Тёмный
No video :(

Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview 29 October 2020 Part 7 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 50 тыс.
50% 1

Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview 29 October 2020 Part 7 ቃል መሕተት ምስ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ 29 ጥቅምቲ 2020 7ይ ክፋል
Tv sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 118   
@user-zn3wi4nq9o
@user-zn3wi4nq9o 3 года назад
ኩሎም እዞም ተጋደልትናሲ ዕላሎም ጥዑም ። ኣገላልጾኦም ሳይንሳዊ ።ዝገርም።
@user-tx7ou2ws1t
@user-tx7ou2ws1t 3 года назад
ኣበይ ዘሎ ቸጎቬራ እዩ ክቡር ኣያይ ጀነራል ተከስተ ሃይለ ከልኒ ዕድመን ጥዕናን ይመነየልካ ባባ ተከስተ
@dawitbahta637
@dawitbahta637 3 года назад
ኣቕራቢ ብጣዕሚ ትነኣድ ትሑት ወረጃ ሰብ፡ ናይ ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ድማ ብጣዕሚ ብሉጽ ሓርበኛ ተጋዳላይ ትሑት ዘይንየት ብልቦና ዝኸይድ ሰብ ኢዩ። ልዕሊ እቲ ታሪኹ ልቦኑኡ ብጣዕሚ ይምህረካ።
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 3 года назад
ሓርበኛ ጀነራል ታሪኽ ህዝቢ ወዲ ህዝቢ ምኹርዒ ህዝቢ ኤርትራ
@merihhabte9006
@merihhabte9006 3 года назад
ነብሱ ሓኺኹ ዝዛረብ ብራጋዴል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ፡ ብጣዕሚ ተባዕ ሰብኣይ ጽቡቕ ዛንታ ኣዘንቲኻልና ዝነኣድ
@saraadem7058
@saraadem7058 3 года назад
ተፈታዊ ባባ ተኸስተ ኹሉ ነገር ኢኻ ናይ ብሓቂ ነብስኻ ይሕብር፡ካብ ግዜ ንእስነትካ ኪሳብ ጊዜ ሎሚ ሂወትካ ብታሪኽ ጀሚርካ ብምፍጻምካ፡ወዮ hero ኢኻ 100% ሓርበኛ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@teweldeasfaha4211
@teweldeasfaha4211 3 года назад
ብጣዕሚ መሳጥን ማሃርን ሚኢቲ ካብ ሚቲ ሓቕነት ዘለዎ ታሪኽ ኢኻ ተቕርቦ ዘለኻ ሕሉፍ ታሪኽ እሞ ወ/ሃይለ አምበሳ ስኽፍ አይበልካ አጆካ ቕጽሎ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ከሙኡ እውን ኒ tv ሰነድ አዳላዊ ዓቢ ምስጋና።
@aminsaid3383
@aminsaid3383 3 года назад
ኣዝዩ መሳጥን መሃርን ዛንታን ታርኽን። የቐንየልና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ።
@DV-yc7nd
@DV-yc7nd 3 года назад
Anthonyo ቅጽሎ ብጣዕሚ የመሰግነካ ንኣቦና ጂግና ሓርበኛ ተክሰተ ሃይለ ድማ ዕድመት ጥዕናን ይምነ:: ብምቅጻል ኣንቶንዮ ናይ በዓል ስድራ ሰመረ ስለሙን ኩሎም (ኣንጁ )ኣንጀሊና ዓባየይ ኢያ, Yes እቲ ገዛ ብሙሎም ኢዮም ተሰሊፎም ንናጽነተ ኣቦና ሓርበኛ ተክሰተ ሃይለ ጽብቅቲን ሓጻርን ጌሩ ኣቅሪብዋ ኣሎ Thaning you:: ብምቅጻል Anothoy ታሪክ ናይ ወዲ ኣርባዕተ ተወልደ ጸጋይ ብ ማዚኒ (Mazzini) ዝፍለጥ ንዊሕ ግዜ ኣብ 06 ዝሰርሓ ዓርኪ ባዓል ቫይናክ, ን ኣስመራ መዓስከር ቃኖው ( Kagnew Station ) ኣብ( Truck) ትግሬትኡ ኣጽዋር ፍንጂ ጺዒኑ ናብ ቃኖው መዓስከር ሰሊኩ ብምእታው ነቲ መንግሰቱ ሃለማርያም ንልዕሊ 5 ዓመት ዝከዘኖ ስንቅን ዐጥቅን ሓኩምሽቲ ዝገበረ ሓርበኛ ኤርትራዊ ወዲ ኣርባዕተ Mazzini. Mazzini ብ ጭኻን ውዑይን ተጭራቃይ ይፍለጥ ::ድሕሪ መዓስከር ቃኖው ምቅጻሉ መንግሰቱ ሃለማርያም ኻብ ኣዲስ ኣበባ ንኣስመራ መጺኡ ኻብ ተራ ወታሃደር ክሳብ ጀነራል ዝርክብዎም 65 ጦር ሰራዊት ብሽለልነትኩም ኢዩ ኢሉ ብዒሊ ረሺንዎም:: ሸዑ መንግሰቱ ሃለማርያም ንማዚኒ( Mazzini) በቲ ሰሪሕት ናይ መዓስከር ቃኖው ሰለ ዝተደነቀ ናይ ክብሪ ወስን ክህቦ ኢየ ኢሉ ነይሩ::Mazzini ግን ክብሪ ወስን ዘይኮነስ ንሓለዋ ሰውራ 5 ዓመት ኢዩ ተኣሲሩ ነይሩ??? ::Mazzini 2 የሕዋቱ ዝተስውኡ ኣለውዎ, Mazzini & Vainac ብጭኻነ ዝተፍልጡ ያባሃሉ ክቡር Anthonyo ክቡር ጂግና ሓርበኛን ተከስተ ሃይለ ገለ ተትብለና ብዛዑባ Maziniን ስድሩኡ?? ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሓርበኛታት ጀጋኑ ደቂ ኤርትራ. One love🌹
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 3 года назад
እወ ሓቕካ የመስግነካ፡ ንሰመረ ሰሎሙን ወላዲቱ ኣደና ወ/ሮ ማደሊና ብላታ ዮሴፍ እየን ዝበሃላ፡ ከምኡ'ውን ሰላምዊት ጓል ሓትንኦም ማለት ኣንጀሊና ብላታ ዮሴፍ ኣዲኦም ፡ንስውኣ ዮውሃንስ ሰላምን ገብርኤልን ክብረኣብ (ዶር) ክእረም ዘለዎ'ዩ። እሞ ንሰማዕትና እቅረታ ንሓትት። ክብረት ይሃበልና።
@DV-yc7nd
@DV-yc7nd 3 года назад
@@Tv.senedNews ኣቦይ ሚኪኤለ ምዐባይ ባዓል ገብርኤል ኢዩ thanking you :: ክብር ሓው Anthony የመስግነኻ ታሪክ ናይ ወዲ ኣርባዕተ ተወልደ ጸጋይ (Mazzini) ግን ክትሓተልና ንኩቡር ወላዲና ተክስተ ሃይለ ክሳብ 8 ክፍል ንራከብ ኣምላክ ምስ ኩላትና love you 💟
