Тёмный

#Zaramedia 

Zara Media Network -ZMN
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 46 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/support-zara-med...
gofund.me/6229ecd0
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Развлечения

Опубликовано:

 

11 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 277   
@Zaramedianet
@Zaramedianet 24 дня назад
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 11 дней назад
I don't have this app??
@abebakebede1270
@abebakebede1270 23 дня назад
አታ ንትግራይ ዴ ይሰርሑ አለውዶ ትብል እንታይ እዩ ወሪድዎ ህዝብና እግዚአብሔር የሓግዞ ህዝበይ !!!
@asenaashenafi7665
@asenaashenafi7665 24 дня назад
ናይ ሸኸት /ዓፋር ተመዛበልቲ ትኩረት ሀብሉ ህዝቢ ብሽግርን ጥምዬት ሞይትና አብ ኩሓ ዘለና ኢና ስታልን ሓወይ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 23 дня назад
ናይ ሽኸት እማ ስሙ ኣልዒሎሞ ኣይፈልጡን ዋላ እቶም መራሕትን ፓለቲካ ፓርትትን 😢
@stm6284
@stm6284 23 дня назад
@@asenaashenafi7665 ሽኸት ዝብሀል ዓዲ ዓፋርኸ አሎ ድዩ
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 23 дня назад
ተመስግን ትግራይ ረኪባ ከይትቀስስን ናይ ውሽጢ ለያቡ ምእካብ ሰላም ናቦቱኡ ይመለስ ❤❤❤ ፈጣሪ ይሐግዘኩም
@alain2000-v1b
@alain2000-v1b 24 дня назад
"ካብ ጸባ ዝይተረኸበ፣ ካብ ማጨባ።" ኣብ ባይታ ዘየለ ኣብ ሚዲያ እዩ ነገሩ ስታሊን። ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣሰካፊ ኩነታት ብናይ ሚዲያን ሃለውለው ክቕየር ኣይክእልን እዩ።
@user-gg4zf9oj8k
@user-gg4zf9oj8k 23 дня назад
በጣም የሚያሳዝነው ይሄንን ሁሉ ህዝብ ና ወጣት አሰበልተው እነሱ ማጅራታቸውን አሳብጠው ትግራይን ያምሶቱል የትግራይ ደም በእጃቸው እንዳለ ይወቁ❤❤❤❤❤
@gggf5415
@gggf5415 23 дня назад
ስታሊን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
@NegasiFsha
@NegasiFsha 23 дня назад
@kidusgebremichael1754
@kidusgebremichael1754 24 дня назад
ዘይሓልፈሉ ህዝቢ መደናገርቲ ጥራሕ ተሪፎም የደናግሩና አለው
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 23 дня назад
መትከል አይቅየርን እዩ እስታሊን እንተኮነ ግን Tactical and Strategic ኢልካ ደአ ትፈላልዬ መስለኒ
@mebrahtukalayu1869
@mebrahtukalayu1869 23 дня назад
አለዉ እዮም ዝተደሓዙ
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw 24 дня назад
እዚ ተታሒም ወይ ድማ ክታሓዙ እዬም ኢልካ ምዝራብ ገበነኛታት ንኽሃድሙ ወይ ድማ ንኽጠፍኡ ደሕራይ ድማ ጠፊኦም ክባሃል ምእንታን ኢዩ
@haftaymehari9028
@haftaymehari9028 24 дня назад
ሓጺን ማይ ቡንባ እኮ ጎሮሮ ሰብ እዩ።
@TsegaTsegaGerezihar
@TsegaTsegaGerezihar 23 дня назад
Egzabiher amlak ms wutsuat hzbi tigray ykun amen tselaetna yetfeaelna
@mouzkebebew7842
@mouzkebebew7842 24 дня назад
ፍንጫሕ መሰገልና ታህዲድ / አረብኛ / አጠቃቅማ ትርጉም
@frehiwotthaimanot7894
@frehiwotthaimanot7894 23 дня назад
Really you are hero.
