Тёмный

WARSAY SHOW - Eritrean Independence Day Program 2022 - Part 5 (LAST PART) - Eritrean Music 

HRMET ENTERTAINMENT
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

WARSAY SHOW - Eritrean Independence Day Program 2022 - Part 5 (LAST PART) - Eritrean Music
© 2022 Hrmet Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Subscribe: bit.ly/3dHnJyE
Instagram: / hrmetentertainment
Facebook: / hrmetentertainment
#eritreanmusic #hrmetentertainment #tigrignamusic

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 163   
@selihommedia1570
@selihommedia1570 2 года назад
ሄለን መለስ ን ኣርያም ጎሮሮኣ ኣረኪባታ ክትከውን ኣለዋ.....ካናሪ።....ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ 1----100 ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩም።
@shgnaberhe-6686
@shgnaberhe-6686 2 года назад
ንኣሽቱ ኮይና ንሰምዖ ዝነበርና ደርፍታት፡ ከይተረድኣካ ምስኦም ትደርፎ! ብሉጽ ስራሕ ናይ ብሓቂ፡ ተዘክሮ ፡ናፍቖት፡ ሓበን፡ ፍቕሪ ኩሉ ብሓንሳብ ይመጸካ። ብኻልእ መደብ ክንጽበየኩም ኢና ህርመት፡ የቕኔልና።
@samrawithaile9211
@samrawithaile9211 2 года назад
ሕድርኹም ኣኽቢርኩም ኣጽኒዕኩም ለይትን ማዓልትን ትቃለሱ ኣለኹም ኢኹም እሞ ብሽም ስውኣትን ስንኩላትን ክብርን ሞሳን ንመሪሕ ህዝባዊ ግንባር። ዘልኣለማዊ ክብሪ ንጀጋ ሃብሮማት ሰማእቲ! ዓዎት ንሓፋሽ!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabasirak9765
@sabasirak9765 2 года назад
ነቢዐ ደርፊ ናይ ሃይለ ገብሩን ዝነበረ ኩነታትን ተራእእዩኒ፡ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና🙏💓💖💓💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ናተይምንባር
@ናተይምንባር 2 года назад
ስለዚ ኢና እንቃዕ ኢርትራውያን ኮና ንብልን ብመንነትና ንኮርዕን ሰራሕቲ ታሪክ እምበር ሰረቅቲ ታሪክ ኣይኮናይን ። የቀንየልና ባባ ኣስመሮም ከኣ ታሪክ ኣብ ምንጋር ኣይትዝሓሉና ! ታሪክ ዝወዓለ ይንገራካ እዩ።
@dj_viki1908
@dj_viki1908 2 года назад
Finally the beautiful song is uploaded ቂሐ ጽልሚ🎤🥁🎸🎹🎼🎶✅
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 2 года назад
Do you have the link for it please
@heri3588
@heri3588 2 года назад
@@ermiastesf7298I can send you 👊
@AliHussein-cd3kf
@AliHussein-cd3kf 2 года назад
Yeah it’s good to know that hhhhbbbn b bb B I
@AliHussein-cd3kf
@AliHussein-cd3kf 2 года назад
I will
@AliHussein-cd3kf
@AliHussein-cd3kf 2 года назад
@@ermiastesf7298 you
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 2 года назад
ጀጋኑ ደቂ ኤረ ሓበን ሃገረ ኤርትራ ። proud to be Eritrean ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 2 года назад
ከምዚ ዓይነት ቅያን፡ጅግንነት፡ተወፋይነትን፡ብጻይነት በጃካ ኣብ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ካልእ ክትረክብ ምሕሳብ(ሕልሚ) ጥራይ ኢዩ። ስልዚ ህዝባዊ ግንባር፡ኣውሪሱ ጥራይ ዘይኮነስ፡ንምውራስ ከማን ሓሊፍዋ። ሕጂ ከኣ እዛ ብደም ጀጋኑ ዝመጸት ናጽነትን፡ሃገርን ንዘላእለም ንዉሉድ ወሎዶ ተሓፊራን፡ከቡራን ክትነብር ኢያ። ስለቲ ትቢኣትኩም ብስም እቶም ጀጋኑ ሰማእታት ብጸትኩም ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻሕኩም። ማይ ካብ በርቂ፡ፍትሒ ካብ ወዲ ኣፍወርቂ!!! ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@Solo20210
@Solo20210 2 года назад
ኣብ ዓለም ልዕሊ #ነቢት እንዳሓደረ ዝምቅር #ክቡር_መንነት እንተ ደኣ ኣሎ ኾይኑ #ኤርትራውነት🇪🇷 ጥራይ እዩ እሞ ተመስገን ኣምላኽ ኤርትራዊ ጌርካ ስለ ዝፈጠርካኒ 44።
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
3 ወራር ይዝከረኒ ቆልዓ 9 ዓመት ኔረ ባረንቱ ተታሒዛ ክብል ኣስመላሽ በዛ ፍኒስትራ ዝመጹና ኮይኑ እናተሰማዓኒ ከይደቀስኩ ክሓድር ኣብ ጽርግያ መኪና ናይ ሰራዊት እንዳ ዓገትና ኣዴታትና ሕምባሻ በሎ ጣይታ ከቕብልኦም፡
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ
me too kkkkkkkk ኣየወ ሓተታ ክትጅምር ከላ ዝነበረ ትርግታ ልቢ kkkkkkk
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 2 года назад
ናይ ብሓቂ ኣብ ባረንቱ ሩዙን ሽኮርን ክሓዋውጽዎ ኣብ ድኻን ዝነበረ ኣነ ኣይርስዖ ን የ ንዘላለማዊ ዝኽሪ ስውኣትና 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samitihabte34
@samitihabte34 2 года назад
wala ane yzkereni sembel gezwtna neferti kdbdba kelewa . aboy ab kebabi teseney znebere qinat ab tv rinayo bhiwet zmles aymeslenan nieru gn egziabhier rediuna.
