Тёмный

#Zaramedia 

Zara Media Network -ZMN
Подписаться 144 тыс.
Просмотров 63 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 525   
@Zaramedianet
@Zaramedianet 18 дней назад
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@girmayhaftay1574
@girmayhaftay1574 18 дней назад
@girmayhaftay1574
@girmayhaftay1574 18 дней назад
@edenayele1720
@edenayele1720 18 дней назад
@@Zaramedianet ሕዉሐት አብቂዓ እያ ናትካ ወታእታእ አይምልሳን አለቀ ደቀቀ
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 17 дней назад
@@edenayele1720 እሱ ለኣዴኻ ንገራ
@HizbawiEnihun
@HizbawiEnihun 17 дней назад
@@edenayele1720 ህግደፍ ወይ ብሎፅግና ይመስለካ።ትደልይኦሞ ትስእነኦ።ህወሓት ማለት ህዝቢ ትግራይ እዩ።ህወሓት ተዳኺማ ዳርጋ ጠፊኣ ኣብ ሰማይ ዝተበተነት ሕሩጭ ተባሂላ መን ኣድሒንዋ ህዝቢ ትግራይ።ሕዚማ መብዛሕተኦም ተጋደልቲ ካድረታት ጉባኤ ገይሮም ኣድሒኖምዋ።ቻው ኣይትሕለሙ።።!!!!!!!!
@Light51178
@Light51178 18 дней назад
እዚ ጉዳይ፡ ንትግራዎት እኳ ዝምልከት እንተኾነ ከም ኤርትራዊ ርእይቶይ፥ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ንዕንወት ህዝቢ ትግራይ ይረደኣዮ ኣይረደኣዮ ኣበርቲዑ ይሰርሕ ስለዘሎ ጠጠው ከብሎ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ሓላፍነት ኢዩ። ክጅምር ጊዚያዊ መንግስቲ ብስምምዕ ፈደራል መንግስትን ህወሓትን፡ ብመሰረት ናይ ፕሪቶርያ ውዕል ዝተመስረተ ኢዩ። ቅርጻ ናይቲ ጊዚያዊ መንግስት ከኣ 51% ብህወሓት 49% ከኣ ዝተረፉ ሸነኻት ከምዝቐውም ኣካል ናይቲ ስምምዕ ኢዩ። ህወሓት ጉባኤ ጸዊዑ ብሰለስተ ተቛውሞን ብናይ ሓደ ድምጺ ተዓቅቦን (ጌታቸው ረዳ) ክግበር ተወሲኑስ፡ ጌታቸው ረዳን ገለ ኣባላትን፡ ጉባኤ ንኽሳተፉ ፍቓደኛታት ኣይነበሩን። ብመሰረት ስርዓተ-ሕጊ ህወሓት እቲ ጉባኤ ምስ ኩሉቲ ፍልልያት ሕጋዊ ኢዩ ነይሩ። ህወሓት ኣብ ማእከላይ ሽማግለን ፈጻሚ ኣካልን ምቅይያር ገይሩ ኢዩ። ፕረሲደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝነበሮ ሓላፍነት ኣብ ህወሓት ውዱቕ ኮይኑ ኢዩ። ስልጣኑ ብህወሓት ተዋሂቡዎ ስለዝነበረ ከኣ፡ ናይ ጊዚያዊ መንግስቲ ፕረሲደንት ዳግም ክረአ (ክምረጽ) ግድነት ይገብሮ። ይኹን'ምበር ብኢደ ወነኑ ኣብታ ስልጣኑ ተኾይጡ ዓበይቲ ውሳኔታት ይገብር ኣሎ። እዚ ተግባራት'ዚ ጠጠው እንተዘይሉ ኣብ ምምቕቓል ትግራይ ዓቢ ፈተነ ኢዩ። ስለዝኾነ ከኣ ነዚ ናይ ምእራም ሓላፍነት ናይ ኩሉ ትግራዋይ ብፍላይ ከኣ ናይቶም ኢሊት ሓላፍነት ምዃኑ ክዝንጋዕ የብሉን።
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 18 дней назад
Why do not focus on your country's rotten issues. Leave Tigrai's issue for Tegaru. Adika titsenitala.
@benkal8062
@benkal8062 18 дней назад
ኣየ ተጋሩ ከምዚ ካህዳማት ኢኹም ኣብ ግንኩም ኮይንና ትግራይ ሰብ ኣለዋ ከምዘይበልናስ
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 18 дней назад
@benkal8062 so may be you are simpetatic for Tigrai we cannot deny but I see Eritereans "toblok" kiblu. Now y see you said kahdamat? I said keep fighting for your country? Leave Tigrai for us. We have 2 groups in Tigrai but we trying to make it right. It is civil. No shooting. In Eritrea you cannot make wedding. So focus on your issues!!!!!!!!
@gmbarxorona2655
@gmbarxorona2655 18 дней назад
@@tsehayberhe1063what about the money I sent to Tigray
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 17 дней назад
@gmbarxorona2655 thank you if you help. How do I know you are the decent one. What I see and observed kitsarefu eye zerie. SORRY if you are one the good one.
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 18 дней назад
እሞ ወይዘሮ ልያ ካሳ ንብረት ትግራይ አየስርቕን ስለዝበለት እያ ተባሪራ:
@zeacademy2991
@zeacademy2991 18 дней назад
ልያ ጥራሕ ኣይኮነትን ኣማኒኤል ኣሰፋ እውን ብናይ ውልቀ ሰብ ደብዳበ እዩ ፍቃድ ተዋሂብዎም ስለ ዝበለ ካብ ስልጣኑ ተባሪሩ እዩ።
@Semhar-w8w
@Semhar-w8w 14 дней назад
@@selamnkulu2541 nay haxin mexin sereqti sleteqawemet abarirwa bakeva eya bglxi tezariba nmntay kemzi zkon bmalet bmasreja eya tezariba tom nay haxin ms getachew eyom weginom zelewu nay medhanit seraqim kemau
@dagimbirhan8919
@dagimbirhan8919 18 дней назад
ጀግኒት ወያኒት ሊያ ካሳ
@tekestegebremariam6946
@tekestegebremariam6946 18 дней назад
ክቡር ሓው ስታሊን ቃልስኻ ቀፅለሉ። ዛዕባ ትግራይ እንትኾን ብትግርኛ ምዃኑ ድማ ናእዳይ ወሰን የብሉን። ተኸስተ
@JossyGmariam
@JossyGmariam 18 дней назад
ጌታቸው የአብይን አካሄድ ትግራይ ላይ ሊደግመው ነው የሚፈልገው ከዚ ቡሀላ በትግራይ ላይ ቦታም የለውም ምክንያቱም ህወሓት በጠቅላላ ጉባያ ስላልመረጠው ማለት ነው!!!! ትግራይ የህግ እና የስራአት ሀገር ነች እንጂ ማንም ጉልበተኛ እየመጣ ጉልበቱን የሚያሳይባት ሀገር አይደለችም!!!
