Тёмный

#Zarafelfalit 

Zara felfalit Entertainment
Подписаться 43 тыс.
Просмотров 45 тыс.
50% 1

ሰላም ንዓኹም ይኹን ተኸታተልቲ ዛራ ፋልፋሊት ብመጀመርታ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ጥዕናኩም ምሉእ ጥዕና እናተመነኩ እንበርኣከስ ዝተፋላለይ ስራሓት ሕዝናልኩም ክንመጽህ ኤና ኣብ ቻነል ተኻታተልቲ ንክትኮኑ ንዑድም
interview Erena Afewerki (milenu)
Copyright Zara felfalit Entertainment 2021
An unauthorized NL, distribution, re-upload or
ransmitted in any form or use without the prior
written permission of the publisher is strictly
prohibited.
O All rights reserved.
• #ZarafelfalitEntertain...
• #ZarafelfalitEntertain...
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video
• Video

Опубликовано:

 

6 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 93   
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 года назад
ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ኢኪ ብእነት ኤረና ኣፈወርቂሓቂ እዩ ብዘይ ሓሶት ኣብ ኩሉ ጉዕዘኪ ጥዕና ይምነየልኪ❤ 👍
@mekonenmekonen1403
@mekonenmekonen1403 3 года назад
ኤረና ኣፈወርቂ ንስኪ ካብቶም ቡሉጻት ኣርትስቲ ናይ ሃገርና ኤርትራ ኢኪ ,ሞ ኣጆኪ ኣብቲ ገብሪዮ ስራሓትኪ ኣብ ጎነኪ ኣለና .
@muludesta1912
@muludesta1912 3 года назад
ክደንኪ ኣስታካከሊ እንበረ ትምህርትኪ ፅቡቅ ነሩ ክብርቲ ሓፍተይ ይቅርታ ደፍረኪ እንበረ ሽለፍኪ ጥረሑ እዩ ዘሎ ክብርቲ ሓፍተይ
@fessehayetewolde1098
@fessehayetewolde1098 3 года назад
ሰነጥበባዊት ኤረና አፈወርቂ ብዓብዮ አብምለኑ መሲልኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ምስ መሰራሕትኪ ሰርሕኪ ቀጽልዮ አምላኽ ምሳኪ ይኹን
@gmekonnen397
@gmekonnen397 3 года назад
Erena You are beautiful smart and the way you express yourself and how you respond to the question is very impressive. Way to go Erena GBU Erena the daughter of Issais Tsegai
@መርሃዊዳዊት
@መርሃዊዳዊት 3 года назад
ናይ በሓቂ ብሱል ኣዛራርባ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ጋና ሰነ ጥበባውያን ናይ ሃገርና ይቅልበሎም እሞ እቲኦም ኦሮቶ ደክስ ተወሃዶ መዓተብ ደልዎ ኣልዉ ግና መብዛሓቴኦም ኣውጺኦም እሞ ከም ዝሰርሓ ዊናታ ምኮነን ገሊጻቶ መዓተብ ደስ ኢልካ ትስቅሎ ደስ ኢልካ ትፈትሓ ኣይኮነን ናይ ኢጦጵያ ፊሊም ዝሰርሕ ፊሊም ኣሎ ደርፍቲ ኣልዉ ደስ ክብልካ ምስ መዓትቦም ንታና ሓጺን መጺን ወይ ሲ ትርጉም መስቀል ዘይ ተርዶም ኮይኑ እዩ ነዓይ ኣይርዳንን እዩ
@emteemte3985
@emteemte3985 3 года назад
natna ko artist mkuan malet haymanotka bahlka mtfae eyu ety tenki xegem kea tmhrty slezeyblom eyu tk elom nab film yatwu darga zbezhu kab fltet naxa eyom bflay winta hangola xaeda eyu gena mehaymneta wn ayetfeatn
@መርሃዊዳዊት
@መርሃዊዳዊት 3 года назад
ናይ በሓቂ
@Meley-TV
@Meley-TV 3 года назад
እወ ኤረና ሓፍተይ ቀጽልዮ ሰላምኩም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ኣለዎ ኢሎም ዮም ኩሉ ተርክበሉ ኢካ እንተ ኩሉ ሓሲብካ ኣብ ሳሳዓቱ ሂብካዮ ስለዚ ኣጆኪ ምስድራኪ ዕድመን ጥዕናን የ ዝምነየልኪ እንዳ በልኩ ሓውኪ ይጽሕፈልኪ ሚለኑ ሓፍተይ
@tesfaigirmay1772
@tesfaigirmay1772 3 года назад
መርሓባ ኤሩ ሽኮር ኣነ ብጣእሚ እየ ዝፈትወኪ ናትኪ ደጋፊ እየ ኣጂኪ ካ ካብዚ ዘለክዮ በርትዒ ካብዚ ብምቅጻል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈታሪ
@abielmichael3419
@abielmichael3419 3 года назад
እንቃዕ ናትና ኮንኪ ኤሩ ሽኮር love you
@simrettesfay5213
@simrettesfay5213 3 года назад
Eru shkor edmen tenan yhabki fetari yeni konjo ❤️♥️❤️
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 3 года назад
ኤሩ ቅጭን በርትዒ ኣዚየ እየ ዘድንቀኪ ዘክብረኪ በርትዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@semharzena8576
@semharzena8576 3 года назад
Eru shekorr hedeti Lebam keep going we love you
@yordanosweldeslasie5301
@yordanosweldeslasie5301 3 года назад
Wawawawa amamlsaki btami tdneqi amamlsaki kulu negerki azey blxtiy eiki ajoki Edmen tenan yhabki Mqrty ftret love u
@tahirhamed6420
@tahirhamed6420 3 года назад
Selam erna shekor Ab hiwatki edman tenan yemnalki Ajuki kxelyo betami eye zeftwaki
@habenteklebrhan3909
@habenteklebrhan3909 3 года назад
መሰልና ይተሓሎ ሕቶ ሓቲትና ዘይተመለሰልና ኣለኩም ዶ ዘይተመለሰልኩም ሕቶኩም ላይክ ገርኩም ሕለፉ እንተ ሃሊኩም
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 года назад
☝️
@ቫይናክጨካን
@ቫይናክጨካን 3 года назад
እጽበያ ኣለኹ እንዳሕለፍኩ😁
@mhretabhaile9195
@mhretabhaile9195 3 года назад
አሬና ኣፈወርቂ ብጣዕሚ አየ ዘድንቀኪ ካብ ቀደም ኣትሒዘ ናትኪ ቲፎዞ አየ ዓቡይ ዉህበት ናይ አግዚኣብሄር ኣለኪ አሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ካብቶም ሙላቅ ጎዶሎ ዘየብሎም ዝፍጠሩ ንስኪ ዉን ሓንት ካብ ኣቶም አኪሞ ጀማሪት ዘይከነስ ፈጻሚት ይግበርኪ ቀጽልዮ ኣጆኩ በርቶዒ ምስ ሰናይ ምንየቶይ መሓሪ ክንፈ ካብ ዓዲ አንግሊዝ
@habesha4825
@habesha4825 3 года назад
Erena tibikiti we love you so much 😍😘🙏
@solomonaster
@solomonaster 3 года назад
Eway kibirti gual kiburat edmen tienan ziyadana neaki Erena shikor. Tebareki.
@abduahmedin2137
@abduahmedin2137 3 года назад
ኤረና ኣፈወርቂ ብሓቂ ብልጽቲ ኢኺ ደጋዉን ዉሽጣዉን ጽባቀ ኣለኪ ትሕትናኺ ፡ብልሕኺ ፡ቁመናኺ ፡ኣብ ሞያኺ ዘለኪ ክብሪ ኣብ ሰባት ዘለኪ ክብሪ ልዑል'ዩ ቀጽልዮ ንሕቶታት ህዝብኺ ብዘዐግብ መሊስክዮ ኢኺ የቀንየልና እንቋዕ ናትና ኮንኪ።
@habtabkefle5735
@habtabkefle5735 3 года назад
erina kem sma mili shkor ane bTamiy hgs eye erina natna mkankiy eriy shkoruna i Love you 💯💯💯💯🙏🙏🇪🇷🇪🇷👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@msganaeyob5050
@msganaeyob5050 2 года назад
Waw eru Eritrean babaya edmen xenan ymneyelki zyaday 💋❣
@semhartesfay9628
@semhartesfay9628 3 года назад
Wawwww eru shikor btami lebamn bsltn eki, des ketbli we love you sweetheart gal erey xbkti ftret God bless you
@horiasendel4513
@horiasendel4513 2 года назад
Meseallh helew reentry 🤍🤍🤍🤍🤍🤍🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍
@kasay67
@kasay67 3 года назад
ንፍዕቲ ስለ ጥበዊት ሃገርና፡ኣብ ኩሉ ዕዮኺ ፡ከም ዘለኽዮ ብኩሉ ነገርኪ ንፍዒ፡እግዚኣብሔር ይሓግዝኪ።
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 2 года назад
አርጋን ተጸጊዓትኪያ አንታይግድኺ ናይምምራጽ ዕድልኪ ተምልጠክላ ይመስለኒ።
@yemanewelday671
@yemanewelday671 3 года назад
Edman tenan yehabki erena shikor.
