Тёмный

Yoel_Mengesha_ ምስዕሳዕ'ዩ ዘምሕረለይ_MisEsae'yu_Zemhreley__ New Gospel Song Tigrinya (Official Music_Video) 

Hosanna Mezmur
Подписаться 55 тыс.
Просмотров 68 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 180   
@kifludagnewofficialchannel
@kifludagnewofficialchannel Год назад
2ይ ሳሙኤል 6 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹⁴ ዳዊት ከኣ ብምሉእ ሓይሉ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ይስዕስዕ ነበረ፡ ዳዊት ኤፎድ ልሕጺ እንጣጢዕ ድማ ተዐጢቑ ነበረ። ¹⁵ ዳዊትን ብዘላ ቤት እስራኤልን ከኣ ንታቦት እግዚኣብሄር ብእልልታን ብቓና መለኸትን ኣደየብዎ። ¹⁶ ኰነ ኸኣ፡ እቲ ታቦት እግዚኣብሄር ናብ ከተማ ዳዊት ኪአቱ ኸሎ፡ ሚካል ጓል ሳኦል ብመስኰት ተቐልቂላ ንጉስ ዳዊት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኪሰርርን ኪስዕስዕን ከሎ ረአየቶ እሞ ብልባ ነዐቐቶ። ¹⁷ ነቲ ታቦት እግዚኣብሄር ኣምጺኦም ድማ ኣብ ስፍራኡ ኣብ ማእከል እቲ ዳዊት ዝተኸለሉ ድንኳን ኣንበርዎ። ዳዊት ከኣ ዚሐርር መስዋእትን መስዋእቲ ምስጋናን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣዕረገ፡ ¹⁸ ዳዊት ድማ ዚሐርር መስዋእትን መስዋእቲ ምስጋናን ኣዕሪጉ ምስ ወድኤ፡ ነቲ ህዝቢ ብስም እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ባረኾ። ¹⁹ ንብዘሎ እቲ ህዝቢ ኸኣ፡ ንብዘሎ ኣኼባ እስራኤል፡ ካብ ሰብኣይ ክሳዕ ሰበይቲ ንነፍሲ ወከፍ ሓደ ቕጫን ሓደ ቚራጽ ስጋን ሓደ ጐጎ ዘቢብን መቐሎም። ድሕርዚ ኸኣ ብዘሎ እቲ ህዝቢ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ቤቱ ኸደ። ²⁰ ዳዊት ድማ ንቤቱ ኺባርኽ ተመልሰ። ሚካል ጓል ሳኦል ከኣ ንዳዊት ክትቅበሎ ወጺኣ፡ ንጉስ እስራኤልሲ፡ ከንቱ ዝዀነ ሰብ ከም ዚቕላዕ፡ ኣብ ቅድሚ ኣግራድ ገላዉኡ ብምቕላዑስ ሎሚ ኽንደይ ከበረ፡ በለት። ²¹ ዳዊት ከኣ ንሚካል፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ኻብ ኣቦኽን ካብ ብዘላ ቤቱን ዝሓረየኒ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ እግዚኣብሄር፡ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ድማ መስፍን ዝገበረኒ እግዚኣብሄር፡ እወ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር እየ ዝስሐቕ ዘሎኹ። ²² ገና እኳ ኻብዚ ክቐልል እየ፡ ኣብ ዓይነይ ከኣ ኣዝየ ኽሐስር እየ፡ ኣብተን ዝበልክየን ኣግራድ ግና ክከብር እየ፡ በለ፡ ²³ ሚካል ጓል ሳኦል ከኣ ክሳዕ እታ እትሞተላ መዓልቲ ውሉድ ኣይነበራን።
@halleluja9074
@halleluja9074 Год назад
ክፍሉ ሓወይ እዚ ኣምጺኻዮ ዘለኻ ጥቕሲ ምስዚ ኣብዚ መዝሙር ወሃብ ዘሎ ሓሳብ ዘራኽብ የብሉን
@yesusgoyta5857
@yesusgoyta5857 Год назад
ሰላም ክፍሉ ሓወይ ብመጀመርታ ስለቲ ጥዑም መዝሙርካ ንኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ፡ እዞም ኣሕዋት፡ ክንደይ ዋጋን መስዋእትነትን ይኸፍሉ ከም ዘለዎ ንዝርድኦ ርድኡ እዩ፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኮይኖም እሞ ድማ ንማእሰርትን ሞትን ህይወቶም ሂቦም ምዝማሮም ክሳብ ክንደይ ጸጋ ከም ዝበዝሓሎም ርድኡ እዩ። መዝሙር ስለ ምዝማር ጥራይ ኣይኮነን ዝዝመር፡ ዕላማ ኣለዎ፡ መዝሙር ንርኣዩለይ ጥራይ ኣይኮነን ዝዝመር እንታይ ድኣ ንኽብሪ ኣምላኽ እዩ ዝዝምር፡ ኣምላኽ ኣዘማምራና ኣይግድሶን እዩ፡ ሃቐናና ልብናን እዩ ዝደሊ፡ መዝሙር እዞም ኣሕዋት ኣምላኽ ይቕበሎ ዶ ኣይቅበሎን ኢልና ፈጺምና ክንዛረብ ወይ ክንካታዕ የብልናን፡ ልቦም ኣምላኽ እምበር ንሕና ኣይንፈልጥን፡ የግዳስ ኩሉግዜ ድማ ክንተእኣረረምል ይግብኣና፡ ኣሽንካይ ኣብ መዝሙር ንንጉስ ሰማይ ዝዝመርሲ ኣብቲ ዓለማዊ ደርፊ ከይተረፈ እኳ ይተእኣራረሙ ኣለዉ፡ ንሕና ድማ ክንተእኣራረም ይግባእኣና ኣዩ፡ ጥራይ ብጥዑይ መንፈስ ይኹን። ናብዞም ኣሕዋት ክንምለስ፡ እቲ መዝሙሮም ጥዑም፡ ቃላቶም ጽቡቕ፡ እቲ ዘዛረብ ዘሎ ናይቲ ዝተጠቕምሉ ኣገባብ እዩ። 