@SwingTrader-v9w
@SwingTrader-v9w 17 дней назад
በዚህ ኣካያየድ የትም ኣትደርሰም ከ 4 ዞባዎች በላይ ያልወከለ ህወሓት ጉባኤ ምንም ሊያመጣ ኣይችልም ። የትግራይ ችግር የሚፈታው በንግግር ሁሉም ያሳተፈ ሰርዓት በመገንባት ነው ። ኣን በምትለው ኣከያየድ ትግራይ የሚከፋፍል የኣን ጉጅለ ፍላጎት ነው ።
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay 18 дней назад
ንበረልና ስታሊነይ ሐቀኛ ሐውና።
@MohamedMabrato
@MohamedMabrato 18 дней назад
ጌቾ ተደጋጋሚ ብዙሕ እዋን ይሕሱን ዝዋቃዕ ዘረባ እዩ ዝዛረብ ኣብትምጥፍፉእ እውን ብቀዳምነት ክምችት ዝግብኦ እዩ ።
@kidanetsegaye2482
@kidanetsegaye2482 18 дней назад
እስታሊን ንኧካ ክብሪ ይግበኧካ፡፡ ብዘይ ሻራዊ ተቕርቦ ትንታነ ሕዝቢ ዝጠቅም ስለዝኮነ ኩሉ ትግራዋይ ዛራ ሚድያ ምድጋፍ ይግባእ።
@SwingTrader-v9w
@SwingTrader-v9w 17 дней назад
ሰታሊን ዘንሺራዊ ወይኾነ ደጋፊ ጉጅለ ደብረፅዮን እዩ ። ውግንንኡ ንሓደ ጉጅለ እዩ ንህዝቢ ኣይኾነን ።
@SwingTrader-v9w
@SwingTrader-v9w 17 дней назад
ሰታሊን ደጋፊ ሓደ ጉጅለ እዩ ። ደጋፊ ጉጅለ ደብረፅዮን
@HizbawiEnihun
@HizbawiEnihun 18 дней назад
ትግራይ ሕዚ ብሠካራም እያ ትምራሕ ዘላ
@Natan-u3x
@Natan-u3x 18 дней назад
ጌታችው ገሪምካኒ
@TsegayKahsay1216
@TsegayKahsay1216 18 дней назад
ጌታቸውና ፃድቃን ትግራይ ሸዉዶምዋ ተጫዉቶምኔ
@NatiEndrias-rz3mm
@NatiEndrias-rz3mm 18 дней назад
እዞም ፅግዕተኛ ሐይሊ ለያቡ ጌታቸውን ፃድቃን እዮም ትግራይ ዝሕምሱዋ ዘለው ክውገዱ አለዎም!!👌👌
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 18 дней назад
@NATI ENDRIAS -rzmm. ትኽከል ገሊፅካይዮ ።እዞም ናይ ሳዕሪ ውሽጢ አትማን ክወገዱ አለዎም።እንተዘይኮነ አብ ትግራይ ሕንፍሽፍሽ ፈጢርካ ህዝቢ ትግራይ አብ ትሕቲ አብይን ኢሳያርን ባርያ ኮይኑ ክነብር ዝግበር ዘሎ ሽርሒ ምዃኑ አየጠራጥርን።
@SwingTrader-v9w
@SwingTrader-v9w 17 дней назад
ብቱ ናትካ ፀቢብ ኣተሓሳሰባ ንሓደ ውድብ ክትብል ኣብ ትግራይ ከም ናይ ሱዳን ናሕድሕድ ጦርነት ክውላዕ ድኻ ደሊኻ ። ሰኽን ኢልካ ሕሰብ ንሰኻ ኸምኡ ክትብል ከለኻ ብተፃረሪ ኾይኑ ነቲ ትብሎ ዘኻ ሓሳብ ዝቃወምን ኸወግደካ ዝኽእልን ሓውካ ትግራዋይ ከምዘሎ ኣይትረሰዕ ። ናትግራይ ፀገም ዝፍታሕ ኩሉ ትግራዋይ ዘሳትፍ ሰርዓት ብምህናፅ እዩ ።
@SwingTrader-v9w
@SwingTrader-v9w 17 дней назад
ኩሉ ግዜ ቀድሚ ብሰምዒት ምሕሳብካ ታይ ሳዕቤኑ ኢልካ ሕሰብ ።
@tsedalegher4705
@tsedalegher4705 18 дней назад
ጌቾ ተደጋጋሚ ብዙሕ እዋን ይሕሱን ዝዋቃእ ዘረባ እዩ ዝዛረብ ኣብትምጥፍፋእውን ብቀዳምነት ክሕተት ዝግብኦ እዩ
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 17 дней назад
30 ACHEBERBIRKUM HASIKUM ETH DERBIYATIKUM RAYAN ENDERTAN EWUN DERBIYENAKUM
@user-fh4in7bt5u
@user-fh4in7bt5u 17 дней назад
@@user-bc8hn4cn2dላህዛው
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 18 дней назад
ትማሊ ጌታቸው ረዳ ደቂ ኣንስቶ ትግራይ 24ሺህ ይኹና 4ተ ሺህ ቁጽሩ ብዘይግድስ በተጋሩ እዩ ተፈጺሙ ንዝበሎ ቃል ወድ ወረደን Tdfን ክሓቱዎ ተዘይክዒሎም ባዕሎም ተሓተቲ እዮም።
@berndadesta9679
@berndadesta9679 14 дней назад
ጌታችፕው ረዳ በዘይግድስ አናበለ መሬት ትግራይ ሽይጥዎ ኢዩ አምባገነን
@user-iz4ry3cn8x
@user-iz4ry3cn8x 18 дней назад
ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ እዚ እራይ ምራይ ግ.ም.ት ኢሉ ብስም ህወሓት ተበሊፅን ተፀጊዑን ብሕቡእ ዝንቀሳቀስ ሓይሊ እዩ።
@asefudesta441
@asefudesta441 17 дней назад
ራያ አድዋ ባንል ጥሩነዉ!!!ምክንያቱም ስንት የራያ ስንት የአድዋ : TDF አሉ ሒወታቸዉን ለትግራይ የሰጡ ስለዚ :የናት ሆድ ዝንጉርጉር ነዉ ይባላል:ጌታቸዉ ነዉ ያጠፍዉ እንጂ: የራያ ሕዝብ አይደለም!! ሁኔታ ኢሞሺናል ያደርጋል : ግን አስበን እንናገር: ትግራዋይ ተብለንነዉ :ጇነሳይድ ያረጉብን: አገር ለይተዉ አይደለም:: አንድ እንሁን :አዉቀዉ ነዉ በአገር የሚያለያዪን: :❤
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 18 дней назад
ድሕሪ ሕዚ ነዝፍጠር ትግራይ ናይ ምፍራስ ሓደጋ ተሓተቲ ጀ/ር ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን እዮም‼️
@asefudesta441
@asefudesta441 17 дней назад
ትክክል ወንድሜ የትግራይ ወጣቶች የሞቱበትን አካላቸዉ የጐደሉ :ይሔ አሮጊት እንዳይሞት ስንት ወጣት ሙቶል
@asefudesta441
@asefudesta441 17 дней назад
ቂሙን ሊወጣ ነዉ ገብረዳዲቅ አዲሳባ ያሉትን ዀንደሚኒም እንዲሠጠዉ ስለፈለገነዉ: ጦርነቱን ያስቆሙት አዉቀዉ :ትድኤፍ እንዲያሸንፍ ነበር ከአብይጋር እየተመሳጠረ: እረ ስንት ነገር አለ 😮
@theobserver2677
@theobserver2677 17 дней назад
ወዲ ወረደ እውን ናይ ሳሞራ ዓይነት ሙሽሙሽ ተምበርካኺ ሽጣራ ኢዩ ዝስዕብ ዘሎ።ስለዚ ጌታቸው ከም ኣቢ፣ ጻድቃን ከም ኢሳያስ፣ ወዲ ወረደ ከም ሳሞራ ንጥፍኣት ትግራይ ኢዮም ታዓሲቦም
@SwingTrader-v9w
@SwingTrader-v9w 17 дней назад
ህወሓት እያ ተሓታቲት ናይዙ ኹሉ ጥፍኣት ።
@SwingTrader-v9w
@SwingTrader-v9w 17 дней назад
​​@@asefudesta441ዋየ ሰኻ ፀላኢና ኢኻ ። ንሰኻ ኣብ ወፃኢ ኾንካ ክንደይ ኣሕዋትና ብእምኒ ናተዋግኡ ክምዝተሰውኡ ትፈልጥ ዶ ። ንሕና ክንሰዋእ ሰኻ tiktok ክትሰርም እዩ ድልየትካ ። ፅረ ህዝቢ ኢለካ ዋይ ጉድ ጦርነት ይቀጥል ተኣምረኛ ነህ 😮 የትግራይ ህዝብ ሰቃይ የማይገባህ ነህ ።
@semeregebre2835
@semeregebre2835 18 дней назад
ሕወሓት ሞይታ እያ ......?!!! ድያ እታ ፅዋ ወይ ድማ # እንደ ዱቄት ብን ብላ እንደ ጉም ጠፍታለች ....?!!! የሚለው የትግራይ ህዝብ ታሪካዊ ጠላቶች የዘውትር ምኞት ነው....?!!!! ሕወሓት የትግራይ ህዝብ እስካለ ድረስ ኣትጠፋም ኣልጠፋችም። በእርግጥ የሕወሓት ጡት እየመገመገ ( እየጠባ) ያደገ ክፉ የበግ ለምድ የለበሰ ኣስመሳይ ኣፈ ጮሌ ጌታቸው ረዳ የተባለ ቶክላ በቀጥታ የኦሮሞ ህዝብ ዲሞክራሲያዊ ድርጅት (ኦህዲድ) የግል ዕቃ ወይም ፈረስ ሆኖ እያገለገለ ያለው ነውረኛ የሚያደርገው የማያውቅ ሴረኛ ሰው እናት ድርጅቱን ሕወሓት ለማፍረት ለኣፍታም ወደ ጏላ እንደማይል የእሰከኣሁን የእስከ ኣሁን የመጣባቸው መንገዶች በቂ ማረጋገጫ ነው። ከዚህ በላይ በቅርቡ በኣቶ ኣንዳርጋቸው ፅጌ መጣጥፍ እና ከ ems የተደረገውን interview ከበቂ በላይ ማረጋገጫ ነው።
@asefudesta441
@asefudesta441 17 дней назад
ትክክል እግዚአብሔር ይስጥሕ!! !!ትግራይን ለብልፅግና ማስረከብ ይፈልጋል:እሱን ለማዳን የሞቱ ወንድሞቻችን:የነሱ ደም አጥንት ይወጋዋል :
@selamselam2754
@selamselam2754 18 дней назад
ሳንታይዘር እናበልና ከመይ ዝበለ ዝብኢ ሰብ እዩ ፈንዩልና አቱም ሰብ እምበርከ ምስ ጥዕንኡ ዶ አሎ እዩ?
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 18 дней назад
የውስጥ አርበኛ ኮይኑ ተረኺቡ : ምስኪናይ መንእሰይን ህዝቢ ትግራይን : ዘይወፅእ ጣዕሳ :: መሲልዎ እምበር አብዝበፅሖ የብሉን : መንእሰይ ትግራይ ቀሊል አይኮነን : ትግራይ ትስዕር!!!
