Тёмный

Tigrigna Audio Bible, The Book of Song of Solomon | መጽሓፍ መሃልየ መሃልይ 

Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Просмотров 33 тыс.
50% 1

መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ

Видеоклипы

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 28   
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
"መሃልየ መሃልይ" ዝፈትዋ መጽሓፍ ንጉስ ሶሎሞን ካብ እግዚኣብሄር ጥበብ ጥራይ ከም'ተድልዮ ምንጋሩ ፡ ኣዝዩ በሊሕ ምንባሩ ዘርኢ ኣጋጣሚ'ዩ ።
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@robelmosazghilebasikingeri9970
Amen Amen Amen .
@geniunediamond6559
@geniunediamond6559 Год назад
Nimintay ety amen amen zibihal😅
@solianaamanuel8173
@solianaamanuel8173 Год назад
​@@geniunediamond6559 amen malet haqi wey ykuneley malet u slezi nqal haqi amen mbal gdn u
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
God Bless You.
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
@huruytekleab4082
@huruytekleab4082 5 лет назад
*_qal hiwet yesmiealna_*
@finantesfay7588
@finantesfay7588 4 года назад
እግዚአብሄር አምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ
@natnaelsolomon5576
@natnaelsolomon5576 3 года назад
Amen
@wintaabrham9698
@wintaabrham9698 Год назад
ተባረኽ ብሩኽ
@habtombokre9114
@habtombokre9114 4 года назад
81 መጽሓፍ ተዝሕተም ብጣዓሚ ጽቡቅ ኔሩ።
@robelabraha2893
@robelabraha2893 3 года назад
39 ናይ ኣይሁድ 27 ናይ ሃዋርያት 24 ሽማግለታት መሰኻኽር ናይ ክርስቶስ ማለት 12 ነገድ እስራኤል 12 ሃዋርያት ብዘይካ ክርስቶስ ካልእ ተስፋ የልቦን ገላትያ 1 (Galatians) 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን። 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
​@@robelabraha2893 ሰክት
@solianaamanuel8173
@solianaamanuel8173 Год назад
Qale hiwet yesmealna ❤❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox Месяц назад
Song of Solomon 8 (ትግ) - መሃልይ 2: መሪሔ ናብ ቤት ኣደይ መእቶኹኻ፡ ንስኻ ምመሀርካኒ፡ ኣነውን ካብ እተቓመመ ወይኒ፡ ካብ ሮማነይ እተጸምቈ መስቴኹኻ። 3: ጸጋመይቱ ተተርእሰኒ፡ የማነይቱ ኸኣ ትሐቚፈኒ። 4: ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡ ንፍቕሪ፡ ክሳዕ እትደሊ፡ ከይተተንስኣኣን ከይተበራብርኣን ኢለ ኤምሕለክን ኣሎኹ። 5: እዛ፡ ፈታዊኣ ተመርኲሳ፡ ካብ በረኻ እትድይብ ዘላስ መን እያ፧ ኣብ ትሕቲ ኦም ትርንጒ ኣንቓሕኩኻ፡ ኣብኣ ኣዴኻ ወላዲትካ፡ ኣብኡ ወላዲትካ ወለደትካ። 6: ፍቕሪ ኸም ሞት ሓያል እያ፡ ቅንአታ ኸም ሲኦል ብርቱዕ እዩ፡ ረስና ኸም ረስኒ ሓዊ፡ ሃልሃልታ እግዚኣብሄር እዩ እሞ፡ ከም ማሕተማ ኣብ ልብኻ፡ ከም ማሕተማ ኣብ ቅልጽምካ ኣንብረኒ።
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
ሰለሙን ሓሪፍ መኣዛ/መቐረት ፍቕሪ ብዘይካኡ ብጽቡቕ ዘስተማቐሮ የለን ። ግና እታ ንንግስቲ ማክዳ ዝጸሓፈላ መንቅብ ዛልቦ ዝኾነት ግጥሙ ኣብዚ የላን 😣
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
Matthew 1 (ትግ) - ማቴዎስ 1: መጽሓፍ ወለዶ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት፡ ወዲ ኣብርሃም።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 месяца назад
Song of Solomon 1 (ትግ) - መሃልይ 15: እኔኹ፡ ኣቲ ፍትውተይ፡ ጽብቕቲ ኢኺ፡ እኔኹ፡ ጽብቕቲ ኢኺ፡ ኣዒንትኺ ርግብታት እየን።
@mussietn1966
@mussietn1966 6 месяцев назад
10:26
@ErmiasYemane-gy7ny
@ErmiasYemane-gy7ny Год назад
Marry marten Ermi
@geniunediamond6559
@geniunediamond6559 Год назад
Hji ezis men eyu tsihifiwo hawarya
@absienice5013
@absienice5013 2 года назад
Ezi entay eyu romatic Amen entay zerakib alewo.
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
Zechariah 4 (ትግ) - ዘካርያስ 6-7: ሽዑ ንሱ መለሰ፣ እዚ እቲ ንዘሩባቤል ዚኸውን ቃል እግዚኣብሄር እዩ፣ ብመንፈሰይ እምበር፣ ብኽእለትን ብሓይልን ኣይኰነን፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ኣታ ዓብዪ ኸረን፣ መን ኢኻ፥ ኣብ ቅድሚ ዘሩባቤል ጐልጐል ክትከውን ኢኻ። ጸጋ፣ ጸጋ ንእኡ፣ እናተባህለ ኺጭደር ከሎ ነቲ እምኒ ርእሲ ኼውጽኦ እዩ፣ ኢሉ ነገረኒ።
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.
@abrahamtesfu6855
@abrahamtesfu6855 5 лет назад
Amen
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
Matthew 1 (ትግ) - ማቴዎስ 1: መጽሓፍ ወለዶ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት፡ ወዲ ኣብርሃም።
Далее
Каха и жена (недопонимание)
00:37
ДОМИК ДЛЯ БЕРЕМЕННОЙ БЕЛКИ #cat
00:38
Tigrigna Metshaf Qudus ወንጌል ማቆስ
1:39:51
Просмотров 105 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн
Bones - White Boy Rick (DIEEZ & MANNONOV REMIX)
7:09
Просмотров 563 тыс.
ARMENCHIK  “Im Siro Heqiat”
3:26
Просмотров 711 тыс.
Мелкий босс
2:36
Просмотров 138 тыс.
2pac - All Eyez On Me (DIEEZ & MANNONOV REMIX)
6:46
Просмотров 153 тыс.