Тёмный

Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 29 August 14 - 2021 

Tv Sened Eritra
Подписаться 26 тыс.
Просмотров 68 тыс.
50% 1

Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 29 August 14 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 29 ነሓሰ 14 - 2021
Tv Sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

13 авг 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 146   
@Robeltk
@Robeltk 2 года назад
ገድሊ! ናይ ባሓቂ ገድሊ ግደል :: 30 ዓመት ልዕሊ እቲ ጽላኢኩም ነንሕድሕድኩም ዝተጋደልኩሞ ይሕይል:: ናይ ብሓቂ ሓያላት ኢኩም:: ጥሜት ኣጻምእ ባህርያ ኮታስ እቲ ኣሎ ዝባሃል ሽግር ሰጊርኩም:: ብ/ጅ ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@awetkidane3916
@awetkidane3916 2 года назад
ደይ 10ዓመት ጥራይ እዮም ተዋጊኦም ምስ ደርጊ እቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመታት ነንሕድሕዶም ኣብ ሕድሕድ ኩናት እዮም ይሕሊፎሞ፡እንበር ህዝቢ ኤርትራ በቲ ዝተበጎ ሞራልን ብስሚዒት ሃገር ሓሪሩ መንእሰይ ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ 70ዓ ኣብ 80 ናጽነቱ ተጎናጺፉ ምሃለወ፡ እንተኾነ ውድበይ ውድብካ ክብሉ ኣብቲ በረኻ፡ ናጽነት ኤርትራ ከም ዝናዋሕ ጌሮሞ እዚ ኹሉ ሓርጎጽጎጽ ሓሊፉ ኸ ገበል ጼሮም ኣትዮም ንህዝቢ ኤርትራ ዳግማይ ናብ ዝኸፍአ ባርነት መሊሶሞ።
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
Welcome back my heroes deki Eri. BGTH our teacher thank you. I have respect, appreciation and love ❤️ for giving your golden time to free my country Eritrea. Zikri ni Suwuatna KIBRI ni Sikulatnata Journalist Antonio Tesfay I wish you good health happiness in your every day life. You both are doing great. Thank God bless both with your family.
@farshuseny7357
@farshuseny7357 2 года назад
O9
@user-pg1nl1mg4v
@user-pg1nl1mg4v 2 года назад
Clear job amazing
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ውድ ሃይለ ባሕሪ አኻ ንበረልና ❤️🇪🇷
@user-cx9pi1jp7f
@user-cx9pi1jp7f 2 года назад
ኤርትራ ሃብታም ሃገር እያ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ትውንን ናይ ምዝካር ክእለቱ ዲኻ ክትብል ብሱል ዘረብኡ ዶ ክትብል ኮታ ኩሉ ምሉ :ከምዚኦም ሰባት ሓለፉ ክብሪ ይግብኦም ስሌና ስለታ ሃገር ክቡር ወርቃዊ ዕድሜኦም ዘሕለፉ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብቅዓቱ ሃገር ኣይኮነን ኣህጉር ዝመርሕ ብልሒ ኣለዎ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ::
@senayt22bereketgamli.comse17
@senayt22bereketgamli.comse17 2 года назад
nay bahaki edmen tenan yhaba💝
@tekhaile5525
@tekhaile5525 2 года назад
እቶም ኣድናቕትኩም ኣኽብሮትኩም ዝገለጽኩም ብጣዕሚ የመስግነኩም። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ።
@HiyabBoy
@HiyabBoy 2 года назад
Kibri Yegbaka u Abona Nigelena wun Abohagona Eka!! EdimenTinan ka Yemineyelka. Hito Gin Neratini Bzaiba Eza Bandera Eta Qeyah Maletey eye Zibezuhu Esseyas Balu Zisereha u Yebehal Abzi Entay Kitblena Tikil? Thanks.
@hibtzgiawalom8230
@hibtzgiawalom8230 2 года назад
ግን ብሪጋደር ጀነራል ንምንታይ ኢኹም ነዞም ብስም ደቂ ኣከለ ጉዛይ ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣከለ ጉዛይ ጽልኢ ከሕድር ዝሓሰብክዎ ዘለዎ። ዓጋብ ዘይብሃሉ?
@mosshow3830
@mosshow3830 Год назад
Wedi haile nberulna arkanat jeganu ayatatna
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
I am following word by word and you are absolute right.
@john9192
@john9192 2 года назад
ዝከበርካ ጀነራል ወዲ ሃይለ " ብመጀመሪያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ቀጺለ ኩሉ እትገብሮ ቃለመሕትት ይከታተሎ ኢየ ካብ መጀመሪያ ክሳብ ሕጂ ፡ ካብቶም ኣዚየ ዘድንቀካ ምኻንካ ክገልጸልካ ይደሊ። ኣብ መወዳእታ እቲ ኣብ ልዕሌካ ዝግበር ዝነበረ ውዲት ካብቲ ዝለዓለ ኣዛዚ ናይቲ ጉዳይ ክሳብ መወዳእታ ዝተሓባበሩ ዝነበሩ ብግልጺ እንተትነግረና ጽቡቅ ምኮነ ፡ካብ መሰረቱ መን ዝጠጅኦ ኢዩ ፡ ክፍለጥ ኣለዎ። ብዙሕ ልቢ ኣዕቢካ ዝገደፍካዮ ኣሎ እኮ ብዙሓት ኣያታት ምስምስ እና ኣምጻካ ብሑቡእ ብቃጻ ብዓረር ብጾቶም ዝተቀትሉ ኣለዉ ጽባሕ ኩኩ ክንገር ኢዩ ስለዚ ነዚ ናትካን መሳርሕትካን ዘጋጠመ ውን ከም ቀደምካ መን ጠጂኡዎ ሓብረና። ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 года назад
