Тёмный

Tv Sened B/G Tekeste Haile Interview Part 3 (1) 2 October 2020 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 49 тыс.
50% 1

Tv Sened B/G Tekeste Haile Interview Part 3 (1) 2 October 2020
Tv Sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

14 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 106   
@eyobabraha9995
@eyobabraha9995 4 года назад
ሰላም ተኸሰተ ድሕሪ እዚ ኩሉ ዓመታት ብደቂቕ ዕለትን ቦታን ኣስማትን እንዳጠቐስካ ምትራኽካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ እሞ ኣጆኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ።
@mtesfay161
@mtesfay161 4 года назад
ብ/ ር ተከስተ ሃይለ ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@dessbeleberhane8294
@dessbeleberhane8294 2 месяца назад
ሰለስተ ወርሕ ሰሚዓዮ ናይ ባሓቂ ገሪሙኒ ተረፍ ክህልዎ ስለዝኺል ይደገም በጃኹም
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 4 года назад
ብ/ጀ ወዲ ሃይለ እንቃዕ ኣምላኽ ካብዚ ኩሉ መዓት እውጺኡ ዕድመን በሊሕ ኣእምሮን ትዕግስትን ሂቡ ንህዝብኻ ንዝወዓልካዮ ጅግንነታዊ ውዕሎታትን ናይ ካልኦት ብጾትካን ምስክርነትካ ንኽትህብ ኣብቕዓካ፡ ብእተካይዶ ዘሎኻ ቃለማሕተት ሕሉፍ ንታሪኽና ተሀብትም ዘለኻ ንሕና'ውን ንምሃረሉ ከምዘሎና ከርጋግጸልካ ይፈቱ፡ ሓደራ ሓደራ ይብለካ ብዝከእለካ መጠን ኣስፊሕካ ከተዘንትወልና ይላበወካ፡ ብመጽሓፍ ተጻሒፉ (መጽሓፍ) እንተተዘርግሐ'ውን ብዝያዳ ነባሪ ምኾነ፡ ኣቶ ኣንቶንዮ ሓወይ'ውን ብሓቂ ንትገብሮ ዘሎኻ ቃልሲ ደኺመ ከይበልካ ንምስናድ ታሪኽና ኣድናቖተይ ከይገለጽኩልካ ክሓልፍ ኣይደልን፡ ኣምላኽ ይሓግዝካ ቀጽሎ፡ ኣብ መወዳእታ ንኽልቲኩም ንምምስጋን የቐንየልና!!! ይብለኩም፡
@fishmhretab6760
@fishmhretab6760 4 года назад
ኣያና ጅግና ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ክብረት ይሃበልና ከምዚ ገርካ ታሪኽ ብምምሃርካ ደስ ዘብል ከም'ኡ ውን ንጋዘጠኛ የመስግን ነዚ ቡስል ጅግና ዘቕረብካልና።
@teklikialbrhanegebrekidan9458
@teklikialbrhanegebrekidan9458 4 года назад
ድምጺ ድኹም ኢዩ ። ካልእ እቶም ብሕማቅ ተልዕሎም አውራጅኦም ትገልጾም እሞ ደቂ ሓደ አውራጃ ኻኣ ይኾኑ አለው ስለዚ ሚዛናውነትካ አብ ሕቶ ምልክት አሎ ። ናይ ጀግና ውጩው ምስቲ አብ ግዜ መስዋእቱውን ዝበልካዮ ቂም ዘለካ ይመስል ።እቲ ሓቀኛ ታሪኽና ንገሩና ።
@letinatekali3335
@letinatekali3335 4 года назад
Kab ms tselaei nenhdhdkum zehlefkumo ymerrr btaemi eye zednqeka ezi klu helifka kndzi hengol blhn ygerm eyu 💞ezi kab egzabher eyu beal n ska nmskr zterefkum ekum edmen tenann ymneyela 🤗🤗🤗🤗🤗🤗
@tesfayberaki301
@tesfayberaki301 4 года назад
ብሪገደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኮምፒተር ዝኾነ ሓንጎል ዝወነነ መጽሓፍ ታሪኽ ገድልና ኢኻሞ ታሪኽ ገድልና ክንፈልጥ ሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝናኣድ ኣገላልጻ ። tv ሰነድ ድማ የቐንየልና ከምዚኦም ኣርካናት ኣቕርቡልና ።
@aronyonas473
@aronyonas473 4 года назад
ብሓቂ ኮምፒተር ዝኾነ ሓንጎል ዘለዎ በሊሕን ቅኑዕ ሃገራዊ ክቡር ጀነራል'ዩ::
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 4 года назад
Yehwatk arkanat entay eyom neka
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 4 года назад
@@germayberhane4948 ካብ ጎይታካ ኢሰያስ ዓጋመ ወዲ ሃይለ 100/100 ይበልጽ ብኤርትራውነቱ ዝኮርዕ ጀግና እዩ፡ ካብ ውጩን ካብ ፍሊጶስን ከኣ 90/100 ይበልጾም ብጀግንነቱ ነዞም ምስ ህጻውንቲ ደቆም ክዝምዉ ዝውዕሉ ንኢሰያስ ይሁዳ ዓጋመ ኣያ ኣያይ ከይሪኤኒ ኣያይ ከይሰምዓኒ ክብሉ ዝውዕሉ ጠረጥቲ፡ ሓጸብቲ ኮስትሞ ኢሰያስ ነዚ ዓጋመ ከሔጉሱ ደኣ ማይ ውዑይ ኣፍሊሖም ኣሕዋቶም የቃጽሉ ኣክላባት ሰማይ ፎእ።
@sham3872
@sham3872 4 года назад
