Тёмный
No video :(

Tigray Media Network ጀነራል ምግበይ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና Jul 19, 2024 

Tigray Media Network
Подписаться 72 тыс.
Просмотров 31 тыс.
50% 1

#ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network RU-vid Channel Like Share Subscribe

Опубликовано:

 

6 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 178   
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Месяц назад
እዞም ሕጂ ወያነ ኢና ዝብሉ ሰርቕቲ መደናገርት ንህዝቢ ትግራይ ምእንቲ ስልጣኖም ዘወድኡ ዘለዉ እዮም።
@sawa98
@sawa98 Месяц назад
መስኪን ህዝቢ ትግራይ ኣይተዓደለን😢
@abrahammeharezgi7737
@abrahammeharezgi7737 Месяц назад
ካብ ሕጂ ንንዮው ተጋሩ ስልጣን ኣብ ኤትዮጵያ ክም ጡብ ኣደኩም ክበጽዋ. እታ ክልልኩም ብሰላም ክትነብሩ ጸኣሩ. ካብዚኣ ንንዮው ኣማራጺ የብልኩምን. ካብ ሰባ ዘይተረኽበስ ካብ ማይ ጨባ. ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ.
@wediere2238
@wediere2238 Месяц назад
ናቱ ጂግና ተቓላሳይ ❤❤ጃንዳ ሰረቕቲ ጸረ ህዝቢ ትግራይ ተሕዝኑ፡ነንሕድሕድኩም ክትፋለሱ ኢኹም፡ ብ10 ዘይኮኑ ሰበስልጣን ወያነ ህዝቢ ትግራይ ደቅኻ ኽትስእን።ምሕረት ካብ ኣምላኽ ኢዩ።
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Месяц назад
ትገርመኒ ኢካ ግን ክሳብ ሕጂ ንህውሓት ሕጂ ካብ ስልጣን፡ከውርድዋ ኡክእሉ ክትብል ከለካ እቶም ኦሮምን ኣምሓራን ካሎኦትን ክሳብ ክንድዚ ንዕቀት ኣለካ ኣትዮምከ ንመን፡እዮም ክመርሑ ንሕዝቢ ኢትዮጵያ ወይ ጉድ ሳላ ሻዕብያ ወያነ ኣብ ስልጣን ኮፍ ኢላ ትግርዋይ 4% ናይ ኢቱዪ ሳላ ሻዕብያ ንመጀመርያን፡ንመጨረሻን እዩ በይኑ ኢቱኡኦጵያ ዝመርሐ ኣከለ
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Месяц назад
እዚ ዝሪኤ ዘሎ ፍረ 27 ዕመት ህውሓት እዩ ኣይገምን እዩ 😊
@tekestean
@tekestean Месяц назад
ናትናኤል ወያኔ ድሕሪ ሕጂ አብ ስልጣን ክወጹ ኢልካ ምሕሳብካ ትሕዝን ወያኔ ሐሶት እንበር አቅሚ የለን 0000 እቲ ኩሉ ፈኸራን ታህዲድን ሙሉእ ሐይል ሰብን መሳርያን ሒዞም አብ 2 ሰሙን ፋሕ ፋሕ ዝበሉ 1.5 ሚልዮን ህዝቢ ዘጥፋኡ ኢዮም ሕጂ ድማ ንሂወቶም ከትርፋ እንበር ንህዝቢ ዝሐስቡ አይኮኑን ዘምጽእዎ የብሎምን እቲ ዘሕዝን ህዝቢ ትግራይ እንበር ኢትዮጵያ ድሕሪ ካ ሕጂ ኢትዮጵያ ትብሀል ሐደ ንምግባር ነዊሕ ዓመት የድሊ እንተኮይኑ እንበር አይትከውንን ኢያ
@alemsegedhabtesion4996
@alemsegedhabtesion4996 Месяц назад
ሰላም ደለይቲ ተጋሩን ኤርትራውያን ንናይ ናቱ (ናትናኤል) ኣካውንት ላይክ ሳብስክራይብ ሼር ንበለሉ
@BenamBeyana-cm5rj
@BenamBeyana-cm5rj Месяц назад
ኣዴኻ ርዋእ ወዲ ሸርሙጣ እዙይ ትግራይ ክትጠፍእ ዝሰርሕ እዩ
@berhaneabreham618
@berhaneabreham618 Месяц назад
ህወሃት ከይ ጠፈኤ ህዝብ ትግራይ ሰላም የብሉን
@rahelbey1004
@rahelbey1004 Месяц назад