የቐንየልና ወዲ ሃይለ እዚ ታሪኽ'ዚ ናይ ወዲ ሃይለ ናይ በይኑ ታሪኽ ዝመስሎም፡ ገለ'ውን ከነኣእስዎ ይፍትኑ ኢዮም። እዚ ግን ታሪኽና ታሪኽ ናይቲ ዝሓለፍናዮ ገድሊ ኢዩ። እዚ ወዲ ሃይለ ዝትርኾ ዘሎ ታሪኽ፡ ታሪኽ ናይቶም ብምሉእ ልቦም ምእንቲ ሃገሮም ዝተቓለሱ፡ ንኹሉ ጎናዊ ተጻብኦታት ከይተገደሱ ኣብ ቀዳማይ ጸላኢ ኣድሂቦም እናተዋግኡ ብዙሕ ኣዝዩ ብዙሕ ሽርሕታት ዘጋጠሞም፡ ገለ'ውን ንሱ ዝኣንፎም ዝጠፍኡ፡ ዕድል ረኺቦም ታሪኾም ክገልጹ ዘይተዓደሉ ናይቶም ጀጋኑ ታሪኽ ኢዩ። ብወገነይ በዚ ናይ ወዲ ሃይለ ደረጃ'ኳ እንተ ዘይኮነ ኣሰራቱ ግን ብብዝሒ ተዓዚበ ኢየ። እቲ ዝገርም ዓበይቲ ኣያታትና ነዚ ተጻዊሮም፡ ምእንቲ'ታ ዝፈትዉዋ ሃገሮም ነዚ ብድሆታት'ዚ ሓሊፎም ከብቅዑ፡ ታሪኾምን ጅግንነቶም ተሰሪቑ፡ ናይ ገለ'ውን ተረሲዑ ሕጂ ዋናታት ቀይሩ ንርእዮ ኣሎና። ንሕና እቶም ድሒርና ዝተሰለፍና'ውን ነዚ ወሪስና ግዳያት ክንከውን ተፈሪድና ምንባርና ኢዩ። እዚ ታሪኽ'ዚ መበገሲ ናይ ዝዓሞቐ፡ ኣጸቢቑ ክጽናዕን ክፈሓርን ናይ ዘለዎ ታሪኽ ኢዩ። ድፍረትን ቅንዕናን ወዲ ሃይለ ንዝያዳ መጽናዕትን ምርምርን ከበግስ ኢዩ። እዚ ታሪኽ'ዚ ንግዳም ንኸይወጽእ፡ ሰብ ረጊኡ ታሪኹ ንኸይጽሕፍ፡ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ኲናት ናብ ኲናት፡ ካብ ሽግር ናብ ሽግር ክደራረቦ ንርኢ ኣሎና። እዚ ታሪኽዚ፡ ምስናይ ሽርሕታቱ ከም ዘለዎ ንህዝቢ ቀሪቡ፡ ዝቕጽል ወለዶ ክመሃረሉ እንተ ዘይተገይሩ፡ ህዝብና ኣብ ጽልግልግ ኢዩ ክነብር። ንኹሉ ኤርትራዊ ከኣ ኢዩ ሕማቕ። ካልኦት ኣብ ደረጃ ወዲ ሃይለ ዝነበርኩም ኣያታትና፡ ዝሓለፍኩሞ ታሪኽ ክትነግሩና ንጽበየኩም ኣሎና። ታሪኽኩም ናይ ኩሉ ጽቡቕን ክፉእን ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ኢዩ። ንሕና ዓሚቚ ትዕዝብቲ'ኳ እንተ ሃለወና፡ ነቲ ቅድመና ዝነበረ ብዕምቆት ስለ ዘይንፈልጦ፡ ትረኻና ዝተቖራረጸን ዘይምሉእን ኮይኑ ኢዩ ዝተርፍ። ብኸምኡ ከኣ ኢና ሕርኽርኽ እናበለና ንነብር ዘሎና። ወዲ ሃይለ ግን የቐንየልና
@hadgu2562
@hadgu2562 2 года назад
ሓንቲ ሕቶ ነራትኒ ኒ በር/ጅ ተኸስተ ሃይለ ኣብ ዓዲ ዕለ ዘጥቃዕኩምሉ ናብቲ ሚአዘዚ ናይ ሓደ ኮነረል ናይደርጊ ቢዘይ ተኽሲ ከምዚበጻሕኩም ኣብ ድኮመናሪ ኪትዝንቶ ሰሚዐ ኣለኹ ከመይ አያ ነራ? አቲ ኮነረልከ ተማሪኹዶ? መን አዩ ሲሙ።
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 года назад
ብርጌድር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ባሕሪ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር። ክበር ንበር ኣተ ዓቢ ሰብ ኤርትራን ህዝባን ወትሩ ካብቶም ዝለዓሉ ጀነራላት ኤርትራ ኢኻ።
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 года назад
ኣንቶንዮ ሓጺርን ቅርጥውን ሕቶ ሓቲትካ እቲ ዝበዝሐ ዕድል ነዚ ጅግና እንተ ትህቦ ይምረጽ። ታሪኽ ኣብ ምስማዕ ትኾልፈና ኣሎኻ።
@samitahama1278
@samitahama1278 2 года назад
Zeyberhe hitotat kihato ewn gbue u bro
@Esunosamsom
@Esunosamsom 2 года назад
I appreciate the way Antonio is using in the interview. Well done bro Antonio. We are expecting a lot from you.
@zerietandom1677
@zerietandom1677 2 года назад
100% agree
@berea.5579
@berea.5579 2 года назад
Good very interesting narration,Antonio you doing great job keep it up bro.I wish it was daily,you can't imagine how couldn't wait to listen every week.Hope the book comes soon
@jossy222
@jossy222 2 года назад
Jigina eka weyo da seb mis mete tray eu jigeninu zeglxi ember harbegna abona eka god bless u
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 2 года назад
ተጋዳላይ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ነዚ ብምግባርካ ክብርን መጎስን ንዓኻ ከምኡ ውን ኣንተንዮ ከምዚኦም ሰብ ቅያ፡ኣኽራናት ህግ ካብቲ ባሕሪ ብጭልፋ ናይ ቃልሲ ጉዕዝኦም ንህዝቦም ንምክፋል ባይታ ብምሃብካ ምስጋና ንዓኻ።
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
ኡንቃዕ ድሓን መጻኩም ጋጼጥኛ አንትንዮ ተስፋይን B/G ተክስተ ሃይለን!!! !!! !!!
@Segen91
@Segen91 2 года назад
Thank you!
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
Wel come eritrean hero Birgadier General Tekeste Haile. We are lucky that you are alive
@gebarmahari829
@gebarmahari829 2 года назад
Brigadier General Kesete haile I would Appreciate u for been the part of our nation history and thank you gentle man so intelligent
@degoldessie1826
@degoldessie1826 2 года назад
Welcome Jigna Arkan B/G Tekeste Haile. Antonio yikreta hito abzihkalu, kurub mikbibal bezihu...nisu bizey mikurats kezentiwo eu zihashe. Thank you
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 2 года назад
Powww ኣታ ሓቁ እባ እዩ እዚ ገድሊ 30 ዓመት ክወስደልኩም ካብቲ ምስ ጸላኢ ዝተዋጋኩሞ ነንሕድሕድኩም ዝተዋጋኩሞ ይበዝሕ።
@yemaneyebio9629
@yemaneyebio9629 2 года назад
Good to see you our country hero
@ygghebreyohahannes793
@ygghebreyohahannes793 2 года назад