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 18 дней назад
ብጣዕሚ ንፉዕን ለባምን ኢኻ ስታሊን።
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 18 дней назад
ጌታቸውን ፃድቃንን እናሃለው ገና ትግራይ ክትቆራረስ እያ። እዙይ ዘይኣምን ሰብ እንተሃልዩ ዝደንዘዘ ጥራሕ እዩ።
@AzenawAregay
@AzenawAregay 18 дней назад
ውልቀ መላኽነት ዝወለዶ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ከምቲ ኣብይ ንጌታቸው ሽይመዮ ኢሉ ዜና ዝሰርሕ ሕዚ ድማ ጌታቸው ናቲ ንዑኡ ዝሸሞ ስራሕ ተኸቲሉ ኣብ ትግራይ ድና ብግዲኡ ዘይሕጋዊ ሽነት ምሃብ ጀሚሩ ኣሎ ብጠቕላኣ እቲ ስራሕ ሕጋዊ መስርሕ ዝተኸተለኣይኮነን ልእኽቶ ናይ ፀላእቲ እዮም ዝፍፅሙ ዘለው
@user-bs9cb4ek9r
@user-bs9cb4ek9r 17 дней назад
ጌተቸው ሽመት ምሃብ ሓላፍነቱ እዩ። ውልቀ መላኺ እንተዝኸውን ነቶም ኣፋላላይ ዝፈጠሩ ኩሎም ምኣሰሮም ነይሩ።
@AbadiGmicheal
@AbadiGmicheal 18 дней назад
እሰታሊን ብሓቂ ገሊፅካዮ
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 18 дней назад
አበይ አራት ኪሎ እየጠበቀ።አማራ ከአማራ ጋር ።ኦሮሞ ከኦሮሞ ጋር እንዲሁም በአዋጅ ያልተነገረላቸው የሌሎች ክልሎች ውግያዎች እያካሄደ ነው።አሁን ደግሞ ትግራይ ውስጥ ትግራይ ከትግራይ ለማጋጨት ጌታቸውና ፃድቃን መልእክቱን ለመቀበል አሰፍስፍው እየጠበቁ ነው።የትግራይ ህዝብ ግን በጥቂት አወናባጆች የሚሸወድ አይደለም።
@NebriNebrilo
@NebriNebrilo 17 дней назад
ደስ ዝብል ኣገላልፃ እዩ።
@lovleytigraye
@lovleytigraye 18 дней назад
ጌታቸው ረዳን ፃድቃንን ንህዝቢ ትግራይ ኪሒዶሞን ሸይጦሞን እዮም ሓላያት መሲሎም ህዋሓት መሲሎም ካብ ዝሕዝነኒ ብሚልዮን ህዝቢ ዝጠፍአ ሕዝስ ትግራዋይ ነተይ አፅሊኡኒ አሕፊሩኒ
@user-uf7wj1nn8t
@user-uf7wj1nn8t 17 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ስብሃትን ዐሌቱን እዯም ናብ መከሪን ችግርን ዘእተውና
@negasihaile5860
@negasihaile5860 18 дней назад
ዶ/ር ደብረፅዮንስ ኣብ ዘይወዓሎ እዩ ዝውቃዕ ዘሎ ህዝቢ ባዕልካ ፍረድ?
@mebrahtomteklay1152
@mebrahtomteklay1152 18 дней назад
ደብረ ፂየን እዬ ዘፈርሳ ዘሎ።
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 18 дней назад
ደብረፂዮን ቅልጡፍ ስጉምቲ ብዘይምውሳዱ ኩነታት ይበላሾ አሎ።
@geregirmay4261
@geregirmay4261 17 дней назад
wey aytiketatelin zeleka wey zikone neger shefinuka alo ember zey nisu dea men yfihralo meret
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m 18 дней назад
ከም ሊያ ካሳ በሊሕ መራሒት ኣይረኣኹን ስታሊን ሓወይ እዚ ጌታቸውን ሰዓብቱን ብዙሕ ገንዘብ ካብ ኣቢይ ይስደደሎም ኣሎ ምእንቲ ገንዘብ ንትግራይ ይሸጡዋ ኣለው ነዚ ብግልጺ ተዛረበሉ
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 18 дней назад
እንታይ እዩ ልኸውን ሎሎ ጌታቸው እንታይ ልበለ ጎንባሐባሕ ልብል ለሎ ንዕዕ ከድሕኑ ልተሰውኡ ክኽሕድ ልኸዶ ሎሎ ብሱሩ ልህዝብ ልትግራይ ኣብሓደጋ ከምለአቱ ሎሎ ክንፈልጥ ኣለና
@muezhagos7827
@muezhagos7827 17 дней назад
ሄ ሻዕብያ ደሞ ደቂ መቐለ መሲልኹም መጺእኹምና
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 18 дней назад
ጻድቃን ጌታቸው ንትግራይ ሽይጠሞ ንብልጽግና ብጣዕሚ የሕዝን ትግርይ ናይ ባሐቂ የሕዝን 😭😭😭😭😭😭
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew 15 дней назад
እዞም ሰባት ትግራይ ከትእምጸጽን ከትጠፍእን ዝተጋደሉ ሎሚ ከመይ ገይሮም እዮም ሸውጥቲ ትግራይ ኮይኖም? ናይ ስልጣን ድፍእን ባእስን አንዝደረጃ አይምበጸህን TPLF መራህቲ ብህዝቢ ድምጺ ጥራይ ዝሽየሙን ዝልኣሉን ነይሮም ተዝኾኑ። ሕዋህት ክትልወጥ ወይም ክትእሪ አለዋ!
