Тёмный

TMH - "ህወሓት ናይ ፕሮግራም ለውጢ ክገብር እዩ" ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ዘተ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ 

Tigrai Media House
Подписаться 380 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

#tmh #tmhtv #tigray #tigraynews #tigrai #tigrignaNew #negaritzena
Tigray Media House (TMH) is a US-based television station covering global issues with dues focus on the Horn of Africa.
Join this channel to get access to perks:
/ @tigraimediahouse
For TMH Membership fundraise.give...
TMH envisions becoming a world-class and most trusted media network covering major stories that influence Ethiopia and the Horn of Africa delivering swift and reliable news updates and analyses to the Ethiopian people and the global community.
website: www.tmhtv.org
Twitter : / tmhtvnews
Facebook : / tmhtv
Instagram: / tigrai_media_house
Support TMH by becoming a Monthly subscriber by visiting
/ 134425496630143

Опубликовано:

 

20 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 301   
@Mulu_alene
@Mulu_alene 20 минут назад
Bravo Debrits we are behind you!!
@OromiyaaOromoo-b1l
@OromiyaaOromoo-b1l 14 минут назад
Dr. Dabratsiyon the excellent person /leader ❤👍💪💪💪TDF.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 57 минут назад
ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ኣብ ቀጻሊ ተጻብኦን ቃልሲን ዓወትን! ❤️🧡💛💚💙💜🖤💖🌵🎄🌲🌳🌴🌱🌿☘️🍀🎍🎋🍃🍂🍁🍄🌾💐🌷🌹🥀🌺🌸🌼🌻🌞🌝🌛🌜🌕🌙🍏🍎🍐🍊🍋🍌🍉🍇🍓🍈🍒🍑🍍🥭🥥🥝🍅🍆🥑🥦🥒🥬🌶🌽🥕 God Blass Tigray!
@atsbehasyum3319
@atsbehasyum3319 5 минут назад
TPLF must go
@mulugebreslassie9357
@mulugebreslassie9357 14 минут назад
ጎይታ ፀባይ ጎይታ ዓቅሊ ንበረልና ንዘላለም
@Omer-uv4hv
@Omer-uv4hv 46 минут назад
ደፂ አምበሳ❤❤❤
@MytiberDura
@MytiberDura 2 часа назад
እዚ ረይጣጥ ርእሲ ዕንጉለ፣ "ሚልዮን ሞይቱ ዝባሃል ፅንዓት የብሉ፣ ማስረጃ የብሉ፣ ንዓና ንኣመራርሓ ንምውንጃል እዩ ዝዝረብ ዘሎ" ኢሉ ብሚድያ ተጠሊዑ ኽሕደቱ ምስኣርአየና ሐዚ ድማ ምልስ ኢሉ ሃተፍተፍ ይብል ኣሎ።
@moe3000
@moe3000 2 часа назад
Loqmatse! Kindly tidefir eka! Kimuu aybehalin..
