Тёмный

#ZARA 

Zara felfalit Entertainment
Подписаться 43 тыс.
Просмотров 138 тыс.
50% 1

ሰላም ንዓኹም ይኹን ተኸታተልቲ ዛራ ፋልፋሊት ብመጀመርታ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ጥዕናኩም ምሉእ ጥዕና እናተመነኩ እንበርኣከስ ዝተፋላለይ ስራሓት ሕዝናልኩም ክንመጽህ ኤና ኣብ ቻነል ተኻታተልቲ ንክትኮኑ ንዑድም
interview beraki
Copyright Zara felfalit Entertainment 2020
An unauthorized NL, distribution, re-upload or
ransmitted in any form or use without the prior
written permission of the publisher is strictly
prohibited.
O All rights reserved.
• #ZarafelfalitEntertain...
• #ZarafelfalitEntertain...
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@gerietesfalem7670
@gerietesfalem7670 3 года назад
Ja yehwat ክሳብ 10ይ ክፋል ትብሉ like ግበሩ
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 3 года назад
ጥራይ ወላ ከም ዜና ትሚላ ትቀጽል ኣነ በቲ ገርሂ ልቡ እየ ዝግረም ምብዓት እየ ዝስዕረኒ
@gerietesfalem7670
@gerietesfalem7670 3 года назад
@@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 ከም ተከታተሊ ፊልም እንተዝቀርብ
@tv.7284
@tv.7284 3 года назад
ኣነ ጉልጽነት ዝብል ፍቅሪ ሕዝኒ ምስ በራኺ ከማይ ዝሓዝኩም እስከ ላይክ።
@brhaneselam577
@brhaneselam577 3 года назад
Nay behaki
@asiamaylafo9854
@asiamaylafo9854 3 года назад
Ana alke
@tv.7284
@tv.7284 3 года назад
@@asiamaylafo9854 ጽብቅ እሞ ንኽድ በል
@feqrixewiomonetizesaqiyeni6111
@feqrixewiomonetizesaqiyeni6111 3 года назад
Me too
@anditberhane5054
@anditberhane5054 3 года назад
Nay bhaqi kef zelewo hikya eu
@ወዲሸኻለምለምወዲማይላሓም
🇪🇷 በራኺ ብሩኽ ዘርኢ ቅድሚ ነብሱ ሃገሩ ዝርኢ ኩሩዕ ሕቡን ብታሪኹ በራኺ ከም ስሙ ተባሪኹ ኣቤት ጥበብ ኣቤት ትኹረት ኣቤት ግሉጽነት ዋና ክብረት ኣቤት ወኒ ናይ ፍቕሪ ሕመረት ኣቤት ባህጊ ኣቤት ለውሃት ኣቤት ሜላ ኣቤት ትግሃት ወዲ ህዝቢ ወዲ ያታ ወዲ መሬት ወዲ ቦታ በራኺ ሓወይ ብሓቂ ሓኔታ ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ይሃብካ ልዑሉ ጎይታ ቶፖ ውን ጽቡቕ ኣተሓትታ ክልቴኹም ጽኑዓት ዋልታ ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል ኔሩ። ዝድነቕ ጥበበኛ በራኺ። ብስም በራኺ ላይክ ኣዝንቡለይ ክቡራት ነበብቲ።
@metkeltesfay6516
@metkeltesfay6516 3 года назад
Pow getmi malet neska ewn kabowm aythamqn eika wedi eriy halal 🇪🇷
@Samri3344
@Samri3344 3 года назад
Ata kindey kitnfea neaka si like teray. Eway getmi yebel eu.