@erimiyastesfayohannes8768
@erimiyastesfayohannes8768 3 года назад
ኤሩ ጓል ገዛውተይ ሽኮር ዕድመ ጥዕና ይሀብኪ
@hiwetkibreab6289
@hiwetkibreab6289 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@zemuymsgna7164
@zemuymsgna7164 3 года назад
ERu shikor ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@rgrg943
@rgrg943 3 года назад
ኤረና ሓፍተይ ንደገ ከይትሓስቢ ከም ዝመረተ ሓጺን ካብ ጥቅሚ ወጻኢ ከትይኾኒ በጃኺ ከምቶም ረዲኤት ተጸበይቲ ስራሕ ዘይብሎም ዋጋ ዘይብሎም ከይትኾኒ እንተብለጭለጩ ቦኮ ብስትረስ ተዋሒጦም ተጣዒሶም ዘይዎጽዎዩ ኮይንዎም ክብ ዚኦም የድሕነና መሪቶም ኣብ ዓድና ኮንኪ ቡዙሕ ክትዓቢ ኢኺ ካብዚ ዘለኽዪ ንላዕሊ ኣጆኺ ኤሩ ሽኮር
@habeshachanelfunny5205
@habeshachanelfunny5205 3 года назад
Eru tsbkty u are the best
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 3 года назад
Eru shikor Edmen tenan Yehabki
@yaziwedimarahayalbeliheiyu573
@yaziwedimarahayalbeliheiyu573 3 года назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኩሉ ሂብኪ ኤሩየ መክሰብ
@wedihaile7193
@wedihaile7193 3 года назад
Eru shikor,kemey deyu melseke zehugusene.keep it up!!
@danaittesfaldetdanaittesfa5934
@danaittesfaldetdanaittesfa5934 3 года назад
Yene konjo keep up it eru shorrr i love you❤❤❤
@eriguayla
@eriguayla 3 года назад
ኤረና ግርማ ኤርትራና
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 3 года назад
Selam Selam deki eri
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 3 года назад
ኤሬና ኣፈወርቂ ናይ ፖሊስ ከራክተር ሕዝኪ ክትዋስኢ ሕቶዶ ቀርቡኪ ነይሩ ተዘይ ቀረበልኪ ከ ትሓስቢዶ ፖሊስ ኮይኪ ክትዋስኢ ብዝተረፈ ኤሩ ሰሰናዩ ነዓኺ ካብ ልቢ ዘፍቅረኪ ዘድንቀኪ ገባር ተወልደ እስራኤል
@muluesolomon280
@muluesolomon280 2 года назад
❤👌🙏
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Год назад
Erena
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 3 года назад
Eru shikor btaemi bkulntinaki des behalit eki bertei ajoki ab zleale bexhki kraaki nkalot deqi anstyo kea abnet ktikoni tesfa ygebr Good lack
@stkybstkyb5740
@stkybstkyb5740 3 года назад
Eru shikor kfetweki mat endye😘💖💖 hanti kblkis n tedros brhane tmerawyo ba kltekum shikorinatt xbukat kolu tweldu 💖💖
@aloninatey3536
@aloninatey3536 3 года назад
@sk sk Kkkkk are you serious!!!! ቴዲ ደኣ በዓልሓዳርን ኣቦ ክልተ ቆልዑትን እንድዩ።
@stkybstkyb5740
@stkybstkyb5740 3 года назад