ዓዲ ዝመርሑ ዝፍርሑ ዝነበሩ ብዓል እዞም ሓራዲ በጊዕ ኡመስል ዝበልካዮ ታደሰ ወረደ ሃገር ዝመርሕ እንተዝነብር ብግቡእ ኣብዚ ውድቀት እዚ ኣይምበጽሐን
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia Месяц назад
ሓራዲ በጊዕ❤❤❤
@andayaman4097
@andayaman4097 Месяц назад
ዘዉዲ ሃብቱን፡ ማህሌትን መሰልተንን ግን ዝዛረበለን የለን። መኻይን በሊጸን ካብተን ሰገናት።
@zowdi810
@zowdi810 Месяц назад
Wow you are amazing thanks natu you are ❤really good job thanks wade 👍 👏 🙏 natu you are so sweet we love you so much ❤️
@user-yz3rw2xx8t
@user-yz3rw2xx8t Месяц назад
Wow you are amazing thank Natu hawina jegna Ajoka you are good job 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 Месяц назад
Wedi Beshasha is the government abd the budget for tigray is given 42billion birr given bt Ethiopian government tplf is not providing the budget so they don't have a say period.
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Месяц назад
I agree with your comment!
@erina2932
@erina2932 Месяц назад
ደብረጽዮን ባምቡላ እዩ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Месяц назад
ደደብ 👎👎👎
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Месяц назад
ኣብ ክንዲ ምእንቲ ውድብ፡ ንጥቕሚ ህዝቢ ዘይትቃለሱ። ጸላእቲ የብልኩምን። ጸላእትኹም ባዕልኹም ንነብስኹም ትጸልኡ ኣለኹም ወያነ። ወያነ ዝብል ሽም ንዓኻትኩም ኣይግባእን። ወያናይ ኩሉ ተሰዊኡ እዩ።
@user-dt9sm5mm5m
@user-dt9sm5mm5m Месяц назад
Ayewe mgbey af kusha jahran fekeran kemaka rie ayfeltn
@araia5277
@araia5277 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🙏🇪🇷
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Месяц назад
ግዝያዊ ምምሕዳር ምስ ወያነ ተወጊ ኑ ኩሉ ደሞዝ ናይ መማህራንን፡ ሓካይምም፡ ሆስፒታላትን ባጀት ክዕጾ እዩ ማለት እዩ። መከላከያ ከም እንደገና ኣብ ትግራ ክኣትዉ እዮም። እቶም ተሪፎም ዘለዎ ኣብ ውግእ ክጠፍኡ እዮ።
@user-dt9sm5mm5m
@user-dt9sm5mm5m Месяц назад
Mgbey fekari ab mekele ab palaso koynka fekirka nshabya kenetfom ena nayta meret tgray zregexwa elka gn mendelay jigna kem hbeyn gawnan ab gobo tenben asfirukn
@Beautiful.People
@Beautiful.People Месяц назад
❤❤❤❤👑
@TeweldeGebrealfa-co4ue
@TeweldeGebrealfa-co4ue Месяц назад
ሰላም ሰላም ከመይ ሓዲርካ ናትናኤል keep it up
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Месяц назад
Natu🎉🎉🎉🎉
@tesfaderar1743
@tesfaderar1743 Месяц назад
ጀጋኑጀነራላትትግራይይንበሩልና
@tekleredie9259