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 3 года назад
ኩሉ ናይ ኣቦና ብርጋዴር ጄኔራል ተኸስተ ሃይለ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ብተመስጦ ሰሚዐዮ
@tesfamariamhaile7054
@tesfamariamhaile7054 3 года назад
እወ ብጣዕሚ ብሉጽ ታሪኽ እዩ'ሞ ኩሉ ዳሕረዋይ ወለዶ ምእንቲ ክፈልጦ ብእትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ነመስግነኩም ክብረት ይሃበልና ።
@mussiehaile123
@mussiehaile123 2 месяца назад
መሳጢ ታሪኽ ናይ በሓቂ፡ ግዳ ካርታ ኣሰኒኹም እንተትገልጹዎ በሓቂ ኣብቲ ዑምቀት ታሪኽ ክናቱ መሓገዘና። ዝነበረ ጉዕዘታት ከሙ ድማ ግጥማት ካርታ ኣሰኒኩም፡ ዓመተምህረት ኣሰኒኹም እንተዝግለጽ ኣዝዩ ምጸበቀ
@dawitabrha5198
@dawitabrha5198 3 года назад
Ezi General betami Des yeblka 100 times like habulei .
@asmarashikor2764
@asmarashikor2764 3 года назад
Thank you General and Tv sened God bless you. 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@samuelkidane7049
@samuelkidane7049 3 года назад
ብዛዕባ ወልደኪኤል ሃይለን ወዲ ፊላንሳ እንተትሓቶ ጅግንነቶምን ተርኦምን እንተዝገልጸልና ጽቡቅ ኔሩ
@peacefully5610
@peacefully5610 3 года назад
Thank you Sened TV. Today's interview sound is perfect. Tnx again.
@dawit7956
@dawit7956 3 года назад
ዝገርም እዩ ከምዚኦም ዝመስሉ ትውንን ሃገር ኣብ ከምዚ ክትወድቕ ዘሐዝን እዩ። ክብረት ይሃበልና
@bahregasizerhans
@bahregasizerhans 3 года назад
Entay aynet mestenkir tarik u birgader jeneral btaemi yekenyelna nay behaki harbena tegadalay eka ,Tack Antonio med.
@yuelsolomon7671
@yuelsolomon7671 3 года назад
Always surprise me when I see Eritrean fighters interview they all have one in common they all sharp, amazing explaining skills very good memories unfortunately eseyas took the credit
@Mahlet162
@Mahlet162 3 года назад
Tv sened Eritrea Tack så mycket intervju med brgader general. Det ät väldig intressant.
@mtesfay161
@mtesfay161 3 года назад
ዋውውው ብጣዕሚ ዘደንቅ ታሪኽ ኣቦናን ሓርበኛን ብርጋደል ጀነራል ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃባምብካ። ንኩቡር ሓታታይን ጋዜጠኛን ድማ ዝነኣድ ሕቶታት ብምቅራብካ ኣዚና ነመስግን። ቀጺለ ታሪኽ ናይ ኣስመሮም በላይ ዝበሃል ማይ ዱማ ዓረዛ ዝዓዱ ፍሉጥ ኦፒረተር ኔሩ ይብሉዎ ቅድሚ ናጽነት ተሰዊኡ። ዝፈልጦ እንተኾነ ታሪኽ ክነግረና በጃኻ ሕተተልና። ንካላኣይ ግዜ እየ እዛ ሕቶ ዘቕርባ ዘለኹ። የቐንየለይ
@febennehari6115
@febennehari6115 3 года назад
Please call him General!!! He is full General for real.
@tesfaldetmahari9263
@tesfaldetmahari9263 3 года назад
ነዚ ታሪኽ ሰሚዔዮ ኽብረት ይሃብካ ጅግና ኢካ ኣዚየ ዑዙዝ ጥዕናን ዕድመን ይምነየልካ ።ሕቶይ ግን ተታካኢሉ ታሪክ ኣሻዕል ኣሳዋዉእኡን ተትገልጸልና ደስ ምበለኒ ።ኣምላኽ ይባርኽኻ።
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 3 года назад
Tv sened good job . Sound was very good in this interview. Gebrihiwet Wedi hambir men eyu eba Hteto nezi jgna .
@abdusiad8729
@abdusiad8729 3 года назад
Welcome B/G taksta hayla thanks ❤✌❤
@user-rm7kt1zw7f
@user-rm7kt1zw7f 3 года назад
ብጣዕሚ ኣብነታዊ ሓርበኛ ጅግና ተጋዳላይ ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ የቀንየልና። እዞም ኩሎም ኣብ ገድሊ ነርና ዝብሉ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ዘለዉ ከምዚ ኢሎም እንተ ዝገልጹ እቲ ምስጢር ኢሰያስ ምወጸ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀነራል። ኣብታ ዝተቃለስኩምላ ሃገር ብኽብሪ ምነበርኩም እንበር ምሳና ኣብ ስደት ምግዓዝኩም መቸም እንቛዕ ከምዚ ኢልካ ከተዘንቱ በቃዕካ
@Mahlet162
@Mahlet162 3 года назад
Tv sened Det är verkligen jobbigt situation Eritreas revolution och de hyenas eftermiddagen Iseias och hans grupper. BG Tekekste Haille , du är jättehjälte, jag är stolt av dig.