@meqalihafewerki4926
@meqalihafewerki4926 3 года назад
ከይ ሰማኩ ኮመንት ይጽሀፍ ምህላወይ ናፍቆተይ ክገልጽ ኣፍቁድለይ በጃኩም ኩላትኩም ይቀጽል በሉለይ ንቶቦ
@zenawimebrahtu4165
@zenawimebrahtu4165 3 года назад
ኣነ ውን ኮምኡ ሓሲበስ ክሰምዖ ቅድም ኢለ
@almaztesfagabr484
@almaztesfagabr484 3 года назад
Ykexllllllll
@misganatekle4930
@misganatekle4930 3 года назад
Ykestl
@samimebrahtu3091
@samimebrahtu3091 3 года назад
Ykexl
@banaappbanaapp828
@banaappbanaapp828 3 года назад
Qexlwo pls kesab 10 kefale
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 года назад
በራኪ ገብረመድህን ኣቦ ባህልን ሓቅን በዓል ምሉእ ሕልና ከማካስ ሽሕ ይወለዱ ነዓና ክጥዕመና
@tedrosseyoum4826
@tedrosseyoum4826 3 года назад
ብዛዕባ ቐዳዊት ንክትሰምዑ ከማይ ሃንቀው ኢልኩም ዝቐነኩም? ረጊጽኹም ሕለፉ ደቂ-ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@amanuelhaile6045
@amanuelhaile6045 3 года назад
Kubur seb kbur yhasb ab kubur kea ynebr .braki wedi hager thanks
@إبراهيمياسين-ص4و
@إبراهيمياسين-ص4و 3 года назад
ሃይ"ባራኪ እነቀዕ ደሓን መጸአኩም "ቶቦ አስሊ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤ቶቦ ዝፈቱ ለይክ እግርጭው
@bisratalem5987
@bisratalem5987 3 года назад
ናይ ቶፖ ታሪኽ ሂወት ክሰምዕ የ ዝብል መን ኣሎ በራኪ ግን ኩሉ ግዛ ኣብ ልብና ኣነስ እንካዕ ኤርትራዊ ኮንኩ
@tesfalemeritrea3180
@tesfalemeritrea3180 Год назад
You have white heart
@ሓኖታይወዲኣከለ
@ሓኖታይወዲኣከለ 3 года назад
በራኺ ሃብሮም ንኹቡር ስውእ ዕቕባጋብር ዝሃብካዮ ክብሪ ንመስግን::
@simonfsehaye7669
@simonfsehaye7669 3 года назад
በራኺ ባዓል ሓቂ ኩሉ ትድሕዶሖ ነቲ ሓቂ ዕላልካ መሳቲ ሓቂ ብሓቂ
@موسىموسى-ع7ط1د
@موسىموسى-ع7ط1د 3 года назад
Nay behaki adinikeka elalka mara keff alewo
@eyobaaaaaa7336
@eyobaaaaaa7336 3 года назад
እውይይይ መጽይለይ ጸሊም ኾኮብ ኤርራዊ ጅግናዊ።
@mamaafrika111
@mamaafrika111 3 года назад
ክሳብ ሕጂ ሰለም ከየበልኩ ክጽበዮ ጸኒሐ በጃኹም ኢለኩም ላይክ ሃቡለይ ንበራኺ ኣቦ ጉሉጽነት ኣቦ ሓቂን ቅንዕናን ።
@godislovetomie1956
@godislovetomie1956 3 года назад
በራኪ ሓላልል ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ልዕል ፈጣሪ
@ጸዋርምበርጸማምኣይኮንኩን
እዝ ዕላሉስ ካብ ተኻታታሊ ፍሊም ይበልጽ!
@habtomgebremichael2132
@habtomgebremichael2132 3 года назад
Haqka nay beraki tbelx gen ksab 10 party kebxho alewo tesfaldet
@sssg9010
@sssg9010 3 года назад
Nay behaki 👌👌👌
@cesefabregas6635
@cesefabregas6635 3 года назад
bhaki mekur fetret
@solomonyebrah3314
@solomonyebrah3314 3 года назад
nay behaki zefetwa tektatalit movie gedife nay beraki interview merixe
@elsaelon8316
@elsaelon8316 3 года назад
ብ ዓስርተ ኢድ ን ጥበብ ኢሉ ኢዩ ተፈጢሩ
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 года назад
ናይ በራኺ ፍቕሪ እምበር ኣብ ልብና ኣትዩ:ከምቲ እታ መዋዕልቱ ብፍቕሪ ዛን ዛን ዘበለቶ:ንዓና ክኣ ከምኡ ጌርና።
@oamlakey7226
@oamlakey7226 3 года назад
💓💘💓🙏
@teweldetewelde8565
@teweldetewelde8565 3 года назад
ሽልማት ይግበኦ ዩ ኣትቕልል ኣቢልካ ካቦዞም ናይዚ ዘበን ዘለና ኤርትራውያን ዝበለጸ መንእሰይ ዝብል ክብሪ ማለት ብሃገር ደርጃ ተዘይ ዊሕዱዎ ኣይበዞሖን ዩ.
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 3 года назад
Asmirela aleku.