@AsfawTareke-qd3ww
@AsfawTareke-qd3ww 21 день назад
ቀፅለሉ ኣንታ ጅግና
@DanielMinasie-zk7ji
@DanielMinasie-zk7ji 24 дня назад
After , humera , GETACHOW must go to his PP office in Adis,otherwise Tigray will be in new Derg.
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
Exactly (ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 23 дня назад
​@@zaebakulu8553Dedeb 10+1 GETACHEW IS EXTRAORDINARY
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 11 дней назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 I am proud of you
@halofomeabay62
@halofomeabay62 23 дня назад
Principles is absolutely true .You are not known political analysis
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 23 дня назад
ጥዕና የብሎምን ድዮም እዞም ሰባት ናይ ሽዋ ህማምም ዶተመሃላሊፍዎም እስታሊን ጉዶም አውፃአዮም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@halofomeabay62
@halofomeabay62 23 дня назад
You are right
@halofomeabay62
@halofomeabay62 23 дня назад
@@zaebakulu8553 getachewe temarikal be pp
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 23 дня назад
ትግራይ አድሑኑልናባ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 23 дня назад
አንቱመ ሰባት በጃኹም ትግራይ አድሑኑልና
@semeregebre2835
@semeregebre2835 24 дня назад
sensitive analysis or evaluation ብጣዕሚ ፅቡቅ ወሳኒ ኣጀንዳ እያ ስታሊን የቅንየልና። ብዝኾነ ብዛዕባ ኣይተ ጌታቸው ረዳ እንተኾይኑ # ሆድ ይፍጀው ዝበሃል ዘረባ ኣሎ። ከምኣ ኢያ ዘላ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@freybare5825
@freybare5825 23 дня назад
l said before and I will say it again I am very fed up with the new leadership skills too much drama
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 24 дня назад
Eske seq belu lekbatat Adetat Tigray eshelat deqen senen keyakilen hezi nieshtoy selam rekiben deqas deo senkum haqey Gecho, Debrx kitblu meret zearebkum dehulat felalyti zerekum yitfae
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 23 дня назад
ትግራይ አድሑኑልና ሓደራ በቶም አሸላት ይኹንኩም
@ibrahimahmed775
@ibrahimahmed775 11 дней назад
You are so wenderfull Guy 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on 23 дня назад
ዝወደይ አይትሕረቅ ትዐርግ አለካ ተጋዳላይ እስታሊን.
@Gezahagn-p5v
@Gezahagn-p5v 23 дня назад
ግዴታ ክሕነቑ ኣለዎም አደም ህዝቢ ትግራይ ቀልዲ ይቑረ
@user-ld8jy6rf5u
@user-ld8jy6rf5u 23 дня назад
ዲልየት ዜና ንበሎ ግን ግምት ኣብ ትዕዝብቲ ወዲቁ ኣረ ሕደጉ ብጀጋኑ ስዋኣት ኣትቀሊዱ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@user-td4xn8ex9c
@user-td4xn8ex9c 24 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 23 дня назад
Great media of tigray
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 23 дня назад
ክሳብ ሎማዓልቲ ሰዓት 12 ንጉሆ ዝተኣሰረ አይረኣይናን ኣይሰማዕናን
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 23 дня назад
"ንሌባ ሌባ እንትሰርቆ ፤ንፈጣሪ ይደንቆ "ማለት አይመሰለተን ዶ? ምእሳር ጀሚርና! ንመን?