@ZerayAtsbaha
@ZerayAtsbaha Час назад
ቆንጆ ሓሳብ
@asefaw4345
@asefaw4345 Час назад
ተደጋጋሚ ተግባር ዘይብሉ መሰልቸው ዘረባ ግዜኩም ብክሳራ ሓሽሽኩም ሕጂ ድማ ናይዚ መንእሰይ ጊዜ ትበልዑ ኣለኹም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 51 минуту назад
Debrix ❤king
@AhlamOmer-q5e
@AhlamOmer-q5e 53 минуты назад
ህወሓት አምበሳ 👍❤️❤️❤️
@ብጂግኑኡሰነፍ
@ብጂግኑኡሰነፍ 24 минуты назад
ተስፋ ንገበር ሓደሽ ኣሳላሊፋን ሓዱሽ ዓወትን ንህዝቢ ተብሱሩዎ ይግበርኩም
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Час назад
አብ አፍሪካ ህብረት ዝዘትግ ዘሎ ወርቅነህ ገበዬህ ዝባሀል ክነጋልፆ አለና ❤❤
@filimonbrhane131
@filimonbrhane131 2 часа назад
ህዝቢ ብሕወሓት ተስፋ ዘይምቁራፁ ይገርም እዩ
@berhanegebreslassie4049
@berhanegebreslassie4049 Час назад
ኣንቱም ሰባት ትፃረፉ ዘለኩም ክንድ ናቱ ንትግራ ተቓለሱላ እም ሹዑ ሕሳብ ንግበር
@ሁሌምእውነት
@ሁሌምእውነት 28 минут назад
The iron man ❤❤❤
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Час назад
Sabia Sabia sabia sabia Kitibeluluyezebukumumo Reresikumo sabia Mekesene tehzabi Koyenuzelolo🇪🇷✊🌹💯✅🌺🌲❤️🌟🙏🌴Sabia Mekesene Kulubahlukumo
@seidedris3325
@seidedris3325 Час назад
ፅቡቅ በርቱዑ❤🎉🎉
@jhi3325
@jhi3325 2 часа назад
ይኽለካ ውረድ አሻሕ ወጣት ትግራይ ወድእኻስ ለኸባጥ አረግት ሰረቅቲ ሐፅነ መፅን አብ ጋጋኻ ነፍቁካስ ትግራይ ክመርሕ እየ ዘይሐፍር😊
@berheamare-tz5rw
@berheamare-tz5rw Час назад
ውድብ ናይ መንእሰይ ተኮኑ ታማ መናእሰይ ሰብሲብኩም ለይትፈልጡ ?BTW are you normal?
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Час назад
ናይ ባዕልኻ ጥዕና መትምር ጎሓፍ
@TekleWeyni-k7p
@TekleWeyni-k7p 29 минут назад
ያዕስ ደብሪፅ ግን ቀጥታ ተግባር የሃልዎ እትውስንው ውሳነ
@grab3655
@grab3655 Час назад
Realy as one tigraway i am fade up of with the man dr. Debretsion he need all about to satsifay his ego he is not work for tigray please leave tigray colletion of oldies go to church ur time is finished
@edenyisak8707
@edenyisak8707 2 часа назад
You talk like an opposition party leader which is in essence correct.
@SolashHare-pc8qe
@SolashHare-pc8qe 58 минут назад
50 ዓመት ሙሉ የፈሰሰው የትግራይ ወጣቶች ደም አይበቃም? ቀጣዩ ጊዜ ግን የትግራይ ወጣቶችን ደም የጠጣው ዘንዶ ከምድረ ገፅ የሚጠፋት ወሳኝ ጊዜ ነው እንደ ትናቱ የሚደበቁበትም ዋሻ አይኖርም እግዚአብሔር ይፈርድባቸዋል
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Час назад
❤Our honest beloved Leader❤ Dr.Debris Keeping going we are beside you Long Live TPLF ❤
@Goitom-u1f
@Goitom-u1f 31 минуту назад
Tigray loves TPLF
@GrmayG
@GrmayG Час назад
50 ዓመት ለውጢ ገይርና ትብሉ ግን ሓዳርኩም እኩም ትገብሩ
@destadesta8714
@destadesta8714 Час назад
ጆኖሣይድ ኣይተፈጸመንዶ አይበልካን አንታዘገምተኛ . ንሥኻ ትመርሖ ህዝቢ ትግራይ ሞት ይሀቦ. ጻምእ ሥልጣን ከዕብደኩም ኢሉ ጨካናት ዙዅሉ መንእሰያት' አብሊዕዅም
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Час назад
ግን ኣነ ዝገርመኒ፡ ገና ክመርሕ ኢየ ይብል ኣሎ፡ መሕፈሪ ድዩ ዘይብሉ ኾይኑ! መጀመርታ ንስካ ተኣለ ደሓር ብቀሊሉ ለዉጢ ክመጽእ ይኽእል ኢዩ!