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 3 года назад
*በራኪ ገርሂ ልቡ እንቃዕ ደሓን፡መጻካ*
@tesfitgbreab3219
@tesfitgbreab3219 3 года назад
ዋላ ሓንቲ ዝንቀፍ የብልካን ክኡቡር ስነ ጥበባዊ በራኪ 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼፥ ሓንቲ ጥራይ ከምታ ጋኣዜጠጃ ቶፖ ዝበለካ ምልእቲ ባህላዊት ተተቅርበልና ደስ ምበለና። ከምዚ ከማይ ኣድነቅቲ ንበራክን ንቶፖን እስኪ # 👉🏼👍🏾👈🏼 ኣይትረስዑ።
@weredetesfamichael5507
@weredetesfamichael5507 3 года назад
በራኪ ጻዕዳ ልቡ ሕቡን ሕጉስ ብሃገሩ ድፈትዎ እስከ ላይክ ለጥጥዎ ደቂ ኢረይ
@teklenayzgi5334
@teklenayzgi5334 Год назад
Anbesa
@merihsenayasli8503
@merihsenayasli8503 3 года назад
ናይ በሓቒ ብብቕዓቱን ብተመኽሮኡን ንፉዕ ዝኮነ .. ብዙሕ ተማሂርና ኢና ካባኻ .. ኣጆካ በርቲዕ በራኪ ሓወይ።
@mgm4286
@mgm4286 3 года назад
ንስኻ ውን ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኢኻ ወዲ ጅዓሎ ሓኾተ
@zuzzzz8426
@zuzzzz8426 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ybrahwelday1521
@ybrahwelday1521 3 года назад
በራኺ ገ-መድህን ጎይታ ታርኽ ጎይታ ባህሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ምስ መላእ ስድራቤትካ፡
@ሉልኤሩ
@ሉልኤሩ 3 года назад
5 ይ ክፋል ብ50 ክፋልውን ዘይጽገብ ሃገራዊ ስነጥበባዊ ትስፉው ሰብ ኣለዎ እታ ሃገር።
@cloverharris4826
@cloverharris4826 3 года назад
በራኺ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት ናይ በሓቂ እግዚኣብሔር ዝዓደለካ ወህብቶ እዩ እሞ አጆኻ ቐጽሎ ❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷
@tesfatekle7252
@tesfatekle7252 3 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻካ በራኺ ሕቡን ሃገራዊ ::ገለ ካብቲ ቃላትካ'ስ ደስ ክብለካ ብኡነት ንምጥቃስ ዝኣክል :#ንሕና ኤርትራውያን ኣይንበኣስን ኢና, እንታይ ደኣ ንነቃቀፍ ኢና :: ነዓና ዝመስሉ ተኻሉ ግን አለው ዝበኣሱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❣️🏅
@netsereabeyob8935
@netsereabeyob8935 3 года назад
በራኺ ኣቦ ሃገራውነት ኣደ ወሊዳ ትምከን
@tudyoni5483
@tudyoni5483 3 года назад
እዋይ እዚ በራኺ ዕላሉ ክጥዕም ናይ በኪ ዘረባ ከኣ ደጊምዋ ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣይርደኣናን እዩ እምበር ክንፋቶ'ኮ መዓትኢና. ንኤርትራ ክሕሻስ ሰሱንለይ ደኣ
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 3 года назад
ቴንክስ በራኺ ክብረተይ ናይ ብሓቂ እያ እታ ወደስመራ ዝበልካያ ስለ ንወደስመራ ኣብ ኣስመራ ዘይፈልጥዎ እዮም ዘይኣምንሉ ገሊኦም
@Tarikeritrea
@Tarikeritrea 3 года назад
በሬ ዓቢ ሰብ & ጭዋ ሃገረሰብ።ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ፡ኣብ ስራሕክ ድማ ኣሳልጦ ይምነየልካ ሓቢቢ።
@wedikahssay3101
@wedikahssay3101 3 года назад
ናይ ባሓቂ ተባዕታይ💯 ጸሊም ኮኾብ ድምጻዊ💯🇪🇷 ዕላልካ ካብ 1-5 ተካታቲለዮ ብጣዕሚ ገርሂ ምካንካ ከመዝግነካ ይፈቱ ከምኡ ውን ደርፍታትካ ብፍላይ ገድላዊ ሰሕብን መሳጥን ዩ ሓወይ ናተይ እግዛእብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብካ ኣጆካ በርትዕ ቶፖ ከኣ ናይ በሓቂ ካብቶም ኣለውና ንብሎ ጋዘጠኛ ሓደ ኢካ ዉሕሉል ዝኮነ ሕቶታትካን ኣቃራርባካን ኣጆካ በርትዕ ርሑስ ሓዲሽ ዓመትን ሰላም ይግበረልና ደቂ ኤረይ ጻዕዳ።💯🇪🇷💯
@coolmom8537
@coolmom8537 3 года назад
ዋውውውው በራኺ ጅግና ዘይተበከል ኤርትራዊ አድመን ተናን ይሃብካ 🙏
@shemaineshweldai7561
@shemaineshweldai7561 3 года назад
ኬፍ ዘለዋ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ ሩሑስ ሐድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና አሜን
@sirakfishale1484
@sirakfishale1484 3 года назад
He really change ma mind , we all guys should respect our HERO eritrean Women , i fall in love with this Guy , thank you so muchhhhhhhhhhh TOPO don't stop . neyzi interview kisab 10 part ykexil
@elsatekie4756
@elsatekie4756 3 года назад
He said very well, eritrean women are the measure for heroines! I hope we find a good researcher.
