Тёмный

Vodcast 05 | መጻምድቲ ዲና መናብርቲ? 

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 49 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast

Опубликовано:

 

16 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 363   
@alazarhaylemicael8192
@alazarhaylemicael8192 3 месяца назад
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋተይ ደስ ዘብል ዘተ ቀጽልዎ ኣብነታውያን ።ግልጽነትኩም ደስ ኢሉኒ። ግልጹነት ምህላው ማለት ናጽነትካ ዝወነንካ ሰብ ማለት ኢዩ።🇳🇴🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌼
@biniamteklemariam2202
@biniamteklemariam2202 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ሰብ ሓዳር ተኾይንኩም ተዓዲልኩም ምኽንያቱ ተቀራራቢ ኣተሓሳስባ ኣለኩም የቀንየልና
@Sete769
@Sete769 3 месяца назад
Good point It is better to have a partner in life than " Mexamdti" Not everyone is confident enough to explain his points to public but you guys are helping the community to improve and have a wide perspective in life, so thank you for doing what every person should have done. KEEP IT UP
@fre7001
@fre7001 3 месяца назад
Betami des ybel medeb alkom Ane zebl gen hanti Arsti girkom tetzarebu. Malt ybezh sele zekone buzh bezaba mentay mekanu ayrdakan. Gen xbuki kexlewo🎉
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 3 месяца назад
❤ዋውውውው ብጣዕሚ ትነኣዱ ብሱላት ሰባት ልብኻ ዝመልእ ኣገላልጻ ኣምላኽ ይባርኽኩም❤
@user-vl6ui2wx9s
@user-vl6ui2wx9s 3 месяца назад
ኣነ ሓደ ካብ ተከታተልቲ መደብኩምን ኣድነቂኩምን ኢየ ቀጽልዎ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፍትዋት የሕዋት❤❤❤
@frezerjohannes5245
@frezerjohannes5245 3 месяца назад
Kemey amelak hadarkum yebareko. Dess keteblu. Semieka zeytexegbom
@bsrattsegay5582
@bsrattsegay5582 3 месяца назад
Sebeyti kab amlak eya sebeytka btami eye zdnqa temeriqa ktkewn aleka ❤
@mikigergish8118
@mikigergish8118 3 месяца назад
እቲ ጸገም መብዛሕትና ከይተፋለጥና ንምርዖ ፡ ሓዳር ምስ ጀመርና ንፋለጥ ፡ ምስ ተፋልጥና ከኣ ንፈላለ።
@user-nu6id7lj3p
@user-nu6id7lj3p 3 месяца назад
ልክዕ ሚኪ ጽቡቕ ነጥቢ😂😂😂
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 3 месяца назад
❤😂
@muluefisehaye2468