ኩቡር ሓርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ፡ ንስለ እቲ ዘወፈኻዮ ኩቡር ዘይትካእ ንእስነትካን ወርቅ ግዝየኻን ዘለኒ ኣድናቖትን ክብርን እንዳገለጽኩ፡ ሕጂ ውን ንፍትሕን ሓርነትን ህዝብና ከይተሓከልካ ታሪኽ ሰውራ እተማሓላልፎ ዘለኻ ዓቢ ህያብ እዩ ንዓና ንመንእሰያት። ክንድዚ ዝኣክል ውዲት ንብጾትካ እንታይ ንምርካብ እዩ? ብዝኾነ፡ እት ሕጂ እንማሃሮ ካብቲ ሽዑ ዝገጥመኩም ዝነበረ ካልእ ኩናት፡ ዓቕሊን መትከልን እዩ። መትከልን እምነትን ንሃገራውነት ዘይቅየር ስለዝነበረ ንኹሉ መጥቃዕቲ ተጻዊርኩሞ፡ ተዓዊትኩም።
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 2 года назад
ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 года назад
ንእግረ መንገደይ ግን ንወዲ ሃይለ ሓንቲ ሕቶ ክሓቶ ደስ ምበለኒ። የማነ በርሀ ኣብ ብርገድ 51 ናይ ሓይሊ 32 ኮሚሳር ኮይኑ ንነዊሕ ሰሪሑ። ኣብ 1983 ዓ.ም ኣብ ዝተገብረ ተኽሊጥ ተቐይሩ ናብ እንዳ 85 ከይዱ። ኣብኡ "ሻባይ" ዝብል ሳጓ ዝነበሮ እመስለኒ። ወዲ በርሀ ብጠባዩ ኣዝዩ ውዑይ ኢዩ። ኣብ ካልእ ግን ዝወጾ የብሉን። ኣብ ክ/ሰራዊት 85 ምስ ከደ ካብ መራሕ ቦጦሎኒ፡ እንተ ናብ መራሕ ሓይሊ እንተ ናብ ጋንታ ከም ዝወረደ ሰሚዐ። ኣብቲ ናይ ጎላጉል ውግእ ከም ዝተሰውአ ከኣ ኢዩ ተነጊሩኒ። መኣስ ምዃኑ ኣይፈልጥን። ከምዚ ናትካ ጸገምን ክሕደትን ምስ ኣጋጠሞ፡ ክጻወሮ ስለዘይከኣለ ንኣብራሃም (ዓፋን) ብተስታ (ብርእሱ) ሃሪሙ ከም ዝዘርገሖ ይስማዕ ኢዩ። ወዲ በርሀ ብወታደራዊ ብቕዓቱ ዝወጾ የብሉን። በዚ ዝንቀፍ ኣይመስለንን። 1. ስለዚ ወዲ በርሀ፡ ንዓፋን መህረሚኡን ካብ መራሕ ቦጦሎኒ መውረዲኡን ትፈልጦ ወይ ዝሰማዕካዮ እንተሎ? ኣብ ሓደ ክ/ሰራዊት'ውን ስለ ዝነበርኩም። 2. መራሕ ብርገድ 51 ዓሊ ኢብሪሂም'ውን ኣብ ገለ እዋን፡ ተመሳሳሊ ክሕደት ምስ ኣጋጠሞ፡ ነዚ ናይ ሎሚ መጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ ብተስታን ብጉስጥን ከም ዝጸያየቖ ይውረ ኢዩ። እቲ መህረምቲ ካብ ጭቡጥ ምንጪ ዝተረኽበ ኢዩ። ብዛዕባዚ'ኸ ጠንቁ ትፈልጦ ወይ ዝሰማዕካዮ እንተለካ? ትሕዝቶን ኣቀራርባን ናይዚ ተቕርቦ ዘለኻ ታሪኽ ግን ንዝቕጽል ወለዶ መምሃርን ንዝያዳ ምርምር ዘበግስን ስለ ዝኾነ፡ ቀጽሎ። ታደሰ ኢየ
@hadgu2562
@hadgu2562 2 года назад
ኪነኣድ ዚጊበኦ አዩ። በር/ወዲሃይለ ካብ ምጀመርትስ ተኻታትለዮ ዓጊበ ሊዕሊ ኩሉ ኣብ ህዝባዊ ጊንባር ዚነበረ ናኩሎም ሓለፍቲ ተሳቲፎ ታሪኽ ከምታሪኽ ኣሚኑ ቢጽቡቅ ኣዘንቲይዎ። ሂዝባዊ ጊንባር ናብ ጸረመጥቃዕቲ ዲተሳጋገረሉ ኪሳብ ናጺነት ኣብዝተፋላለየ መስሪሕ ቢውልቂ ይኹን ናይ ጉጂለ ገይጋ ከጋጢም ባህሪያዊ አዩ። ከምዚ ናይዞም ሰለያ ማለተይ አየ። አቲ ኣብሚሪዲዳአ ዘጋጥም ወረድ ደይብ አዩ ከምሰባት ዘይምሲምማዕ ዝፈጥረሎም አበር ደሓርኮ ናብ ድነበርዎ ኢዮም ዲመልሱ መስሪሕ አዩ። ኣቀዲመ ቢ ድኮምንራይ ፊልም ዲራኣኺዎ ወዲ ሃይለዊን ዲደገሞ ቢዙሕ አዩ ሲለዚ ቢዙሓት ሓልፍቲ ይኹን ጋዘጠኛታት ኒምሲናድ ዓቢ ሲራሕ ይሰርሑ ኣለዉ። ከመኹም ዘኣመሰሉ ኒቲ ታሪኽ ኣጸብቆም ዲፈልጥዎ ኪስኒዱ ከኣ ኒላቦ። ሎሚ ዘለና መንአሰያት ቢዙሕ አካ መንበብቲ ኣይኮና ዚተሰነደ ቢዙሕ መጻሕፍቲ ኣሎ ዘንበቦ የለን ኣብዚ ኮመንቲ ሚጽሓብ አና ኒፉዓት። ካሊአ ወዲሃይለ ቢቀረባ ዚፈልጦ ሓላፊየይ አዩ ነሩ ኣብዚ ናይ ወራር ወያነ። ከምጠባይ ደሓን አዩ ጉድለታት ኣለዎ ጺቡቅ ከኣ ኣለዎ ጺቡቁ ሲለ ዚዓቢ ቀጽለሉ ኪብሎ ይደሊ። ቢፍላይ ኣብዚ ጀሚሩዎ ዘሎሚሲናድ ታሪኽ ዚነኣድ ዓቢ ኣበርኪቶ ቀጺለሉ ቢፍላይ ሚስ ገለሰባት ዘለካ ውልቃዊ ጊሪጪትን ናይሎሚ ፖለቲካዊ መርገጺኻን ሚስ ቢዙሓት መጋድልቲኻነበር ዘይ ምቅዳው ከምጺአልካ ይኺል አዩ። ቢውልቂ ዘይቲ ፈትዎም ሓለፍቲ አዊን ብዘሓት አዮም አፈልጥ አየ ጊን ታሪኽ ታሪኽ አዩ ቢምባል ኪተድኒቆም ሚስ ሰማኹኻ ማዕረኪንደይ ናይታሪኽ ጂግና ሚኻንካ ኣሚነ ቢዘሓት ደረስቲ ተጋደልቲ ነርና ዲብሉ ሪአ አየ ከማካ ቢሱል ሓቀኛ ታሪኽ ዚስኒት ኣይረኹን ቢዙሓት ኣብ ፓልቶክን ቢመጽሓፊን ዚጊዕሩ ዘይነበሪዎ ጺዊጽዋይ ኒዚ መንአሰይ ዘይከዉን ነንሕድሕዱ ዝጋጮ ኒቲ ሰውራ ዘይምስሉ ዘትሕዝ አና ኪንሰሚዕ ጸንሕና ዊጽኢቱ ዲማ ኒሪኦ ኣለና ነንሕድሕድና ቢዞባን ባውራጃ ኪንባኣስ ኒዕል ኣለና። ስለዚ ናትካ ታሪኽ ጊን ሚስቲ ዚተፋላለየ መጻሕፍቲ ዘንበብኩዎን ዲኮመንታሪ ፊልሚን ዚረኣኺዎን ዚራሓሓቅ ኮይኑ ኣይረኸብኩዎን ቢሉጽ ታሪኽ። ካሊአ ኪብሎ ዚደሊ ቢሕጂዊን ተጠንቂቕካ ቢሉጽ መጽሓብ ኪተምጸአልና ኒጽበ ታሪኽ ታሪኽ ኣርከናት ገድሊ ቢህወትኩም አንከለኹም ታሪኹም ኪብለል ኒሪኦ ኣለና ቢዝያዳ ኣብ ቀጻሊ ኪፋላት ኪትመጾ ቲኸዊን ኣብ ናይ ፈንቅል ዚመልከት ወያነ ቢዙሕ ታሪኽ ኣዛቢዕም ኣለዉ ኣነጽርካ ኪትምልሳ አላቦ። ኒመቃልስቲኻ ዘለካ ኪብሪጊን ይበል ዘቢል አዩ። ዘይቲፈልጦ ኣይፈልጦን ሚባልካ ኒዚታሪኽ ሓቀኛ ኪኸዊን ዊጽኢታዊ ገሪዎ ኒዓኻዊን ሰብ ኣብልዕለኻዓቢ ሚስዛን ኪሕዝ ኣኽሉዎ አዩ።
@MerhawiTewelde-jj9qy
@MerhawiTewelde-jj9qy 3 месяца назад
Yifeltom iye âne tenama ninkulom awrajawyan hamasien inda sileya hateeyawi wedi shermuta abrehaley kifle Nay Shahi kedamin hadamin sere,etay wedi shermuta
@liyategay874
@liyategay874 2 года назад
Wedi Haile malet Bhaxinet Zhalf Gigna bzey trtrrrrr Baaley mskru !!!!!
@berhanegebremedhin5581
@berhanegebremedhin5581 2 года назад
ካብዚ ቃለመሕትት ከምንርኦ ፣ ዉጩ ለኽባጥ ከምዝነበረ እዩ። ። ። ።
@grmeso6369
@grmeso6369 2 года назад
Wedi haile belih seb eqae bel ninegari tarik terefka Amlak zeben hiwetka ybarik
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ብሰላም ተመለሱ ❤️🇪🇷
@timhabte6279
@timhabte6279 2 года назад
You are hero and role model to eritrean.