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 23 дня назад
​@@zaebakulu8553 ብናይ አሜሪካ ፖሊስ ምዕጃብ ማለት እንታይ ድዩ ውፅኢቱ ?ዕድመ ን ሲአ ኤ(CIA)
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 23 дня назад
​@@zaebakulu8553ሕሶት አራት ኪሎ ንመቐለ ዘምረሀት መሲላ !አምኪና ።አውዲምና።ቀቲልና።አሲርና።አማኺርናን ተለሚናን ።ሓተላ ታሪኽ ወግዕታት።
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 20 дней назад
እስታሊን.ሓወይ.ቃልስኻ.ፅቡቅ.ነይሩ.አመራረሓ.ተጋሩ.ክዕረዩ.ኣይካሉን። ቀፅለሉ.ብሓቂ.ቁኑዕ.ተቃላሳይ.መረኣያ.ናይቶም.ንትግራይ.ንፈትሕን..ንሰላምን..መስዋኣትዝኾኑ.መረኣያ.ዝኾነጅግና።❤❤❤
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 23 дня назад
ጅግና ስታሊን ሓወይ
@KburomMeresa-j8x
@KburomMeresa-j8x 24 дня назад
❤❤❤❤
@weldesemayatseyoum7591
@weldesemayatseyoum7591 23 дня назад
Very informative as usual, great❤
@user-zk8jw2ft2l
@user-zk8jw2ft2l 23 дня назад
ኣብ ሓሚዳይ ዘሎ መኻዚኖታት ግና ትማሊ ብዙሕ ይዕሽግዎ ነይሮም ተባሂሉ ። ቱሓፃዊን እንዮ እዩ ማለት እዩ ኢለ ባዕለይ ንባዕለይ ተፅናዕኒዐ ።
@beltuamare6421
@beltuamare6421 23 дня назад
Tsarefuba. Kabiom taititsibei
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 24 дня назад
ብስሩ ኸ ገበኛ ምሓዝ ብማሕበራዊ ሚድያ ድዩ።ሚሽጥር ኣይኾነን ድዩ ዝትሓዝ።ናይ ሓሶት ሓሶት ንህዝቢ መደናገሪ እዩ ።ጉባኤ ብግድን ክግበር ክንፅር ኣለና እየ ዝብል ስታሊን እንተዘይ ኾይኑ ኣደዳ ኣብይ ኣሕመድ ንኸውን ኣለና።
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 22 дня назад
ጅግና ህዝበይ በዞም ረሳሓት ዕስባት ኣርባዕተ ኪሎ ተዋረደ ከብዶም ኣዚፊፎ ከም ሓሰማ ኣየ ዓደይ ኣምላክ ይርዳእኪ አረ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ እንተንጥይቅ ብጣዕሚ እዩ ዘደንግፅ ኣሕዋተይ ናይ ትግራይ ነገር እግዚኦ ንበል ፍትሒ ካብ ሰማይ ክወርደና እምበር ካብ ምድሪ ፍትሒ ምፅባይስ መጥፊእና እዩ
@user-nd8hf7lw5p
@user-nd8hf7lw5p 24 дня назад
❤❤❤
@GebreGebremedhin-kg4mw
@GebreGebremedhin-kg4mw 19 дней назад
CorrectI respect Stalin more than anything because of real media not only for tigray but for all Ethiopian
@ffff8192
@ffff8192 19 дней назад
❤❤❤❤❤እስታል ወዲ ህዝቢ ትግራ
@FesehaZemikal
@FesehaZemikal 23 дня назад
እታሊን ሓወይ ሓቅካ እንዲካ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ውድባት ሽሞም ዘይላዓል እኮ ደካማታት ሰለ ዝኮኑ እዮም።
@halofomeabay62
@halofomeabay62 23 дня назад
Getachawe temarical be pp
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 19 дней назад
Serfdom neseyas eyom zhbwo hbirna eseyas netfaayoesyas keytef a selam yelen
@AtakltiBelay-hu9xe
@AtakltiBelay-hu9xe 23 дня назад
ዛራ ሚድያ ሕዚውን ከም ቀደምኩም ኣብ ሓቀኛ ፍልፍል ሓበሬታ ምሃብ ተወዳዳሪ ከምዘይብልኩም ህዝብኹም ልዕሊ 100% ይኣምነኩም ኣሎ። እዛ ሪኢቶ እዚኣ ካብ ተኸተልትኹም ዝሰማዕኹዋ እያ።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 24 дня назад
ኣቱም ሰባት ቅልጡፍ ስጉምቲ ይወሰድ ። ካብ ጽንተት ዝወጸ ህዝቢ ናብ ካልኣይ ጽንተት ከየእትዉዎ ብእዋኑ ስጉምቲ ይወሰድ ። እዞም ሰባት ከሓድቲ እዮም ። በስቢስና እና ኢሎሙና እዮም ። ስለዚህ እንታይ ይጽበሎ ህዝቢ ትግራይ?