@HizbawiEnihun
@HizbawiEnihun 18 дней назад
ኣነ ነኒደብረፄን እኳ ዝድግፍ ወላ ኣይንኹን እምበር ጌታቸው ግን ሙሉእ ብሙሉእ ህወሓት ንምጥፋእን ንምድኻምን ናይ ፀላእቲ ተልእኾ ሒዙ ዝሰርሕን ብሓገዝ ፀላእቲ ተኣማሚኑ እዩ ዝዕንደር ዘሎ። ምኽባር ላእላዊነትን ተፈናቀልቲ ናብ መረበቶም ናይምምላስ ስራሕቲ ተገዲፉ።ፀላእቲ ብኒጌታቸው ኣቢሎም ይሥዕሩና ኣለዉ።
@asefudesta441
@asefudesta441 17 дней назад
ትዝይላችሆል ከጦርነቱ በፊት የትግራይ ሰዉ እየለቀሙ ሲያስሩ እነ ጌታቸዉ ,ገብረፃዲቅ ወረደ አዲሳባ መጠዉ ለምርመራ ይቅረብ ና እጃቸዉን ይስጡ እያለ አብይ ሲናገር :ለደብረጽወን:አይቀርም መጀመርያ ከእናንተ ይጀመር እያለነበር የሚከራከርላቸዉ ነበር
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m 18 дней назад
ስታሊን ብሓቒ ንፉዕ ኢኻ ግን ብግልጺ ብግልጺ ጌታቸው ናብ ልቡ ክምለስ ክንገሮ ኣለዎ ❤❤❤❤ቅ
@haileabay4021
@haileabay4021 18 дней назад
ስኽራን ጌታቸው ትግራይ ከጥፍእ እዩ::
@tgebreab
@tgebreab 18 дней назад
Deadbrain TPLF still thinking is still 1960
@gugsawerkneh461
@gugsawerkneh461 18 дней назад
ስታሊን ቀጽል አብ ጎንኻ አለና ክሳብ ንሓደ ብዘይ ምኽንያ ዘይ ወገንካ
@Mulu_alene
@Mulu_alene 18 дней назад
General Tadesse Worede as a security officer should make clear decisions on all aspects of thefts.
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 17 дней назад
ፃድቃን እናሃለወ እትምዕሪ ትግራይ ፍፁም ኣይትህሉን ብኣውርኡ በየነ
@kibromabraha-u5y
@kibromabraha-u5y 18 дней назад
ስታለን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ ኮይኑ ግና ጌታቸው ዝሰርሖ ዘሎ ብጣዕሚ እየ ዝሕዝን አባገነን አካይዳ እዩ
@tamerattsegay5299
@tamerattsegay5299 18 дней назад
ህዝቢ ክድሕን እንተኾይኑ ገታቸው ናይ ኣብዪ ኣሕመድ ኣካያይዳ ከቁም ኣለዎ ተዘይ ኮይኑ ህዝቢ ናብ ሓደጋ ናብ ናይ ኣብዪ መፃወዳያ ኢና ንኣቲ ዘለና።
@GERIEBRHANE-w6c
@GERIEBRHANE-w6c 18 дней назад
Zeregna Aytkun
@goitomberhane8962
@goitomberhane8962 18 дней назад
ለውጢ ይደሊ ኣሎ ህዝቢ ትግራይ ጦረኛ ኣታሓሳስባ ኣምሪሩ ፀሊኡ ኣሎ።
@letebrhanghebremariam6213
@letebrhanghebremariam6213 17 дней назад
እንቋዕ አብፃሓኩም ዛራ ሚድያ🙏🙏🙏💪💪💪👊👊👊❤❤❤🥰🥰🥰
@user-qf4ue6tv6r
@user-qf4ue6tv6r 18 дней назад
ጌታቸው እኮ በቃ ብሕዋሓት ዝህቦ ሓላፍነት የብሉን ስለዚ ስርዓት እዩ ክሕዝ ዘለዎ ይጠቀቅ ይአክል
@sedeeselymane
@sedeeselymane 18 дней назад
ሳንታይዘሪ ኣናበልና ኣብዮቱ ካሳሁን ኾይኑ ክመፀን ኣይ ሓሰብናዮይ ዳብለዑዎ ነገሪ ግድ ነሀዎምዳኣም ህዚብ ትግራይ ኣስተዉዕል ኣጆኻ ኢስታለን
@YonasgebretensayKasahun-dh5qn
@YonasgebretensayKasahun-dh5qn 17 дней назад
ትክክል
@ZufanKindeya
@ZufanKindeya 18 дней назад
የቀንየልና ስታሊን በደንቢ አረደአዮም.. እዚኩሉ ሃልፍናስ 💔
@HailayGebretsadik
@HailayGebretsadik 18 дней назад
እስታሊን side አትግበር ዘይጋና አትዛረብ
@EzanaTeklay
@EzanaTeklay 17 дней назад
100% correct keep going stallin
@FilmonNuguse-i4m
@FilmonNuguse-i4m 18 дней назад
Nberlna
@gaydigets7061
@gaydigets7061 18 дней назад
ህገ ወጥ እዩም
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q 18 дней назад
ሽግር ትግራይ ብዲሞክራሲ ይፈታሕ ብ17 ዓመት ቃልሲን መስዋእቲ ኩቡራትን ተጋሩ ሙሁራትን ጀጋኑ መንእሰያት ዚመጸ ዲሞክራሲ ይከበር ምትፍናንን ንሕንሕን አብ ቂድሚ ህዚቢ ትግራይ ብዲሞክራሲ ይፈታሕ ዲሞክራሲ መፍቲሒ ሽግር ፖለቲከኛታት ኢዩ ዲሞክራሲ ይከበር ጌታቸው ረዳ ዲሞክራሲ አኽብር ብዲሞክራሲ ተገዛእ ህዝቢ ትግራይ ዲሞክራሲ ይከበር በል
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 18 дней назад
ዕቡዳት ኢትዮጵያ ሰካራማት ድማ ትግራዬ ከጥፍኡ ይፅዕሩ አለው።
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g 18 дней назад