@sirakfishale1484
@sirakfishale1484 3 года назад
@@elsatekie4756 yeah exactly, we have to support him in all ways
@samimobile8738
@samimobile8738 3 года назад
ስነጥበብ ኣባኻ ረኺበዮ ብግልጹነትካ ኣስተማቕረዮ ጥዖና ይሃብካ በረ ሓወይ
@debesaysium3891
@debesaysium3891 3 года назад
በራኺ ኣብራኽካ እጽንዓ*** ወዲ ኤረይ ኣንበሳ መቕሰን ኣቕሰነ ዕድመን ጥዕናን እሃብካ ፈጣሪ( ረበል ዓለሚን) ብሩኽን ርሑስን ሓድሽ ዓመት ምስ ኩሎም ቤተሰብካን ፈተዉትኻን ሓይልታት ምክልኻልን ህዝቡን መንግስቱን! ክብርን ኣኽብሮትን ንመንግስትን ሓይልታትን ህዝብን ኤረትራ*****
@መናዝል
@መናዝል 3 года назад
ጥዑም ዕላል በራኺ ሓውና፣ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ደቂ ኤረይ ኣሜን።
@Algaasmarina1991
@Algaasmarina1991 3 года назад
በራኪ እቲ ደርፍታትክ ብጣዕሚ ኣዜ እንዴ ዝፈትዎ ዕላልካ ክኣ ምጽጋብ ስኢነዮ ታሪክ ናይ ወላዲትካን ወላዲተይን ሓደ ዓይነት ታሪክ ኣለወን እታ ናጽነት ኤርትራ ዝራኣያኣ ግን ዓቢ ዕድል እዩ ኣጆካ ቀጽሎ ❤️💕
@weletekidanknweletkidanse2342
@weletekidanknweletkidanse2342 3 года назад
ሓቂ ድራሮም ፍቅሪ ምስሖም ኩቡራት የሕዋት ዝተረፈ ዘመንኩም ፍቅርን ሰላምን ሓለዮትን ዘለዎ ዘመን ይግበረልኩም ።❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏
@rasitilebego8826
@rasitilebego8826 3 года назад
ተስፌ He is not only singer you got call hime with his full talent name ,Vocal and writer and melody እዩ with big respect ተስፌ thank you 🇪🇷
@Isaac24ts
@Isaac24ts 3 года назад
ቀዳዊት እኮ ኮንካና ናዓና በራኪ❤ ሚንታ ይጥዕም እዚ በራኪ part 6 ትቀጽል 👇
@elsaelon8316
@elsaelon8316 3 года назад
ወላ 60part ተኮነ ኣይምኖንን ኢዩ
@ቅድስቲሃገረኤርትራ
ኤርትራዊ ሓላል እወ ክንተኣካከብ ኢና ናይ በሓቂ
@eritube3898
@eritube3898 3 года назад
በራኺ ጅግና ኤርትራዊ ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ዐላል ኔሩ🇪🇷🇪🇷🥰❤ ተስፋ ይግብር ብኻልአ መደብ ኣብ ናትካ top show ከጥቅርበልና ይምሕጸንካ ቶፖ
@abrarabdela3078
@abrarabdela3078 3 года назад
በራኺ ቅኑዕ ብዓል ሓያል ወኒ ኣፍቃሪ ህዝቡን ሃገሩን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ኣጆኻ በርትዕ ኣብጎንኻ ኣለና።
@biniamfrezghi2073
@biniamfrezghi2073 3 года назад
ናይ ብሓቂ ብግሉጽነትቱ ፍቅሪ ሑዙኒ በራኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Thanks tesfa bro
@winwin3990
@winwin3990 3 года назад
እዋይ በራኪ እንቃዕ ብሰላም መጻካና ከይ ሰማዕኩ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኩ መስ ሰማዕኩዋ ድማ ክምለስ ኢየ
@mhrethaile6790
@mhrethaile6790 3 года назад
Topo nake zeglxe kalete yebleyene kexlo Naye Barker telfone xahfelene
@tuumzghiawala7494
@tuumzghiawala7494 3 года назад
ዋዋዋዋዋዋዋ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢንተርቪው መጀመርታ ተስፋልደት ጽቡቅ ስራሕ ቡዙሕ ነገር ተማሂርና ተስፋ ይገብር ኣብ ቀጻሊ ድማ ዘይተበርበረ ባህልታትን ታሪኽን ከተምጽኣልና ከማኻ ይብዙሑ ። ከምኡ ድማ በራኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል፡ ጉሉጽነት ብሓቂ ጥበብ ኣብ እነሀልካ ፡ኣብዚ ዘመና ንነብሱን ባህሉን ፡ታሪኩን መሲሉ ዝከይድ መንእሰይ ደስ ይብለካ ተባዕታይ ኢለካ ኣሎኩ ።
@kulusenayu9226
@kulusenayu9226 3 года назад
ኣብ ሃገረ ሰብ ወይ ኣብ ዓዲ ወይ ኃሳ ኮይነ ምዕባየይ ከም ሎሚ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን ❤️❤️❤️❤️🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱
@adhanomrusom8443