@@aloninatey3536 Bhaki bel kkkkk bel keyraywa kdmssa kkkkk wey gud kkkk
@aloninatey3536
@aloninatey3536 3 года назад
@@stkybstkyb5740እወ ባዕሉ ቴዲ ኣብቲ ቶፖ ጌርሉ ዝነበረ ኢንተርቪው ገሊጽዎ ኔሩ።
@abielkesete8437
@abielkesete8437 3 года назад
Wel come eru shikorr
@tsegayzeray3636
@tsegayzeray3636 3 года назад
Eru shikor
@habentewelde8128
@habentewelde8128 3 года назад
Eru Shikor
@habentewelde8128
@habentewelde8128 3 года назад
Eru Shikor
@ruftashkor4687
@ruftashkor4687 3 года назад
ሰላም ኤሩ (ኤረና ኣፈወርቂ)ከመይ ትኾኒ? ናይ ባሓቂ ጽብቕቲ እንድኺ፡ ውሽጥኺ ውን ልዕሊ መልክዕኺ ዩ? ዋላ ኣብ ሳዋ ካብ እተን ጋንታኺ ኣዚኺ ናይ ሞራል ሰብ ከም ዝነበርኪ ኣጸቢቐ እዝክረኪ ስለዚ እቲ ልዑል ተስፋ ዘይ ምቑራጽ ባህርኺ ቀጽልዮ! ትዝክርኒ ዶ?/ ኣንበስ እየ/
@emebrhaney4798
@emebrhaney4798 3 года назад
ewe yzkireka aye anbesinooo selam dyu ke
@nugosegbrihwet800
@nugosegbrihwet800 3 года назад
Eru haftey ezgbher amlek edman tenan yehbki abe hewtki tena abe serhki aslto ymnylki eru mqirte
@ashuomwadi5127
@ashuomwadi5127 3 года назад
ህቶይ ንምንትይ ክሳብ ህጂ ብዝይ ኣፍቃሪ ጽንህቂ ስለ ዝብድልኪ ድኪ ውይስ ስለ ዝተብድልኪ አኪ 2 ህቶይ ምስ ሃኒ ብልጾም ብፍቅሪ አንተ ትክኑ ክንድይ ምጽብቀ ንፍቅሪ አንተ ዝሃትኪ ሃኒ አንታይ ምበልኪ ይቅንልይ ካብ ኣድናቅክኪ
@luwamberhane9063
@luwamberhane9063 3 года назад
❤🙏❤🙏👌
@zereghebreyohannes3040
@zereghebreyohannes3040 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏼
@kadrajemal6713
@kadrajemal6713 3 года назад
Milenu shukor
@MZ-wx7nl
@MZ-wx7nl 3 года назад
Erena shikor Ksab meas dea byoutub knxehaf tetefonki ba sdedni neaki zkewun shishay hzelki aleku ❤️
@emteemte3985
@emteemte3985 3 года назад
kkkkkkk gunuf
@MZ-wx7nl
@MZ-wx7nl 3 года назад
@@emteemte3985 kkkkkk ewai entay abxo xerfi ms fqri ane ylemn aleku nskawun fetin sebay endika ajokha
@ksanettesfay7899
@ksanettesfay7899 3 года назад
ኤሪ ምቅርቲ ኣዚኪ ብልጽቲ ኣርቲ ናይ ሃገርና
@berekettewelde8499
@berekettewelde8499 3 года назад
😘😘😘😘
@fiyoriberhe4305
@fiyoriberhe4305 3 года назад
💔🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘🥰🥰🥰
@meharitsegai3229
@meharitsegai3229 3 года назад
ኣበይ ዳኣ ትርከብ
@endiamo10
@endiamo10 3 года назад
Welcome eru shikorr 😍😍😍😍
@mathiosghile9311
@mathiosghile9311 3 года назад
ኤረና ካብ ነዊሕ ኣብ ዝኮነ ናይ ስነጥበብ ስራሕ ኣይረኣኹኽን እንታዩ እቲ ምኽኒያት?