@tekleredie9259 Месяц назад
Selam yewrdelna nkulu 🇪🇷🙏🙏🙏
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 Месяц назад
ናቱ ኣይርደኣካን እዩ እኳ ኣይብልን። ግን ትግራይ እንታይ ኣማራጺ ኣለዋ፧ ምስ በዓል ጌታቸው ተጓዕዝካ፡ ዝርካበን መቝነን ምቕባልን ምእዙዝ ኰንካ ምንባር እዩ። ወይ ከኣ ምስ በዓል ሞንጀሪኖ ምሽፋት እዩ። እቲ ናይ ምሽፋት ነገር ግን ካብ ልቦም ኣይኰነን። ታህዲድ እዩ። እዚ ምስ ኤርትራ ዝብልዎ ርክብ'ውን ሓሶት እዩ። ኣብ ኣብይ ጸቕጢ ንምፍጣር እዩ። ንጌታቸው ገዲፉ፡ ንኽቕበሎም እዩ። መንግስቲ ኤርትራ'ውን ዝግደሰሎም ኣይመስለንን። ኣብቲ ብዙሕ ሸነኻዊ ቅርሕንትታቶም ክጠናነግ ኣየዋጽኦን እዩ።
@user-dt9sm5mm5m
@user-dt9sm5mm5m Месяц назад
Ab feres tewethika nab gobo tenben kem thadm geruka nus weledo mendelay jigna
@meazaeyab4380
@meazaeyab4380 Месяц назад
Nati Anbesa ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@jamalalideen8636
@jamalalideen8636 Месяц назад
ናቱ ጉዳይ አምቡላስ አበይ ብጺሓ ?
@BahreNeGash
@BahreNeGash Месяц назад
The con artists in Europe swindled the donation & spent the money in European streets & nightclubs. Therefore, the Ambulance was never sent to Tigray.
@user-zb2fx5ed9r
@user-zb2fx5ed9r Месяц назад
Natu Amlak yhagzka Kemzi yhlu do kab tgray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@Enjr2328
@Enjr2328 Месяц назад
መርሓባ ናቱ 🙋‍♀️🙋‍♀️🙋‍♀️
@andayaman4097
@andayaman4097 Месяц назад
ዲያስፖራ'ኮ ናቱ ብዉለድ ገንዘብ ህዝቢ ትግራይ 75% fund ናይ ዝገበሩዎ ዉለድ በሊዖም ክህብቱሙ ዝጽዕሩ ጉዳመኛታት ከመይ ንፍትሒ ክቃለሱ።
@HamudiHunu55891
@HamudiHunu55891 Месяц назад
❤❤❤
@desitsaleh3212
@desitsaleh3212 Месяц назад
Thank brother good job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@biniammesfin1146
@biniammesfin1146 Месяц назад
በዚ ናትና ሽርሒ ዝታለል ትግረዋይ ዘሎ ኣይመስለንን
@MikiHabtuHaile-ur5ep
@MikiHabtuHaile-ur5ep Месяц назад
Nati ❤🎉❤🎉
@yitbarekfessehaie2741
@yitbarekfessehaie2741 Месяц назад
ሰለስተ ክፋላት ክልል "ትግራይ" - ኢልኩም ትጽዉዕዎ ዓጋመ፡ እንደርታ፡ ትግራይ ዘጠቓለከ እዩ።እታ ከባቢ ዓድዋ ንእሽቶ ክፋል( ብትግራይ ትፍለጥ!!) ኣነጺርካ ሓቂ ታሪኽ ንህዝቢ ኣፍልጥዎ። ዓጋመን እንደርታን ዝበዝሑን መሰሎም ዝተጋህሱ ገና ከስተንፍስ ዕድል ዘይረኸበ ነቲ ሓፋሽ ኣንቅሕዎ!!! ጉጅለ ደቂ-ዓድዋ ካወረዳ ትግራይ ሳላታ ምስጥልያን ዝረብሑዋ መጥዕሞ እኒሆለ ነቲ ባንዳዊ ጠባያቶም ኣሰኒዩ መብልዕ እንጀራ ኮይኑዎም ተሓንጊሮም ኣዲሳበባ ኣትዮም ድማ ኮራኹር ኣጥርዮም ክሳብ ሎሚ ኣሰኒያቶም መጋብሮም ግና ክፍለዮን ዘበት። መጨረሻ ዓስቦም ድሞ እቶም ቀዳሚቶም ዝረኸቡዎ እቶም ዝተረፉኸ እንታይ ይኸውን ዕጭኦም?!?!?