@edendiev2823
@edendiev2823 2 года назад
ባባ ኣስመሮም ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ሓደራ!!!
@natsnetwaldeab6387
@natsnetwaldeab6387 2 года назад
Enkae bdehan medsekum deki erey ❤️❤️❤️❤️❤️ Anens krekbekum mdeleku Hawey Amine weldeab kfli serawit 39 b 1 brged 2 Hayli 3 21-05-2000 ab taba kotesha tesewie krub habereta delye.
@jossijossi7972
@jossijossi7972 2 года назад
I proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷 jiganu ኤርትራውነት ክቡር መንነት ዓወታ ንሓፋሽ!!
@ወዲጊንዳዕ-መ9ቈ
@ወዲጊንዳዕ-መ9ቈ 2 года назад
Finally we got the last part appreciated this program alot we need more like this talk show thank u for all
@astersanto4001
@astersanto4001 2 года назад
ጀጋኑ አናብስ የሕዋት:ብሳላኹም ኤርትራ ተኸቢራን ታሐፊራ ትነብር አላ:ክብርን ሞጎስን ንዓኻትኩም ይኹን🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adhanetabraham4617
@adhanetabraham4617 2 года назад
Semak zetmeno tark baba asmarom plz azay medeb keselo betamy agedasy medeb Edmean tinan yehabkummmm
@meharighebrhiwet2890
@meharighebrhiwet2890 2 года назад
Xbuk medeb eu gn nay kale ahadu wn enamxakum keteqrbuluna bthtna nhatt nay beal elet 10 werhi 6 seat 10 mechem buzuh eu jgnnet tekaydu slezi seb ena keyerkum wedahankum
@afrahsuleiman4880
@afrahsuleiman4880 2 года назад
Ansi kexebkom keni dongkumna betami xebuk medab eu kexelow
@musietemelso2396
@musietemelso2396 2 года назад
🙏🇪🇷👋እዚ ህዝቢ ክሳብሕጂ ሚስጥሩ ይድጽወካ ምስቲ ጅግና አቦ ኤርትራእዩም ዘዕሉ ዘለው ናይ ብሐቂ ወሪሶም እዚ ኩቡር ሐርበኛ አብ ነብሱ ይፍለጥ ዕላምኡ ከምዝሃረመ 🙏🇪🇷ፈጣሪ ኤርትራ ይባርኽ ንቕድሚት
@samfsehazion8197
@samfsehazion8197 2 года назад
The best remix i have ever seen . This is best ጉጅለ ባህሊ wawww . ውዱኣት።
@simonhagos6116
@simonhagos6116 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ... ቂሐጽልሚ ዝኾኑ ደረፍቲ ተኣምር ኣወቂቦሞ !!!!!! እስከ ናትኩም ገለ ከምዚ ብሓደ ኣምጹኡልና በጃኹም !!! በላ
@teklittesfamariam5961
@teklittesfamariam5961 2 года назад
ኣብ ደርፊ ቂሐ ጽልሚ Ariam is man of the match
@julietamanuel502
@julietamanuel502 2 года назад
Wawww welcome kinxbeya ziqenena derfi wexia "qyhe xlmi"❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘😘😘
@YourShikorinaFromEritrea
@YourShikorinaFromEritrea 2 года назад
Ariam + Meron + Rzene + Orion = 🔥 🔥🔥
@mesitube5641
@mesitube5641 2 года назад
ቀጽልዎ አይትዝሓሉና ንኻልኦት ጀጋኑውን እንዳምጻኩም ታሪክ ክንመሓር ይትስፎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ekuems76mohammed63
@ekuems76mohammed63 2 года назад
Eway des kbel elal kyxgebnakum wedieakum
@adunyataeban1570
@adunyataeban1570 2 года назад
#Hermet_entertainment eza blxti derfi tekebalnet rekiba kulu mediatat tekoxaxirato ala beyna tetewrdwa mrebahkmula ybl dongikuma keman
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 2 года назад
Proud of you WARSAY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴🤴🤴💕💕💕✊✊✊✊✊
@dl4055
@dl4055 2 года назад
Eway nay hayle gebru ms semaeku 3 werar weyane teraini, nhna kea enda halefu etom jeganu serawitna yzkrom etom zhalefu nana kbli hiwetom gedifom kbrn mogosn nsemaetatna,
@ghirmayhabteghaber8959
@ghirmayhabteghaber8959 2 года назад
Kibret yhabelna yehwatna. Solakum eritrea 🇪🇷 kibira tinebr alla. Egzabiher/Allah edmine tinan yhabelna!
