Тёмный

ZAEBA LOMI ዛዕባ ሎሚ ኣብ ህሉው ኩነታት ሕብረተሰብናን ቃልሲ ኣንጻር ህግደፍን 

Fnan App Infotech
Подписаться 330 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Развлечения

Опубликовано:

 

16 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 127   
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 11 дней назад
ዝጭበጥ ሓሳባት ኣይሰማዕኩልንን፡ዋእ ውሕጅ ንዓቐበት ምድያብ ዝጀመረ ይመስል
@milliontareke6728
@milliontareke6728 12 дней назад
Good job Fani keep up
@oneday4824
@oneday4824 10 дней назад
ናዓና ዘድለየና ብኸመይ ነዚ ስርዓት ነውድቆ ንህዝቢና በኸመይ ንጥርንፎ
@tesfaytseghay9778
@tesfaytseghay9778 12 дней назад
ፍናን፡መስፍን ሓጎስ ታሪኽ ኣይኮነን ጽሒፉ፡እንታይ ደኣ ናቱ ግደ ኣብ ሰውራ ( ህዝባዊ ሓይልታን/ ህግ)።
@tecleabkidane6811
@tecleabkidane6811 12 дней назад
ውድሽ ኣይኮነን 25 ድሕሪ 75 ከማን ኣይሰልጠካን ዩ።
@user-iv3el8bb1t
@user-iv3el8bb1t 12 дней назад
ዛውለታይ ኣገው
@peace827
@peace827 12 дней назад
Good job Fnan. respect zeyblu nay mhur denkoro da koynu ember
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ህግደፍ ቁኑዓትዮም ባሃሊዩ
@NaTsAYemAnEaB
@NaTsAYemAnEaB 11 дней назад
Fnan seems to think he is piers Morgan when there is hardly any content on what so ever he initiate to debate. I like that scapegoat catch on him 😢.
@user-yw7te4xf1s
@user-yw7te4xf1s 11 дней назад
ኣሰተውል ኣሰተውል ኣሰተውል ከምኡ ጥራይ እዩ ክብል ዝኽእል እንክሊሌ
@user-zm9hb9ij2r
@user-zm9hb9ij2r 12 дней назад
ፍናን ጻድቅ ጻድቅ ትጻወት ኣለኻ በቃ፡😂መን ናጽነት ኣይትፈልጥን ከይብለካ ኢኻ፡ ግን ሲ እቲ ዘሎስ ቃልሲ ናይ ተቓለስቲ እንበር ናይ ምዕንቀፍቲ ክኸውን ኣይግባእን።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 11 дней назад
ዓረብ ይገበረልና እንተይሎም ኮ መበገሲ ጥፍኣትና ኢዩ እምበር ብልክዕ ብዓረብ ክዛረቡ ስለዝደልዩ ኣይኮኑን።መተኣታተዊ ኢዩ እቲ ዓረብ ምባል።
@samtikokesete180
@samtikokesete180 11 дней назад
Good job fnan ztefelaleu sebat aqrbelna tray hton mogotn aythmeq💙
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ታረኽ ህግደፍ ታረኽ ቅንጸላን ጭውያን ዓመጽን ድረትን ድክነትን ወልቃውነትን ወዘተ ኩሉ ኩፈእ ታረኽዩ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ታረኽ ሻዕብያ ታረኽ ቅትለትን ዝምታን አምሎኮትን ባረነትን ድንቁረናን ኩሉ ኩፈእ ሰይጣናዊ ታረኽዩ
@user-yw7te4xf1s
@user-yw7te4xf1s 11 дней назад