@user-pg1nl1mg4v
@user-pg1nl1mg4v 2 года назад
Well done clear speech
@tesfalemtewolde6972
@tesfalemtewolde6972 2 года назад
Ade welida tmken jgna btaemi sehabi tarik wedi haile enkae abona konka nay behaki
@kobikobi4234
@kobikobi4234 2 года назад
Wowwwwwww good job
@ghedemhirgigo6638
@ghedemhirgigo6638 2 года назад
Thanks our heroe
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 года назад
ፈልፋሊ ታሪኽ ኤርትራ ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ መሕደሪ 1000
@hadgu2562
@hadgu2562 2 года назад
ወዲ ሃይለ ቢቀረባዝፈልጦ ኣዛዚ አካ አንተኾነ95% ጺቡቅ ታሪኽ ኣለዎ። ጊን ኣብገለ ኣነ ከምዚ ገበርኩ ከምዚ ገበሩኒ ዚቢል አንታይነቱ ደቢሪህ ባህሪያት የቢሪህ ባህሪያት ኣሎዎ ኩምሎም ከም ማሳኻኺር ደቅሪቦም ሲወኣት ቢሂወት ደየለዉ ሰባት አዮም ዲለዚ ኒቲ ታሪኽ የፍኩሶ ኣሎ። ቢህወት ዘለዉ ማሳሪሕቱ ስለዘለዉ ይዛረቡ አዮም። ካሊአ ቲቪ ሰነድ ኒ መኩየ ባርያ በርጋደር ጀነራል አልኩም ኣብ አኪሪን ጺሕፍኩሞ ኣለኹም ሞኪየ ባርያ ኮነረል አዩ። በርጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣብናይወያነ ወራል ቢገለ ኣጋጣሚ ኣዛዚ ክፍለሰራውትና ማለት ክ 36 ነሩ ቢዙሕ ጉድለታት ነሩዊ ቢፍላይ ኣብ ዕላቐሺ ኣኪቡና ድነበረሉ ሰዓት ቡዙሕ ዝንባለ ከምዘለዎ ኣንጻባሪቁ አዩ። ቢኡ መጠንከኣ ዚበሑ ኣዘዝቲ በራጊድ ዝነበሩ ዚዛረብሉ ኩነታት ነሩ። ኣብኩናት ዘለዎ ጂግኒነት ጊን ደውጺአሉ የብለይን። ቀንዲ መንቀፊኡ ጊን ዲሑር መስፊናዊ ሰረት ኣውራሃዊን ወገናዊን ኣታሓሳስባ በጨቅ ይብሎ ነሩን ኣሎን። ኒኣቢነት ሚስ አሪሳት ዲገበሮ ቲንታነ ኣብነት ቢዛዕባ ወዲ ፍርዙን ቢዙሕ ታዛሪቡ ኣብቲ ኣሃዱ ሚንባርና ኒኹሎም ማዕረ ኒፈልጦም ወዲ ፊርዙን ኣዛዚ በርገድ ወዲ ሃይለ ኣዛዚ ክሰራዊት ዲነበሩሉ ኒኒሕድሕዶም ዘየሳማሚዖም ደኣበር ኒሃዱ ዲምልከት ኣይነበረን። ኒወዲ ፊርዙን አዊን ኣውራጃዊ ደቢል ዋላሓደ የብሉን ኣይነበረን። ወዲ ፊርዙን ኣፉ ጺያፍ ዘምሉቅ ዘይርኑብ አዩ ኣፉ ዕረ አዩ አንተበልካና ኪናሚን ወዲ ፊርዙን ኣአራጃዊ ውዩ ቲቢልጊን ክ36 ዘይቅበላ አያ። 95% ኣቃራርባኻ ከድኒቀካ ይደሊ ሓደራ ኣብዝመጺአ ኪፋላት ጺሊኻ ከይቲንጻባሪቅ ታሪኽ አንዲሕር ኮይኑ ከምዘለዎ ኣቅሪቦ።
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
ኽንእርሞ'ና፡ የቐንየልና
@ourunitytobekeep8508
@ourunitytobekeep8508 2 года назад
ኣየ ንስኻ ስንፍና ናይ ውጩ ስለ ዝተልዓለሲ ናብ ዘይኮነ ትህውትት ወዲ ሃይለ በይኑ ኣይኮነን ኣብዚ ዛንታ ዘዘንትዎ ዘሎ ናይ ሞኩየ ባርያ ከምእውን ሃብቱ ኣብ ልዕሊ እዞም ሰባት እዚኦም ዝወረደ ውንጀላ ስዓታተን ዕለቱን ብግልጺ ይገልጾ ኣሎ ትፈልጦ እንተለካ ብዝዓባ እዚ ጉዳይ ሃየ ወጺኻ ተዛረብ እንተዘይ ኮነ ብሃውሪ ኣይትዛረብ። ውጩ ሰብ እዩ። ንብዓልኻ ሕማም ኣውራጃ ኣለካ
@menkabmen5751
@menkabmen5751 2 года назад
Wedi Haile ezi kulu kolilqa n deki Hama nmwqae u wchu ktbl mereqa wedieqa ....ygerm u awrajawi xebibnetqa bglxi aghidqayo
@user-xn2gv9qt7y
@user-xn2gv9qt7y 2 года назад
@@menkabmen5751 ኣታ ደንቆሮ ርእሲ ዉጩ ተጸሚምካ ስምዓዮ ኣይተጭበርብር ታሪኻ ኣቦታትካ እዚ እዩ ንኢሰያስ ከፍትዉ ሃገርን ህዝብን ለኪሞም
@tesfalemhailemichael3364
@tesfalemhailemichael3364 2 года назад
@@menkabmen5751 wedi haile ab siltan zineberelu ab gimbar adi begieo n kisad eikan kifleserawit 36 kelo kindey meneseyat tefiem eyom b senki zey bukue merhnetu deskilu neyru kea b nay zigebero hagafat
@tesfaaloabkulu8443
@tesfaaloabkulu8443 2 года назад
Jigna weladi eka bihaqi .bitaemy zgerm zanta eyu.nezi kulu xegemat halifka ab kemzy bexahka wedi Haile jigna.