@adhanomrusom8443 3 года назад
Kkkkkkkkkkkkkkkkkk bkamey
@ደግፈኒኣምላኸይ
@ደግፈኒኣምላኸይ 3 года назад
Nay men bandera gerka aleka
@Eritreyan
@Eritreyan 3 года назад
Yes that is teru 👌🙏🇪🇷
@kulusenayu9226
@kulusenayu9226 3 года назад
@@ደግፈኒኣምላኸይ ኤስራፊል
@emteemte3985
@emteemte3985 3 года назад
gazetegna tesfaldet fake sehak tikielo eka
@desalekahsay9935
@desalekahsay9935 3 года назад
ሻዱሻይ ክፋል ክንጽበ ኢና ብሃንቀውታ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@siedjemal7654
@siedjemal7654 3 года назад
Desale kahsay zwedieu eyom zemislu yeaka
@hlnazementekeyrkani761
@hlnazementekeyrkani761 3 года назад
Tefetseme !
@sofimsgna3665
@sofimsgna3665 3 года назад
🇪🇷🇪🇷❤በራኺ ወዲ ህዝቢ ሰናዲ ታሪኽ ጥራሕ ዘይኮንካስ ታሪኽ ኢኻ ንባዕልኻ. ንስራሕካ መግለጺ እየ ዝስነሉ ንበረልና እስከ.❤🇪🇷🇪🇷
@eyobmichael3822
@eyobmichael3822 3 года назад
እንታይ ሞ ክንብል እዝኒ ጦዑም ሰሚዑ በራኪ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@yohanneszegergish8438
@yohanneszegergish8438 3 года назад
The most humble person, the icon of Eritrean culture, stay strong brother.
@godisgreat3838
@godisgreat3838 3 года назад
በራኺ ብሩኽ ከም ሽምካ 💖። ተስፋ ይገብር ነዚ ናይ ኤርትራውያን የሕዋትካ ርእይቶታትን ኣባኻ ዘለና ፍቕሪን ኣድናቖትን ከተምብቦ 💖። ብጣዕሚ ለዋህ ለባም ሕያዋይ መስተውዓሊ ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃብካ 🙏🏽💖። ኣስመራ መጺና ክሳብ ንሪኤካ 💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@ክከዉንእዩ
@ክከዉንእዩ 3 года назад
ሓየት ወዲ ኤረይ እንካዕ ሓዉካ ከንኩ❤️❤️
@atakltitsige4187
@atakltitsige4187 3 года назад
ኣደይ ማዓረይ በራኺ ኬፍ ዘለዎ ወዲዩ። ኣንበሳ ቀጽሎ ጅግና። ማራ መሳጢ ዕላል። ጋዜጠኛ ይበል፣ ኣብ ስፖርት ጥራይ ኣይኮንካ ሰሓቢ ኣብ ኩሉዩ ተፎ ተፎ ኣንበሳ
@zekariasberhe4232
@zekariasberhe4232 3 года назад
ቅሩብ ንገለ ተወሳኺ ክፋላት ክትቅጽል ተጸቢና ኔርና ፡ ብዝኾነ ድሓን ። ጽቡቕ ዕላል ኔሩ enjoy ገርናዮ ብሓቂ ። በራኺ ጸሊም ኣልማዝ ኢልናዮ ኣለና ። ቶፖ ድማ ውዱእ ጋዜጠኛ ኢልናካ ኣለና ።
@titigerye9295
@titigerye9295 3 года назад
Black Diamond wedi eriy jegena (🇪🇷🐫🦁🇪🇷)
@bqse6142
@bqse6142 3 года назад
እዋይይ ኣቱም ኣሕዋት ኣነስ ኣብዚ ደለኹዎ ሃገር ኩሉ ሰብ በራኺ ኮይኖም ጥራይ ይረኣዩኒ እዋይ እቲ ቅንዕና እቲ ግሉጹነት ኩሉ ነገራቱ ኣተሓሳስብኡ ፉሉይ ፍጡር ኣብ ሂወተይ ከም ናይ በራኺ ኢንተርቭዩ ጌሩ ድማረኸኒ የለን በራኺ ሓውና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ንበረልና ክንዲ ሽሕ ቶፖ ሓወይ ንበራኺ በጃኻ ባ ዋላ 20-30 ክፋል ቃለ መሕተት ግበረሉ ቀዲሕካ ደይውዳእ ጽሩይ ግሉጽ ቅንዕና ወርቂ ታሪኽ እዩ ደለዎ ኮኾብ ⭐ኤርትራዊ 🇪🇷✊❤ Beraki I love you brother 🙏🍾🇪🇷
@joegr5323
@joegr5323 3 года назад
ካብ በራኪ ብፍሉይ ዝተማሃርክዎ ብሕጽር ዝበለ "ንነብስካ ምምሳል" ጽባቀካ ምኳኑ። የቀንየልና በራኪ & ቶፖ❤🇪🇷🇩🇪
@merhawiberhane9651
@merhawiberhane9651 3 года назад
Beraki edmen tienan yhabka fetari i Love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷
@temsegenfetari1629
@temsegenfetari1629 3 года назад
❣Beraki💯❣Beraki xeada lebu teray aytbelu kebu eski temharu
@rastajudi2545
@rastajudi2545 3 года назад
Eway ezi xaeda lbu anbesa burtuk snetbebawi beraki hawna edmen tenan yhabka fetari beluleyyyy