@musienaxanat1527
@musienaxanat1527 3 года назад
Btewesaki akrabi Antonyo Tesfay kbret yhabka
@mebrahtomgebremeskel5097
@mebrahtomgebremeskel5097 3 года назад
Bsenki hade hasad eseyas civl ayteamo general ayteamo kulu sdetn kerten teferidu. May God bless our beautiful eritrea and I wish things will get better soon 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
@maharimeseret4998
@maharimeseret4998 3 года назад
ናይ ኪዳነ ተስፎም ታሪኽ ይሕጽሪኻልና ። thanks .
@asmeromgebrheweit176
@asmeromgebrheweit176 3 года назад
Thanks B/g Tekesta Haila God bless you.
@tesfalemsaymon6085
@tesfalemsaymon6085 3 года назад
Bezi agatam btaemi ye adniqekum. Dmxi xbuq alo hji komue kqxlelkum kea tesfa yigebr.
@mebrahtomteklay6229
@mebrahtomteklay6229 3 года назад
ኩቡር ጀነራል ስለ ኩሉ ንጽህናካን ቆራጽነትካን መትከልካን ኣቀዲም የመስግን ናይ በሓቂ ዕድለና ኢካ ነዚ ታሪክ ዘህስሱ ዘለዉ ዳግማይ ታርኪ ከተዘንቱ ምብቃዕካ ኣምላል ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ብንእሽቴ ኻብቶም ዘድንቅካን ታሪካን ዝፈልጥ እየ ቀጽሎ የቅንየልይ
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 3 года назад
የከንየልና ክቡር ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ።
@eenmebrahtu7522
@eenmebrahtu7522 3 года назад
I can't wait to hear part 8 of he Hero story.
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 3 месяца назад
ዮዲት ጓል ዮሃንስ እያ ደቂ ክብርኣብ ሰላም ገብራኤል እዮም
@yonaskifleyesus3230
@yonaskifleyesus3230 3 года назад
welcome general
@misghinashishay5764
@misghinashishay5764 3 года назад
Ohhhhhhh what a smart General wedi haile!!
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 года назад
ኣማንዓል ቀለታ ካቡቶም 2ድቂ ኣራዊት ድዩ ቀለታ ሰንጋል አንቶኮዩኑ ስቴኣዳ ክርስትያን አዩ . ዓርኩ ዘበስቶም ኣብ ባጽትኣ ተሰዊኡ 1978 ኣብ ግዛ ኣንሳሃብ....
@abdusiad8729
@abdusiad8729 3 года назад
Welcome Tv sened
@user-ot9vz9om9n
@user-ot9vz9om9n 3 года назад
Thanks betami xebuk abkexali dema tesfa yegber nezom zelewo behiwotom ema tarikom ketgelxeluna kem beal mesfen hagos and adehanom andebrehan wezete
@tsegayakolom9326
@tsegayakolom9326 3 года назад
ብዛዓባ ገብርሂት ሓንቢር (ወዲ ሓንቢር) ከ ቁረብ ተትርከልና ጽቡቅ ነይሩ
@eritreakoekoe1887
@eritreakoekoe1887 3 года назад
TV sened . Nice. GOD bless u.
@antihgdef
@antihgdef 3 года назад
Honest nd hero b.g General👏👏
@yonasfissehaye200
@yonasfissehaye200 3 года назад
B/G tekeste haile nay tarik sinesiriat memhir eka lieli kulu gin nay mizikar kieletka adnikeyo 💎💎💎.
@shalombyjesusshalom1301
@shalombyjesusshalom1301 3 года назад
Selam kbur hawy ms kbur B.G Tekeste Haile. Bzaeba zelo kunetat Ethiopian melkete n Srwet Eritrea kehlf medb ente tgber Ms bzuhe akbrot
@senujigna4735
@senujigna4735 3 года назад
Ane kem nay wedi hayle zixbik zixefifn aynet agelalxa totally aryrakun thanks! . Tvi sened kia hito neruni bimntay kirekbekum yikil
@eritreainfo710
@eritreainfo710 3 года назад
Eway ata jigna Eritrea 🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@TEKLIT185
@TEKLIT185 3 года назад
መጀመርያ ቲቪ ሰነድ ክብ ዝበለ ብሽም ናኣሽቱ መንእሰያት ኤርትራ መስጋናና ይገልጽ ካብኡ ብምቅጻ ኣቦና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ወዲ ሃይለ ኣዚና ነመስግነካ ኣጆኹም ትኸብርሉ ትድበስሉ እዋን ኣብ ዓድና ቀሪቡ ኢዩ ኣንተንዮ ኸኣ ገዲም ተጋዳላይ ኢኻ ነቅ ደይብል ነብሲ እንታይ ዲኻ ትምገብ ብዝተረ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኩም ኣቦታተይ