@alemtesfay26
@alemtesfay26 2 года назад
good job guys..well done...GOD BLESS YOU ALL....MAY GOD BLESS OUR PEOPLE AND OUR LOVELY ERITREA
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 2 года назад
ሓሳድ ጎረቤት ኣብ በዓል ናጽነትና ጥራይ ኩናት ዝኸፍቱ ግን ኣምላኽ ከኣ የሕልፉ ኣይሃቦሙን ናይ ሙሴ ኣምላኽ ከምቲ ንፈሮን ምስ ሰራዊቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከፊቱ ዘስተሞም ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ሓይሊ ሕቡና ነዞም ሺሾ ከም ኮጽል ረጊፎም. ዋርሳይ ጀጋኑ ከኣ ኣጆኹም ቀሪብኩም ኢኹም♥️🇪🇷🌹
@HAREGU1
@HAREGU1 2 года назад
Wayane is dead no more Weyane 🏃💨 ቻው ቻው kondaf
@sarahsolomon8025
@sarahsolomon8025 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ደቂ ሐላል ሜለሬት አምላክ ይባርኩም 🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@almazfikadu823
@almazfikadu823 2 года назад
Kebren mesganan naqum yqun jeganuna nemsgnqum nesgdlqum kem amlak nzlalem enda kebrqum neberu nzlalem 💚💚💚💚❤❤❤❤💛💛💛💛💙💙💙💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💛👍👍👍👍🙏🙏🙏👍👍
@mulugetayohanes7216
@mulugetayohanes7216 2 года назад
Ane hede kabtom biadababay malti naxne tdhelefu abal 37 eye ane dzkira derfi gin nay aron abrha shieu kemen yderfa neru
@semharweldemariam9982
@semharweldemariam9982 2 года назад
ከም ዓይኒ ኩሕሊ ንተሓዋውሰ። ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ነሩ። እንቃዕ ኤረትራዊ ኮንኩ።
@samfsehazion8197
@samfsehazion8197 2 года назад
Seriously bfkri Ariam libey tefanchiru. This girl is gold . 👌
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 2 года назад
እንቃዕ ኤርትራዊ ኾይነ ተፈጠርኩ 🇪🇷❤️
@egrimekel7054
@egrimekel7054 2 года назад
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️♥️♥️ Deki Erey Jeganu 🇪🇷
@samuelmichael7220
@samuelmichael7220 2 года назад
ናይ በሓቂ ጹቡቅ ውህደት ጹቡቅ ህርመት ❤❤🤗🤗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🤝
@bigboy9099
@bigboy9099 2 года назад
Ariam ur voice is amazing 👏........keep it 💯 👌 💗
@erenaartzone
@erenaartzone 2 года назад
Ariam tray ktebla tsekef nay Helen abeba elsa lekie amxiato ab tigre kea btami nfeti derafit eya
@desaleandegerish2943
@desaleandegerish2943 Год назад
@@erenaartzone å
@Balla291
@Balla291 2 года назад
We Love you deki Eri schikor 🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷
@Lidia1312
@Lidia1312 2 года назад
Deki eriye jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kflomhagos
@kflomhagos 2 года назад
Wawww dmxi nayza gal kexelileni du gele ❤️💯👌