@okbayhabte2297
@okbayhabte2297 3 года назад
ንስካስ 1000 ዓመት የንብርካ ብታሪክ ብደርፊ ብኩሉ ኣንበሳ
@amyaraya9390
@amyaraya9390 3 года назад
ቦራኺ ክንድሽሕ ብጣዕሚ ነምስግነኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብ ስራሓኻ ኣሳልጦ ይምነ ይቅነልና 🙏❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@muller1274
@muller1274 3 года назад
Enka dahan mexeka jgna Eritrawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jonnyefrem6420
@jonnyefrem6420 3 года назад
ብዙሕ ፊልሚ ሪኤ ሞ ከምዚ ገሩ ዕላል ገን ኣይስሓበንን
@brhaneberihu8248
@brhaneberihu8248 3 года назад
Thanks Topo jegna seleti kulu tegbero zeleka so hiji win thanks ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🤝🤝🤝🤝🤝💯👈
@HailomGoitom
@HailomGoitom 19 дней назад
መግለጺ የብሎን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤
@natankiflay9193
@natankiflay9193 3 года назад
በራኺ መምህር ግርህነት ኩልና ደቂ ሰብ ከማኻ እንተንኸውን ክንደይ ምጠዓመ ኔሩ
@hidryhidry7238
@hidryhidry7238 3 года назад
ደስ ዝብል ዕላል ስነጥበባዊ/ድምጻዊ በራኺ ገ/መድህን ወዲ ሽሓ። ቶፖ ሓውና ድማ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ምስ ሓይልታት ምክልኻልን መሪሕነቱን።
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 3 года назад
Glxunet zbl fqri hamime ms beraki really, he is so honest edmen teanan yhabka i love you 😍 ❤ 💖 xaeda lbu, gerhi
@fortosawa6274
@fortosawa6274 3 года назад
ድሕሪ እዚኣኳ ቃለ መሕትት ኣይስምዓን'ዩ እዩ።በራኺ ደይተበርበር መዓር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤረይ🙏🇪🇷🙏
@semretdebesay4565
@semretdebesay4565 3 года назад
ውዴ ሺሓ አንበሳ ኣጆካ ኣብ ጎንኻ ኣለና ❤❤❤
@YTv_YTV
@YTv_YTV 3 года назад
ተስፋልደት መብራህቱ እንኳዕ ንበራኺ በኣኻ ቀለመሕተት ኣካየደ ደስ ዝብል ዩ ናይ በሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ኩሎም መሳርሕትኹም።
@simonsium3813
@simonsium3813 3 года назад
ጻህያይ ተወዲኡ እዩ ሑቡን ኤርትራዊ በራኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zekariasberhe4232
@zekariasberhe4232 3 года назад
እዚ ኣንበሳ ሓቁ እዩ ። ጸላኢና ምስ ተወገደ እንታይ እዩ ህዝበይ ናትካ ግደ እዩ ዘሎ እቲ ሕክያ ። ደጊም ኤርትራውያን ተሓቛቚፍና ንቕድሚት ንስጉመሉን ንጥምተሉን ግዜ መጺኡ እዩ ።
@simonsium3813
@simonsium3813 3 года назад
Nay behaki zehawey
@gw4841
@gw4841 3 года назад
ቀጵሎነኩሉዘዘካክርእዮናዕይተብክየኒቀዳዊተይኩሉደርፈታትካዝምሰጥእዮቀጵሎከይተሐለልካንፋዕወዲኤሬቻውቻው ርሑስበዓልሐድሸዓመትይግበረልና ሐሳዳወያነጂንታጠፈኦምእዬምዐወትነሐፈሸ
@jonnyefrem6420
@jonnyefrem6420 3 года назад
ኣነ ከምዚ ወዲ ጻዕደ ኣይረኣኩን ክሳብ 7 ከፋል ከትብጽሕዋ ተስፋ ይገበር
@abrhammehari7563
@abrhammehari7563 3 года назад
ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ጛና ኣይትእትው ጽብቅቲ መልእኽቲ ናይ ብሓቂ
@tesfatekle7252
@tesfatekle7252 3 года назад
እውእ በራኺ ቃላትካ መሬት ኣይወድቅን እዩ :: መውደኽደኺ ከይኣትወካ ባህልኻን ታሪካን ምሕላው !::
@samrigal_erey9353
@samrigal_erey9353 3 года назад
በራኺ ለዋህ ጻዕዳ ልቡ መግለጺ የብሉን ጥበብካን ዕላልካን.ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ወዲ Eri ጻዕዳ👏👏❤🇪🇷
@ባቢሊዮን
@ባቢሊዮን 3 года назад
በራኺ ሕቡን ኤርትራዊ welcome❤!!