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 года назад
አቦና ጀንራል ተክስተ ሃይለ መጀመርያ ብሂወት ሃሊካ እዚ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ክተዘንቱ ምብቃዕካ ብጣዕሚ የ ዝሑጎስ ነዚ ንኡስ ወሎዶ ዓቢ ትምህርቲ ስለ ዝኮነ በቲ ውን ንቲ ታሪኮም ከይትዘንተወ ዝሓለፉ ጀጋኑ ልሳኖም ምካንካ ክም ህልዋት ኮይኖም ዮም ዝስምዑኒ ፡ኮይኑ ግን አብ ግለ አጋጣሚታት ምሕተትካ ዕቃበ አለኒ መክንያቱ ቡዙሕ አብ ስራሕ ዝነበረ ዘይምስምማዓት ነዚ ወሎዶ ዚ ክትግልጸሉ ኮሎካ ምስቲ ዘሎ ትሑት ምርዳእ ሽግራት ዝውስክ ኮይኑ ስማዕኒ ካልእ ውን ክም ቃንቃና ዝቃንቁኦም ጎሮባብቲ አለውና ወትሩ ድካምና ክጋፍሑ ዝጽዕሩ፡ክም 3 አካል ውን ዕላልካ አብ ውልቀሰባት ዝነበረ ክም ዛንታ ክዝንቶኮሎ ካልእ ሂወት ዝነበሮ መስል አሎ ብክምዚ ዓይነ ከ ትሪኦዶ አለካ? ካልእ ምስ ውጩ ቡዙሕ ግዜ ናይ ስራሕ ውን ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ውልቂ ዘይምቅዳው ውን ዝነበረካ መስል ኮምኡ እንተኮይኑ ዘይምቅራቡ ምመረጽኩ አነ ፡ካልእ ንዞም ኩሎም ትጠቅሶም ዘለካ ሓለፍቲ ሽሞም ጥራሕ ኢካ ትጠቅሶም ዘለካ እዚ ክኣ ካብ ካልእ ዘይኮነስ ክም ልምዲ ንስካ ብቀረባ ስለ ትፈልጦምዩም ኢለየ ዝአምን ብካልእ አይሪኦን የ ኮይኑ ግን እዚ ንኡስ ወሎዶ ምዓርጎምን ሙሉእ ሽሞሙን ዝለዎ ደርጃን እንተ ትጠቅስ ጽቡቅ ምኮነ እብል እቶም መሳቱካን ወይ እቲ ማእክላይ ወሎዶን እፈልጦም ይክውን ንካልኦት ግን ንአፍልጦ ኢለየ ነቲ ካልእ ህዝቢ ፡ብዝኮነ አንቶንዮ አሳልጦ ሃብካ አምላክ አብ ስራሕካ በርትዕ ቀጽሎ ታሪክ ሃግር ኢካ ተዘንቱ ዘለካሞ ብጥንቃቀ ሓዞ ኮምኡ ውን ንካልኦት ቡዙሓት ገዳይም ስለ ዘለው ክምዚ ናይ አቦና ጀንራል ተክስተ ሃይለ ዕድል ክትህቦም ይላበወካ።
@yonatansolomon4231
@yonatansolomon4231 2 года назад
Intelligence general. 👏👏
@samitahama1278
@samitahama1278 2 года назад
ብ\ጀነራል ምኪኤል ሃንስ(ወዲ ሃንስ) ኣብ ሰውራ ግኑን ስም ዘለዎ ንሓቂ ዝልሕጸጽ ሎቅመጽመጽ ዘይብል ላዕለዎት ሓለፍቲ ፍጹም ዘይደፍርዎ ማራ ተሪር፡ ብዓል ሕጹብ መዓንጣዩ፡ዝያዳ ዝፍለጠሉ ቆራጽን፡ሓንጻጽን፡ሰራዊቱ ሒዙ ምስኦም ኣብ ማእከል ሓዊ(ኩናት) ዝኣቱ ምኻኑ'ዩ፡ ብዙሓት ገዳይም ተጋደልቲዮም ብዛዕብኡ ብኩርዓት ዝዛረቡ!!
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
ሕጂ ኸ እንታይ ይገብር ኣሎ
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
Adinfas kulom betekatiyom bijigninet zidaregom yeblomin.
@eritreaprotector3590
@eritreaprotector3590 2 года назад
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@No-miss-No-miss201
@No-miss-No-miss201 2 года назад
Wedi Heile shul. ms tselai tray aykonkumn twagu nerkom. Jgna bahri gemel ika n hzbi eritrea wedi heile.
@anbes6646
@anbes6646 2 года назад
ጂግና ወዲ ሃይለ
@negassiokbagergsh8439
@negassiokbagergsh8439 2 года назад
Velkommen tilbake
@michaelfre9840
@michaelfre9840 2 года назад
Welcam wedi hailel
@danielghirmai2098
@danielghirmai2098 2 года назад
Tarik mukanu ayxelaekuwon .gn entay u kmexie tedeliu zelo maletey axaluna du weis kem tarik hmaq gbri ngebir nerna ena mo fletuna eti shuu zgebernayo hji freduna u sorry krdani aykalen kubur abona ??? Kem tarik gn xibuk tetnegruna do aymhashen perke qimtakum abana kdegis tera txawetu zelekum koinu ysmani thanks.
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 года назад
Our hero we love you
@iyasutsehayet621
@iyasutsehayet621 2 года назад
General bitami hayal Kunat Eka ahlifka
@bntk8889
@bntk8889 2 года назад
wedi Tsige zibelikayo men shumu
@buruheumexaina8749
@buruheumexaina8749 2 года назад
Kubur abona b,r tekeste hayle abza alem keytesanabetkum adna ktmelsuna nmjxenekum
@danielkiflay7536
@danielkiflay7536 2 года назад
ኣንተኖ ምዝራብ አኮ ከሊኣካዮ ሓሳቡ ከተወዶኦ ኣለካ
@Teklezghi86
@Teklezghi86 2 года назад
ሓታታይ ኣይግድን ፣ወዲ ሃይለ ይበል ኣዘናትዋን ኣተሓሕዛን ሰነድ ።እንተዘይተጋጌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተፈነወት ዶኩመንታሪ ፋንቅል እቶም ክልተ ስለያ ከም ዝተጋገዩ እያ ተብርህ። ብልክዕ ምስ ናትካ ሓሳብ ትሰማማዕ ኮይኑ ረኺበያ።
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 Год назад
እዚ ንመን ይምህር ክብረትካ ዝናኻን ዓቅብ ከቢርካ ክትነብር ናብሕስረት ትወርድ አለኻ
@user-me3ry6kz8f
@user-me3ry6kz8f 7 месяцев назад
Denqoro tekonu temehar tezey koynu afka haz
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 2 года назад
I dont undertand why you interrupted his story and ask something else
@thegarzado1470
@thegarzado1470 2 года назад
Welcome, can you tell us if there was a war on 1981 at "engel",how was it and tell us pleas the martyrs name you remember. Thx
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
ሎምይስ ሕቶ ኣለንይ ኢዛ ጉዳይ ኣብ ሚዝይዛማ ኢያ ትመስል ኢሞ! B/G ተክስተ ሃይለ! ኹሉኩም ኣባብስ ኢኹም ኹሉኩምጀጋኑ ኢኩም ግን ! ሓያል ሓታኣትይ ኣይረኸብኩምን!!! !!! !!!
@gideyendriyas7037
@gideyendriyas7037 2 года назад
Atahttaka sahabi aykonen nisemaen nitahatatin
@meronsimon7049
@meronsimon7049 2 года назад
ሰላም ሓርበኛ ወዲ ሃይለ ሃብቱ ግን ኣብ ኤርትራ ዶ ኣይኮነን ዘሎ ኣብ ሓደጋ ኣየእትዎን ዶ
@berhanejosef3613
@berhanejosef3613 2 года назад
He was talking about the past. Befor the Eritrean Independence. So he talde us. No problem.
@medhanit365
@medhanit365 2 года назад
Habtu habtu tiblu wuelkum, men eyu gn sbuk gerkum ngeruna
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 года назад
ተዘይ ተጋግየ ኮነሬል ሃብቱ ገብሬናስ እዩ ዝብሃል ዓዱ በዚ ከባቢ ዓዲ ኻላ እዩ ሕጂ ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 37 ዘሎ እዩ ዝኽውን
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 2 года назад
ጋዜጠኛ ኲኖ እቲ ክገልጾ ዝሓሰበ ኮሊፍካዮ።
@amanuelmehari8928
@amanuelmehari8928 2 года назад
ታኣምር ኢዩ። ጀነራል ናይ ምዝካር ክእለቱ ፍሉይ ኢዩ። ከምዚ ናይ ስእላዊ ዝኽሪ (photograph memory) ዝብልዎ ዓይነት ዝኽሪ ኣሎዎ። ብዕምቆት፥ ብዝርዝር፥ ብዙር ብዝኾነ ኣገባብ ክገልጽ ተዓዚበ። ብጣዕሚ ፍሉይ ኣቀራርባ። ካልእ፥ ብ/ጀነራል ኣብ ዘይፈልጦ ኣይዛረብን። ወላ ነቶም ዘሳቕይዎን ምስ ጸላኢና እሰያስ ወጊኖም ዘሎዉ ሰባት፥ እታ ናቶም ተዘይኮይኑ ዘይናቶም ክህብ ኣይደልን። ንገድሊ ባኣወንቱኡን ባኣሉቱኡን ከም ዘሎዎ ብዘይ ምግናን ይገልጽ። ህግ ወላካ ህልኽን ምድፍፋእን ተነበሮ፣ ዘይከሓድ ሓቂ ግና ወተሃደራዊ ሓለፍቲ ኣብ ዝውስንዎ ውሳነን ዘካይድዎ ውግእን ተሓታትነት ከም ዝነበሮምን ብደቂቅ ናይ ምቁጽጻር ኣሰራርሓ ከም ዘካይዱን ተረዲኤ። ብሓቂ ህግ እንዳ ሰቡኡት ኢዩ ነሩ። ድኽም ዝበለ ሰብ ኣብዚ ውድብ ክነብር ኣዝዩ ከም ዘጸግሞ ኢዩ ዘረዳኣካ።
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
Isaias xelae elkayo agame kitkewin aleka nisika?
