Тёмный

Yohannes Kifle "ተዓዲለ" የውሃንስ ክፍለ ሓዱሽ ባህላዊ ትግርኛ ደርፊ 2016 | New Tigrigna Traditional Music 2024 

Suzan Multimedia
Подписаться 166 тыс.
Просмотров 2,9 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 9   
@Ethiosigmaኢትዬሲግማ
@Ethiosigmaኢትዬሲግማ 4 месяца назад
ምርጢ ናይ ከተማ ማይቅነጣል ኣሰልጣኒ ማርሻል ኣርት ካራቴ ጆን ከፈለ ጥበብ ዓዲልካ እዪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Loditube
@Loditube 4 месяца назад
ዋው ሓሪፍ ደርፊ ❤❤❤ በርተዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re 4 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Loditube
@Loditube 4 месяца назад
ሓሪፍ ደርፊ ጆነይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 4 месяца назад
ሰላም ሰላም. ብሩኻት ደቅታ ዉቅብትን ብርኽትን መሬት ሰላምኩም ይብዛሕ ፅቡቅ ስራሕ :: ግንሲ❓️ ኣንቱም. ደረፍትን ደረስትን ገጠምትን ብሓፈሻ ኣብ ዓዉዲ ጥበብ ዘለኩም እንታይ እዩ ነቲ ዘለናዮን ዝሓለፍናዮን መከራን ግፍዕን ነቲ ልዕሊ ዓቀን ዝኸፈልናዮ መስዋእትን ዝገልፅ ብመልክዕ ደራማን ደርፍን ብስል ዝበለ ልወለዶን ዝሓልፍን ልታሪኽ ዝስነድን ስራሕ ዘይትሰርሑ❓️ በቃ ድዩ ኩሉ ተረሲዑ ፅብቅቲ ዶ ሕልፍትዶ ፍቅረይ ፅልኣይ ዶ ለለየ ዝላን ዕንደራን ጥበብ ብዛዕባ ኣዋልድ ጥራሕ ኮንና ተሪፍና 😪❓️ይኣክል ዝላ ቀንጠመንጢ ነቲ ቃንዛ ወፀዓን ደራዕን ግፍዕን ህዝብኹም እንተነኣሰ ብትኽእልዎ ጥበብኩም ግለፅሉ ዓለም ኣፍልጥሉ ከይድገም ድማ ወለዶ ክመሃረሉ ታሪክ ሰንዱ ፃሓፉ ✍️ዋላ ነቶም ፀላእትና ዘይኮንዎን ዘይበፀሖምን ልዕሌና ሓሊፎም ታሪክ እና ጠምዘዙ ዓለም ከእምኑ ሒኽ ዝብሉ ዘለው ርኢና ዲና ዘይንነቅሕ ❓️ ግደፉ ተስኡ ኣተስኡና ጥበብ ጥበብ ኣምስልዎ ::
@Bahgi_
@Bahgi_ 4 месяца назад
ፅቡቕ ዜማ። ፈትየያ!
@HgushaeGebrekiros
@HgushaeGebrekiros 4 месяца назад
ቨ❤ቨ❤❤❤viva
Далее
I Took An iPhone 16 From A POSTER! 😱📱 #shorts
00:18
ТАРАКАН
00:38
Просмотров 1,2 млн