@tesfalemhadera3393
@tesfalemhadera3393 3 года назад
ወአዲ ሽሓ በአራኺ አጀኦካ አብ ጎንእካ ኣለአደና መአን ከአማኣኻ ቤሊእስ 6ናይ ሓሽሸለእና ኣይቲሽኽናን ትኸዉን ❤❤❤❤❤❤ ኣይላኣዤዊ ሰናኣይ ይእምነየልኽ
@shishaytekle7837
@shishaytekle7837 3 года назад
Beraki shikor kef aleka 👍👍👍👍❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪
@tesfausnkey1286
@tesfausnkey1286 3 года назад
የከንየልና በራኪ & ቶፖ ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ ኣዩ ፡5ይ ክፋል ክንጽበያ አና ከኒና በራኪ ናይ በሓቒ ክብርን ፡ባህሉን ሓሊዩ ዚከይድ መናሰይ አካ ቀጺሎ ኣጆካ።
@mensursiedsalih3456
@mensursiedsalih3456 3 года назад
#Berki zeftu eske #like
@makimaki4622
@makimaki4622 3 года назад
በርየ ጅግና ወዲ ኢረ ማራ ኣይትጽገብን ኢካ 5 ክፋል ሓጺራትና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ምስ ሓዱሽ ስራሓትካ ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና we love you jigna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪👈
@bereketdawit2540
@bereketdawit2540 3 года назад
Zara felfalit hadeakum nay beraki interview yiaklena keybelnakum keytiwdiewo,kisab 10ይ ክፋል ትጽብትና እዩ፡
@kfn6531
@kfn6531 3 года назад
Kkkkk tewediu endyu entay 10 y kfal
@bereketdawit2540
@bereketdawit2540 3 года назад
@@kfn6531 zarawiyan gudi geremuna ezom mehirefit kkkkkkkkkkkk entay ygber koynu
@Entertainment-fq1on
@Entertainment-fq1on 3 года назад
Dleitna neru gin wedieomo endo
@michaelyohannes8920
@michaelyohannes8920 3 года назад
Really this guy very kind humble and honest really appreciate him
@ሌላኢንተርተይመንት
6 ክፋል ክትገብረላ ኔርካ ቶፖ ሓውና ናኣብነት ሓዳር ኣለዎ ዶ ትምርቲ ክሳብ ክንደይ በጺሑ ተመርዕዩ ዶ ወይሲ በይኑ ዩ ዝነብር መናብብሩኡ ከ ከመይ ኢዩ ኮታስ ብዙሑ ኔሩ ንደገ ካኣ ኣይውጽእን ኢዩ ከም consert ማለተይ ኮሙኡ ውን ንቡዛሓት ግጥምን ዜማን ዝሃበ ኢዩ ግን በዚ ዝገበርካዮ ውን ኣዚና ነመስግን ኢና ።
@eritrawityeane337
@eritrawityeane337 3 года назад
Entay aynet shash zkone wedi eyu wedey desss kibleka fhshuw muqlul feqar Beeaki shikor hagerey okbagabir yswae barya yxenih bariya yswae Beraki yweris weyu negeru beqa mulue seb eka love you 😍 🇪🇷
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 3 года назад
ኣነ ዝገረመኒ ፡ ናይዞም ዲስላይክ ዝገብሩ እዩ፡፡
@saranagasi1033
@saranagasi1033 3 года назад
Hasadeat eyum xbuk zyftewu
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 3 года назад
Kulu seb hade aykonen hasadat eyom🤙 wedi Eri 🇪🇷
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 3 года назад
Entay u tsegemom ane btaemi u zgermeni koynwom du nhmak trah teatiqom mhret ywrdelom🤔🤔
@Samri3344
@Samri3344 3 года назад
Gidefom nesom ab resom eu himamom. Tselai senay alwom.