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident 2 года назад
ዓለም ለካዊ ማሃንድስ ተማራማሪ ስነ ልቦናን ኢንጂነር ህንደሳ ብልሒ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕትን ህዝብታትን ወታሃደራትን ኣፍሪቃ ዕሽነት ህዝብታትን መራህትን ወታሃደራትን ኣፍሪቃ አዩ:: ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን ህዝብታት ይኣክል!! ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕቲ ይኣክል!! ሓድሕዳዊ ውግእ ዘይነቅሑ ኣፍሪቃውያን ወታሃደራት ይኣክል!! ኣፍሪቃውያን ወታሃደራትን መራህትን ህዝቢ ኣፍሪቃ እምቢ ንኩናትን ንሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕትን ህዝብታት ወታሓደራትን ንጹህ ህዝቢ ኣፍሪቃ ብምባል ኩናት ጠጠው ምስ ኣበሉ ኣብ ኣብ እፍሪቃ ንዘላለም ኩናት ኣይክዉላዕን አዩ:: ሹዑ ኣፍሪቃ ዘል ኣለማዊ ሰላም ዝሰፈና ምዕብልትን ብልጽግትን ክፍሊ ዓለም ክትከዉን አያ:: ሰንሰለት ስደት ኣፍሪቃዉያን ዲማ ንዘል ኣለም ከብቅዕ አዩ:: ስለዚ ኣፍሪቃውያን ወታሃደራትን ኣፍሪቃውያን ህዝብታትን ንሰለ ዘል ኣለማዊ ሰላም ኣፍሪቃ ያኣክል አምቢ ንኩናት ህዝብታት ኣፍሪቃ ይበሉ:: ይኣክል ኩናትን ስደትን ኣፍሪቃዉያን የሕዋት:: ERITREAN ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነ ልቦናን ፖለቲካን ፈላሚ ሰውራ ተቃላሳይ ኣንጻር ስዉር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ Anti Neo Colonialism of Africa ሃንዳሲ ሓርነትን ሓድነትን ሓንቲ ኣፍሪቃ ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ኣብ ዓለም ዝተከብረ ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ስነ ልቦናንን ፖለቲካን ኣናቃቃሕን ጽላውን ፈላስፋን ተማራማሪን ህንደሳ ብልሒ ስነ ልቦናን ፖለቲካን 21 ክፍለዘመን ዓለምና እዩ:: ኩቡር ሰብ ማዕረ ነብሱ የክብረካ ሑሱር ሰብ ድማ ማዕረ ነብሱ የሕስረካ ዝብል ምስላ ኣቦታትና ምታን ክዕቀብ ተከባቢርካ ምንባር ከይርስዕ ኣነ ካብቶም ኣብ ዓለም ዝተከብሩ ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ስነ ልቦናንን ፖለቲካን ጽላዊ ፈላስፋን ተማራማሪን ህንደሳ ፖለቲካ ውትሩ ጸጽቡቁ ድምነየልኩም ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ሓዉኩም ምክረይ ክተስተብህሉሉን ብዘይ ፍርድን ብዘይ ትምክሕትን ብዘይ ትዕቢትን ይመክረኩምን ይላቦወኩምን:: ኩቡር ኤርትራዊ ብኤርትራዉነትካ ብከም ባዓል ኩሩዓት ጀጋኑ ሰማአታት ኤርትራን ፥ብከም ባዓል ጎብለል ናይ ኣፍሪቃ ኩሩዕ ኤርትራዊ ተቀዳዳምይ ብሽግለታን ኩሩዕ ቢንያም ግርማይን ብከም ባዓል ጎብለል ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነልቦን ን ፖለቲካዉ ህንደሳ ብልሕን ኩሩዕ ኤርትራዊ ኩሩዕ ዶክተር ዘርትኢን ብኤርትራዉነትካ ንዘላለም ኩራዕን ክበርን ታሓበንን:: ስለዚ ንስካ ወን ኣሰር ጎባልል ጅጋኑ ኩሩዓት ሰማእታት ኤርትራን : ብከም ባዓል ጎብለል ናይ ኣፍሪቃ ኤርትራዊ ተቀዳዳምይ ብሽግለታን ኩሩዕ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይን ብከም ባዓል ጎብለል ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነልቦን ን ፖለቲካዉ ህንደሳ ብልሕን ኤርትራዊ ኩሩዕ ዶክተር ዘርትኢን ብኩሩዕን ብኩቡርን ብሕፉርን ኤርትራዉነትካ ኩሉ ግዝየ ንዘል ኣለም ኩራዕን ክበርን ታሓፈርን ታሓበንን:: ዓወት ንኩቡርን ኩሩዕን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ!! ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡራት ንኩርዓት ጎባልል ናይ ሳሕል ኤርትራውያን ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ። ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡርን ኩሩዕን ጎብለል ህዝብን መንግስትን ኤርትራ:: ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡርን ኩሩዕን ጎብለል ናይ ኣፍሪቃ ኤርትራዊ ተቀዳዳምይ ብሽግለታን ኩሩዕ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ:: ዓወትን ዘልኣለማዊ ኩርዓትን ዝክርን ክብርን ንኩቡርን ኩሩዕን ጎብለል ኩሩዕ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ኣፍሪቃዊ ፈላስፋ ስነ ልቦናን ፖለቲካን ፈላሚ ሰውራ ተቃላሳይ ኣንጻር ስዉር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ Anti Neo Colonialism of Africa ሃንዳሲ ሓርነትን ሓድነትን ሓንቲ ኣፍሪቃ ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ኣብ ዓለም ዝተከብረ ኤርትራዊ ዶክተር ዘረኢት ሓዲሽ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ናይ ስነ ልቦናንን ፖለቲካን ኣናቃቃሕን ጽላውን ፈላስፋን ተማራማሪን ህንደሳ ብልሒ ስነ ልቦናን ፖለቲካን 21 ክፍለዘመን ዓለምና ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ዶክተር ዘርኢት:: ብዘይ ብረት ዓወት ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ!! ብዘይ ብረት ዓወት ንህዝብን መንግስታትን ኣፍሪቃ!! ብዘይ ብረት ዓወት ንኣህዛብን መንግስታ ትን ኩለን ሃገራትን ዓለም!! ሰላምን ራህዋን ንኩሎም ብኩናትን ሑሱም ድክነት ድሳቀዩ ዘለዉ ኣህዛብ ዓለም:: ይኣክል ኩናትን ስደትን ኣፍሪቃዉያን የሕዋት:: ዘል ኣለማዊ ክብርን ኩራትን ሓበንን ን ማዓልቲ ናጽነት ኤርትራ 24 ጉንበት 1991! ኩሩዕን ኩቡርን ኤርትራዊ ዶክተር ዘርኢት ናይ 21 ክፍለ ዘመን ሓዲሽ ጎብለል ናይጎባ ኤርትራዊ ፈላስፋ ስነ ልቦና ተማራማሪ ፖለቲካን ተማራማሪ ህንደሳ ብልሕን ዓለምና:: ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕትን ህዝብታትን ወታሃደራትን ኣፍሪቃ ዕሽነት ህዝብታትን መራህትን ወታሃደራትን ኣፍሪቃ አዩ:: ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን ህዝብታት ይኣክል!! ሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕቲ ይኣክል!! ሓድሕዳዊ ውግእ ዘይነቅሑ ኣፍሪቃውያን ወታሃደራት ይኣክል!! ኣፍሪቃውያን ወታሃደራትን መራህትን ህዝቢ ኣፍሪቃ እምቢ ንኩናትን ንሓድሕዳዊ ውግእ ኣፍሪቃውያን መራሕትን ህዝብታት ወታሓደራትን ንጹህ ህዝቢ ኣፍሪቃ ብምባል ኩናት ጠጠው ምስ ኣበሉ ኣብ ኣብ እፍሪቃ ንዘላለም ኩናት ኣይክዉላዕን አዩ:: ሹዑ ኣፍሪቃ ዘል ኣለማዊ ሰላም ዝሰፈና ምዕብልትን ብልጽግትን ክፍሊ ዓለም ክትከዉን አያ:: ሰንሰለት ስደት ኣፍሪቃዉያን ዲማ ንዘል ኣለም ከብቅዕ አዩ:: ስለዚ ኣፍሪቃውያን ወታሃደራትን ኣፍሪቃውያን ህዝብታትን ንሰለ ዘል ኣለማዊ ሰላም ኣፍሪቃ ያኣክል አምቢ ንኩናት ህዝብታት ኣፍሪቃ ይበሉ:: ይኣክል ኩናትን ስደትን ኣፍሪቃዉያን የሕዋት:: ERITREAN ዓለም ለካዊ ማሃንድስ ተማራማሪ ስነ ልቦናን ኢንጂነር ህንደሳ ብልሒ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 2 года назад
ጀጋኑ ወረስቲ ሕድሪ ሰራሕቲ ቅያ ከም ኣያታትኩም፣ እዛ ሃገረ ጀጋኑ ጅግና እምበር ሰነፍ ዘይትወልድ ሃገር፣ ተሓቢና ብኣኻትኩም ንነብር ኣለና ጆንትራ ዝተበሃልኩም መን ምዃንኩም ዓለም ኣርኢኹማ። ኣስመሮም ጅግና ረኣዮም በል ደቕኻ ወሪሶም ክብሪ ይሃብኩም ኩልኹም። ቀጻልነት ናይዚ መደብ ክህሉ ሓደራ ሓደራ።
@HAREGU1
@HAREGU1 2 года назад
ኤርትዉነት ኩቡር መንነት አናብስ ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷❤️🌿🌾💚🇪🇷🍀☘️🇪🇷❤️🌹🌻💐ዓወት ንሐፋሽ 🙏💐🌻🌹❤️🇪🇷🌿💚🍀🇪🇷☘️
@kdstitsegay6897
@kdstitsegay6897 Год назад