የቕንየልና ኩቡር ኣቦና ጀነራል ተኸስተ ሃይለ። ንሃገርካ ብዝሃብካዮ ኣጎልጉሎት ናይ ዘላለም ከብረት የሃብካ። መብራህቱ ወልዱ ዓዲተከለዛን ኢዩ ጌጋ ይኽለኣለይ እምበር። ብርሃነ ሃብተ ምስ ሓው ገዛኢ ሃብተ ደቒ ዃዜን ኢዮም። ብርሃነ ሃብተ ኣብታ ገዛ ምስ በዓል ወዲ ዓንደ ዝነበረ ኢዩ፣ ኣብኣ ድማ ተሰዊኡ። ሓው ድማ ናይ ቦጦሎኒ 3 ኣዛዚ ዝንበረ ፣ ምክትሉ ድማ በርህ ጻዕዳ ነይሩ። ኣብ 75 ድማ ተሰዊኡ። በርሀ ጻዕዳ ድማ ኣዛዚ በጦሎኒ 3 ኽይኑ። ክልቲኦም የሕዋት ካብቶም 13 ካብ ጀብሃ ተፍልዮም ሰልፊ ናጽነት ዝመስረቱ ኢዮም።
@moses3400
@moses3400 4 года назад
ጅግንንነት: መዓንጣ: ተወፋይነት : ምቕሉልነት: ልቦና : ኩሉ ዘማልኣ : ወናኒ ከቢድ ታሪኽ ዝኾነ ብ/ ጀነራል :: ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና !!!!
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 4 года назад
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ Tv Sened Eritra ኣብ'ዚ መደብ ይኹን ቅድሚ ሕጂ ድምጺ ትሑት ከም ዘሎ ገሊጽኩም፡ ንሓበሬታኹም ኣዚና ነመስግን። ብወገንኩም ከኣ Iphon Tablet. Laptop ወይ stationery computer ትጥቀሙ ኩሉኹም ብሓበራ ድምጺ ከተመዓራርይዎ ክንሕብር ንፈቱ። ብዝተረፈ እዚ ንጥቀመሉ microphon ዝሓሸን ዝበለጸን እዩ ኣይንብልን። ብተወሳኺ ዝኾነ microphon ዳርጋ ኣብ 3-6 ወርሒ ሓድሽ ክትገዝእ ትግደድ። ምእንቲ'ዚ በቲ ዘለና ትሕዝቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ምሳኹም ክንካፈል ንቃለስ ኣለና። ኣብ'ዚ ዝሓለፈ 13 ዓመት ከኣ ፈነወ Tv Sened Eritra ብዘይዝኾነ ይኹን ሓገዝ ብውልቀ ክካየድ ጸኒሑን ኣሎን። እሞ Tv Sened Eritra ንምምዕባል ሓገዝኩም ኣይፈለየና። ምስ ብዙሕ ምስጋና Tv Sened Eritra.
@abdusiad8729
@abdusiad8729 4 года назад
Abna jenral tksata edman tenan yehbika .kisa kinday jegnuo narkom zagrm eyuo akrarbka batem stafuafe balhin eka.kamze geruo tarike zgalets ayrakon❤❤❤❤❤💪💪
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ክቡር ኣቦና ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ታሪኽና ጽቡቅ ጌርና ክንፈልጥ ሓደራ ከይወሰኽኩም ከየጉደልኩም ንገሩና !
@kiduberye8648
@kiduberye8648 3 года назад
ሰሚዕካ ዘይፅገብ ሰብ!! እዚ እዩ እንተርቪው ማለት!!! ብጣዕሚ ነመስግነካ ክቡር ብርጌደር ጀነራል
@mikeberhane
@mikeberhane 4 года назад
Thank you B. Gen. Tekeste. I always love your interview. two of the people who were martyred in grat sgem are Iyasu Zerai (Worku Zerais brother) and Zerai Tesfazion (from the ZeraiDeres's Family). Zerai Tesfazion was Pertros Solomun's best friend in the University and before. I have a feeling that is why Petros Solomun named his son as Zerai.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 года назад
ሓቂኻ በራክ g ፋርጋ ኣቢ ጎደና ሓርነት በራክ ገብረስላሴ ሕያዋይ አዩ ሜቀነ ካብስትርግያ ኣዳቴእዎ ኣውስቴዋ አሎሳ ነንትኦ ተገርማ ኤልሳ ናይ ብ. ፓትጎ ተምሓርት ጴትግያ ....
@TEKLIT185
@TEKLIT185 4 года назад
ከም በዓል ዚ ጅግና ዝኾነ ጀነራል ኣብ ዓዱ ኾይኑ ታሪኽ ናብ ህዝቡ መውረሰ እምበር ኣብ ስደት ኤርትራውያን ቁሩብ ንህሰብ
@mihretabangesom4487
@mihretabangesom4487 4 года назад
ወላ እኳ ቃልስኹም ዉጽኢት ኣይንርከበሉ እምበር ካብ ኩሎም ተጋደልቲ ዝተዓዘብክዎም ወላ ዓበይቲ ሓለፍቲ ዝነበሩ ብስለት ክንዲ ናትካ ኣይራኽሎምን ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብሱል እዩ።
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 4 года назад
ተዛሪበ ኢልካ ዲካ ኣታ ርሙስ እቲ ገድኪ ዳኣ እንታይ ኮይንካ ውጽኢት ዘይትረክበሉ ብድሌትካ ፈርጢጥካ ዝወጻኻ ሓርኢ ጸገም ከምዘለካ እንተፈሊጥካ ኣቡኡ ኬንካ ሽግርካ ዘይትፈትሕ
@misghinashishay5764
@misghinashishay5764 4 года назад
Tezarebe elka dika wedey dukum hangol
@letinatekali3335
@letinatekali3335 4 года назад
Nay b heqi natu eya💕🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@crownstore4897
@crownstore4897 4 года назад
Ne tesfay temnwo interview gebrlu,please !?