@hadgu2562
@hadgu2562 2 года назад
ሕቶ ኒ በር/ጅ ተኸስተ ሃይለ ኢዛ ዓፋን ኣብ1989 ሚብጋስ መጥቃዕቲ ሽረ ኣብራሃም ዓፋን መራሒ በርገድ ነሩ አልካሞ ዓፋን ኣብ1988 መጥቃዕቲ ናደው ሚኪትል ኣዛዚ ኪፍለሰራዊት 52 ኣብ መስሓሊት ከምድነበረ ኣብ ሓደ ዲኮመታሪ ፊልም ይገለጽ አዩ። አዚኣ ከመይ ኢያ?
@TtTt-hz1xf
@TtTt-hz1xf 2 года назад
Higna abona!!! Nberlna nihna kinkesb!!!!
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 года назад
Wellcom tegadaley general tekeste haile
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 2 года назад
Eti Foto ba aqrbulena bae qureb
@Amir12395
@Amir12395 2 года назад
እዚ ዋሕዚ ታሪኽ፡ ብሱል ኣቕራቢ ቃለ-መሕተት እንተዝረክብ፣ ህይወት ህ.ግ ዝፈልጥ ጋዜጠኛ እንተዝኸውን፣ ብዙሕ ምተመሃርናሉ።
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
ሰላም ዝኸበርካ ጀነራል ተከስተ ሃይለ ኣብ ዝሓለፈ ግዝየ ንቡዙሕ ኩነታት ድሓር ክንመጾ ኢና ትብል እሞ ደጊምካ ግን ኣይትመጾን ኣለኻ ስለዚ ንኩሉ ናጻፈፍካ ተትከይድ ጽቡቅ ነይሩ ማለት ናይ 85 ትትርኽ ተለካ ኣብ 90 ዘጋጠመ ክትነግር እንተ ኮንካ ካብ ዳሕራይ ክመጾ ምባል ከም ዘለዎ ንኩሉ ናጽፈፍካ ተትቅጽል ጽቡቅ ነይሩ ብዝተረፈ ነመስግን ።
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 года назад
እዚ ሞኬ ባርያ ወዲ ኣበይ ዓዲ እዩ ኣሎ ዶ ብሂወት ኩቡር ሓው
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
@@alekueyezebl701 መኮነን ሃይለ (ባርያ ) ብ 1974 ኣብ ጀብሃ ተሰሊፋ ድሕሪ ክልተ ዓመት ብ 1976 ናብ ህዝባዊ ግንባር ተጸንቢሩ ' ድሕሪ ናጽነት ክኣ ተሰዊኡ '፣ ዓዱ ብልክዕ ኣይፈለጥኩዎን ኣለኩ ።
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 года назад
@@user-pm3fb9er7l ታንክስ ኩቡር ሓወይ ስለ ተገዳስነትካ ዓዱ ውን ካብ ሓደ ዝፈልጦ ሓበሬታ ረኺበ ከባቢ ዓዲ ኻላ ቤት ገብሪኤል ትብሃል ዓዲ እያ
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
@@alekueyezebl701 ኩሉ ናተመላላእካ እዪ ኣነ ውን የመስግን ዓዱ ብዝሓበርካኒ ክቡር ሓው ' እቲ ሃብቱ እሉ ዝገልጾ ዘሎ እውን ኣብዚ ከባቢ ዓዲ ኳላ እዪ !
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 года назад
@@user-pm3fb9er7l የመስግነካ ኩቡር ሓው እወ እንዳ ተማላልኣኻ እዩ
@wediwuluf1606
@wediwuluf1606 2 года назад
Wedi haile beal metkel kulu kemka kekwen nerwo
@mand6515
@mand6515 2 года назад
Adem derig wedi Ali eyu zebhal enda 21 neyruo dehar ka enda 15 azeiz neyruo hegi gin aby serih yelan aby geiza eyu zelo
@letinak4559
@letinak4559 2 года назад
ኣንታ ጅግና ኣቦ💐 እቲ ብጅግንነት ንጹሓት መእሰይ ተጋደልቲ ዝሕባእ ዝነብረ ጉድ መርሕነት ህግንባር ብምግላጽካ ነመስግነካ::
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
Entay gud awxiyu mushmush tarik eyu zigelix zelo junta komalat agame .
@abrhammaryam4117
@abrhammaryam4117 2 года назад
መኮነን ሃይለ ኣበይ ከባቢ እዩ ወደይ ብታዕሚ ቀባጽ❤❤😍በጃኩም ኔገሩኒ ዝፈልቶ እንተሎ ወዲ ምንታይ ዓዲ ምካኑ?❤
@dafukaku5007
@dafukaku5007 2 года назад
Tay ymlketeka eritawai u beka adu sle zeyfeletka hamimka mish thzn
@Robeltk
@Robeltk 2 года назад
ዓዱስ በል እንታይ ገዲስካ ታሪኩ ጥራይ ዘይኣክላካ
@karlekenkarleken1574
@karlekenkarleken1574 2 года назад
Adka hdeg dia tay delikayo Eritrea u wedza junta
@ifyouneedmoneyjustwork7269
@ifyouneedmoneyjustwork7269 2 года назад
ዓዲ ኻላ ቤቴገብርኤል
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
@@Robeltk kabzom bihimam awraja zisekeru hulkusyu juntayu.wey Tigray tiewet ziblu.
@misghinatsige4467
@misghinatsige4467 2 года назад
kbur hawnan abonan zemehalalfo zelo tarikawi dhrebayta kflet zgbeo eyu edmen tenan kea nmneyelu
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
Mekonen zibil shim zidegagem zelo Mekonen gubtan ab kiya 18 dekayik mikixal nay 34 neferti sembel mikitil General Sbhat Efrem koinu neti srihit zekaydo zinebere dahar ab wigie sgredob Ethiopia ab nay asosa zitesewe harbegna tegadalay do ykewin kurub abrhalna entetekaelu?
@ifyouneedmoneyjustwork7269
@ifyouneedmoneyjustwork7269 2 года назад
ሞኮነን ጉብጣን ኣይኮነን እዚ መኮነን ቀሺ ሃይለ ባርያ ይበሃል ዓዲ ኻላ ቤተ ገብርኤል ኢዮ መራሒ ክፍለሰራዊት ኔይሩ ኣብ ሳልሳይ ወራር ኣብ ኣዲ በጊዖ ላንድክሩዘር ሰሊምዎ ነይሩ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ፡
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
@@ifyouneedmoneyjustwork7269 heray xubuk kibret yhabeley zahawey eta bariya tibil shim slezeytetekset eyember anewin abti hafexta kunat kisad adi begio yemanay wegen nereye kifleserawit 37 nay core 271 3seyti berged zineberet koine tesatifeye hawka warsay gedim abal 3say zuriya kab USA.