እዚወዲ ብዙሕ ክመሃር ኣለዎ።Good job Fani💙💙
@habtom5
@habtom5 11 дней назад
ጽቡቕ ስራሕ ፍናን
@teklehaimanottesfay-wp5ix
@teklehaimanottesfay-wp5ix 11 дней назад
ሰላም ፍናን ጽቡቅ መደብ ናጽነት ናይ ምዝርራብ ግን ንጥዕናካ ክትብል ከም ባዓል ተስፋብርሃን ኣይትካተዓዮም ጥራይ ሕተቶም።
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 12 дней назад
አዚወዲ ሸንኮለል ኪቢል
@hanibalhabte6334
@hanibalhabte6334 10 дней назад
Proud of you finan my brother 🙏
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ዛውለታይ ህግደፈዊዩ አነ እምሕል
@desawisolomon595
@desawisolomon595 11 дней назад
እዝ ዘኽታም ዝጠቅም ሓሳብ የብሉን እንትርፎ ናይ ተልእኾ ምብትታንን ጽልእን። ግን ምዃን ኣብያቶ ሾንኮለል ክብል ግዜ ክዓርቦ ኢዩ።
@Hlmey
@Hlmey 10 дней назад
Kela fnan Tay tkewn aleka feximu mrdae abina emo zmhir seb amxe kulu ko dob alewo mnalbat nska hasibkayo zeleka kemzi nexa nay mzrab zbl hsab u emo des zbelom enda twzarebu sebat kxyqu
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ቫይረሰ ዩ ገዛካ ከይበላሽወልካ ዒጸዎ ፈናን
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ዛውለታይ ዓርከይ ሞት ዘይ ብሉ ዓወት የለን ቃልሲ እንተሎ ሞት አሎ ዓወት አሎ ከይተዋጋእካ ምንጋስ የለን
@woldugebrehans9195
@woldugebrehans9195 10 дней назад
Wawwww fani sebay kab shih gzei kelbi hanti mealti ambesa naybhaki
@habtemariamtesfamariam2886
@habtemariamtesfamariam2886 10 дней назад
ሰላም ፍናን and ዛውለታይ ከምኡ 'ዉን ተኸታተልቲ ናይዚ መደብ. ብምቕጻል ኣብዚ ግዜ እዚ diversity, ማለት ዝተፈላለየ ሓሳብ ዘለዉ ሰብ እንተመጸ ኣይንጽልኣዮ ምኽንያቱ ገለ ንእሽቶይ ነገር ካብኡ ክንማሃር ስለንኽእል. ምስቲ ናትና ሓሳብ ጥራሕ ዝሰማማዕ እንተኾይኑ ከመይ ጌርና ካልእ ክንፈልጥ ወይ ክንማሃር ንኽእል? ስለዚ ረብሓና ባዕልና ኣይንዕጾ.
@meazahabte5639
@meazahabte5639 11 дней назад
Fnana hawey lomaenti tsegibkaya eka tserfi 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
እዚ አብ ኤረትራ ዘሎ ሰረዓት በላዒ ሰብ ስርዓት ዛአምነሉዩ እቲ ዛዓበየ ጸላኢ ህዝብ ኤረትራ
@warning7570
@warning7570 10 дней назад
Geza rekhisa
@medafish9032
@medafish9032 9 дней назад
Ezi zektam ab tiktok U derejau tiktoku ykid
@user-oy1sw1dh1u
@user-oy1sw1dh1u 9 дней назад
Beja ezi hade kebabi tblwo yewrdelkum beal zaweletay sditat
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 10 дней назад