ና ሕዝቢ ትግራዮ ጥቅምን ሰላምን ዘየክብሩ አመራርሐታት ካብስልጣን ክእለዬ አለዎም ናይ ህወሀት +ጌታቸው ንትግሰራይ ንምብትታን ቆሪፆም ተልኢሎም እዮም ብልፅግና ኦናተወ እዮዐ እሱ ድማ ትግራይ ብሐይሊዐግትምብርክ እዮ ዝደሊ TDF " ሕዝቢ ትግራዮ ን ሐደነገር መፍትሒ ምስ ሕዝቢ ምከሩ ንትግራይ ዝሐስቡ ሚድያታት 1ስታለመን ትግራይ ፕረሰ አኩሱማይት ሜድያታት ወዘተ...አለው ከም ሐደ ትግራዋይ ነፃ ሐሳብ እዮ ናይ ጀጋኑና መስዋእት ብሕቱኩቱክመራህቲ አይበላሸ።
@user-jy5zw1vs9u
@user-jy5zw1vs9u 16 дней назад
ሊያ ካሳ የብልፅግና አሻንጉሊት አስተዳደር ተባባሪ ባለመሆኗ ነው ከስልጣን የወረደችው። ሊያ ካሳ ከጀኖሳይደሮች ጋር ባለመተባባርሽ ጀግናችን ነሽ። ረጅም እድሜና ጤና ላንቺ እና ለመላው ቤተሰብሽ ይሁን። ክብር ለTDF ትግራይ ትስዕር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-iz4ry3cn8x
@user-iz4ry3cn8x 18 дней назад
ኺዱ እሞ እናተበአስኩም ወዓሉ ዝዓይነቱ ናይ ዓያሹ ሹመት እዩ ናይ ጌቾ ነገር። ብመን ኸምዝዝወር ንፈልጦ አለና ግን ኸምዙይ ዝበለ ቂመኛ ዝኾነ መኻሪ ሰብ ኸመይ ጌሩ ኸምዙይ ዓይነት ህዝቢ ናብ ደልሃመት ዝወስድ ምኽሪ ይልግስ አሎ?እንድዒ ኸመይ ዝበለ ዕብደት ዝተመለኦ ፅልኢ ሒዛቶም ኸም ዝፀንሑታ ይገርም እየ።
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 18 дней назад
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛ሰላም
@eyasuhadgu9110
@eyasuhadgu9110 17 дней назад
ዕድመ ልክዖም ከም ቁርድድ ተጣቢቖም ስለዝፀንሑ ኣይተሓዘሎምን።
@GatachewYemen
@GatachewYemen 18 дней назад
እሰታሊን ጥያቄን መልሰ የአፄ የዋንሰ ፈረሰ ማን ይባላል? የአፍሪካ ጀኔራል አሉላ ፈረሰ ማን ይባላል? የዚ ነቀዝ ቂመኛ ፃድቃን ፈረሰ አውቀዋለው ጌታቸው ረዳ
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 17 дней назад
Keep it Stalime
@BelayGmedihen
@BelayGmedihen 14 дней назад
አሑን ለሚፈጠረው የትግራይ ችግር ተጠያቂ ጌታቸው ረዳ እና ጽድቃን ናቸው
@mizanarefane9818
@mizanarefane9818 17 дней назад
Absolutely correct dear brother
@sahlegmichaelwkidan6919
@sahlegmichaelwkidan6919 16 дней назад
አታ ርግዕ እንዶ በል ፣ ህወህት ውድብ እያ መንፈስ አይኮነትን!!!
@aregashyigzaw4860
@aregashyigzaw4860 18 дней назад
ደብረፅዮን ዝመርሖ ዘሎ ወድብ ህወሓት ዝክተሎ አካይዳ ትኽክል እዩ ምትዕርራይ ምሰገበረ ማለተይ እየ ጌታቸው ግን እንታይ እዩ ደልዩ አብዚ እዋን እዚ ህዝብና ዘለዎ ፀገም ከይአኽሎ ከም ተራ አክትቪስት አብ ሚድያ አናወፀ መግለፂ ምሀብ ብግሉ ሽም ሽረ ምግባር አግባብነት የብሉን. ፀገም ዝፈጥር ዘሎ ገታቸው እዩ ተስፋና እናፀልሞቶ ዘሎ
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q 18 дней назад
አይ ጌታቸው ረዳ ዲሞክራሲ እማ ሕቶ ህዝቢ ምምላስ ኢዩ እምበይ ሰኽርካ ምሸት አንስቲ ምጉታት አይኮነይ ከም ሰብ ሕሰብ
@asefudesta441
@asefudesta441 17 дней назад
ጌታቸዉ ከስልጣን ከመጣ በሆላ:ከአብይ ብልፃግና ጋር አብረዉ:ነዉ የሚሠሩ:: የትግራይ ሰራዊት አዲስ አበባ ሲደርሱ: ተመለሱ የተባሉት ትግራይ እንዳታሸንፍ ስለፈለጉነዉ: ስንት ሕዝብ የሞተበትን:አካሉ የጐደለበትን : ከብልጽግናጋር ተስማምተው ትዲኤፍ እንዲያሸንፍ ተመካክረው ያረጒት ነዉ:አሁንም የትግራይሕዝብ:አንድላይ ሁነዉ :ጌታቸዉን :ጌታቸዉ በፍፁም ሕዉሐት ሊሆን አይችልም:: አዉርደዉ ለሕግ ማቅረብ አለባቸዉ!!!!!!
@hailuLegese-zp8ku
@hailuLegese-zp8ku 18 дней назад
Good one
@user-fj1fn4li7b
@user-fj1fn4li7b 17 дней назад
ብጣዕሚ ትኽክል ኢኻ ንሕና ውን ብትዕግስቲ ሃናፂ ሓሳብ እናሃብና ክንከድ ይግበአና
@hgebre3175
@hgebre3175 18 дней назад
I think it is time bring their crimes to light.
@gebrehiwet3114
@gebrehiwet3114 18 дней назад
ኢሰታሊን !! ንትግራይ አብ ዝኹሉ ዕንኪለል. ዘእትዋ ዘሎ ፃድቃን እዩ ሓደ ነገር ክበለካ ዝደሊ ፃድቃን ገ/ ትንሳይ አብ አኼየባታቱ ዋላ ሐንቲ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ይመለስ መሬት ትግራይ ናብ ቦቱኡ የመለስ ፀላእቲ ካብ መሬት ትግራይ ይወፃእ እተብል ሓንቲ ዘግላፃ የለን :: ሰለዚ እቲ ዓለሙኡ ካልእ እዩ ::
@zemariamtafere8856
@zemariamtafere8856 17 дней назад
it is legitmate
@gebreslassiegabraha6276
@gebreslassiegabraha6276 18 дней назад
ስማአ ወገን ተረአ ኣሎካ ካብ ኣድዋ ውጻአ ትግራዋይ ኩን ንትግራዋይ ራያን ኣድዋን ሃደ አየን።መጎና ኩን
@hgfana6731
@hgfana6731 18 дней назад
ደንቆሮ ብዛዕባ ዓዲ አዕሊሉ ድዩ ኾይኑ?