@crownstore4897
@crownstore4897 4 года назад
እንታይ መረጋገጺ ኣለካ፥ ብኸመይ ከራጋግጾ ይክእል ኣነ ፥
@እምባጠቐራ
@እምባጠቐራ 3 года назад
@@crownstore4897 ተስፋይ ተምነዎ ክእለቱ ኣብርኪቱ 4 ዓመት እዩ ጸኒሑ ድሕሪኡ ከምክት ኣይከኣለን ጠንጢንዎም ወጺኡ ናይተን ዘነበረን እንተደሊካ መጽሓፉ እንቢብ ወዲ ሃይለ ግን ኩሉ ታሪኩን ትብዓቱን ናጽነቱን ወራሩን ኣጽሕዩ ዝምጸ ኣበርክትኡ ኣብቲ ሃገር ዝይከሓድ እዩ ክትሰምዖ ዲማ ተሃርፎ ።
@selammehari543
@selammehari543 4 года назад
Low volume plse. Speak loud
@NA-bb9cb
@NA-bb9cb 4 года назад
Thank you ❤️❤️❤️❤️
@rezenedesta6483
@rezenedesta6483 4 года назад
ክቡር ሓው ብ.ጀ. ተኸስተ ሃይለ በዚ እትገብሮ ዘለኻ ሃብታም ዝኾነ ተመክሮታትካን ታሪኽካን ታሪኽ ብዙሓት ጀጋኑ ተጋደልትን ከምዚ ኢልካ ንህዝብኻ ብምክፋልካ ብሓቂ ከመግነካ እፈቱ። ኣንቶንዮ ኽኣ ብውሕሉል ዝኾነ ስነስርዓቱ ዝሓለወ ቃለ መጠይቕ ብምቕራብካ ኣዝየ የመስግነካን የኽብረካን።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 4 года назад
Great explanation!
@teclewoldemichael5500
@teclewoldemichael5500 4 года назад
First I would thank you tv sened for your presentation. But it with 0 volume, please try to solve and rebroadcast it.
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 4 года назад
ክዛረብ ዶ ፡እወ ብሓቒ ጸገም ድምጺ ኣለና ን13 ዓመት ሓገዝ ዘይብሉ ብውልቀ ሓደ ሰብ ክስራሕ ጸገም'ዩ እምበር ሓቕኻ። ኩሎም ከኣ ድምጺ ሓሚቑ ይብሉ ይብሉ። One set microfon ካብ 6 ወርሒ ንላዕሊ ከም ዘየገልግል ገይሮ'ዮም ዝሰርሕዎ ምእንቲ'ዚ ኣብ'ዚ ዝሓለፈ 13 ዓመት ብኸመይ ተሓሊፉ ኣሕዋት ክርድኡ ኣለዎም። ኣብ'ቲ ዝቀርብ ነቐፈታ ግን ኣብ ቦትኡ'ዩ።
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 4 года назад
@@Tv.senedNews I appreciate your honesty. If the issue is resources. Please, ask for support and contribution from viewers as a fundraising effort.. This writer would be happy to contribute. This viewer, watches many Eritrean outlets, and appreciates your site very much.
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 4 года назад
@@ZYosef-sd7wu ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ Tv Sened Eritra ኣብ'ዚ መደብ ይኹን ቅድሚ ሕጂ ድምጺ ትሑት ከም ዘሎ ገሊጽኩም፡ ንሓበሬታኹም ኣዚና ነመስግን። ብወገንኩም ከኣ Iphon Tablet. Laptop ወይ stationery computer ትጥቀሙ ኩሉኹም ብሓበራ ድምጺ ከተመዓራርይዎ ክንሕብር ንፈቱ። ብዝተረፈ እዚ ንጥቀመሉ microphon ዝሓሸን ዝበለጸን እዩ ኣይንብልን። ብተወሳኺ ዝኾነ microphon ዳርጋ ኣብ 3-6 ወርሒ ሓድሽ ክትገዝእ ትግደድ። ምእንቲ'ዚ በቲ ዘለና ትሕዝቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ምሳኹም ክንካፈል ንቃለስ ኣለና። ኣብ'ዚ ዝሓለፈ 13 ዓመት ከኣ ፈነወ Tv Sened Eritra ብዘይዝኾነ ይኹን ሓገዝ ብውልቀ ክካየድ ጸኒሑን ኣሎን። እሞ Tv Sened Eritra ንምምዕባል ሓገዝኩም ኣይፈለየና። ምስ ብዙሕ ምስጋና Tv Sened Eritra.