ኣታ እዚ ዛውለታይ ትሃኑ ኢዩ ዘውጽእ ዘሎ ረኪበየ ኣብ ገዘአን ኢሉ ዓዘራን ኮለልን ዝዛረብ ዘሎ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ዋላ ነቶም በራዩ ዉን ዒድል ሃቦም እንታይ ከይገብሩ ባርያ ካብ ሓሶት ሓሊፉ እንታይ ከይገብር
@matyas9926
@matyas9926 11 дней назад
ዛውለታይ፡ ኣዳም ፍጹም፡ ተስፋጼን፡ ኣያ ድራር፡ ኩላቶም ሳክት ጽልኢ ጥራይ ኢዮም ዝምህሩ።
@memhirkesete1289
@memhirkesete1289 6 дней назад
Wedi Anday ke
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ፈናን በጃካ ክንሊመነካ ነዚ ሰብ ዒጸወልና
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ዛውለታይ ታሓባእ ሕማቅ አይታስማዓና
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m 11 дней назад
ዛዉለታይ ሰነፍ ትምህሮ የለን 20 ሰነ ናይመን ሓሳብ እዩ ተስፋብርሃን ስለምታይ 24ጉበት 20ሰነ 💚💙💚
@debessayberhe6877
@debessayberhe6877 11 дней назад
ፍናን ኣብዚ ቃልሲ ዓቢ በርክቶ ዘለካ ሰብ ኢኻ ንስኻ ብተምጽኦም ሰባት ብዙሓት ንላዕሊ መጺኦም እዮም እዚ ዘክታም ምሁረ የ እንዳ በለ ዘይ እርኑብ ቃላት ክጥቀም ግን ዓገብ ተማሂሩ እንድዩ ኣብ ጥቃኻ ግን ክመጽእ ናይ ክእልን እዩ ገጹ ትራሕቅ
@medhanietesfay
@medhanietesfay 11 дней назад
አታ ወዲ ንምድያ ዝምጥን ቃላት ተጠቀም ሓወና
@Tsegaye-xm1iv
@Tsegaye-xm1iv 12 дней назад
ተሓዋዊሳቶ ኣላ እዛ ጊዳይ
@gebreyohannes1497
@gebreyohannes1497 11 дней назад
If you believe in individual right you should respect his right not to accept.
@lifeisgoodlg
@lifeisgoodlg 7 дней назад
ይኣኽለኩም ሰብ ኣይተዳናግሩ መንነት ፡ ኣግኣዝያን፡ ትግራይ ትግርኝ፡ ዓባይ ትግራይ፡ ኣኽሱማውያን እንዳበልኩም ነዚ ደላዪ ፍትሒ ፋሕ ብትን ኣእቲኽሙሉ። ዝሓለፈ ምፍልላይ ይኣክል
@faligali6690
@faligali6690 11 дней назад
ኣየ ዛውለታይ ተማሂሪ ኢልካስ ክንድዚ ዓጀውጀው ኣስኩት ።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ህ ግ ንጀብሃ ሙሽ ከክብሮም ደድሕረአም መጺዩ ዝቅንጺሎም ነይሩ ሰለዚ ሓያል ሽፈታዩ ጥራይ ንነብሱ ከረብሕ ዝጎይ አረመን ሽፈታዩ
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 11 дней назад
ፋኒ ብጥቅዕሚ ጽቡቕ ትገብር ኣለኻ ከምዚ እንዳምጻእ ኣራእሶም ክፈቶም ጽቡቕ ተልዩዎም ውን ንሰምዐ ከም ቀደሞም እንተኾይኖም ከም በዓል ተስፋብርሃን ዘኽራም ከኣ ምሁር የ እንዳበለ ዘኽታም ሓሳብ ሒዙ ናይ ሻዕብያ ማልያ ብውሽጡ ተኸዲኑ ከእምነካ ሓኾት ክብል ኣብስዩ ዝገርም ምሸት እዩ። እቲ ዝገረመኒ ንቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ሽሙ ናይ ሞት እዩ ኣይቅበሎን እየ ነቲ ቃልሲ ግን ይድግፎ እየ ክብል ይጸንሕ እሞ ሽም ኣይኮነን ዝቃለስ ሓሳብ እዩ ሕራይ ደኣን ብሉ ርቦልሽን ውን ካላኣይ ሽሙ እዩ እታ ብርጌድ ሽም እንዳሰዓረት እምበር ምስ በልካዮ ከኣ፡ ዝገደደ ናት ፈደረሽን እታ ዶ በየነ ዛህላይ ዝሰኣላ ዶ ሕጋዊት ኣይኮነን ዶ ድሙ ተዓንቀፈት ሃለውሎው ክብል ሰሚዕናዮ። እቲ ዝገርምን ዘሓዝንን ሻዕብያ ንዓኣ ከምልስ እያ ወፊራ ሒዛታ ከኣ ኣትያ ክሳብ 94 ኣርባዕተን ከኣ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ሰቒላታ ኔራ እዚ ዘኽራም ግን እንታይ ክብላና ከምዝደለየ ምምርማር ከድልየና እዩ ፋኒ ግን ጽቡቕ እዩ ኣብጻኣዮም 💙💙💙💙💙💙⚘️⚘️⚘️⚘️💪💪💪