@geregirmay4261
@geregirmay4261 17 дней назад
@@hgfana6731 kindi emba tikewun denqoros nisika zibehal kemziwerede misimae ember midimats zeytikiel gereweynay kabzi nilaeli entay ybelka nisu adwa nisatom adwa. b amharigna zehlefom zaebatat ab werhi hamle n dihrit kedka simayom shiu kirideaka eyu ele tesfa gebir
@user-cg9oo4sz7l
@user-cg9oo4sz7l 16 дней назад
ደንቆሮ አታ ብዘዕባ ጎጥእንዶ ግደፍ ብዛዕባ ግዝአት ትግራይ ሕሰብ
@TesfayAmbaye-y3r
@TesfayAmbaye-y3r 18 дней назад
የትግራይ አመራሮች ይህን ህዝብ ስንት ጊዜ ዋጋ ሊያስከፍሉት ነው? ስንት ጊዜ ለእነሱ እድል እየሰጠ መስዋዕትነት እየከፈለ ይኖራል? ገለልተኛ የሆነው Tdf ነገሮች የበለጠ ከመወሳሰባቸው በፊትና የትግራይ ህዝብ ችግር ላይ ከመውደቁ በፊት ሁሉንም ያሳተፈና ትግራይን የሚመጥን ተግባር እንዲፈጸም እገዛ ቢያደርግ ። በተረፈ የግለሰቦች የበላይነት መቆም አለበት ጠላት ሲጨበጭብልህ ወዴት እየሄድክ እንደሆነ አስብ?
@user-ho4rt6ph7y
@user-ho4rt6ph7y 17 дней назад
እስታሊን እዚ ነገር እዚ ክመዓራረ እንተኾይኑ፡- 1- ዝተገበረ ጉባኤ ንህዝብና ዝምጥን ለውጢ ስለዘይቡሉ ውድቕ ኽከውን ኣሎዎ ==ም/ቱ ኣብቲ ጉባኤ ዝተወሰነ ውሳነ ህዝብና ናብ ካልእ ፀገክ ስለዘእቲየና 2-መጀመሪያ ንባዕሉ ህውሓት ክመዓራረ ኣለዎ ገሊኡ ባንዳን ተላላኪን እናበልና ዘይኾነስ ከም ተጋሩን ህልውና መሰረት ብምግባር 3-ኹሉ ዝሓቅፍን ህልውናን ረብሓን ዝህብና ዝረጋግፅ መንግስቲ ምምስራት እንተዘይየለ ናብ ካልእ ችግር ከይንኣቲ የሰግኣኒ
@dawitgeberetensaia8190
@dawitgeberetensaia8190 17 дней назад
Let’s see who wins
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w 18 дней назад
ሠላም❤❤❤❤💛💛💛💛
@KisanetGidey
@KisanetGidey 17 дней назад
ጎበዝ ስታሊን ወዲ ህዝቢ።
@user-do1sl6sf7j
@user-do1sl6sf7j 18 дней назад
እስታሊን የምታቀውን ሚስጥር ለማን ብለህ አታውራው ለጠላት አሳልፈህ አትስጥ የእጃቸውን ያገኛሉ እነዚህ ሆዳሞች የዚህ ሁሉ ወጣት ህይወት አያሳዝናቸውም ለትግራይ ህዝብ ብለው ነው ይሄን ሁሉ የከፈሉት እነዚህ ቦርጫቸውን አገፍጥጠው እዚህ ለስልጣን ይጨቃጨቃሉ ምነው ያኔ ያቺ ድሮን በጨረሰቻቹ እንዲ ከምታዋርዱን
@HagosAli-ik2ut
@HagosAli-ik2ut 18 дней назад
ሓሳው ሞንጎኛ እናመሰልካ ንግዝያው ምምሕዳር ትወቅዕለኻ መሕፈር
@nahugb
@nahugb 17 дней назад
በርትዕ ሰታሊን
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 18 дней назад
ናይ መጀመርታ ስሕተት ተሓህት(tplf)ፃድቃንን ጌታቸውን ናብ ፕሪትርያ ምልአኽ እዩ ነይሩ።ብኸመይ እዩ ተሓሲቡ ጌታቸው ናይ አብይ ሹመኛ ኮይኑ ናይ ተሓህት ምክትል አቦ ወንበር ክኸውን ክኢሉ ?ሓደ ባርያ ንኽልተ ጎይተቱ ክህ ሸከር አይኽእልን ዝብል ወርቃዊ ህጊ አሎ።
@user-uf7wj1nn8t
@user-uf7wj1nn8t 17 дней назад
እሞ ደብረፄን ተዝኸድ ዳአ ንዛ ዝተረፈት ቁርማምመሬትን ህዝብናን መጠፈአ
@almaz.8056
@almaz.8056 17 дней назад
Getachew must go.
@HermonGoitom-xr9vi
@HermonGoitom-xr9vi 18 дней назад
አቦይ ስብሐት ደአ መንእሰይ ደዩሞ
@user-sx9ss4pq2f
@user-sx9ss4pq2f 17 дней назад
ኤረፍሬንድበአማርኛዉጠፈሽምነዉ?
@user-jy5zw1vs9u
@user-jy5zw1vs9u 16 дней назад
በህወሓት ውስጥ የታየው የስልጣን ሽኩቻ ለብልፅግና የተሻለ ተላላኪ መሆን እንጂ ለትግራይ ህዝብ የሚያመጣው ለውጥ የለም።
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 18 дней назад
ከይመሰለካ ፃድቃን ንሕወሓት ዝኸሐደ 1993 ዩ ኢታማጆር ኮይኑ መፈንቀለ መንግሰት ዝሞከረ ዩ ምሽጥር ኢልና ዝሓዝናዮ ዩ ክፈና ሳሞራ ዘክሸፍዎ ሕጂ ክንፈን ሳሞራን አብዘይብሉ ንትግራይ ይዕንድረላ አሎ ዓገብ ግበር ንበሎ እቶም ናይ ውድብ መራሕቲ ናይ ባዕሎም መሰረታዊ ድክመቶም ይፈትሹ እንተ ትዲኤፍ ወይከ ፈተኸ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 18 дней назад
ትራንስ +ትእመት+ አልመዳ+መሰፍን እንጂነሪንግ +መደሀኒት ፈብሪካ ኩለን ሕገ ወጥ እየን በትሕቲ ግዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ብህፁፀ አብ ቁፀፀር ከእትወን አለው
@cascadeanalog320
@cascadeanalog320 18 дней назад
TIGRAY JUNTA A Cursed nation !