1ይ ፈጠራዊ ስራሕ ናይቲ መዝሙር ምሉእ ብምሉእ ካብቲ ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም ንርእዮ እዩ ተቐዲሑ፡ ዝበዝሕ እዋን ከምዚ ዓይነት ቅዲ ኣብቲ ሜ ቲቪ ዝብሃል ናይ ቴሌቪዥን ናይ ሙዚክ ቻንል እዩ ዝርኣ፡ እዚ ዓይነት ንኣሕዋትና ድማ ክሳብ ክንደይ ጸሊዩ ከምዘሎ ርዱእ እዩ፡ 2 ብዙሕ ግዜ ናይ ዳዊትን ሚልካን ኢና ነምጽእ፡ ምሊካ ንዳዊት ዝነዓቐቶ ብዛዕባ ኣገባብ ኣሰዓስዕኡ ወይ ኣምልኹኡ ኣይኮነትን እንታይ ድኣ ንጉስ ክነሱ ኣብቲ ህዝቢ ወሪዱ ከም ተራ ሰብ ኮይኑ ንኣምላኽ ምምላኹ እዩ፡ እዚ ጥቕሲ እዚ ከም ድላይና ኮይና ኣገባብ ዘይሓለወ ቕዲ ኣሰዓስዓ ክንስዕስዕ ኣይተባብዓናን እዩ፡ ኣነ ቁሩብ ኣብዞም ኣሕዋት ዝርኣኽዎ ደስ ዘይበለን እሞ ድማ ኢዲት ክኸውን ዝግብኦ ዝነበረ ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ብፍላይ ኣብ 3 ደቒቕ ዘሎ፡ ኣብዚ ዓዲ ንሕማቕ ዝጥቀምሉ ኣሰዓስዓ እዩ፡ እዚ መዝሙር ምናልባት ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ክዝመር ከሎ ምንም ጸገም ዘየምጽእ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ኣባና ግና ባህሊ ኣሎና ወግዒ ኣሎና፡ ዕላማና ድማ ብመዝሙር ጌርና ወንጌል ከነብጽሕ ክሳብ ዝኾነ፡ ናይ ሕብረተሰብና ባህልን ወግዕን ከይነዓቕና ክኸውን ኣለዎ፡ ስለዚ እምብኣር ንስኻ ድማ ነቶም ክነእኣዱ ዝግባእ እናነእኣድካ፡ ነቶም ክዕረዩ ዝግባእ ድማ ብትብዓት ክዕረዩ ክትምዕድ እዩ ዝግብኣካ፡ ብዝተረፈ ንመጻእኢ ኩሉ ብጥንቃቐ ክግበር ሰናይ እዩ። ኣምላኽ ይባርካ
@nahom9192
@nahom9192 Год назад
በጃካ እስኪ ህድእ በል፥ ኣብ ዘይቦትኡ እቲ ጥቕሲ ኣይተእትዎ። መዝሙርካ ይሰምዖን ይባረኸሉን እየ። ከምዚኦም ከይትወድቕ ግን ተጠንቀቕን ተነሳሕን። እንታይ ዓይነት ወለዶ እዩ ዝፈሪ ዘሎ ምርዳእ እኮ ኣቢና።
@simoneagle3
@simoneagle3 Год назад
@@yesusgoyta5857 Amlak Yibarka Haki belka. Eta Nay Libey tezaribka. Stay Blessed.
@gidetesfay5627
@gidetesfay5627 Год назад
ሃይማኖተኛታት ከይተረፉ በከዳድና በዘራርባ ንእምነቶም ከይዕንቀፍ ይፅዕሩ ።ዐለም ደጋዊ ትር ኢትና ኢያ ትፈልጥ እዚ መዕንቀፊ እምበር ንሂወት ኣይከውንን ኢዩ።በጃኩ ምክሪ ዐበይቲ እንደትሰምዑ ደስ ምበለኒ ።
@samsonm.m.5949
@samsonm.m.5949 Год назад
Amazing artistry, heavy lyrics, fantastic music composition…. This is a sound of “youth for Jesus”
@SenaitHabtemicael
@SenaitHabtemicael Год назад
Wow, I still can't get enough of this song. It blessed my soul and moves every fibre of my being to praise the Lord. keep on shining and shining by the power of the Holy Ghost. You are blessed!
@henokmichael
@henokmichael 2 месяца назад
wow i love it
@yirgalemghebretnsae4752
@yirgalemghebretnsae4752 Год назад
Tigrinya Rappppp !!!!!!! amennn whooo !
@natiti_4846
@natiti_4846 Год назад
Romans 12 (ትግ) - ሮሜ 1: እምብኣርሲ ኣሕዋተየ፡ ንስጋኹም ህያውን ቅዱስን ንኣምላኽ ባህ ዜብልን መስዋእቲ ጌርኩም ከተቕርብዎ፡ ብምሕረት ኣምላኽ ኣምዕደኩም ኣሎኹ፡ እዚ ማለት እቲ ናይ ኣእምሮ መንፈሳዊ ኣገልግሎትኩም እዩ። 2: እቲ ሰናይን ባህ ዜብልን ምሉእን ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ ምእንቲ ኽትምርምሩስ፡ ብምሕዳስ ሓሳብኩም ተለወጡ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ።
@samuelkbromofficial
@samuelkbromofficial Год назад
True
@happyfamily2091
@happyfamily2091 Год назад
Tekormyom zeyeshebshebu dika 😅
@magsuhshsy
@magsuhshsy Год назад
ትክከል መቅፍይ ከንኸውን ደርፍይ መሲሉ
@segidbrhane2738
@segidbrhane2738 Год назад
@@magsuhshsy ሓቐና እንተዝፍተሽ እንታይ ምስኾነ? ካብ ኤርትራ ውሽጢ ኤርትራ ከምዚ ምስተረኽበ እንታይ ክንብል ይግባዕ? ብንብኣት ንጎይታ ዘመን ኣምጺኻ ንበሎሞ ሎሚ ጽባሕ ንተኣራረም! መንእሰያት ንጎይታ ከምዚ ክብሉስ ካብ ኤርትራ ክብር ንየሱስ ይኹኖ! መን አገዶድዎም ንየሱስ ምዝማር? ንምኹዳድን ንምስዕሳዕን ንነዊሕ ኣብ ምድርና ደሊናስ ማዓስ፡ረኺብና ዝሓወይ!! ነዚዖም ክንባርኾም ምሳቶም ክምስዕስዕ ይግባዕ! ንሎሚ!!