@toweldenetsera3127
@toweldenetsera3127 3 года назад
Bitaemi xubuq Agelalixa B|G wedi haile nay Tewelde eyob qurub zeytezentiwelna
@musienaxanat1527
@musienaxanat1527 3 года назад
Kbur B.G Tekeste haile ezi kulu zgelexkayo tarik lbi zmset eyu yekenyelna edmen tenan yhabka
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 года назад
የቀንየልና ኣንቶንዮ ክቡር ሰብ ምስ ኩቡር ጀነራል ጉዳይ የሚን ኣስፊሑ ክገልጸልና ክንጽበ ኢና ኣንቶንዮ ሓውና ብፉሉይ ንሰለሙን ወልደማርያም
@yibrahgoitom9950
@yibrahgoitom9950 3 года назад
ሰላም tvሰነድ ንእትገብሩዎ ጻዕሪ እንዳመስገንኩ ንጀነራል ተከስተ ሃይለ እውን ከምኡ ሕቶ ንብጻይ ጎይቶኦም ብሰንኪ ናይ መንካዕ ከጻሪ ዝበሃል ኣፍልቶ ናይ ብጻይ ጎይቶም ስለምንታይ ብፍሉይ ብጻይ ዝብል ቅጽል ስም ተዋሂብዎ ?የቀንየለይ በዙይ ስድራ ብጻይ ጎይቶም ሻዕብያ ስለዘጽነቶም ኣፍልጦ እንተሃለዎ
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 3 года назад
Ab hade zisemakuwa baelu eyu komu eluwom n zikone tegadalay bxay elna nxewawae mis bele bezia eyom bxay elom xewiomo
@A-lumy
@A-lumy 3 года назад
ስባህቱ ኣርኣያ፡ ወዲ ፊተውራሪ ኣርኣያ፡ተራኣምኒ ዓዱ።ን ዓባየይ ሓዋ ኢዩ። ብኣስመሮም ገረዝግሄር ኢዩ ተወዲቡ። ኣብ ኣስመራ ብጸላኢ ተታሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቀቲለሞ።
@merhawigirmay5928
@merhawigirmay5928 3 года назад
ኩቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብምጀመርያ ኤድመን ጤናን ይምነየልካ ብምቅትሳል ነት ኩሉ ሓልፋታትን ኣድልዋታትን ኣብ ሌለኩም ዝግበር ዝነበረ BETOM HALEFTI NAYTA SELFI TEXAWIRKA AB ELAMAKA MITSINAKA BTAMI ZDNEQ EYU , GIN ITI ZBELEXE CHWNET AB ALEM NREBHAKA ELKA KAB HAQI MIELAY EYU , slezi nska nhade hbreteseb kitqyr itkil seb eka imo yeqeniyelna sle iti zyabkana tikhrti
@goytomwerasi5500
@goytomwerasi5500 3 года назад
Eaeaeaeaaeeaaea bzihuwo hto armo bejaka hataty Bzterefe nice program
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 года назад
Kbur jigna B.General bitaemi nemesgineka
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 3 года назад
TV sened mis general tekeste Haile aziye yemesginekum kedae Iseyas dima aykesernan aytefianan elu confederation wahid
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
ኩቡር ሓወይ ኣንተንዮ ናይ ዞም ክልተ ናይ ወዲ ቢትምካእ ን ናይ ወዲ ቭላጆን ክትሓተልና ብትሕትና ይሓትት 🙏🙏🙏🙏
@007dc7
@007dc7 3 года назад
ወዲ ሃይለ.. ብዙሕ እዩ ብ ወዲ ፈንቂል. ወልድንኬል ሃይለ, ወዲ ፍላንሳ ዝዝረብ.. ግን ሓቀኛ ስለዝኾንካ.. ሰብ ካብ ክሰምዖ ኩሉ ሰብ ይደሊ alo. እንተፍካድካ ኮይኑ.. ተዛረበና.. ካብ ኩሉ መስዋቲ ወዲ ፍላንሳ
@seidaretria3666
@seidaretria3666 3 года назад
B.g..tekeste.malet.mukur.kuinat.hubun.bihizbu.bihageru.zeymbirkekh.gigna.bisul.bipoletika..nihibenelu.ena
@senaytesfit8681
@senaytesfit8681 3 года назад
Bilike meneseyat ab halafnet mis metsu ysekru eyom
@habtegubretu9795
@habtegubretu9795 3 года назад
Could you ask him about niguse gebremikael and Abraham Awalom. Thanks
@teumberhe4355
@teumberhe4355 3 года назад
ኩብር ኣቦና በ/ ጀነራል ተከስተ ሃይለ ሰነድና ወይ መጽሓፍ ታርክና እካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቶም ንዋጋ ድካምካን ስንክልናካን ዘናኣእሱ ዠይብቑዓት እዮም ኣይትገደስሎም መን ከማካ ንብረለይ
@respekt3149
@respekt3149 3 года назад
Aytedenguyna bel
@rezenehabte5467
@rezenehabte5467 3 года назад
Please ዉልቃዊ ጠባዮም እባ ሕተተልና። ነዞም ሓለፍትይ ዘሎዉ persenality natom .