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 23 минуты назад
Dr Debris ayoka bertie hadinetna kitinkir sirah litefenakelu lab adom kimilesu yigeber hizbi Tigrayna kab meret ges kinitefe liserhu gonosid lifesemu ab firdi kikerbu yigeber ::
@KflomGs
@KflomGs 2 часа назад
ዶ/ር ደብረፅዮን ንተሓታትነት ጆኖሳይድን ላእላውነት ዓድን ብሓፈሻ ቤህራዊ ረብሓ ዓድን ካሕሳ ጉዱኣት ኩናትን ዕንወት መሰረተ ልምዓትን ወ ዘ ተ ህዝቢ ኣዕሲልካ ከምትቃለሶን ከምተረጋግፆን ሙሉእ እምነት ኣለና ። ህዝቢ እቲ ሓቂ ንክበርሀሉ ግን ኣበርቲዕኹም ተቃለሱ ። ትግራይ ትፍተን !! ፈንፂሓ ዘይተሓሰበ ዓወት ድማ ትዓትር !! ኣየጠራጥርን ።
@SelemunTeklay-l9s
@SelemunTeklay-l9s 11 минут назад
መንእሰይ አልቦ መድረክ ብሕዉሓት ዝፀልመቱ ጥራሕ መሊኡ አዳራሽ
@Fiudfiijbhye
@Fiudfiijbhye 36 минут назад
ዉግዕ ክንጅምር ጓስጓስ ይገበረልና።ጅግና ደብርጽ❤
@yrgalemtareke
@yrgalemtareke 23 минуты назад
ኣቦ ሓቂ
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Час назад
ኣንታታታ ንስጃ ዶ ኣይኮንካን ናብ ናይጀርያ ምካድ ኣይድልየናን ዝበልካ፡ እንታይ ኢካ ናብ ሰብ ምልታም!
@wezwelday2580
@wezwelday2580 50 минут назад
ደብረ ፅንተት! ደብረ ክሕደት!
@MehariGeb
@MehariGeb 2 минуты назад
ደብረፅዮን የህዝብ ልጅ ጌታቸው የvodka ወንድም ህወሓት እኛ እያለን አትፈርስም!
@AsmelashGobezay
@AsmelashGobezay Час назад
ዶ/ር ደብረፅዮን ንቅድሚት! ግን መንእሰይ ወለዶ ብገንዘብ ይግዛእ ኣሎ ም/ቱ ዕለታዊ ረብሓ እምበር መፍትሒ ፀገም ቀፃሊ ሂወቱ ኣይሓስብን ዘሎ እዚ ብገንዘብ ዝድለል ወጣት ወለዶ ነቲ ቅንዕና ዘለዎ መንእሰይ ኣደናጊሮም ቀልቡ ይስሕቡዎ ኣለዉ ስለዚ ወለዲ ደደቆም ይምከሩ
@asefaw4345
@asefaw4345 Час назад
ሕውሓት ይኹን ግ/ም/ት ካብ ህዝቢ ትግራይ ተኣለይሉ ንስልጣንኩም እምበር ንህዝቢ ትሓልዩ ኣይኮንኩምን
@edenyisak8707
@edenyisak8707 2 часа назад
you're a liability for Tigray! The moment you quit power, hope emerges!
@red_3232
@red_3232 Час назад
ዘመድ ዶ የብሉን ቀስ አብሎም ዘርሕቅዎ? ደባሪ ዝኾነ ቆልዓ!
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Час назад
ወጣት ኣበይ ኣሎ
@AlulaHab
@AlulaHab 7 минут назад
እንታ ቀርካ እዩ ዝኩሉ መንእሰይን ንብረት ኣወድእካስ በትናዮም ትብል ሓሶት ኣይትደጋግም ዓው እልካ ዘይዝረብ ኮኑና እዩ ደብረዕንክልል
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 Час назад
ደብረጽዮን በይዛካ ተከወል ይአክል
@seidedris3325
@seidedris3325 59 минут назад
The Man !!