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 4 года назад
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ Tv Sened Eritra ኣብ'ዚ መደብ ይኹን ቅድሚ ሕጂ ድምጺ ትሑት ከም ዘሎ ገሊጽኩም፡ ንሓበሬታኹም ኣዚና ነመስግን። ብወገንኩም ከኣ Iphon Tablet. Laptop ወይ stationery computer ትጥቀሙ ኩሉኹም ብሓበራ ድምጺ ከተመዓራርይዎ ክንሕብር ንፈቱ። ብዝተረፈ እዚ ንጥቀመሉ microphon ዝሓሸን ዝበለጸን እዩ ኣይንብልን። ብተወሳኺ ዝኾነ microphon ዳርጋ ኣብ 3-6 ወርሒ ሓድሽ ክትገዝእ ትግደድ። ምእንቲ'ዚ በቲ ዘለና ትሕዝቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ምሳኹም ክንካፈል ንቃለስ ኣለና። ኣብ'ዚ ዝሓለፈ 13 ዓመት ከኣ ፈነወ Tv Sened Eritra ብዘይዝኾነ ይኹን ሓገዝ ብውልቀ ክካየድ ጸኒሑን ኣሎን። እሞ Tv Sened Eritra ንምምዕባል ሓገዝኩም ኣይፈለየና። ምስ ብዙሕ ምስጋና Tv Sened Eritra.
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 4 года назад
@@Tv.senedNews Thank so much for your prompt and detailed reply. Personally I don’t find your microphone as a problem at all. Believe me, I was raised in Ethiopia and my facility in Tigrinya is primarily self-taught. Also, I have lived in the US for most of my life. So, I have no problem with your microphone. I believe perhaps people expect conventional media level of audio output. I very much appreciate your service to our people. I will check out your site and figure out how to contribute my share. Thanks again.
@asliruessom3573
@asliruessom3573 7 месяцев назад
ሰላም፡ናኩም፡ተኸሲተ፡ሀይለ፡፡አዩ፡ኢታይ፡ይገበር፡፡ዕላማ፡፡ኢጊደፍ፡፡ኢሲያስ፡፡ኒኺደይ፡፡ኢናባለዐ፡፡የጣፍእ፡ነይሩ፡፡ሲርዐት፡ሒጊ፡የቡሊ፡፡ዕላማ፡፡ኢሲያስ፡፡ኪቲዛረብ፡ፍቃድ፡አይነበሮን፡።ቢጊርሂነት፡ኒሀገሩ፡ኪቢል፡፡ኪደይ፡ጠፍኡ፡፡
@aronyonas473
@aronyonas473 4 года назад
V. low volume. Pls. fix it.
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 4 года назад
ክዛረብ ዶ ፡እወ ብሓቒ ጸገም ድምጺ ኣለና ን13 ዓመት ሓገዝ ዘይብሉ ብውልቀ ሓደ ሰብ ክስራሕ ጸገም'ዩ እምበር ሓቕኻ። ኩሎም ከኣ ድምጺ ሓሚቑ ይብሉ ይብሉ። One set microfon ካብ 6 ወርሒ ንላዕሊ ከም ዘየገልግል ገይሮ'ዮም ዝሰርሕዎ ምእንቲ'ዚ ኣብ'ዚ ዝሓለፈ 13 ዓመት ብኸመይ ተሓሊፉ ኣሕዋት ክርድኡ ኣለዎም። ኣብ'ቲ ዝቀርብ ነቐፈታ ግን ኣብ ቦትኡ'ዩ።
@aronyonas473
@aronyonas473 4 года назад
@@Tv.senedNews ኣጆኹም የቐንየልና::
@habtegubretu9795
@habtegubretu9795 4 года назад
B/GTekeste ,you are freely explained all very true. My Question About Brhane Afro and others they were at prison why?
@papasaka7955
@papasaka7955 4 года назад
Mara kef zelewo abo u nay bhaki Egzabher edmen teinan yhabka
@yacobyohannes6113
@yacobyohannes6113 4 года назад
Please ask Wed Haile about Saleh Huruy
@007dc7
@007dc7 4 года назад
ብዙሓት ናይ university ሙሁራት..bukiat haleftom.. ዘይተማህሩ harstot.. እዚ ኣዝዩ.. ገበን yimesleni.
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 года назад
መጀመርያ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ፡ ኣብ ሂወትኩም ፍቅሪ፡ ኣብ ጉዕዘኩም ሰላም ይምነየልኩ BG ተከስተ ከምኡ ውን ኣንቶን ! ሓንቲ ከም ለበዋ ናተይ ብዛዕባ ሳልሕ ሕሩይ ክፈልጥ ደስ ኢልኑ ናይሩ ድሕሪ ናጽነት ድሕሪ ክልተ መዓልቲ እዩ ተኣሲሩ ሰሚዐ እሞ ፡ ሓቂ ድዩ ፧ ስለምንታይ ፧ ትፈልጥዎ ተከይንኩም
@rezenedesta6483
@rezenedesta6483 4 года назад
ክቡር ሓው ብ.ጀ.ተኸስተ ሃይለ በዚ እትገብሮ ዘለኻ ሃብታም ዝኾነ ተመኩሮታትካን: ታሪኽካን
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 6 месяцев назад
ብ/ጀ ተኸስተ ብምርግጋጽ: 'ጉዳይ ናይ ተወልደ ኢዮም መርገጺ ምቅያር እዚ'ዩ: ካልእ የብሉን: ምኽንያቱ ንወልደንኪኤል ሃይለ ስለ ንፋለጥ: ኣነ ድሕሪ ምፍታሐይ: ንሱ'ውን ነቲ ሓለዋ ሰዉራ ስለዝገደፎ: "መርመራ ጽቡቅ ነይሩ: ንምንታይ ድኣ ዘይቀጸልካ ሰለሙን ሒዝዎ ገዲፍካዮ?" ምስ በልኩዎ: ናይ ሰለሙን ባዕሉ ይፈልጥ: ኣነ ግን ኣይተሰማማዕኩን: ንብዓል ተወልደ ኢዮብን ሙሴን ክምርምር ብሕልናይ ኣይተቀበልኩዎን: ካብኣ ንላዕሊ ግን ከይትሓተኒ'ዩ ኢሉኒ: ርዝን ዝበለ እዩ ወልደንኪኤል ሃይለ: ሕራይ ኢለዮ: ስለ'ዚ ኣብ'ዚ ፍልልያት ከም ዝመጸ: ስምምዕ ከም ዘይነበሮም ይርድኣካ'ዩ' ይብል። Thank you.