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
ኩቡር ሓዉና ወዲ ሃይለ ታሪኽ ናይ ደቂ ቢትምካእ ን ወዲ ቪላጆ ክልቲኦም ሐላፍ ቀቲሎም ብኡኡ ግሮም ድማ ብሓንሳብ ንሚዳ ወጺኦም ናይ ወዲ ዘርአን ናይ ገረመድህን ፈረዝጊ ን ከተብረሃልና ብትሕትና ይሐትት 🙏🙏🙏🙏🙏
@michaelgebre4522
@michaelgebre4522 3 года назад
በቲ ተቅርቡልላ ዘለኹም ንአንተንዮን ብ/ጀ ተኽስተ ሃይለ ብልቢ ነመስግነኩም አብ ዝሓለፈ መደብኩም ብዛዕባ ግርማይ (ሻልባሉ) ገለ ክትብሉና ብሓንቀውታ ተጸብየ አየቅረብኩማን ዘሽግር ተኾይኑ ጸገም የብሉን እንታይ ድዩ መሲልኩም (ሻልባሉ) ዘይርስዖ 1975 ውይ 1976 አቢሉ ኢዩ አብ ማእከል ከተማ አስመራ ቀትሪ ከቢድ ናይ ጸጥታ እንከሎ ኻላሽን ዓጢቑ በይኑ ረኺበዮ ነይረ ድሕሪ እዚ ግን ድሃዩ የብለይን ዝካአል ተኾይኑ አዝንትወልና የቀንየለይ
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 4 месяца назад
ኣብ'ቲ ወትሃደራዊ ሓላፍነት: እቶም ናይ መንካዕ ወይ የሚን ዝምባለ ኣለካ ትብሃል ኣብ ዘለኻዮ ጋእ-ማን'ዩ: ኣባል ሰልፊ ስለ ዘይኮንካ: እቶም ብሓላፍነት ዝዓብዩ ንሶም'ዮም: ስለ'ዚ ሰልፊ ክምስረት'ከሎ: ነቲ ጉባኤ: ብዛዕባ ናይ መንካዕ ውሳኔ ክህቡ: ዘድምቁ: እንደገና ክኣ ብዝመጽእ ዘሎ ናይ ሓላፍነት ቦታ ቀዳምነት ዝወሃቡ እዮም: ስለ'ዚ እቶም ኣብ'ቲ ጉባኤ ክትሳተፍ ዘይትድለ: ብዝተፈላለየ ምኽንያት ንሳቶም ዝንባለ ዝብልዎ ክኣ: ኣብ'ቲ ዕብየት ኣይትመጽእን ኢኻ: ሕጂ በቲ መምዘኒ ናይ'ቲ ሰልፊ: እቲ ጠጠው ኢሉ ዘሎ: ዝንቡል'ዩ ማለት'ዩ: ብኻልእ መንገዲ። ስለ'ዚ እቲ ብቅዓት ድዩ: ፖሊቲካዊ ንቅሓት ድዩ: ተወፋይነት ድዩ: እዚኦም ኩሎም መምዘኒታት እንተ ኣምጺእካዮም ዋእ! ኣይትቅበሎን ኢኻ ሓቂ ዘረበ: መወዳእታ ፍልልይካ ክኣ እቲ ተጋዳላይ ይፈልጥ'ዩ: ኩሉ'ቲ ምኽንያታት ይርድኦ'ዩ: ናቱ ሚዛን ኣለዎ: ኣነ ኩሉ ሓደ'ዩ ኢልና ክኢልና ሓሊፍናዮ። ግን ሕማቅ'የ ሓለፈዮ ብኣጠቃላሊ: ጸቅጢ'ለዎ: ተነጽሎ'ለዎ: ኸጥፍኡኻ ዝደልዩ ስዓታት ኣሎ: ክሕዙኻ ዝደልዩዎ'ሎ: ዘየድሊ ውዳበ ኣንጻርካ ኣሎ: ክመጾ'የ እቲ ታሪኽ በብደረጅኡ: ኣነ ኣብ'ቲ ብዓል ሙሴ ዝነበሩሉ ግዝያት: ሓደስቲ ከሎና: ጥራይ'የ ሕጉስ ነይረ ኣነ: ይምህሩኻ'ዮም: ሞራል ነይሩና: ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ። Thank you.
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 7 месяцев назад
በዓል ዓሊ ዶ ስብሃት ኣማልኽቲ ድዮም? ስለምንታይ ብጎቦ ዘይተጽድፍዎም ዝነበርኩም ! ናይ ኢዶም ደኣ ኣይሳኣኑን እምበር ዘሕፍርርር ታሪኽ።
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 3 года назад
Nezi jgna BG Wedi haile geb ktHato zeleKa zblo TV SENED . Kabtom nay meda usurat ab usurbet ksab dHri naxnet nerom do weys tereshinom eyom .
@manaokbamariam559
@manaokbamariam559 3 года назад
ኣርኣያ ተስፋስላሴ ወዲ ሓዝሓዝ ኮይኑ ካብቶም ቀዳሞት ፈዳይን ዝነበረ ኣብ ኣስመራ ቀሚሽ ዓረብ ተከዲኑ ብዙሕ ጅግንነት ዝሰርሔ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ኣብ ስርሑን ኮሎ ኣብ ኣስመራ ብጅግንነት ዝተሰወኤ ቁሩብ ገለ ተዘክሮታት እንተለዎ ገለ ሕተተልና መታዓቢቲ
@negodatatselam443
@negodatatselam443 3 года назад
Abti nay Maemide ab birgeid 44 mistemedeb men merahi birged koinu merahti botoloni koinu wedi haile k abeyenay botoloni koinu temedibu hietelina kale bzaeba Adhanom wn merahi botoloni kemzelewa kexilu silemintay eyom bhalafinet zixekitiwo nerom hayali merahin tewagaen eyu zifilet kurub eske abrhalina belo kemu wn bzaeba Idris Biriray nay birged 23 merahi zinebere kemey neru hayal merahi eyu neru yibhal ?
@Diesawi
@Diesawi 3 года назад
ኩብር ብ/ጀ ታሪኽ ንኽስነድ ኢልኩም ብታሪኽ ትዛርርቡ ካብሃለኹም ትሪኽ ወዲ ፍላንሳ፡ ወልደምካኤል ሃይለ፡ሙሴ ተስፋምካኤል፡ወዲ ፈንቅል፡ ወዘተ ውዕለቶም ክዝረበሉ ይግባእ።
@senaitesfamichael7639
@senaitesfamichael7639 3 года назад
Wedi haile mussie wedi flansa kulu gzye mis tegeltse eyu ente wedi finkil wela nufue tekalasay entekione mis isayas koinu muhurat zetfie eyu nbeal mussie
@Diesawi
@Diesawi 3 года назад
@@senaitesfamichael7639 ጽቡቅ ብብዙሓት ዝተፋላለየ መግለጺ ስለ ዝዋሃብ እሞ ንጹር መልእልቲ ንኽንሕዝ ካብ ምባል የ።ምሉእ ኣፍልጦ ክህልዎ ይኽእል ኢለ ክኣ ይሓስብ
@mellaproduction9197
@mellaproduction9197 3 года назад
Haki kab hakawn sebat eya tirkeb ezi Tarik ezi ka real sle zekone yehgoska eyu GN etom merhati nay shabia miknina neyrwom eyu isias nebalu etom nemxai ketquni yikulu eyom ziblom mihurat yeqtlom eyu hadhidi zeymsemima neyrwom eyu geben zeyblu sebe yersnwo neyrom ezi betami zehfre eyu kekwen zeynbero guday eyu
@seidaretria3666
@seidaretria3666 3 года назад
B.g.tekeste.haile.netom.misti.sirat.weginom.geben.zifisemu.sebat.awentawi.gonom.tray.zeykone.alutawi.gonom.kea.agalisom
@truth6746
@truth6746 3 года назад
ወዲ ሃይለ ጅግና ኣከለጉዘታይ ✊
@delinat9013
@delinat9013 2 года назад
ኣብ ህዝባዊ ግምባር ኤርትራዊ ኮይንካ ጥራይ ኢኻ ትቓልስ ትክእል: ጅግና ኣከለጉዛይ ክንሶ እዩ ጅግና ኤርትራዊ እዩ
@gebremichaelmengess5971
@gebremichaelmengess5971 3 года назад
Baba tekeste kulu tarika nay bhaki des zebel.nezom zelena welodo wen nay bhaki nebari tarik eika tgedef zeleka. Hto altni abzi zgelxkayo (Nwedi hanber )bzuh ktgolxo semeka bzabueu kurub do mglexi ktbena mhxntay yekreb.