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 29 минут назад
Hewaht hegyi kurxi gera ketlale alwa enber getachaw geze abakinu luke abyi
@fessahayetukue697
@fessahayetukue697 Час назад
Algers!!! Then friendship and relations from heart ✌️
@mehretabeyasu1674
@mehretabeyasu1674 Час назад
Dr. Debretsen keep up
@thehabenshow1190
@thehabenshow1190 46 минут назад
This guy has a short memory he never learned
@meserettesfai545
@meserettesfai545 Час назад
No leadership qualities or what so ever,he can't articulate ideas,no charisma, tedious man . the sooner he steps down and the better for the Tigray people
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 часа назад
ደብረፅዮን። ህዝቢ ሽረ እንታይ ጌሩኩም ብሰላም ኣኼባ ከልኪልኩም?
@almaz3950
@almaz3950 2 часа назад
እንታይ እተወካ ብዛዕባ ሽረ። ንሽረ እንድሕር ሐሲብካ እስቲ ኪድ እቱ አኬንዳ ዘሎ ሕዝቢ ሐግዝ።
@kidanehaddish
@kidanehaddish Час назад
@@almaz3950 ኣብኬንዳ ዘሎ ህዝቢ ኣንደበቱ ዓፂኹሞ
@almaz3950
@almaz3950 Час назад
@@kidanehaddish መን እዩ ዓፂዎ? እንድሕር ትግራዋይ ኮይንካ ንቐደም ንህዝብኻ ሕሰብ። ጌታቸው ሰካራም ዘምፃልካ ነገር የለን።
@kidanehaddish
@kidanehaddish Час назад
@@almaz3950 ጌታቸው ንበይኑ ብምሽጥር ዝመርሖ ነገር የለን ከም እታ ቅድሚ 1993 ዝነበረት ሓቀኛ ህወሓት (collective lesdership) ዝምራሕዩ ኣነውን ዝድግፈሉ ምኽንያት እዚ እዩ እንተ ናይን ስብሓት ነጋን ኢሳያስን ኣምሓራይዝድ ኢትዮጵያኒዝም ግን ቀንዲ ሓደጋ ትግራዋይነትዩ ምሽጥራውን ናይ ስድራ ሸዋውያንዪ።
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Час назад
ንሰብ የእምን ኣለኩ ኢሉ ድዩ ናይ ህጻናት ዘረባ ዝዛረብ ዘሎ! ንስኻ እንታይ ጌርካ፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ እንታይ ዝብል ሰርትፊከት ሒዝካ መጺእካ ኣንታ pkeade keep quite!
@letshLetsh-w5i
@letshLetsh-w5i 8 минут назад
ንዘላለም ንበረልና
@bisratyetbarek7103
@bisratyetbarek7103 27 минут назад
ደብረጽዮንን እብይ አህመድን ንስልጣኖም ከጽንሑ ገና ሚልዮት ከጥፍኡ እዮም ውረድ ከይትዋረድ!!!
@meharizemikail3361
@meharizemikail3361 Час назад
አዚ ከባቢ ሰላም ክከውን አንተኮይኑ ኣልጀርስ ኣልጀርስ ስምም አ ተቀበሉ
@ZekielMalik-p9q
@ZekielMalik-p9q Час назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-jp3kx7ye1t
@user-jp3kx7ye1t 2 часа назад
ብቕልፅምና ፣ትግራይ ረመፅ ትኾኖምያ፣ለውጢ እናበልካ ዕድመ ልክዕ ናታለልኩም ክትነውሩ ኣፋሉን ህዝቢ ነቕሑ እዩ። እናበለ ህዝቢ፣መናእሰይ ኣውድእኻ እንታይ እኻ ትውስኽ ፣መጨረሻ ድማ ሓደ ሚልዮን ንምውድኡ ማስረጃ የለን እልካ ክሕድኻ ።በጃኻባ ልገሰልና።
@mycorfish
@mycorfish 20 минут назад
Anbesa. Bertu. Getachew eko yedefretu difret seble kahsayin/ye iyu chufa kedami yezo newe yametsew.