@vvg5520
@vvg5520 23 дня назад
ብዓርሡ ይጀምር ንቀደም ግምት
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 23 дня назад
ንዓይ ዝመስለኒ ህደሙ እዮ አሕሊፍኩም ከይትህብና አምልጡ እያ ትመስል ።
@danigsahle
@danigsahle 23 дня назад
እዚ ኣብ ማሕበረሰብ ራያ ዝግበር ዘሎን ዝጸንሐን ናይ ምንእኣስን ሽም ናይ ምሃብን ጉዳይ ግን ትኹረት ክግበረሉን ብህጹጽ ክዕረን ዝምልከቶ ኣካልን እቲ ህዝቢ ባዕሉን ተገዲሱ መስመር ከእትዎ ኣለዎ። ንህዝቢ ራያ ሓዊሱ ንካልኦት ክፋላት ማሕበረሰብ እውን ንአብነት ከም ጸለምቲ፤ኢሮብ፤ ኩናማ፤ወልቀታይ ወዘተ እናበልኻ እናድፋእኻን ሽማሽም እናሃብካን ናይ ትግራዋይነት ደረጃ እናመደብካን፤ እሙንን ዘይእሙንን እናበልና ጠርዚ ድንቁርናና ዝኾነ ኣካይዳ ብህጹጽ ክንእርምን ህዝቢ ባዕሉ ከረባረበሉ ዘለዎን ጉዳይ እዩ። መበታተኒናን መጥፊእናን ክኸውን እምበር አይጠቅመናን። ኩሉ ህዝቢ ትኹረት ይግበረሉ፤ካብቶም መራታት መራሕትና እኳ ምንም ተስፋ የብልናን።
@LETUSHHADERA-ec7qt
@LETUSHHADERA-ec7qt 11 дней назад
thanks mor
@ethiopiawitabraha330
@ethiopiawitabraha330 23 дня назад
ካብ ንማአዝ ፍትሂ አብ ትግራይ ነይሩ ይፈልጥ ፍትሂ አብ ትግራይ የለን እቶም ጀጋኑ ንምንታይ ከምዝተሰውኡ አይፈለጥናን ብከንቱ ደሞም ፈሲሱ ቀርዩ😢😢😢
@vvg5520
@vvg5520 23 дня назад
ጨናዊ ሓማስየን
@abme2528
@abme2528 23 дня назад
ብጥአሚ ሃዚና ይገርም እንታይ ማአት መጺዮና ጉድ😭😭😭😭😭😭😭😭
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 23 дня назад
ሰታልኒ ነዞሙ ጋሓፋት ፅብቁ ገበሪካዬ
@haftommichael
@haftommichael 9 дней назад
ጂግና ትግራዋይ እካ ባሓቅ❤❤❤❤
@SeidFentaw-jy1lf
@SeidFentaw-jy1lf 22 дня назад
በርታ ወንድማችን
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 24 дня назад
Thank you Stalin ❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@MahiletBerhu
@MahiletBerhu 23 дня назад
ትክክል
@hadish9672
@hadish9672 23 дня назад
TPLF is not innocent as you said.Who bring this alle of Tigray People's sufferd? They didnt doen nothing for 27 years. The Tigray People's they sufferd because of lack of water. Did you ask yourself this qoition why do you think didnt happend and they didnt doen the "Socalled TPLF leaders what important for the Tigray People's?