@josijosi1566
@josijosi1566 4 года назад
M / Generale Teksete Haile meseken jegena merahi meknka bezrbala lebonaka tefelete edeme tenane yehabeka
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 6 месяцев назад
ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ካብ'ቲ ብዓል ሙሴ ተሃሪሙ ኣብ'ቲ ምንቅስቃስ ክጅምር ከሎ ዘልዓልዎ ሕቶታት ኢልና ዘልዓልናዮ: ተወሳኺ ጥምርቲ ሓሳብ/ሓበሬታ ዝመጻኒ: 'ኣብ'ቲ ኣኼባ ሰለስተ ነጥብታት'የን መበገሲ ነይረን: "ጉድለት ይመላእ: ጌጋ ይትኣረም: መሰል ይትሓሎ" እዚአን ከም'ዚ ጭርሖ ኮይነን'የን ተላዒለን: ካብ'ዚ ተሞርኪሱ'ዩ ተጾሚቁ እቲ ክሲ' ዝብል'ዩ ብጣዕሚ ዝምስገን ተወሳኺ እዩ። Thank you.
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 4 года назад
ብስለትን ዓቕምን ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ አቃሊልካ ዝረኣ አይኮነን : ከምበዓል ብ/ጀ አብ ዓዶም ከቢሮም ታሪኽ እዳውረሱ ፣ እዳማኸሩ ክነብሩ ምተገበኣ የግዳ ሰብ ቅያን ስረን ናብ ሸላን ስደትን ፣ ሰፈርቲ ሕሩጭን ጀባጅብ መልሓስን ንቕድሚት እዋኑ ከምዚዮ ዘሎ ፣ ዝርድኣካ ኤርትራዊ ዓይንኻ ክፈት ።
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
መኣረምታ ስዉእ ዓንዳይ ፍጡር ወዲ መቐርካ እዩ። ዓዲ ንኣምን ኣይኮነን ሓዉ ን ዶር. ወልዳይ ፍጡር እዩ።
@loveumom8428
@loveumom8428 4 года назад
ኩሉ ሓደ፡ ዓንሰባ 'ዩ ኩሉ። ግን ኣነስ ገሪሙኒ ደቂ ዓንሰባ መዓት ጠፊኦም ዓበይቲ ሓለፍቲ። ኮነ ኢሎም ዮም ኣጥፊኦሞም።
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 4 года назад
Entayu elamu ezi sebay nzitekaleselu hiji anxar hizbi teatiku?
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 2 года назад
Ata fara kemaka edmiu mulu deqisu aykonen yihligiwo tarik sima jigna nay jegano iyu bal niska meakor iseyas tiray lehas
@selammehari543
@selammehari543 4 года назад
It is true story .thank you .
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 3 года назад
ድምጺ ትሒቱ ኣሎ። ምናልባት እቲ ማይክ ካባኹም ራሒቑ ከይህሉ።
@johnblack2090
@johnblack2090 4 года назад
slame heto ne wedi hayle tark deqi deqmhare tegelx alka tark tesfu habraha da kemey rsekayo weys aytflton koynka eka belely bjaka
@letsgo4323
@letsgo4323 4 года назад
ጀነራል ብርጋዴል ጀነራል ኣየናይ ዩ ዝላዓለ pleas ngerouni
@voxpopuli735
@voxpopuli735 4 года назад
ጀነራል >ሌተናል ጀነራል>ሜጀር ጀነራል >ብርጋዴር ጀነራል
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 4 года назад
ጀነራል
@musaahmed8854
@musaahmed8854 4 года назад
Emo ezy mefth hizbe,Eritrea,diyu,
@lidia.t5703
@lidia.t5703 4 года назад
Gigna abona edmen tienan yihabkum.
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 4 года назад
ተመስገን በርሀ እዩ ይመስለኒ
@007dc7
@007dc7 4 года назад
ካብ engineer ተስፌ ምኪኤል haile mariam.... ተኸስተ.. እቶም merahti.. serawit ዝበዝሑ.. ካብ ሓረስቶት wegen ዘይተማህሩ.. nikeyom ኣይኮንኩን ትብዓት ጥራሕ.. ብዘይ ዓቅሚ ኣእምሮ.. ክሓስብ. Kegudl.. ዝኽእል.. gudatu.. ካብ ጥቅሙ ኣብ kunat. ኣብ poletica.. ክኣ እዚ ሕጂ. ሃገር zewdeka.. መሰረት ዶ ኣይኮነን Compare to wayane.. ሻዕብያ.. ወያነ ኣብ ethiopia.. ኣብ ዓወት amsiom
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 3 года назад
General tekeste abo haki slezkone ni deki bicha nay riesi gerulom
@debishgrimay683
@debishgrimay683 4 года назад
Abete gurum general tkesta kbrete yhabelena nay bhaki xubuk mhero mherkumna enke kabakum feterena geganu .