@gereEyasu
@gereEyasu Час назад
ደ/ር ደብረፂዮን ልሰከንድ ምስ አሻሓት ጥፍአት ልሰከንድ ሪሕቀ አይፈልጥን ለውጢ ነምፅእ ኢና ኢልካ ዓይንና ትዐምተና ዘለኻሲ 1*እቲ ናይ ቀደም ያአኽለና ሕዚ ድማ 8ወርሒ ብተስፋ አብዪ ዝፅበ ዝነበረ ምክትልካ ጌርካ ምምራፅ ድዩ ለውጢ? እዚ ህዝቢ ትግራይን ቲ ዲ ኤፍን ምንዓቅ ገሬ ኦየ ዝወስዶ
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 Час назад
በጃኹም እዙ ሰብ ኡዙይ ክጠፍእ እዩ ዘለዎ !! ምኽንያቱ ንቡዙሕ ዓመታት ንቡዙሓት ሰባት ዘታለለ ሰብ እዩ !! ሕጂ ግን ብዕሊ ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ተጋሊፁ እዩ !! ንሕና ዝነበረና ስልጣን ኣብቂዑ እዩ ጉባኤ ገይርና ንመናእሰይ ክነረክብ ኣለና ኢሉ ጉባኤ ኣካይዱ ንጌታቸው ኣባሪሩ ንባዕሉ ሸይሙ ዝመፀ ነውረኛ እዩ !! እሞ እዙ ሰብ እዙይ ከይተወገደ ኣብ ትግራይ ሰላምን ልምዓትን ኣይመፅእን !! ይኣክል በቃ ይኣክል ። ሠላምን ልምዓትን ንትግራይ ዓደይ።
@mashimashi1214
@mashimashi1214 Час назад
Tezaribe eye dka elka 😮
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ Час назад
ጉጅለ ሕምቀትን ልምሰትን ምስ ከሓዲ ሓላዊ ስልጣን ጉጅለ ስድራ ቤት። ዕስለ ደናቑር!
@TsegayArkebe
@TsegayArkebe Час назад
Wage yeblun akiba serekti
@HaftomTsehaye-iv5qt
@HaftomTsehaye-iv5qt Час назад
እዚ ኹሉ መንእሰይ ዝተሰውአ ንስልጣንኩሙን ኣብ ትሕቲ ኣብይ ኣሕመድ ልሓስሓስ ንኽትብሉ ድዩ ነይሩ?🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@ETHIOPIA8823
@ETHIOPIA8823 42 минуты назад
ህወሀት ትጥቁን እስካልፈታ ኢትዮጵያ ሰላም የላትም!!😭😭😭😭 DDR SOON!✅✅✅✅
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw Час назад
Dr depression you are a criminal force in tigray. You should be in ⚙️
@gebrihwetgere3755
@gebrihwetgere3755 44 минуты назад
ደብርፂአቦሐቂ
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 Час назад
ሓሳት ደብረ ዕንክሊል አይትሓሱ ።
@KflomGs
@KflomGs 2 часа назад
ዶ/ር ደብረፅየን ሐዚ ዘለኻሉ ኩነታት ግለፆ ተዝበሃል ዘበነ ስቅለተ-ክርስቶስ ምበልኩዎ ። ❤ ክርስቶስ ብተኣምሩን ኣድሓናይነቱን ዘይወረደሎም ህዝብታት ንክርስቶስ ስቀሎ ን ባርናባስ ፍትሓዮ ኢሉ ኣእዳው ኣልዓለ ። እቲ ዘየስተውዕልን ግብዝን ህዝቢ ሰኣን ምስትውዓሉ መድሓኒቱ ከሰረ
@MelakuTesfaya
@MelakuTesfaya Час назад
አቦታቲና ይአክለኩም ህውሓት 50 ዓመት እኮ ርእናኩም ትርፊ የብሉኩሙን ክሳራ እንበር ወልድና ተወድኦም ሎሚ ክአ አሒዋቲና እውን ተወድኦም ሰለዚ ህውሓት ይአክለኪ (ሳልሳይ ወያነ ንቅድሚት) ህዚቢ ትግራይ ይዕዎት 4 ::❤❤❤