@Pyramidtv4870
@Pyramidtv4870 11 дней назад
Nmejemerta gziye zsemamani seb rekibe
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ዛውለታይ ከዛብ ሓሳዊ ዘይተጻሕፉ ዘንብብ ሃውታቲ እካ
@kibromdebessay5502
@kibromdebessay5502 11 дней назад
ፍናን ሓደ ሓደ ግዜስ ኮነ ኢልካ ሰባት ከተንቅስ ዘይኮንካስ ከተዘናግዕ ኢኻ ተምጽኦም።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ፈናን በጃካ ነዚ ከዛብ ዒጸዎ
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 12 дней назад
አምነት ዘይቢልካስ። ስዓቢ ደሊካ
@Tsegaye-xm1iv
@Tsegaye-xm1iv 12 дней назад
ምዕቀኒ ናይ ፍልጠት ትሕትና እዩ ዝፈረየ እኽሊ ድንን ከም ዝብል ሙሁር ወይ ፈላጥ ሰብ ድማ ብዓቕልን ትሕትናን ሰባት ብዝርዶኦም ኣገባብ መረዳእታ መሃብ እዩ። ፋኒ ቀጽሎ ዘይበሰለ ይብሰል❤❤❤❤❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ንስካ ፈናን እዚ ሰብ አነኒት ዘለዎ ሰብዩ ሰነሞጎት ናቱ ምዛኑ ናብ 100%ዝዛዙ
@meazahabte5639
@meazahabte5639 11 дней назад
Abi ahmed eyu sebu methazi tesaenio 🤣🤣
@solomonfisaha3023
@solomonfisaha3023 11 дней назад
❤❤
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 6 дней назад
Wwwwwwooo good job👍👍
@kidaneas
@kidaneas 11 дней назад
Fnan korbotka, korbot honey badger ygbero. Good job.
@SelamShalom419
@SelamShalom419 6 дней назад
እንታይ ክብለካ ደልየ ሓው ፍናን፣ መጀመርታ እቲ ኣድማሳዊ ትርጉም መስዋእቲ ዝዘንጋዕካዮ ትመስል። እቲ ምንታይስ መስዋእቲ ማለት ምእንቲ ካልእ ሰብ፡ ፍትሒ፡ ዲሞክራሲ፡ መሰል፡ ሓርነት ወዲ ሰብ በጃ ምሕላፍ ማለት እዩ። ስለዚ እዞም ጠንቂ እዚ ምልካዊ ስርዓት ብምዃን ኣብ ላመፔዱዛ ዝጠሓሉ ኣሕዋትና ብኸመይ እዮም ስውኣት ኮይኖም፧ ልክዕ እዩ ጠንቂ ናይ ጥፍኣቶም እቲ ምልካዊ ስርዓት እዩ፡ ኮይኑ ግን ንዖኦም ስውኣት ጌርካ፡ ነቶም ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝዘርዘርክዎ በጃ ዝኾኑ ከመይ ከም ስውኣት ኣይትቕበሎምን።
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 12 дней назад
ቢስም ስዋኣት ኣአምሮኡ ጂሆ ሂዝካ ንሂዝቢ መጻወቲ ገረሙና ማለት ንስዋኣት ቢሽ 1:58:19 ሂምዓን ምዝካር ዲዩ ጻመኦም ምዝካሮምስ ንህልዋት ምክባር ዩ ንሶም ኣይር አአይዎ ኣይሰምዕዎ ብህልው ተዛረቡ
@tumzghitesfamichael9236
@tumzghitesfamichael9236 11 дней назад