@okbagebrielyohannes5661
@okbagebrielyohannes5661 4 года назад
ንሃብተስላሰ ዘውጽኦም(ዝተሓባበሮም) ደስታ ሙስጉን ኢዮም።
@asliruessom3573
@asliruessom3573 7 месяцев назад
ሒጁ፡ይገዲዲ፡ሒጂዉን፡ዋርሳይ፡እናጠፊኢ፡ሐደ፡ሚሳጢር፡ዚዝረብ፡የለን፡፡ደርጊ፡ከሎ፡፡አይተሰደዱናን፡።ዘገረም፡፡ደቂና፡ኒሒና፡፡አቢሲደት፡።ቤትማኢሰሪቲ፡፡፡ሰገሪም።ሂሊቂት፡፡ገናሒጂውን፡ገና፡ይዲገፍ፡አለው፡፡፡አይገርምን፡፡፡ካብ፡አምላኽ፡ርሒቃ፡፡አምላኽ፡የለን።ኢናተባሊለ፡፡ጢፍአት፡፡ኩሉ፡ኪኣሰር፡ከምባዐል፡ቢቲወደድ፡ካአሎኦት፡፡ሐደዚዛረብ፡፡።ኩሉኺም፡ኒሲሊጣን፡ኢኩም፡።።
@tesfaaloabkulu8443
@tesfaaloabkulu8443 3 года назад
Jigna abona ika bhaqi.
@tesfomiyob9888
@tesfomiyob9888 4 года назад
👏👏👏💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹
@007dc7
@007dc7 4 года назад
ተኸስተ.. እቲ ኣዝዩ ዝእመን. ኣገላልጻ. እዩ? ክትሓቶ ከቢድ ዝኾነ ሕቶ ኣለኒ.. እዞም ንጹሃት 1973, 2001, .. ሕቶ ዘላልዎ. ሱብቅ እዩ ግን 1973.. እንተዝክጽል... ሻዕብያ.. ከመይ ምቀጸለ, 2001...G15..ኢንተዝክጽሉ... ሃገር ከመይ ምኾነት እዚ ግን ኣተሓሒዞም ጌጋ እዩ ኔሩ ካብ ደቀምሓረ 1970 - 1973.. ዝተሰለፉ.. ኣይዝከሩን ዘለው.. ብኸመይ.. ጠፊኦም.. ብዓል ወዲ ተስፋይ ክሽነ.. ሃይለ ሓንሶ ቀንዲ ግን ዓላ.. መስራቲት.. ሰልፊ ናጽነት እያ.. ካብ ሳሕል ኣይንስን ተርአ.. ከም ብዓል ኣቦይ ሓንሶ, ኣቦይ መንገሻ ካልእ እንዳ ምኪኤል ሃይለማርያም.. ብ ለተገብርል ሓንሶ.ቁርብ ገሉጻቶ ኣብ eritv . ኣስጴዛ. ሽኮር ቀጠፍ.. ፈውሲ ቁማል ሺጋራ.. ካልእ.. 1970 ዓቢ ሓገዝ.. ዝገበሩ እዮም.. ስለምንታይ.. ዘይግለጽ
@josijosi1566
@josijosi1566 4 года назад
mesefen dea naye tewlde eyobe habelna alo ketalau do yekowun
@wediakele3130
@wediakele3130 4 года назад
Hgdef mendef
@wediakele3130
@wediakele3130 4 года назад
@Em T thanks
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 4 года назад
Minbar haki eyu nhina nifelto loke as trunes
@jovanimaku2168
@jovanimaku2168 4 года назад
Bsul agelaltsa btami zehegus. Gin hto neratni zikeal ente koinu eza merihnet tibehal. Menemen eyom abalata entay entay ke sirehom. 2yti kea gele bzaeba suwue coloniel bahta berhe ( chealo) aflto ente alowo mis isayas ayfaton neru bsenki tekie keshi mikdeu yibehal halafi nay gmruk massawa zinebere wey enda 70
@butsuamlakkibreab8924
@butsuamlakkibreab8924 4 года назад
Bahta berhe ( chealo) wedi digsa do yikewin eske hiteto n kubur general
@ለዋህእግዝኣብሔር
@ለዋህእግዝኣብሔር 4 года назад
ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ፣ ነዞም መጣቃዕቲ ማለት ደገፍቲ ኢሰያስ ካብ መታዕቢትኩም ዘመድኩም ተዓዘብዎም ንመጻኢ ዘይሓልፍ ሽግር የለን ፣ ካልኣይ ነዞም ደቂ ምልሻ ስርናይ ቡሩህ መጻኢ ቁንጣሮ እዮም ቡዙሕ ኣይትገደስሎም ወላ ዕፍር ተዋዓሉ ዝቅይርዎ ታሪክ ኤርትራ የለን ሰውራ ኤርትራ ጽቡቁ ንዕቅቦ ሕማቁ ከኣ ንመሃረሉ ፣ ካብዚ ሓሊፉ ግን ኣብ ድሕረ ባይታና ኣይንራከብን ኢና ኣቦታቶም ንጅዳ ሰልዲ ክምእርሩ እቶም ዝተረፉ ኣቦታቶም ምስ ደርግ ኮይኖም ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቅዩ ዝነበሩ ወልደገባ እዮም ስለዚስ መን ኣለዎም እሞ ዝተጋደለ ሰውራ ኤርትራ ክቅበልዎ
@Annn496
@Annn496 4 года назад
እዚ ከምዝ የግብሮና ኔሮም ናይ ፓሌትካ መሳርሕ ትጥቀመሉ ዘለኻ ናቱኩም ሕመቅ ኣብቲ ሽዑ እዋን ከም ዘረደኣን እኹል ዘኹነ ቀረባት ኣነብሮምን ግን ንሱኻ ከመኻን ዘኣመሰሉ ናይ ምድንጋር ስርሓ ናተይ እለካ ሕዝካዮ ኔርካ ኣብቲ እዋን እቲ ዝኮነ ዘተኣማምን ኣይነባሮምን ከም ሰብኽ ሳግም ኣብ ዘሓደርዎ ኣይሕድሩን ኔሮም እዚ ካብነ ግን ከም እዩ እልካ ከተዛረብ ኪሳብ ክንደይ ናትካ ብቀዓት ቱሕት መካኑ ዘረድእ እዚ ሳሓብነት ዘይብል ሓሳብ ግደፍዎ እዝ ኩሉ ከኣ ናይ ጀብሃ እዩ ።ተሰዓራ ምስ ከደት ኪሳብ ሕጂ ኪናት ክትውልዕ ሕኽ ትብል ኣላ ናይ ሰብ ጽብቅ ነገር የብልኩምን ሻዕብያ ከምዝ እዩ ከምዝ እዩ ትብልና ናቱኩም ከ እንታይ እዩ እጀምኩም ጀብሃ እኩ በዓላ ነብሳ ኣቃጽላ እያ ከይዳ
@ermyasayele
@ermyasayele 4 года назад
Poor sound system.
@loveumom8428
@loveumom8428 4 года назад
እዋይ ዓንሰባ ዓደይ መዓት ጀጋኑ ጠፊኦም፡ ሕጂ መጻወቲ ካርነሽምን ኢሰያስን ኮይኖም ተሰከምቲ ኩርሲ ጥራይ ኮይኖም ተሪፎም።
@tadesetewelde5113
@tadesetewelde5113 3 года назад
Anes zigermens kindey tizikir eka begaka amilak edime yhabka
@tesfukidanemariam3172
@tesfukidanemariam3172 4 года назад
Nein Ich bin nicht einverstanden
@solomontesfamariam4129
@solomontesfamariam4129 4 года назад
Enai.antnio.tesfai.kem.radio.assenna.ab.asmera.tesma.dia.negrne.bejkem
@abelkidanebahram9726
@abelkidanebahram9726 4 года назад
Why don't you guys give him a tissue,
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 6 месяцев назад
እቲ ጉዳይ መልክዕ ናይ ኣውራጃዊነት ክሕዝ ዝጀመረ ብድሕሪ'ቲ ሰለሙን ወልደማርያም ብኢሳያስ: ተወልደ ኢዮብ'ውን መጀመረያ ምስ ኢሳያስ'ዩ ነይሩ' ተጠቃዒ ነይሩ ብዓል ሙሴ ይጣበቁሉ ከም ዘይነበሩ: ኣብ'ቲ ድሒሩ ብብዓል ሙሴ ዘተላዕሉ ሕቶታትን ምንቅስቃስን ግን ጠሊሙዎም ናብ ኢሳያስ ተጸጊዑ ሓላፊ'ቲ ሓዲሽ ዝቆመ ሓለዋ ሰውራ'ውን ሰለ ዝኾነ: ብዙሓት ሓረስቶት ደቂ ሓማሴን ስዒቦሞም: ብድሕሪ'ዚ ወዲ እዮብ'ውን ነቲ ኩነታት ከስተብህለሉ ስለ ዝጅምር መርገጺኡ ናብ'ቲ ቅኑዕ ናይ ተቃውሞ መስመር የስተኻኽል ማለት እዩ። ኣዝዩ ተባዕ'ዩ: ሓደ ካብ'ቲ ምስኣቶም ዝፈላለዮ ምኽንያት: ድሓርና እቲ ኣርእስቲ ፈሊጠዮ: ከም'ዚ እዩ: 'ብመጀመርያ ኩልና ጉድለታት እንተሃልዩና ነናትና ነልዕል: ሕጂ ግን እቲ ጉዳይ ተቃውሞ እናሰፍሐ ይኸይድ ስለዘሎ: ኣብ አፈታትሓኡ ኣገባባትና ክነማሓይሽ ኣሎና: ሳዕቤኑ መታን ከይከፍእ'ሞ ናብ ናይ ብረት ምቱኻስ ኣብ ሞንጎና ከየምርሕ' ዝብሎም። Thank you.