@Rita-pw3ss
@Rita-pw3ss 3 года назад
Xebekete feteret 😍
@efromsolomun9831
@efromsolomun9831 3 года назад
Eru haftey bteami eye zednqeki lbonaki ebel qexlyo
@merhawighide5767
@merhawighide5767 3 года назад
Mili shikor nabsey ynegreni alo eti tbhgiyo wedi koyne ysimeani alo love u eru ayney 😍😍😍😍😋😋😋
@gunners1051
@gunners1051 3 года назад
ኣታ ዋላ ኣብዚ ዩቱብ ዲኺም ትገፍዑና ሚለኒ ሕማቕ ጌርኪ ኣነ ሕቶይ ክትምለሰለይ 4 ክፋል ብመደብ ተኸታቲለስ ሕማቕ ጌርኪ ብዝኮነ ንዓኺ ውን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
@Joe123_
@Joe123_ 3 года назад
ሕቶኺ ቕቡል አይኮነን ሆሊውድ ወይ ቦሊውድ ከድኪ ክሰሲ
@gunners1051
@gunners1051 3 года назад
@@Joe123_ ይሕሸኒ ዝያዳ ሓወይ ከምኡ ክገብር እየ
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 3 года назад
Eru shkor
@tesfaygere7305
@tesfaygere7305 3 года назад
ቃለመሕትት ጌርኪ ኢኪ፡ብድሕሪኡ ውን ገለ ሕቶታት ናይ ተዓዘብቲ መሊስኪ ኢኺ።ስለዚ ዓሰርተ ግዜ ኣብ ዩቱብ ምምጻእ ኣይተብዝሒ፡እንዳፈተናኪ ድሮ ሰልፕኽና
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 3 года назад
Eru ayney enkua bselam mexaeki mikirti edmen tienan ymne
@brawlstaryt4033
@brawlstaryt4033 3 года назад
Eren shekorrrr
@lamekgoshu8101
@lamekgoshu8101 3 года назад
Erena shkor dfetweki tewasait hagerna .Hto natey kab Eritrea wexai gele ktmrewi dlyet aleki do
@brhinefrem9273
@brhinefrem9273 3 года назад
Erina shkor kulu etekrbyo tebebat naybhaki neski netebeb zetefeterki eki ane kelaleyki yedeley bjaki add beleni eki kemzelewa eya face bookey
@amanuelmengisteab4120
@amanuelmengisteab4120 3 года назад
eta b skrin ab gzie nesneta nfelta Erena ketan des tbl niera hji wn tsbkti endiki ntenakn nkrtsi sebnetki mhlaw sport ktserhi medeb aleki do.entezey blki wn hseblu
@wedieritemesgenmedihaniale5721
@wedieritemesgenmedihaniale5721 3 года назад
ኤረና ሽኮር ኪንድ ሽሕ ክኒ ኣነ ካብ ዝድግፈኪ ፊሊም ጉያ ትብል ኣብ መደብ ዋሪ ካብኣ ሕዘ ክሳብ ሕጂ ናትኪ ትፎዞ እየ ኣብ ዩቱብ ኣየርድኩማን ጉያ ፊልም ኣላ ድያ።
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