@ifyouneedmoneyjustwork7269
@ifyouneedmoneyjustwork7269 2 года назад
@@misghinagheb9692 ገንዘንካ ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብዘለካዮ ዋርሳይ ውጻእ መዓት ! ሰላም ኮይኑ ኣብ ሃገርና ምስ ንፈትዎም ስድራና ኣሕዋትና መተዓቢትና ንተሓዋወሰሉ ግዜ የምጻልና። ባርያ ሳጉኡ ኢዩ ንሞኬ፡ ሞኬ ባርያ ኣብ መጀመርታ 1974 ኣብ ጀብሃ ተሰሊፍ ደሓር ምስቶም ፍሉል ብዝብል ጀብሃ ትሃድኖም ዝነበት ኢዩ ድሓር ናብ ህዝባዊ ግንባር ኣብ 1976 ዝተጸምበሩ ኢዩ።
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
@@ifyouneedmoneyjustwork7269 Amen amen kibrin mogosin netom mezanuna warsay ayatatnan abotatnan gedayim tegadeltin ab mimxaen miwhasin hagerin hiwetom zikefelu harbegnatat suwaetna edmen tienan nihzbin haylitatin merihnetin hagere Eritrea,Eritreana wetru tehafiran tekebiran kitnebiriya bidem jeganu deka.
@hadgu2562
@hadgu2562 2 года назад
ሰነድ ቲቪ ኣብ ስኪሪን መኮነን ባርያ በርጋበር አልካ ኣውጺካዮ ዘለኻ ኮነረል አዩ።
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
ክንእርሞ'ና ፡ የቐንየልና
@meharidawit4248
@meharidawit4248 2 года назад
Eiway khamq gzetegna. Ita kemey zibelwo eu kemzi zeakl seb hizj si eeeeeii inda bele ko kalat yhixrlu
@andatyemane2906
@andatyemane2906 2 года назад
ጽቡቕ ታርኽ ብርገደር ጀነራር ወድ ሃይለ ኣነ ክሓታ ደልየ ዘለኹ እዮብ ናሽሕ ምሳኻ ከም መራሕ ሓይሊ ኮይኑ ይሰርሕ ከም ዝነበረ ኣብ መግለጽኻ ሰሚዐ ነይረ ስለዚ ኣበርክትኡን ኣሳዋውኡኡን ክትነግረና ሓወቦይ እዩ ኣብ ኢራ ታሕታይ ኒኡስ ዞባ ዒላበርዒድ እዩ ዓዱ
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
Asibkawin suwuat Ghebrehiwet hanbir kemuwin Mekonen gubtanin win kabtom arkanat jeganu slezikonu tarikom bizirzir kabzifelto kinegrena hito amehalalif?
@denden99bizen35
@denden99bizen35 2 года назад
ነበርያ ነበረ ዓሻስ ምዉት ይናፍቕ ይበሃል ። ቅድሚ 30 ዓመት ዝሓለፈ ጉዳይ ኢዩ እቲ ጉዳይ ሞይቱ እቶም ኣብቲ እዋን ዝነበሩ ሰባት ኣውን መብዛሕትኦም ብሂወት የለዉን። ኣብዚ ግዘ እዚ ወላ እቶም ቁሩብ ቁራቦ ብሂወት ዘለዉ ኣሪጎም ብሕማም ካልእ ናይ ማሕበራውን ቁጠባውን ጸገም የሳቐዪ ኣለዉ። ዓረብ ክምስሉ እንከለዉ ኣልፋት ማት ይብሉ። እዚ ማለት ዝሓለፈ ነገር ምስሓለፈ ሞይቱ ኢዩ።
@user-xn2gv9qt7y
@user-xn2gv9qt7y 2 года назад
ወዲ ሓዉ ንውጩ ዲኻ እንታይ እዩ ዘሕምመካ ዘሎ
@onelove7061
@onelove7061 2 года назад
Denden & dani eye kliteikum hade eikum
@solomontesfaldet8490
@solomontesfaldet8490 2 года назад
ሰላምታይ ብምቕዳም - ሕቶታት ኔረናኒ ናብ -ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ! ብቐዳምነት ኣብዚ ቃለ መጠየቕ ናይቲ ጋዜጠኛ ዘይብቑዕነት ጎሊሑ ዝርአ ስንፍና እኳ ንዕዘብ እንተሃለና ፣ ግና ሽለል ኢልና ክንሓልፎ ክንግደድ ኢና። 1ይ= ምስ ኣዛዚኻ ውጩ ቅድሚ እዛ ኣብዛ መበል 29ተን ክፋል ትብላ ዘለኻ ክስን ዓመጽን ዝኾነ ግጭት ዎይ ዘይምርድዳእ ኔርኩም ድዩ ቅድሚ እቲ ኩነታት ? ምኽንያቱ ስለምንታይን ንምንታይ ናባኻን ብጾትካን ዘተኮረ ዓሎቕ ክገብር ተደልዩ ? ንዝብ ሕቶ ክተብርሃልና ? 2ይ= ነቲ ዝነበረ ኩነታት ፣ ንስኻ በቲ ሓደ ገጽ ጥራሕ ትግልጾ ካብ ሃለኻ ፣ እቲ ሚዛን ሓቅነት ናይቲ ክሲ ንነብስኻ ሓራን ሓቀኛን ናይ ምግባራ ልዑል ግደ ኣለዎ። ከሰስትኻ ኣብ ፊትካ ነቲ ዝነበረ ኩነታት ክገልጹ እተዝቐርቡ ግና ነቲ ሓቂ ዝያዳ ሚዛናዊ ግምት ክንወስድ ምኽኣልና። ኣብዛ ትህባ ዘለኻ መግለጺ ግና ፣ ኩላ ንናይ ነብስኻ ሓራ ኣብ ምግባርን ሓቀኛ ኮንካ ኣብ ምቕራብን ጥራሕ ኮይና ኢና ንርእያ ዘለናን ትግለጽ ዘላን። ነዚ ዝያዳ ጭብጦ ምተኣማመኒ ዝኾነና ካልኣይ ኣካል ክንጽበ ክንግደድ ኢና ማለትዩ ? 3ይ= ባህርያት ውጩ እቲ ዝጸበቐ ኣብ ሽግራት ኣፈታትሓን ግሉጽነትን ሓቅን ቅንዕናን ወገንነት ዘይሕዝን ዘይጓንን ጸግዒ ሓቂ ዝሕዝን ዝምስክርን ንጹር መርገጺ ዝወስድ ሙኻኑ ዳርጋ ብ99% ኣባላት ህግ ደጋጊሞም ዝገልጽዎን ዝዛረቡሉን ሓቂዩ። ኣብዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ግና ንባህርያት ውጩ ብኣንጻሩ ዝገልጽን ዝድውን ኮይኑዩ ዝቐርብ ዘሎ። ስለዚ ነዚ ትህቦ ዘለኻ ሓሳብ ኦክሳብ ክንደይ'ዩ ሓቅነቱ ክነረጋግጽ ክንግደድን ፣ በቲ ሓደ ወገን ዝነበሩ ሰባት ክዛረቡ ክንጽበን ንግደድ ኣሎና ማለትዩ። 4ይ= ዳርጋ ኣብ ኩሉ ዘረባኻ ንነብስኻ ኣዕቢኻ ኣብ ምርኣይን ፣ ኣነ ሓቀኛ ኣነ ዝያዳ ኩሉ ኣነ ስልጣን ተኸሊኤ ኣነ ኣነ ኣነ ዝብል ናይ ልዕልና ምድላይ ዘርኢ ባህርያት ጎሊሑ ይርአ ኣሎ። 5ይ= ብ/ጀ/ ተኸስተ ሃይለ/ ዳርጋ ኣብ ኩሉ ዘረባኻ ንስኻ ከም ቅኑዑን ተባዕን ተበዳልን ተኸሳስን ኮይንካ ኢኻ ትቐርብ ዘለኻ። እንታይ ስለ ዝኾንካ ኢኻ ፣ ንስኻ ኩሉ ግዜ ተኸሳስን ተበዳልን ክትከውን ዝኽኣልካ ? ኣብ ባህርያትካ'ኸ እንታይ ትብለና ? ምስ ኣኽብሮት የቐኔለይ !