@segidbrhane2738
@segidbrhane2738 Год назад
@@happyfamily2091 ቃላትኹም፡ጨው ይሓልዎ ኣይተብሓለንዶ? ሰብ ሪኢቶ ክሕልዎ ኣይክእልን? ዝለመድናዮኾ ብዙሕ ኣሎ! ብፍቅሪ ንምሕናጽ እንተትዛረብ ምን፡ምስ ሓባ! ሪዒቱኡ ሒቡ! ንስካ እንተኪኢልኻ ብቓል፡ኣምላኽ፡መልሰሉ! ብግሊ መንመት፡ብዝትንኽፍ ምዝራብ እዚ ናይ የሱስ፡ማህተም ካብዘለዎ፡ኣይወጽእን!
@penielkesete9507
@penielkesete9507 4 месяца назад
Wow god bless you mara teomti mezmur
@persipersabel
@persipersabel Год назад
Glory to Jesus God bless you ❤❤🙏🙏🙏🙏🎉🎉🙏🙏
@SH-vf5uq
@SH-vf5uq Год назад
❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏በእምሮ ዘይብጻሕ እዩ ተጌሩለይ,,,,,,ኣምላክ ይባርኩም ብሩካት ምውሳክ ይኩነልኩም ጽቡቅ ስራሕ
@MilatBrhane-xx2lx
@MilatBrhane-xx2lx 11 месяцев назад
Beautiful god bless you❤❤❤❤❤❤
@fiorihaile7988
@fiorihaile7988 Год назад
Wow 🤩 Amen 🙏 ❤❤❤❤I love this worship song 🎶
@brhanalem5387
@brhanalem5387 3 месяца назад
ዋዉ❤ ተባረኹ
@TemesgenNegash-f8n
@TemesgenNegash-f8n Год назад
All it's about him to him and from so any thing to creative to we from him to glory our lord Amen !!!
@alemashasefaw6597
@alemashasefaw6597 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@nahomsamuel8480
@nahomsamuel8480 Год назад
A blessed bro Joel, am praising and dancing to my beloved saviour Lord Jesus with your song. God bless you a lot and am expecting you to cultivate the grace you have and more songs for the future.
@biyajapi
@biyajapi Год назад
I am originally A/Oromoo speaker but tigrigna language is tasty i enjoy it! Nice song.
@luwamamha3039
@luwamamha3039 Год назад
What an amazing song, ግጥሚ፣ ዜማ፤ ቪድዮ…፣ በቃ ኩሉ ጽቡቕ። keep on dancing for Jesus, he deserves our most holy praise! Brukat ikum!
@jamcobt
@jamcobt Год назад
Alemawi menfes Goyta zeyblu derfi.
@sarakifleyesus6124
@sarakifleyesus6124 Год назад
i love it shout to the King Jesus
@nazretberih1667
@nazretberih1667 Год назад
ኦ ኣምላኽይ ይቅረ በለልና😢😢😢😢😢😢
@amnamesfin
@amnamesfin Год назад
Dude ur fire!!!!!!!!!!!!!!!
@ees988
@ees988 Год назад
More Anointing z'wedey!
@bettytsehaye-q2c
@bettytsehaye-q2c Год назад
May the lord Bless you abundantly. I wonder in which situation and place they are singing like that. Let the protection of GOd upon them
@Evenezer
@Evenezer Год назад
Loving this ❤... Gena gena kenemlk ena
@zoarex5189
@zoarex5189 Год назад
Beautiful song ... great art, effort, new style and powerful message. I'm really thrilled! Keep it up!
@ruttakidane3951
@ruttakidane3951 Год назад
Please make like this a lot....bring the essence of life in Chirst to church: Truth and Freedom!
@shinefilmindustry4017
@shinefilmindustry4017 Год назад
ጋሻ ሓዊ ዶ‘ኸ እዩ፣ ኣኽቢድኩሞ ብሩኻት ፣ ድምጺ እንተ ዝህልዎም ምመለሱ ግና ኣጸቢቕና ንፈልጦም ምእዙዛትን ትሑታትን ብዓበይትን ጀጋኑን ናይ ኣምላኽ ሰባት ተጓስዮምን ተማሂሮም ዝዓበዩን ዓቢ ተስፋ ዘለዎም መንእሰያት ከም ዝኾኑ ድማ ስለ እንፈልጦም ብዘይ ፍልጠትን ብድፍረትን ብምዝራብናን ሓይሊ መንእሰያት ኸይነድክምን ጽባሕ ንግሆ ድማ ንበረኸትና ዝኾኑ ኽይንሃሲ ኽንጥንቀቕን ብምሕረት ኣምላኽ ይሓተኩም ። ኣብዛ መዝሙር ናይ ኣሕዋትና ድማ ( ሃላል Halal ካብ ዘገርምን ዘደንቅን ሓጎስ ዝተላዕለ ጽሉል ዘምስል፡ ከም ብዓውታ ዝጻወቱ መንእሰያት ዘምስል ናይ ምስጋና ኣምልኾ።) ዓይነት ኣምልኾ ዝያዳ ተገሊጹን ተጋሂዱን ንረኽቦ። እቲ ምንታይሲ ኣርእስታ " ምስዕሳዕ እዩ ዘምሕረለይ " ስለ እትብል ። ዩኤልን መገላግልትኻን እንዳ ዘመርኩምን እንዳ ሳዕሳዕኩም ንበሩልና ። ሓጎስኩም ይዕበ። ዓይኒ ማያት ናይ መዛምርኩም መመሊሱ ይፈለፍል ። ኩሎም መንእሰያት ደቂ ህዝብና ድማ ከምዚ ናትኩም ሓጎስን ምጽንናዕን ይምልኣዮም ! ኣብ ካልእ መዛሙራትኩም ድማ ኹሉ ዓይነት ኣምልኾ ዘለዎ ከም እትመጹና ተስፋን እምነትን ኣለኒ ! ተባረኹ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-tdGcKYU2QTw.html
@briktimehari9666
@briktimehari9666 Год назад
Amen God bless
@MilkaMehari-y1w
@MilkaMehari-y1w 5 месяцев назад
Ane bhaki kalatkumn meleektkumn entay ktblu kemzdelekumn krdeani bzuh gizie eyu wesidley but finally terediekum.I think u got ma point.love u hzbi amlak tebarikkum ekum.
@babygrace9639
@babygrace9639 Год назад
That is amazing song God bless you guys
@yofu3042
@yofu3042 Год назад
Aseyyyyyy 💃💃💃💃💃 gena gena kenmlko ena
@fanielabraham5356
@fanielabraham5356 Год назад
Amazinge mezmur ቤላ ቤላ ቤላ
@okbahagos6937
@okbahagos6937 Год назад
Just amaizing .........!!!!!