ፍናን ጉዳይ ካብ ቁጽጽርና ይወጽእ ኣሎ ንዑ ነዕኑ ትብሎም ዘለኻ ዶ ኣይትመስልን።
@simretkibrab8090
@simretkibrab8090 11 дней назад
Yes it is
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 12 дней назад
ብዕድመ ዝናኣስካ ጊን ቢሊቦና በሊጽካዮ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ህግደፍ ሰርዓት መሰል ሽፈታዩ።
@EsraelAfason
@EsraelAfason 11 дней назад
💚💚💚💙💙💙💙💙💚💚💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kibromdebessay5502
@kibromdebessay5502 11 дней назад
ፖውውውውው ሱሉስ ቁዱስ። ሰነፍ ፍጥረት
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ፍናን ኣፍናቅ ወገናዊ ዉዱቅ ለክባት ኢንሥሳ ኢካ ህፈር ተህዝን ክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@asmarah3174
@asmarah3174 11 дней назад
ላዛ ትግርኛ ትብክ ናይ ትግራይ ቻነል እሞ ስምዕዋ ዉርደትኩም ኣብኡ ኣሎ ደምበ ዕንክሊል "ኣዲኣ እናመተትስ ንሓትነኣ ትረድእ" ኢሉኩም። እዚ ጆን ጻጸ ዝብሎ ዝነበረ ልሂቃን ተጋሩ ገላሊጸሙልኩም ኣለው ኣቱም ደምበ ዕንክሊል።
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ፍናን ክሳብ ክንደይ ዶንቆሮ ኢንሥሳ ኢካ ካብዚ ዘክታም ለክባት ክትምሃር ትሃስብ ኢንተኮንካ ኪድ ናብ ህግደፍ ክትምሃር ማሃይም ፍናን ዶንቆሮ ኣፍናቅ ለክባት ክክክክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@rigatkifle342
@rigatkifle342 11 дней назад
✅🌿🌿✅✅✅
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 11 дней назад
ብህዝቢ ዝጸደቀት እዛ ሰመያዊት ኢያ ።ሓደ ሰብ ኢዩ ሲኢልዋ ትብል ደኣ ዓሰርተ ሰብ ደኣ ክስእክዋ ደሊኻ???? ብህዝቢ ጸዲቃ ዶ ኣይጸዲቃን ኢዩ እቲ ሕቶ እምበር ።እታ ቀያሕ ውን ኮ ኢሰያስ ሓደ ሰብ ኢዩ ኣበጊስዋ ህዝቢ ከኣ ኣይመረጻን።
@mathiasfshaye2345
@mathiasfshaye2345 11 дней назад
ንስኻ ድኣ ተስፋብርሃን ዘይኮንካ ተስፋጸልማት እንዲኻ። ዋይ ትምህርቲ ማለት! ፍናን ዝሓቶ ካልእ ተስፋጸልማት ዝህውትቶ ካልእ ተገርም መደብ።
@astermenghstab5837
@astermenghstab5837 12 дней назад
That is not true
@okubaytesfa9432
@okubaytesfa9432 11 дней назад
Kubr haw finan bitaem nifue zitefelaleye hasb zelewm sebat amsika tigebro zeleka sibuk eyu
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ኣታ ፍናን ኢንታይ ውድቀት ውርደት ኢዩ ንታህቲ ክትወርድ ጀምሪካ ተህዝን ሃዚነ
@yonasghebre7940
@yonasghebre7940 11 дней назад
Zewletay talk on fact but fnan denied all eritrean history road to independent. Eritrean independent day is may 24 that is separate from Ethiopia you can't change thr history.