ምስ ስራሕ ባ ኣመዛዝኑ? ሰርሕና እና ንበልዕ ከም ተኻታተልትኩም መጠን ኣኽብሮት ግበርሉና ሃናጺ መልእክቲ ዘለዎን ሓጽርን ጽፉፍን ሼር በሉልና እንታይ ክንብሎ እና ክንድዚ ሕቶ ምስ መልሲ ሎሚስ ኣመና በዝሑ። ህብቡንት ኮ ደረት ኣለዎ ኣሜና ተበዝሑ ከኣ የፍኩሰካ እዩ።
@emteemte3985
@emteemte3985 3 года назад
emo men do aytsrah eluka eyu .gdn dyu srahka gedifka you tube kitwiel zeleka
@yemanemelake4416
@yemanemelake4416 3 года назад
ሰላም ዝከበርኪ ኤሬና ኣፈወርቂ መጀመርታ ዕዙዝ ሰላምታይ ምስ ክይሎም ስድራኪ ይምነየልኪ ብምቅጻል አታ አንኮ ብልጽቲ ጋል ሃገረሰብ ኮንኪ አኪ ኣብ ሚለኑ ተዋሰእኪ አሞ ካኣ ኣብ ቀዳመይቲ ፍሊም ኤርትራ። ብከምይ ሱዉእ ኢሰያስ ጸጋይ መርጽኪ ጋል ሃገረስብ ኮንኪ ክትዋስኢ ? ካላኣይ ሕቶይ ኤሬና ካብተን ቡሉጻት ኣለዋና ንብለን ተዋሳእቲ ኢኪ ክንደይ ዕድመኪ ኣይብለኪን አየ ግን ዕድመ ጋል በናኒ ስለ ዝኮነ ሓዳርኪ ገርኪ ወልድኪ ደቅኪ ካኣ ናትኪ ክወርሱ ንጽበ ?ሶርይ ኣብዝሀልኪ ተገዲስኪ መልስለይ ? የማነ መልኣከ ካብ ኮለን ጀርመን
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 3 года назад
ኣይረሳዕናዮን ትዝክሩ'ዶ ክቡራትን ክቡራንን ፣ እዞም ሻዕብያ ጠፍጢፉ ትንፋስ ኡፍ ኢሉ ናብ ሰብ ቀይሩ ኣብ ዙፋን ስልጣን ኣዲስ ኣበባ (ኣራት ኪሎ) ዘንበሮም ወጣጡ ትግራይ ወያነ ናብ ኣሜሪካ ተምበርኪኾም ንዓና ንምጥፋእ ማእለያ ዘይብሉ ሰራዊት ኣኽቲቶም ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ መዓልቲ ንዓና ደምሲሶም ንኤርትራ ኣብ ግዝኣቶም ንምምላስ መጠነ ሰፊሕ ኲናት ክኸፍቱና ! እቲ ሓደገኛ ውጥን ፈሺሉ ፣ እቲ ኲናት ዕላማኡ ከይወቕዐ ብሓያል መኸተን ጅግንነትን ተረከብቲ ሕድሪ መንእሰያት ኤርትራ ፣ ተጋዳላይን ህዝቢን በርዒኑ ተሪፉ ። እቲ ስነ ኣእሙራዊ ዘመተ ኣየብቅዐን ፣ ኤርትራዊ መንእሰይ ታርጌት ብምግባር ፣ ንኤርትራ ዳግም ንምስዓር ነቲ ዓንዲ ሕቖ ሃገርን ሓያል ኣብ ግምባር ኲናት ዘይሰዓርን ምዑት መንእሰይ ኤርትራ ኣታሊልካ ሃገሩ ራሕሪሑ ከም ዝወጽእ ምግባር ፣ ምስ ወጸ ድማ ግዳይ ሞትን ስቓይን ጌርካ ዘርምዘርሞ ኮይኑ ከም ዝተርፍ ምግባርን ፣ ወያነን ዓንገልቱን ኣብ ዘጻወድሉ መጻወድያ ኣትዩ ዓሰርተታት ኣሽሓት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣተዉ ተሸሚሞም ጠፊኦም ፣ ዓሰርተታት ኣሽሓት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ቀለብ ዓሳ ኮይኖም ፣ ኣሽሓት ድማ ኣብ ምድረ በዳ ሲናይ ከም ገንሸል ኣውደ ኣመት ተሓሪዶም ፣ ኮላሊቶም ተሸይጡ ፣ ኣሽሓት ኣብ ምድረ በዳ ሰሃራ ህይወቶም ብኸንቱ ጠፊኡ ፣ ክንደይ ንምዝካሩ ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ብደላሎን ሸፋቱን ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ኤርትራ ተፈጺሙ ፣ ኣይረሳዕናዮን ! ! !