ። ብሂወት ውን የለን ። ሓሶት በቃ ደናቁር ነዚ ዝሰምዑዎ
@gw4841
@gw4841 3 месяца назад
መርሐባ ናቱ አትገደሰሎም እዚአቶም ሐተላ ግለት ትራፍ ደቂ ሕድርትና ሐሳዳት እዮም ውዱቃት ቦታ የብሎምን አየምልከቶኮምን እዮ አየ አሰና አታ ህበይ ሐሰድ ከድ ዳአ አብ ሰደትካ መርት ታኒካ አማውትና ከማይ ኩኑ በሃሊ ደበ ዕኒኒ ሞዞርኖ ዒኪላሎ ሐሸውየ ይርዳእኩም ዮሰፍ ሰራቂ ዚንጎ ከብ ሰብአይ ሐፍቱ ዝተወልደ መንዝራ አደ
@genetteagayaraya8015
@genetteagayaraya8015 3 месяца назад
Nat.haway.kelo.tegrawy.kamaka.tzkawn..
@dahabaraya4906
@dahabaraya4906 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉natu Hawna❤
@tesfuniguse1337
@tesfuniguse1337 3 месяца назад
Natu jigna beloske nezi hasawi buda::🤣🤣🤣🤣👍
@michaelandemichael9183
@michaelandemichael9183 3 месяца назад
ናቲ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ሰላም ንምነየልካ::
@andayaman4097
@andayaman4097 3 месяца назад
ብሽክሌታ ኣብ ኣሜርካ ክትደፍኣ ማለት ድዩ ወዲ ሓዃር ኣድጊ፧
@HabtemicaelBrhane
@HabtemicaelBrhane 3 месяца назад
❤❤❤🎉
@Barry-m3w
@Barry-m3w 3 месяца назад
Must BINIAM GIRMAY BE A TIGRAWAY????. HE IS HE AND ALL IS THE RESULT OF HIS EFFORT. LETESENBET IS TIGRWEITI, AND ALL PEOPLE WERE HAPPY. WHY NOT ALL PEOPLE REJOICE ABOUT THE PERFORMANCE OF BINIAM?????!!!!!.
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 3 месяца назад
እዋይ እዚ ፉንፉን ሸውሲ መን እዩ ክሓፍረሉ ብቅናኣት ክቅጠን ደልዩ ሓንሳብ ትግራዋይ ሓንሳብ ካልእ ይብል እዚ ቆንዳፍ ኩርሙይ ኣብዘለዎ እኮ ዘይንቀሳቀሲ ሳይከል ዝሕዝ ዝነበረ ሰብ ከምዚ ናቱ ብኾፍ ግዜ ኣይሕልፍን እዩ ዜና ዓፈና ትብሃል እዚኣ 😮
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo 3 месяца назад
ከም ኣማኑኤል ኣሰና ዝዕሹ ሰብ ሪኤ ኣይፈልጥን እየ።
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 месяца назад
Natu ezom sebit mslom tegbarom azabi iesele zer hiezb eritrean🇪🇷ieyom degazu nawuramt ticamit 🤔
@SABA-x7s7c
@SABA-x7s7c 3 месяца назад
Natu Hawey hakey bemzerabeka
@SABA-x7s7c
@SABA-x7s7c 3 месяца назад
Mara eka teheguseny
@dh4343
@dh4343 3 месяца назад
ናቱ ናቱ👍🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿❤
@asterzerazionwawwwww
@asterzerazionwawwwww 2 месяца назад
That's Evil talk Carma is going to bite your ass But I feel sorry for your innocent people but you You are going to get it soon in Jesus name Whatcha to what you wish Man 😢😢😢😢😢😢
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 3 месяца назад
ትግራይ#ትግርኛ ❌ እዞም ትግራይ#ትግርኛ ኢሎም አብ ሚድያታት ንምድንጋር ስለዝኾነ ጠጠው አብሎም። ተጋሩ ብሄረ ሰብ ትግራይ ኢትዮጵያውያን እዮም።✅🇪🇹 ትግርኛ : ብሄረ ሰብ ትግርኛ ኤርትራውያን እዮም።✅🇪🇷 እዚን ሰለስተ ብሄራት ከምዚ ይባሃላ ሃየ ብሄረ ሰብ ትግራይ 🇪🇹 ብሄረ ሰብ ትግሬ 🇪🇷 ብሄረ ሰብ ትግርኛ 🇪🇷 ተወዲኡ ። ዓወት ንሐፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
@alganeshberhane3252
@alganeshberhane3252 3 месяца назад
Kkkkkkkk I like hallo Adi halo
@Balla291
@Balla291 2 месяца назад
Nehna eritrawian beklxemna ena ne Alem Alena neblna kemakum tegaru lemnti Aykonane, congratulations Eritrean 🇪🇷🦁🇪🇷
@NaodNaod-qq3hj
@NaodNaod-qq3hj 2 месяца назад
ሓቂ ተዛረብ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ በሎም ደኣ
@RozaGezi
@RozaGezi 3 месяца назад
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷"ናቱናቱ
@adirar7045
@adirar7045 2 месяца назад
Dum Hasena dum ata dumuDeqis ata dumu
@mohammedabubkere445
@mohammedabubkere445 3 месяца назад
ابن عمك هوبنيام مبروك علك زيك تقراوي
@mebratbereket2732
@mebratbereket2732 2 месяца назад
ኣታታታታታታታታ እዋይ እዋይ እዋይ ብኻ ዘይተወለድካ።
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 3 месяца назад
❤❤❤❤
Далее
I Took An iPhone 16 From A POSTER! 😱📱 #shorts
00:18