@mehare1964
@mehare1964 Месяц назад
Great job Natu
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@hintsareda4945
@hintsareda4945 Месяц назад
long live bro
@GebregergisKahsay
@GebregergisKahsay Месяц назад
ሐዚ ዝሰምዖም የለን በይንቶም የዕግርግሩ እምበር ምግበይባ ማንጁስባ ዝበሃል ንህዝቢ እንድሕር ዘየቅድሙ ዘድምፆም የለን
@ZebBur-jv5wi
@ZebBur-jv5wi Месяц назад
3ተ ፅንተት ትውልዲ
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 Месяц назад
As eritrean, i am wishing people of tigrai to have peace.
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Месяц назад
ህዝቢ ትግራይ ሃገርካ ኣማሓድር። ዓዲ ሸፋቱ ክትከውን ስቕ ኢልካ ኣይትርኤ። ንገበኛ ኣብ ሕጊ እንዳቦኻ ክሰሶም።
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k Месяц назад
ኢቲ ህዝቢ ትግራይ ዶ ኣይኩነን ባዕሎ ንባዕሎ ዝባላዕ ዝሎ ኩሎም ሓዲ ጂነራላት እና ዝብሎን እቲ ህዝብን
@andayaman4097
@andayaman4097 Месяц назад
እዚ ዝዝመትዞሎ ወርቂ ሃብቲ ህዝቢ ትግራይ ሓቂ እንተኾይኑ። መንእሰይ ትግራይ ተወዲቦም። ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቢሮም ንኣምባሳደራት ብወኪሎም ጌሮም ኑኹሎም ሓቢሮም። ሰለማዊ ሰልፊ ወጺኦም ነተን ወርቂ ዝዕድና ዘለዋ ማሽናት ከቃጽሉወን ኣለዎም። ምኽንያቱ ሃብቲ ህዝቢ ትግራይ ዝግሕጣ ናይ ሸፋቱየን። ብዘይ ፍልጠት ድዮም ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ዝነበሩ። ሃብቶም ብኸምዚ እንተኸይዱ፡ ነጻ ሃገረ ትግራይ ብምንታይ ባጤራ ክትሓትሞ መደብ ኔሩዋ፧ ብምንታይከ ንዳግመ ህንጻ ክትሉቁሑ፧ ምግበይን ኣለምን ቀንጥቡዎም። ምልፍላፍን ሃተፍተፍን የመን ኬድካ ሙማት ትርጉም የቡሉን።
@temeketuazeria8722
@temeketuazeria8722 Месяц назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@weyniinyew-lr8lb
@weyniinyew-lr8lb Месяц назад
ሰላም ናቱ❤
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Месяц назад
ወዲ ወረደስ ንቓለ መጠየቕ ካብምባሃቕ ሓሊፉን ባዶመብጻዓ ካብማሃብን ዝወስዶ ሱጉምቲ የለን።
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 12 дней назад
ናቱ ሓሳብኻ ፅቡቅ እዩ ነገርግን ዘምፅእዎ የለን
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@DawitWm
@DawitWm Месяц назад
ፅቡቅ ገበሩ
@DawitWm
@DawitWm Месяц назад
ፅቡቅ ገበሩ ፍትውውውውው ነብሎምምምም ይንበርሉናናናና ጀጋኑናናናና
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw Месяц назад
ካማኹም ኣይኮናን ንሕና ንሓደ ስብ ንኣምን ንሕና ንኣምኖ ሓፋሽ ህዝብና ሒዝና ዘይንሰግሮ የለን ዓላማ ዘለና ኢና ንስኻትኩም ንዓና ንኽትኸፋፍሉና ኢኹም ትፅዕሩ እዙይ ድማ ኣይሰምረልኩምን
@SMOOVExNOOB
@SMOOVExNOOB Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 Месяц назад
ሓሳዊ ሰብ ንከብዱ ዝግዛኢ ንህዚቢ ኢረትራ በሊካ ናብ ትግራይ ሰግርካ ናይግዘ ተጸብ።
@YayehhailemariamYayeh
@YayehhailemariamYayeh Месяц назад
ተጋድድ እምበር መፍትሒ ሓሳብንዶ ሓጋዛይንዶ ከይተምፅእ
@VirtualEra-rk1mz
@VirtualEra-rk1mz Месяц назад