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 24 дня назад
Spreading terror among the people this is horrible situation in tigray
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 23 дня назад
😢ህዝቢ መጫወቲ ይገብርለው ሓዝናዮም ሰደግናዮም ናበሉ
@Solraya-ir6fu
@Solraya-ir6fu 24 дня назад
ስታሊን ናይ አለም ገብረ ዋህድ ን ናይ አቦይ ስብሃት ናይ ስልክ ንግግር ሰምዕኻዮ ዶ
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 23 дня назад
Blaming PP is not hold water. But it will be morally wrong to work for PP
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@yemanetesfaye2108
@yemanetesfaye2108 23 дня назад
እስታልን እንኳዕ ንመበል 2 ዓመት ዛራ ሚድያና አብጻሓና አከባቢያዊ ጉጅለ ንተጋሩ እይጠቅመናን እኳድአስ ጎድኡና ብዙይ እዮም እንደመቀዘዉዱ በአፋና ዝምፃእናዮ ፀለእት እበር ተጋሩእዮም በአካባቢ እንተኮኑ ህዝብ አድዋ እና ራያ ጭዋ ህዝብ እዩ።ንትግራይህዝብ ምስ ፀላኢ ኮይኖም ዝጨፍጨፍው ግን ባንዳታ ሐረገወይን ምስ ጓላ ዮሐንስ ሸሪፎ እረጋዊበርሄ። ሙሉነጋ። እዝኦም። እኮ ደቅ ራያ አይኾኑን ዝብእስያ አብዘይፈልጦ እድ። ኽይዱ። ቅርበት እንጽፉለይ። በለ።እንካብ ጌታቸው ንላዕል ትግራዋ። ብተግባርእይረእናን።
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 23 дня назад
ኣይተ ግርማይ በርሀ ዘይብላ ውድብ ውድብ ኣይኮነትን ነይራ ውድብ--------------!
@asgedombeyene5438
@asgedombeyene5438 19 дней назад
🏆🏆🏆🏆
@yemanegebreselassie8780
@yemanegebreselassie8780 24 дня назад
እዞም ካድረ ከሐድደና ወይ ከፈራርሐና ደልዩ እዪ ልብሉ ብስርቂ ይጥርጠሩ ድዮም ኾይኖም?
@vvg5520
@vvg5520 23 дня назад
ንዓርሡ ለባ እድዩ ግምት ብአብዪ አሓመድ ዝጉተት ብዕራይ
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 22 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t 23 дня назад
መራሕቲ ህዋሓት ብደም ህዝብን ፣ መነአሰይን ትግራይ ዝቅልዱ ፣ ዝጫወቱ እዬም
@vvg5520
@vvg5520 23 дня назад
😂😂😂ዳግምት ተቃፀላ አውዕር😅
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf 23 дня назад
እቱ ተሓቢኡ ዝገበለ ተመን ልኡኹ -ልኡኽ ምፍራስን ምፍንጫልን ብኢፋ ጀሚሩ። ዘይተዓደለ ህዝቢ!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 23 дня назад
ዎው!ህማም ጎረቤት ተመሓላፊ!ተለቪዥን ትግራይ ከም ETV,EBC,FANA,NEW WALTAን OMNንን ተፃሒፊ ዝተዋህቦ ምንባብ ጀሚሩ።ናይ ጋዘጥኘት ውርደት 'ዶ ሕሶት? ካብ ዕሱባት ብልፅግና ፈጣሪ ይሰውረና ።ካብ ፖሊተከኛታት'ማ ከሲርና !
@user-tv9nm2fz4c
@user-tv9nm2fz4c 23 дня назад
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለና ከመይ ኣባላት ዛራ ሚድያ ንኸውን?