@aminsaid3383
@aminsaid3383 3 года назад
Kaleb, Alganesh dema deqi aboy Solomon
@deversaymehary1859
@deversaymehary1859 3 года назад
ክቡር ኣቦና ብርገደር ጀነራል ተክስተ ሃይለ እቲ መጥቅዓቲ ደቡብ ትብሎ ዘለኻ ኣከለ ጉዛይ ኢዩ። ነቲ ኣከለ ጉዛይ ዓደቦኻ ስ ኣይትፍርሃዮ መጥቅዓቲ ኣከለ ጉዛይ በል።
@kiduberye8648
@kiduberye8648 3 года назад
አብዚ ሰዓት እዚ ውግእ ናይ በዓል ናቅፍ አፍዓበት ወዘተ ኢሳያስ ከምኡውን ድሩዕ ዼጥሮስ አበይ አለው? መራሕቲ እዯም ልክዕ,,
@fitsumkidane545
@fitsumkidane545 3 года назад
Tv send beti tgebruwo zelekum kemsgnekum efetu. Kemu wn B/G Tekeste kemesgno efeti hanti hto neratni hayli hankish elu neru emo Teklebtahan do yekewn?.zfelto tekoynu gel belena tarikna sle zkone .
@senaytesfit8681
@senaytesfit8681 3 года назад
Aqrabi gut but listen carfuley what he say as a jornalist .he say welderfiel sibahtu not weldegebriel
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 4 месяца назад
ጀነራል ስብሓት ካብ ናይ ቦጦሎኒ ትኽ ኢሉ ናብ ፖሊታካዊ ቤ/ጽ'ዩ ዝኸይድ ዘሎ: ኣባል ሰልፊ'ዩ: ኣነ ብፍላይ'ቶም መንእሰያት ድሒሮም ናብ ፖ/ቤ/ጽ ዝመጹ ቅድም ዝነበሮም ባህርን ኣብ'ቲ ሰልጣን ምስ መጹን በበይኑ'ዩ: እዚ ኣነጺርና ክንዛረብ: እዚ ዓይነት ምስ ስልጣን ዝመጽእ ምልውዋጥ መጽናዕቲ ዘድልዮ'ዩ እብል: ኩሉ ግዜ አዛረበላ'የ: እቲ ዕድመ ድዩ? ቀጥታ ክኣ ሓለፋ ኣለዎም: ኣብ'ቲ ውድብ ንመጀመርያ እዋን ሓለፋ ዝርኣናሉ እዩ: ኣይጸንሐን ሓራ ከተማታት ክወጽእ ከሎ ንሳቶም መኪና ኣለዎም: ቤ/ጽ ኣለዎም: ሳሕል አለዎም ኣብ ከበሳ ኣለዎም ገለ'ለዎም: ሰብ ብእግሩ'ዩ ዝለፍዕ: ንሳቶም ጽቡቅ: ሓለፍቲ ኮይኖም እቲ ሓለፋ ኣይግባኦምን'ዩ ኢልካ ክትዛረብ ኣይትኽእልን ኢኻ: ግን ቁሩብ ቅጥዑ ደረጃኡ ዝጥሓሰ'ዩ: ስለ'ዚ ይመስለኒ: ኣብ'ዚ ኤርትራዊ ገንዘብን ስልጣንን ንንእሽቶይ ዘጋጊ እዩ: ከምኡ'የ ዝርእዮ ኣነ መወዳእታ ክግምግሞ'ከለኹ: ናይ'ቶም ብሙሉኦም ድሒሮም ዝመጹ ብፍላይ: ብ/ጀ ወዲ ሃይለ። Thank you.