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷❤🙏🏼⚘⚘🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷❤🙏🏼
@Samu.Asel_2005
@Samu.Asel_2005 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 2 года назад
ዘደንቕ ዘሐብን ፡ ቀሲነ ብዋርሳይ
@barkayyemna9996
@barkayyemna9996 2 года назад
Waww wersy abtmir zeydfer erdey hagrnia viva eritrean wersy nkidmit 🐅🐅🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯
@samueleyasu3531
@samueleyasu3531 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ንይካኣሎን ዋርሳይን ብድሕሪኡ መም,ኣስመሮም እዚ ጌርካዮ ዘለካ ከመስግነካ ይደሊ ግን ነቀፈታ ኣለኒ እዚ ታሪኽ ናይዚ ወራራት 1 2 3እዚአን ብዕምቖትን ብዝሰፍሐን ክትገልጾ ምስ ኣባላትካ ነቶም ዘለዉ ተሪፎም ዘለዉ ነበራት ይካኣሎን ዋርሳይ ክትጅምሮ ከቢድ ሓላፍነት ኣለካ ምኽንያቱ ወዲ ሰብ ነባራይ ኣይኮነን! ኩሉ ሳዕ ዝተሰነደ ነባራይ እዩ ታሪኽና ብደምን ኣዕጽምትን መውጋእትን ብጾትና እዩ ተፈጢሩ ንሱ እዩ ከኣ ዶብና ማንም ሓይሊ ኣይደፍረናን እዩ ግን ታሪኽና ግን ህዝብና ብዝበለጸ ብዝዓሞቀን ክኽፈት ኣለዎ ሓደራ መም ኣስመሮም ክብረት ይሃበለይ Long Live Eritrea 🇪🇷
@tegleabmenghisteab8652
@tegleabmenghisteab8652 Год назад
ብጣዕሚ ዘገርም መደብ ቀጽልዎ ደቂ አርትራ።
@Ourvision971
@Ourvision971 2 года назад
ኣናብስ እቲ ናይ ባሓቂ ኤርትራዊ እንታይ ኣሕሊፍ እንታይ ከፊሉ ብሰንኪ እዛ እከይ ግባሪት ጭፍራ።
@eritrea6227
@eritrea6227 2 года назад
I am proud to be Eritrea awet nahfahs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫✊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawirussom4476
@merhawirussom4476 2 года назад
As Eritreans we should be more proud
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 2 года назад
Eritrea wey mot wetru nkulu dlwat awet nihafash zelalemawi kbrin zkrin netom goytot Africa zkonu sematatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪🐪💪💪💪💪💪💪💪💪
@bmmedia2975
@bmmedia2975 2 года назад
ህርመት ሜድያ በጃኩም በጃኩም ቀጽልዎ ክብረት ይሃብኩም
@munirnesredin8563
@munirnesredin8563 2 года назад
Btaemi bzey meten agibna woow amazing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️ eritra adey nzelalem kberley
@michaelkokeb9854
@michaelkokeb9854 2 года назад
Best music performance by young Eritreans.Proud of you Asmerom .Keep it up!! 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@natsnetyohannes7584
@natsnetyohannes7584 2 года назад
Good job guys poured of be 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Well done 👏
@selamosmanabdela3302
@selamosmanabdela3302 2 года назад
Aseyyy aseyyy deqi jeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 2 года назад
ዋቤት ታሪኽ ኣቤት ህርመት ኣቤት ዉህደትትት !!!!