@samuelbrhane8112
@samuelbrhane8112 3 года назад
በራኪ ክራር ምልከት ስለዘለካ ብክራር ጥራይ ሐዳሽ ደርፊ ንጽበ አለና ጅግና ወዲ ኤረይ።
@sunrise8670
@sunrise8670 3 года назад
"Abey alow menasey ezi dyu gayla adey" our traditional song very strong lyric
@zekariasberhe4232
@zekariasberhe4232 3 года назад
ቆልዓ ኮይነ እዚ ደርፊ ኣብቲ ዝዓበኹሉ ከባቢ እዛ ደርፊ ክትድረፍ ይዝክር ። " ኣቤለዉ መናእሰይ እዚ ድዩ ጎይላ ዓደይ " ኣብ መስቀል (ወርሒ መስከረም) ኮይኑ ዓድና ጓይላ ክጻወቱ ሓውቦና ተስፋኣለም ገ/መድህን " ጻዕዳ ዕፉን ሰገንየ ናይ ሰውራና ሓበንየ ሎሚ ዶ ኣይኮነን " ኢሎም ብጥዑም ባህላዊ ዜማ ክደርፉ እውን ይዝክር ። ባህልና ጥዑም እዩ በጃኻ ሳን ራይዝ ብሮ
@sunrise8670
@sunrise8670 3 года назад
Nay behaki kinmelso ena tray bebi akmuni nsrah nmkabu "zekarias berhe"
@hiwetandom9336
@hiwetandom9336 3 года назад
Beraki shkor kiftiweka enkaa ayitriayi amen amen amen yerakbena fetari
@zufantewelde892
@zufantewelde892 3 года назад
Wow u are really smart and a good singer 😭😭😭😭❤
@solyanasergu626
@solyanasergu626 3 года назад
Beraki edmen tenan yhebka Nay bheki kunueu seb 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@maekelgeza5597
@maekelgeza5597 3 года назад
በራኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስንቂ ኣስኒቅካና የቀንየልና።
@tesstekle6903
@tesstekle6903 3 года назад
A pure talented, honest just unique & loves his culture too long life #Beraki one of the finest singers all of time🤩.
@abduahmedin2137
@abduahmedin2137 3 года назад
በራኺ ኩሉ ዕላሉ ግሉጽነት ዘለዎ ክቱር ፍቅሪ ሃገር ህዝብን ከምዘለዎ ተዓዚብና ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና
@merhawigebremedhin8031
@merhawigebremedhin8031 3 года назад
ሰሚዕካ ዘይምኖ ዕላል ብሉጻተይ ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ ፈጣሪ ብሰላም ኣብ ንፈትዋ ኤረና የራኽበና። በራኺ ብሉጽ ሰብ እታ ናይ መወዳእታ ቃልካ ማራ ደስ ኢላትና ጓና ኣይተእቱ ዓባይ መልእኽቲያ።
@AbEsG1889
@AbEsG1889 3 года назад
Ya meqseney Love you, God bless You
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 3 года назад
ኣይርዳንን ዩ እንበአ ክንፋቶ ማዓት ኢና ! ቓል ነብሲሄር ክብርቲ ስነጥበበኛ ሃገርና ወይኒ ሓረይ ! ኤርትራዊያን ክንፋቶ ማዓት ኢና ተተጻረፍና ዉን ንናቃቐፍ ኢና እንበር ኣይንጻረፍን ኢና ! ቃል በራኺ ገ/ህን ! ዩቱብ ባሕሪ ዊቒያኖስ ዩ ኣብ ዉሽጡ ዘልዉ ሓረግጽ ግን መቁጸሪ የብሎምን ! ቃል በራኺ ገ/ህን ። ቡሉጹን ተራሒ ታሪኽን ኢኻ ናይ ብሓቂ!!! ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረ ኣኣብ ዘለናዮ ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልና !!! ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ! ኣምላክ ናብ ሃገርና የብለና ። ‼‼🇪🇷🇪🇷‼‼🙏🙏
@habtomteame7087
@habtomteame7087 3 года назад
Nay behaki xhbuk gerka kof abilkayo. Knfato meat ena ewe. Kab ksad nelaeli eyu nzarebo. Hagerawi fekrey haf abilwo beraki godilu yu neru enteti bahlawi fkri GN kulu gizie msay all. Selam fkrn zbzho hadesh amet ygbro.
Далее
Мечты, которые сбылись♥️
00:17
Собираю Маню к осени ✨
00:48
Просмотров 1,2 млн