@solomontesfamariam4129
@solomontesfamariam4129 3 года назад
Heto.ne.antnio.tesfai.eza.natka.program.ab.ertra.tesma.dia.maltiy.kem.radio.asnena.dia
@bahregasizerhans
@bahregasizerhans 3 года назад
Men u gn neru teklit zgebrn halafnet zewurdn zedeybin
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
Golij zbhal zelo men eu mlue smu 'kemu wn azina nemesgn jeneral Tekeste haile
@zeb2531
@zeb2531 3 года назад
ብመጀመርታ ንብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ንዓኻ ኣንቶንዮ ነዚ መደብ ብምቕራኩም ብጣዕሚ የመስግን። ብዙሕ ዘይፈልጦ ነገራት ክንፈልጥን ክንመሃርን ክኢልና።ተኸስተ ሃይለ ንዘለዎ ውህሉል ዓሚቕን ተመክሩኡ ብምክፋሉ ብልቢ የመስግን።ቀጽልዎ። ንተኸስተ ሃይለን ኣድሓኖምን ኣብ ድሕሪ መስመር ስለ ዝፈልጦም ንጅግንነቶም ቆራጽነቶምን ኣታኣላልያ ውግእን ህያው ምስክር እየ። ብፍላይ ወዲ ሃይለ ኣብ እንዳ ባርዕ/ብርጌድ 22 ኣብ ድሕሪ መስመር፡ናደው፡ጎላግጉል /ምስ ብዓል ሃብቱ /ሓንቲ ዓይኑ/ኣበርክቶኦም ብደምቢ ይዝክሮን ጅግንነቶም የድንቕ። ኣብ ሓንቲ ካብ መግለጺኡ ብዘይግቡእ ንስልጣን ዝመጹ ኢሉ ዝወቕሶም ዓፋንን ቻይናን ጠቒሱ፡ሕቶይ እዞም ሰባት ግን ሰብ ዝምስክረሎም ታሪኽ ሰሪሖም ኣብ ውግኣት መሪሖም ኢዮም። ስለዚ ብቑዓት ኣይኮኑን ድዩ ዝብል ዘሎስ ወይ መሳልል ኣይሓለውን፧ዓሊ ኢብሪሂም፡ቻይና፡ዓፋን፡ ኣብ 74 ኢዮም ተሰሊፎም።የቐንለይ ቀጽሎ።ንተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን እምነ።
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 3 года назад
ብዙሕ ዝሕተት ኮሎዎስ ናይቶም ካቶሊክ ጥራሕ ይሓትት
@loveumom8428
@loveumom8428 3 года назад
@@zerithabtom8640 ወዲ በላዒ ፋፋ፡ ነጸላ ናይ ኦሪት እንበር መን እዩ ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ኢሉካ። ነቋል ጢዝ! ኪድ ግብረሶዶም ግበር ምስቲ ጋይ ጳጳስካ!
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 3 года назад
Jeganu sle zikonu kem beal nska deki dergi dergi ab xirgiya ziweledukum dea entay tarik alekum
@HabukoHabuko
@HabukoHabuko 3 года назад
B zaeba Wediy temnewo meglestiy do mhabkana general
@redeaeyasu5431
@redeaeyasu5431 3 года назад
Zkeberka aqrabi ezi medeb bmejemerta ktmsgen ygbeaka kubur b general ka btami zedenq tarik hadera gen aythxrwo kfalat
@fevenokubay2857
@fevenokubay2857 3 года назад
Hito do yifqed eyu n b/ g ab berged 44 tedenagatsi nay menkae tebahilu ab halafnet zitebedele suwue bahta berhe ( chealo) gele bzaebeu zifelto entekoinu dehar mis wedi lbsu enda 70 zinebere. Ab embatkala ab 2000 zinebere akeba laelewot halefti n isayas wured kab siltan eluwo zibehal seb eyu. Bzaeba ezi tegediska hitetelna kubur antenio. Yeqenyeley.
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 3 года назад
ጽብቅቲ ሕቶ
@aronmhretab324
@aronmhretab324 3 года назад
Etabakologzay dbelkayo jemeya abrahalna begaka
@misginamusazgi6166
@misginamusazgi6166 3 года назад
ዝኸበርካ ብ/ጀ/ ተኸስተ ሃይለ እሞ አነ ዝሓታ ነገር እዞም ኩሉኹም ጀጋኑ ከለኹምስ ንሓደ ኢሳያስ ሳን ምጥፋእ ነዞም ኩሎም ጀጋኑ ኣጥፊእኩሞም ኣቲኹም ብጣዕሚ ተሕዝኑ ኢኹም እንታይ ዩ እቲ ጸገም መልሲ ይጽበ አለኹ
@kalMHe
@kalMHe 3 года назад
Ata kemey zbele tsemam hizbi eyu zelena. Kindey geben zfitsim siriat kemey gerka ab higi keybetsih tkelakelelu. Ayenay eyu eti chiwa bahli hibretesebna elna nmikihalu !
@redsee5116
@redsee5116 3 года назад
Jgnnet nakfa kemey kemznebern etom kendi bahranat zneberu win aygelexon.
@mussiehaile123
@mussiehaile123 2 месяца назад
እንታይ ደኣ ወደይ በዓል ውጩ ዘይትቐሱ😂
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 3 года назад
Iseyas ede eritrea bi confederation mis Ethiopia gerka serawit nay eritrea almiska bi nay Ethiopia serawit gerka wedu ab siltan kinebir eyu eti medeb nay kedae Iseyas