@abieltadesetekleab4366
@abieltadesetekleab4366 2 года назад
Proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Solomonchannel18
@Solomonchannel18 2 года назад
ሰላም ደቂ ሪመይ በሓቂ ዕዮ ኩሉ ግዜ ኣሎ ደቂ ሪመይ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ
@john34307
@john34307 2 года назад
Jeganu ahwatna kbrn mogesn nakomu netom swatna ka zleale kbri ysemayom. Abza nay drko zbelkaya abalat kebid bret znebert kfleserawit 46 yom
@menkem967
@menkem967 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegayzersenay5654
@tsegayzersenay5654 2 года назад
Nay bhaki agibna tanks deki erey
@luwamhaile8758
@luwamhaile8758 2 года назад
Baba asmerom gbu all best show
@eyobaaa
@eyobaaa Год назад
Proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤️
@siumtisgereda5317
@siumtisgereda5317 2 года назад
Selamat deki Eriy 🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@maozeray1057
@maozeray1057 2 года назад
Proud of you my blood 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@uealarudjd
@uealarudjd 2 года назад
💍🇪🇷💍🇪🇷💍🇪🇷💍🇪🇷💍🇪🇷🙏
@luchiamaekele4379
@luchiamaekele4379 2 года назад
Aseyyy deki eri jeganu kexlwo eske aytzhaluna 🇪🇷🇪🇷🤴👑💪
@mebrahtusyum1507
@mebrahtusyum1507 2 года назад
Jegana deqi erey awet nakum
@eritree9794
@eritree9794 2 года назад
🌴🇪🇷ኤሪትሪያ🇪🇷🌴 @44:11 👈 😊ቀሐ - ጽልሚ😊 አነ'ዶ ክትርፍ እንዳበልካ ለፎ ! ሃበኒ ነጸላይ ባዕለይ ክዉንዘፎ ! ዓዲ'ቦይ ዘይፈትዉ ኩዳ ጽላል ጓልያ ከብደይ አይሓቁፍን በይነይ አብ ገበላ ! ዒጥቅኺ ስንቅኺ ናትኪ ሕቡዕ ወርቂ ! ንሕና እና ንሕና ንሕና ጸሓይ በርቂ ! ማዕተብና ዘይብተኽ ክዳና ዘይበሊ ! ናዓና አሚንኪ ድቅስ ሕድር ዓሊ ! ቀሐ - ጽልሚ እንዲኹም አቱም ቀሐ - ጽልሚ ! አጽመ ስጋይ'ወ ምክኻት ናይ ጠስሚ ! ውፈሩለይ እምበር አዋፍራ ንህቢ ! አደስ አይትኹኒን ዳሓን ዳሓን ገቦ ልቢ ! መረት ከይፈለዪ ከይኸፈተ ሰማይ ! እንኪ ቆሎ ሕሳይ ኪደናይ ንዓናይ ! ዕምባባ በለስዪ ከም ዓይኒ ከምኩሕሊ ንተሓዋወስዪ ! *አዝማች* አታ'ዛ ዓደይ'ሲ አታ እምበር እዞም ሰባ ሱቅታኹም ክጥዕም ክጽቡቅ ሕዪዋ ፈላጢ ልብኹም ነይደሊ ዘረባ ! ጸባ ስተዪለይ ዓፍራ ዓፍራ ጓጉት ጸባ ! ኮኸብ ጽባሕ ዓደይ ንዕነ ተቃላዓ ! እንተተአኪብክን ምሒር ትምልከዓ ! ኮኸብ ጽባሕ ዓደይ ንዑመ እስከ ንዑ ! እንተተአከብኩም ክንደይ ትምልክዑ ! *አዝማች* ✌ማዕተብና ዘይብተኽ✌
@tsegehagosberhane4902
@tsegehagosberhane4902 2 года назад
I really proud of you 👍 Amlak edemen teinan yehabkum
@erikrar3439
@erikrar3439 2 года назад
Nay bhaki xbuk srah
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 2 года назад
እዛ ዋርሳይ ወዲ ኣድራሻኣ እንተትቡና
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 10 месяцев назад
What a Se stment. " ITI WARASY SI TEWERISOUU IYOUU" , OR "WERISOUU IYOUU C . HIJI KEAA, MENDELAAY TETKIOUU IYOUU .
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 года назад
Sahmi deki Erey jenga 💪💪💪♥️♥️♥️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪
@okkegaji3317
@okkegaji3317 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘
@kbrabkahsay4048
@kbrabkahsay4048 2 года назад
Aru shekor qetslyo gele aynet iky 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷bhafesha kulatkum deqy erey
@massawaandassab3223
@massawaandassab3223 2 года назад
Thanks kuburat yehwat bzuh temahirna alena ajokum !