@AberhaGirmay
@AberhaGirmay 18 дней назад
ስታሊን ሐወና ድሕሪ ዓወት ውድቀት አብ 21ክፍለ ዘመን ይድገም አሎ ናይ ብልጽግና ስጋ ወደሙ ስጠዓሙ ካብቲ ዝነበረ ዕጽዋን ክባን ንላዕሊ ዝሐመሙ ፖለቲከኛታት ንህዝቢ የሐምዎ አለው ሐዚ ግን ፈታውን ፀላእን እናተነፀረ ይኸይድ አሎ ምእንቲ ትግራይ አይበልኡ አይሰተዩ ዋጋ ከፍሎም ሐለፎም አከል ጉዳእት እዊን ምስ ቃንዘኦም ይርከቡ ብኸብደም ዝሐሰቡ ዝሰብሑ ፖለቲከኛታት ብህዝቢ አናመሐሉ ነቲ ካብ ጉድጋድ ዘወፅኦም አብ ዎጋ ዕዳጋ የቅርብዎ አለው ሕዝቢ ትግራይ ከምቲ አብ ኢትዮጵያ ዝተአታቶዘሎን ናይ ፖለቲካ ሕማሶ ኮሐሎ መሲለን መንቀሮ ቀርበቶም ቀይሮም ናይፖለቲካ ነጋደ አደብ ግዝኡ ክባሀሉ አለዎም።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 18 дней назад
ስታሊንግ እቲ ሓቂ ፍንትው ኢሉ ክወፅእ አለው ኮነ ኢሎም ንውድብ ከፍርሱ እኒ ጌታቸው ይሰርሑለው ህውሃት ከአ ንህዝቢ ትግራይ አብዚግዜ እዙክይ ውሕስና ትግራይ እዩ ፕሪቶርያ ዝፈረመውን ህውሃት እዩ ናይ ህዝቢ ውድብ እዩ ስለዚህ እቲ ሓቂ መን እዩ አብትግራይ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ዘስእን ዘሎ ግዚያዊ መንግስቲ ውሽጢ ዘለው እዮም።
@edenayele1720
@edenayele1720 18 дней назад
እዛ ነዉራም ዉድብ ኤርትራ ሐራ አዉጺአ እምበር ነተጋሩ ሐራ አየዉጽኤትን
@bereketwoldesmon7509
@bereketwoldesmon7509 18 дней назад
እስታሊን ጀግና
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is 17 дней назад
"ፈቲና ስልጣን አይንህብን ይመጥሉና" መትከል ነባር ህወሓት
@almazgiday9935
@almazgiday9935 17 дней назад
ጌታሸው ዝገብሮ ዘሎ ሐዊ የእትው አሎ ንእስነቱ አይምነዋ ህዝቢ ትግራይ እታይ ዝገበረ እዩ ጌታሸው ፈጣሪ ይፍረድካ እቶም ጀጋኑና ዝሐለፉ ንህዝቦምን ንዐደሙን እዮም አብ ገነት የንብሮም እዚ ሰክራም እዚ ግን ፈጣሪ ኢዱ ይሀቦ ።
@Natan-u3x
@Natan-u3x 18 дней назад
እስታሊን ህራሰ የለን
@gaydigets7061
@gaydigets7061 18 дней назад
እዚኦም መረሕቲ ጠቅላላ ናብ ሕጊ ከቀረብ አለውም ናይ 30 ዓመት ኦዲት ከገበር አለው።
@wediofla3230
@wediofla3230 18 дней назад
That will happen after Abiy is removed.
@user-wg1nx9ob4h
@user-wg1nx9ob4h 17 дней назад
No strong political party; no healthy political struggle that benefits the general public.
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i 14 дней назад
ተኽላይን ሊያን ሰብ ኾይንኩም ተሳኣይልኩም። ጠረጥቲ። ስታሊን ኣብ ትግራይ ዝተዓፈና ሙሁራን ድለየና። እዚ ዓፋኒት ስርዓት ዓድዋ ግን ሰልቹዩና። ዓወት ንጌቹ።
@TesfaAbay-w9m
@TesfaAbay-w9m 18 дней назад
አቱም ዓያሹ ተጋሩ ልቢ ግዝዑ ትግራይ ትፈረሰት ታይ ተጠቀምቲ ኢኹም መብዛህትኹም ናይ ፀላኢ መሆጎሲ ትኾኑ አለኹም ወጠም ወጠም አይትበሉ ትፀገም ዊዒሉ ሀዲሩ ንመን ይጎድ ተይልኩም ንህዝቢ ትግራይ እዩ ህጅጉን ህሰብሉ ፀላእቲ ብጣዕሚ ከበሮ ሀምሀም ይወቅዑ አለው በህልፊ ብዙህ ገበናት ዝፈፀሙ አብግዕዚና ዝተበረኹ ሀለፍቲ ኢና እናበሉ ናይፀላእቲ ተላላእክቲ ኮይኖም ህዝቢ ይህምሱ አለው ።ሀዝቢ ዓገብ ክብሎም ይግባእ። 26:56
@zuriashberhane2613
@zuriashberhane2613 18 дней назад
ሕዝቢ አበይ አሞ ፈለጥናኗም?
@user-wb6wd5ts7v
@user-wb6wd5ts7v 18 дней назад
ስታሊን ካብዙይ ኩሉ ትብሎ ግን ህወሓት መስመር ህዝቢ ዩ ነገር ግን እቶም ዘለው አመራርሃ ግን አይምጡንን ይውረዱ በቃ ይበሉ
@LeakeGebremaryam
@LeakeGebremaryam 17 дней назад
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c 18 дней назад
ብሱሩውን እቲ ናይትግራዋይ ስብእና ናበይ አትዩ?
Далее
Decompress small game, have time to play it!
00:35