@wediasmera6550
@wediasmera6550 3 года назад
እዚ "ተኽላይ ዓደን" ዝበሃል መን ኢዩ?? ብዙሕ ግዜ ሰሚዐዮ ኣለኩ። ታሪኩ ትፈልጡ ተለኩም የዕልሉና።
@007dc7
@007dc7 3 года назад
ተኽላይ ኣደን..19777-78. ኣብ ናይ ደቡብ ግንባር.. ናይ poletica commisioner.. ዝነበረ.. ይመስለኒ.. ምስ 51 ዝነበረ. Office ናቱ.. ኣብ ደቀምሓረ ኣሕሊፍዎ.. ኣብ ኩናት ሓያል ዝብልዎ.. ግን ኣብ ደቀምሓረ.. ብልስህው ዝነበረ.. አነ ይፈልጥ.. ንወነት ዱካን.. ኣረቅታት.. ሺጋራ. ሃቡ ዝብል.. ሓደ ግዜ.. ይዝከረኒ ዱካና መጺኡ.. አነ ጸኒሐዮ.. ሺጋራ ደልዩ.. ጸኒሑ ካብ እንዳ ዓብዱ ሕማድ.. ልእኩን.. no ካሳ ገድፌ ኣይከይድን ኢለዮ.. no ኢለዮ.. ን ሓወይ ናይ 51.. ሓልፍነት ዘለዎ. ናይ university. ሙሁር.. ስለዝነበረ. ኣደን ውን ነዚ ስለዝፈልጥ.. ነቃጽ.. ኢሉ ከይዱ. ኣብ ባራት zisekr, ዝሙት.. የሚን እንዳበለ.. መርሕቲ ሓይልታት ስለዝኣስር.. ናይ ሓለዋ ሰውራ ሓላፊ ኮይኑ.. ንሱ ባዕሉ የሚን ተብህሉ ምስተከስ.. ን ሱዳን ዝኣተወ ድሓር ናብ አትዮጵያ ዝኣተወ.. ሓደ ካብቶም ብልሹዋት ግን ኣብ ኩናት ጅግና.. ካብ university .. ምስታ ቀዳማይ ህዝባዊ ሓይልታት.. ብ ኣደን.. ናብ ደንከል ዝኣተወ.. ጨካን.. ሰካሕ ኢሎም ዝገልጽዎ.. ግን.. ብልሽውና ዘትክዖ.. ወዲ ዓዲ ኮላ እዩ. እንተ ተጋግየ.. armuni ኣጸቢቀ ይፈልጦ ዱካና ኣብ ደቀምሓረ ይመጽ ነይሩ.. ን ተጋዳላይ ሓወይ.. ኩሉ ጸይቁ.. ይነግሮ ነይረ.. ግን ተባዕ እዩ. ከተማ ኣጋግዎ ኢሉኒ
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 3 года назад
@@007dc7 ወዲ ሰራየ እዩ ጽቡቕ ኣለኻ ዓዲኻላ ክኸውን ይኽእል እዩ ኣብ ሆላንድ ድማ ሞይቱ እንተ ዘይተጋግየ ኣብ 98/or 2000 ametrmhret
@wediasmera6550
@wediasmera6550 3 года назад
@@007dc7 ካብ ልቢ የመስግነካ ሓወይ።
@user-ub9iy1ik8p
@user-ub9iy1ik8p 3 года назад
ሰላምታ ብምቅዳም ብከመይ ድኣ እሞ መ"ጀነራ በጺህካ ምክንያቱ በብቁሩብ ኣይኮንኩምን ዲኩም ስልጣን ትውሱኩ ኔርኩም ብከመይ ዲኩም ኣብ ምኣርግ ትወስዱ ኔርኩም ብጣዕሚ ኢና ኩርዓት ብኣካ ጅነራል ኣምላክ እድመን ትእናን ይሃብካ ኣምላክ ብሃኪ ጀነራል ታሪክ ኣውሪስካና ትዕናካ ከ ህጂ ከመይ ትከውን ኣሎካ ጀነራል ብስረካ ዘምጽእካዮ እዪ እሞ ንዘልኣለም ክትዝከር ኢካ ንውሉድ ወሎዶካ ጀነራል ጀነራል ብኣል ወዲ ገብረዝጊ ዝብሃል ከ ትፈልጦም ዶ ትክውን ናይ 1972 ተጋዳላይ እዩ ሃጺር ኣብ ኣብ መንጎ ኣፍንጭኡን ኣይኑን ብረት ኔርዎ ውዲ ኣከለጉዛይ ዪ ምስ ብኣል ምሃመድ ብርሃን ብላታ ኣስካሉ መንቆርየስ ሉእላ ገብርኣብ ውዲ ማህመድ ወይ ክኣ ተጋዳሊት ኣልማዝ ኣምሃዳሪት ኣብ ቆሃውታ ዝነበረት ምስኦም ዝነበረ ድሃር ግን ን"በርሀ ጻዕዳ ብዛዕባ ህብእቲ ስልፊ ዝብሃል ከም ዝተዛረቦ ድህሪ ናጽነት ግን በርሀ ጻዕዳ ኣብ ናቅፋ ድህሪ ምስውኡ ግን ምስ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝጠቅስኩልካ እዪ ኔሩ
@user-ub9iy1ik8p
@user-ub9iy1ik8p 3 года назад
ኖ ኣውራጃ ዝጠቐስክዎ ኣብቲ ግዜ ብከምኡ ይፋለጡ ኔሮም ይኮኑ ብዝብል እየ ብካልእ ኣይትረድኣዮ ይቅሬታ ድሃር ውን ኣጥፊኦሞ እዬም ከማን ነቲ ሰብ ኣብ ሃለዋ ሰውራ ግን ኩነታት ኣጥፍኡ ኣካታዒ ዩ ኔሩ ብዝያዳ ጅነራል እንተ ዝፈልጦ ኮይኑ ከብርሃልና ምደለና ከምኡ ውን ጀነራል ብዛዕባ ሃለዋ ሰውራ ሰፍሕ ዝበለ መብርሂ እንተ ዝህበና ጽቡ ኮይኑ ይስምኣኒ ስለ እቲ ዝህበና ዘሎ ታሪኽ ክኣ ብልቢ ነመስግን::
@shikharqanunldbera6014
@shikharqanunldbera6014 3 года назад
ወዲ ረቢ ካብ ጠቀስካዮ ብዛዕብኡ ገለ በለና፡ ብዝኾነ ካብዞም ኩሎም ብሌን ተቃለስቲ ዝነበሩ ዋላ ሓደ'ውን ኣይጠቀስካን፡ ብዛዕባ ገርጊስ ግርማይ ሼኽ ዛይድ ውን ገለ በለና፡ ብዝተረፈ ንከታተል ኣለና ቀጽልዎ
@hakinzareb1148
@hakinzareb1148 3 года назад
ብርግጽ ብሌናይ ኢካ
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 3 года назад
@@hakinzareb1148 emo entay alo ente kone wedi ዓዱ ተጸዊዑ ምስ ሰምዐ እንተ ሓተተ
@hakinzareb1148
@hakinzareb1148 3 года назад
@@user-wh2up2mj9h ጎቦ ኣባሓኒ ካብዚ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ንውጻእ በጃኩም እዚ ኣየሰጉመናን እዩ።
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 3 года назад
@@hakinzareb1148 anta bruk simae eski gorebetka wey zemedka wey wedi adika shimu kixiwae des ayblekan kemey elka xebibnet tiblo
Далее
Курск - врата Рая / Новости / Шпак
1:14:35
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part-19   June 4 2021
1:16:48
Tesfamicael ( Kusun )
47:51
Просмотров 1 тыс.