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ፍናን ሃንቲ ናይ ብሉ ወይ ቃልሲ ንህዝቢ አሪትረያ ስሚኢት የብልካን ንስካ ድቃላ ተረፍ ድርጊ ስል ዝኮንካ ኪድ ናብ ኣቦታትካ ኣምሃሩ ወዲ ኣመንዚራ መበለት ኢካ ኪድ ናብቶም ተደምረናል ኣህዋትካ ቃልስና ኣይተዳናግር ንህዝብና ደቀባት ደቂ አረይ ንቅስለስ ኣለና ለክበትበት ኣይትበል መርገጽካ ኣፍልት ሃሳዊ ለክባት
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 12 дней назад
ፍናን ሓውና ቅኑዕ ኣገልጋል ህዝቡ ኢለካ ኣሎኹ፡ ዋላ ክልተ ይስምዑኒ ግድን ዘይበዝሑ ኢለ ንዘተፈልየ ሓሳብ ኣሎዎም ኢለ ባህቢሉኖ እየ ሓሳቡ ክህብ ዘቕርቦ ምባልካ ከም ናይ ፌቨን ተሓጒሰልካ ኣሎኹ፣ ኣበይሞ ሰልጠነ ከምዛ ናትኩም እንተዝኣምን ክንደይ ሰናይ ምኾነ ካብ ስክፍታ ምድሓንና ካብ ሓድሕድ ምጉናጽቭ ብኣውራጃ ምፍንጫል ምድሓነ እዚ ቃልስና ብስጥመትን ሕብረትን ምተቓለስና እሞ ቀልጢፉ ምሰልጠና።
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ኣታ ሃሳዊ ምስ ሱኡዲ ምስ ኢራን ምምሥሳል የብልናን ከማካን ከም ፍናንምንነት ኣልቦ ደናቁር ከም ፍናን ኣፍናቅ ባኮ ዶንቆሮ ከተታልሎ ትኪል ኣታ ሃ።ሳዊ ምስ ሱኡዲ ምስ ኢራን ምምሥሳል የብልናን ከማካን ከም ፍናንምንነት ኣልቦ ደናቁር ከም ፍናን ኣፍናቅ ባኮ ዶንቆሮ ከተታልሎ ትኪል ኢ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ፍናን ኣውራጃዊ ከም ምካንካ ሎሚ ኢየ ፈሊተካ ናትካ ሳኣቢ ኢየ ነይረ ካብ ሎሚ ግን ነዚ ዘክታም ኢንሥሳ ዶንቆሮ ስለ ዘምጻኣካዮ ህፊረ ሃዚነ ገጋ ማኣልቲ ህዚነ ሃፍረ
@emintneeden
@emintneeden 11 дней назад
ኤህ ደኣ ፍናንሲ! ንዛዉለታይ #ምሽጥ ሓዲርካዮ!!!!! ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
h ናካ ክመ።ጽ
@dankess9285
@dankess9285 6 дней назад
Finan denkoro
@serbibeyene9217
@serbibeyene9217 11 дней назад
Ayee Zektammm
@newnoha2153
@newnoha2153 11 дней назад
ዛውለታይ ሸንኮለል ኢዩ ዝብለና ዘሎ
@adonaylove830
@adonaylove830 10 дней назад
Fani hawey n hade seb tray aytmxe Kab kulu seb amxalna wufuy ideology hasab zeybulu kolel tray eyu!