@muluefisehaye2468 3 месяца назад
ከይተናበብካ ትጅምር ከይተናበብካ ትውድእ
@MukurTube16
@MukurTube16 3 месяца назад
You are right ❤❤❤
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 3 месяца назад
ደስ ትብሉ መጻምድቲ ኢኹም ፡ ኣብዚ ሰዓት እጺ እውን ኩሉ ሰብ ኢዩ ዝጋገ ዞሎ ። ከም ርዲኢተይ ከማን ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ቡዙሓት ኣወዳት ኣብ ስደት ነዓኻ ትመስል ሰብ ክትረክብ ክብድ ስለ ዝብል ኣብ ዓድኻ ከይድካ ክትምርዖ ትደሊ ቡዙሕ ሰብ እውን ይምርዖ ። ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ካኣ ኩለን እካ እንተ ዘይኮና ኣብዚ ሰዓት እዚ ግን መብዛሕተአን ክንብል ንኽእል ኢና፡ ኣሚኑ ተመሪዑ ቡዙሕ ሰበይተይ ኢሉ ቡዙሕ ሓላፋታት እንዳ ገበረላ ምንም ኣይስመዓን ኢዩ ብገንዘቡ ትጻወት ክብርታት የለን ።ነዚ ሕብረተሰብና እሲ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቖ ምኽንያቱ ሰበይተይ ኢያ ኢሉ ዘይተኣደነ ሓለፋታት ይገበረላ ፡ኣብ ዘለኹዎ ዓለም ኤውርጳ ግን መጻምድቲ ተባሂሎም ነዛ ሻሂ ሓቢሮም ክሰትዩ ነናቶም ክኸፍሉ ክትርኢ ምግራምካ ትውድእ ።ኣባሃላይ ሕብረተሰብና ለዋህ ኢዩ። ሰብኣይ ነታ ዝፈተዋ ዘዓገበላ ሰበይቱ ብገንዘብ ኣይኮነን ሂወቱ ይሓልፈላ።
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 3 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፣ ቅንዕናኹምን ግሉጽነትኩምን ብዘይ ቀላዓለም ስለ እረአ፣ አመስግነኩም ጽብቓት።
@user-cc1sq6ov5d
@user-cc1sq6ov5d Месяц назад
Aseyyyyy xbuqat Betami des tblu kexlewo❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏
@wedisahil5561
@wedisahil5561 3 месяца назад
ሰላማት 'ያ ጃምዓ ኣነ ሓዲሽ ተከታታሊ መደብኩም እየ ፡ መደባትኩም ብጣዕሚ ፈተዮ ኣዝዩ መሳጢ ዝኮነ ሓሳባት ኢኹም ተቕርቡ ፡ ንብዙሕ ሰብ ወን ኣዝዩ መሃሪዩ ። ስለዚ ጽቡቕ ኣለኹም ቀጽልዎ ።
@pietrosmichael7321
@pietrosmichael7321 3 месяца назад
I pray the Lord bless your life with love, peace and harmony. Focus on the Lord at all times.
@NatsnetAraya
@NatsnetAraya 2 месяца назад
Des zbl aresti alilkum mehari furti belahn bsltn galensteyti aweta enda azenagaka tmhr hadarkum ybarek
@user-wl9tw4wp8h
@user-wl9tw4wp8h 3 месяца назад
1:08:21 ብዘይ ምስልቻው ሰሚዐያ እዛ video ❤ ኣዚያ ማህሪትን ደስ ትብልን! ንቡዙሓት ኣብነት ክትኮኑ ተኽእሎ ኣለኩም እዚ ማለት ዓቢ ዕዮ ይህበኩም ከምዘለኹ ዘይምዝንጋዕ ምኽንያቱ ሰባት ንሓሳብካ እንተድኣ ፈቲየሞ ካልእ ዝበለጸ ሓሳብ ክትቅርበሉ ዓቢ ስራሕ እዩ ዘድልየካ! ርኢቶ! 1) እቲ classical ኣብ ዝመጽእ podcast ናይ saxophone ወይ guitar እንተኾነ ተመራጺ እዩ ሓደ ዓይነት ኣሰልቻዊ ከይከውን 2) ከም ቡን ወይ ሻሂ ምሳኹም ብምቕራብ ኣብ መን ዕላልኩም እንዳሰተኹም ክኣ ነቲ ዕላልኩም ተምሰጦ ክገብረሉ ይኽእል እዩ። ብዝተረፈ የቐኒየልና! ክፈትወኩም መዓት'የ ንእሽተይ ሓዉኹም ሮቤል