@ourunitytobekeep8508
@ourunitytobekeep8508 2 года назад
ኣየ ንስኻ ስንፍና ናይ ውጩ ስለ ዝተልዓለሲ ናብ ዘይኮነ ትህውትት ወዲ ሃይለ በይኑ ኣይኮነን ኣብዚ ዛንታ ዘዘንትዎ ዘሎ ናይ ሞኩየ ባርያ ከምእውን ሃብቱ ኣብ ልዕሊ እዞም ሰባት እዚኦም ዝወረደ ውንጀላ ስዓታተን ዕለቱን ብግልጺ ይገልጾ ኣሎ ትፈልጦ እንተለካ ብዝዓባ እዚ ጉዳይ ሃየ ወጺኻ ተዛረብ እንተዘይ ኮነ ብሃውሪ ኣይትዛረብ። ውጩ ሰብ እዩ። ንብዓልኻ ሕማም ኣውራጃ ኣለካ
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
ንውጩ ገሊጽካዮ ኢልካ ዲካ
@ourunitytobekeep8508
@ourunitytobekeep8508 2 года назад
@@user-dy5kf3dr4h ንምኻኑ ኣብቲ ናይ ወዲ ሃይለ ዝዛረቦ ዘሎ ነጥብታት ኣተኩሮኻ እንተዝኸውን እኮ ጽቡቕ ምኾነ እንድሕር ኣብ ኣውራጃን ጽብቡነትን እንተሊኻ ግን ወዲሓንካ
@user-cx9pi1jp7f
@user-cx9pi1jp7f 2 года назад
ሰለሙን ተስፉልደት ሓደ ካብቶም ታሪኽ ክስነዱ ዘይ ደልዩ ሰነፍ ሰብ ኢኻ? ውጩ ኾነ ወዲ ሃይለ ኩሎም ጀጋኑ ስለ ሃገር ዘበርከቱ እዬም:: ስለምንታይ ሓሳብ ሰብ ትቃወም ኣለኻ እቲ ድሑር ልምድኻ ንምንጽብራቅ ድዩ:: ሓቂ እንተ ሃኣሊካ ኣንጻሩ ዝምግቱ ቃለ ምሕተት ግበር:: ኣብ ቃልሲ ጸገማት ክፍጠሩ ግድን እኳ እንተኾነ:: ብኸመይ ተፈቲሑ ዘይ ተተኩር? ካልእ ካብ ውጩ ይትረፍ እዚ ንእሽተይ ጌጋ ዓቢ ጉድለት ክንጽበ ውን ንቡር እዩ እቲ ምኽንያት ካብ ዘይ ምምሃር ፍልጠት እኮ የናግፍ እዩ:: ንኽትፈልጥ ሓንቲ ኣብነት ክህበካ ውጩ 3ተ ኣንስቲ ኣለውኦ እታ ዳሕረይቲ ሰበይቱ ጋል 20 ዓመት (ምርዕውቲ) ዘይ ፍትሕቲ ጋል ማእከል ዓዱ እያ:: ሰይቲ ሰብኣይ ስልጣኑ ተጠቂሙ የሕዲግዎ? ሃገር ምሉእ ዘምርሕ ስልጣን ሒዙ ኣብ ከምዚ ውርደት ክኣቱ ኣይ ግድን ግን ንጽበዬ እዩ:: ወዲ ሃይለ ብዘይ ኣፈላላይ ሓቂ ዛንታ ጀጋኑ ዛንታ ገድሊ የዘንቱ ኣሎ:: ንብዙሓት መራሕቲ ንውጩ ኮነ ፕረስደንት ሃገረ ኤርትራ ኣብ'ቲ ጽቡቅ ታሪኾም ከም ዘሎ እዩ ኮፍ ኣቢልዎ ነቲ ዝቃወሞ ስነ ሓሳብ ከኣ ከምዘሎ ኮፍ የብሎ ኣሎ:: ዝገርመካ ከምዚ ሰብኣይ ጌሩ ንምስሊ ኤርትራ ኮፍ ኣቢሉ ዘረድእ ኣይ ረኣኩን:: ምስ ምሉእ ኣኽብሮት::
@tesfalemhailemichael3364
@tesfalemhailemichael3364 2 года назад
Solomon ezi akiribkayo zeleka hasab b taemi des eiluni timhritawi zihazelekoynu rekibeyo menesey Eritrea kem wihiji eyu koynu zelo ember wedi haile butsue kikewin ab buzuh zerebueu asteweilna alena eizi ke ni hzibi Eritrea welahade ayhgizena eyu kab wegen wetsiena bhankewta nismayo kemeu win kabti elal natu kea zeyberhalkum b ridieit kithatu ylabo kab adey wedi adey witsieu kab hashewiye tealeyu kitmebulu.
@denden99bizen35
@denden99bizen35 2 года назад
ዝጠፈሸ ነጋዳይ ሲ ናይ ቀደም መዛግብቱ የግንጽል ይበሃል። እቲ ኣብቲ እዋን ዝነበረ ሰብ ብሂወት የለን። ግሊኣ ሞይታ ፡ገሊኣ ኣሪጋ ።ገሊኣ ኣእምሮኣ ስሒታ። ገሊኣ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ሰፊራ ዓዲ ውዕል ኮይና፡ ገሊኣ ብሽኮርያን ጸቕጢ ደምን ትሳቕ፡ ገሊኣ ሕማም ረሲዕ ሒዝዋ ክንደይ ኢልካ ክጽብጸብ ። ስለዚ ወዲ ሃይለ ሱቕ ኢልካ ናይ ሶሻል ዝሃቡኻ እንዳበላዕካ ብሰላም ንበር ። እንተዘየሎ ዝሰምዓካ የለን ሎሚ 2021 ኢና ዘለና ኣብ ቀደም ኣይንበርን ኢዩ።
@Robeltk
@Robeltk 2 года назад
ነብስኻ ወኪልካ ተዛረብ:: እዚ ዝትርኮ ዞሎ ታሪኽ ካኣ መምሃሪ እምበር ካልእ ኣይኮነን ክብረት ይሃልካ ወድዛ ከብረተ ውሻ::
@denden99bizen35
@denden99bizen35 2 года назад
@@Robeltk ካብ ጸርፊ ትጻረፍ ሓቀኛ ስነሞገት ኣምጺእካ ተዛረብ ጸርፊ ናይ ድኹማት ኢዩ። ኣነ ኣውን ምስ ጸርፍኩኻ ግን ኣብ ደረጃ ናትካ ክስራዕ ኣይደልን ኢየ።
@Robeltk
@Robeltk 2 года назад
@@denden99bizen35 እንታይ ምስ በልካ ከምዝጸረፍኩኻ ኣጸቢቅካ ትፍልጥ ኪኻ:: እንታይ ዘማጉት ጽሒፍካ ኢኻ ሞ ከማጎተካ :: ብጸርፊ ዘፍታሓ ከምዘይለስ ኣጸቢቅ እየ ዝፍልጥ::
@denden99bizen35
@denden99bizen35 2 года назад
@@Robeltk ዓቕምኻ ጸርፊ ስለዝኾነ ዓቕምኻ ኢኻ ፈጺምካ ።ኣይተሓዘካን ኢዩ።
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 2 года назад
@Denden 99 Bizen ኣንታ/ቲ ገስረጥ ሽለት፡ኣእምሮኻ/ኺ ተጠቀመሉ እንተሃለወካ/ኪ።
Далее
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 13 млн
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 51   May 28 - 2022
1:13:15
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 13 млн