ሓሳዊ ህዝቢን ወድብን ምድሓን አዩ ዝበለ ወይ እዝኒካ አይሰምዕን። ሚዛናዋ ሓሳብ ሃብ ናይ ቅሜናታት ሓሳብ አይትሃብ ዋጋ የብሉን ።
@user-dt9sm5mm5m
@user-dt9sm5mm5m Месяц назад
Sala wul pritoria nskla dhinkn ember aser yehwatkn syum mesfn Abay xehaye msabkn
@hejigirem6352
@hejigirem6352 Месяц назад
Good job
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Месяц назад
🎉🎉🎉🎉🎉
@MTO2024
@MTO2024 Месяц назад
Ata natu tay hmaq rekibkumu entay eyomu ke sheqato abueru zmeslu hade busulu hasab zizareb zey bilomu
@awaken1701
@awaken1701 Месяц назад
ኢትዮጵያ ከም ሃገር ታሪኻ ተወዲኡዩ ትግራይ ከም ዘበነ የውሃንስ ብሸፋቱ ትምራሕ ኣላን ከምኡውን ክቅጽልዩ እዚ ኩሉ መስጣ ህዝቢ ኤርትራዩ:: ክንዲ ዘኾለስና: ክንዲ ንተጋሩ ካቡቲ ዝነበርዎ ዘበነ ጸልማት ኣውጺእና ወርቂ መንበር ዝሃብና ን 25+ ዓመታት ኢድና ተነኺስና:: ያላ ደቂ ኤረይ: ሕጂ ንሃገርና ንምለሰሉን ሃገርና ንሃንጸሉን ዘበንዩ::
@amanueltesfamichael5776
@amanueltesfamichael5776 Месяц назад
Natnael eziom zemewiti janda hizbi tigray kihasibu gidefemo neza alem tsor eyom vodka wala hade akimi yebilomin wala ezi nebae tsadikan
@BenamBeyana-cm5rj
@BenamBeyana-cm5rj Месяц назад
እዞም ጀነራላት እዚኦም ዝገብርዎ ኩሉ ትግራዋይ ይስማዕማዕ እዩ ። ሸዓብያ ግን ስለ ትግራይ እንታይ የእትወካ
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 Месяц назад
Only Hawelte and jeganu title left for Tigrea nothing else
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 Месяц назад
Natu hanti mexhaf xhafelna,nayzi kulu poletika temokuroka akakibka " natun poletikan " elka smeya,natu azmarino.
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo Месяц назад
አዚ ጀናረል አንደሕረ አፈልጥን አንተሉ በመን ኸላላ አዮን ዘኸዕታ ሕደሕደ አሰኻል መሬይተ አናዘረ ዘረአወም ዘለወ በበይ አተይም ነምታይ አተይም መን ናይ ገባረ መሬይተ መነኻዓተ እሉዎ ኣታ ጠይቅለይ አነተይ ኸሕደቱ ኦዮ አንታ ደኣ የሰረሕ ህዘበን ነበረተነ አነደሕረ ዘይ ሓሊዮ ገለል ዘይበል አረ ጠይቀል አፈለጥነ ኻሕደም በሎ
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo Месяц назад
ቀዲሚ ሕዘኮ ወዲ ወረደ አካበ ደረጀአ ዘወረደወ አየም አነ መገበይ ወደ አሸበረ ወዘተ በሕሰት ደገረ መሮቃተ ኩሎም ንናይ ባዕለም ገመጋምነ ቀረሕንትነ አሎወም አበቲ ናይ 17 ቃለሲ ኹለም ሓትላ ዘነበሩአዮም ሕዚ ጀግና ጀግና ዘበሉ ዘለወ
@Mulat-i8k
@Mulat-i8k Месяц назад
ናትካ መርገፂ እንታይ እዩ?ህዋሓት እንኮ ኣማራጭ ዘይብሉ ፓርቲ እዩ ።
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 Месяц назад
Kila mqalaweti
@user-tt5fu6mn5b
@user-tt5fu6mn5b Месяц назад
ክንደይ ተከፊሉኳ
@andayaman4097
@andayaman4097 Месяц назад
ዕድል ዝገበርናዮ ናቱ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ዉሉዱ ሙዃንካዩ።
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k Месяц назад
እንታይ ማለትካ እዩ?