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Час назад
መልዓካ ድሑል ሓርገጽ
@MelakuTesfaya
@MelakuTesfaya Час назад
@@tesfuleakemariam2023 እንታይ አምፆኦ ፀሪፉ ወዲ ዓበይቲ
@Vip-j8f
@Vip-j8f 9 минут назад
ጅግና ኣያና ንሊያቡን ንባንዳታትን ብቅልጡፍ ስጉምቲ ወሲድኩም ህዝቢ ትግራይ ካብዘለዎ መከራ ኣውፅእዎ መጀመርያ ግን ቶም ንትግራይ ምስብልፅግና ወጊኖም ሃደሽደሽ ከብልዋ ዝፅዕሩ ዘለዉ ብቅልጡፍ ስጉምቲ ወሺድኩም ቀሻምድዎም እሰርዎም ። ኣብትግራይ ፅኑዕ ሕጊ ክምስረት ኣለዎ ዝቀተለን ደቀንስትዮ ዝደፈረን ክቅተል ዝሰረቀ ኣእዳዉ ክቁረፅ ኣለዎ
@alamatatoday8002
@alamatatoday8002 5 минут назад
and guess what u r the number one deceptive person😅😅
@user-jp3kx7ye1t
@user-jp3kx7ye1t Час назад
ተነቕሕልኩም እዩ ኣይትድከም ኩሉ ሽግር ብናሃትኩም እዩ።ልገሱልና ጥራሕ።
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Час назад
ወራዳ
@user-jp3kx7ye1t
@user-jp3kx7ye1t Час назад
ሓሰዊቲ መኣዘ እኹም ኣኼባ ተኸልኽልኹም።ጉባኤ ገይርኹም፣ሕጂውን ትኣክብኹም ኣለኹም እንታይ እዩ ወርድካ ናይቶም ደም መናእሰይ ድዩ ዓጀውጀው ለብለካሎ ።
@عبدالرحمن-م1ن2س
ደብረዕንክሊል +ክሕድ
@semaitkahsay9036
@semaitkahsay9036 Час назад
ችድ ሸንቲ ቤት
@mosmos4020
@mosmos4020 2 часа назад
ደብረጽዮን ናዓባ ይኣኽለካ ቢሂዝቢ ትግራይ ምልጋጽ ከመይ ኢኣይነት ቆርበት ዩ ዘለካ 😢
@berheamare-tz5rw
@berheamare-tz5rw Час назад
ዓርከይ ከ ትሸርትን ቆቢዕን ኣይሰራሕኩምን ዲኩም?ክክክ ኣታ ናቨይ ከይደ ክሕባእ
@WediHaftam-h1l
@WediHaftam-h1l 2 часа назад
❤❤❤❤❤
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Час назад
Ezikulufekera 🍳 hbeiydukumo Hawijatukumomo Eritrea 🇪🇷 ketetifufu Mukanehbikumo Niyenahalena Kinihulunizehleme ✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊
@brightfeature89
@brightfeature89 53 минуты назад
ሐዝውን ደብረፅዮን ዝበሀል ንትግራይ መሊሱ ናብ ውድቀት ከእትዋ እምበር ካሊዕ ለውጢ ከምዘይምፅእ ፍሉጥ እዩ። ደረቅን ሕልከኛ አነ ዝበልክዋ ተዘይኾነት ዝብል ንትግራይ አይጠቅምን። አብ 21 ክፍለዘመን ከምዚ ዝበለ መራሒ ሒዝካ ለውጢ አይመፅእን። ብሕልክ ውዕሊ ፕሪቶርያ ከይትግበር ዝገበርካ ንስልጣንካ ዘቀደምካ ድሑር ሰብ ኢኻ። ወይ አበይ ነይርካ አይንስኻን ናትካ ኔትዎርክን አይኮነን ድዩ እቶም ቁሱለኛታት ክጠምዩ ክሳቀዩ ትገብር ዝነበርካ። ዋይ ክሕደት ዝአመልኩም ሓሰውቲ።
@mosmos4020
@mosmos4020 2 часа назад
ብቅዓት የቢልካን ይኣኽለካ ።
@atsbehasyum3319
@atsbehasyum3319 5 минут назад
Shame on TPLF= Too much old party..