@user-xu7kp8ch3x
@user-xu7kp8ch3x 3 месяца назад
ፉርቲ ኩሉ ጽቡቅ ነገር አኪ ኩሉ ብሉጽ ነገር ኣባኪ ኣሎ ካብ ድጌኪ ጽባቀ ዉሽጣኪ ጽባቀኪ ይበልጽ ኣነስ ከማኪ ዶ ይረክብ ይከዉን ዓወት ዕድለኛ ኢዩ ንዓኪ ብምርካቡ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ❤❤❤❤
@warrihabesha
@warrihabesha 3 месяца назад
ዋው ኬፍ ዘለኩም ቡዙሕ ተማሂርና ሓዳርኩም ንዘንትእለት ይጽናዕ።
@hailetesfatsion5123
@hailetesfatsion5123 3 месяца назад
ኣብዚኣ ግን ኩነታት ሃገርና ኣብ ግምት ከተእትዉዎ መንእሰያትና ዝሓልፍዎ ዘለዉ ኩነታት ክምርዓዉሉ ክዛመድሉን ዝግበኦም ዕድመ ኣብ ከርተትን ከልበትበትን እዮም ዝሕልፍዎ ዘለዉ ኣብ ጉዕዞ ስደት ድማ ግዜ ከም በርቂ እዩ ዝውንጨፍ ኣብ ዓዲ ዝተረፈት ጎርዞ እቶም ክምርዓዉዋ ዝግበኦም ምስኣ የለዉን ስለዚ ናብቲ ከይደሞ ዘልዉ ቦታ ክትከይድ ትደሊ ኣብ እዩ እቲ ሽግር ዝመጽእ ትስሕትዎ ኣይመስለንን ስለዚ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ዘረባ ዘይኮነስ ምስቲ ኩነታት ኣዛሚድኩም ከይተሰከፍኩ ኣስተምህሮ ክትህቡ እጽበየኩም።thanks
@dc8625
@dc8625 3 месяца назад
ነጥቢ ክብር ሓወይ!💜✊🏿🙏🏿🦁
@beletse3
@beletse3 3 месяца назад
ብልጽቲ ሓሳብ እያ
@natusami6487
@natusami6487 3 месяца назад
ልክዕ ኢቲ ቀንፊ ሽግርና ኢቲ ኣብ ስደት ናብትን ናብትን ክንብል ነሕልፎ ኢዩ፡ ናይ ትምሃረሉ፡ ትሰርሓሉ፡ ትምርዓወሉ ግዜና ኣብ ትሕቲ ቁጺጽርና ኣይኮነን ግና ነዕርፈሉ ቦታ ኢና ነናዲ ዘለና፡ ኣብቲ ንደልዮ ቦታን ዕብየት ናይ ስነ-ልቦናን ምስ በጻሕና ሸበድበድ ይኾነና ኣሎ delay ገርናዮ ዝነበርና ዕዮ ህወትና ከነማልእ።
@LoveandHate.96
@LoveandHate.96 3 месяца назад
As always 'The best' Signs of Healthy Relationship Mutual Respect Good Communication Honesty Gets along with eachothers family Healthy Lifestyle Shared Interests Quality Time AMLAK HADARKUM YBARKO
@maranataefi8134
@maranataefi8134 3 месяца назад
ብጠዓሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ሓሳብኩም ይዳብር መዓልታዊ መደባትኩም ክሰፍሕ ንምሕጸን፡ካብ 30 ደቂቅ ቪዱታትኩም ምስ ዝነውሕ 2 ክፋል ክትገብሮ ንምሕጸን ወሎዶና ናይ ቲክ ቶ ስለዝኩነ እዚ ብሎጽ መደብ ከኣ ከም ሕብረተስብ ኣብ ውስናት ከይድረት ሚላ ወሲክኩም ዘርጉሕልና ካብ ልቢ ዘድንቀኩም ስድራ
@mekonenhaile4659
@mekonenhaile4659 3 месяца назад
Furtun your smart I lake your Aida smart waif god bless you
@Asmeret23
@Asmeret23 3 месяца назад
Bitam eye zifetiwekum bitam eye zikatatelekum thank you ❤❤❤
@simon-mi6vm
@simon-mi6vm 3 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ብዙሕ ተማሂርና ❤