@Meiry756
@Meiry756 Месяц назад
Iza’seb’izia Kab’tom MALELIT WEYANE Zefreyetom Alewu’kab Zibahalu ‘’’ SIDITAT + HASEWTI ‘’’ Tegaru Hanti SIDI’iya ...
@Dansen19658
@Dansen19658 Месяц назад
Hasawit media. Gudayca giber
@WadeyGofar-cp9xy
@WadeyGofar-cp9xy Месяц назад
Geganu eyom hewelti kisrohm alewom kemaka nefat aykokun
@yonasgebre1726
@yonasgebre1726 Месяц назад
Welcome Natu bto.
@BenamBeyana-cm5rj
@BenamBeyana-cm5rj Месяц назад
ሸዓብያ ስለ ትግራይ እንታይ ኣእተወካ ስለ ዓለም ሙሉእ ብስደት ኣጥለቕሊቑ ዘሎ ህዝብኻ ሕሰብ ስለ ትግራይ ተጋሩ ኣለናዮ
@goitomgessesse862
@goitomgessesse862 Месяц назад
ሕሱር ኤርትራዊ ኢኻ ጉሓፍ
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Месяц назад
@goitom ኤርትራዊ ጅግናን በዓል መትከልን ጽፉፍን እዩ። ጉሐፍን ሕሱርን ሰራቕን ግፍዔኛን ግን ከምዚ ከማኻ ደጋፊ ወያነ እዩ።👹👿🐍🏃🏃🏃
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Месяц назад
Natu never started he is Eritrean! I just wish to get your comments in line?
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 Месяц назад
ቆማል ናይ ክልልካ ዘይትገብር አብ ናይ ክልልካ ጉዳይ ንኤርትራ ትእትዎ ነዳፉ ለማኒ።
@rimabrahamrim7537
@rimabrahamrim7537 Месяц назад
Behaqi xibuq meglexi
@mekonentedfsldet7603
@mekonentedfsldet7603 Месяц назад
Kķkkkkkk
@BenamBeyana-cm5rj
@BenamBeyana-cm5rj Месяц назад
እንኳዕ ዘወርዎ ሸዓብያ ናይዝብኻ ግበር
@letinagimie539
@letinagimie539 Месяц назад
Natu hawey selam selam ❤
@hayaluberha5887
@hayaluberha5887 Месяц назад
60 millyon emo tgraway ms Eritrwit zgerm eu Hzby kuslu endehakeke be tmyt sdet kunat endaregefe kemy weridulom hlna tefiu aziu zhzn eu .
@nmariam123
@nmariam123 Месяц назад
they always talk about enemy, thats how they survive
@biniammesfin1146
@biniammesfin1146 Месяц назад
ሃለውለው እዩ እዚ
@BenamBeyana-cm5rj
@BenamBeyana-cm5rj Месяц назад
ንትግራይ ዝሓስብ ኣይመስልን ኣብቲ ክፉእ ግዜ ናብ ወዲ ባሻሻ ናብ ኢሱ ዝጎዮ ዝነበረ ዝረሰዕናዮ መሲልዎ ድዩ
@yemanegebreab1150
@yemanegebreab1150 Месяц назад
እቲ ጀ/ተኽለብርሃን (ሳንቲም) ደሃዩ ኣበይ ኣሎ? ኣሎ እንተኾይኑኸ ምስ መኖም ወጊኑ ኣሎ ናቱ?
@teklomyemane1234
@teklomyemane1234 Месяц назад
wel come natu
@gabbygabriel6685
@gabbygabriel6685 Месяц назад
Good afternoon
@hadishbeyene6183
@hadishbeyene6183 Месяц назад
ሁሰት ፅልመ
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 Месяц назад
Denqoro!!