@KidusTsige-c7d
@KidusTsige-c7d 41 минуту назад
ታይ ጉዱ ሰዓል በዚሑ ???
@AbelGmichal
@AbelGmichal 10 минут назад
አረ ዝ ሰብ እዚ ካብ ሚዲያ አርሕቁልና 😡😡😡
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 Час назад
ህዝቢ ትግራይ ኣብልዕሊ ጻድቃንን ጌታቸው ረዳን ስጉምቲ እንተዘይተወሲዱ ሰላም ኣይትረክብን ኢኻ።
@BoazAtaklti
@BoazAtaklti 56 минут назад
Qahmam 50 amet zetechawetulka do dea keytehatet dehur.
@thehabenshow1190
@thehabenshow1190 49 минут назад
This guy, he forgot he been killing left and right he act like a victim. We don’t have short memory.
@haftegerensea
@haftegerensea 2 часа назад
TIGRAY WILL BE WIN
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin 2 часа назад
ንመኸተ እኹል ምድላው አይነበረን ! እዚ ድማ እቲ ጉድአት ከቢድን መሪሪን ገይርዎ መንግስቲን ውድብን ድማ በቲ ዝግቦኦም ይሕተቱ ። አኼባታት ምኽልካል ፍፁም ፀረ ዲሞክራሲ ኮይኑ ህወሓት ሕሉፍ ታሪኻ ግን ንኻልኦት ውዳቤታት ይኽልክል ከምዝነበረ እዩ ። እዚ ድማ እታ ዝዘርአ ቀያሕ መብራህቲ ገጢማታ ፤ መምሪሒታት ፣ ፕሮግራማትን ፖሊሲታት ከተውፅእ ኮለኻ ንቀፃሊ ትውልዲ ዝጠቅም ብመርህ ዝተደገፈ ክከውን ይግባእ ። ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ማይንፀባን ነይሮም ዳሐር ውድብ ካብ ህዝቢ እናተነፀለ ከይዱ እዩ ኮይኑ ግና ሄዚ ውን ውሽጡ መሠረታዊ ለውጢ ገይሩ እንተመፅዩ ህዝቢ ትግራይ ምስ ውድቡ እዩ ። ትግራይ ትስዕር !
@GebreWubet
@GebreWubet Час назад
Game ovet
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 Час назад
ጌም ኦቨር ናታታኩም ሸርሒ ተፈሊጡ ለያቡ።
@hurruyasfaha3912
@hurruyasfaha3912 19 минут назад
What are you talking body. You need to thank to Michael Hammer for saving you. Don’t pretend Debres. Speak the truth.
@MeryGB
@MeryGB 2 часа назад
አረ በጃካ ታሓባእ ደብረ ደብረ ፅንተት🙄 ዓመት ምሉእ ኣኬባ ዘረባ ጥራይ 😢 የሐዝን ብጣዓሚ ትግራይ አባካትኩም ምውዳቃ😢
@semaitkahsay9036
@semaitkahsay9036 Час назад
አታ ደንቆሮ ኣድጊ
@user-jp3kx7ye1t
@user-jp3kx7ye1t Час назад
ሪኣይዎም ሓደ መንእሰይ የለን ካድረታት ጥራሕ ገፅኹም ትርሓቕ።
@semaitkahsay9036
@semaitkahsay9036 Час назад
ንስካ እምበር ገፅካ ትርሕቅ ጨናዊ ደንቆሮ
@Asefa-wu9bd
@Asefa-wu9bd Час назад
Koshasha raya
@ETHIOPIA8823
@ETHIOPIA8823 50 минут назад
ዶ/ር ደበረጭየን ልክ ናቸው 😂 በህግ ማስከበሩ ጦርነት አደለም አንድ ሚሊዮን አንድ መቶ ሺ ወታደሮች እንኳን አልሞቱም ። ምንም ይሁን ምን ለዚህ ጦርነት መነሻ የነበሩ የህወሓት አመራሮች ለህግ ሊበርቡ ይገባል!!