@wintaalem2163
@wintaalem2163 Год назад
Assssyyy.. what a wonderful joy 😇😇😇❤️❤️❤️❤️
@JoelSemiyawi1
@JoelSemiyawi1 Год назад
Wonderful mezmur. Kulu kabiu biu niu eyu nserho srahat..derfn mezmur zfelalyo bgtmi tihstiu ember bsasiet aykonen, ezi sasiet dma nay alem aykonen. Men ms haba nialem..kabey eya ke amxiato slezi nata aykonen. Bkulu kenekbro ena ngoyta 4 netbi. Jeganu🥳
@yodipeter
@yodipeter Год назад
Amazing! Worth the wait. 🤗😊😃 Tezkewn nieru kem hasab nay xelai, I wouldn't be here today. Praise be to Our Big Brother Jesus!!! Missing you all so much.🤗
@Dn4639
@Dn4639 Год назад
Amazing........ I love it! You're a blessing 💕
@simoneagle3
@simoneagle3 Год назад
1 John 2 (ትግ) - 1ይ ዮሃንስ 15: ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ። ሓደ እኳ ንዓለም እንተ ፈተዋ፡ ፍቕሪ ኣቦ የብሉን። 16: ኵሉ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ ፍትወት ስጋን ፍትወት ኣዒንትን ንብረት ትዕቢትን፡ እዚ ኻብ ዓለም እዩ እምበር፡ ካብ ኣቦስ ኣይኰነን። 17: ዓለም ትሐልፍ እያ፡ ፍትወታ ኸኣ፡ እቲ ንፍቓድ ኣምላኽ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር።
@najesus551
@najesus551 Год назад
Wawwww amazing song God bless you all
@selamawitghedam5716
@selamawitghedam5716 8 месяцев назад
Waww Gbu ❤❤❤
@YrgalmTame
@YrgalmTame 10 месяцев назад
@eliltaelil33
@eliltaelil33 Год назад
Amazing song Praise God 🥰
@lewhat385
@lewhat385 Год назад
Jeganu ahwat amazing song ..
@yorusalemmulugheta9275
@yorusalemmulugheta9275 Год назад
ብዝተረፈስ፡ ኣሕዋተየ፡ ሓቂ ዘበለ፡ ርዝነት ዘለዎ ዘበለ፡ ቅኑዕ ዘበለ፡ ንጹህ ዘበለ፡ ተፈታዊ ዘበለ፡ ጽቡቕ ወረ ዘለዎ ዘበለ፡ ገለ ደግነት እንተ ዀይኑ፡ ገለ ንእዶውን እንተ ዀይኑ፡ ብእኡ ሕሰቡ።
@medhaniehaddish9963
@medhaniehaddish9963 Год назад
God bless u Yorusalem Mulugeta, kgageyu kelewu tm ilka mray xbuq aykonen, enber nay ቄሳር ንቄሳር ሃብዎ ዝብሎም ዝኣልዮም ዝሰኣኑ ይመስሉ ኣለዉ።
@segidbrhane2738
@segidbrhane2738 Год назад
@@medhaniehaddish9963 ካብ ኤርትራ ከምዚ ንጎይታ ምዕንዳር፡መዓስ ተራዒዩ? ብኸመይ ከምዝሓለፍና ንፈልጥ!! ሓጂ፡ከምዚ፡ንጎይታ እሞ ከኣ መምእሰያት፡እሞ ከኣ ብሕይወቶም፡ዝተመስከረሎም (ተደሊኺ መንነት፡እቶም፡ዘመርቲ ኣጻርዪ) ከምዚ፡ንጎይታ እንተ፡ሳዕስዑ፡ብምግራም፡ብምድናቕ፡ንጎይታ ስለዝሃቦም ባብ ስለዝሓቦም ናይ ልቢ ሓጎስ ስለዝሓቦም፡ጊዜ እረ፡ኮታ ኩሉ ከነመስግን ኣይግባእንዶ? እረእስኸ እቲ ግጥሚ ባዕሉ ከኣንድር፡ዝገብር እዩ! ሜልኮል እንተበለት፡እንተተባቢሉ ምጎታስ ኮታ ኩሉ ክኸውን፡ማለት፡ኣይኾነንዶ? ናኡ ትግርኛ። እ ባህልና ኣይኾነነ እቲ፡ቅዲውን፡ቅድና፡ኣይኾነንን፡ማለት፡ኤርትራዊ ሕርመት ኮነ ሳዕስዒት ኣይኾነነ! ናይ ኣሜሪካ፡ናኡ ወጻኢ ቅዲ፡እዩ።እዚ፡ባዕሉ ግና ጌጋ ይገብዶዶ? ንሎሚ፡ምስቶ፡ግጥሚ"ክስዕስዕ እየ"&ስለዝበለ ንዝትውፈላለየ፡ቅዲ፡ክስዕስዑ ምርዓዩስ ሰናይ ኣይኾነንዶ? ንጸልየሎም ግድ ተሊና፡ድማ ክርኸቡ ዝኽዕሉ ይመስለኒ፡ደዊልላ፡ምርኻብ ምሕናጽ፡እዩ። ለባም፡ሰበይቲ ገዛዓ ትሓንጽ ኣሻ ሰብይቲ፡ግና ብኢዳ፡ንገዛዓ፡ተፍርሶ እዩ፡እሞ፡ምሳሌ፡ዝምሕረና ንቆልዒትናን፡መምዕሳያትና ቅድሚ ንሕዝቢ ኣሕሊፍማ፡ምሓብ ብዝሓንጽ ብጸሎት፡ንርኸቦም! ንሎሚ፡ግና ምስዕሳዕ፡እዪ፡ምስዓቶም፡ዘምሕረልና!