@AbrahamAbera-r6b
@AbrahamAbera-r6b 23 дня назад
ወዲ ሪመይ 💊
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 19 дней назад
Weyanen shaebya hade eyu mstromeseyas balwereket eyu weyan emgn selahta eyom
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 23 дня назад
አታ ዘሕዝን ዝገርም ዉሉድን ወላድን ተፈላሊዩ ብአዉሎ ንፋሕ ፍንጭር ዶ በለ ይገርም ትግራይ አድሕኑዋ
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i 24 дня назад
አብ ዝባን ህዝቢ ድራማ ምስራሕ እዩ
@user-sq9oq2dp1b
@user-sq9oq2dp1b 23 дня назад
ግእዝ እዩ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 24 дня назад
አንበሳ ውሃ እስታሊንግ ሓወይ ሓቂ ውሃ ትዛረብ ሓቂ ከአ አሸናፊ እዩ ብርትእ !!!!
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 23 дня назад
ከምዚ ዓይነት ሓሶትን ህዝቢ ምጭብርባርን እንታይ ይበሃል ። አረ እዚኦም ሐሸዉትን መጭበርበርትን ህዝቢ ሆ ኢሉ ክጉሕፎም አለዎ
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 23 дня назад
ሥርዓት ህጊን ዘይገዝኦ ፖለቲከኛን ሌባን ናይ ህዝቢ ዱላ ክገዝኦ ይግባእ፤ህጊ አብዘይኽበረሉ ዓዲ ህዝቢ ባዕሉ ህጊ ከኽብር መሱሉ እዩ።
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q 23 дня назад
አቱም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ነዞም ካብ ዓሰርተ ዚመፁ ጸላእቲ ምስ አጽዋሮም ሐምሽሽኩምሲ ብተላአአኽቲ ብልጽግና ባንዳታት ትግራይ ዓወትኩም ክምንጥልኹም ሕሰቡ ዓዲኻ ክዝመት ዶ ዓይኒኻ ይዕመት ተላዓሉ መንእሰያት ትግራይ ደም ህዝብ ትግራይ ዚሰትዩ ዘለዉ ዓለቅቲ ብማዕበል ካብ ስልጣን አውሪድዎም ሰራዊት ትግራይ ተላዓል መስዋእትኻን ስንክሊናኻን ንስኻ ብጡሙይ ከብድኻ ዳግም ብባንዳታት ትምንጠል አሎኻ ተላዓል ንመሰልካ ንጊዚያዊ መንግሥት ክሳዱ ሐንቅኩም መሰልኩም ጠይቁ ፌደራል ገንዘብ ይሰድድ አሎ መሰልና በሉ እቲ ዚገሪም ሰረቀቲ ክሕዘኩም እየሞ ህደሙ ኦዲት ከይገብሩና ጥፍአትና ከይፍለጥ እሉ ብልጽግና ትግራይ አውጁ ዚገሪም ኢዩ ፈስ ያለው ዚላይ አይችልም አሉ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ልክዕ ካምታ በዓል ኣሉላን ራስ ሓጎስ ን ተባኢሶም ትግራይ ን ምኢቲ ዓመት ኣብደልሃመት ዘእተውዋ ሐዚውን ብጌታቸው ንሳ እያ ትቕፅል ዘላ ጌታቸው ብቕልጡፍ ክእለ ኣለዎ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 23 дня назад