@user-tf1kc6ub9j
@user-tf1kc6ub9j 11 дней назад
ኣየ ፍናን ዝወደቑ ወኻሩ ከተምጽእ ጀሚርካ 😂😂😂😂
@adonaylove830
@adonaylove830 10 дней назад
Beka nay hade seb tray koinu ety rsukum asrhwo
@user-vk4yg8pz9n
@user-vk4yg8pz9n 5 дней назад
Ta konka ta zwltay ktmxo hji ye zighaku
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ኣታ ዶንቆሮ ኢዞም ኩሎም ትብሎም ዘለካ ምስ ቱርኪ ኣይንዳወብን ኢና
@binitebrowen6912
@binitebrowen6912 11 дней назад
ትዕቢት ናይ ዛውለታይ ፍሉይ ኢዮ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ፍናን ሰብ ሲንካ ዲካ ነዚ ዶንቆሮ ኣብ መዲያካ ኣምጺካዮ ሰብ ጸዊኢ ኢንተበልኩካስ ባኣል በልስ ኮይኑ መዲያካ ተህፍር ንድህሪት ተመልስካ ተህዝን ተህፍር ክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@debessayberhe6877
@debessayberhe6877 11 дней назад
ኣንታ እታ Universty Asmara ከም በዓል ዚ ዘክታም ተፍሪ እንተ ነይራስ ባብ ኢሰያስ ጽቡቅ እዩ ገይርዋ እንቃዕ ሉኩት ኣበላ ባእ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ናይ ብሃቂ ዘረባ ሃሳባት
@astermenghstab5837
@astermenghstab5837 12 дней назад
Shania was hunting jebha
@angosomhaile9845
@angosomhaile9845 11 дней назад
ኣብ ገዛኻ ንውቀ ሰባት እንዳጸረፉ ሰቕ እንዳበልካዮምስ ንሶቶም ካይጽረፉ ትካላኸለሎም ትኽክል ኣይኮነን።
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ፍናን ንታህቲ ወሪድካ ነዚ ዶንቆት ኢንሥሳ ኣብመዲያካ ብምምጻኣካ የህዝን ሃፊረ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ፍናን ነዚ ድርባይ ፉንፉን ድቃላ ኣብ መዲያካ ብሚዳምካ ክንደይ ሳብትካ ትከስር ኣለካ ኢዚ ኢንሥሳ ዘክታም ተስፎኦም መን ከምምካኒ ገሊጽዎ ኢዩ ፍናን ግን ናብዚ ውድቀት ውርደት ክትወርድ ታህቲ ክትወድቅ የህዝን ህፊረ የህዝን
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ተስፎኦም መን ኢዩ ዝብሎ aregash diu ዝሰምዮ ናይ ብሃቂ መርገጽ ኣልቦ aregash ኢዩ ዶንቆሮ ሃሳብ ኣልቦ ማሃይም ኢዩ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 11 дней назад
ትምህርቲ ኣእምሮ ኣይሰኩዕን ዩ ወይ ብሱል ኣተሓሳስባ ከም እትውንን ኣይገብረካን ኢልና በቃ።ፍናን ኣብ መንጎ ብሱል ኣተሓሳስባን ፈደል ዝቆጸረን ማለት ምሁርን ዝብል ኣርእስቲ መደብ ግበረልና ሰብ ክካታዓሉ በጃኻ???
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 дней назад
ዛውለታይ ጭብጢ ሕዝካ ተካታዕ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
ፍናን ኣፕ ዳኣ ንታህቲ ወሪዱ ኢንዲዩ ዋላ ንተድሮስ ኩሊት ውን መዛናኡ ኢዩ ኪኢድሞ ኢዩ ገንዘብ ትራይ ሃቡዎ ክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 8 дней назад
መዳውብቲና ጁብቲ ሱዳን አቲኦፕያ ኢዮም ናብ ካሊኢ ኣይትወሰደና ዶንቆሮ
@hope07
@hope07 12 дней назад
Anta fnan entay weridka nezi nejs seb tekrbelna 😢, bel neti Sami shikor zblwo wn aytreseayo eika
@user-gb4nv6pi7d
@user-gb4nv6pi7d 12 дней назад
N mean dea keamxelka bejakum kbri seb yehallum
@hope07
@hope07 12 дней назад
@@user-gb4nv6pi7d Tfelto dika ezi edum sebey?
Далее
С Анджилишей на тусе💃
00:15
Просмотров 167 тыс.
ዳማ ብ ኣወል ስዒድ / DAMA BY AWEL SAID
1:10:12
когда повзрослела // EVA mash
0:40
Просмотров 2,4 млн
тгк: Логово FRIENDS
0:23
Просмотров 6 млн