@joditberhane1348
@joditberhane1348 10 месяцев назад
🎉🎉❤❤
@briktimehari9666
@briktimehari9666 Год назад
Amazing Yoel haw, God bless you more, may God continue to bless you with more songs,
@fevu8748
@fevu8748 Год назад
Burukat ekom zemenkom yilemilim bitaimi eye zefkirekom😍😍😍 ,korob gin niserho nzeydhano menkefi keykewin nintenkek
@tsnataynalem3647
@tsnataynalem3647 Год назад
Keep it up....❤❤
@rahel_tsegay
@rahel_tsegay Год назад
God bless you
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 10 месяцев назад
Tebarek bruk❤❤
@selamfikadu-5252
@selamfikadu-5252 Месяц назад
😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃😃1
@abeltesfay7017
@abeltesfay7017 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብለረ ግሩም መዝሙር ❤ እ/ር መመሊሱ ይባርኽኩም ❤
@saliemsolomon9364
@saliemsolomon9364 Год назад
Hooo Geta hoy 😥😥 👉ሮሜ12:2ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ። Entay eyu rebha zlwo kemze ayinet copy gerka kab nay Aliem negr ke Entay eyu zeglax kabze Entay eyu kemhar sebi Entay eyu zesibakie zlo Kerdeni aykieln zlo nayz video clip negr Kefu eyu zebnu Nay Aliem menfis Nay elzabil menfas. Bayesus semi Geta hoy yefrso alwu 😥💔😥💔😥💔😥💔
@euphorichan1307
@euphorichan1307 Год назад
Worth of waiting!!!!!! You are amazingly blessed guys!!! 😍😍😍😍😍❤❤❤❤
@ella-eu8vz
@ella-eu8vz Год назад
mezmur nice. clip ?????? nay mezmur aymesln
@selamyosef7134
@selamyosef7134 Год назад
Ya that is the song ever
@HabeshaKidzShow
@HabeshaKidzShow Год назад
Btaemi xbuq mezmur nezi weledo zkewn zema.Keep up.
@abrahammerhawi1339
@abrahammerhawi1339 Год назад
ጥዑም መዝሙርን ፡ ምንቅስቃሳት ግን ኣይግድን።
@siem374
@siem374 Год назад
ሓቂ ብሉጽ ሓሳብ
@siem374
@siem374 Год назад
Owwwwwww Ma God beal KB dea arkibnayom endina jawi man
@kifludagnewofficialchannel
@kifludagnewofficialchannel Год назад
ዎውውውው ብምስጋና አንዳዝርመርኩ እንዳሳዕሳዕኩ ተሃነይ ከውጽኣሉ እየ ቅልልል ክብለሉ እየ፡ ስቅ ኢለ ኩርምይምይ ክብል ኣይደልይን እየ፡ ኩሉ ዓይነት ሙዚቃ ኩሉ ዓይነት ሳዕስዒት ናይ ጎይታ ጥራይ እዩ፡ ሰይጣን ብዘይ ናቱ እዩ ዝወራዘን ዝምካሕን። መመሊስኩም ወስኹ ኣነስ በሉ ማራ ሕጉስ ኢለ ኣለኹ።
@siem374
@siem374 Год назад
ኣብ ዓለም ከለካ ንሴጣን ኣምሊክካዮ ኢካ፡ ስለዚ ናብቲ ክብሪ ዝኮነ ኣቦ ምስ መጻካ ሕነ አቲ ጸልማት ከምዘለካ አፍለጠ አዩ ስልዚ ኢካ ከኣ ።ተባረክ ናይ ኣምላክ ሰብ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ብዓቢ ስራሕ ክጽበየካ አየ "ንነቀፌታ ግዜ የብልናን"ድዩ ኢሎ አዚ ናይ ኣምላክ ሰብ መዝሙርካ ስራሓ ዓቢ ሰብ ኮመንት ግደፍ። respect
@samrawitteame8650
@samrawitteame8650 Год назад
Zemari kflu hawey smani eti ngoyta ቅልል ክብለሉየ ዝበልካዮ ትክክል ንጎይታ ዘይኮነስ ንሰብ እካ ትክብሮን ኢኻ ግን ኣብዚ መዝሙር ንስኻ ስለ ደስ ዝበለካ ኣምላኽ ደስ ኢልዎ ማለት ኣይኮነን ንሕና መንፈስ ኣምላኽ ዘለና ናይ መዝሙር ጸጋ ዘለና ሰባት ኢና በዚ ከኣ መዝሙር ከመይ ክዝመር ከም ዘለዎ ጽቡቅ ጌሩ ይርደኣናዩ እቲ ምእንቲ ኣሕዋትና ከይዕንቀፉ ኢልና ንገብሮ እሞ ደሓን እቲ ብሓቂ ብመንፈስ ኬንካ ምምላኽከ ናበዩ ከይዱ ብዝኾነ ኣብዚ መንበሪና ቀንዲ ምኽንያት ሰባት ናብቲ ምእንተኦም ዝመተሎም ክርስቶስ ንኸነጠምቶዩ ተባረኽ ምስካና ካልእዩ ምዝላል ካልእዩ ስለዚ ጎይታ ይርደኣና
@samrawitteame8650
@samrawitteame8650 Год назад
Psalms 90 (ትግ) - ዳዊት 11: ከም ዚግባእ ምእንቲ ኺፈርሃካ ኢሉስ፣ ንሓይሊ ኵራኻን ንቚጥዓኻን ዚሐስብከ መን እዩ፧ 12: ጥበበኛ ልቢ ምእንቲ ኽንረክብሲ መዓልትታትና ኽንቈጽር ምሃረና።
@Bee-fp4wv
@Bee-fp4wv Год назад
Lets praise the Lord.. Youth with energy may God bless you all ❤️🙏🔥🔥 !! Lets keep dancing and rejoice under the sun.. by what is given us by the holy spirit 🔥.. blessing
@abigael7333
@abigael7333 Год назад
Goita yibarkum brukat Gina enzmro mezmur tigrigna eyu sle zkone bmezmur nhzbna wongel knbexho entekoina neti hzbina zmesil aynet mnkskasat entengebr zyada nksemo semiyu kbarekelu yikiel mkniyatu eti elama nhzbna slezkone kalie kuankuana zsemie mahbereseb ab alem yelon
@tsigeredagebre1485
@tsigeredagebre1485 Год назад
❤❤❤… Amazing…. Yes! Jesus deserves our everything…. We don’t have anything to hold from Him. He is our satisfaction and source of Joy… keeping shining in the midst of this hard times❤❤❤
@selamyosef7134
@selamyosef7134 Год назад
Bless you guys
@iamthewitness658
@iamthewitness658 Год назад
Woww kibri neamlak ykun n meneseyatna nmdhan ykunom. Xegaamla ybzahkum
@EyobedT.