@freshberhe2118
@freshberhe2118 2 месяца назад
ናይ በሓቂ ካብቲ ትዛረብዎ ቃላት እቲ ፍሽክታኩም ሕጉሳት መንፈስ ኮንኩም ተቅርብዎ ሓሳባት ናይ በሃቂ ደስ ዝብል አሞ ከኣ ሰብ ሓዳር ናይ በሓቂ ደስ ትብሉ ቀጽልዎ ኢና ንብለኩም።
@turkaytomolsu5484
@turkaytomolsu5484 3 месяца назад
ብጣዕሚ እኹም ደስ ትብሉ ኩሉነገራትኩም ቀጽልዎ
@amanamigo6099
@amanamigo6099 3 месяца назад
Nehna kea edmekum akbirna neriokum alena fekri selam ab betkum yemlea mara eye zefetwekum Thanks Yeblekum hawukum Aman 🤍
@justiceseeker4961
@justiceseeker4961 3 месяца назад
ኖኖ ፍርቱና ከምኡ ኣይኮነን ኩሉ ነገረ ወኒንካ ፡ እቲ ዝወነንካዮ ንብረት ግን ትርጉም ኣልቦ ስለዝኮነ ብዘይ ጋለንስተይቲ እዩ እቲ ኣብከባቢካ ዘሎ ሕብረተሰብ ሕጂ ኩሉ ወኒንካ ኣለካ ተሪፋትካ ዘላ ጋልሰብ ኣምጽእ ዝብልዎ፡ከምኡ ወን ከምቲ ዓወት ዝበሎ እቶም የዕሩክ ገዛ ክሕዝ እየ ሽዑ ባር ክትህልወኒ እያ ብድሕሩ ጋል ሰብ ትመጽእ ዝበሉ ምክንያቱ እታ ጋል ሰብ ክብርቲ ስለዝኮነት ድሕንነት ንክስምዓ ነገራት ምስ ወነንካ ብዙሕ hussling ዘይብሉ ሂወት ንከተንብራ ዝብል ኣታሓሳስባ ኣዩ ዝከውን ከምኡ ዘብሎ መስለኒ
@user-xg4vv4yo4z
@user-xg4vv4yo4z Месяц назад
እሞ ንሳ ትብላ ኮ ጓል ሰብ ምኳናሲ እኩል እዩ ፅባቀ ክኮን ኣይብሉን መምዘኒ እያ ትብል ዘላ እንበር ከሊእ ኣይኮነን
@zeraytsige2633
@zeraytsige2633 3 месяца назад
Waw yehwat btami des tblu ❤🇪🇷👌
@hansgebre2712
@hansgebre2712 3 месяца назад
ብዝኾነ ቀጽልዎ ጽቡቕ ዘተ
@user-eu5nw6pv6n
@user-eu5nw6pv6n 3 месяца назад
Btami xbuk brukatey zemenkum ybarek
@hansgebre2712
@hansgebre2712 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@semharmuluebrhan9768
@semharmuluebrhan9768 3 месяца назад
Hade gizeye tray koynu like zgber
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 месяца назад
ዋላ እዚ ፈሚንዝም ከይፈለጥናዬ ከለና ደቂ ተባዕትዬና ንሓዳሮም ከምዞም ካልኦት ዜጋታታ ሓላፍነታውያን ኣይነበሩን ።ንሓዳሮም ቀንዲ ዕላምኦም ክንዲ ዝገብርዎ ከም ካልኣዊ ኢዬም ዝሓስብዎ ።ካልኦት ዜጋታት ንሓዳሮም ቀዳምነት ሂቦም ብሓጺሩ ዋልታ ናይ ናይሓዳሮም ኢዬም።ኣብ ናህና ከኣ ነቲ ሓዳር ንኸይፈርስ ኣይህልው ኣይ ምዉት ጌሮም እንዳኣቁሰልዎ ይነብሩ በኣንጻሩ ተኣለይቲ ኮይኖም ይኸዱ።ወረ ጓል ኢያ ንወዲ ትቅይሮ ዝበሃል ኣሎ።😊 ጓል ከተማእዝኖ ትኽእል ትኸው ቀላሲ ክኸውን ዝግብኦ ግን እቲ ወዲ ኢዩ።
@henokgebru842
@henokgebru842 3 месяца назад
Furti belah❤❤❤❤❤
@amantewelde5541
@amantewelde5541 3 месяца назад
ዋውውyou have so nice idea &explanation
@aklilukinfe1315
@aklilukinfe1315 3 месяца назад
Really it is nice program,continue it this program.