ትክክል ኢኻ ስታሊን ! መንግስቲ ሊያቡ ክትሕዝ እዩ እንትብል ሕዝቢ ዓብዪ ተስፋ ነይሩዎ ግን ወይከ ኣሽንባይ ክትህዝዎ ኣብዝባኑ ዝረአ ፃፀ እውን ኡሽ ኣይበሉሉን መረሳስዒ እዩ
@tegakasayi1569
@tegakasayi1569 24 дня назад
ለባምይ እስታሊን ሓወይ
@tesfayeberhe8590
@tesfayeberhe8590 23 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@user-kh8ke3fm5p
@user-kh8ke3fm5p 23 дня назад
ክካብ ወረዳኡ ዝኸደ ካድረ ጌታቸው ሓሚመ ኢሉ እቲ ተኣካባይ ኣብ ፈቆዶ እንዳ ሻሂ ዕንክሊል ክብል ውዒሉ።ጉጅለ ዕንክሊል ዕንክሊል ክብል ኣብ ሓደጋ ከየውድቀና ስግኣትና እዩ።ግዝየዊ መንግስቲ ክሳብ ሕጂ ኣብ ባይታ ኣይረገፀን።ቅንዕናን ግልፅነትን የለን ።ኣብ ዝበሎ ኣይርከብ ትማሊ ዝተዛረቦ ሎሚ ኣይደግሞ።መሕዘንቲ።
@user-tu5zd4hq1o
@user-tu5zd4hq1o 23 дня назад
ካብ እቶም ግዝያዊ መንግሰቲ ትግራይ አቅሪብካ ሕተተልና ገታቸዊ ትግራይ ይሕምሰ አሎ
@DesalegnZenebe
@DesalegnZenebe 23 дня назад
እስታሊን .ናይ ፓሊስ.ስራህ.እዮ
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu 24 дня назад
ጊታችው ረዳ ንብዕሉ ህጋዊ አይኮነን። ህጋዊ መንግስቲ አብ ፕሮቶርያ ሽይቱ ባዕሉ ናብ ስልጣ ክጤጥ ዝበለ ካብ አቢይ አህመድ ዘበሰ ኢዩ። ስለዝኮነ ዝይ ህጋዊ መራሂ ህግ አይፌጥን። ንትህጊ እውን ባዕሉ አፍሪስዎ አብ ፕሪቶራይ። ህዚ አብ ትግራይ፤ 1። ሃጋዊ መራሂ የለን 2።ህጋዊ መንግስቲ የለን 3። ህጊ የለን እቲ ሃቂ እዝይ ኢዩ። ዋላ ጊታችው ረዳ 100 000 ሽሕ ተጋሩ እንተ አሰረ እቲ ሃቂ አይልወጥን ምክንያቱም ህጊ የለን። ሰብ ብምእሳር ስለም አይረጋግጽ። ብስሩዕ ሕጊ ስራህ ምስራህ፤ፍትሂ ጥራይ ይሰፍን። ዝኮነ ሰካራም ሰብ ሰለ ዝኣሰረ ሰላም አይመጽን። እሞ ግይታችው ይወገድ እቲ ዝፈረስ ህጋዊ መንግስቲ ናብ ስርሁ ይመለስ ምስ ሃይሊ ትግራይ ህስራህ። ጊታችው ረዳ ምስ ኢ ሕጋዊ ጊዝያዊ መንግስቱ ይወገድ ብዙህ ጸግም እንተ ወሰከ አብርእሲ ጽገም ተጋሩ። ተጋሩ መስልኩም ፍልጡ ህጋዊ መንስቲ ነብ ዝነብሮ የመልሰ ምስ ሃይሊ ትግራይ ናይ ትግራይ ህላዎ ይሃሉ ጽሩይ መንግስቲ እስካብ እንሓንጽ።
@user-wb9dk4cr9l
@user-wb9dk4cr9l 23 дня назад
ሰላም ሓውና! እሞ ሰላም ኣብ ኩሉ ኸባቢናዮ ዘድልየና። ነቲ ዝጠቀስካዮ ኸባቢ ዝቀርብ ኤርትራ እንትኾን በቲ ኻልእ ድማ ዓፋርን ካልእን ድማ ከምኡ። ስለዝኾነ እቶም ኣሕዋትና እንብሎም ኤርትራውያን ሰላም ክኾኑ ንምነ። ይግበሮ። ግን ፅግዕተኛ ሓደርቲ ሻዕብያ ንምኾን ኣይፋል። ወግድ!!!