@EyobedT. Год назад
God bless you Yoela Bro. Such amazing work I pray that your ministry unto God is more prosperous and fruitful until the end of the earth.
@fevenalem5048
@fevenalem5048 Год назад
Amen
@shinefilmindustry4017
@shinefilmindustry4017 Год назад
እዚ ዓይነት ኣምልኾ ካብቲ ዝተገብረልካ ሰናይ ነገርን ምሕረት ኣምላኽን ዝተላዕለ ካብ ኩነታትካን ነገራትካን ኣውጺኡ ክብረትካ ኣደርብዩ ንዘለኻዮ ኩነታትን ባህልን ልምድን ኣውጺኡ ንኣምላኽ ጥራይ ከም ተምልኽ ዝገብረካ እዩ። " ...እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ" ናይዚ ኣብነት ዝኾነና ንጉስ ዳዊት እዩ። ጥራይ ነብሱ ኾይኑ ከም ንጉስ ክብረቱ ደርብዩ ሰብይቱ ሚካል ክሳብ እትንዕቆ ንእግዚኣብሄር ዘምለኾ ሰብ እዩ። ኣስተውዕል ሰበይቱ እያ። ስለምናትይ ከምዚ ኾይኑ ንዝትገብረሉ ሓለዋን ፍቅርን ናይ ኣምላኽ መገለጺ ስለ ዝሳኣነሉ ። " 2 ሳሚ6፥14-16" ንሕናውን ባህልና ልምምዳትናን ዘፍቀደልና ኽንገብር ከለና ሓንሳብ ሓንሳብ ድማ ኪንዮ ልምምዳትናን ባህልናን እንዳ ኸድና ንሓጎስና ምግላጽ ኣብ ሰኣናሉ ብንብዓት፡ ኣእዳውና ብምልዓል ፡ብምዝላል፡ በጥ ብምባል፡ ብምምብርካኽ ፡ ብምስዕሳዕ( ቅዲ ናይቲ ንስመዖ ዘለና ዓይነት መዝሙር ኣምሓርኛ ቢት፡ ትግርኛ ቢት፡ ያሬዳዊ ቢት ከም’ኡውን ናይ ዝተፈላለዩ ቢት ብእንግሊዝ ዝዝመሩ )፡ ብምስክርነት (ኣብ ጉባኤን ኣደባባያትን)፡ ኣብ ስድራቤትናን ኣዕርኹትናን ሕብረትናን ናይ ፍቕሪ መኣዲ ብምግባር፡ ንዝጠመዩን ዝተጸገሙን ብምሕጋዝ፡ ዘለና ዓይነት ንብረት ቤት፡ ማኪና፡ ገንዘብ፡ ክዳን…… ወዘተ ብምሃብን ብምግባርን ከም ጽሉል ኸብለና ዝኽእል ውሬታናን ምስጋናን ሓጎስናን ኣምልኾና ንገልጽ ። ስለምንታይ ሃላል (halal) ዓይነት ኣምልኾ ኣብ ማሕበራትናን መንፈሳዊ ልምምዳትናን ባህልናን ብዙሕ ዘይንርእዮ ወይ ዘይዓበየ ፥ ኽምለስ ዘለዎ ሕቶ እዩ
@soluschristus396
@soluschristus396 Год назад
ንቃል ኣምላኽ ኣብ ዘይቦትኡ ኣይትእትዎ እንተ፣እዛ ጡባ ዘልዘል እንዳ በለት ትስዕስዕ ዘላ ሕጅስ ጡባ እንዳ ኣርእየት ስሚዒት ኣወዳት እያ ትቅስቅስ ዘላ እምበር ወንጌል ኣይኮነት ተመሓላልፍ ዘላ! ቃል ኣምላኽ ንዓለም ኣይትምሰልዋ ኢሉ ተወዲኣ!
@Brukluul.
@Brukluul. Год назад
God bless u bro, keep it up❤🙏🙏
@almazgebrehiwot1444
@almazgebrehiwot1444 Год назад
Goyta ybarka jigna kexlo. Atum ahwatey etom bhrmet nay adom zemlku Afriqawyan'si bkmey nayzhawnas, ngouta bsgom aykbrwon malet diu? Sleey qal amla mtqas tray aynflet. Atehasasbana nsfhayo. Tebarekuley
@rahilhabtehadesh8236
@rahilhabtehadesh8236 Год назад
Xbukat ms dekukummm❤
@hiyabel1245
@hiyabel1245 Год назад
❤❤❤ G.B.U
@semharina272
@semharina272 Год назад
Ajoka bmulue haylka ngoyta mmlak aytekarx eza mukal koyna tferdekan tnekekan zela aytre ajoka bzeleka xbuk saesietkan zeleka kulu xbuk kulu ngoyta
@jesusislord2367
@jesusislord2367 Год назад
Ezis hji Amlko diyu 😭😭😭
@mezekrmogos6799
@mezekrmogos6799 Год назад
Ezi kemzy ilka comment mxhaf nhade waga zkfl zelo seb ke amlakawi bahri dyu?
@raschikakachubisc100
@raschikakachubisc100 Год назад
Is this a worship song or a party anthem if this is confusing to me as a born again christian than I can‘t imagine how much more others who are not in christ what was the goal of this videoclip ? We are suppose to not confirm to the worlds ways but to renew our way of life and most importantly how we act especially towards people who are not in christ so we don’t scare them of which orthodox or catholic person is gonna look at this and see christ as the way the truth and the light ? Nothing points towards him do me a favor and watch the video without sound looks like a bunch of people in a party anthem video Worship is a lifestyle of obeying God and leading it is so sensentive because you can reach a lot of people but at the same time ^meenkefe^ keytekewen you have to be emerged and led by Gods word I pray for you guys, I love you guys and hope my words reach the deepest parts of your understanding ! Our goal is not to make people see us or how we cool we are we left this when we accepted Jesus as our lord and savior more of him and less of us we have a generation to save we don‘t need kemzetat 🫶🏽
@blexet
@blexet Год назад
Ty kbri bztefelaleye yu zgelex mo kab adna kemzi aynet mezmur qdtat tebareku zemenkum ylemlm
@Notmikey14
@Notmikey14 Год назад
I love this song keep it bro
@manadaily-food.
@manadaily-food. Год назад
Goyta yibarkum Tsiemti mezmur kulu n kbri Goyta Yesus elkum sle tgebrwo bzuh waga kea sle tkeflilu, kab Egziabheir Asbikum yibzahh Tebareku.