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 месяца назад
ብጣዕሚ ጽብቕ መደብ እሂን ምሂን ክልቴኹም ንኣሽቱ ኢኹም።ይመልኣልኩም ምስልቦናኹም ንበሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ቅሱን ሂወት ።ምርቃ ኣብዚሓ ዶ ኢልኩም ደቀይ ትኣኽሉ ኢኹም መደብኩም ይከታተል እዬ።ብጣዕሚ እዬ ዝፈትወኩም ።ንድሕሪት ምልስ ኢሌ ነዚ ሂወተይ ክዝክሮ ከለኹ ምስ ዓበኻ ምስ በሰልካ ሓዳር ምግባር ዶ ይሓይሽ ?ይሓትት ንዓይ ዘጋጠመኒ ግን ከም ንጉስ ሰለሙን ብዙሓት ኣንስቲ ዘቋምት ኢዩ ተጋዳሊት እዬ ኣብ ገድሊ ውን ጀሚርናዮ ንሓዳር ማዕርነት ኢሌ ውን ሓሲበዮ ኣይፈልጥ ብሉጻት ቆልዑ ከዕቢ ዓቢ ባህጊ ኔሩኒ ብዘይሕለል ጻዕሪ ከምዘይንበር የሎን ሓሊፍናዮ ካብ ውትህድርና ሲ ሓዳር ይሓስም ።ቁጠባኻ ጥዕናኻ ዕድሜኻ ትዳኸም ።ኢሂን ምሂን ኣይፈትዉዋን እዮም እዞም መብዛሕትኦም ንኣብነት ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም ኣብ ገዝአን መንግስቲ ክራይ ገዝአን ከፊሉ ዘድልየን ኩሉ ከኢሉ እንዳኣንበረን ምስአን ተጸጊዖም እንዳነበሩሲ ሳንቲም ከየውጽኡ ከምቁርዲድ ኣበይ ከምተውዕሎ ክቆጻጸሩ ዝደልዩ ሕኒን እንዳበሉ ይነብሩ ኣሕዋቶም ቤተሰቦም ከነባብሩ ናብራ ከቢድዎም የንጸርጽሩለን ከብዲ ንኹሉ ጸዋሪ በይንኻ ደቅኻ ደቅኻ ከተዕቢ ትመርጸሉ እዋን ይበዝሕ ።ንዓይ እኳ ዘጋጠመኒ 5ቆልዑ ኣብ 6ዓመት ካብ 3 ኣንስቲ2 ቆልዑ ካባይ እቶም 3 ቆልዑ ድማ ካብ ክልተ ኣንስቲ ወሊዱ ነቶም ቆልዑ ኣብ ገዛይ ኣምጺኡ ምስ ደቀይ ተሓዋዊሶም እንዳተፋለጡ ክዓብዩ ውጽእ ምስበለ ኣየእትወካ እዬ ።12 ዓመት በይኑ ይብር ኣሎ ኣቦ 5ደቀይ ኢዩ። ኣደ 4ኣወዳ 1 ጓል እዬ ኣይበልየሉን ኢዩ። ናባይ ክምለስ ሕጂ ውን ኣይጸልእን ኢዩ።
@zebibest7362
@zebibest7362 3 месяца назад
This is how should husband and wife talk ❤❤❤❤
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 3 месяца назад
deqi collegey CASS miss you!
@user-qr4ro3pc5f
@user-qr4ro3pc5f 3 месяца назад
Amlak hadrkum yebarkelkum burukat yehewatey❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@simonhaile5777
@simonhaile5777 3 месяца назад
ንፉዓት ሂወትኩም ይባረኽ 💙💙💙💙💙
@msport2165
@msport2165 3 месяца назад
Well come back, we miss you guys ❤❤❤
@nahifl9500
@nahifl9500 3 месяца назад
am really appricate this family.....i hope God bless this family....
@meharydebesay5080
@meharydebesay5080 3 месяца назад
Mahari hanaxi hasbat
@ArmiasMebrahtom
@ArmiasMebrahtom 3 месяца назад
Merugat abeyty ady keff alekum mereaya ❤❤❤
@massawamassawa9878
@massawamassawa9878 3 месяца назад
ብጣሚ ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም የሕዋተየ ቀጽልዎ ጽቡቕ ትምርቲ
@falfila5219
@falfila5219 3 месяца назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዛዕባ ደስ ዝብል ዕላል የዕሊልኩምና ብሩኽ ሰምበት ይግበረልኩም ❤ ❤
@nigistibahata1696
@nigistibahata1696 3 месяца назад
Thank you ahwayt 🌹🌹
@hansgebre2712
@hansgebre2712 3 месяца назад
ኣይመለስኩማን❤❤❤❤❤❤
@yordanoshaile9983
@yordanoshaile9983 3 месяца назад
BtaEmi txbuk program I think that right now we need evolution of the individual mind to break from the historical chain... luckily it's happening seeing your video. Thanks nfuat
@Samrikfle
@Samrikfle 3 месяца назад
Asey mukurat edmen tienan yhabkum ♥️🙏
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 3 месяца назад
Xbukat hadarkum ybarek ❤❤❤ brukatey
@marcg.1831
@marcg.1831 3 месяца назад
My favorite hadar ❤️ kla tebalashina lomi bnay eretra menseyat film ybl bwegeney. Maleteysi, agegayn gesretn nhadar koynu rekibeyo.