@yemanegebreselassie8780
@yemanegebreselassie8780 24 дня назад
እሞ እቶም ልተጠርጠሩ ደዊለ አይተኣሰሩይ ትብልለኻ። ኸዚ ኣምልጡ ድዩ ቱ መልእኽትኻ?
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 23 дня назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@MustafaMustafanur
@MustafaMustafanur 23 дня назад
Ezi miidia kab dimsi tegaru nay tewesenu sebat tiwigin aleka imo nibaelka gemgim stalin
@MebrahtomAbraha-rl9tm
@MebrahtomAbraha-rl9tm 23 дня назад
ንድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ዝግደስ ሰብ ንምንታይ ምስ ኤርትራ ተራከቡ ኢልካ ምዝራብ ንመን ክንጠቅም ኢና ንዛረብ ዘለና? ብዘይምዝርራብና ዝተፈጠረ ሽግር እንዳፈለጥናስ፡ እኳ ድ ኣስ ፀገምና ንምፍታሕ ምዝርራብ የድሊ ዘንጊዕና ኢና።ኣብ ሓድነት ክልቲኡ ህዝቢ ክስራሕ ኣለዎ።ፀጊሙና ዘሎ እቶም ምራሕትና ዝበሃሉ እዚ ኩሉ ፀገም እንዳሃለወ ንከይረዳዳኡ ተርዳዲኦም።
@TeklemichaelKidane
@TeklemichaelKidane 5 дней назад
ስታሊን ኣብታ ምፍላጥ ከም ወትሮ እናበለ ኣግኣዚ የቕርብ ኣሎሞ ከም ወተሮ ድያ ወይ ከም ወትሩ?
@tsinuelgebreweld8121
@tsinuelgebreweld8121 23 дня назад
ተፈናቀልቲንከይምለሱንምግባርዩ
@MebrahtuWuneh
@MebrahtuWuneh 23 дня назад
ኤነ ዝመስለኒ ግን ኣጀንዳ ንምቅያር ኮኘ ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ ይመስለኒ
@berhanabay7338
@berhanabay7338 18 дней назад
ሰታንሊን ፣ንደበረ ፅዮን ሐግዙዎ ትግሪይ እለድና እጥቆም አይፈትህን ከም ዘለውዎ ፀላኢ ይህልው እምበር ፍታሀ ዙብሎም never እቲ አበይቲ ዘረከቡዎ የናሰህ !!!
@negasallemayehu4214
@negasallemayehu4214 23 дня назад
ይበል ሎሟዓንቲ ረኺብካዮም እቶም ኮራኹር, ስብእናን ቅንዕናን ህዝባዊ ውግንናን ብጥቕኦም ዘይሓልፍ ንኸብዶም ዝሓደሩ ሱሱዓት እዮም። ን3ይ ወያነ ድማ በርትዑ ፅቡቕ አለኹም ዝብል መልእኽቲ ምሕላፍካ ብጣዕሚጠ ትኽክል እዩ
@beletu7041
@beletu7041 23 дня назад
መን ንመን ክሕዞ ኩሎም ንባዕሎም ኩሎም አብኡን ክንድኡን ዝተጨማለቁ ድረዘኒ ክደርዘካ ሕኸ ኸኒ ከሐከ ካ ህዝቢእናሕዘንካ እናጎሀኻን ግዜ ምጉታትዩ እዞምሰባት ክመርሑ አቢወምን አቢወምን ዩ ዓዲን ህዝብን አያሐምሱ ዋ
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 23 дня назад
Nidedebit media kemuu belo
Далее
кажется, началось
00:45
Просмотров 1,9 млн
Help Barry And Barry Woman Scan Prisoners
00:23
Просмотров 3,4 млн
ToRung short film: 🙏save water💦
0:24
Просмотров 77 млн
Вы так любезны
0:16
Просмотров 3,2 млн