@commentor4
@commentor4 Год назад
Wow wonderful song🙌🙌🙌 truly amazing piece of art to worship The Holy One.... I believe using habesha beat doesn't make a song holier than using hip hop or any other sort of music... Habesha dance or habesha beat is not holier than others of that sort 😂
@joyoverflow6677
@joyoverflow6677 Год назад
It amazing song indeed..long-awaited. We will worship God using R&B, habesha music, and other genres of music. Keep it UP!!!
@robelasgedom
@robelasgedom Год назад
Amazing Song Joe more blessings..great job guys really appreciated
@enochbereket3121
@enochbereket3121 Год назад
Eza mezmur 20x semeya btaemi eya amazing. Saeset bzuh seb complain kgeber semea.. Kemzi nay alem tekoynu kuda saset mo kea nay alem eyu. Ab bzuh mezmur gayla zelo.
@davidsardella9389
@davidsardella9389 Год назад
20 tray.... bzkone gn zbelkayo haqi iyu.. Be Blessed🙏🏽
@betelhemhintsa3310
@betelhemhintsa3310 Год назад
Entay alewo goytaaa mexika tetwesdeniii tay aynet saiseet eyu mhret gber
@henokm2024
@henokm2024 Год назад
Nay lbki amanit konki tesemiekni adengixkni kea
@betelhemhintsa3310
@betelhemhintsa3310 Год назад
@@henokm2024 entay emo knbl ina wedey kab hrmetuu jemirka kab saisieetom endee zblo eyu tefini bniebat esurat ina tewelidna abana bexihu gn wengel keybalashoo nferh
@aidatesfazghi543
@aidatesfazghi543 Год назад
Very unique, አጆኹም!! መመሊስኩም ለምልሙ!!!! Blessing!! I’m glad and praise God to see out come from new generation: ዘይተደግመ ሓድሽ, በቃ ሓድሽ🙌🏾🙌🏾❤️
@aidatesfazghi543
@aidatesfazghi543 Год назад
For me is new! No farther investigation
@galyesusjesus474
@galyesusjesus474 Год назад
Psalms 149 (ትግ) - ዳዊት 3: ንስሙ ብሳዕሳዒት የመስግንዎ፣ ብኸበሮን በገናን ይዘምሩሉ።
@girma.blessed6016
@girma.blessed6016 Год назад
ኢልና ኢሌና ነዞም ጎረቤትና'ዶ መሲልና መንፈስ ኣምላኽ ዘይብሉ ክሃንጽ ዘይክል መዝሙር
@siem374
@siem374 Год назад
ብልክዕ ሃናጺ ኮመንት ፡አዛ ክሊፕ ክትሪ ተፈቂዱልካ አዩ ዘይጠቅመካ ተኮይኑ ግን ኣይትርኣያ
@henokm2024
@henokm2024 Год назад
Resi n zelewo xbuq yzeteba yu
@mezekrmogos6799
@mezekrmogos6799 Год назад
Defar zereba hawey! Xbuk tzareb tzykoynu gdefo please
@Godisgood518
@Godisgood518 Год назад
Brukat plz menkefi aynkun bflay n hadeshti nebsat
@ariamtesfa4329
@ariamtesfa4329 Год назад
Hebrews 6 (WEB) - እብራውያን 10: For God is not unrighteous, so as to forget your work and the labor of love which you showed toward his name, in that you served the saints, and still do serve them. Yueley and everyone neza mezmur xeatkum gziekum kulu negerkum nkbri amlak zkefelkum brukat ekum
@footballhighlights8805
@footballhighlights8805 Год назад
❤❤❤ GBU
@shinefilmindustry4017
@shinefilmindustry4017 Год назад
መልእኽተይ ምኽረይን ;- 1. “ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ። እታ ሰበይቲ ድማ፡ ክርስቶስ ዚብልዎ መሲህ ከም ዚመጽእ፡ እፈልጥ አሎኹ። ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ ኵሉ ኪነግረና እዩ፡ በለቶ። " ዮሃ 4፡24-25 2. ‘’ግናኸ ንነገር ቅለትን ንዕላል ኣንስትን ካባኻ ኣርሕቆ። ንርእስኻ ግና ኣምልኾ ኣልምዳ። እቲ ስጋዊ ምልማድ ንቕሩብ ነገር እዩ ዚጠቅም፡ ኣምልኾ ግና ንዅሉ ይጠቅም፡ ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወት እዚኣን ነታ እትመጽእን ከኣ ተስፋ አለዎ። በየናይ ኣምልኾ ንርእስኻ ኣልምዳ ይብል ኣሎ “ብቓል፡ በኻይዳ፡ ብፍቕሪ፡ ብእምነት፡ ብንጽህናውን’’ 1ጢሞ 4፡7-12 a. shachah ሻካህ ) (proskuneo ፕሮስኪንዮ) b. ባራክ (Barak) ኣብዘን ክልተ ጽሑፋት እዞም ክልተ ዓይነት ኣምልኾ ብዝበለጸ ግና ምሉእ ዓይነት ኣምልኾ ተገሊጹ ንረኽቦ። 3. ‘’ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣቦን ንጹህን ርኽሰት ዜብሉን ኣምልኾ እዚ እዩ፡ ርእስኻ ኻብ ርኽሰት ዓለም እናሐሎኻ፡ ንዘኽታማትን መበለታትን ኣብ መከራኦምን ጸበባኦምን ምብጻሕ እዩ ‘’ ያቆብ 1፡27 a. ቶውዳህ (Towdah) ዓይነት ኣምልኾ ተገሊጹ ኣሎ። እምበኣር መዝሙር ሓደ ካብ ዓይነት ኣምልኾ ኮይኑ ፡ መዝሙርና ኣበየናይ ዓይነት ኣምልኾ እዩ ዘሎ ? 1. እምበኣር መዛሙርና ኣኣብ ግዜኡ ዝሃነጽናዮም ልምምዳትን ባህልታትና ዘቐበለና ዘጽንሓልናን ኣካይዳን በዞም ኣርባዕተ ዓይነት ኣምልኾ ተሃኒጾምን ተሓናፊጾምን ንረኽቦም። ቀዳማይ ተሂላህ (Tehillah)፡ ካልኣይ ያዳህ ( Yadah)፡ ሳልሳይ ዛማር (Zamar) ራብዓይ ሻባክ (shabach) ኣብ ባህልናን ልምምዳትናን ዘሎ ግና ብዝተወሰነ ደረጃን ብትግርኛ ቢትን ኣምሓርኛ ቢትን ብያሬዳዊ ዓይነት ምንቅስቓስን ብምስዕሳዕን ስኩፍን ሕፉርን እምበር ብምሉእ ልምምድ ዘይኣተናዮ ዓይነት ኣምልኾ ድማ ሃላል ( Halal ) እዩ።
@ahemedia1975
@ahemedia1975 Год назад
ጎይታ ዘመን ሂወትኩም ይባርኽ።
@filimonghebrihiwet7837
@filimonghebrihiwet7837 Год назад
Plssss nkalot menkefi aynkun ...ባዕልና መንቀፊና ዝኮነ መዝሙር እንተዘይሰራሕና ሰናይ አዩ so......??