@Asmeret23
@Asmeret23 3 месяца назад
Seb haderi dikumu shikornatat❤❤❤❤❤❤ mesarihitiy ekum timesilunuy nerikum
@RobelBeletse
@RobelBeletse 3 месяца назад
ፍሩቲ ጎል ዝተቦኮረ ምስ እዝጊ ከምዝመኸረ ዝብል ምስላ ኣባውቲ ውን ኣሎ ኣብ ድሕሪት ምልስ ኢልና እንተርኢና ካኣ ኣባሓጎታትና ኣብ ሕጊ እንዳባ ኣዝዩ ስርዓትን ሕጊን ዘማለአ ክብሪ ሂቦመን እዮም ። ስለዚ ናይ ግዳይነት ጥራይ ኣይትዳህስሲ ብፍላይ ናይ ኤረትራ ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ ሩኹስ ሻዕብያ ጥራይ እየን ተራኺሰን!
@harerta20088
@harerta20088 3 месяца назад
እቲ ጸገም ብርድኢት ስለ ዘይንምርዖ እዩ።
@adiamfrai1482
@adiamfrai1482 Месяц назад
❤❤❤
@rutamengstu5299
@rutamengstu5299 3 месяца назад
Amlak yeezizu yibarkum kuburat yehwatna sile ti hanxin meharin zikone medebatkum ❤🙏🙏🙏❤
@Temie_Gunners
@Temie_Gunners 3 месяца назад
Be the change you want to see in the world. Well done 👌👏🙏🏽
@user-fp7qd7fr2y
@user-fp7qd7fr2y 3 месяца назад
Very informative Enda Awet. Keep going on.
@Girmay90
@Girmay90 3 месяца назад
Thank u w/ro fortnan, Ato/awetn. Nberulna kea. Kendi singel mom zbezh zelo hade genzeb yebaesom emo ksab ab fth ybexhu. Eten singel mom kea nebsna nkel ena elen yfatha krub hagez sle srekba hagez genzeb. Eten hagez zrekben genzeb mekal ms abeyen kea bzuhat eyen zteasa nab hadaren kmlesa ydelya meknyatu ente welidka kebid eyu beynka konka ktebyo. Ezi bwuhud kabzreakuwo eyu ab Europa zle znebr eye.
@bahtatesfu2187
@bahtatesfu2187 3 месяца назад
I like the humorous approach especially by Awet!! Tebaetay.
@danielhaile2789
@danielhaile2789 3 месяца назад
I'm so confused are you Family, and a good job and good luck 🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ep8gs1ll2p
@user-ep8gs1ll2p 3 месяца назад
Btaemi mharn azenagaen yehwat keep up good job ✓✓✓
@awetalem4748
@awetalem4748 3 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ካብኡ ንላዕሊ እዉን ደስ ዝብል መልእኽታዊ መሀሃሪ ስርሓትኩም እዉን 🙏
@tihtinakibret845
@tihtinakibret845 3 месяца назад
ብዓሻና ክንምርዓዎም እምበር ተለቢምናስ ነዚኦም(I love this)😄
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 3 месяца назад
Warren Buffett "DO NOT SAVE what is left after spending; instead spend what is left after saving."
@yowalove2200
@yowalove2200 3 месяца назад
Thanks,xebukat part 2 ketgbrla des meblni ❤❤❤❤
@araya8909
@araya8909 3 месяца назад
Welcome guys! Good discussion.