@dehablebasse7045
@dehablebasse7045 3 года назад
P
@solomontesfamariam4129
@solomontesfamariam4129 4 года назад
Yyyyyyyyy
@gebraytesfay7816
@gebraytesfay7816 3 года назад
Ya
@007dc7
@007dc7 4 года назад
ተኸስተ.. ጋንታኻ ስቴላ ኣይዘከርካያን
@nh2311
@nh2311 3 года назад
ሕብሪ ሰማይ ኢያ ትበሃል ነይራ ኣንጻር ስተላ ትጻወት ነይራ ወዲ ጋንታይ ኢዩ ነይሩ
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 4 года назад
ብርጌደል ጀነራል ተከስተ ሃይለ ኣይተማካንየሎም ብዘይካ ውሑዳት ንጹሃት ደቂ ሓማሴን 95 ፐርሰንት ኣሰርትን ቀተልትን ደቂ ኣከለጉዛይ እዮም ኔሮም ኣማስይምሉ ደኣ ኢሰያስ ቀርዲዱዎም እምበር ኣውራጃውነት ኣይነበረን ኢልካ ግን ሰብ ኣይተዓሹ።
@letsgo4323
@letsgo4323 4 года назад
Abzia gin tgermeni neger ala deki ሰራየ ዘይላዓሉ እተሰማዕካ ሓማስየን ኣከለ ጥራሕ ትሰምዕ ከመይ ዩ ታራ ኣይነበሮሙን ዲዩ ኮይኑ እምበር ብዛዕባ ምቕርዳድ ልዕሊ መስፍን ሓጎስ ዝቐርደደ ሰብ የለን ኣማስይኡ ውን ስደት ሰፊሩ kk
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 4 года назад
@@letsgo4323 ደቂ ሰራየ ዕድል ጌሮም መብዛሕቲኦም ኣብ ጆብሃ እዮም ተሰሊፎም ንጆብሃ ከኣ ኢሰያስ ንወያነ ደቂ ዓዱ ዓዲሙ ካብ ሜዳ ኤርትራ ስለዘውጽኦም መብዛሕቲኦም ብኡ ጌሮም ስደት ከይዶም ብዘይካ ውሑዳት ካብ ሱዳን ዝተመልሱ፡ ኢሰያስ ንደቂ ሓማሴን በቲ ግርህነቶም ተጠቂሙ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋቶም ደቂ ኣከለጉዛይ ገበን ኣፈጺሙዎም እዩ ብዘይካ ውሑዳት ብሱላት እምቢ ዝበሉ ነቶም ዝነቅሑሉ ወይ ንኢሰያስ ዘለለይዎ ከኣ ምስቶም ኣሕዋቶም ደቂ ኣከለጉዛይ ኣስዒቡዎም። ግን ናይ ኢሰያስ እቲ ሰይጣናዊ ስርሑ ዝኣመነ ብሴፍ ዝከሓደ ብሴፍ እዩ፡ ነቶም ዝተጠቅመሎም ደቂ ሓማሴን እውን ኣብ 1977 ቀርዲዱዎም እዩ ክሳብ ሕጂ እውን የስዕቦም ኣሎ።
@letsgo4323
@letsgo4323 4 года назад
@@kelatitewelde3533 ይገርመካ ዩ ዋላ ሕጂ ድርትና ፈሊጡ ይቐልጠና ሎ ተበን እቲ ዝሃደመ ተክለ ዓደን ገለ ዝብልዎ ኣበይ ኣትዩ ኣበይ ኣውራጃ ዩ ከ ነጊርዊም ዩ ምስማዕ ኣብየሞ እምበር በሊሕ ሰብ
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 4 года назад
@@letsgo4323 እቲ ሓያል ጋዜጠኛን ደራስን ኢትዮጵያዊ ብዓሉ ግርማ ኣብታ ኦሮማይ ትብል መጽሓፉ እታ ዘቅተለቶ መጽሓፍ፡ ኣብኣ ገሊጹዎ ኣሎ ንሱ ይብል ደጊም ኣብ ሻዕብያ ሓላፍነት ደቂ ሓደ ኣከባቢ ስለዝተዓወትሉ ዕላምኦም ናባና ጥራሕ ክገብሩ እዮም ይብል ስለዚ ክሕይሉና ተክእሎ ኣሎ ኢሉ ጺሒፉ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ነጻነት ክቃለስ(ክጋደል) ከሎ ደቂ ሓማሴን ግን ምስ ኢሰያስ ኮይኖም ንስልጣኖም እዮም ዝቃለሱ ኔሮም፡ በዚ ምክንያት እዩ ከኣ ተጋዳላይ መሪር ቃልሲ ዝቃለስ ዝነበረ ምስ ክልተ ጸላእቲ ብቅድሚትን ብድሕሪትን፡ ብቅድሚት ምስ ሽሾ ሰራዊት ኢትዮጵያ ምስ ዝባላዕ ኣጽዋር ብድሕሪት እታ ቀታሊት ሕብእቲ ሰልፊ ኢሰያስ ኣራእስ ብዙሓት ጀጋኑ ኣፍሪሳ እያ ድሓን ትዕግስቲ ጥራሕ ታሪክ ክገልጾ እዩ ታሪክ ስለዘይምሕር።
@letsgo4323
@letsgo4323 4 года назад
@@kelatitewelde3533 ygermeka u
@007dc7
@007dc7 4 года назад
ብዙሓት ናይ university ሙሁራት..bukiat haleftom.. ዘይተማህሩ harstot.. እዚ ኣዝዩ.. ገበን yimesleni.
@007dc7
@007dc7 4 года назад
ብዙሓት ናይ university ሙሁራት..bukiat haleftom.. ዘይተማህሩ harstot.. እዚ ኣዝዩ.. ገበን yimesleni.
Далее
НИКИТА ПОДСТАВИЛ ДЖОНИ 😡
01:00
Просмотров 132 тыс.
Menkae by Memhir Tesfu Zewde 2004 audio Tigrina P 2
51:11
Irairo 2-4
10:05
Просмотров 70 тыс.
Film Fetli ita Shimaa - The Candle thread 2004
1:55:09
Просмотров 147 тыс.