@redseastockcoininvestment
@redseastockcoininvestment Месяц назад
መንዩ ጸሊኢ ህዝቢ ትግራይ ምዕሳብ ብ መዕራባውያን ዶ ዕሱባት ናይ CIA ወይስ ኩሉመራሕቲ ወያነ ሓድጊ// ሰላም ኩቡር ብመጀምርታ ንስነ ልቦናካ ነቅ ዘይብል ዘይቅየር ተፈጥሮ ስነ ልቦናካ ትግራይ ከምሓንቲ ብሄር ኢትዮጵያን ኣካል ኢትዮያን ካብዚ ወጺያ ቃልሲህዝቢ ንባርነት ትግራይ ዘናውሕ ናይ መዕራባውያን ዓስከር ኣዳሊካ ንትግራይ ዝይውክል ቃልሲ ሕዚቢ ዝወልዶ መን እሰይ ዝተማህረ ብቅያር ስንዳይ ካናዳ መባድልቲ ገይሮም ኣየ እዘዝን ዝብለ ገረባቢቲ ህገራት ከም ኣብነት ን ኢትዮጵያ ዝመቱ ይብሃል ካብደብረሲና ዝዘመተ ካብዚ ክይትሓልፉ ተባሂሉ ንጥቅሚ ህዝቢ ዝየረብሕ ዓስከር ትግራውዋይ ግዳይ ሞትን ስደት የመን ኮይኑ ሎሚ ትግራይ ኣበይ ኣላ ምሕታት ባጫ እዩ ምስ ኤርትራ መፋራሪሒ ትኾኑ እናተባህላ ጻድቃን ትደሰ ወረደ ጌታቸው ረዳ ውዘደ ብክፍሊት ማወስ ተከፊሎም ንህዝቢ ትግራይ ኣብ 10 ዓመት መነሰይ ትግራት ዘዝገበዘን ክሳብ ወዲ 12 ዓመት ጠበንጃ ኣስኪሞም ወለዲ ክይሕግዝ ወገነዕስክራና ይከይድ ኣሎ እዚ ንሕዝቢ ትግራይ ጥፋኣት ዝዓለመ ዝወሰደ ይውሰድ ቃልሲ ንናጽናት ትግራይ ኣስሚርና እንተዝይተዓቅና ንትግራይ ትፍ ኣት እዩ ዝከውን ዘለዎ
@henokbaire269
@henokbaire269 Месяц назад
Hasawi nekalea belo anta Shabia
@nohisack7796
@nohisack7796 Месяц назад
አንታ ናቱ እዚ ጀነራል አብ ትግራይ ዳርጋ ሳጓ ቀይሮማ ክክክክክክ እንታይ ገበርቲ እዩም
@mebratualemumahamedjafijafi
@mebratualemumahamedjafijafi Месяц назад
ናቲናል ይህ ነው የትግሬዎች ዘራፊ ቡዱን ሕቅድና ክፋት አሁን የኢትዮጲያ ህዝብ አውቆታል ለማኙ የትግሬ ቡዱን ሁለተኛ ኢትዮጲያ መዝረፍ አይችልም የትግሬ ቆሻሻ ስራ አውቀውታል ስታልም ትኖራለህ
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Месяц назад
Keep it up brother ! It is a matter of time!
@user-zk7ev5tv9g
@user-zk7ev5tv9g Месяц назад
ዓጅዋ ካበይ ዝፃእኻ ዕሉል እኻ ንስኻኸ
@JoyfulGramophone-gt7iv
@JoyfulGramophone-gt7iv Месяц назад
መን ንስካ ንጀነራት ክትነቅፍ ዘይትክል ዕሱብ ዓብዩ ኢካ።
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv Месяц назад
😂❤ባንዳ ህግደፍ እካ ቺድ❤😂
@downdownw7374
@downdownw7374 Месяц назад
❤️🌹🌹🌷🌹🌹❤️❤️❤️🌹🌹🌷🌷🌹❤️❤️🌹🌷🌷🌷🌷🌷
@mekonentedfsldet7603
@mekonentedfsldet7603 Месяц назад
Kkkkkkķkk entay yeatewaka
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Месяц назад
Just give a time?
Далее