@eyesabtesfamariam-pu9rc
@eyesabtesfamariam-pu9rc 3 месяца назад
ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ አዩ ብልክዕ ገሊጽኩሞ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Skyline11111
@Skyline11111 3 месяца назад
ርኢቶ ኣብ ምሃብ በቃቅ'የ : ኣብዚኣ ግን ።
@simontsegay6176
@simontsegay6176 3 месяца назад
@user-eu9qu3yy5u
@user-eu9qu3yy5u 3 месяца назад
Good ideas ❤❤❤
@asmeretbrhane823
@asmeretbrhane823 3 месяца назад
Aseyyyyy zebenkum ybarek❤❤❤❤
@sennaitghebrelasiv4206
@sennaitghebrelasiv4206 8 дней назад
Love him brillant 😂😂😂 ንሰብኣይ፡ክብሪን ምስጋናን ይደሊ ንሰብይቲ ፍቅሪ 😂😂😂
@filmonsirak3159
@filmonsirak3159 3 месяца назад
I really! I admire you guys just continu a good work.I appricate u ❤❤
@mulubrhanmengstab8329
@mulubrhanmengstab8329 19 дней назад
Fre zeyblu nay 1 seat zakl msmey kab hiwetey 1seat aksirkumni Ftsum tmrti yeblun zerabaku bztekaele bahlna haymanotna gal bkbrn b brhan gezan dea enber kemzi nskum tedegagami zbekmo kem nbret athsebn eye mstwual zgodelo medeb 😢😢😢
@EyasuMebrahtu
@EyasuMebrahtu 3 месяца назад
ጓል ዝወለደ ምስ እዝጊ ከም ዝተማኸረ❤
@almazhagos9315
@almazhagos9315 3 месяца назад
GAL ztebokere ms ezgi kem zmekere eya ta msla.
@ghiweandrias
@ghiweandrias 3 месяца назад
Very nice message and keep up Eritrea is always clean and green
@natusami6487
@natusami6487 3 месяца назад
what does this have to do with Eritrea being clean and green?
@samrawitgebre6775
@samrawitgebre6775 3 месяца назад
It is one of my favorite program ❤👨‍👩‍👧
@guesswho5523
@guesswho5523 3 месяца назад
1st Great idea comes not only from thinkers, but also from true lives ( daily experiences)or Hadar. So you have those two things with u. Pls keep it up and thank you. 2nd try to add biblical words like neza elal bzuh werkawi tiksitat alo. Exa. Atin ansti sebutkin akbira and atum sebut anstikum afkiru. I think xibuk yimesleni negerat bkemzi kenedeldlo. Thank you. ❤❤
@senaitgebremedhin4533
@senaitgebremedhin4533 3 месяца назад
Wow, wonderful message, beautiful couple bless you ❤❤❤
@MussieYohannes-ru2zz
@MussieYohannes-ru2zz 3 месяца назад
Betami des tiblu
@Exodus3377
@Exodus3377 3 месяца назад
ከም ወትሩ ጽቡቕ መደብ❤❤❤
@adiiamadiiam6549
@adiiamadiiam6549 3 месяца назад
ደስ ዝብል ኣገላልጻ ጽቡቅ ስራሕ 👍🏽🙏🏽🥰
@Fidelmedia21
@Fidelmedia21 3 месяца назад
Awet shmu Welas fsshaye ❤much love❤
@selamdawit8323
@selamdawit8323 3 месяца назад
❤❤❤thanks xubukat family
@mikalxegay
@mikalxegay 3 месяца назад
Thanks i really enjoyed this conversation of yours..
@mebrahtomberhane
@mebrahtomberhane 3 месяца назад
Hebrew chapter 13:4.please Read it.from canada.Mathew chapter 19:6. 🎉
@samrawitgutema
@samrawitgutema 3 месяца назад
Good job ahwat!!!