@Ninotes17
@Ninotes17 2 часа назад
እዚ ሰብኣይ ፈኸራ ክፈቲ እዚ ህልቂት ህዝቢ ትግራይ ዝረኣዮ ይኹን ዝሕሞ ኣይመስልን ገና ኣብ ፈኸራ ኣሎ. እንዳ ፈከረ ብዘይ ሓደ ምድላው ናብ ሕልቅት ሒዝዎ ኣትዩ ንህዝቢ ገና ድማ ይፍክር ኣሎ ሓላፍነት ዘይስመዖ ዕቡድ ሰብኣይ
@Shigut
@Shigut 2 часа назад
Sure You are from Getachew _ Tsadqan budn 😅
@Ninotes17
@Ninotes17 21 минуту назад
@@Shigut ሪኢቶይ እየ ኣቕሪበ. ርእቶይ ትኽክል ወይ ጌጋ በል እንበር ናይዚ እካ ናይ ኩስቶ እካ ኣይትበል. ኣነ ናይ ወልሓደ ኣይኮንኩን ክንድዚ ይኸውን ሰብ ሓልቁ ግን ወልሓንቲ በልደል ከምዘይብሉ ገሩ ይዛረብ ኣሎ
@haftegerensea
@haftegerensea 2 часа назад
GAME OVER
@moe3000
@moe3000 2 часа назад
Shabia giin entay tirebru alekum abzi
@user-iv9hx7cv2r
@user-iv9hx7cv2r Час назад
ኣቱም ሰባት በቃ ኩሉ ሻዕ መኸት ጥራሕ ድዩ ዝፈልጥ ካሊእ ስለ ልምዓት ሰላም ፣ዴሞክራሲ...ኣይዛረብን ድዩ ወይስ እዛ መኸተ ኣብ መልሓሱ እዩ ተወቂጥዋ ከመይ ዝበለ ነጅስ ፍጥረት እዩ
@meri3353
@meri3353 Час назад
ኣታ ድምፂ ጥዩት ❤❤❤❤❤
@Asefa-wu9bd
@Asefa-wu9bd Час назад
Koshasha ye koshasha liji banda ye getachewu telalak neh
@TilahunMulat
@TilahunMulat Час назад
እዉይ ደብሪፅ ኣብዚኣ ሓሲኻ ዞባ ደቡብስ ሰላምዶ ጦርነት ኣይተብሃልናን ኣብዩ ባዕሉ እንድዩ ዝተዛረበ ዉግእ ተጀሚሩስ ዞባ ደቡብ ካብ ካሊእ ትግራዋይ ሓዉ ብምንታይ ይፍለ ዓሰርተሻዕ ዞባ ደቡብ ኣይትበል
@hgfana6731
@hgfana6731 43 минуты назад
እውይይይ ደቡብ ዘይኮንካ እም
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 11 минут назад
ደብረ ፅንተትትት
@berheamare-tz5rw
@berheamare-tz5rw Час назад
እግዚዮዮዮዮዮዮዮዮዮይ ሓ*ት
@HgcxGdxxx
@HgcxGdxxx 31 минуту назад
Ayitasu selam fetika ayifermkan hasaw
@solomonnega3816
@solomonnega3816 54 минуты назад
One way. U talk the whole 48 minutes then meeting adjourns.
@teweldegebrekidan3264
@teweldegebrekidan3264 Час назад
Finally the party understood after it is dead and causing million death to Tigrayans
Далее
BlackRock: The Conspiracies You Don’t Know
15:13
Просмотров 391 тыс.