@milenrufta5283
@milenrufta5283 2 года назад
thx HRMET
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 2 года назад
keep telling the truth to the young generation. we love you. ❤️ 😍
@mesitube5641
@mesitube5641 2 года назад
ጀጋኑ ደቂ ኤሬ👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa 2 года назад
ንሕና ኤርትራውያን ብሑሙም ከብድና ኣይንነብርን ኢና ተፈድኹሞ ኸኣ
@samueleyasu3531
@samueleyasu3531 2 года назад
Operational Zone 1 God Bless You Eritrea 🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 2 года назад
Eritrean Sabia metekel sabia Sabia metekel Waresae Ikahlo agokumo Eritreawian
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 года назад
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Deki Eri Shikorinatat 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 года назад
Warsay haben hager
@rigmeb3294
@rigmeb3294 2 года назад
ዋርሳይ ስረ አያታቱ ዝወረሰብግብሪ ዘመስከረ ሃገሩ ዘውሐሰ ገና ውን አብ ምክልኻል ሃገሩ ዘሎ ሃገርናን ህዝብናን ንዓኹም አሚኑ ደቂሱ ይሐድር አሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አጆኹም ቀሪብና ኢና ጀጋኑና።
@emanuelmsgun8463
@emanuelmsgun8463 2 года назад
ቀዳማይ ነገር ህዝቢ ክፈልጦ እቲወራር ወያነ ዘይኮነስ ወራር ይግደፍ እዩ ይግደፍ ተአሚኑስ ንኢትዩጵያ ካሕሳ ከፊሊ እዩ ደንቆሮ ህዝቢ ይግደፍ ዝሀብዎ ፕሮፖጋንዳ ብምስማዕ ብምእማን እንሆ እዚ ባርያ አብመድረክ ወጺኡ ካብወራር ወያነ ብዙሓ ተማሂረ ምባሉ ደንቆሮ ከዳዕ ሐሳዊ ባርያይገብሮ ነቶም አብዘይምሌከቶም ወራር ይግደፍ ዝጠፍኡ መንእሰይ ልዕሊ 70 ሽሕ ምዉታት ልዕሊ 100 ስንኩላን ምስላቅ ወይ ኽአ ምልጋጽ እዩ ህዝበይ ተበዲሉ ብጀካ Eritrea TV ፕሮፖጋንዳ ዝፈልጦ የብሉን ንስካም ባርያ ኩላትኩም አብዛ መደብ ዘለኩም ባራዩ ወዲ መድህን አበራ ተንቤን
@emanuelmsgun8463
@emanuelmsgun8463 2 года назад
ተስፋማሪያም ደንቆሮ ንስካ ትእውዶ ንህግደፍ እዩ ነምንታይ ሐንጐልካ ስለዝሰረቆ የዎእ ወያነ ወያነ ዳአ 6ወራር ካብ ሱዳን ምህዳም አገላጊሊካ ሐቦ አስኒቅካ 3 ወራር ካአ ካብ ባረንቲ ተሰነ ተመሊሱ አድሒኑካ መረሕትካስ እባ እግረይ አውጺእኒ ኢሎም ነፋሪት አልዒሎም ንዙንባቤ ንስካ ገና ፈክር ወያነ አብዝአተካ አቲካ አይትገድፈካን እያ ባርያ ማንኪ ባርያ ክሻ ባርያ ወዲ መድህን አበራ ላዕላይ ተንቤን ትግራዎይ ወያናይ ንስካ ደቅስ ከንቱ ከንቱ ከንቱ ከንቱ ከንቱ ብጀካ ከርሲ ምምእ ከንቱ ከንቱ ከንቱ ከንቱ
@kiflayandemichael5982
@kiflayandemichael5982 2 года назад
ጀጋኑ የሕዋተይ ንድሕሪት መልስኩምና ንስኹም ንጸላኢ ክትቅርስሙ ብባሕቲ መስከረም እንዳ ሓለፍኩም ንሕና ንኣሽቱ ከአ ኣብ ባሕቲ መስከረም መዓልቲ ናጽነት ንሕልፍ ነርና ሽዑ ዝነበረ ስምዒት ካብ ኣእምሮይ ዘይፍለ ትዝታ ኣለኒ ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ይኹን ዘላእለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!
@emanuelmsgun8463
@emanuelmsgun8463 2 года назад
ፕሮግራምካባ ከምታ ይ ቀደም ወድካ ካብ ከረን ዘውጻካዬ አይኩን አንታ ዕሉል ጠላም ግርም እባ ናትካ ደቅካ እንዳ ሐቆፗፍካ ዎርሳይ ከመይ ዓሶ ዓሊግድር ቴውሰድካ ባርያ ወዲመድህን አበራ ሐጻቢ መለሊክ ባርያ
@merygualeri5312
@merygualeri5312 2 года назад
Enbeba belese 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghidebisratw6410
@ghidebisratw6410 2 года назад
Hirmet Entertainment please upload the last Song 🎵 qihexilmi apart
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
ХОМЯК ВСЕХ КИНУЛ
10:23
Просмотров 536 тыс.
Teeth gadget every dentist should have 😬
00:20
Просмотров 975 тыс.
Катаю тележки  🛒
08:48
Просмотров 633 тыс.
МОЮ ТАЧКУ РАЗБИЛИ...!
39:06
Просмотров 366 тыс.
ХОМЯК ВСЕХ КИНУЛ
10:23
Просмотров 536 тыс.