ስለምንታይ ግን እዚ ኩሉ በደልን ግፍዕን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ፣ ብፍላይ ክአ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ ኤርትራ ተፈጺሙ ኢልካ ክሕተት ንቡር እዩ ፣ እቲ መልሲ ፣ መንእሰይ ናይ ዝኾነ መድረኽ ፣ ታሪኽ ከማእዝን ፍሉይ ሓላፍነት ዝተሰከመ ቀጸላ ሕብረተሰብ እዩ ። መንእሰይ ወለዶ ፣ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ኣብ ማእገሩ ጸይሩ መድረኻዊ ተልእኾኡ ብብቕዓት ክፍጽም እንተኾይኑ ድማ ፣ ንክብርታት ሕብረተሰቡ ክፈልጦ ፣ ክሕበነሉን ብሶላ ናይ ህይወቱ ገይሩ ክወስዶን ፣ ታሪኽ መንእሰያት ኤርትራ ፣ ታሪኽ ቃልሲ ንፖለቲካዊ ናጽነት ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ታሪኽ ምዕቃብ ባህላዊ ውርሻታትን መንነትን ሓላፍነት ዝተሸከመን ንመጻኢ ብዓቢ ርእሰ ተኣማንነት ዝሸከመን ስለዝዀነ ንምጽናቱ ዝዓለመ ሕልሚ ጸላእቲ እዩ ነይሩ ። ኣይረሳዕናዮን ! ዋርሳይ መእሰይ ተቐባሊ ሕድሪ እንተ ሰሚዑ ጥይት በራሪ ኣየትክል ጸላኢ የብሉን ዕምሪኣብ ግንባር ቡሬ መስመር ናይ ዓሰብኣብ ዓሊቴና ኣኽራናት ኢሮብኣብ እግሪ መኸል ጋሽ ሰቲት መረብኣብ ሸናጭሮ ቊልቊለት ዓቐብሬሳ ክጋደም ኩምራ ክእከብ ኣየር ክትሕምሸሽ ታንኪ ክትልብለብዓለም ክናወጽ ዓለም ክዛረብከም ዑፍ ዝበርር ከም ማይ ዝሰርብቡምባ ክስንዱ ቃታ ክስሕብኣርገፎ ዋርሳይ ክሳብ ዝርብርብእዚ'ዩ ክኣ ፍሉይነት ሕመረት ኤርትራዊ መንእሰይ ካብ ካልኦት ፍሉይ መድረኽ ዘትሕዞ ። ታሪኽና መዐቀኒ እንታውነትና ስለዝዀነ ። 33 1 Comment Like Comment
@bmzebiherekorensho
@bmzebiherekorensho 3 года назад
እምባእ! ሶሪ ዶ ክብለኩም ? ምኽንያቱ ንዘይትምሉሱለይ ኣብ ሕድ ሕድ ቪድዮታትኩም ሪኢቶን ሕቶን ከፍስስ ቀንየ። ሕቶታት ኣቀባብላኹም ናይ ኤሪትራውያን ዘቕርብዎ ሕቶ ጥራይ ድኹም ትቕብሉ? ምኽንያቱ ተድጋጋሚ ሕቶታት ኣቕሪበልኩም ስለ ዘይመልስኩምለይ እየ። ድሕሪ ሕጂ ግን ኣይሓተኩምን እየ። 😒
@emebrhaney4798
@emebrhaney4798 3 года назад
ohhh bro/sis kemiu aykonen already tehatita teqediha zwedeto eyom hiji zeqrbulna zelewu
@selamtsegayselamtsegay8971
@selamtsegayselamtsegay8971 3 года назад
ዘይምለስ ሓቲትካ ከይትከውን ክክ
@bmzebiherekorensho
@bmzebiherekorensho 3 года назад
@@selamtsegayselamtsegay8971 ኖ 😂😂😂 ንዒባ ❗ ዝምለስ እምበር ኣብቲ ዝሓለፈ ቪድዮታት ተመሊስካ ዝርከብ እንዳኣሉ ። የቐንየለይ ግን
@bmzebiherekorensho
@bmzebiherekorensho 3 года назад
@@emebrhaney4798 ድሓር ክምለሱ እዮም ማለት ድዩ ናብቲ ሕቶታትና❓ ከሙኡ ተዳኣ ኮይኑሞ ጽቡቕ
@emebrhaney4798
@emebrhaney4798 3 года назад
@@bmzebiherekorensho endie ezias brhanemesqel hawey ezi gn aqedimom htotat akibom already melisato eya may be nezi natikum htotat kea hanti mealti gera tmleso tkewn
Далее
Million jamoasi - O'zbekcha UFC
17:55
Просмотров 198 тыс.
Changing The Flag Of The Countries #countryballs
00:18
БЫСТРАЯ сборка ПК - от А до Я!
00:22
Million jamoasi - O'zbekcha UFC
17:55
Просмотров 198 тыс.