@siem374
@siem374 Год назад
Nice idea fill bro
@ደሃይስደት
@ደሃይስደት 9 месяцев назад
EZI NAY BIHAKI NIAMLAK ZEKIBIR DO YIKEWIN?? 🤔
@yohannesyod
@yohannesyod Год назад
I see a lot of western country church change to nightclub keep dancing the party is going to be over you don't know you enemy
@zebibghirmay6445
@zebibghirmay6445 Год назад
Haleluja Haleluja Yesus smka ybarekkk!!! 🥰🥰🥰🥰 GBU Yuieley & all my beloved people 🥰🥰🥰 ትንቢት ኢሳይያስ 60 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ²¹ ኲሎም ህዝቢ ብዘለው ጻድቃን ኪዀኑ፡ ነታ ሃገር ከኣ ንዘለኣለም ኪወርስዋ እዮም፡ ንሳቶም ንኽብረይ ዚኸውን ጨንፈር ተኽለይ፡ ግብሪ ኣእዳወይ እዮም። ²² እቲ ንእሽቶስ ሽሕ፡ እቲ ኣዝዩ ውሑድ ከኣ ብርቱዕ ህዝቢ ኪኸውን እዩ። ኣነ እግዚኣብሄር ነዚ ብጊዜኡ ቐልጢፈ ኽገብሮ እየ።
@TesfanaYesus
@TesfanaYesus Месяц назад
መዝሙር ጥዑም ዝባርኽ እቲ ሳዕስዒት ግን የሰክፈካ የፍርሃካን ናበይ ገጽና ንኸይድ ኣለና።
@rahilhabtehadesh8236
@rahilhabtehadesh8236 Год назад
Normal u ztegbrelu neger ygelx alo beti kankue …. Eti buzuh ztehadeglu buzuhy zefekr❤
@fortunayemane5936
@fortunayemane5936 Год назад
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰JESUS IS LORD!!!!!
@yoelmussie2956
@yoelmussie2956 Год назад
Great Job des zbl lyrics , amzing voice joe and good beats love the music by Hanu, hadish neger hizkum mmxakum des ybl
@lindamehari6442
@lindamehari6442 Год назад
nibuzuhat nibereket kuni
@siem374
@siem374 Год назад
"ንሕና ምስቶም ኣምለኽቲ ኢና ንነቀፌታ ግዜ የብልናን "jawi
@f.t9067
@f.t9067 Год назад
እዚ ሓወይ ክትዓቢ ተኮይንካ እሞ ነቀፊታ ክትቅበል ኣላኻ፡ከም ዘይ ቃል ኣምልኽ ተስሪሕኻ እሞ ክትንቀፍ ኢኻ፡ነቀፊታ ኣይትጽላአ
@siem374
@siem374 Год назад
ብሉጽ ሓሳብ ናይ ኣምላክ ሰብ ግን ምናልባት ካብ ባህልናን ስርዓትናን ዝወጸት ስለ ዝኮነት ዕጋበት ከይትሀብ ትክአል ትከውን መልአክታ ግን ሰፊሕን ብሉጽን አዪ። ንዓካ ንብጻየይ ተዓንቂፋ ገን ብብሉጽ ስራሓት ክንቀርብ ግቡአ ስለ ዝኮነ ይቅሬታ
@siem374
@siem374 Год назад
ከምኡ በለኒ
@samrawitteame8650
@samrawitteame8650 Год назад
Psalms 90 (ትግ) - ዳዊት 11: ከም ዚግባእ ምእንቲ ኺፈርሃካ ኢሉስ፣ ንሓይሊ ኵራኻን ንቚጥዓኻን ዚሐስብከ መን እዩ፧ 12: ጥበበኛ ልቢ ምእንቲ ኽንረክብሲ መዓልትታትና ኽንቈጽር ምሃረና።
@pastorezra43
@pastorezra43 Год назад
ኣብዞም መንእሰያት ዓቢ ኣድናቖት ኣሎኒ። ኣምላኽ፡ ከምዚኦም ዝመሰሉ ወለዶ ኣተንሲኡ፡ ነቲ ዓለም ንመንእሰያት እትወግኣሉ ዘላ ቅዲ ማሪኾም፡ ብዝማረኽዎ ኣጽዋር፡ ምርኮ ካብ ጸላእቶም ክምንዝዑ እርኢ ኣለኹ። ክንየው እቲ ቅዲ ሙዚቃን ሳዕስዒትን፡ ዝተቐብኤ ቃልን ድርሰት ብምህላዎም ኣዝየ ኤድንቖም። ኣጆኹም ዞምደቀይ፡ በርትዑ ውረሱ፡ ብዝሑ ሰስኑ። ፓስተር እዝራ ጸጋይ
@merihmehari6072
@merihmehari6072 Год назад
That's so true 💯 🙌🙌🙌🙌
@soluschristus396
@soluschristus396 Год назад
ንዓለማዊያን ከም በዓል ጢሞቲዎስ፥ቲቶስ፥ፍልሞን ነቲ ቃል ሓቂ ዝኮነ ቃል ኣምላኽ ሒዝካ ኢኻ ትማርኾም እምበር ንዓለም እንዳ መሰልኻ ኣይኮነን ቃል ኣምላኽ ንዓለም ኣይትምሰልዋ ኢሉ ሮሜ12፥2 እዚ ቃል ኣምላኽ ከኣ ናበይ ከተብሎ ደሊኻ!
@elufidel2197
@elufidel2197 Год назад
@@soluschristus396 bruk seb msesae dyu nalem zemsileka wey si kale eyu ?
Далее