@user-lq4ku8ls5j
@user-lq4ku8ls5j 3 месяца назад
Xebuqat qexlwo feqrkum yebzah ❤❤❤
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 3 месяца назад
👍 ብልክዕ መፃመድትን መናበርትን እምበር ሰብአይ ክምርዓው ክደሊ እንከሎ እታ ሰበይቲ ንኽትወልደሉ ዘርኡ ንኽቕፅል ዋላ እንተኾነ እውን SAME TIME EVEN እታ ሰበይቲ ኸአ ንኽትወልድ ዘርኢ ናታ ንኽቕፅል እያ ክትምርዓው ንኽትወልድ እትደሊ ዘላ ስለዚ ተመርዒኻ ንኽትወልድ ብሐደ ወገን ጥራይ ጥራይ ዘይኮነስ ብኽልቲኦም ብሰብአይን ብሰበይትን ከምሙኻኑ በንፃሩ ኸማን ሰበይቲ ካብ ሰብአይ ንላዕሊ ንኽትወልድ ከምትደሊ ሐደ ናይ ተፈጥሮ መረጋገጺ አድነት ዝብሃል ከምዘሎ ካልእ ብዛዕባ መናብርቲ እውን ሰብአይን ሰበይትን ብሐንሳብ ንኽነብሩ ናይ ተፈጥሮ ግዴታ ስለዘሎ ዋላ ንኽትወልድ እንተዘይከአልካ ምስ ሰብአይ ምንባር ከምኡዉን ምስ ሰበይቲ ምንባር አብ ሂወት ብዙሕ ትቕምታት ስለዘለዎ መፃመድቲ ጥራይ ዘይኮነ መናብርቲ እውን እዮም ብሐቂ ሰብአይ ንበይኑ እዩ ተወሊዱ ሰበይቲ እውን ከምኡ ኤእ ናብ ቦቶኦም ናብ መሬት ክምለሱ እንከለዉ እውን በበይኖም እዮም ናብ መሬት ዝአትዉ ግን ስጋዕ አብ ሂወት ዝሃለዉ መናበርቲ ኮይኖም ብዙሐት ጥቕምታት ክረኽቡ ይኽእሉ የቐንየልና አቶ ዓወት ወይዘሮ ፉርትና ግእዛዊ
@DianaBereket
@DianaBereket 3 месяца назад
Amsila eza gual kulu Kabu tdelyoo negirato ala I hope he got it 😅but I like u guys u re so amazing ❤
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 3 месяца назад
ብጠዓሚ ጽቡቅን ብሉጽን ሓሳብ እዩ እዚ ሕጂ ዘጋጥም ዝርሎ ሃዋህው ኢኩም ኣምጺኩም ብጠዓሚ እዚ ወለዶ እዚ ነዚ ሓሳብኩም እንተዝሰምዕ ጽቡቅ ኔሩ ግን ናትና ነዚ ቁምነገር ኣይነሰምዖን ኢና ብዝኮነ ቀጽልዎ ❤❤❤❤
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 3 месяца назад
ሓሳብኩም ጽቡቅ ኢዩ ኣብታ እዚ ዘሎ ናብራ ፈክ ኢዩ ወላ ኣብቲ ኣነባብራ ንነብሮ ዘለና ሓደ ዓይነት ፎርሙላ ኢና ንጥቀም ።
@penielbeletse8636
@penielbeletse8636 3 месяца назад
Lovely work! As you grow more, May God bless you with more skills and knowledge!!
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 3 месяца назад
ብሉጽ ሓሳብ ካብ ብሉጻት ሰባት ቐጽልዎ ❤❤❤
@marsmehari2510
@marsmehari2510 3 месяца назад
Good job🎉🎉🎉
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae 3 месяца назад
Wow! You guys are awesome! I love the way you communicate with purpose and command on an issue of highest importance. You are real counsellors of life, and I hope people of your age will make most out of your well informed advice. May God bless your matrimonial life abundantly. You guys are beautiful from within and from what I see externally. Nurture it!
Далее
Vodcast 6 | ተለወጥ!
49:55
Просмотров 23 тыс.
Телеграмм-Колян Карелия
00:14
Просмотров 124 тыс.
Vodcast | መልክዕን መለኪዒታቱን
1:01:20
Personal Growth | ኣጋጣሚታት!
17:11
Просмотров 15 тыс.
Eritrean Comedy Suzinino Dulot HornmultiMedia480
29:24
Personal Growth | ኩሉ ሓላፊ እዩ
13:27
Просмотров 16 тыс.
Vodcast 7  | Believe
49:18
Просмотров 17 тыс.